Muza TV - New comedy ፍሉይ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ส.ค. 2024
  • ©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel.
    #biniamgirmay #comedy #habesha #eritreancomedy #funny #tigrignamusic #eritreanmusic #ethiopianmusic #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #film #ethioforumኢትዮፎረም #minas #bbc #tdf2024

ความคิดเห็น • 608

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu หลายเดือนก่อน +14

    ካልኣይ ክፋል Pls. እተን ጫምን ክዳንን ኣይትረስዕወን 😅😊

    • @ConCourseAB
      @ConCourseAB 25 วันที่ผ่านมา

      እታ ናይ የማን ኢድ ሰዓት ከኣ

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes หลายเดือนก่อน +16

    ልክዕ ኣምጺዎ እዚ ወዲ😅😂

  • @filmonnguse330
    @filmonnguse330 หลายเดือนก่อน +25

    Tomi part 2 gberela moyte😂😂😂

  • @MerhawitTesfay-zf2rb
    @MerhawitTesfay-zf2rb 25 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂😂😂 perfect imitation of the mad dog, please keep the good work. I love it. Thanks Teme jigna and your partner for bringing such work. Great!

  • @user-xj1pi5ec6x
    @user-xj1pi5ec6x 29 วันที่ผ่านมา +3

    ሰሓቕን ብኽያትን ተሓዋዊሱና። ናይ ብሓቂ ስነ-ጥበብ። ብራቮ !!!!!!

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal หลายเดือนก่อน +10

    ዋዉ 💯አምጼካያ ብጣዕሚ ጐዳም አዘራርባ እንታይ ይግበር ጎይታ ንሕዝቤ ኤርትራ ይርኤ አሜን🙏🏾💕

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey 13 วันที่ผ่านมา +1

    ከም'ዚ ከማይ ነዛ ቪድዮ ደጋጊሙ ዝርእያ ኣሎ'ዶ😂
    ተሜ ድገሙና በጃኹም

  • @arkenhabte6154
    @arkenhabte6154 หลายเดือนก่อน +7

    እታ ርእሱ መሊጡ ይመለሰና 2ይ ክፋል ድምጺ 100 ሰንደል ከኣ ግበር ከምኡውን ሰዓት ኣብ የማናይ ኢድ😂😂😂😂😂😂

  • @messir363
    @messir363 หลายเดือนก่อน +10

    እዉይ ባዓል ኢንክላሎ
    መዘና ዘይብሎም ትፎፎ
    ጸሊም ታሪክ✅

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน

      ፎንጓጽ

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 24 วันที่ผ่านมา +1

      ተጋሩ እንድዮም
      ተጋሩ ድማ ኮሊሎም ኮሊሎም ናብ ህልቂት እምበር ቁምነገር የብሎምን

  • @user-jw9li3qh8w
    @user-jw9li3qh8w 28 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ሃለው ቴሜ ዝረብሕ ዶ ከይትሰርሕ ቀንጠመንጢ ኣቅሑት ክሽነ😂😂😂

  • @etuetufashion
    @etuetufashion หลายเดือนก่อน +2

    ውድቀት ኣብ ሃለወለው የውዕለካ እዚ ግዜ እዚ ጸዓት ካልእ ክተፍርየሉን ናይ 2016 ዝነበረካ ራኢ ክትሰርሓሉን ይግባኣካ ነሩ

  • @user-qu1lz5dw8f
    @user-qu1lz5dw8f หลายเดือนก่อน +3

    This is so hilarious for a second I thought he was real dictator isaise 🤣🤣

  • @asmarino598
    @asmarino598 หลายเดือนก่อน +2

    OMG what a talent 😂😂😂😂 loved it so much

  • @yohannestekie2880
    @yohannestekie2880 หลายเดือนก่อน +22

    በዓል ዘሮ
    ከይትመሃሩ ደኣ

    • @Yosiefjose
      @Yosiefjose หลายเดือนก่อน +2

      Zero tray ilka -100 eyom eziom

    • @kibo9101
      @kibo9101 หลายเดือนก่อน

      Fesawi

  • @ste972
    @ste972 หลายเดือนก่อน +2

    It’s the eye movement for me 😂

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 15 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂 ኣንታ ሳሓቅ ወዲኢኩሚና

  • @fanuelmesgena2945
    @fanuelmesgena2945 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ኢካ እባ ዝወረደ ኣተሓሳስባ ዘለካ "ነጅስ"
    ሓድስ ዓሻ ክኣ ኣምጺካ ኣይትውዱኡን ዲኩም

  • @paulosasmerom1404
    @paulosasmerom1404 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ሲ ትግራዋይ ኢየ እንዳ በልካስ እንታይ ዘዛርብ ኣለካ ብዛዕባ ኢሰያስ😢

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ዝገርም እዮ:: ክም ዘላታ ኮፍ ኣቢልዋ

  • @Znab11
    @Znab11 หลายเดือนก่อน +5

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍🏻👍🏻👍🏻

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 26 วันที่ผ่านมา

    ብልቢ ሕቡእ ዳይመድ ሉል ኢካ ንዓይ ዝወዲ ግን ቃልት እዚ ኣረጊት ከልቢ መሊክወ ሰይ ሰይ ሰይ እንቆዕ ሰብ ኣይስኣንኩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @ermiastekele5002
    @ermiastekele5002 หลายเดือนก่อน

    ትጋሩ ይሕዋትና የቀንየልና እታ ቡሉ ጨርቅኩም ረሲዕኩማ ኣደ ትግራይ ዕልል በሊ

  • @fab6025
    @fab6025 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚኣ ዶ ነፊዕካ ተመስገን ወዲ ብዳና

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ርጉም ድያብሎስ ኢሰያስ ክምዚ ገይሩ ኢድዩ ንህድብና ደሞም ዝሰትዮም ዘሎ ንፍዓት እንጀራ ዓለም ብልዑ ክምዚ ገርኩም ብጥቦምኩም ናብ ህዝቢ ኣናቃቕሕዎ እዞም ዝጻረፉ ዘሎዉ ከኣ ብዙሕ ኣይትገደስሎም እዚ ኢዩ ጸርፊ ኢዪ ዓቅቦም። ልክዕ ኣብጽዮ ዘረብኡ ክምዚ ገይሩ ኢዩ ኢሰያስ ተጻውትልና ዘሎ

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ መልሐስካ ኤርትራዊ ናይ ኢድካ ኣብ ዝሀለካ ሃሊካ ክሳድካ ተዘይ ቆሪጽካ ጡፍ በለለይ ከማካ ወዲ ሾርሙካ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን

  • @user-cj2nu8ug9e
    @user-cj2nu8ug9e 21 วันที่ผ่านมา

    What a great job keep going brother! U are just funny and u own incredible talent!!

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 หลายเดือนก่อน +6

    ክላአ ሃለውለው።

  • @zeritabreham6312
    @zeritabreham6312 หลายเดือนก่อน +7

    00000000000000000000000000000⁰000000000000000000 ኣታ ወድ መድሂን

  • @user-qw5xo2bo4n
    @user-qw5xo2bo4n หลายเดือนก่อน +3

    መቸም ወዲ ኣፌ ኣንበሳ ኣብ ልብክን ጽቡቅ ጌሩ እዩ ኣትዩ። ኣብ አንዳ ጉሓፍ ዲኩም ኮፍ ኢልኩም ዘለኩም ወላስ እንታይ እንድዒ ክንድምንታይ ሃመማ ይዓስልኩም ኣለዉ ። ንዓኩም ዲና ክንሰምዕ ወላስ ክንደይ ሃመማ ዓሊቦምኩም ኢና ክንቆጽር...

    • @senayzemen3963
      @senayzemen3963 29 วันที่ผ่านมา

      እቶም ሃመማ ን ደገፍቲ ዕቡድ ከልቢ እሰያስ ወኪሎም እዮም ዝዋስኡ ዘለዉ።

  • @EMH91
    @EMH91 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂ኢሰያስ ድምጺ መሊኡ ሰድድልካ ክኾውን ኣለዎ

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 15 วันที่ผ่านมา

    ግርም ጌርካ ኣቅርብካያ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ጆክ❤❤❤❤

    • @baqr4383
      @baqr4383 หลายเดือนก่อน +2

      Wekarya denqoro

  • @zeben5063
    @zeben5063 หลายเดือนก่อน +2

    2 ክፋል ክንጽበ ኢና

  • @MFish7980
    @MFish7980 26 วันที่ผ่านมา

    Thank you Teme and your Team! Great imitation 😅!

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +5

    ብሳሓቅ ከብድካ ዘቁሰል ድራማ ድክታቶር

  • @merhawiweldegebriel893
    @merhawiweldegebriel893 17 วันที่ผ่านมา

    I'm not a fan of this guy but this is hilarious 😂😅😂😅😅😂

  • @JohnGebrihiwet
    @JohnGebrihiwet หลายเดือนก่อน +2

    Tame hawey part 2 and cheheme keme nay esayass gebra bolo please 🙏 😅

  • @dahab8993
    @dahab8993 หลายเดือนก่อน +15

    ጽቡቅ ተሜ ቀጽሎ ❤❤❤❤

    • @AronAsefa-wn7sf
      @AronAsefa-wn7sf หลายเดือนก่อน +1

      Entay eyu ba keqexelo😂

    • @SimonErena-el4vz
      @SimonErena-el4vz หลายเดือนก่อน

      ኢሰያስ ከኣ ንዓኩም ምጽናት ክቅጽሎ ዩ

    • @AronAsefa-wn7sf
      @AronAsefa-wn7sf หลายเดือนก่อน

      @@SimonErena-el4vz አይ ፈሊጥካስ

  • @user-ox5ok5df4w
    @user-ox5ok5df4w หลายเดือนก่อน +1

    Nice job bro please part 2

  • @raiseup4000
    @raiseup4000 หลายเดือนก่อน

    What a talent 😀😀😀 you’ve also won 🥇 a sarcastic award congratulations. On your victory

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 หลายเดือนก่อน

    ሃሃሃሃሃሃ😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂 ጽቡቅ ስራሕ

  • @habeshamehrer7962
    @habeshamehrer7962 17 วันที่ผ่านมา

    🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢 ዝሓመቅካ ሰብ ኣብ ዓለም። ንስኻ ተላገጽ ጥራይ

  • @abrahampeace8083
    @abrahampeace8083 หลายเดือนก่อน +1

    Azmarino Hope ከምዚ ዘይመሰልካና ኔርካ! " Interview with the vampire"

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 15 วันที่ผ่านมา

    ክክክሰ ዋይይይይይ ጂግና

  • @user-vc4jz7ij8i
    @user-vc4jz7ij8i หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ማለት ኢዩ ሕጂ እዚ ጠፈሻት

  • @jonjon9469
    @jonjon9469 หลายเดือนก่อน +4

    ናይዞም ሽፋቱ ሽሕል interview ,ዕንኪልል ኢዩ

  • @user-md4ji2we2o
    @user-md4ji2we2o หลายเดือนก่อน +9

    ኣዝማሪኖ መሕረር ንስካ ፍሉይ ክእለት ኢዩ ዘለካ ሓወይ ናተይ ተሜ ኣስሉ ኪኢላ 😂😂😂 ስሓቅ መይተ ኢየ ሎሚ ምስ ብረዚደን ኢስያስ

    • @user-ni7ky4tn8w
      @user-ni7ky4tn8w หลายเดือนก่อน

      He is not a bit funny, he can make jokes on your own bosses( juntas

    • @user-kz3ig9cf3e
      @user-kz3ig9cf3e 28 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂​@@user-ni7ky4tn8w

  • @tabihabtemicael1940
    @tabihabtemicael1940 หลายเดือนก่อน +1

    Part 2 ክንጽበይ ኢና:::

  • @adhanomghebreyohannes9990
    @adhanomghebreyohannes9990 หลายเดือนก่อน

    Temie mehgol... 😆👌😆.
    እዛ ወዲ ማራ ኬፍ ኣለዋ። "ኣየናይ ታኽሲስታ፡ ኣየናይ ኣውቲስታ፡ ወይ ኣየናይ ፈተሪኖ እዩ ነዛ ሃገር ሽማ ዘጸወዓ!፧" ሞይተ ድየ ገለ... very creative.

  • @user-lg2pi9tf8h
    @user-lg2pi9tf8h หลายเดือนก่อน +6

    እታይ ስራሕ አለኩም ግዜኹም ተባኽኑ ደናቑር

  • @Gira1995
    @Gira1995 หลายเดือนก่อน +5

    Wow lovely 😂😂😂👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽💙💙💙🤣🤣🤩

  • @Tigrai24
    @Tigrai24 หลายเดือนก่อน +4

    ጎይታይ ክቡር ፕረሲደንት😂😂😂😂

  • @EreyNatey-j9f
    @EreyNatey-j9f 13 วันที่ผ่านมา

    Xbuqi twaze moyte beqa lomis kab ho mbal halifkum interview ktgebru jemirkum tesfa dikum qorixkum 😂😂😂😅

  • @EbrahimAhmed-wn8vz
    @EbrahimAhmed-wn8vz หลายเดือนก่อน

    Thanks, Please invite him part 2

  • @KT-gs7ib
    @KT-gs7ib 25 วันที่ผ่านมา

    Very good kdan qeyr resaH kab enda gahaf dle

  • @Birabiro1
    @Birabiro1 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Birabiro1
    @Birabiro1 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 27 วันที่ผ่านมา

    Excellent performance....Good Job..

  • @netseriabtesfalem8560
    @netseriabtesfalem8560 หลายเดือนก่อน +6

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 26 วันที่ผ่านมา +1

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅kkkkkkkkkk 2ክፋልተሜ

  • @HabtomGerezgiher-eg2jt
    @HabtomGerezgiher-eg2jt 29 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂ሞይተ ፕሊስ ጫሙኡን ክዳኑን ኣፕርቲ 2

  • @mesfingebremedhin7922
    @mesfingebremedhin7922 หลายเดือนก่อน

    Exceptional talent, entertaining!

  • @user-bg3qh6bv3w
    @user-bg3qh6bv3w 29 วันที่ผ่านมา +1

    Kuufu gibri qinaat haderika .ab himaq eritrea tewafirka.eritrea yibatika nabta digahfetka tigray adicha tilagetz alecha

  • @a.a7441
    @a.a7441 หลายเดือนก่อน +3

    Adka mis tigray Tiger nera

  • @AlexkidaneNegasi
    @AlexkidaneNegasi หลายเดือนก่อน +6

    ክክክ ብሕጽረታት ዝረክብናዮ ዓወት ብልክዕ

  • @swel7586
    @swel7586 29 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብዚ ኣብ ኢርትራ፡ ወይ ኣብ ኣፍሪቃ ከምኡ'ውን ኣብ መላእ ዓለምና ጥራሕ ዘይኮነንስ፡ ታሪኻዊ ፍጻሜ እንዳተባህለ ዝንገረሉ ዘሎ ህሞት፡ ንስኻትኩም ግን ኣብኡ የለናን፡ እዚ ሓጎስ ኣየገድሰናን እዩ ኢልኩም፡ ከነላግጽ ይሕሸና ትብሉ ኣለኹም ማለት'ዩ። ኤርትራውያን ክትበሃሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡ ምኽንያቱ፡ ኤርትራዊ ከምዚ ናትኩም ስነ ምግባርን ድሑርን ድንቁርናን ዘለዎም፡ ተግባር ኣይገብርን'ዩ። ምናልባት ኣብ ኤርትራ ዓቢኹም ትኾኑ፡ ግን ዋላ እንተኾነ'ውን ፡ ከምዚ ዓይነት ሕሰዳን ቅንእን፡ ይትረፍ'ዶ ካብ ኤርትራዊ፡ ወይ ኢትዮጵያዊ፡ ካብ ዝኾነ ጸሊም ወዲ ሰብ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ዘይትጽበዮ ተግባር እዩ። ንስኻትኩም ጥራሕ ዘይኮነ፡ ነዚ ዘቕረብኩሞ ስራሕ ርእየ ኢሉ ዝስሕቕ ሰብ፡ የዋህ ዓሻን comedy ወይ ሰሓቕ እንታይ ምዃኑ ዘይፈልጥ ድሑር፡ ከማኻትኩም ደንቆሮ ጥራሕ እዩ ክስሕቕ ዝኽእል።
    This is not funny!!! It's sad 😔
    For those of you who might not read Tigrigna, allow me to say this. 🇪🇷 Eritrea is commemorating a happy occasion and a historical milestone. Not just for Eritrea, not even for Africa, but for the entire world, Biniam has changed history. Worldwide awareness of Biniam Girmay's victory is generated by "A Blackman Breaking Barriers". But look at you two scumbags, looking for an opportunity to ruin the joy and celebration. You have chosen to make fun of, disparage, and denigrate our nation and leader. Your credibility has reached an all-time low. You have disgraced yourselves, your family and shown that you are both cruel, hateful, and stupid creatures.

  • @habenn7407
    @habenn7407 28 วันที่ผ่านมา +2

    የመስገን ጓሓፍ ባርያ ወያነ ንዓኻ ጉዳይ ኤትራ ኣይምልከተካን እዩ

  • @AbelSamuel-je5ru
    @AbelSamuel-je5ru หลายเดือนก่อน

    ልክዕ ኣምጺኢካያ 😂 ሳዓት ካኣ እሰር ኣብ ኢድካ😂😂😂❤❤

  • @yibrahyosief4826
    @yibrahyosief4826 หลายเดือนก่อน

    ተሜ እንቓዕ ምስ ፕረዚደት ኢሳይያስ ቃለመጠየቕ ክትገብር ኣብቀዓካ።

  • @xaka5505
    @xaka5505 หลายเดือนก่อน +1

    ጉድ ሪአ ተውህቦ😂

  • @a.a7441
    @a.a7441 หลายเดือนก่อน +3

    Ata leba tigrway

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h 25 วันที่ผ่านมา +4

    ዓጋመስ ብዛዕባ ብሽክለታ እንታይ ኣፍሊጡካ እዩ ፧ ዓረብያኻ ጥራይ ድፋእ 😂😂😂😂
    ወይ ካብ ቤተክርስትያን መስቀል ትሰርቕ፡ ኣብ ባጃጅ ኣውልድ ትሰርቀንን ትደፍረንን። ሻዕብያ ኣቃጺሉ ዝገደፈልካ ታንክታት ከኣ ሓጺን ትሰርቕ። ኣረይቲ ኩዕንቲ። ናትኩም ግበሩ። ጌና ጌና..... ኣሎ ጌና ።

  • @Naodteklezgitewelde
    @Naodteklezgitewelde หลายเดือนก่อน +1

    Wedi afie ayismaa✌✌✌

  • @Kdsti19
    @Kdsti19 หลายเดือนก่อน +2

    Kutur hrqruqet telephoney ksebra tebegise nere gn nezi comments ms anbebku gedifeyo aleku ..deki Eri halalat nzom teref weyane semikum keytdehalu 🇪🇷✊

    • @azebtekle-gz7lu
      @azebtekle-gz7lu หลายเดือนก่อน

      Never TWO Useless What Do You Expect😂😅

    • @kiflomabraham6905
      @kiflomabraham6905 27 วันที่ผ่านมา

      Entay koyne elki drbay denkoro

  • @user-ft9vb7xx8h
    @user-ft9vb7xx8h หลายเดือนก่อน +1

    Temie shkor good job

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 หลายเดือนก่อน +1

    ሐተላ ደናቁር እድለኛታት ተኾይኖም ወለድኹም ሞይቶም ይኾኑ መቼም ብሕይወቶም እንተሐልዮም ሐጢያትዩ ንዓኻትኩም ወሊድና ዉላድ አለዉና ክብሉስ መርገምዩ ።ካልዕ ዉን ምናልባት ወሊድኩም እንኾንኩም ብደቅኹም ክትካዓቡ ኢኹም ምናልባት እቶም ካባኹም ዝዉለዱ ባጋጣሚ ለባማት እንተኾይኖም እምበር ክንደየናይ እዚ ሕጅስ ምናልባት መስሐቅ ዲኹም ሐሲብኩማስ ዋላስ እንታይ ምዃኑዩ ምንዓስኩም በዓል ቢኒ ሔኖክ ዓለም ብዓለማ የዛርቡ ታሪኽ ቅያ ይሰርሑ ክትሰርሑስ ደሐን ይትረፍ መዓስ ምስጸዓርኩም እንኳይ ሽም ሐገርኩም ክተጸዉዑ ሽም አቦታትኩም ተኽንኹ : ተሸማቅቁ : ዘይትማሐሩ ጊዜኹም ብሐጠዉቀጠዉ ተባኽኑ ።
    አቡኡር ሼጥኩም ኢኹም ወጺኹም ዝተሸጣ አቡኡር ዋጋ መሊስኩሞ አይብልን ስርሑ አብሐጠዉቀጠዉ ሐለዉለዉ ጊዜ አይተባኽኑ ናይ መንነት ቅልዉላዉ ከምዘለኩም ፍሉጥዩ ክሳብ ክንድዚ ነብሰምትኻት አይጽቡቅንዩ ካብ ኤርትራዊያን ተማሐሩ እንበር ዝበላዕኹሙሉ ጻሕሊ አይትስበሩ ።ኤርትራዊያን ስለዘይኮንኩም ብዉሽጢ ትሳቀዩ አለኹም እቲ ዉሽጣዊ ሕማምኩምዩ ሓሳዳት ዘዕበኻዮ ኸልቢ ድዮም ዝብሉ አቦታት ሐቂ ብሐቂ ዋላ ጽሩያት ኤርትራዊያን እሞ አይትኹኑ ብእንጀራ ኤርትራዊያን አቢኹም ኢኹም እዋይ ዕሱባት መሳኪን ወዲ አፌ አበይ አሎ ሳላ ሚዲያታት ኩሉ ግሑድዩ ንኹላ ሰጥ ለበጥ ዘበለ ንጉስ ብደቁ ዝኾርዕ ኢሱ ኢሱ ኢሱ ኢልና ዘይንጸግቦ ጀግና መራሒና ደቁ አብ ሳዋ ኢሱ ኢሱ እንዳበሉ ዝሽልምዎ አለዎ እዚአ ድያ የሕሪቃትኩም መዓስ መጀመሪኡ ኮይኑ ብሕዝቡ ክሽለም ጎኒ እዚ ጅግና መራሒና ወዲ አፌ ከም ዓይኒ ብሌን ንፈትዎ ወዲ አፌ ምዃኑ ዓለምዩ ዝምስክሮ 4።

  • @fab6025
    @fab6025 29 วันที่ผ่านมา

    ብ ዓወት ናይ ቢኒ ላግጺ ኣይትግበር ተሜ ወዲ መበለት ፡ ጉዳይ ትግራይካ ግበር

  • @user-dp5dn4rx4l
    @user-dp5dn4rx4l หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ😂

  • @MaQueen-cm3gs
    @MaQueen-cm3gs 26 วันที่ผ่านมา

    Albasat and bandera gele costum....plz

  • @fanitimilla3043
    @fanitimilla3043 หลายเดือนก่อน +5

    Qomal tigraway wedi dergi kabzi halifu kale Srah yeblun.
    Hiwet albo

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +2

      @@fanitimilla3043 አብ እቲ ዛዓበየ ዉርደት አበዚ 21 ከ/ ዘመን ባርያ ሙኳን ዩ

    • @habent649
      @habent649 หลายเดือนก่อน

      barya

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 6 วันที่ผ่านมา

    😅😅😅😅😅😂😂😂😂

  • @yonasaraya2402
    @yonasaraya2402 หลายเดือนก่อน

    Esu jigna u agombihu gerifu xegibu gedifika iyu🇪🇷💪🇪🇷

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉🎉wwwww

  • @user-zk4kz1oo8s
    @user-zk4kz1oo8s หลายเดือนก่อน +4

    Nejaues zetmeharu gida zereba seb keydegemkum tegaru akilabat semay

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 15 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂you er clever 👏👏👏

  • @wediwelday
    @wediwelday หลายเดือนก่อน +4

    Ezom ziero ziero senefat temaharo Resahat Tegaru

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk หลายเดือนก่อน +1

      @@wediwelday መሰክን አደካ አይትረኤ ወደይ ይሰረሕ አሎ ትብል ንሰካ ትክድም

  • @user-bw2dy1di8w
    @user-bw2dy1di8w 10 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @asmieabraha6692
    @asmieabraha6692 หลายเดือนก่อน +3

    Donkoro

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 26 วันที่ผ่านมา

    💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️

  • @danielghebre4511
    @danielghebre4511 หลายเดือนก่อน

    ሰቅ ኢልካ ብዓወት ቢንያም ዘይትሕጓስ ሰብ ክሕጓስ ክስሕቅ እናራኣኻ ጨው ዘይቡሉ ጭርቃን ከተስሕቀና ትፍትን

  • @BarnabasDawit-qv3ip
    @BarnabasDawit-qv3ip หลายเดือนก่อน +1

    ቀጽሊ ጥራይ ተሜ ዓጣሪት ፖሎቲካ..ጉዕዞ ህይወትኪ አኪ ትጽይቂ ዘለኪ..።መወዳታኺ መቸም ብሂወት ከለና ንሪኦ ንከውን ማሽ ኣላህ

  • @user-zt2ik3zz8d
    @user-zt2ik3zz8d หลายเดือนก่อน +7

    ተመስገን ከንፋር ኣምሓራይ መንጉስቱ ሃይለማርያም ስዲ መዕበይኡ ዝበደሎ

    • @WintaGrmay
      @WintaGrmay หลายเดือนก่อน

      Sk ba bel gohaf zkone seb

    • @Numerounoazmarino
      @Numerounoazmarino หลายเดือนก่อน

      😂😂🤦🏽‍♂ ezi kulu tesarifkas dehar ab mewedata meebeyu zbedelo... nska abey keb ziabeka kgmt aykalkun ata mehaym

    • @user-zt2ik3zz8d
      @user-zt2ik3zz8d หลายเดือนก่อน

      @@Numerounoazmarino ካልኣዩ ኣምሓራይ እኻ ንስኻ ጋላ

    • @Numerounoazmarino
      @Numerounoazmarino หลายเดือนก่อน

      @@user-zt2ik3zz8d 😂😂🤦🏽‍♂ fara wahid

  • @RahwakidaneHaile
    @RahwakidaneHaile หลายเดือนก่อน

    Good job azmirom keep it up

  • @selomungoytom2186
    @selomungoytom2186 หลายเดือนก่อน +7

    ድገመና በሎ፡ ዘረባ ምምጣጥ ግን ኣይትሕመቅ በሎ😅😅😅

  • @berhanesium6489
    @berhanesium6489 12 วันที่ผ่านมา

    Ezia upload gerka emo entay eyu rebhaa ezia interview hatewketew

  • @KaaGee-d2s
    @KaaGee-d2s 7 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂

  • @TDF-Tigray-21
    @TDF-Tigray-21 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂 so funny,i am wondering about his voice,How could it be 🤔

  • @HenokhawinatuHeniheni
    @HenokhawinatuHeniheni 28 วันที่ผ่านมา

    ብታሪኽን ብስጋን ሙዉት ስራሕ ሰሪሕካ😢😢😢😢

    • @efrempersonal2030
      @efrempersonal2030 7 วันที่ผ่านมา

      Eh miskin hirir do elka nwedi medhin kithleqelu

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978 หลายเดือนก่อน

    Tmesgen ሓንቲ ክብለካ ነዚ ኩሉ ጸርፊ በቲ ሓደ ኣእቲካ በቲ ሓደ ከተውጽኦ 🎉🎉🎉
    NBini ግን ኪሳብ መወዳእታ ዓወት ንምነየሉ
    እዚ ወዲ ክኣ ወዲ እሰያስ ከይከዉን ኣየፍለጠን

  • @FestaTeklhaymanot
    @FestaTeklhaymanot หลายเดือนก่อน

    ሕጽረት ዘምጽኦ ዓወታት😂😂😂