Atv Asena Live - ዝሙት ኢሳያስ ዝፈጠሮ ስድራቤታዊ ምብትታን! ዕንደራ - ኣብ ትሕቲ ባንዴራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • Atv Asena Live - ዝሙት ኢሳያስ ዝፈጠሮ ስድራቤታዊ ምብትታን! ዕንደራ - ኣብ ትሕቲ ባንዴራ

ความคิดเห็น • 64

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน +9

    ኢሳያስ እኳ ሓደ ሰብ ኢዩ፣ ግን ንኢሳያስ ነዚ ኩሉ ዝገብሮ ዘሎ ክገብር ዘኽእሎ ዘሎ ካልእ ኤርትራዊ ኢዩ፣ ወይ ብሓፈሻ ሕበረተሰብ ኤርትራ ኢዩ። ስለዚ እዚ ሕብረተሰብ ዚ፣ ደጊሙ ደጋጊሙ ነብሱ ክሓትት ኣለዎ። ብሓቂ ከምዛ ብኢሳያስ ትምራሕ ኤርትራ ድዩ ዝደሊ? ንኸምዚ ዝበለ ገበነኛን ብልሹውን ፍጡር ይትረፍ ንኣስታት ሓምሳ ዓመታት ጸይርካዮ ክትጎዓዝ፣ ንሓንቲ ሰሙን ውን ከተጽንሖ ኣይግባእን ነይሩ።

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 หลายเดือนก่อน +7

    ታሪኽ እሰያስ ዘማውን ጠላምን ረሳሕ ፈራህ ብባረዩ መጋበርያ ጊሩ ብዙሕ ገበናት እዩ ዘለውም

  • @msgekidane7231
    @msgekidane7231 หลายเดือนก่อน +6

    Zgrmeka baraki ብጣዐሚ ዩ ዝጉሂ ነይሩ በቀረባ እየ ዝፈልጦ

  • @MullerH.
    @MullerH. หลายเดือนก่อน +5

    As I had feared for Abraham Afewerki in the past, I now have started to fear for Binyam ...

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 หลายเดือนก่อน

      Nothing will happen to biniam

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2j หลายเดือนก่อน +2

    ግዜ ካልእ ብዙሕ ከስምዓና እዩ ከርእየና እዪ, የቀንየለና

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +4

    ሳሙኤል ምስግና ሓደ ወዶም ንንዳቦይ ምስግና እዩ ሓብቲውን የብሉን ገዛ ከንሻ ኢዩ ገዝኡ ጽቡቕ ገዛ እዩ ነይሩዎም ሳሙኤል ሓንቂቑ ኢዩ ዓብዩ።

  • @shashugebre5192
    @shashugebre5192 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks!

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj หลายเดือนก่อน +3

    Nay bahaqi ama kenzi natka zigebra yotuber yelewan niska kuku tenxu ni higdef zewali iyu bravo ama 👍

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay หลายเดือนก่อน +6

    As far as controlling sexual instincts is concerned my dog is better than Isayas Afewerqi. Shame on Isayas!!!
    Thank you, Emma....

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin หลายเดือนก่อน +6

    ኢሳያስ ካብ ዝጅምር ክሳብ ብሂወት ዝሓልፍ ዕላምኡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኾነ ጥበብ ንኹሉ ስነልቦንኡን ባህሉን ኣባላሺኻን ሞራል ኤርትራውነቱን ሴርካ ክሳብ ናይ ጊላ እምነት ዝሓድሮ ጌሩ ኣብ ልዕሊኡ እቲ ኣሎ ዝብሃል መንነትካ ዘጽልእ ንደቒ ኣንስትዮ ኣብ ልዕሊኤን ዝሙት ጥራይ ኣይኮነን ፈጺሙ ፖሎቲካዊ ዝሙት ውን ኣምሂሩ ተጠቒሙለን ኢዩ።ብዓል ሸውዓተ ፍርንጪት ከም ዝብልኦ
    ጌሩ እዚ ኸኣ ብኹሉ ሸነኹ ሓቦንሓሞትን ኤርትራዊ ውጻት ኣትሒዙዋ ነንሕድሕዳ ኣብ ምቅትታል ኣብጺሑዋ ይርክብ ኣሎ።

    • @baburasmera213
      @baburasmera213 หลายเดือนก่อน +1

      እታ ኢሳያሰ በዐል ፍርንጪት ዝበለት ዋላ እቲ ገፄ ጥዕና ዘለዋ አይትመስልን እያ ከምአ እየን እተን ካለኦት።

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 หลายเดือนก่อน +3

    አየ ኢሳያስ ጀርባድ ሰብአዊ መንፈስ ዘይብሉ ቡዑሉግ ዕድልካ ውን ጹቡቅ ኢዩ ሕማቅ ህዝቢ ረኺብካ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 หลายเดือนก่อน +3

    ፋሽስቲ ኢሳያስ ጥልመትን ሓሶትን ቕትለትን ስርቒ ተጻይ ህዝብን ጸረ ፍጡርን ትሕቲ-ሰብ ፍሉይ-ፍጥረት ንደቑ ዘይኮውን ኮይኑ!!! ኩሎም እቶም ከቢቦሞ ዘለዉ ኩሎም ከምኡዮም!!ናህና ግደ ከም ህዝቢ ኸ ?

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351 หลายเดือนก่อน +3

    Amanual you are the king of News.
    Thank you for updating us with this an amazing story of this ugly man Isseyas Afwerki.

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ እኮ ናይ ውልቒ አይኮነን፡ እቲ ውድብን ቐጺሉውን እቲ መንግስቲ ዝመስል ማፍያ ስርዓት !!!!!!!

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 หลายเดือนก่อน +4

    ኤማ አነ አብ ጥልያን አብዝነበኩሉ እዋንድሕሪ እዋን ናጽነት ምስ ዘውዲ አርአያ ይሕመ ነይሩ እዩ እዚ ተበላጺ 😂😂

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዉ. ኣማኒኤል ኢያሱ
    ንሕና ንፈትዉካ ነኣምነካ ኡዉን
    ህዝቢ ኤርትራ ለዉጢ ይደሊ ኣሎ

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam6291 หลายเดือนก่อน +2

    ይገርም እዩ እዚ ታሪኽ ሓቂ እዩ አስቴር ካብ ነገስታት ተመርዕያ ነይረሰ ገነት ሐፍታ ንአስተር በዐሰልቲ ሐዳር ነራ አብ ኩዌት ሳሙኤል ሽሙ ሰብአያ ናይ ሐቆ ታሪኽ እዩ።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣሰና ስድራ ቤት ናይ ኢሳያስ ጉዳይ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን።
    ንስካትኩም እንተ ካብ ፍርሃት እንተስ ሎያሊቲ ምእዙዝነት ክሳብ ሕጂ ኣይውጻኩሞን።
    ኣፍ ናይ ኩሉ ዓቢሱ ወግዓውነት ዘይብሉ ንጉሰ ነገስት ክሥብ ዝከውን ክንሽፋፍነሉ ኢና ኣብ ምሉእ ቁጽፅር ግብታን ኣእቲና።
    ሓጹር ትሮኮላታ መንደቕ ኮይኖም ዝተሓባበርዎ ዝሕክዉዎ ብባዶ 03 ኣቢሊ ኣብትሕቲ ቁፅጽሩ ኣእቲና'ዩ ጸኒሑ።
    ኣነ ፕሬዚደንት ተባሂሉ ክጽዋዕውን የብሉን።
    ንኩሉ ዝገብሮ ምሕባእ ዘይኮነስ ስሙ ንምጽላም
    ስክፍታ ዝስምዖም ብዙሓት እዮም።
    በቲ ናይ ቀደም ነገስታት ውልቀ መለክቲ ብዙሓት ኣንስቲ ውሽማታት ኔረንኦም እየን። እተን ኣንስቲ ባዞለን ወን ሃሮር ዝብላውን ብዙሓት ምካነን ክንግንዘብቦ ይግብኦ።
    ሃገረ ኤርትራ ህዝባዊ መንግስቲ ከይትተክልን ከይትዓብን ጨፍሉቑ ሒዝዋ ከም ዘሎ ዝተረድኦ ብዙሓት እዮም።
    ንኪድ ጥራይ እዚ ኩሉ ናትና ስንፍና እዩ።ድሕሪ 50 ዓመታት ምስጢር ኩሉ ክቃላዕ ኣለዎ።
    ኣሰናን ተሓባርቲ ብፍላይ ጃብ ውሽጥን ደገን ብምስጢር ክምዚ ሕጂ ጀሚርካዮ ዘሎካ ቀጽልዎ።
    ደቁውን ኣብ ሕማቕ ከይወድቁ ናብ ደርጃ ስልጣን ከይድይቡ ቤተስብ ክምክርዎም ኣዲኦምውን ምስ ኩሉ ጸቕጢ ዓገብ ኪትብል ንደቃ ኣብ ሕማቕ ከይወድቁ ብዘይ ኢዶም እግሮም ኢፋል ንስልጣን ምቅዻም ብዙሕ ዕዳ እዩ ገዲፍሎም ክከይድ።

  • @kesete767
    @kesete767 หลายเดือนก่อน +2

    Ama,kulu,mdebatka,btaemi,xubuk,eu,gn,date,nger ena,kulu,gize

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሳያስ ስለ ኤርትራውያን ተገዲሱ አይ ፈልጥን ካብ ንዕቀቱ ዝተላዕለ ንስኻ ኢኻ ትመርሓና አነ ንማንም አዬፍቅድን እዬ ክብል ከሎ እኮ ስጋብክንደይ ንህዝቢ ኤርትራ ከምዝንዕቅን ዘውርድን እዩ :: ብጣዕቢ ጽቡቅ ትንተና thank you 🙏

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน +2

    in the 1980s Esyas Afwerki sneaked out of Meyda to Sudan, had relationship with the woman who at sometime had been prostitute later turned business woman also she was from SeraYe TekeLa lived in Kartum sudan and her name is .....Ngsti?

  • @aronkesete-fh1ez
    @aronkesete-fh1ez 29 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና ሓቢርና ዘይንጉሕፎ ነዚ ብድብድ ስርዓት

  • @raheltesfamichel399
    @raheltesfamichel399 หลายเดือนก่อน +3

    Waylkay gued tekekel eyu ezi gude

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 หลายเดือนก่อน +2

    ጵጥሮስ 1977 / 79 /
    ካብ ብጾቱ ክፍሊ ታዕሊም ኣትሪፉ " ነዓ ጵጥሮስ " ኢሳያይስ ኢሉ ን ኦፐሬተር ካብ ግንባር ናቅፋ ኣትሪፉ ...

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 หลายเดือนก่อน +1

      Make it clear you make it confused

  • @GrumMstr
    @GrumMstr หลายเดือนก่อน +1

    Btami zehzen eyu Hager bezi bilshew seb kitmrah kitrie kebdika zikerts eyu

  • @lettesillasiesium2019
    @lettesillasiesium2019 หลายเดือนก่อน +1

    Ezii seb aykonen Ekey Gebri ybehal .fooe fooe

  • @GrumMstr
    @GrumMstr หลายเดือนก่อน +1

    Ezi newram Isayas zibehal ni Aster sele ziabeyewo eyu hinu ab Genet fedu .

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዘን ቀረባ ግዜ ጽቡቕ ትመሓየሽ ኣለኻ ትግራይ ዝብሃሉ ጥራይ ኒዮው በለልና

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 หลายเดือนก่อน

    Wey tii gudki Ertra

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኣምጻኣካ ኣማኒኤል. ቂድሚ
    ዚምድና ምፍቃዱ ኣብ ህ . ግ ኣዋሊድ ከምዚ መቶ ተመሳሳይ
    ዓመጽ በላዕለዎት ናይቲ ጊዜ

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2j หลายเดือนก่อน

    ቢንያም ኣምላኽ ይሓልዋ እምበር ክኣልመሉ ዩ ብርግጽ, ሃቢቡ ተስፋ ኣበራቢሩ ብኢሰያስ ገበን ዩ

  • @Bonnoberry51
    @Bonnoberry51 หลายเดือนก่อน +2

    Wow🫢

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ህግሓኤ ሕጊ ነይሩ ???ንመን ንሓለፍቲ ዶስ ንተራ ተጋደልቲ?
    ኣውኖባስ ተበላጺ ኩሉ ግዜ ልዕሊ ሕጊ እዩ ነይሩ ምስቶም ጃንድኡ ተላኣኣኽቲ ኣሻኽር ዝተፈላለየ ሽመት ዝዋሃቡ። ትማሊ ሎሚ።

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile27 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣማኑኤል 😪
    ኣቐዲምካ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ህልኽን ውርደትን ካብ አርብዓታት ክሳብ ሱሳታት ሳይንሳዊ መጽናዕቲ ብዘይምክያድካን ኣብ ሻዕብያ ዝፈብረኸቶ ታሪኽ ብምምርካስካን... ኣይግድን

  • @haregotzerom9373
    @haregotzerom9373 หลายเดือนก่อน

    Where is Tiemar now? Where in Europe?

  • @MrAbdu-ui8hc
    @MrAbdu-ui8hc หลายเดือนก่อน

    Tigrawai hasawi

  • @getachewwork5480
    @getachewwork5480 หลายเดือนก่อน +2

    thanks to Tegaru

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +3

    ካብ ገነት ተስፋ ጓል ኣደይ ፋንታየ ሰይቲ ሳሙኤል መማህርተይ እዮም ነይሮም ክልቲኦም ካብ ሳሙኤል ሰለስተ ከም ዝወለደት ባዕላ ኣስመራ ምስ ተራኸብና ባዕላ ነጊራትኒ እሱ ካብ ገነት ጥራይ ዘይኮነ ንናጽነት ጓል መምህር ተስፋሚካኤል ጋዜጠኛ ዝነበረት ኣጥኒሱ ንወጻኢ ሰዲዱዋ እዩ። ናይዛ ኣስተር ሕኣብታ ግን ዝፈልጦ የብለይን።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera หลายเดือนก่อน

    ኣስፋ ዝባሃል ኤርትራዊ የልቦን ኣይትጽጻርፍ ውንድም ኣስፋ ተኮሊፍኩም ኢኩም ክክክክክ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሳያስ ጋሉውን አይግድፍንዩ!!!!!!

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde หลายเดือนก่อน

    Weyleu eritrawi menesey ksehalo eyu naygize guday eyu

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl หลายเดือนก่อน

    Eseyas ebud kelbi eyu

  • @russomgebremichael8543
    @russomgebremichael8543 หลายเดือนก่อน

    wey Amanual kulu hadar espris geyrena eyen seb ayfeloton gehanem geroma hager.

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab หลายเดือนก่อน

    ፎፎፎእ በልዎ ክትብሉ ፎፎእ ኢልኩም ህዝብና kkkkk ኢሰያስ ጅግና ዩ ጽፉፍ ብጀካ ሰበይቱ ካልእ ሰበይቲ ዘይረዉእ ከተቃፍኡ ኢልኩም ደይስሙ ትህብዎ

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj หลายเดือนก่อน

    Nay isyas mis wedeqe kab buzahat kem ziwelede kinsemi ina

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 หลายเดือนก่อน +2

    ገዛ እንዳደይ ፋንታየ ኣብ ጥቓ ንያላ ዘላ ቪላ እያ ገነትውን ኣብኡ እያ ዓብያ።

  • @jimihune9650
    @jimihune9650 หลายเดือนก่อน

    ሱቅ በሉ ድቅ ሸራሙጥ ተረዋኢ ዲቃላ አጋሜታት

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 หลายเดือนก่อน +2

      Niska suk zeytebel mushmush sebeyti

    • @yesman-cs6fj
      @yesman-cs6fj หลายเดือนก่อน

      Ata resha wela kab haftika diyu welidu kkkk isyas resha amharay

  • @assefagebremichael4826
    @assefagebremichael4826 หลายเดือนก่อน +1

    ናይበሀቂ ስዲ ወድሰበይቲ ቀይዲ ዘይብልካ ሀሳዊ ኢኻ። ንኢሳያስ ኽተራኽብ ኢልካ ዘይመላእልትኻ አልኢልካ። ነናይመጨረሽታ በዕለገ አኢኻ።

    • @assefagebremichael4826
      @assefagebremichael4826 หลายเดือนก่อน

      Issayas is a legend , love it or hate it! Why don't you focus on the POLOiTICS of Eritrea? That is why Eritrea's problem will have no solution! Please keep the names of the people who have no role in Issayas' behaviors out if this. You are humiliating and embarrassing innocent victims. Amanuel, you have laid yourself lower than a snakes ass for a long time, I don't think anyone can get lower than where you have gone. You don't even have any proof to substantiate your claim, yet you have many fact holders with you. You guys really believe you deserve a nation of law and justice? You really do?

    • @abrahamtekle7090
      @abrahamtekle7090 หลายเดือนก่อน +2

      Kela suk bel gunuf

    • @JosephLeseba-zg8rz
      @JosephLeseba-zg8rz หลายเดือนก่อน +1

      Are u his esyase relative

    • @assefagebremichael4826
      @assefagebremichael4826 หลายเดือนก่อน

      @@JosephLeseba-zg8rz
      Why did you ask?

    • @JosephLeseba-zg8rz
      @JosephLeseba-zg8rz หลายเดือนก่อน

      @assefagebremichael4826 how do u fueled to c ur stupidity than others