ATV: ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ኮሚተ ህውሓት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ส.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @atvasena
    Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
    gofund.me/a29c...
    donorbox.org/s...
    PayPal: www.paypal.com...
    Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
    Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
    Twitter: / atvasena
    Facebook: / assenna-2110272969199739
    Facebook: / amanuel.eyasu.94
    email:aseye.asena@gmail.com
    Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on TH-cam.

ความคิดเห็น • 83

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 11 หลายเดือนก่อน +13

    ባዶ መብጽዓ እዩ ዋላሓንቲ ክገብሩ ኣይእሉን እዮም ሓሰውቲ መታለልቲ😂😂

    • @thegeez5926
      @thegeez5926 10 หลายเดือนก่อน

      ሃተዉተዉ እዩ።

  • @kidanegebremedhin7415
    @kidanegebremedhin7415 10 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመሪያ ምሳኹም ዘለው እሱራት ፍትሑ ፍቱሓት ኮራኹር

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 11 หลายเดือนก่อน +6

    ❤eway hewahat=hegdaf❤

  • @Efrem.2024
    @Efrem.2024 10 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚእኣብሄር ይሓግዞም ጀጋኑና ኢትዮጵያ ዘመሓድር ዝነበረ ስነ ምግባር ዘለዎም ህወሓት ዕውት ናይ ስራሕ ምጅማር ይግበረልኩም ህዝቢ ትግራይ ዝረብሓሉን ዝሕጎሰሉን ዘበን ይግበረልና::❤

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 10 หลายเดือนก่อน +4

    TPLF need to stop being a government. It's a party.

  • @user-pl4fx3zn9g
    @user-pl4fx3zn9g 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዜይና ሃለውለው 😢😢😢

  • @lathishlathish9804
    @lathishlathish9804 11 หลายเดือนก่อน +2

    Yesssss ✝️ 🙏 💖 ❤

  • @user-dh5fh7jl3d
    @user-dh5fh7jl3d 8 หลายเดือนก่อน

    ❤️👌🏻👍💪

  • @getachewsioum
    @getachewsioum 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሐገር፡አረኪብካ፡ብዛእባ፡ባንክን፡ትርኪምርክን፡ምዝራብ፡ክንሰምእ:አንደልይን።ወያነ፡ጌምኦቨር።

  • @sy5545
    @sy5545 10 หลายเดือนก่อน +7

    Eritrean & Tigrayna PPL need to unite to defend themselves from any kind of exploitation..

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 10 หลายเดือนก่อน

      We don't need Tigray people, we can do with out Tigray. We are Eritrean strong

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 10 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ካብ ትግራይ ብመረፃ እምበር ብቆረፃ ምእላይ እንተተፈቲኑ ህዝቢ ትግራይ እውን ሓድነቱ ሲኢኑ ተቆራሪፁ መዐንደሪ ፀላቱ ኮይኑ ርእሱ ኣድኒኑ ንኽነብር ምድላይ እዩ ።
    ሕጂ ካብ ሕሉፍ ጎዶላትትኩም ተማሂርኩም ከም ቀደምኩም ሰሚርኩም ልህዝብኹም ዳግማይ ዘየድሚ ኣድማዒ ስራሕ ልክትሰርሑ ተጊህኩም ዕዕማምኩም ግበሩ :: ካብዚ ኣቲናዮ ዘለና ዓዘቅቲ ንክንወፅእ ንስመር ንሕበር ብግዝያዊ ፀገማት ኣብ ስምዒት ኣይንቶ ኣስፊሕና ንሕሰብ እታ ዝሐሸት ንብላ ዉድብ ህዉሓት እያ :: ተስፋ ዘለዎም ከይመስለኩም ኣብ ሚድያ እንተዓፈሩ ዓቅሚ ስኢኖም እምበር ልዕሊ ተቃወምቲ ዝሓሰረ ኣማሓድራን ኣተሓሳስባን ዝዉንን የለን ::ወንበር እምበር ዝስገር ዘሎ ዉሽጣዊ ፀገምን ነገርን ኣይረኣዮምን 0+0+0= ፀድፊ 🤦‍♀️

  • @fatumamohammed9164
    @fatumamohammed9164 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤0❤

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 10 หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t 11 หลายเดือนก่อน +9

    ህወሓትን ህግደፍን መጽነትቲ ኣሕዛብ ደቒ መሳፍንቲ ኣብ ክንዲ ዝሓስቡ ንቕድሚት ይመልሱኻ ንድሕሪት 😪😪😪😪😪

  • @actttig9753
    @actttig9753 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዓወት ንሕወሐት🎉

  • @blackray8959
    @blackray8959 10 หลายเดือนก่อน

    ዘሐብን ውሳነታት ርትዓውን ሕጋውን ሰሚዕናዮ ንዓና አርትራውያን ሓያል ኣብነትን ክንቀስሞ ዝግባኣና ተመኩሮ ብምዃኑ ቅዱስ ቅንእን ሰናይ ትምኒትን ክሓድረና ይግባእ

  • @user-ih9eb7pn9v
    @user-ih9eb7pn9v 11 หลายเดือนก่อน +4

    መዓት ዝወረዶ ህዝቢ ትግራይ! ነታ ዓለም ሕማቅ ሪኡ ዝተኾበሉ ረዲኤት ክትሰርቁዎ ዘይሓፈርኩም ሲ መሸቀጢ ጌርኩሞ!!!

  • @hagaykramat7526
    @hagaykramat7526 10 หลายเดือนก่อน +2

    You brought us the most shameless and disgraceful Adwa looters leadership picture???

  • @haymimillen166
    @haymimillen166 10 หลายเดือนก่อน +1

    Hewahet aletegna serekti dem bleu

  • @feelfree2892
    @feelfree2892 10 หลายเดือนก่อน +1

    3 ትውልዲ ዘወድኡ ርጉማት እዮም እዚኦም ገፆም ትርሀቅ

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 11 หลายเดือนก่อน +6

    ህዋሓት በለፀኛታት🤑🤑❌❌

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 11 หลายเดือนก่อน

      ንዓካ ይመስለካ ሐህውሐት ይዕወት ።

  • @gmogos4355
    @gmogos4355 10 หลายเดือนก่อน +1

    Asena - the days of TPLF and EPLF/PFDJ is over and move on to new era. I wouldn’t air their meaningless filled with empty promises message

  • @gueshgtsadik783
    @gueshgtsadik783 10 หลายเดือนก่อน +4

    ካብ ህወሓት ናብ ጋሓፋት ይቀየረልና

  • @y7k31
    @y7k31 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እዚ ሕውሓት ዝብሃል ኩርኩር ህግደፍ ብሂወት ኣሎ ድዩ? ? ?

  • @actttig9753
    @actttig9753 10 หลายเดือนก่อน +2

    ብዛዕባ ህወሐት ተዛሪብኩም ናይ ፋሽሽታውያን ህግደፍ( ሻዕብያ) ክትዛረቡቡን ክተዋዳድሩን አይትፈትኑ ሰማይን ምድርን እዩ ፍልልዮም
    ህወሐት ናይ ህዝቢ ብህዝቢ ዝተመስረተ ህዝባዊ ውድብ እዩ ህወሐት መድሕን ህዝብናን ሃገርናን ዋሕስና እዩ ባዓል ቅኑዕ መስመር ህወሐት ትዕወት ትዕወት💪

  • @jstdhdt8751
    @jstdhdt8751 11 หลายเดือนก่อน +8

    ህወሓት ይፍረስ

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 11 หลายเดือนก่อน

      ሕውሐት ይንበር ።

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 10 หลายเดือนก่อน

      Reseka eba yifres wae

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይ ምአማኖም ነዞም ጉሓላሉ

  • @Emma-ly6fx
    @Emma-ly6fx 10 หลายเดือนก่อน +1

    May God help to Tigray people and their leaders !❤

  • @menkemkeduse3624
    @menkemkeduse3624 10 หลายเดือนก่อน +2

    ይአኽለኪም ወጣትና ዘወዳኩምዎ አየ ስልጣን ሀለይቲ ትግራይ

  • @user-ow4cr2wv3t
    @user-ow4cr2wv3t 11 หลายเดือนก่อน +4

    ህዋህት ክሓስብ ዘይኽእል ንባዕሉ ከሲሩ ጨሪሱ ህዝቢ ትግራይ ናብታ መወዳእታ ጉድጋድ ዝንህር ዘሎ ጋሓፍ ጉጅለ ብኹናት እዩ። ክስረዝ ጥራሕ እዩ ዘሎዎ።

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 11 หลายเดือนก่อน +7

    ብደም ህዝብና ዝጎስዕ ዘሎ ፓርቲ
    ዋይይይ ሙሁር የለን አብ ትግራይ

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 11 หลายเดือนก่อน

      አያታትና አሕዋትን ሕውሐት ካብ ንእሽተኤም ዝተቃለሱ ደርጊ ዘባረሩንኢቲዮጵያ ባሕሪ ዘይብላ ምስ ዓለም ማዕረ ዝገበረ አባይ ዝደፈረ ሕውሐት ንቅድሚት ሕውሐት ንበረልን ጅጋኑና

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@almazgiday9935 ኤህ ድኣ ህወሓትስ
      ንኢትዮጵያ ዝሃነፀ
      ንትግራይ ዘብረስ ውድብ ህወሓት ውላድ ሽዋ ናይ ግዜ ጉደይ እንበር አዶ ትግራይ ነቢዓ አይትቀርን አማውት ኩንቱ ክመቱ እዮም

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 11 หลายเดือนก่อน

      ህዝቢ ትግራይ ትዕግስቲ ከድልየኩም እዩ መፍቶ ጸላእቲ ከይትኾኑ

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 10 หลายเดือนก่อน

      @@zibanhgi8472 ናይ መን ትዕግስቲ
      ድሕሪ ጆኖሳይድ
      ህዝብና ደም እናነብዐ መራሕቲ ግን አብ ስርቂ ሓፂን መፅን እንትውዓሉ ዋይይይ

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hwehat Tenkri tenkri nkdmit kndey fetena ytsbeyeki alo 👍🏻❤💛❤💛❤💛

  • @michaelproduction7462
    @michaelproduction7462 11 หลายเดือนก่อน +2

    Hiwehat mehferat

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 11 หลายเดือนก่อน +1

    Nay tekemi hemame dyu seltan zeytegedfewo ezeyi hezbyi

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 11 หลายเดือนก่อน +6

    ህወሓት ካብ መንጋግ አይፍለን
    ናብ ሕጊ ጥራሕ እዩ ክቀርብ አለዎ
    ህዝቢ ዳግም ክታለል የብሉን
    ናይ ሓሶት መግለፂ

    • @almazgiday9935
      @almazgiday9935 11 หลายเดือนก่อน +1

      ህዝቢ እዩ ዝውስን ህዝቢ እዩ ክአ መሪፅዎ ነይሩ ንፍርዲ ዝቀርብ አራዊት ኤረትራን መሽረፈት ጥራይ እዩ።

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 11 หลายเดือนก่อน

      @@almazgiday9935 ህወሓት ሓደ ካብ መታለሊ ዘረባታቱ ህዝቢ እዩ መሪፅኑ ይብል አየናይ ዲሞክራስያዊ መረፂ ተካይዱ ግን ንህዝቢ ንግደፎ

  • @haymimillen166
    @haymimillen166 10 หลายเดือนก่อน

    Eziom arogtot zetefu Hewahet down down

  • @AbaySiyoum
    @AbaySiyoum 10 หลายเดือนก่อน

    Stop playing TPLf No more

  • @samsongebreamlak9801
    @samsongebreamlak9801 10 หลายเดือนก่อน

    Abti kebabi selam kinefs, hwhat ytealey

  • @danieltewelde1015
    @danieltewelde1015 10 หลายเดือนก่อน

    Hiwahat and higdef is the same

  • @thegeez5926
    @thegeez5926 10 หลายเดือนก่อน +1

    ማኣስ እባኢኹም ንስኻትኩምሲ እተሓፍሩ።

    • @daerosolutions6759
      @daerosolutions6759 10 หลายเดือนก่อน

      Eti Seb Zebele Shaebya Zeyhaferese Nesom Kehafru?

    • @merihaftigerefedayhne8307
      @merihaftigerefedayhne8307 10 หลายเดือนก่อน

      ፀላኢኦም ዘሕፍሩን ትምክሕተኛ ርእሱ ዘድኑን ጀጋኑ ሰራሕቲ ታሪክ ጅግንነትን እምበር ዘሐፍር ታሪክ ስለ ዘይብሎም ዘሕፍር የብሎሙን :: ኮፍ ኢልክን ብማዕዶ ትፍክሩ ጅግና ጅግና ትጻ ወቱ ኢኹም ክትሓፉ ዝግበኣኩም 🤦‍♀️::

  • @seam918
    @seam918 10 หลายเดือนก่อน

    Pfdj better than TPLF

  • @awetawet959
    @awetawet959 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሓሶውቲ

  • @user-eg1ex8fx5g
    @user-eg1ex8fx5g 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሐስና. ድምጺ ወያኒ

  • @MeronAbraha-vl8tz
    @MeronAbraha-vl8tz 10 หลายเดือนก่อน +2

    ህውሓት ህዝቢ ትግራይ ይኹን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ፈንፊንኩምዩ ብኽብረትኩም ብኽሳድኩም ከይትሓነቕኩም ጥራሕ ተኣለዩ።
    ንጹር ዕላማን ራኢን ዘይብሉ ኲናት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዊጅኩም ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዝኣክል ህዝቢ ዘጽነትኩም፡ ዓዲ የዕኒኹም ከይኣክል ዳግማይ ንህዝቢ ምድንጋር ዝከኣል ኣይመስለንን።

    • @rreer
      @rreer 10 หลายเดือนก่อน

      Hgdef mendef, none of your business

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 10 หลายเดือนก่อน

      ጥሪት ኢሰያስ ብወጻኢ ብርጌድ ንሓመዱ ብውሽጢ ድማ ህውሓት እመጹኻ አለው

    • @MeronAbraha-vl8tz
      @MeronAbraha-vl8tz 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@Z-oneandonly 🤣🤣🤣🤣 ብርጌድ ንኸብዱ ኣብ ሎንደን ቁልፉ ዝፈትሐ፡ ናይ ዓዋሉ ምትእኽኻብዩ ኔሩ፡ ጉዳይ ወያነ ድማ ከምቲ ኩልና ዝረኣናዮ ኣብ ፕሪቶርያ መዛዘሚ ተጌርሉ እዩ።
      ሻዕብያ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዳግማይ እግሪ ከም ዘይ ትተክል ጌሩ ንወያነ ኣደብ ኣትሒዝዋስ ድሮ ኣብ ናይ ሃገር ምህናጽ እዩ ዝርከብ ዘሎ፡ ዱዳይ ማሕበር ንኸብዱ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘይኮነ ካባና ኣይሓልፍንዩ ድሮ ኩሉ ሃገራዊ ተወዲቡ በብዝመጽዋ ስርዓት ከትሕዞም ተበጊሱ ኣሎ።

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 11 หลายเดือนก่อน +3

    ስልጣን ኣረክቡ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሕውሐት ይንበር ይዕወት አነ ምሳኩም እየ ንሕውሐት ይድግፍ ታዓወት ።

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 11 หลายเดือนก่อน +1

    አንታይ ምዕራይ ክአለዩ ኣለዎም ሰረቅቲ

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 11 หลายเดือนก่อน

    Asbi xama rhaxu meswaetin zdbs zkhhs wutn kal tgberen

  • @user-te5wf8tu6n
    @user-te5wf8tu6n 10 หลายเดือนก่อน

    tdf ተቃለስ

  • @YorkiLove-ko2ux
    @YorkiLove-ko2ux 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ኣማኑኤል ዘይትምሕረና 2ተ 3ተ satellite television ሒዞምስ ኣብኡ ዝደናግርዎ ህዝቢ ዝይኣክሎም ን DW Tv ጸሊእና ትበልናስ ንስካ ከኣ unsubscribe ክንገብረካ ካብ ERiTv እንታይ ዘፍሊ ኣለዎም

    • @FtsumHailemichael
      @FtsumHailemichael 10 หลายเดือนก่อน

      ከም በዓል Erisat ዘይከውን ግን እንታዩ ጸገሙ ኣብቲ ሕማቕ ኩነታትስ ሐራይ ጹቡቕ ጌሩ

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 11 หลายเดือนก่อน

    Nhizbtat Eritrean Ethiopian malet entay eyu? Shaebia ke aytblun dikum? Chidi beli...xesfi

    • @rreer
      @rreer 10 หลายเดือนก่อน

      Shabiya is funfun

    • @bobsmart8302
      @bobsmart8302 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@rreeraymselka. Hwahat hasema eyu. Ember shaebia dea ewe funfun. Gin hwehat qumar yixawetelkum alo.

  • @tsegaygebremikaelweditigra7699
    @tsegaygebremikaelweditigra7699 10 หลายเดือนก่อน

    ህ ወ ሓ ት ነባርን ናይ ሎምን ጀጋኑና ገጋኩም ኣሪምኩም ንቅድሚት ክትጥምቱ ህዝብኩም ክትረድኡን ሙሉእ ተስፋና እዩ::

  • @mamanatey1731
    @mamanatey1731 10 หลายเดือนก่อน

    Chidu Sereqti mejemerya ena tegagina kenerekbekum nierna ezi kulu aymmexen nieru hasewti😢😢😢😢😢

  • @estifanoskashaytesfay765
    @estifanoskashaytesfay765 10 หลายเดือนก่อน

    Long live tplf

    • @ethiopiawe2879
      @ethiopiawe2879 10 หลายเดือนก่อน

      Criminal organization.(TPLF)

  • @user-dd2gb1ct5d
    @user-dd2gb1ct5d 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሕዋሓት ናይ ዲሞክራሲ ኣብነት ወድብ እዩ ልክO ሕጂ ሓደ ሓደ ጌጋታት ይርአ ኣሎ ኮፍ ኢልካ ተላዚብኻ መፍትሒ ምንዳይ ግን ጭውነት እዩ. ሰላም ን ህዝቢ ትግራይን ኤርትራ ይምነ

  • @bobsmart8302
    @bobsmart8302 11 หลายเดือนก่อน +1

    Chidi beli... tplf hizka xedfi

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 11 หลายเดือนก่อน

    Tegaru tegmgmu dictator issias kebelakum eu hgika tegaru issias key atfakum Selam yelen

  • @asebawi
    @asebawi 10 หลายเดือนก่อน

    This organization never tried to understand that it is crippled. This report is a desperate attempt to show the world that weyanes are breathing some how.
    Weyanes, you have no place to hide and no place to run!!!
    The people of Tigray is surviving in agony, one beautiful day this angry society gonna spread DDT on the heads malelit once for all.
    This time no need to send Shaebia to get rid malelit the people of Tigray will do by itself..