Atv Asena Live - ጥማዕ ዝኽርታተይ ዶ ጥማዕ ሕሜታታተይ? - ዳህሳስ መጽሓፍ `ጥማዕ ዝኽርታተይ` - ብጴጥሮስ ኣፈወርቂ፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ส.ค. 2024
  • Atv Asena Live - ጥማዕ ዝኽርታተይ ዶ ጥማዕ ሕሜታታተይ? - ዳህሳስ መጽሓፍ `ጥማዕ ዝኽርታተይ` - ብጴጥሮስ ኣፈወርቂ፡

ความคิดเห็น • 42

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri หลายเดือนก่อน +5

    ዋው ጽቡቅ መድረኸ

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 หลายเดือนก่อน

      Sala.ema.❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 หลายเดือนก่อน +3

    Please if you read this comment make sure you create part 2. This will bring many questions and many details!!!

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay หลายเดือนก่อน +3

    Fantastic book review! BRAVO, Emma! Thank you....

  • @Azmarinos
    @Azmarinos หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ ወይ ምብህሃል ኔሩ። ኤማ ጽቡቅ መደብ ምስ ኩሎም ወሃብቲ ርእይቶ። ብዙሕ ነገር ፈሊጥና።

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 หลายเดือนก่อน +3

    Please make part 2, this will bring a lot of details.

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 หลายเดือนก่อน +7

    ጉጅለ ኢሳያስ "ኣብ ውሽጢ ርስሓትና ዝስስን ዱዱዕ እዩ" ዱዱዕ ንምጥፋእ ሕልናና ምጽራይ የድሊ።

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 หลายเดือนก่อน +2

    አማኑኤል ጽቡቕ መደብ እዛ መጽሐፍ መዓንጣአ ወጺአ ብጣሚ ጽቡቅ ርኢቶንምስክርነት 3:39 ተሳተፍቲ😂😂😂

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 หลายเดือนก่อน +2

    💝💖💖💖💖💖💙💙

  • @GeberhiwetZegse-qr5qi
    @GeberhiwetZegse-qr5qi หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ውጥም ቅልቅል እንዳ ዝብሉ ዘለው ኩላትና ነስተውዕለሉ። 9 ኣሕዋት ተጋዲልና ኣብ ድፋዕ ዶ ነይሮም ይኾኑ ክክክክ ሎምስ እታ ዳርፎም ንድገመ ሎም ከምቀደም ይመስለኩም ውሽሕጂ ይወስደኩም ጣልዕ (ቍማር መሸጣ መጽሄት) መስሓቕ እዩ። ካብ ኣንባሳደር ነት ናብ መፍረ ኣጣል አደንጊጹኒ ዋይ😂😂😂😂 ሓውካ ዉን ከምኡ እዩ :: ዝደሊ ኣብ ሶንሳናይ ሒዙ ዝነግስ ነጋዳይ ጠል ዘርብሕ ኣገናዕ ክክክ ........ አደንግጽ ተብልና ደቂ ኣፈዎርቂ መሳኪን ( ስኪን ይብሉ ዓረብ ) ይኣክልኩም እንዳ ቊማርጂ ------

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน +4

    ስቕ ኢልካ ቆሎ ጥጥቖ ኢዩ ዝመስል ::
    ናታ ሓዲጋስ ናይ ሓማታ ::
    ሓቂ እንተ ዝህልዎ ጽሒፍካ ዘይውዳእ ናይ ሓዉ ገበናት ኣሎ እንድዩ ::
    ናይባሓቂ ሓቀኛ ተባዕ ሰብ እንተ ዝኸውን ኩሉ ገዲፉ ናይ ሓዉ ሓቀኛ ታሪኽ ኢሉ ብዛዕባ ሓዉ ዝቐተሎም ንጹሃት ተጋደልትን ገባራትን ዘይጽሕፍ ::

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 หลายเดือนก่อน +5

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Cliques996
    @Cliques996 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ብጻይ ትብል ቃል :ብጽብጽ ተቐይራ ዶ ኣይቦሉናን!!ብጾት ዝብል ዉን በጻብጽ ኮይኑ /ዘያማይ ብጻይ 😢😢😢ስልበጣ እንታይ ማለት ዩ??????? 🤪🤪🤪🤪😪😪😪

  • @berheweldemichael9472
    @berheweldemichael9472 หลายเดือนก่อน +4

    ኤሰያስን ደገፍቱን ናይ ወለዶኦም ባህልን ልምዲን ኢዮም ዝገብሩ ዘለው። እዚ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ኢዩ፣ ሎሚ እውን እዚ ባህሊ አብ ኢትዮጵያ ይግበር አሎ።
    ኢሰያስ ናይ አቦታቱ ኢዩ ዝገብር ዘሎ እቲ ዝገርመኒ ናቱ ዘይኮነስ ኤርትራውያን ናይ አቦታትኩም ምጥፋእኩም ኢዩ።
    አይ ባህልናን ንሱኹም እውን አይናትናን ስጋዕዘይበልኩም ተገዚእኩም ክትነብሩ ኢኹም።
    ብዝኾነ መለኪዒ ህግፊውያን ኤርትራውያን አይኮኑን።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ትኹኤ ቀሺ ዓዲንፋሲክ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ሚስጥር ሚዒቃቢ እስር ሒረዲ ቂተሊያ ስስት ሒባኢያ እትም ምሲጥር።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ዘሒዚን ሊዒሊ ህዝብ ኢርትራ ለባምየ እና ክብሉ ተኒበኒ ኢትዪጲያዊያን ኢየም።ኒቢለክሎና አሎና ኢትዮጵያዩም ሓቂካ ሐዊ ዒሒሒ ሒሲቢካ ተሲሂሎምይኢሰር።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน +2

    Jamaika father & grand mother of wedeforki R very near Relatives..say it correct plz

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብ ተትገፊፋ ናብ ሜዳ ኽትወርድ፡ ኣብ 1994 ኣዲኡን 3 ደቃ ብላንድ ክሩዘር ሱዳን ኣትያ ካብኡ ንኣሜሪካ ኻአይዳ።

  • @user-tv3dl5cm2j
    @user-tv3dl5cm2j หลายเดือนก่อน

    Amnuiel could you please open a petition about legality for Eritrean presidential position to vote for all Eritrean people

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2j หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ካብ ዝገርመኒ ህዝቢ ዘደናግር ደጋፊ ይኩን ተቃዋሚ ኣብ ኤርትራ ህዝባዊ ግንባር የለን ህግደፍ ውን የለን, ጉጅለ ዓመጽቲ እዩም እክብካብ በብጥቄሞም ዝተሰጋሰጉ, ንኩሉ ክንጽረሉ ይግባእ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ሓሶት እብ አስምር ኢኒታይ ክብሉ ።❤❤❤ሓዉ ሓቄና እይ ዚቢል ዘሎ ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ መጽሓፍ ተባሂሉ ዝቐርብ ዘሎ፣ ከም ቁም ነገር ወሲድካ ከተንብቦ ዘይኮነስ፣ ከም ሓደ ተራ ሕሜታን ፕሮፓጋንዳን ባዶ ሰለስተን/በለካ ለኽዓካ ናይ ስርዓት ኢሳያስ ምዃኑ፣ ኣብ ጎሓፍ ክትድርብዮ ወይ ኣብ እቶን ከተቃጽሎ ጥራይ ኢዩ ዘለካ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    አደይ ኢትዮጵያ ቂበጢኒ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @justicejustice8667
    @justicejustice8667 หลายเดือนก่อน +1

    Sounds like we have a first tabloid in Tigrigna. 😂😂

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ኪልል ኢትዮጲያ ይብሉካ አልው መምሕር በየነ ገረዚግሔር ዉፋይ ዓዱ ዓዱቀይ ታባቲ ኩእ ኒጊደቲ ኒዓመታ ተዳለዉ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    1111❤❤❤

  • @jaymike4218
    @jaymike4218 หลายเดือนก่อน +1

    ሮቤል እዩ ዝባሃል

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 28 วันที่ผ่านมา

    ቁማር ተበልዕኩም ኢኩም እሞ ትም ኢልኩም ካኣ ሱሙዑና ኢዮም ዝብሉ ዞሎዎ!!!

  • @abrahamteklemariam5869
    @abrahamteklemariam5869 หลายเดือนก่อน

    They was working at መዘጋጅ ቤት።

  • @asliErda62
    @asliErda62 หลายเดือนก่อน +1

    I as one think Abraham Isayas is not z correct
    Person To do & B equal like His father wedeforki complicated brain set up. Hope not wrong!!!

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 หลายเดือนก่อน +5

    ንኢሳያስ ውልቀ መላኺ እንዳበልካ ንህዝቢ ኣይተዳናግር። ኢሳያስ ብጉድለት ስነ ልቦና ዝሳቐ ዘሎ ናይ ስነ ኣእሙሮ ሕሙም እዩ። ስለዚ "ኣጽናቲ" ልክዕ መጸዉዒኡ እዩ። ውልቀ መለኽቲ ንዝንኦም ክብሉ ኣብ ግዝኣቶም ኩሉ ሰብ ክሪኦ ዝኽእል ነገር ሃኒጾም እዮም ዝሓልፉ። ኢሱ ግን ንነብሱ ከም ናይ ዓለምና ሊቀ ሊቃውንቲ ገይሩ ዝወስድ ግን ከኣ ሑሙም ሰብ ምኳኑ ካብ ዘረባታቱን ግብርታቱን ትርዳእ። ንፑትንን ንቻይናን ከመይ ኢለን ክዋስኣ ከምዘለወን ክመክር ድሕር ዘይበለ ደፋር ደንቆሮ እዩ።

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 หลายเดือนก่อน

    Abza metshaf tsbuk tentena hibka ama

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi Asha 2GiZe YwKa'E' - BHGi Ezi'O'M SDTaT Family KmHRuNa.
    Enda Afwerki - they have no concern for us: Seb KeyBLeNi ZBHal ms'O'M AyseRHn Eyu.
    Do not buy the book - the picture On the book cover B&W is truly EviL - the Entire Afwerki's families are Evil and sorcerers.

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi Asha 2GiZe YwKa'E' - BHGi Ezi'O'M SDTaT Family KmHRuNa.
    Enda Afwerki - they have no concern for us: Seb KeyBLeNi ZBHal ms'O'M AyseRHn Eyu.
    Do not buy the book - the picture On the book cover B&W is truly SheYtaN - the Entire Afwerki's families are Shey'Ta'Wn'Ti and sorcerers.

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 หลายเดือนก่อน

    Wedu eshyas nay itken sinken iu

  • @solomonmosazghi9980
    @solomonmosazghi9980 หลายเดือนก่อน

    ንሳቶም፣ ኢሳያስን ወገኑን፣ ብብዙሕ ጉዳያት ካባና ካብ ኤርትራውያን ንላዕሊ ብልጸት ኣለዎም። (1) ንዝደልይዎ ነገር ከተግብሩ ብትዕግስቲ ንነዊሕ እንዳተጸበዩ መደቦም ከይበሰለን ምዓልቱ ከይኣኸለን ኣየቃልዑን እዮም፣ ንዓኻ እንዳኣሃውተቱ ግን ንስኻ ሃለው እናበልካ ብታሕቲ ታሕቲ ነቲ መድቦም ይሰርሑሉን ባይታ የጣጥሑሉን። (2) ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ወለዶን ዓድን ድሕረባይታን ዝምባሌታትን ዝሓዘ መዝገብ አለዎም። መንዩ ወዲ ዓዶም ማለት መንዩ ኢትዮጽያዊ መንዩ ኤርትራዊ እውን እፈልጡን ሓድሕዶም እፋለጡን እዮም ። (3) ብኣንጻሩ ንሕና ኤርትራውያን ድማ ንዕኦም ፈሊና ኣይንፈልጦምን ኢና። በቲ ቀደም ወለድና ዝርሓብዎም ብመንፈስን ብግብርን ከማናን ኣካልናን ጌርና ስለንሓስቦም ናይ ጥፍኣትና ማእለማታት ዝኣልሙልና ኣይመስለናን እዩ። ስለዚ ከምቲ ናቶም ጭቡጥ ሓቤሬታ ስለዘይኣከብናን ሰለዘይብለናን መንዩ ኤርትራዊ መንዩ ዘይኤርትራዊ ምፍላጥ የጸግመና እዪ። ንኣብነት ንኤልያስ ኣማረ ከም ኤርትራዊ ጌርኩም ክትዛረቡሉ ጸኒሕኩም። እቲ ሓቂ ግን ኣዲኡ ካብ ትግራይ እያ፣ ማለት ትግራወይቲ እያ። ኣቡኡ ድማ እቶም ኣብታ ስማ ስሚዕናያ ዘይንፈልጥ ዓድና ዝብልዋ፣ ዝነብሩ ሰረወቶት ድኣ ይመስክሩ እምበር ሓንሳብ ሓንሳብ እውን እንዳ ኣቶ ኣማረ ኣድግና እዩ ዓድና ሰለዝብሉ፣ አቶ ኣማረ ኣበይ እዩ ዓዶም ብርግጽ ንምፍላጥ ኣጸጋሚ ይገብሮ። (4) ንሕና ነቶም ኣብ መንጎና ኣትዮም ኣንፈትና ዘስሐቱናን ፋሕፋሕ ዘብሉናን ሰስ ክንብልን ክንከላኸልን ዘይንእል ዘለና ሓደ ካብቲ ምኽንያት ምን እዩ መን፣ ናይ ኤርትራ ህዝባን ልምዓትን ጥፍኣትን ዘገድሶ ሰብ ድዩ ኣይኮነን ስለዘይንፈልጥ እዩ። ማለት (3) እዩ ሽግርና። መን ምዃንካ ፈሊጡ መደብ ኣውጺኡ፣ ኣብ ጸልማት ትሓቢኡ ዝጎብጠካ ሰብ ዳርጋ ማለት እዩ።
    ደቂ ሃገር ወይ ደቂ ኣባት ክነሶም ንሳቶም ዝመልመልዎምን ዘጋገይዎምን ከምዘለዉ እኳ ርዱእ እንተኾነ፣ ኣፍልጦ እንተዝህልወና ግን እቲ ተጻብኦታት ምውሓደ ኔሩ። ሕጂ ግን ዋላ ህዝብና እውን ብህዝቢ ትግራይ/ ኢትየጽያ ዳርጋ ተተኪኡ እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ከይገደደ ዓይንናን እዝንናን ንኽፍትን በቶም ንፈልጦም ጀሚረና ንተሓቋቖፍን።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน

    እም ኒአመሪካን ዉያነ አዪሓመየን።ወያነ አኮታቱ ኢየም።