ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

Atv Asena Live -ሕድሕዳዊ ግጭትን ፍልልያትን ወጊድና ኣንጻር 1ይ ጸላኢ ደው ንበል ዝርርብ ምስ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ค. 2024
  • Atv Asena Live -ሕድሕዳዊ ግጭትን ፍልልያትን ወጊድና ኣንጻር 1ይ ጸላኢ ደው ንበል ዝርርብ ምስ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)

ความคิดเห็น • 17

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 27 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ተለቨዚን አሰና ዚገረም ዲስከሰ ክቂሊ ከምዘለዎ ክሰራሐሉ አለዎ ምክንያቱ ቃል ቢቶወደድ ነተግቢሪ ብግቢሪ !!!
    ❤❤❤

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 27 วันที่ผ่านมา +3

    Hi Amanuel sehebna

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 26 วันที่ผ่านมา

    ዎው ኩቡር ሓው ሃይለ ክፍላይ እንካዕ ድምጽካ ሰምዕና ንዊሕ ኮይኑ።
    ዕድመን ጥዕናን

  • @natinatihaile
    @natinatihaile 28 วันที่ผ่านมา +2

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 27 วันที่ผ่านมา

    Darkness. Dark glass 👓 😍. Is he bland. If he's l ma sorry 😞. Other ways it is not important. Thanks 😊. VERY good progress 👏 ERITREA

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 28 วันที่ผ่านมา

    How can the very criminal be the fair judge of his actions?

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሉ ብኣውራጅኡ ክኮርዕ ክሕበን ኣለዎ ንዝብል ኣታሓሳስባ :
    ንምታይ ምልእቲ ሃገር ሓዲገ ብኣውራጃይ ዝሕበን ?
    ካብ ብኣውራጃይ ዝሕበን ንምንታይ ንምልእቲ ሃገር ከም ሓንቲ ኣውራጃ ቆጺረ ብሃገረይ ዘይሕበን ::
    እዚ ኩሉ ንርእዮ ዘለና ናይ ኣውራጃ ፍልልይ ብሰንኪ ብኣውራጃ ምሕባን ዶ ኣይኮነን ?
    ብኣውራጃ ምሕባን ዘምጽኦ ሳዕበን ንርእዮ ኣለና ::
    ብኣውራጃ ምሕባን ኣፍራሲ እምበር ሃናጺ ኣይኮነን ::
    ኩላትና ካብ በብኣውራጃና ንኮርዕ ንሃገርና ከም ሓንቲ ኣውራጃ ቆጺርና ብሃገርና ክንሕበን ኣጸቢቑ ዝበለጸን ጠቓምን ተመራጽን ኢዩ ::
    ኣውራጃነት ንየው ንበሎ ::
    ብኣውራጃነት ንሕፈር እምበር ኣይንኽራዕ ::
    ኣግሂድና ንዛረብ :: ኣውራጃነት ውድቀት እምበር ብዝኾነ ታኣምር ሓበን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ :: ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን :: ኡካዳኣ የጽርፈካ ::
    እዚ ጸቢብ ኣታሓሳስባ ዘለዎ ኣውራጃዊ ወገናዊ ኢዩ እንዳበሉ የናሽውኻ ይኑዕቁኻ ::
    ኣውራጃውነት ይትረፍ ሃገራውነት ይዓምብብ ::

    • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
      @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 28 วันที่ผ่านมา

      This guy has all the heart touching messages to Eritreans against injustices. Well done!

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 28 วันที่ผ่านมา +1

    Hi asena I didn't see you the seminar in England 💙🧡💙💙

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 27 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ሓወይ እዚ ናይ ኣውራጃ ካብ ቀደም ዝነበረን እጂውን ኣብ ዓዲ የሎን ዝብሃል ዘሎ ሓቂ ኣይኮነን ብፍላይ ብፍላይ ብደቂ ኣከሎጉዛይ ንደቂ ሰራየ ዝወረዶም ፈተና ብዙሕ እዩ፡ እቶም ደቂ ሰራየ ስለ ዝጾሩውምን ሸለል ስለ ዝብሉዎምንዩ ብዙሕ ዘይውዓዋዓ እምበር፡ ካብኡ ሓሊፉ የለንባ ኣይነበረን ዝብሃል ዘረባ ሓቂ ኣይኮነን ብኸመይ ይፍታሕ ግና ብዘይሕብእብእ ብንጹር ዝፍትሑሉ ምጽዓርዩ እቲ ፍታሕ።
    ኣከለጉዛይ ናይ ዓብለልናን በዛሕናን መራሕናን ኢዩ ሕማሞም ሕማምና ክፍወስ እተኾይኑ ክእረሙ ኣሎዎም እዚ ናይ ብዓል ሰልጠነ ነዊሕዩ ሱሩ ዋዛ ኣይኮነን።

  • @faligali6690
    @faligali6690 28 วันที่ผ่านมา +1

    እታ ምኹራዕ ትብል ቃል ንርእሳ ነጋቲቭ እያ።እንታይ እዩኸ ብኣውራጃኻ ኩራዕ ኢልካ ዘረባ።ኣብ ሓማስየን ሰራየ ኣከለጉዛይ ባርካ ሰምሃር ስለዝተወለድካስ ክትኮርዕ ? ?

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 26 วันที่ผ่านมา

    ክም ሰብ ብገዛካ ዓድካ ኣውራጃካ ዚባካ ከተማካ ብሃገርካ ምሕባን ምክራዕ።፡
    መሰል ኩሉ ብማዕረ እንተተሓሊዩ እዩ ኩርዓት፡
    ብዝተረፈ ብስሚዒት፥ ብናይ እምባገነናት ገብቲ መራሕቲ ተጸሚድካስ ብሃገር ኩራዕ ፡ ብዘይ ህዝባዊ ምርጫ ብሓይሊ ዝነገሰ ሽፍታ እንዳተመራሕካ ኩራዕ ስለ ዝበለካ ናይ ጎይትካ ቃል ምድጋም ድንቁርና እዩ።
    ሃገር ደቃ ሒዛ እያ ትኮርዕ ዓድታት ኣውራጃታ ዞባታት ከተማታት ወልቀ ሰባት መሰልን ምሕደራን ምስ ዝደላደል እዩ።
    ብስርዓተ ሕጊ ምስ ትምራሕን ትምራሕን እዩ ኩራዕት ዝመጽእ።
    ባርያ ናይ ሓደ ሰብ ቑዋም ዝጉሕፍ ሓሓሊፉ ደስ ከም ዝብሎ ኩናት ዝከፈት፥ ንእእላፋት ናብ ስደት እንዳሰደድካስ ኩራዕዶ ተመናዕ ሕልናኩም ተጠቐምሉ ክቡራት ደቂ ሃገር ዝክርዕ ስራሕ ክንሰርሕ ክንልብም ይግባእ
    ምስ ዝዓበዱ ኣይትዕበዱ, በጃካትኩም ኣስተውዕሉ ክብለኩም እደፍር ምስ ኣክብሮት። ኣይፋልኩምን ምክንዩ ዘረባ ተዛረቡ
    ህዝብኩም ክሕጎስ ፈጣሪ ክምጎስ።

  • @sy5545
    @sy5545 28 วันที่ผ่านมา +1

    Let’s not confuse ppl. MELAY is the symbol & an identifier, that differentiate us from a disaster savage HGDF.
    Why going backward?
    Keep going forward w/MELAY if one believes in just seeking & to be free from oppressive HGDEF.
    *This is nothing personal. It is about CLARITY… what one really wants?
    I find that HGDEF flag to be traumatizing: With all the ugly experience, trauma, & suffering Eritreans have gone through under that red flag.

  • @user-zv5lk5di3z
    @user-zv5lk5di3z 28 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰና እንታይ ዳኣ ናይ ዓዲ እንግሊዝ ሸፈነ ዘይሃብካሉ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 28 วันที่ผ่านมา

    አሪትራ ንህዝባ ጸልማት ግሃነብ አሳት አያ ፥ህግደፍ ካብ ዝወጠኖ ህዝቢ ብሰላህታ ምንጻት አላማ ፥አዞም ኣሪትራን ህዝባን ንምጻት አላምኦም ፥ነዚ አኩይ ተግባር ዘፈጽሙ ኣጋንንቲ ጉጂለ ስለዘለዉ ስርኣት ኢሰያስ ንልምኣት ዝጽበ ደገፍቲ ሃሳረ መከራ ዝድግፉ ብፍላይ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ባራዩ ግዘ ኣኪሉ ዋጋ ተባሮም ህጊ ተመስሪቱ ክህተቱ ከምዝኮኑ ክፍልጡ ኣለዎም ፥ጉዳይ ምጽራይ ህግደፍ ዝፍጸመሉ አዋን ርሁቅ ኣይኮነን፥

  • @user-wm9th3ew4r
    @user-wm9th3ew4r 27 วันที่ผ่านมา +1

    🤔 ግርጭትን ፍልልያትን ወጊድና ክትብል እንከለኻ አማኒኤል ኢያሱ ? ስለምንታይ ካብ ነብስኻ ዘይትጅምር ማለት ናይ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ናታቶም መደባት አብዚ ሜድያታት MEDIANS ዝቐርብ መታን አብ ውሽጢ ኤርትራ ንኽስማዕ ምስናትካ መደባት ከተቕርቦ ይግባእ ምኽንያቱ አብ ውሽጢ ኤርትራ ብብዝሒ ናይ ደለይቲ ፍትሒ መደባት ክስማዕ እንከሎ ካብዚ ዘለዎ ኩነታት ብዝበለፀ ሽግርን ሻቕሎትን ነዞም እንስሳታት ሳሕል ሻዕብያ ከምዘምፃሎም ብርግፅ ስለዚ አማኒኤል ኢያሱ ገለ ምርድዳእ ሐሲብካ ምስኩሎም ደለይቲ ፍትሒ መደባቶም ናብ ውሽጢ ኤርትራ ንኽስማዕ ስራሕ OTHERWISE ንባዕልኻ ካብቲ ፍልልያት ከይወፃኻ ብዛዕባ ፍልልያትና ምባል NO GOOD

    • @user-zv5lk5di3z
      @user-zv5lk5di3z 27 วันที่ผ่านมา

      @@user-wm9th3ew4r ቅብልቲ