ዝገርም ሓዱሽ ግጥሚ ዓወት ወዳጅን ዘረባ ዶክተር ኣብይን ( ሽምና ዶ ተፀዊዑ ሓቀይ ? )

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ส.ค. 2024
  • Welcome to Awet Multi Media....
    Like, Share, Comment and Subscribe to our Channel

ความคิดเห็น • 739

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +89

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትናን ምእንተ ዛሃገር ፍርቂ ኣካሎም ዝከፈሉ ተጋደልትን ነቲ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ዘይነፍስ ኩሩዕን ወረጃን ህዝቢ ትግራይ ይኩን 🙏

    • @SalamSalam-bb6qx
      @SalamSalam-bb6qx 4 ปีที่แล้ว +1

      ክብርና ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትናን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍

  • @tsegezeababreham4607
    @tsegezeababreham4607 4 ปีที่แล้ว +18

    ዓወት ጅግና ወድቶም ጀጋኑ I’m from Eritrea 🇪🇷 but I’m Proud of you even we’re broth and sisters we are ☝️ just keep going

  • @user-jy1iq6kj7w
    @user-jy1iq6kj7w 4 ปีที่แล้ว +123

    ተባዕ ወዲ ትግራይ ዓወተይ ቀፅለሉ

    • @nolancoen8925
      @nolancoen8925 3 ปีที่แล้ว

      A trick: you can watch series at Flixzone. Me and my gf have been using it for watching lots of of movies during the lockdown.

    • @edenjaxon2750
      @edenjaxon2750 3 ปีที่แล้ว

      @Nolan Coen Definitely, I've been watching on Flixzone} for since november myself =)

    • @omoibriham5375
      @omoibriham5375 2 ปีที่แล้ว

      💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍💕💕💕💕💕

  • @user-ki6wj6im5b
    @user-ki6wj6im5b 4 ปีที่แล้ว +85

    እሰይይይይይይይ ዓወተይ ወዲ ሓራስ ነብር ወዲ ትግራይ ቀፅለሉ

  • @lilytadesse2429
    @lilytadesse2429 4 ปีที่แล้ว +88

    Oወት ወዳጅ በሊሕ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @user-gq4lb1sv7j
    @user-gq4lb1sv7j 4 ปีที่แล้ว +35

    ዓወተይ ኣታ ጅግና ብሕልመይ ስለ ዝሓለምክካ እድሜካ ነውህ እዩ ጅግና ትግራይ ህማቅ ኣይዝርካ

  • @tsegaaezgobo1391
    @tsegaaezgobo1391 4 ปีที่แล้ว +78

    ዓወት ጅግና ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ መሽረፈት ሲ ዕድሜኻ ይሕፅሮ ፈጣሪ

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว +1

      መሽረፈትሲ ዐድመኻ ይሕፅሮ ፈጣረ

    • @SaraSara-wn1iz
      @SaraSara-wn1iz 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @alammahari9014
      @alammahari9014 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @hrjf5677
      @hrjf5677 3 ปีที่แล้ว

      @@alammahari9014 AMEN

  • @user-jj8us6vg4n
    @user-jj8us6vg4n 4 ปีที่แล้ว +34

    ዓወተይ ጅግንና ወዲ ህዝቢ ኣኽሪዕኻና ዘላእልማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና

  • @haftayhagos1280
    @haftayhagos1280 4 ปีที่แล้ว +59

    ይበል ግጥሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 1000 ዓመት ንበረለና!!!መሽረፈት ማንታ መልሓሱ!!!

    • @hggh1682
      @hggh1682 4 ปีที่แล้ว

      🌹⚘💋💜👍👍👍

  • @user-jj6cu5zg2d
    @user-jj6cu5zg2d 4 ปีที่แล้ว +12

    ክብርን ሞጎስን ሰማእታትና 😢😢😢 ዓወት ከም ሽምካ አጆኻ ናይና አዮኹም ደቂ ትግራይ

  • @suzanagalejeganu9828
    @suzanagalejeganu9828 4 ปีที่แล้ว +48

    ዓወተይ ጅግና ንበረልና
    አምላክ ዕድመ ይሃብካ

  • @daniaxumawi3705
    @daniaxumawi3705 4 ปีที่แล้ว +41

    ትግራይ ንተጋሩ ወርቂ እያ ምስ እንስሳት ንሕና ንሃንፅ ንሶም የፍርሱ ንድሕሪት እንዳተንሽራተትና ኣይንነብርን

  • @elisagualmama1279
    @elisagualmama1279 4 ปีที่แล้ว +93

    ዓውት ከም ስሙኻ ዓውት እኻ እሞ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @slamhjaber225
    @slamhjaber225 4 ปีที่แล้ว +16

    ቀፅል ዓወት ወዳጅ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መቅስን እንዲካ አንታ እስካስ ንዓ ዝወለደት አደ ሺሕ ዓመት የንብራ

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +31

    ዓወተይ ኩርዓት ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 ንብረልና የኔ ጂግና ክብርን ሞገስን ንስማእታትና🙏🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 ปีที่แล้ว +41

    ዓወት ጅግና ኹርዓት ተጋሩ 🤩🤩🤩🤩🤩😍😍😍😘😘😘😘💪💪💪💪💪💪🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      ዓወት ጅግና ኹርዓት ተጋሩ👍👍👍👍👍💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @user-ws3ht4dc8t
    @user-ws3ht4dc8t 4 ปีที่แล้ว +79

    ዓወት መቅሰን ብርዕኻ ይለምልም ኣታ መቅሰን 💖💖💖💖💖💌💌💌💌💌💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖

  • @jerigere1908
    @jerigere1908 4 ปีที่แล้ว +17

    ዓወት ወዳጅ ልክዕ ከምስምካ ዓወት ሒዝካ መዐወቲ💖💪💪💪

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame7641 4 ปีที่แล้ว +36

    ወዲ ወዳጀ ጅግና

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว +95

    ዓወት ጀግና ናይ ብሓቂ

  • @yemaryamlig5323
    @yemaryamlig5323 4 ปีที่แล้ว +31

    ስምካ ዓወት ስራሕካ ዕውት ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 4 ปีที่แล้ว +242

    🤔ኣድነቕቲ ዓወት ወዳጅ ኣለኹም ዶ ? 𝙡𝙞𝙠𝙚

  • @temesgen1378
    @temesgen1378 4 ปีที่แล้ว +53

    Nihina tigrau hagere tigray ina nideli 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊✅✅✅✅✅

    • @user-us3qj3ot9u
      @user-us3qj3ot9u 4 ปีที่แล้ว +5

      ኩሉና ተጋሩ ሃገር ትግራይ ንምምስራት ኣይንሕመቅ እቲ መንገዲ ተጀሚሩ እዩ።

    • @temesgen1378
      @temesgen1378 4 ปีที่แล้ว

      @@user-us3qj3ot9u 🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊✊✊✅✅😍😍😍😍😍

  • @meharieyob8854
    @meharieyob8854 4 ปีที่แล้ว +9

    ዓወት ወዳጅ smart !!! ስነጥበባዊ ማለት ከምዚእዩ።ኤርትራዊ ዋላ ይኹን ሰላም ናተይን ሰላም ናትኩም ዝምነ ሰብ እየ።ምኽንያቱ ኣብ ኩናት ተዓዋቲ የለን።እዝግሄር ባዕሉ ሰላም የውርደልና ካብ ክፉእ ይሰውረና !!!

  • @hjvhh9962
    @hjvhh9962 4 ปีที่แล้ว +132

    ዓወት ወዳጅ ጀግና ወዲ ህዝብ ዓወት ንህዝብ ትግራይ

  • @user-jd1ii4nd2b
    @user-jd1ii4nd2b 4 ปีที่แล้ว +26

    ዓወት ጀጋና ወዲ ትግራይ

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 4 ปีที่แล้ว +40

    ትግራይ ዓደይ ዓደ ጅግኑ ስላምኪ ይብዛሕ

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว +45

    ዓወተ ጆግነ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-zk8ve5ve7f
    @user-zk8ve5ve7f 4 ปีที่แล้ว +55

    ዓወተይ ኩራዓት ተጋሩ ንበረለይ ሞቻ

    • @dfhvvvgh6449
      @dfhvvvgh6449 4 ปีที่แล้ว

      ዓወታ ሺኮር ዓርሓ ትግራይ ቀጺለሉ

  • @selemonalemshet8397
    @selemonalemshet8397 4 ปีที่แล้ว +6

    ክብርን ሞገስን ነቶም ጀጋኑ ስዋኣትና።
    ዓውቾ የቐንየልና።

  • @salmuhairi9618
    @salmuhairi9618 4 ปีที่แล้ว +28

    ትግራይ ዓደይ ጀጋኑ ወሊዳ ጀጋኑ ትቕበር ክሳብ መዓዝ ይኸውን

    • @avaz593
      @avaz593 4 ปีที่แล้ว +1

      አታጅግና.ወዲ.ትግራይ.ኩራዕ..ቀፅለሉ.አጀኩም.ናይና

    • @muzimuzar4821
      @muzimuzar4821 4 ปีที่แล้ว +1

      awet jgna kurat tegaru

  • @user-zw3lj8tb7h
    @user-zw3lj8tb7h 4 ปีที่แล้ว +25

    ዓውት ጅግና

  • @jerryjerry1804
    @jerryjerry1804 4 ปีที่แล้ว +34

    መሽረፈት ባዓል ክልተ መልሓስ

  • @user-gn2uj7ri8n
    @user-gn2uj7ri8n 4 ปีที่แล้ว +49

    ተጋሩ ኣሕዋትና ንፈትወኩም ኢና ሕማቅ ታሪኽ ክስንዱ ኣብ ልዕለና ላዕልን ታሕትን እዮም ዝብሉ ዘለዉ ብፍላይ እዚ መሽረፈት ደድሕሪ ኢሰያስ ከይዱ ኣየዋጽኦን እዩ፡ ኢዱ እንተ ሰሓበ ይሕሾ I love you all tegaru hawkum kab 🇪🇷

    • @selefqere9008
      @selefqere9008 4 ปีที่แล้ว

      ሓሳዊ እስካ ኤርትራዊ አይኮንካን ኤርትራዊ ከማካ አይኮነን

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +1

      @@selefqere9008 kemey dia ???? Hibzi tigray i love you intebeles .. . Xerfi , guhaf nisika ke men 🇪🇷 iluka . Hizbi aytixlai !!!!!! Weyane xilai

    • @saraha8808
      @saraha8808 4 ปีที่แล้ว

      @@selefqere9008 korakur hgdef haki mzrab Mara eya ere ttemekum ere enda taemetkum wahatwa tray

    • @dhiidjfjfjjhdjhfbrjrj8294
      @dhiidjfjfjjhdjhfbrjrj8294 4 ปีที่แล้ว

      አጀካዐወትወዳጀዐሽዐሽዐሽ

    • @momdad4479
      @momdad4479 4 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤😍😍😍

  • @lmlmhou2187
    @lmlmhou2187 4 ปีที่แล้ว +10

    Awet jegena edemen tenane yihabeka marey kbern mogosen njganu semaetatena 👊💪💪💪💪💪❤❤❤💛💛💛💛💛💖

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +25

    አስይይይ ዓወት ጅግና ስላም ደትግራይ ሃገርና ይኹን

  • @adhanetgebregziabher9488
    @adhanetgebregziabher9488 4 ปีที่แล้ว +16

    ዓወት ጅግና ናይ ብሐቂ

  • @user-gp7og4cs7z
    @user-gp7og4cs7z 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓዎቶ ጅግና ትግራዋያ ነዊሕ ዕድነ ጥዕናና ይሃብካ። ክብርን ሞጎስን ንስዋኣታ ጀጋኑና

  • @seammeasho1118
    @seammeasho1118 4 ปีที่แล้ว +12

    ያዒስ ወዲ ትግራይ ጅግና keep it up ❤️👈🙏

  • @user-cc6rl1nb5l
    @user-cc6rl1nb5l 4 ปีที่แล้ว +18

    አጆካ ጅግና ናትና

  • @gsggsgsg6797
    @gsggsgsg6797 4 ปีที่แล้ว +19

    ዓወተይ ጅግና 💖💖💖💖💖💖

  • @user-us3qj3ot9u
    @user-us3qj3ot9u 4 ปีที่แล้ว +8

    ኩሉና ደቅባት ተጋሩ ብንቅሓት ልዕልቲ ሃገር ትግራይ ንምርኣይ ምርጫና ወዱብ ናፅነት ትግራይ(ው,ና,ት) ይኹን።
    ክብረን ሞገስን ነቶም ሰብ መትከል ጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን።
    ናይ ቃልስና መቃይሮ ነጥቢ ካብ ሕልሚ ኢትዮጵያ ናብ ብልጽግቲ ሃገረ ትግራይ ምህናጽ እዩ።
    ዓወት ንውዱብ ናፅነት ትግራይ!

  • @amenamenamen5923
    @amenamenamen5923 4 ปีที่แล้ว +19

    ዓወተይ ጂግና ተግራዋይ

  • @asterabera7600
    @asterabera7600 4 ปีที่แล้ว +7

    ዘለአለም ክብሪ ንስውአት ጀጋኑ ኤርትራን ጀጋኑ ደቂ ሕዝቢ ትግራይን ክብሪ ይግባአኩም 👉🏾💐

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 10 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😢😢😢😢😢ዓወትከምሸምካ ኩርዓት ትግራይ

  • @galaxycore8590
    @galaxycore8590 4 ปีที่แล้ว +3

    ዓወት ከምሽምካ ትዓወት ። ነዞም ካሕዳማትን ጠላማትን መራሕቲ ኢና ዝብሉስ ንገሮም ድኣ ሕርሕራይ ጌርካ እንተተረዲእዎምሲ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዜጠኛ ሓውና ዓወት ንበረልና

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +16

    እዋይ ብሓቂ ዓወተይ እዚህ ባዓል ክልተ መልሓስ

  • @user-ir6xt5wh9o
    @user-ir6xt5wh9o 4 ปีที่แล้ว +34

    ዓወት ወዳጅ ጆግና ወዲ ትግራይ ወዲ ቶም ጀጋኑ

  • @brahanbarhan6131
    @brahanbarhan6131 4 ปีที่แล้ว +40

    ዓውት ጆግና ብሓቂ

  • @SawlTv5
    @SawlTv5 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ከም ስሙ ዓወት ኣምላኽ ፍሉይ ተውህቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።እዚ ነፋሒቶ ፍሉይ ፍጥረት ከልቢ ተስካር እዩ፡፡

  • @user-zb7mq9ri3c
    @user-zb7mq9ri3c 4 ปีที่แล้ว +10

    መሐጎስ 💪💪💪💪ኢካ ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @user-mo9bj2bl7f
    @user-mo9bj2bl7f 4 ปีที่แล้ว +12

    ልገርም ዓወት ወዳጅ very good 🙏🙏

  • @mulukebede1817
    @mulukebede1817 4 ปีที่แล้ว +3

    ዓወት ወዳጀ ኩሪዓት ተጋሩ ብጣዕሚ እና ንፎትየካ ፈጣር ይሓልኻ ሕማቕ ኣይብፃሕኻ

  • @tesfiyetes2328
    @tesfiyetes2328 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣምበሳ ሑሩመይ ኢለ ኣታ ኤሪትራዊ እንዴ ግን ሓው ትግረዋይ ኢየ ብጽንዕትኩም ግን ሑቡን የ ህዝቢ ከይሓዝካ ዕርቂ እዝኒ ዘይብልካ ወርቂ ዶ በለ ዉዱእ ዘረባ great ዓዊታ

  • @negasigeremedihn3274
    @negasigeremedihn3274 4 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትናን ምእንተ ዛሃገር ፍርቂ ኣካሎም ዝከፈሉ ተጋደልትን ነቲ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ዘይነፍስ ኩሩዕን ወረጃን ህዝቢ ትግራይ ይኩን

  • @hailaygebrehiwet2395
    @hailaygebrehiwet2395 4 ปีที่แล้ว +13

    ይበል ቀጽለሉ ዓወት
    ወዳጅ ጅግና

  • @user-jw9tf1zi5u
    @user-jw9tf1zi5u 4 ปีที่แล้ว +21

    ዓወት ጀግና

  • @selamnakumhook654
    @selamnakumhook654 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓወተይ ጅግና ኽብሪ ይሃብካ ክብርን መጎስን ንሰማኣታትና ኣየኻ ህዝቢ ትግራይ ኣለና ኣብ መትከል ዕላማና

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 หลายเดือนก่อน

    ወይዘሪት ትግራይ ንኢ/ት ዝፈጠረት እያ ኢ/ት ብዘይ ትግራይ አይትነብርን አይንደልያን ትማሊ አምሀራይ ዝተባህለ ካብ የመን ስሀራ ካብ ሳውዲ ስሀራ ካብ ኡማን ስሀራ ዝፈለሱ አረብ አየድልዩናን ሓገረ ትግራይ❤❤

  • @seniyaje1723
    @seniyaje1723 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓሳዊ ክልተ መልሓሱ ኣጀኩም ደቂ ትግራይና ሰላምና ክምለስ ዩ። በጀጋኑና

  • @user-cg2yt8tr9z
    @user-cg2yt8tr9z 4 ปีที่แล้ว +1

    ዓወት ጀግና ብጣሚ ዝገርም ልቢ አለካ ልቢ ኹሉ ትግረዋይ ኢኻ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ እግዚአብሔር አምላኽ ብምረቱን በቸርነቱን ዓድና ሰላም ይግበረልና አምላኽ ሩሑሩሕ አምላኽ እዩ እሞ ከም በደልና ከም ክፍትና ከይኮነስ ከምሕረቱ ታ ናይ ቀደምና ሰላም የምጸልና አምላኽ ሰብ ሰብ በምኻኑ ምክክብባር ክንዲ ዝግበአናስ ሰብን ሰብን የናኽስ ይወዕል አሎ መንግሰቲ ዳሓን ፈራዲ አምላኽ ክፈርዶ እዩ ናይቶም ምውታት ደም ሓደ መዓልቲ ናብ ባዕሉ ኽግልብጦ እዩ እግዚአብሔር ጸቡቕ ምስራሕ ንባዕልኻ ሕማዕ ምስራሕ ንባልኻ እንድዩ ማዓልቲ ተነወሐም ታ ሓቂ ታ ፍትሒ ሓደ መዓልቲ ክትወጽእ እያ ሓቂ ማዓልቲ ትነውሕ እንበር ትወጽእ እያ ካብ ኮረና ዝበአሰ መንግስቲ መጺና ለንዘበን አምላኽ ኮረናን መሸረፈትን ካብ ምድሪ ገጽ የጥፈአልና አበሰደት አብ ሰዓውዲን የመንን ዝሳቐዩ ዘለው አሕዋትናን አሓትና ፍትሒ ሲኢኖም ይሳቐዩ አለው በጃኻ ዓወት ሓወና በዝኸአልካዬ መጠን ናብ ሚዲያታትም ናብ መንግስቲም ምስ ተኸተልትኻ ኮይንካ ድምጺ ኹኖም ንወገናትና አሕዋትና በጃኹም ንመንግስቲ ትግራይ ጥርዓን አቕርቡልና ካብዚ ስቓይ እዙይ ከውጸኦም መንግስቲ ትግራይ ናበይ አቲኻ ወገናትካ ዕሸላት ካሓልፈልና እዩ ኢሎም ወጺኦም ብጥመት ብዕርቃን ብሕማም ይሳቐዩ አለው ገሊኦም ይዓብዱ ገሊኦም ይመቱ ገሊኦም አይ ዕቡድ አይምውት ኮይኖም አሕዋትና በጃኻ በጃኻ በጃኻ መንግስቲ ትግራይ መዋጸኦ ፍጠረሎም ወገናትና ሊዕሊ 40000ሺ ዕሸላት እዬም ዝሳቐዩ ዘለው አረ አረ አረ መንግስቲ በጃኻ ናብዞም ተጨኒቖም ዘለው አሕዋትና አብ ስዕውዲን ጂዛን የመንንን ገጽካ ምልስ አቢልካስ ወላኳ ተዘይኪልካ ሞራል ክትህበልና ይግባእ አሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሔር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @prayfortigray7915
    @prayfortigray7915 4 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ሞገስን ልጀጋኑ ሰማእታትና❤💛❤የቀንየልና ዓወት ሓውና👌👌👌

  • @negste2212
    @negste2212 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓወትይ ጀግና ሓበን ትግራይና ናይ ብሓቂ ንዓካ ንምግላፅ ቃላት የብለይን በቃ እንቋዕ ናትና ኮንካ ዝያዳይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤

  • @user-xm5ym7gy8x
    @user-xm5ym7gy8x 4 ปีที่แล้ว +55

    አባይ መሽረፈት ክልተ መላሓስ ክልአይ ደርጊ

  • @meriraya4873
    @meriraya4873 4 ปีที่แล้ว +4

    ዓወት መቕሰን ዕድመ ይሃብኻ ኹርዓት ትግራይ 😍😍

  • @user-km3yl8ho5l
    @user-km3yl8ho5l 3 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ጅግና ❤❤❤❤❤ ክብር ሞጎስን ንሳማእታትና❤❤

  • @deutstrau5165
    @deutstrau5165 4 ปีที่แล้ว +40

    ዝገርም እዩ ዝለኽባጥ ሰብኣይ ፈጣር ይፍደዮ ተኮለኛ መንግስት እዩ።

  • @zed8332
    @zed8332 2 ปีที่แล้ว

    ከብርን ማግሰን ንሰማአታትናን😢😢💔ጀግና ወድትግራይ እንኳዓ ናትና ከንካ ጀግናዬዬዬ💪💪💪🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳💊💊💊

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓወተይ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ @♡♡♡♡♡♡♡♡♡@ ክብርን መጎስን ንስማአታትና@♡♡♡♡♡♡♡♡♡♤♤♤♤♤♤@

  • @user-hq5is9xd1z
    @user-hq5is9xd1z 4 ปีที่แล้ว +1

    ዓዎት ጠንካራ ትግራዋይ ጅግና እካ በሓቂ ካብ ዓይኒ ሓሳድ የዉጽካ ንፉዕ

  • @JJ-xz2re
    @JJ-xz2re 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow wow wow what interesting poem by intelligent intellectual wise knowledgeable inspirational Author journalist ever Thank you for your service God bless your heart and your family brother Awet

  • @user-yp6vy7dw5f
    @user-yp6vy7dw5f 4 ปีที่แล้ว +5

    ክቡሩ ሓዉና ዓወት ወዳጅ ጥበብካ እናደነኩ ከምዚ ተወዳጅነትን ዘናምን ምኻንካ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩሞ ከምዚ ናይ ህዝቢ በደልን ፀገምን ይርደአካ እዩሞ። ካብ ሕሉፍ ስራሕኻ እዉን ምርኣይ ይክኣል እዩ። ህዝባዉነት ኢኻ ተቐድም ከም ኣያታትካ እሞ ሐዝዉን ዓዉዪ ናይ ህዝቢ ፀገም ተፈጢሩ ህዝቢ ትግራይ ኣስታት ኣርብዓ ኣሻሓት ዝቑፀሩ ኣሕዋትካ ተጋሩ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቖም ይርከቡ። እሞ ድማ ንፁሃት ክሓልፈልናዶ ይኾን ኢሎም ስደት ወፂኦም ግዜ ኮኑ ከዲዑዎም እሞ ደማ በዚ ክፍተት ተጠቒሞም ፀላእትና ሐዚ ረኸብናዮም ንዓይነቱ ኣብ መፃብብ ኣእቲዮም ብምቖትን ጥምየትን ጨፍጫፍን ከሰቕይወም ይርከቡ። እሞ ንስኻዉን ከም ሓደ ጉዱስን ዉፉይን ንትግራዉነትካ ህዝባዉነትካ ዘለካ ዉሑሉል ጥበብካ ተጠቒምካ ነዞም ኣሕዋትና ብጥበብካ ጌርካ ንእሹተይ ተትሰርሐሎምስ ምናልባት ዶ መፍትሒ ተኾነ ድምፂ ኣሕዋትና ኣስምዐልና ግዜ ከቢድ እዩሞ ንዝሓልፍ ግዝየ ዘይሓልፍ ታሪኽ ከይወቕሰና ገለ ሜላ በብዝክኣለና ተሰራሕና ይሓይሽ እንዳበልኩ። ክቡር ሓዉና ንፈትወካ ኢና ካብ ሓፍትኻ ኣብ ስደት ዘለኹ ብጭንቀት ዝፅሓፍክወ እየ ግዜ ኮኑ ከፊእና😢😢😢😢😢😢

  • @saymonsami8644
    @saymonsami8644 4 ปีที่แล้ว +9

    Nay behaqi 2dergi🇪🇷

  • @user-eh5iv3jq8p
    @user-eh5iv3jq8p 4 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
    💪❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🙏

  • @user-pn1jz7eg8z
    @user-pn1jz7eg8z 4 ปีที่แล้ว +2

    ጣላም መራሒ ገፆካ ትርሓቅ መንዳእከብዱ ረጊፅዋ ከምዝይ ኢሉ ተዛሪቡ ሐዚ ንምንታይ ህዝቢትግራ ፀሊእካ ❓❓❓‼️‼️ ክብርን መጎስን ንስውእትና ንሰማእታትናን ሕድርኩም እይናዐብርን

  • @user-oy4do1ns9k
    @user-oy4do1ns9k 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓወተይ ጅግና ቀፅለሉ🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪💘👈

  • @galaxycore8590
    @galaxycore8590 4 ปีที่แล้ว

    ጀግንነት ደቂ ትግራይ ብግለሰባት ደይኮነስ ብዓለማት ዝተመስከረሎም ስለዝኾነ በዝን ክንድዝን መታለሊ ቃላት ላዕሉ ማዓር ውሽጡ ዕረ ክንታለል የብልናን ። ትግራይን ደቃን ካብ ማንም ናእዳ ከምዘይደሊ ፍሉጥ ክንሱ ከምታ ቐደሙ ሓድነቱ የጽንዕ ። በዚ ንሰምዖ ዘለና ቃላት ኣብ ሓደ ርእሲ ክልተ መልሓስ ከይንታለል ። ክብርን ሞገስን ንሰማእታት ትግራይ

  • @user-ug6hi9ww2u
    @user-ug6hi9ww2u 4 ปีที่แล้ว

    ዓወተይ ጅግና ንዓካ ዝገልፅ ቃልየብለይን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርዕካ ይስስር

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen9493 4 ปีที่แล้ว +1

    አየ መሽረፈት ገልባጢትካ ትኩን ሓሳዊ አጆካ ዓወት ጅግና♥♥♥♥

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣታዓወተይ፣ከመይ፣ዲካ፣መቅሰን፣ዕድመንጥዕናን፣ይሃብካ፣ናይና፣ኣታጅግና፣ቃላት፣የብለይን፣ብምንታይ፣ክገልፀካ።

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 3 ปีที่แล้ว

      Tekkl 😍😍😍💪💪💘💘💘🏖🏖🤲🤝

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z 4 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን መጎስን ንስማእታትና መሽረፈት ኣሽሪፉ ኣሽሪፉ ሓዊ ኣናኪሱልና ዋ ሓድነትና ይጠንክር ደቂ ትግራይ ማዓረይ ህዝቢ ትግራይ ሓቢሩ እዩ ታሪክ ዝሰርሕ ኔሩ ሕጂ ወን ከምቦታትና ታሪክ ንሰርሐሉ ግዘ እዩ ብኩናት ዘይኮነስ ብመስመር።(ዘልኣለም ኣብ ልብና ሰማእተትና🕯🇪🇹😭🌿)

  • @wezifeyasu9249
    @wezifeyasu9249 3 ปีที่แล้ว

    ዓወት የኛ ጅግና ቀፅለሉ ኣበዬ ኣዕብዩ ያንእስኻ ሓሻዊ መላኸዕ ክልተ መልሓሱ መብለዕ እንበር መሕሰብ ዘይብሉ ደብሪፅ ዝተኸወልኻ ዘይትበልዕ ኣይትፎልጦምን ድኻ ወየንት ብኣፎም ቃል ኣትዮም ደሞም ዝግብሩ።

  • @user-tc8gg1fq6z
    @user-tc8gg1fq6z 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰምካ ዓወት ስረሕካ ዓወትይ ናይብሓቂ ጅግና ኢካ👍👍👍 💖💖💖 (እንተ መሽረፈት በዓል ክልተ መልሓሱ👎👎👎😈😈ከዳዓ ጠላም) ኣጀኪ ትግራይ ዓደይ ዘለአለመዊ ከብርን ሞጎስን ንስምእታትና

  • @samriabatwamesay4248
    @samriabatwamesay4248 4 ปีที่แล้ว +5

    ዓወተይ እንታይ እየ ክብለካ ቃላት ሓፂርኒ ነዓካ ዝከውን ክንዳካስ ሚሊየን ኣታ ጅግና በርትዕ ዓወተይ

  • @hdhhdb7467
    @hdhhdb7467 4 ปีที่แล้ว +2

    ስምካ ዓወት ስራሕካ ዕውት ጅግና ወዲ ትግራይ ቀፅለሉ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💖💖💖💖💖

  • @tesfamariamhadgu535
    @tesfamariamhadgu535 4 ปีที่แล้ว +25

    አወት ኒቲጊራይ ቲጊርኚ አለኩም ዶ ዳሃይ ጊበሩለይ

  • @user-wl6di8en8v
    @user-wl6di8en8v 4 ปีที่แล้ว +9

    ዓወት ጅግና ኣኞካካካካካካካ

  • @titititi9466
    @titititi9466 3 ปีที่แล้ว

    እሰይ ዓወተይ መኩርዒ ትግራይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎብዘልና ተባዕ ትግራዋይ ቀፅለሉ 👏👏👏

  • @shushaygrmay7361
    @shushaygrmay7361 4 ปีที่แล้ว +1

    I real appreciate Awet . You are so talent . I pray for you ,God to give you long live.

  • @user-fm5xl3kr8i
    @user-fm5xl3kr8i 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑና ኩራዓት ሓበነይ
    ሓሳዊ እዩ ኣብይ ንምንታይ ዳኣ ቀተልቲ ጀጋኑና ዘየቃልዖም ንምንታይ ሓብእዎም ምስጥሩ ከይፍለጥ ሓብኡዎ ኣሎ ሓሳዊ እዩ

  • @user-zu2zt3sy5z
    @user-zu2zt3sy5z 3 ปีที่แล้ว

    ዓዊተይ ጅግና ወዲ ትግራይ ዓደይ ሓላል ቀፅለሉ ኣታ መቅሰነይ ዕድመን ጥዒናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤💘💘💘❤❤❤💘💘💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔💔💔💔💔

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk 27 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ምስጋናን ንመላአ ሰማእታት ትግራይ

  • @user-ir8rf9ve2v
    @user-ir8rf9ve2v 4 ปีที่แล้ว

    በሎ ዝመሽረፈት ኣይዞካ ዓወት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወተይ ዓወት ንተጋሩ ።ሕማም ኮረና ንመሽረፈትትትትትትትት

  • @user-up6qm2lb7v
    @user-up6qm2lb7v 4 ปีที่แล้ว +1

    ዓወት ጅግና ወዲ ላሕምና ክብርን ሞጎስን ልስማእታትና ኣብ እስርቤት ስዑድ ዓረብን የመንን ዝሳቀዩ ዘለው ደቂ ስውኣት ድምፂ ኹንዎም ኣታ ኣሕዋትና ስቃይ በዚሕዎም ኣሎ ኣብ ክፉእ ኣለው

  • @eudulahagos3933
    @eudulahagos3933 4 ปีที่แล้ว

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና ዓወት ጅግና ወዲ ጀጋኑ እዚ ክልተ መልሓሱ መሽረፈት

  • @user-zu1dr3vz6w
    @user-zu1dr3vz6w 4 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ አደይ ማአረይ ሰላምክ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ አምበር አዝ ለክባጥ አብዬ አሕመድስ ሐመድ ይብላአካ አወተይ ጅግና ንበረልና

  • @ghh5039
    @ghh5039 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ካብ ክልተ መልሓስ ይምሓረና አጀካ ህዝቢ ትግራይ መስመርካ ሓሉ ከም ቀደምካ ጅግና ትግራዋይ በዓል ስረ እንጀራ ዓለም ብላዕ ዓወት ሓውና ኣብ ጎንካ አለና

  • @user-bp6jp4qh3j
    @user-bp6jp4qh3j 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ሐሳዊ ማንታ መልሐሱ ድሐን ግዜኦም ይሐልው ጅግና ዓመት ሐውይ

  • @ngstingsti2414
    @ngstingsti2414 4 ปีที่แล้ว +1

    መን ከማካ ጅግና ወድቶሞ ጅግና

  • @jhvvchhvc5286
    @jhvvchhvc5286 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣብይ ከሓዲ ባንዳ ይኪድ ግደፍዎ ተጢዕምዎስ ቀልጢፍኩም ተፋትሑ ካብ ከሓዲት ሃገር