ናይዚ ቐሺ ጉድ ረኣዩ . ዓገብ ንበሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 646

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
    @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ หลายเดือนก่อน +46

    ቀሺ ኣይኮነን ዳዊት ተራ ሰብ እዩ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ หลายเดือนก่อน +9

    እግዚአብሔር አምላክ ይቅረ ይበለልና ዳዊተይ❤

  • @SaimonAndetsien
    @SaimonAndetsien หลายเดือนก่อน +50

    ቀሺ ኣይኮነን የሕዋት ቀሺ ኣይትበልዎ

    • @WintaYohannes-wk4du
      @WintaYohannes-wk4du หลายเดือนก่อน +1

      Tewegizu ko b eritrean mesleni😢

    • @andemariammihreteab9244
      @andemariammihreteab9244 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@WintaYohannes-wk4duwala keytewegeze kelo wn keshi ayneberen haftey

    • @Maranathayoutube21
      @Maranathayoutube21 หลายเดือนก่อน

      ወላ ካይተወገዘ ኮሎ ቀሺ ኣይነበረን ታራ ሰብ ዩ

  • @MenghisMogos
    @MenghisMogos หลายเดือนก่อน +12

    Dawit zbehal eko kekeyfeni kulu medebu. Keep going the good job Dawitom

  • @wegenhaqixelaiamex
    @wegenhaqixelaiamex หลายเดือนก่อน +19

    ኣብ ዓዲ ዓረብ እየን ዘለዋ።
    ግን ወላ ተሸፊነን ከለዋ፡ እምነትና ኣይንሓድግን ኢለን፡ ኣብታ ዝተራኸባላ ሓቢረን የመስግና ኣለዋ

    • @tutulgugul2659
      @tutulgugul2659 หลายเดือนก่อน

      ነገራት ተጋላቢጥኩም ስለዘሎ እዩ እምበር ወላ ክርስትና እምነት እኳ ጓለንስተይቲ ክትሽፈ ከምዘለዋ እዩ ዝእዝዝ ማርያም እውን እኳ አብዝኾነ ስእሊ እንተሪኡኹማ ምስተሸፈነት እያ፣ ግን ቀስ ብቐስ ናብ ናይ ምዕራባውያን ዕርቃንካ ውጻእ ዝብል ባህሊ ስለዝዘንበልኩም እቲ ሓቀኛ አካዳድና ናይ ጓልአንስተይቲ ዕርቃንካ ሙኻን ትኽክል ኮይኑ ስለዝስማዓኩም ዘሎ ነቲ ትኽክለኛ አካዳድና ጓልአንስተይት ናይ ሙስሊም ጥራሕ ኮኑ ክስማዓኩም ጌርኩም ዝገርም እዩ ወድሰብ እንድሕር የእሙርኡ ተዋጃብርዎ

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 หลายเดือนก่อน +19

    _ትወግዙ እዩ'ኮ ኣቤየት በእውነት እዚ ትወልድ ግን ካሕዘን😢_
    _እወ ይፍቀደና እዩ ዳዊተይ ዓድ ዓረብ እየን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እዘን ኣሕዋተይ🥰_

  • @luley6536
    @luley6536 หลายเดือนก่อน +19

    ኣነ ናቱ ኣይኮነን ዝገርመኒ ናይተን ንዕኡ ክከታተላ ኮፍ ኢለን ዝሓድራ እዩ ዝገርመኒ

  • @kasay67
    @kasay67 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ዕንዛርያ ኤፍሮም ዝብሃል ምሕረት የውርደሉ፡ንነቶም ስዓብቱ ከኣ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈት🎉❤

  • @orotaasmera6802
    @orotaasmera6802 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ዕቡድ ንፉስ ዝኾነ ርኹስ

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 26 วันที่ผ่านมา

    No dawitey ewe adi areb eyen zelewa mesikel dima yegbre eyu Ajeka tsegem yebuluy zahawey ❤

  • @Mebrahtey
    @Mebrahtey หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዓዲ ዓረብ እየን እኮ ዘለዋ ደሞ አብ መኪና እየን ዘለም ናይ ቱዓዲ ሕግ ዓብያ ተይ ገብርካ ሰለ ዝይውጻኣ እየን ከሙኡ ኢለን እግዚአብሔር ዝመስገና ዘለዋ ✅💚

  • @astertekle474
    @astertekle474 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabher amlak mhret yewrdelki mewaxeo yfterelki🙏🙏🙏

  • @S.የማርያም.ልጅ
    @S.የማርያም.ልጅ หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊት ሓወይ እቲ ዘመስግነኦ ዘለዋ ጥራይ ዘይንርኢ ዘሐጉስ ነገር እዩ ፡ እግዚኣብሄር ንምታይ ከምዚ ተኸዲንክን ኣመስጊንክናኒ ኣይብለንን እዩ ፡ ንሰን የመስግና ኣለዋ ንሕና'ኸ ከምአን'ዶ ነመስግኖ'ዶ ኣለና ንእግዚኣብሄር፡ ኣብ ዘለና'ሊና ከነመስግኖ ይግባኣና፡ ስለምንታይ ከምኡ ተኸዲነን ምኽንያት ይህልወን ኣብ ከመይ ኩነታ ከመዘለዋ ንሰን እየን ዝፈልጠኦ ኩሉ ተዘይፈለጥኩ ኣይንበል ፡ ዳዊት ሓወይ ዋና ኣብ እምነተን ጸኒዐን ነቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ምምላኸን ደስ ዘብል እዩ ፡ ቅድሚ ኹሉ ግን ኣነ ኣበይ ኣለኹ ኢልና ንነብስና ንሕተታ።

  • @Kebakibrom
    @Kebakibrom หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መልእክቲ ዳዊት ጊን ቀሺ ኣይኮነን እዚ ሕዝቢ ኣብልዕሊ እቶም ብጉቡእ ዘገልግሉ ካህናት ሕማቅ ስእሊ ከየሕድር ንምባል ።❤

  • @GhebremedhnHabte
    @GhebremedhnHabte หลายเดือนก่อน +3

    Ata dawit hawey keshi aykonen nermal miemen u keshi atbelo kemzita ketehlf keleka bzaeba eti seb mlue habereta khlweka alewo bzterefe nkemziom mkilae atsrare betekrstyan tewahdo zkonu mklae ketslo zehawey ❤

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ หลายเดือนก่อน +3

    እዘን ኣሕዋትና ኣብ ዓዲ ዓረብ እየን ዳዊተይ

  • @HdEt-os1of
    @HdEt-os1of หลายเดือนก่อน +2

    እዘን ዓብያ ተከዲነን ዘለዋ ይፈቀደና ዘይከነሰ ሓብእና ንጥቀም እና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yrgalmebokure8810
    @yrgalmebokure8810 หลายเดือนก่อน

    DAWIT. Thank you so Much. You are great 👍

  • @SmretFtawzgi
    @SmretFtawzgi 25 วันที่ผ่านมา

    Selam selam selam yehwat qeshi aykonen

  • @MilionHabte
    @MilionHabte 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ይሕዋት እዚ ቀሺ ኣይኮነን
    ❤❤❤❤❤❤

  • @Acnt12
    @Acnt12 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi guday qelil aykonen ane harire aleku hafitey abzi atiya mirdae abiyatini😢😢😢😢

  • @olivatutokris1212
    @olivatutokris1212 หลายเดือนก่อน +4

    ክክክክክክክክክክክክ ጸባ ሰተ ዳዋ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @sofinatu2481
    @sofinatu2481 24 วันที่ผ่านมา

    ዴቨይ ሽኮርር
    GBU ሽኮረይይ 🎉❤

  • @salm4735
    @salm4735 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ሓወይ ኣነ ከፋትወኪ❤❤❤

  • @semhoney414
    @semhoney414 หลายเดือนก่อน

    Bishem orhdox tewahido zi shekitu zele u eyom Seb ketalil niwayate bitekirisotian yitikemu

  • @AbelMedhanie-w7m
    @AbelMedhanie-w7m หลายเดือนก่อน +10

    ዴቭ ክትእሰር ኢኻ ብስሓቅ ቀቲልካኒ ኣለኻ😂😂😂😂

  • @g776yy3
    @g776yy3 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይ ሓፍተይ ከም ዛ ናተይ ዶ ኣጋጢምኪ ሓው ዝባሃል ኣብ ሓዊ ይጠበስ እተ ክብርቲ ሓፍትና መዋጽኦ ይፍጠረልኪ ቁዱስ ኣምላኽ ❤️🙏🙏🙏❤️

  • @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
    @ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ หลายเดือนก่อน +3

    ዳዊተይ ኣብ ዓዲ ዓረብ እዩ ስእሊ አድህኖ መስቀል ካዓ ፀገም የብሉን ናብ ዝኮነ ቦታ ክንቀሳቀስ ከለና እዚ ፀሊም ክዳን ከይገበርካ ስለዘይንቀሳቀስ ኣብ ግዕዞ ሰለዘለዋ እዩ እበር😘

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊት ሰላም ንዓኻ።
    ነዚ ሕማቕ ጠንቋሊ መልሲ ዝሃብካዮ፡ክብረት ይሃብካ።
    እምበር ከምዚ ዝበለ መንፈስ ጋኒን የልቦን።

  • @AlemKetema-v1d
    @AlemKetema-v1d หลายเดือนก่อน

    Eway anes des kitblen Davi keep going bro❤

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭😭ቁሩብ ምከለና ንደቂ ኣስመራ ❤️❤️❤️❤️

    • @IssakGrmay
      @IssakGrmay 17 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkk abekolegzay tray yom zelewu ilwom kkkk

  • @TeklezgiYemane
    @TeklezgiYemane หลายเดือนก่อน +1

    Deved edimen tiainan yhabika fetari ❤🎉

  • @yonashabtom3013
    @yonashabtom3013 25 วันที่ผ่านมา

    Hawey video ktserhu kelekum si xuruy haberita yhalkum.
    Ezi keshi aykonen. Dyakon eu . Bsm keshi awxikayi zeleka bxuh seb tagagi aleka. Plz plz xury haberita hazu eza bzuhat nxuhat akshshti zelewuwa emnet menkefi aytgberuwa.

  • @edumt2039
    @edumt2039 หลายเดือนก่อน +1

    Dave ezi seb ezi keshi aykonen aykerbon keman. Ab frdi amlak kikerib eu. Aytigedeselu. Etom nabu zikedu ygedu denakur. Eziatom eyom slem zebalashiwu zelewu. Amlaki yetfiki eta tikiteliyo zeleki.

  • @mebrhitamanuel3090
    @mebrhitamanuel3090 26 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ትስማዓዮ ዳዊት ሓወይ

  • @fithawimengestab6082
    @fithawimengestab6082 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሩ ሓውና ዳዊት ሓወይ እዚ ሰብ ንብዓሉ መናፍሰቲ ዘለዎዓርኪ ዲያብሎሰ እዩ ::ቀሸ ኣይኮነን ዳዊት ሓወይ:: እግዚኦ መሓረና ክርሰቶሰ (3)

  • @Kibreab-solomon21
    @Kibreab-solomon21 หลายเดือนก่อน

    ዴቭ ሓወይ ክህነት ካብ እግዚኣቤሔር ትቅበሎ ዓቢ ማዓርግ እዩ ስለዚ እዚ ቀሺ ትብል ቃል ብካልእ ተትትካኣ ይቅሬታ እንተ ደፊረ

  • @SimonGwahid
    @SimonGwahid หลายเดือนก่อน +2

    DAWIT hzi seb hmum hyu seldi kbelh hilu hyu seb zehti zelo awraja hntay ygebr halo ab haymanot ageb nbel yehwat 😢😢😢

  • @AmanTeklemariam
    @AmanTeklemariam หลายเดือนก่อน +2

    Ewe hji bezhu wedi Aferika heke endyu dea kasrom

  • @habentesfatsion6377
    @habentesfatsion6377 หลายเดือนก่อน +1

    Kesh Aykonen please keshy Aykonen Dawt hawey 😊

  • @S.የማርያም.ልጅ
    @S.የማርያም.ልጅ หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ሓወይ ቀሺ ኣይትበሎ ተራ ምእመን ከማን ኣይኮነን ፡ ቀሺ ካብ እግዚኣብሄር ዝተዋህበ ኩቡር ክህነት እዩ

  • @meharigrmay4919
    @meharigrmay4919 หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊት ኣምላኽ ኣዛርብካ ወላኣነ ሓሺሽ ዝስሕብ ኮይኑዩ ዝስማዓኒ ወላ ትዓይኑ ወላ መላኣኩ

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 หลายเดือนก่อน +3

    ሰይቲ sol media እያ ናይ ባሓቂ? ንሱ ብፖለቲካ ንሳ ብኣጋንንቲ ምውጻእ social media በሊዖማ

  • @GereNecho
    @GereNecho หลายเดือนก่อน

    ርኹስ

  • @samiwedi2717
    @samiwedi2717 หลายเดือนก่อน +1

    ከላ ካብ ናይዚ ደኣ ናትካ ሸክሸክክክ ተሓይሽ😂😂😂

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg หลายเดือนก่อน

    Amlak mhret yewrdelu

  • @ShishayTesfa
    @ShishayTesfa หลายเดือนก่อน

    Keshi elka aytxeweayo dawit hawey keshi kibret zelewo kab egziabiher ztewahbe kihnet eyu

  • @sabrinzere-jx8ig
    @sabrinzere-jx8ig หลายเดือนก่อน

    Dev hawina plss nay gedam debre bizien hadera aytiresie pls

  • @HawAwetye
    @HawAwetye หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lamlam2220
    @lamlam2220 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KbromMoges
    @KbromMoges หลายเดือนก่อน

    Away akolgzay malti ❤❤❤❤❤

  • @AlganeshAbraham-j1t
    @AlganeshAbraham-j1t หลายเดือนก่อน +1

    ዴቭ ሓወይ ኩሉ ኢኻ ጭንቀተይ ኢኻ ተረስዓኒ ንስኻ ተዘይትህሉ ሲ ብምንታይ ምሰሓቕኩ መሕረር😂❤❤❤

  • @ሰላማዊት-ሰ7ቐ
    @ሰላማዊት-ሰ7ቐ หลายเดือนก่อน

    12:50 ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዘነሕዋተይ ንፉዓት ናብራ ዓዲ ዓረብ ብኸምዚ ነሕልፎ አምላኽ ይሓልወና
    ዳዊት ዓዲ ዓረብ ኩለን አዋልድ ብዘይ ዓባያ አይንቀሳቐሳን እየን። መስቀልን ስእሊ ቅዱሳንን ንዋየ ቅዱሳንን ድማ አሎ እዩ ሎሚ ከም ቀደም አይኮነን ደሓን ኮይኑ እዩ አዕራብ ለምዶምዎ እዮም።

  • @Diamond.Dc2
    @Diamond.Dc2 หลายเดือนก่อน +3

    ቀሺ ዝብእል ማዕርግ ንበዓል ከምዚኦም ኣይትሃብ ኩሉ ቀሺ እየ ዝበለ ቀሺ ማለት ኣይኮነነን
    ዝኣርከይ ክንደይ ሩኹሳት ኣለዉ ዝጽይቁ 😢

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 หลายเดือนก่อน

    He is right, Jesus is klogzotay too

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 หลายเดือนก่อน +4

    ውጉዝ ኢዩ ቤተክርስትያን ኣብ እስራአል ኣይሳለምም😢😢😢

    • @hiwetkuflu3508
      @hiwetkuflu3508 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ ድይኻ ደኣ ይሳለም ጡፍእ መናፍቃን

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 หลายเดือนก่อน

      @@hiwetkuflu3508 ኣብ እስራአል ኣበየናይ ቤተክርስትያን ይሳለም ኢቲ መናፍቃን ናትኩም ንመን ከተጣብቅሉ ጠቆልቲ

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 หลายเดือนก่อน

      ​@@hiwetkuflu3508mhreat yawredalke ate eze kexawetelken bejaken ete menfeas alelywo kabey mukanu yebel eu xema xelya sgeda

  • @MusaMasasa
    @MusaMasasa หลายเดือนก่อน

    Texawet ala mes wedi ahhh tebla ala aqeziwa nesu ka yeflafes

  • @salm4735
    @salm4735 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @Ereytsda
    @Ereytsda หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብ ኣብ እስራኤል ኮይኑ ብዙሕ ርኹስ ስራሕ ዝሰርሕ ሰብ ኢዩ ኣይትጋገ ግን ኣስተውዒልካ ጸውዕ ቀሺ ኣይኮነን!!.

  • @MogosAbraham-ul3xk
    @MogosAbraham-ul3xk หลายเดือนก่อน

    መዋጾ ይፍጠረልኪ ሰምሃር ሓፍተይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን😢

  • @makilove6390
    @makilove6390 หลายเดือนก่อน +1

    እተን ዝዘመራ ኣብ ስደት ዓዲ ዓረብ እዩ ዳቬይ ብጣዕሚ ኣድኒቀየን😢 ዘን ኣሕዋተይ ዓዲ ዓረብ ኮይንኻ ከቢድ እዩ ክገርመካ ኣብ ፀም ኣርባዓ ክኾዉን ተሎ ኣብ ሽንቲ ቤት ዝሰገዳ ኣለዋ ብጣዕሚ ጠንካራታት😢

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 หลายเดือนก่อน

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @KefeteYibelst
    @KefeteYibelst หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዳዊት ቅሽነት የብሉን ኤፍረም አልካ ፀ ው o ዮ

  • @BrtuBrtu-i7t
    @BrtuBrtu-i7t หลายเดือนก่อน

    Dev ኣይተናድደኒ ተን ኣጓላት ኣብ ሳዑዲ ዓረብ እየን ዘለዋ ስለዚ ኣብ መንገዲ ናኸዳ ፖሊስ ከይሕዘን እየን ክኣ ብጸሎት እና ብውዳሴ ዝኸዳለዋ 🥹👊

  • @semhoney414
    @semhoney414 หลายเดือนก่อน

    Bishem betekirisitian ki shekitu ziwilu eyom

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +6

    “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
    - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6 አየ ህዝብና😢😢😢

  • @selamzaid8539
    @selamzaid8539 หลายเดือนก่อน

    Dawit ambesa 👍

  • @fabs7161
    @fabs7161 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
    Thank you I laughed after a long time
    We are in a confused time

  • @AmanAli-e6j
    @AmanAli-e6j 29 วันที่ผ่านมา

    ሄትለር ኣበይ ተሰወሩ

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun หลายเดือนก่อน

    Dievo ane bezi resey hamm aleku nska xbuq aleka

  • @danielamiesom2040
    @danielamiesom2040 หลายเดือนก่อน

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +3

    ኖርማል እዩዳዊት ሓወይ ዘን ዓዲ አዕራብ ኮይንና ምዝማርን ምምስጋንን ዘፀግም አይኮነን ንመጀመርያካ ሪእካ ክትከውን ትክእል ኢካ ግን ከምቲ ብደገ ኮይኑ ሰብ ዘካብዶ አይኮነን።።።። ክብሪ ልእግዚአቢሔር ይኩን አብ ዓዲ አህዛብ ሞጎስ ዝሃበና ከም ዓዲ ዓረብ ኮይኑ ዘመስግን ክርስትያን ውን ዘሎ አይመስለንን ተመስገን አምላክ ኩላምሉ አሎ እዩ ናትና ሸለልትነት ተዘይኮይኑ❤🎉

  • @sabelazereu6775
    @sabelazereu6775 หลายเดือนก่อน

    Qeshi aykonen.Dawit hawn .

  • @KbromBeyene-tq7mj
    @KbromBeyene-tq7mj หลายเดือนก่อน

    Dawit medebka btami xibuk eyu gin aytxaref naka xibuk ayhbekan eyu

  • @לנלננןיהור
    @לנלננןיהור หลายเดือนก่อน +1

    ቀሺ ኣይኮነን ወላሐንቲ ማዓርግ የብሉን
    ስራሕ የብሉ ብምትላል ዝነብር ኢዩ ኣብኤርሳሌም ኢዩ ዝነብር

  • @aklasiasolomon8317
    @aklasiasolomon8317 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ኣይኮነን pls

  • @nomore4404
    @nomore4404 หลายเดือนก่อน

    Megemerta Davi hawey thanks so much kbleka ydeli ab sraha awet asalton yehabka bmkxal nab hasabey keatu ane zgermeni nezi zamn eyu hzbi eyu ezi nay jana ka zeshtakula newi ewan eyu koynu bjana zam seb kea jana eyu :: ezi seb behaki ke sdra alewe diyu? behaki shudshten tsheaten zeyfeli seb eyu ata hzbi sema zkone mexiu kxawwetelka ksab meas eyu?

  • @MerhawitBrhane-c1w
    @MerhawitBrhane-c1w หลายเดือนก่อน

    Kaby eu rekibwo zeyele ab mexhaf kudusan!😢😢hzbi hizka mtfa bjkam Kal anbubu! mdhan byesus eu

  • @edumt2039
    @edumt2039 หลายเดือนก่อน

    Eway amlakey kabziom hizbina hal. Bishimey bizuhat kimetsu eyom zibele goyta neziom amsilutat nigenzeb zitegezu eyom.

  • @Slasie
    @Slasie หลายเดือนก่อน

    Ezi Sdi iyu. Kndey seb Hadar iyu Felalyu. Naytom zsabwo iyu zehzneni.

  • @gerietesfazgi9497
    @gerietesfazgi9497 หลายเดือนก่อน

    eway shgr keshi hatyat

  • @AmineRaki-xq7ov
    @AmineRaki-xq7ov หลายเดือนก่อน

    Anta Dawiet hawey kulu gerimuna Ali!!!

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet7048 หลายเดือนก่อน

    ቀሺ ሐጥያት ገጽ ዝብኢ👌

  • @kinghazomo6270
    @kinghazomo6270 หลายเดือนก่อน

    ዘገርም ኢዩ ኢኮ መስሐቅ ኢዩ ዳዊት ኑፉዕ እካ ግርም ገርካዮ ኣለካ

  • @gtgrowtogether8096
    @gtgrowtogether8096 หลายเดือนก่อน +1

    Keshi aykonen dyakon wn aykonen zkone mearg nay bietekrstyan yeblu. Orthodox wn aykonen. Mdngar kefter ile eye.

  • @goitomabadiabadi
    @goitomabadiabadi หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ዳዊት ግን እሰካ ኢካ ተረዲኢካ እቶም ሓሳዊ መናፈሰት

  • @medadawit1974
    @medadawit1974 หลายเดือนก่อน

    ንባዕሉ ደርሆ እዩ

  • @goitomabadiabadi
    @goitomabadiabadi หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢 ይሕዝ

  • @EsromBerhane-g7v
    @EsromBerhane-g7v หลายเดือนก่อน

    Way ez sebay keytrdo be poltk be haymnt orthodox jemr😊😊😊

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 หลายเดือนก่อน

    Dawit aytehasu ne sdraka aydewelkalomen 😂😂😂😂…
    Eten zezmera zelewa ka nay Libya eyen mesleni ❤

  • @tesfa4514
    @tesfa4514 หลายเดือนก่อน

    I really believe pr TRAMP is from Akeleguzay

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣🤣🤣 ወይ ጉድ ንብሎኮ ጠፊኡና ሎምስ 🤣🤣🤣

  • @IbrahimTurky-j2r
    @IbrahimTurky-j2r หลายเดือนก่อน

    Dawita yahoo ❤

  • @nakfaalgena5920
    @nakfaalgena5920 หลายเดือนก่อน

    HIMAM GOREBET TEMAHALALAFAFAY TIGRAY LEKIMATO ABA SEYTAN

  • @YaredKifle-xp6po
    @YaredKifle-xp6po หลายเดือนก่อน

    Davo yak meqsen menasey nbereley eske...❤❤❤

  • @hiwetghebrat2325
    @hiwetghebrat2325 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @mnasieabrham7677
    @mnasieabrham7677 หลายเดือนก่อน +1

    እተን ኣብ 13 ደቂቅ ኣምጺካየን ዘለካ ኣብ ሱዕድያ ከይህልዋ

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 29 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ጉድ ሕጂ ድማ ናይ ድርሆ
    እዋይ እንታይ ዓይነት ሰብ እዩ
    እቶም ንዓኻ ዝክትሉ እዮም ዘሕዝኑኻ

  • @selamsemere4006
    @selamsemere4006 หลายเดือนก่อน

    😊😊😊😊😊😊

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 amlak nab libu ymloso egzio meharna kurusos besmab kbzi ysewrena fetari