ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ኣሕዋት ትማሊ ዝሃብኩምኒ ርእይቶ ተቀቢለዮ ኣለኩ ፡ሕማቅ ኣሎ ጽቡቅሲ ኣብ ዝቅጽል ሳልሳይ ሰብ ክሕውስ የ ፡እዚ ግን ኣቀዲመ ስለ ዝሰኣልዎ ሶሪ ፡፡ ቐዳማይ ክፋል ኣብዚ ኣለኩም th-cam.com/video/Np1u4h4R56s/w-d-xo.htmlዝተጠቐምኩሉ ደርፍታት Beraki gal bahrith-cam.com/video/TFgetET7_mk/w-d-xo.htmlBeraki hyobath-cam.com/video/ga5hQMLCUJw/w-d-xo.html
Kilae ezia dia ab tiktik endiya kedem kidana awxato
Neshu ayney
ክክክክክክ ነሽነሽ ሴክስ ስደድ ሸር ክንብሎ
Åå
Neshnesh kemzi aynet ayedln u ok aythsren
*ቅዱስ ሚካኤል* ይሓልኩም ካብ ፀገም ካብ መከራ ካብ ጭንቂ ይሓልኩም ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🕯🕯🕯➕🙏!!
Amen Nkulna
Amen amen amen
Amen 🙏
Amen Amen Amen
እውይ ኣብ ታሪኸይ ሎማዓንቲ ቀዳማይ ጺሒፈ ዋላ ሓደ ሰብ እዩ እኮ ዘይቀደመኒ ላይክ ሃቡኒ በጃኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ነሹ ሽኮር ቀጽሎ።
ጽሉል
Hibeka aleku gobezey
Ab yutup ente weilka dea ketxhf eka enber
*ቀኒኢኹም ዲኹም ቀናኣት ክክክክ*
ሂበካ ኣለኩ ጎነይ
ክትጅምር ከለካ ዝተዛረብካዮ ፈትየዮ ክንደይ ኣለዋ ሓዳር ከለወን መሓዛይ መሓዛይ ዳ በላ ናብ ወዲ ይከዳ ፡ሽዑ ይዕመጻ ፡ጽቡቅ መልእክቲ ብራቮ #like
❤ ያ
ሓንቲ ጓል ሓዳር ተጌራ ኣኸለ።እዚ ምሓዛይ ወዲ ገለ መለ ክትገድፎ ጥራይ ዩ ዘለዋ።እንድሕር ክትገድፎ ዘይትኽእል ኮይና ድማ ንስካ ክትገድፋ ጥራይ ዩ ዘለካ።በዓል ቤታ፡ንስካ ሰባያ፡ ንስካ ምሓዝኣ፡ሓዋ፡ኣቡኣ፡ ኩሉ ዩ ንዓኣ ብዓልቤታ ማለት ዩ
@@wintanamedia ስሓቕ ጸወታ ዝምስጣ ወዲ እንተኮይኑ ኸ ክፍኣት ኣብ ግምት ከይ ኣእተውት ክትከይድ ትኽእል እያ
@@wintanamedia 👍👍👍👍👍
@@ፍቕሪዩመንገደይ-የ6ጐ ዓርከይ ምቅርራብ እንተበዚሑ ወድን ጓልን ሙዃኖም ዘክር።ኩሉ ግዜ ክፍኣት ዘይብሉ ሓደ ምዓልቲ ግን. ....
እዛ ጓል ግን ኣብ ኣጥባታ እያ ትኣምን ከምዚ ኸማይ ዘስተውዓልኩም ስከ
Mara eske ab atubata eya keman tgber
100%%%%%
Nay bhaki hmaki
100%
ነሽነሽ ግን ሓደ ካብቶም ዝፈትወም ኢካ ማለተይ አብ ሃማኖት ገበዝ ካብኡ ካዓ ንፍቅሪ ኢካ ትዝምር ብዙይ ካዓ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ #ሐዚ ግን ሓደ ሰብ ኩሉ ግዜ ገበዝ እንድሕር ተባሂሉ አብ ላዕሊ እዩ ዝሰፍር ብሓፂሩ ሕማቅ አለካ ክብርካ ትቅንስ አለካ ሞ ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ካብ ተቆርፃ ይምረፅ 🙏😭
እታይ ጡዑይ ምስ ኣምጻእካ ዲኣልካ ከ ኣብ ቀጻሊ ትብለና ። ባህልና ዝመሊስ እበር ባህልና ዘጥፍእ ኣይንደሊን ።
ናይ ባሓቂ ማይ ውዑይ ክኸውን ነይርዎ ክድዚ ድኽመት ናይ ጋል ኣንሰቲ መዚንካ ብኽብርታት ኣሕዋትና ክትላገጽ እሞ ክድዚ ዓቢ ዓቢ ቻለን ትውንን ከለኻ ሚዛንካ ተፍኩስ
ኣታ ነሹ ክዳንኪ ኣውፅእዮ ቅልዕዮ እናበልካ ወዲእኻየን እምበር 😂😂😂
Neshu ሸሹ ድላይካ ገርካስ ሓፈረ ክክክክክክክክ ንሰበትካ ከርእያ ኢየ
ኣታ ሓወይ ጽቡቕ ትምህርቲ የለን ድዩ እንታይ ኢኹም ጡብኪ ክፈቲ ኩስትሞኺ ጌርኪ ሳዕስዒ እንዳ በልካ በጃኹም ብሃልና ኣይተጥፍዎ ክብረትካ ከፊትካ እንታይ ዝርከብ ክብረት ኣሎ እዩ 😭😭
እንታ እም ፈሊጥናሎም ቁምነገር ዶ ዘይብልም።
Btaemi eyu zgermeki seb texeyku
ወአይ ወአይ ኢሮብ እዉን ዓሺኪን ከምዝ ገይርኪን ወይ አነ🤣🤣🤣🤣
ንራኪ ብጡባ ኣለሊናይ እምበር መልክዓስ ኣድናጊራትና ጸኒሓ ነሹ ካኣ ጥርሙዝ መሳሊ ኣብ ቅድመካ ኣይተዳሉ ትዕምጸን ዘለካ መሲሉወን ከይቅድማካ ገሊኤን ወሰንቲ ኢየን
😂😂😂
ክክክክክ ኣታ ንሳ ድያ ክልተ ሰብ አባ አያ
🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂
ክክክክክ ራኪ ጋል ትግራይ ሽኮርር ንዚ መንከሽከሽ ንየዉ ርግሕዩ
ን ነሹ ዝፈቲ ላይክ ይግበር 😍👍
Anbesa Eza haftey. Zeygldemkyo keman.
ነሹየ ብሓቂ ግን ደስስ ኣይብሊ ምክንያቱም ኣተን ኣሕዋትና ተዳናግፀን ኣለኻ ና ንስኻ እኮ ጎበዝ ኣኻ ካልእ ንዓና ዝምህር ኣቅርበልና ዝያዳ ሓወይ ደሞ ክፈትወካ ማዓት እየ ❤❤
እታ ስብ ብስበይትካ ዘይ ተርየም ሕማቅ ዓገብ የሕወት የብላን ድያ እዛ ስብ ዓገብ ነዉሪ ጽባሕ ጋል ኽትወልድ እካ ኣምላኽ ከርእየካ እየ
ነሽነሽ ግደፍ ኢዜን እሕዋተይ መጻወቲካ ጌርካየን ንሰን ኣብ ስደት ስራሓ ረኪብና ይብላ ንስካ መብሊዒካ ክዳንካም ኣውጻ ትብለን ኣላካ ዳሓን ናይ ኢድካ ተጸበ ስደት ክውዳኣ ኢዩ ኣጆክን ይሕዋተይ ክሓልፈልና ኢዩ ከም ቦዓል ነሽነሽ ደማ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ይምልሱ
Eza da des endabela 😂😂😂
ሰበይትኻ ኣቀሚጥካ ብ ኣዋልድ እንዳማትካ ክዳንኪ ኣውጽዮ ዶ ገለ እንዳበልካ ፕራንክ ምስራሕ ተቋርጾ ኣታ ጅንጅብል። ኣዋልድ ትግርኛ ኣይተዋርድ ነጅስ ኣይኮነን ጉንዲ እዝንኻ ክትርከብ ኢኻ gohaf feraaaa
ናፍቆት ኣለኒ ናይ ባሓቂ ገጢምካያ ኣነ ካኣ ኣሰተባሂለላ ኣለኹ ክንደይ ከ ይገጅፍ ኢዩ እቲ ኣጥባታ ኬፍ ኣለዎ
ናይ ብሓቂ ፋራ ክብሉኻ ሓቆም'ዬም
ኣብዚኣ እካ ል ኣወዳት ጨፍሊቅካና😂😂😂
ኣታ ወዲ ዓገብ ከምዚ ጌርካ ዝማሃር ሰብ የለን ወዳሓንካ
💖
Betami hade sedi ika kabteom kedanki awetei zeblu meflye yebelkan. Bezekon kabe bewaled meblae gedefo.eti mezenge kamerA zebehale serihekayo ika
Kale tmhrti yeblkan senef ab haftka kemzi gerka fetno beti turumz gera rska ktsebreka nerwa
ኣይይይ በጃኻ ከምዙይ ኣይተጽኣልናእንታይ ኢና ክንምሃር???? ዘይባህልና ፣ዘይመንነትና ኣይተምጽኣልና
ቱታ ኣለካ ድዩ 🤣🤣🤣 ኣሐጉስክኒግን ኣብ መመዳእታ 👌
😥😥😥😥 hmaq tmhrti kdankn awxa ilkayen tewxea ke abzi dika ktzrghen? Abknda afire.
እዚ ከምዚ ዓይነት ጽቡቕ ኣይኮነን ፡ሰብ በብቑሩብ ክላመዶ ይኽእል ኢዩ. እዘን የሕዋትና ካኣ ገርህታት ኢየን ባዕልና ንሕለየለን
ነሹ መጨረሻ ፅቡቅ ገይራትካ ንፍዕቲ አድነቀኪ
ረሳሕ ዝኾነ ወዲ ብዓል እዚ ክጻወትልካስ መርገም እዩ ✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️
እዛ ጓል ዝሓተትካያ ኣማሊኣ ነይራ እንተትከውን ካብ ሕብረተሰብ ክመጻ ዝኽእል ግብረመልሲ ትዝንግዖ አይመስለኒን
"እዛ ጓል ግን ብከዳድናኣ ዘይ እድብቲ ትመስል!! እዚኣ ስራሓ ካኣ መጀመርያ መኺርካያ እንተኾንካ ኣይግድን፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧?ባህርያት እንተ ኮይኑ ግን 100% ኣድኒቀያ
th-cam.com/video/ng_8IJ0FGoI/w-d-xo.html
@@samrgg9069 ሓቁ ድዩ
Mekiruwa eyu ember ankuay neshnesh bmliena habesha nrio kfal akalata ms kefetet eya ab tiktok
ወይ ዛንታ ሕሱር ዝኪነ ግዜየ ኣርኪብና
*ኣድነቅቲ ነሽነሽ ረጊጽኩምኒ ሕለፉ እስከ ሓላላተይ*
Ezi tigebro zeleka mezenigie aykonen mahari zikewn ente tekrib xibuk niyru ember bikbret deki anistiyo mixiwat xibuk aykonen
እዘን ኣጥባታ ጉድ ረኺበን ክንደይ ክዝየ ከፊታተን
ይገርመካ ዮ ዳኒ ሓወይ
Kkkkkkk🤔🤔🤔🤔🤔🤔
Habibi germni ndyu abrhalna ske bolo entay yu t mknyat
Anta gal ko ktdefr 😂😂 ab dey geza keyda si rimot teqaxaxirata keygemeret 😂
እዋይ ኣወዳት ረኪብናዮ ዘለና ቁሩብ ኳ ነቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣትፈርሑን እስከ መን ዩ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዘለዎ ወዲ ተባዕታይ ጓል ክዕንጽ ዝፈተነ ነሽነሽ ጽቡቅ ኣይኮነን Like coment ደሊኩም ሲ ኣወዳት ዳጸለምካ ዝመጽእ ነገር የለን ነዞም ደቂ ተባዕትዮ ዘይ ሽሞም ኣይተሃብዎም ጸለመ ጠጠው ይበል
teamets gule eber zeametse wedi yelen
@@beenough2502 ተጋጊካ ዛዓርከይ ኣለዉ ባ መሊኦም ዝተዓመጹ ኣወዳት ኣበየንቲ ፕላኔት ዲካ ትነብር ዝተዓመጸ ወዲ የለን ትብል ባእ ኣነ ዝብል ዘለኩ ኣብ ስደት እሞ ከዓ ሕጊ ዘለዎ ሃገር መን ዩ ብሓይሊ ንጓል ዝዓመጸ እዚ ደይከውን እዩ ሰኪትካ ኣወዳት ንምጽላም
Kkkkkk ኣጆኻ ባዕ
Baee ATA ezi Mezeng.e camera aykonen... nbaelka eika tezengieka NESHENSH!!!!
ዘሕፍር'ዩ ሰብ ከ እንታይ ክመሃር ካብዚ ስራሕ ከምዚ ዓነትስ ኣይድልን'ዩ ኩብር ሓው መሃሪ ዝኮነ ስርሓት ዳኣ ኣፍርዩ ሓውና።
🤣🤣🤣 ነሽ ነሽ ይኣኽ ካልኣይ እኮዩ ደይብልካ ኡንቃዕ ዉዑይ ኣይቀረብካ
ኦይ ነሹ ሓወይ እታ ቀደመይቲ ጥራይ ምኣከለትና ነይረ እዚኣስ ተደጋጊሙ ግዲ ኮይኑስ ደስ ኣይብልን ከምዙታት ይትረፍካ ጥርሙዝ ገለ ካኣ ኣብ ቅድምትካ ኣይተቅምጥ
🤭🤭🤭🤭🤭🤭 ewae entay eka tigebr zeleka wedey
ኣብዚ,ላ ክኣ ዘይ ኣጥባት ምኽፋት ካልእ ዘይትፈልጥ
Kkklklkkk neshu kabzien kulen da hanti ayti sien eka ajoka tray
Neshney nska ymhr aleku enda belka zey nhasbo hasab kem nhasbo tgebr aleka 🙈😲😳😀 Chesa gn 😁😄😃🙄
ሰላም እዝግኣብሄር ኣምላክ ምሰና፡ይኩን፡ብምቅጻል አዚ ማሃሪ አይኮነን መምህሪ፡ካልእ አዩ ብዝሓት ደቀንስትዮ ከኣ ኣጋባብ ሓልዋ ነተን ላባማት፡ኣይትለክምእን
ብጣዕሚ እንድያ ሓሪቀ በዚ ዝገበርካዮ መሊሰ ጸሊኤካ ኩዑብ ብደቂ ኣንስትዮ ክትላገጽ መሻኪን ኣሕዋተይ ብኣኾ ቃሕማም ተዋሪደን ከም ወዲ ከማን!
hray tetbleka kale mgeberka ezi video aymzergahkayon qetafi
Hsur seb hsur srah yserh neshnesh kelbi dqala neaka zkewn xerfi yebleyn btami eka senef surka ttfa dmsus
Neshnesh feger gedef Ata gedef kkkkkkk kef Aleka betami sebay
ደስ ዝብል መልእኽቲ ነሹ ሽኮር ቀጽልዎ ካብዚ ብዝበለጸ ክንጽበ ኢና
Hi habesha tik tok
Sorry haftey natey kihateki ms dfret aytkuxerley kemzi comment gele kaliay gizey eye dxhf deleku ab hiwetey mlue yrdiaki ykewn tm ele yxhfo kemzeyeleku. Deyterediatni neger ala ab comment dxehafkya etay melekti eki temahirki eba ngerni ane entfro kbreta nviewers elu kehsrela kalie meliekti sile deyhazku koyne. Adengixatni mara gual tekonks kurub mterediaki dbl atehasasba aleni wedi tekonka wn kemiu nhaftka tezegatma entay mbelka nerka kexilo dika kitbl wey kitbli? Nmen kexlo nmen tegagika eba gdefo nbl eba ahwatey enafeletna please
ጅግና ሕንክት ሕዙዋ አብ ገዛካ ተገምጠለይ ብዙይ ኩንይ ደርጋ አብ አፍካ ዝሸነትልካ አብታ ቁርፅይ እማ ሓይልካ ይፍልጣ እየ ሸምብ
ነሽነሽ ክሓተካ እንዶ? እዘን ኣዋልድ ትቐድሐን ዘሎኻ ፍቓደኛታት ድየን ንኽዝርጋሕ ነዚ ቪድዮ መዘንግዕ ኢልካ ትፍንዎ ዘሎኻ ናብ ህዝቢ?
Kkkkkkk komal kostmo ktlebselka 😀😀😀😀
Neshu mehgol kurub kurub nlaeli elwa 😂 raki ayney da kalae tgebri ezi da moyaki endyu 😂😂
Neshnish hawey lebam endblnka gega kemzi ayent seraih gen ab mewdata Ashkani kkkkk
እቲ ክዳና አንታይ ኮይና አያ ትቀልዖ ዘላ አባ በጃኩም
Ezias Wela Neay gerimatini ala Filimon Mulugeta 🤔😂😂😂🤷🏽♀️
Fashion européen
Ay germakan bmntay dya ktmrex
Ewey wela ane eza melsi ydelya aleku
kkkkk
Hije mis temeraka do felitkayo Kowefka neshu shkorr
ኣብቲ ዝኸፍአ አዋን ወላ ኣብ ዝጸንከረ አዋን ንብረትካ አምበር ክብረትካ ኣይትሺጥ ይብል ሓጎስ ሱዙኒኖ
ናይ በሓቂ ኢዩ ሓጎስ ሱዙኒኖ ነብረትካ እንበር ክብረትካ ኣይትሸጥ
ነሹ ኣቋርጻ እዛ ስራሕ ብሓቂ ጸገም ክተምጻልካ እያ ምስ ክብርታት ሕብረተ ሰብና ዘይ ከይድ ሽቁል እዩ ተጀይብ ካልእ ማሃሪ ገለ ተተምጽእ ደስ ምበለና ተዘይ ኮይኑ ከምታ ናይ ቀደምካ ኣሽታቅል ግን ነሹ ዓይነይ ቻስታና ክሽኩር🙈
ኣየ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና clip እንተ ሰሚዐን ከም ጠጠም ዝረኣየት ጤል ምጉያይ እያ።
Kkkkkk ኤህ ድኣ ንስኻስ
Kkkkkk
Serah husurat Meglexika u Kemzi tiblwen temekiskum terah nebsen koynen tiblu .prank do gele do . nigenzeb kitiblu kibri hibreteseb ay tebelashiwu .kibretka mishat nay senefat u .SENEF
ንሽነሽ ዲሕር ሕጀ ኣወልዲ ኣይትሪብሽ መዳናገር ኣይትኪን ማሃሪ ነይሪካስ ብ ኤርትሪወን ኣዋልድ ኣትምጻና።
Abti kedamay zbelkayo neshu hawey aysamamalun eye mknyatu sle zhateta mhznet ktnexgo kubul aymeslenin
Hanti mekeri nedeki anestiyo gereh zeblken manem wedi bejeka haweki kufut zesete ente amxielki entezeysetkiyo yehsheki abzi hemak gize nebsekn halewa yehwaty❤️❤️❤️
ጽቡቅ ምክሪ
ነሹ ዓርከይ ወላ ኳ ትሓሳብ ጽቡቕ ተኾነ ገሊኤን ግን ዕሽነተይ ከርእያ እኽእላየን
እንታይ ዓይነት እንስሳ ዝኮነ ጓል እያ ነሽ ነሽ ብጣዕሚ ወርድኻ ይቅርታ ሓትትኻናብ ንቡር ተመለስ
Nesh nesh yfetweka nere nay bahaki zeliaka nihaftika komeu migeberkaya do balege eika
wellcome deqi eriንረብሐኦም ክብሉ ደይገብርዎ የብሎምንኣሕዋተይ ንገንዘብ ክትብላ ሕፍረትክ ኣይትሽጣ ንብረትካ እበር ክብርካ ክትሸይጥ የብልካን ቃል( ሱዚኒኖ) እዛ ዶና ግን ጠቅላላ ኣይበሰለትን ኩሉ ርእሳ ኮንየ ኣብ ቸሳ ዩ ኣደንጊጻትኒ ንሰብ ቻነል ክትብልስ ? ነቲ ኣምላክ ድሃበኪ ጸጋ ተጥርቀምሉ ሓውተይ ናተይ ።ብፍላይ ተጋሩ ኣሕዋትና ትፈልጥዎ እንተሊኩም ዓገብ በልዋ ብተዳጋጋሚ ሸር ክብልዋ ይዕዘብ የ ሳሕቲ ከይከውን በተዳጋጋሚ? ነሽነሽ ክኣ ከም ትምርቲ ኣሕዋትና ክምሃራ ኢልካ እዳምጻእካዮ ነዛ ሓውትና ክኣ ንቅድመካ ምክርካ ለግሰላ።ምስ ሰናይ ኣክብሮት
Xebuk aleki haftey natey
እዚ ወላሓንቲ ዘስሕቅ ነገር የብሉን። ብጣዕሚ ኣሰልቻዊ።መዘንግዕ ካሜራ ውን ኣይኮነን። እዚ ነታ ጓል ኣንሰይቲ ውን ምግሃስ እዩ። ኣዘናጋዕን መሃርን እንተኾነ ተመራጺ እዩ። ድሓር ክኣ እዛ ኣብዚ መዘንግዕ ኢልካ ኣቅሪብካያ ዘለኻ ጓል ነዚ ቪድዮ ኣብ ዩቲብ ክትዝርግሖ ፍቃድ ሂባትካ ድያ?
ezi mezge kamra ay behalen tegagika betmi ebr ke ezi temrti yeblun neten zergihkayen zelka awald dema godaei u betami tegagika neshensh hawna
Kab tiktok zemexakum 👇🏾😬😂
Ane☝️
እንባእ እንባኣር ቅሩብ ሓፊርካ እካ ክክክክክክክ ኣብ መወዳእታ ሳሓቅ ሞይተ። ነዘን ኣሕዋትና ሲ መሃረን ደኣ ክብረትካ ኩሉ ግዜ የክብረካ እዩ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ድማ ንፍዕቲ ዋዕሮ ብሓቂ፡ ኩሉ ዝርደኣ እያ ኣብቲ ዘይከዉን ግን ከምቲ ዝገበረቶ ክከዉን ኣለዎ👍👌😍😍
ክክክክክክክክ ዋይ መሺ ተከይፍካ ክክክክክክክ መዘንግዕ እና በልካ ኮኮብ ዝመስላ ኣዋልድ ትረክብ ኣለካ ብዝኮነ ካጆካ ቀጽሎ ግን ብትክክል ተነቃፊ ስራሕ ዩ እዚ ጥንቃቀ ይሓትት ዩ ክተዘንግዕ ክትብል ከይትዝንጋዕ ገለ ምበልኩ ግዳ ተሰኪፈ እንበር ከስሕቀኩም ደልየ ኔረ ግን ሕብረተሰብና ተነቃፊ ዩ
Nesh nesh rgum ezia brayk aykonkan hasibkaya neyrka
ካብተን ብኣጥባተን ዝምክሓ ሓንቲ እያ ካኣ ክክክክክ ኬፍ ኣለዋ
U, re right
Yh nay bhaki kdanki awxayo eilwa ke ketewxao sk eilu kxbeya malet dyu hamak srah ayu azi
Kkkkk ውኻርያ ትመስልስ ጠበቅ ኢለያ ኣለኹ
Entay eu ezi tmhruna dikum zelekum kale amxe habibi eza huruma kea emneta ab alotea eya tmesl 🤣 enshumkay neaki kejaf atubata kndey zereana mukurat awaled😝
ኪድ ደቂ ምድረ ፋራ ንዓኹም ስደት ጠቂምኩም ዩ ደቂ ኣራይት በለስ ካብ ድራር በለስ ተገላጊልኩም ልቺ ዘይብሉ ዓዲ ዓቢኹም ሰብ ኮንኩም
Abe leche zelwo abeka ke entay gerka weyale
@@lewamamare753 Adeb geru yiezeb alo abshirki tesemieki diu
@@luwamhabtom5596 ezase adbe zerba eya yexrfe do aykonkane zelo
Ata we'd nemen eka texarfo kabta ne falta eritera do zaye konka ika kkkk
Eritrea ntserfi ekum tefetirkum
ዓገብ ኽብረታ ጊሂስካዬ ስዲ ኢካ ግን ኡፈፈፈፈፈ
ኣነስ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንኩሉ ተካታታሊ ነዛ ቻነል ጓልን ወድን ሲ ማሓዙት ዝብል ኣዛራርባ ፡እሞ ካኣ ኣፍቃሪ ከለዋስ ከመይ ማለት ያ? 2 ብ ባህልና ንፈልጦ ወይ መዕበያና ንፈልጦ ኣዋልድ ማሓዙት ክኮና ይክእላ ሞ ኣብ ዝተፋላለየ ባዓላት ወይ መርዓታት ኣውደኣመት እንተኮይኑ ሃንዛ ሕምባሻ ሒዘን ይጋያየሻ ቡኡ ኣቢለን ካኣ ሓወን እንተልይወን ይኩን ኣይኩን ከላልየኪ ምስ ሓወይ ይብላ ፡ክም ካልኣይ እውን መርዓ ክትምርዖ ከላ ዝተፋላለየ ሓገዛት ይባራከታ ፡እዚ ወዲ ምስ ጓል ማሓዛ ዩ ዝባሃል ግን ከመይ ማለት ዩ ፡ጓልን ወድን ነዊሕ ይከዱ እንተነይሮም ሞ እታ ጓል ናብ ካልእ እንተተመርዕያ ዋ ዓርክካ እንድዩ ይመስለና ነይሩ እንባእ ሰቲኳትና ፡ንስካ ከ ብከመይ ዳኣ ዓመታት ትከይድ ነይርካ ምሳኣ ዝብል ነቄፌታ ይመጸካ ።እንተ ዛ ማሓዛ ትብል ሑሩጭ ሒዙ ድዩ ምሳኣ ዑቅብ ዘካይድ ወይስ ከመይ ያ ፡ኣቱም ሰባት ዋሕለልና ክብላ ሲ ሓምሊ ቁራዕ የሕርራ ድዩ ዝባሃል ማዕበልና ክንብል ምስ ጻዓዱ ስለዝተቀመጥና ባህልና ነባላሹ ከይን ህሉ
ጽቡቅ ርእይቶ
ሪኢቶኻ 100% ኣስሚረላ ኣለኹ ዓርኩ
@@thanksgod5311 የቀንየለይ
@@ገብሪኤልዘርእሰናይ ማሓዛ ማለት ከም ዝርደኣኒ ሓንቲ ጋል ብቡዙሕ ክትላለ ትኽአል አሞ ግን ፍቅሪ ዘይብልካ ክትከስራ ከኣ ዘይትደሊ ከም ሓብትኻ ትሪኣ ማለት አዩ ምሕዝነት ይበሃል ግን አዚ ናይ ሰብ ሪኢቶ ናትካ አንድያ ትመስለና ነይራ ገለ ዝብል ኣሎ አንድዩ ግን ኣብ ርአስኻ አዩ አቲ ወሳኒ ነገር ሪኢቶኻ ጽቡቅ አንድዩ ግን ጋልን ወድን ምምሕዛው ማለት ንባህልና ምብልሻው ኣይኮነንን ማለት በቲ ቅኑዕ መንገዲ አንድሕር ከይድካ ምትሕግጋዝ ከም የሕዋት ኮይንካ ኣብ ሓዘንካን ሓጎስካን ምትሕግጋዝ ማለት አዩ
@@loemessikongofffootball7461 ዝከበርካ ሄኖ ንሪኢቶካ የመስግን ጹቡቅ ገርካ ቅረጻ ብ ነብስካ ሓደ ወዲ ናብ እንዳ ጓል ከይዱስ ኣይኮነን ዶ ማሓዛይ ያኢልካስ ወዲ ክላሳ የ ኢልካ ከማን ንጋዶ ነታ ጓል ዝቀረባ ሕቶታት ፡ካልኣይ ካብ ገዛ ወጻኢ ንራከብ ኢልካ ንኣብነት ኩሉ ግዝየ እንዳሻሂ ኪዱ ንበለኩም ዕላልኩም እንታይ ይመጽእ እስኪ ገምግም ፡ብኩሉ ኣስተባህለሉ፡ዋላ ጹቡቅ እንተገብረትልካ ክትምርዓዋ እምበር ብምሕዝነት ኣይትርእያን ኢካ፡ብተፈጡሩኣ ጓል ካኣ ዋላ ዳኣ ኣይትሕተት እምበር ወዲ ምሳኣ ነዊሕ እንተከይዱ ተዳልያ ያ ትጸንሕ ወይ ዘይትደሊ እንተኮይና እውን ብዙሕ ኣይትጓዓዝን ያ
Btaemi mehfern zeyhalafnetawi srahn neshnesh
እዋይ እዚኣስ ጉንፍቲ እያ. ዘረባኣን ገሊኣን
Entay hmak tezariba ,bnebska hasad eka
Kkkkk
@@efarhailat630 kkkkk ewayy comment
@@zufanzufan4943 yeheguiseki do kkkkk
@@efarhailat630 kkkkk
Resah agame behwatna txawet aleka
ስዲ ኢኻ። ንሳንቲም ክትብልሲ ብክብሪ ጓል ሄዋን ክትጻወት
😆😆😆😆 behayli ktsesie eki
ኣገዳሲት ኣቀጣጥባ ጓል "ዛ ሑርማ ማራ"ያ ለዋህ ትመስል ማለት ከምዚ ለጋስ ምሽ ኣሎ haha ማእሙና ኣጻዊቱ ሰዲድዋ ኣሎ ነሹ ለይባ ምሳይ ትሳማምዑ ገጭ ኣብሉኒ
Kabzs Ystur Eyu Zbehal Euyyy 🙈🙈🙈🙈
ኩሉ ተማሳስሊ ኮይኑ ነሹ ካሊእ እስታይል ቀይር
Azi prank aykonen arku dfret u....astewul kmaka xulul trah zktatelka u zmesleka.....akarxo kbl ylabo tezey koynu absebetka gbero.....btezewawari thasin kmzelka flet.
Welcome Neshu shikorr 😘❤
Ktgebrela hasibkas mslat ms abeyeka mezengie camera wey nesh nesh tgebr
ዳ ነሽነሽ ደስ ክብል አብ ናትካ ቻነል ዘለዉ ኤርትራውያን ኩሎም ሙሁራት እዮም ማለተይ ዝፃረፍ የለን ብጣዕሚ እየ አድኒቀኩም ነሹ ከዓ በእትገብሮ ኩሉ መዛናግዒ ይኩን ትምህርቲ ደስ ብሃሊ እዩ አይዞካ ነሹ ንቅድሚት
Ata ezi seb kexelleni eyu neshu mehre dhri gzie sebat kexelel eyu 🔐
ነሹ ልቦና መሊኡ ይፈሶ ኣሎ ሓቀይ። GBU
Neshu hawey bae abzias btaemi tegagika
ሰላም ኣሕዋት ትማሊ ዝሃብኩምኒ ርእይቶ ተቀቢለዮ ኣለኩ ፡ሕማቅ ኣሎ ጽቡቅሲ ኣብ ዝቅጽል ሳልሳይ ሰብ ክሕውስ የ ፡እዚ ግን ኣቀዲመ ስለ ዝሰኣልዎ ሶሪ ፡፡ ቐዳማይ ክፋል ኣብዚ ኣለኩም
th-cam.com/video/Np1u4h4R56s/w-d-xo.html
ዝተጠቐምኩሉ ደርፍታት
Beraki gal bahri
th-cam.com/video/TFgetET7_mk/w-d-xo.html
Beraki hyoba
th-cam.com/video/ga5hQMLCUJw/w-d-xo.html
Kilae ezia dia ab tiktik endiya kedem kidana awxato
Neshu ayney
ክክክክክክ ነሽነሽ ሴክስ ስደድ ሸር ክንብሎ
Åå
Neshnesh kemzi aynet ayedln u ok aythsren
*ቅዱስ ሚካኤል* ይሓልኩም ካብ ፀገም ካብ መከራ ካብ ጭንቂ ይሓልኩም ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🕯🕯🕯➕🙏!!
Amen Nkulna
Amen amen amen
Amen 🙏
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
እውይ ኣብ ታሪኸይ ሎማዓንቲ ቀዳማይ ጺሒፈ ዋላ ሓደ ሰብ እዩ እኮ ዘይቀደመኒ ላይክ ሃቡኒ በጃኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
ነሹ ሽኮር ቀጽሎ።
ጽሉል
Hibeka aleku gobezey
Ab yutup ente weilka dea ketxhf eka enber
*ቀኒኢኹም ዲኹም ቀናኣት ክክክክ*
ሂበካ ኣለኩ ጎነይ
ክትጅምር ከለካ ዝተዛረብካዮ ፈትየዮ ክንደይ ኣለዋ ሓዳር ከለወን መሓዛይ መሓዛይ ዳ በላ ናብ ወዲ ይከዳ ፡ሽዑ ይዕመጻ ፡ጽቡቅ መልእክቲ ብራቮ #like
❤ ያ
ሓንቲ ጓል ሓዳር ተጌራ ኣኸለ።እዚ ምሓዛይ ወዲ ገለ መለ ክትገድፎ ጥራይ ዩ ዘለዋ።እንድሕር ክትገድፎ ዘይትኽእል ኮይና ድማ ንስካ ክትገድፋ ጥራይ ዩ ዘለካ።በዓል ቤታ፡ንስካ ሰባያ፡ ንስካ ምሓዝኣ፡ሓዋ፡ኣቡኣ፡ ኩሉ ዩ ንዓኣ ብዓልቤታ ማለት ዩ
@@wintanamedia ስሓቕ ጸወታ ዝምስጣ ወዲ እንተኮይኑ ኸ ክፍኣት ኣብ ግምት ከይ ኣእተውት ክትከይድ ትኽእል እያ
@@wintanamedia 👍👍👍👍👍
@@ፍቕሪዩመንገደይ-የ6ጐ ዓርከይ ምቅርራብ እንተበዚሑ ወድን ጓልን ሙዃኖም ዘክር።ኩሉ ግዜ ክፍኣት ዘይብሉ ሓደ ምዓልቲ ግን. ....
እዛ ጓል ግን ኣብ ኣጥባታ እያ ትኣምን ከምዚ ኸማይ ዘስተውዓልኩም ስከ
Mara eske ab atubata eya keman tgber
100%%%%%
Nay bhaki hmaki
100%
ነሽነሽ ግን ሓደ ካብቶም ዝፈትወም ኢካ ማለተይ አብ ሃማኖት ገበዝ ካብኡ ካዓ ንፍቅሪ ኢካ ትዝምር ብዙይ ካዓ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ #ሐዚ ግን ሓደ ሰብ ኩሉ ግዜ ገበዝ እንድሕር ተባሂሉ አብ ላዕሊ እዩ ዝሰፍር ብሓፂሩ ሕማቅ አለካ ክብርካ ትቅንስ አለካ ሞ ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ካብ ተቆርፃ ይምረፅ 🙏😭
እታይ ጡዑይ ምስ ኣምጻእካ ዲኣልካ ከ ኣብ ቀጻሊ ትብለና ። ባህልና ዝመሊስ እበር ባህልና ዘጥፍእ ኣይንደሊን ።
ናይ ባሓቂ ማይ ውዑይ ክኸውን ነይርዎ ክድዚ ድኽመት ናይ ጋል ኣንሰቲ መዚንካ ብኽብርታት ኣሕዋትና ክትላገጽ እሞ ክድዚ ዓቢ ዓቢ ቻለን ትውንን ከለኻ ሚዛንካ ተፍኩስ
ኣታ ነሹ ክዳንኪ ኣውፅእዮ ቅልዕዮ እናበልካ ወዲእኻየን እምበር 😂😂😂
Neshu ሸሹ ድላይካ ገርካስ ሓፈረ ክክክክክክክክ ንሰበትካ ከርእያ ኢየ
ኣታ ሓወይ ጽቡቕ ትምህርቲ የለን ድዩ እንታይ ኢኹም ጡብኪ ክፈቲ ኩስትሞኺ ጌርኪ ሳዕስዒ እንዳ በልካ በጃኹም ብሃልና ኣይተጥፍዎ ክብረትካ ከፊትካ እንታይ ዝርከብ ክብረት ኣሎ እዩ 😭😭
እንታ እም ፈሊጥናሎም ቁምነገር ዶ ዘይብልም።
Btaemi eyu zgermeki seb texeyku
ወአይ ወአይ ኢሮብ እዉን ዓሺኪን ከምዝ ገይርኪን ወይ አነ🤣🤣🤣🤣
ንራኪ ብጡባ ኣለሊናይ እምበር መልክዓስ ኣድናጊራትና ጸኒሓ ነሹ ካኣ ጥርሙዝ መሳሊ ኣብ ቅድመካ ኣይተዳሉ ትዕምጸን ዘለካ መሲሉወን ከይቅድማካ ገሊኤን ወሰንቲ ኢየን
😂😂😂
ክክክክክ ኣታ ንሳ ድያ ክልተ ሰብ አባ አያ
🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂
ክክክክክ ራኪ ጋል ትግራይ ሽኮርር ንዚ መንከሽከሽ ንየዉ ርግሕዩ
ን ነሹ ዝፈቲ ላይክ ይግበር 😍👍
Anbesa Eza haftey. Zeygldemkyo keman.
ነሹየ ብሓቂ ግን ደስስ ኣይብሊ ምክንያቱም ኣተን ኣሕዋትና ተዳናግፀን ኣለኻ ና ንስኻ እኮ ጎበዝ ኣኻ ካልእ ንዓና ዝምህር ኣቅርበልና ዝያዳ ሓወይ ደሞ ክፈትወካ ማዓት እየ ❤❤
እታ ስብ ብስበይትካ ዘይ ተርየም ሕማቅ ዓገብ የሕወት የብላን ድያ እዛ ስብ ዓገብ ነዉሪ ጽባሕ ጋል ኽትወልድ እካ ኣምላኽ ከርእየካ እየ
ነሽነሽ ግደፍ ኢዜን እሕዋተይ መጻወቲካ ጌርካየን ንሰን ኣብ ስደት ስራሓ ረኪብና ይብላ ንስካ መብሊዒካ ክዳንካም ኣውጻ ትብለን ኣላካ ዳሓን ናይ ኢድካ ተጸበ ስደት ክውዳኣ ኢዩ ኣጆክን ይሕዋተይ ክሓልፈልና ኢዩ ከም ቦዓል ነሽነሽ ደማ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ይምልሱ
Eza da des endabela 😂😂😂
ሰበይትኻ ኣቀሚጥካ ብ ኣዋልድ እንዳማትካ ክዳንኪ ኣውጽዮ ዶ ገለ እንዳበልካ ፕራንክ ምስራሕ ተቋርጾ ኣታ ጅንጅብል። ኣዋልድ ትግርኛ ኣይተዋርድ ነጅስ ኣይኮነን ጉንዲ እዝንኻ ክትርከብ ኢኻ gohaf feraaaa
ናፍቆት ኣለኒ ናይ ባሓቂ ገጢምካያ ኣነ ካኣ ኣሰተባሂለላ ኣለኹ ክንደይ ከ ይገጅፍ ኢዩ እቲ ኣጥባታ ኬፍ ኣለዎ
ናይ ብሓቂ ፋራ ክብሉኻ ሓቆም'ዬም
ኣብዚኣ እካ ል ኣወዳት ጨፍሊቅካና😂😂😂
ኣታ ወዲ ዓገብ ከምዚ ጌርካ ዝማሃር ሰብ የለን ወዳሓንካ
💖
Betami hade sedi ika kabteom kedanki awetei zeblu meflye yebelkan. Bezekon kabe bewaled meblae gedefo.eti mezenge kamerA zebehale serihekayo ika
Kale tmhrti yeblkan senef ab haftka kemzi gerka fetno beti turumz gera rska ktsebreka nerwa
ኣይይይ በጃኻ ከምዙይ ኣይተጽኣልና
እንታይ ኢና ክንምሃር???? ዘይባህልና ፣ዘይመንነትና ኣይተምጽኣልና
ቱታ ኣለካ ድዩ 🤣🤣🤣 ኣሐጉስክኒግን ኣብ መመዳእታ 👌
😥😥😥😥 hmaq tmhrti kdankn awxa ilkayen tewxea ke abzi dika ktzrghen? Abknda afire.
እዚ ከምዚ ዓይነት ጽቡቕ ኣይኮነን ፡ሰብ በብቑሩብ ክላመዶ ይኽእል ኢዩ. እዘን የሕዋትና ካኣ ገርህታት ኢየን ባዕልና ንሕለየለን
ነሹ መጨረሻ ፅቡቅ ገይራትካ ንፍዕቲ አድነቀኪ
ረሳሕ ዝኾነ ወዲ ብዓል እዚ ክጻወትልካስ መርገም እዩ ✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️
እዛ ጓል ዝሓተትካያ ኣማሊኣ ነይራ እንተትከውን ካብ ሕብረተሰብ ክመጻ ዝኽእል ግብረመልሲ ትዝንግዖ አይመስለኒን
"እዛ ጓል ግን ብከዳድናኣ ዘይ እድብቲ ትመስል!! እዚኣ ስራሓ ካኣ መጀመርያ መኺርካያ እንተኾንካ ኣይግድን፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧?
ባህርያት እንተ ኮይኑ ግን 100% ኣድኒቀያ
th-cam.com/video/ng_8IJ0FGoI/w-d-xo.html
@@samrgg9069 ሓቁ ድዩ
Mekiruwa eyu ember ankuay neshnesh bmliena habesha nrio kfal akalata ms kefetet eya ab tiktok
ወይ ዛንታ ሕሱር ዝኪነ ግዜየ ኣርኪብና
*ኣድነቅቲ ነሽነሽ ረጊጽኩምኒ ሕለፉ እስከ ሓላላተይ*
Ezi tigebro zeleka mezenigie aykonen mahari zikewn ente tekrib xibuk niyru ember bikbret deki anistiyo mixiwat xibuk aykonen
እዘን ኣጥባታ ጉድ ረኺበን ክንደይ ክዝየ ከፊታተን
ይገርመካ ዮ ዳኒ ሓወይ
Kkkkkkk🤔🤔🤔🤔🤔🤔
Habibi germni ndyu abrhalna ske bolo entay yu t mknyat
Anta gal ko ktdefr 😂😂 ab dey geza keyda si rimot teqaxaxirata keygemeret 😂
እዋይ ኣወዳት ረኪብናዮ ዘለና ቁሩብ ኳ ነቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣትፈርሑን እስከ መን ዩ ኣብ ዓዲ ሕጊ ዘለዎ ወዲ ተባዕታይ ጓል ክዕንጽ ዝፈተነ ነሽነሽ ጽቡቅ ኣይኮነን Like coment ደሊኩም ሲ ኣወዳት ዳጸለምካ ዝመጽእ ነገር የለን ነዞም ደቂ ተባዕትዮ ዘይ ሽሞም ኣይተሃብዎም ጸለመ ጠጠው ይበል
teamets gule eber zeametse wedi yelen
@@beenough2502 ተጋጊካ ዛዓርከይ ኣለዉ ባ መሊኦም ዝተዓመጹ ኣወዳት ኣበየንቲ ፕላኔት ዲካ ትነብር ዝተዓመጸ ወዲ የለን ትብል ባእ ኣነ ዝብል ዘለኩ ኣብ ስደት እሞ ከዓ ሕጊ ዘለዎ ሃገር መን ዩ ብሓይሊ ንጓል ዝዓመጸ እዚ ደይከውን እዩ ሰኪትካ ኣወዳት ንምጽላም
Kkkkkk ኣጆኻ ባዕ
Baee ATA ezi Mezeng.e camera aykonen... nbaelka eika tezengieka NESHENSH!!!!
ዘሕፍር'ዩ ሰብ ከ እንታይ ክመሃር ካብዚ ስራሕ ከምዚ ዓነትስ ኣይድልን'ዩ ኩብር ሓው መሃሪ ዝኮነ ስርሓት ዳኣ ኣፍርዩ ሓውና።
🤣🤣🤣 ነሽ ነሽ ይኣኽ ካልኣይ እኮዩ ደይብልካ ኡንቃዕ ዉዑይ ኣይቀረብካ
ኦይ ነሹ ሓወይ እታ ቀደመይቲ ጥራይ ምኣከለትና ነይረ እዚኣስ ተደጋጊሙ ግዲ ኮይኑስ ደስ ኣይብልን ከምዙታት ይትረፍካ ጥርሙዝ ገለ ካኣ ኣብ ቅድምትካ ኣይተቅምጥ
🤭🤭🤭🤭🤭🤭 ewae entay eka tigebr zeleka wedey
ኣብዚ,ላ ክኣ ዘይ ኣጥባት ምኽፋት ካልእ ዘይትፈልጥ
Kkklklkkk neshu kabzien kulen da hanti ayti sien eka ajoka tray
Neshney nska ymhr aleku enda belka zey nhasbo hasab kem nhasbo tgebr aleka 🙈😲😳😀 Chesa gn 😁😄😃🙄
ሰላም እዝግኣብሄር ኣምላክ ምሰና፡ይኩን፡ብምቅጻል አዚ ማሃሪ አይኮነን መምህሪ፡ካልእ አዩ ብዝሓት ደቀንስትዮ ከኣ ኣጋባብ ሓልዋ ነተን ላባማት፡ኣይትለክምእን
ብጣዕሚ እንድያ ሓሪቀ በዚ ዝገበርካዮ መሊሰ ጸሊኤካ ኩዑብ ብደቂ ኣንስትዮ ክትላገጽ መሻኪን ኣሕዋተይ ብኣኾ ቃሕማም ተዋሪደን ከም ወዲ ከማን!
hray tetbleka kale mgeberka ezi video aymzergahkayon qetafi
Hsur seb hsur srah yserh neshnesh kelbi dqala neaka zkewn xerfi yebleyn btami eka senef surka ttfa dmsus
Neshnesh feger gedef Ata gedef kkkkkkk kef Aleka betami sebay
ደስ ዝብል መልእኽቲ ነሹ ሽኮር ቀጽልዎ ካብዚ ብዝበለጸ ክንጽበ ኢና
Hi habesha tik tok
Sorry haftey natey kihateki ms dfret aytkuxerley kemzi comment gele kaliay gizey eye dxhf deleku ab hiwetey mlue yrdiaki ykewn tm ele yxhfo kemzeyeleku. Deyterediatni neger ala ab comment dxehafkya etay melekti eki temahirki eba ngerni ane entfro kbreta nviewers elu kehsrela kalie meliekti sile deyhazku koyne. Adengixatni mara gual tekonks kurub mterediaki dbl atehasasba aleni wedi tekonka wn kemiu nhaftka tezegatma entay mbelka nerka kexilo dika kitbl wey kitbli? Nmen kexlo nmen tegagika eba gdefo nbl eba ahwatey enafeletna please
ጅግና ሕንክት ሕዙዋ አብ ገዛካ ተገምጠለይ ብዙይ ኩንይ ደርጋ አብ አፍካ ዝሸነትልካ አብታ ቁርፅይ እማ ሓይልካ ይፍልጣ እየ ሸምብ
ነሽነሽ ክሓተካ እንዶ? እዘን ኣዋልድ ትቐድሐን ዘሎኻ ፍቓደኛታት ድየን ንኽዝርጋሕ ነዚ ቪድዮ መዘንግዕ ኢልካ ትፍንዎ ዘሎኻ ናብ ህዝቢ?
Kkkkkkk komal kostmo ktlebselka 😀😀😀😀
Neshu mehgol kurub kurub nlaeli elwa 😂 raki ayney da kalae tgebri ezi da moyaki endyu 😂😂
Neshnish hawey lebam endblnka gega kemzi ayent seraih gen ab mewdata Ashkani kkkkk
እቲ ክዳና አንታይ ኮይና አያ ትቀልዖ ዘላ አባ በጃኩም
Ezias Wela Neay gerimatini ala Filimon Mulugeta 🤔😂😂😂🤷🏽♀️
Fashion européen
Ay germakan bmntay dya ktmrex
Ewey wela ane eza melsi ydelya aleku
kkkkk
Hije mis temeraka do felitkayo
Kowefka neshu shkorr
ኣብቲ ዝኸፍአ አዋን ወላ ኣብ ዝጸንከረ አዋን ንብረትካ አምበር ክብረትካ ኣይትሺጥ ይብል ሓጎስ ሱዙኒኖ
ናይ በሓቂ ኢዩ ሓጎስ ሱዙኒኖ ነብረትካ እንበር ክብረትካ ኣይትሸጥ
ነሹ ኣቋርጻ እዛ ስራሕ ብሓቂ ጸገም ክተምጻልካ እያ ምስ ክብርታት ሕብረተ ሰብና ዘይ ከይድ ሽቁል እዩ ተጀይብ ካልእ ማሃሪ ገለ ተተምጽእ ደስ ምበለና ተዘይ ኮይኑ ከምታ ናይ ቀደምካ ኣሽታቅል ግን ነሹ ዓይነይ ቻስታና ክሽኩር🙈
ኣየ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና clip እንተ ሰሚዐን ከም ጠጠም ዝረኣየት ጤል ምጉያይ እያ።
Kkkkkk ኤህ ድኣ ንስኻስ
Kkkkkk
Serah husurat Meglexika u
Kemzi tiblwen temekiskum terah nebsen koynen tiblu .prank do gele do . nigenzeb kitiblu kibri hibreteseb ay tebelashiwu .kibretka mishat nay senefat u .SENEF
ንሽነሽ ዲሕር ሕጀ ኣወልዲ ኣይትሪብሽ መዳናገር ኣይትኪን ማሃሪ ነይሪካስ ብ ኤርትሪወን ኣዋልድ ኣትምጻና።
Abti kedamay zbelkayo neshu hawey aysamamalun eye mknyatu sle zhateta mhznet ktnexgo kubul aymeslenin
Hanti mekeri nedeki anestiyo gereh zeblken manem wedi bejeka haweki kufut zesete ente amxielki entezeysetkiyo yehsheki abzi hemak gize nebsekn halewa yehwaty❤️❤️❤️
ጽቡቅ ምክሪ
ነሹ ዓርከይ ወላ ኳ ትሓሳብ ጽቡቕ ተኾነ ገሊኤን ግን ዕሽነተይ ከርእያ እኽእላየን
እንታይ ዓይነት እንስሳ ዝኮነ ጓል እያ
ነሽ ነሽ ብጣዕሚ ወርድኻ ይቅርታ ሓትትኻ
ናብ ንቡር ተመለስ
Nesh nesh yfetweka nere nay bahaki zeliaka nihaftika komeu migeberkaya do balege eika
wellcome deqi eri
ንረብሐኦም ክብሉ ደይገብርዎ የብሎምን
ኣሕዋተይ ንገንዘብ ክትብላ ሕፍረትክ ኣይትሽጣ
ንብረትካ እበር ክብርካ ክትሸይጥ የብልካን ቃል( ሱዚኒኖ) እዛ ዶና ግን ጠቅላላ ኣይበሰለትን ኩሉ ርእሳ ኮንየ ኣብ ቸሳ ዩ ኣደንጊጻትኒ ንሰብ ቻነል ክትብልስ ? ነቲ ኣምላክ ድሃበኪ ጸጋ ተጥርቀምሉ ሓውተይ ናተይ ።ብፍላይ ተጋሩ ኣሕዋትና ትፈልጥዎ እንተሊኩም ዓገብ በልዋ ብተዳጋጋሚ ሸር ክብልዋ ይዕዘብ የ ሳሕቲ ከይከውን በተዳጋጋሚ? ነሽነሽ ክኣ ከም ትምርቲ ኣሕዋትና ክምሃራ ኢልካ እዳምጻእካዮ ነዛ ሓውትና ክኣ ንቅድመካ ምክርካ ለግሰላ።
ምስ ሰናይ ኣክብሮት