New Eritrean music 2023 Robel Gebremariam/ Robi/ (ዓስቢ ለካ ህዝበይ) Official music 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 349

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ ปีที่แล้ว +44

    እዚ ወዲ ክነፍዕ ምዓት እዩ ነተባብዓዮ ኣሕዋት ስርሓቱ ብሉጽ እዩ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋

    • @Meyish
      @Meyish ปีที่แล้ว +2

      ናይ መን ድኣ ክወስድ ብሓቂ ንፉዕ እዩ እዋናዊ ስራሕ እዩ ሰሪሑልና ዘሎ።

    • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
      @ሩፍታ-ዸ7ጸ ปีที่แล้ว

      ​@@Meyish❤❤❤💋

  • @saleh9524
    @saleh9524 ปีที่แล้ว +7

    አዛ ኽብርቲ ሃገር የግባኣ እዩ ... ኣጆኹም ነዊሕ ኣይኮነን ቀሪብና ኤና .

  • @robel1930
    @robel1930 ปีที่แล้ว +8

    🇪🇷🇪🇷ዓስቢ'ለካ ህዝበይ🇪🇷🇪🇷
    በዓል ጥዑም ድምጺ ሃገረይ በሃሊ
    ወትሩ ተሰያሚ ንሪመይ በሃሊ
    ትረኽቦ ዊሒዱ ትኸፍሎ'ና በዝሐ
    ሃገረይ ግን ትብል ወትሩ ወግሐ ጸብሐ
    ዓስቢ'ለካ ህዝበይ ዓስቢ'ለካ
    ዓስቢ'ለካ ህዝበይ ዓስቢ'ለካ
    መዛዘሚ'ለዎ እቲ ኸርተትካ
    እመነኒ ህዝበይ ጻማ'ለካ
    እመነኒ ህዝበይ ጻማ'ለካ
    መዛዘሚ'ለዎ ምጽማምካ
    ግድንዩ ክመጽእ ዝመቀረ
    ጨሊጥካዮ'ንዲኻ ዓንዴል ዕረ
    ግድን'ዩ ክመጽእ ሩፍታ ሂወት
    ወዲእካዮ'ንዲኻ እቲ ኸልበትበት """ ሆይ ዓስቢ'ለካ
    ዓስቢ'ለካ ህዝበይ ዓስቢ'ለካ
    ዓስቢ'ለካ ህዝበይ ዓስቢ'ለካ
    መዛዘሚ'ለዎ እቲ ኸርተትካ
    ንሰላም ደሊኻ ነዊሕ ተጓዒዝካ
    ንስኻ ባዕልኻ ባዕልኻ'ወ
    ንበይንኻ መዓስከ ሩፍ ኢልካ
    መዓስከ ዓሪፍካ ተውሳኽካ ተውሳኽካ ንስኻወ ባዕልኻ
    መሊስካ ትሕይል ጾር እንዳኸበደ
    ጊዜኻ በሊዑ ዕድሜኻ እንዳኸደ
    ሓደ ምስ ዛዘምካ ኻልእ እናተኸፍተ
    ሙሉእ ሓደ ዘመን ኣብ ዕርዲ መኸተ
    ዓይኒ ሰላም ጥዑም ደሃ'የ
    ብርሃን ገጹ ምብራቕ ጸሓየ ህዝበይ ጸሓየ
    ዓይኒ ሰላም ጥዑም ደሃ'የ
    ብርሃን ገጹ ምብራቕ ጸሓየ ህዝበይ ጸሓየ
    ሕጂ ተዳሎ መጸ ወጋሕታ
    ዝባኑ ሂቡ'ዩ እቲ ሕሰም ከውታ
    ነዓ ተኣከብ ኣብ ሓደ ስጠም
    ተሰጊሩ'ዩ እቲ ገልጠምጠም 'ቲ ገልጠምጠም
    ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ሩፍታ ይመጽእ ኣሎ ብስኒት ብፍቕሪ ሓቢርካ ንበሮ
    ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ሩፍታ ይመጽእ ኣሎ ብስኒት ብፍቕሪ ሓቢርካ ንበሮ
    ኣብቲ ቃንዛ ሀገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ሩፍታ ሃገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ምረት ሃገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ሕሰም ሃገረይ በሃሊ
    ወዲ ኤረይ ወዲ ኤረይ ሓላዊ መሬቱ
    በዛ ሪሙ ዘይዋዘ ካብ ልቡ ዝፈቱ
    ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ሩፍታ ይመጽእ ኣሎ ብስኒት ብፍቕሪ ሓቢርካ ንበሮ
    ሰዓትካ ይምጻእ ወትሩ ተሓጎስ
    ባሕሪ መሬትካ ቅሳነት ይንገስ
    ይመጽእ ኣሎ'ቲ ጠጥዕሙ
    ተጸንቂቑ'ዩ ምዕራፍ ሕሰሙ ምዕራፍ ሕሰሙ
    ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ሩፍታ ይመጽእ ኣሎ ብስኒት ብፍቕሪ ሓቢርካ ንበሮ
    ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኢድካ ንላዕሊ'ሞ ኣብ ሓደ ጥመሮ
    ሩፍታ ይመጽእ ኣሎ ብስኒት ብፍቕሪ ሓቢርካ ንበሮ
    ኣብቲ ቃንዛ ሀገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ሩፍታ ሃገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ምረት ሃገረይ በሃሊ
    ኣብቲ ሕሰም ሃገረይ በሃሊ
    ወዲ ኤረይ ወዲ ኤረይ ሓላዊ መሬቱ
    በዛ ሪሙ ዘይዋዘ ካብ ልቡ ዝፈቱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🎉🎉ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና 🎉🎉

  • @abiboyafro7633
    @abiboyafro7633 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww yibel sirah ab libka teatu derfi enka natna konka robi hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @becomeme
    @becomeme ปีที่แล้ว +2

    GOOD JOB WARSAY

  • @wegahtatesfayohanns172
    @wegahtatesfayohanns172 ปีที่แล้ว +7

    ከም ኣፍካ ክኸውን እዩ ንኡሰይ ኣጆና ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Eriboy5968
    @Eriboy5968 ปีที่แล้ว +1

    Robitey ❤ shikor nay bhaqi asbi alewo qeribna ina Ajona 🎉❤❤❤❤

  • @solomonhagos2963
    @solomonhagos2963 ปีที่แล้ว +1

    Yes, asbe alka amlke nehgrenane hezbenane yebarke❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea63
    @eritrea63 ปีที่แล้ว +29

    ብሓቂ ዓስቢ ኣለዎ ህዝበይ ኑኡሰይ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኹም ኩሉ ከምቲንደልዮ ክኽውን ኢዩ።❤❤❤

    • @munamohammed9103
      @munamohammed9103 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @HaniLove-v4c
    @HaniLove-v4c ปีที่แล้ว +17

    ❤❤❤ተዘካሪትን ነባሪትን ጣዕመ ዜማ!!ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ሮቢ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @RobelTewhbo
    @RobelTewhbo 6 หลายเดือนก่อน +1

    My Eritrean ❤❤❤

  • @Bangtansenyeondan7
    @Bangtansenyeondan7 ปีที่แล้ว +2

    እዉይ ኣነ ዝወዲ ኸጸልለኒ እዩ Robitey my love🇪🇷❤️❤️❤️❤️🥰🥰

  • @tirhasrussom885
    @tirhasrussom885 ปีที่แล้ว +13

    ❤ሽኮረይ ደኣ ሓቅኻ እንዲኻ ዓስቢ ኣለዎ።❤❤ ኣምላኽ ወዲእልና ኢዩ ሕጅስ ደቂ ኤረይ መዓረይ። ንፉዕ ናይ ብሓቂ ብኹሉ ውዱእ።🙏🙏😘

  • @marinaer12
    @marinaer12 ปีที่แล้ว +10

    እዚ ኤርትራውነት ሞሲባ እኮ እዬ ዘዝተወልደ አብሕሰማን አብራህዋአን ሀገረይ በሀሊ ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼

  • @tesfatekle7252
    @tesfatekle7252 ปีที่แล้ว +4

    ምሉእ ፍስስ ዝብል ተስፋ ዝመልኦ ስራሕ waw ሕጉስ ኢለ 🎉🎉🎉🎉🎉 ኣብዛ ስራሕ ዝነጠፍኩም ዕድሜኹም ይንዋሕ ተስፋ ህዝቦምን ሃገሮምን ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🌹💪🏅👑

  • @samru2018
    @samru2018 ปีที่แล้ว +4

    Shkorey asbi alokum ewe ajokum amlak yehagzkum nusat yehewatey rehus knyat naxnet zelalemawi zkri n sematatna kbrn mogesen n warsay ykealo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @tesfausinqey1814
    @tesfausinqey1814 ปีที่แล้ว +1

    Waww bitami abi sirah Robi jigna kemzi gerkea nezi hizbekea anqehayo.🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍🙏.

  • @Eritrea03
    @Eritrea03 ปีที่แล้ว +32

    ያላ ደቂ ኤረይ 1ሚሎን ነብጽሓያ። ብልጽቲ ስራሕ እያ ባህላውን ሂወት ውትህድርናን ትገልጽ ጽብቅቲ ስራሕ ሮቢ ሓወይ ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ ኤረይ👑🇪🇷❤🇪🇷🕊

    • @asmeretkahsay8976
      @asmeretkahsay8976 ปีที่แล้ว +1

      Forisa deki Eru ❤️❤️

    • @YosiTek
      @YosiTek ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ንሮቢ ንሃስዮ ኣሎና። ወላ ናይ ቅድሚ ሕጂ ጽብቕቲ ስርሑ ከማን (9 ብሄራት ) ብዙሕ view የብላን። በጃኹም የሕዋትን ኣሓትን ንሓግዞ/ ነተባባዓዮ ፎርሳ ክልቲአን ናብ ሚልዮን ነጸጋግዓየን። ሰሰናዩ

    • @suzanabrhane1469
      @suzanabrhane1469 ปีที่แล้ว +1

      Haqeka eka tebegise aleku ane nmalti tewahade leli 4 gezi nesmaya🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Eritrea03
      @Eritrea03 ปีที่แล้ว

      ​@@suzanabrhane1469 ክገርመኪ ሱዚ ዓይነይ ኣነ ኣብ ማዓልቲ ንልዕሊ 10ግዜ እየ ዝሰምዓ😁🙈

  • @habenasmerom-sv1jf
    @habenasmerom-sv1jf ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ሮቢተይ ኣጆካ ቀጽሎ ካብዚ ዘለካዮ ንላዕሊ ከም ትዓቢ ርግጸኛ'የ💯↕👌❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @liasium9571
    @liasium9571 ปีที่แล้ว +2

    Woo diq aeryyy diq heleal maret ❤❤❤omg asey ❤❤❤❤kebarein mogasin n helatat mekalkal aeiratra ❤❤❤❤❤❤

  • @kirangwamichael7942
    @kirangwamichael7942 ปีที่แล้ว +13

    I'm from Uganda 🇺🇬 I love Eritrean music

    • @yonatanyebio8201
      @yonatanyebio8201 ปีที่แล้ว +1

      Thanks bro🙏🇪🇷🐪🦁❤️

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 ปีที่แล้ว +7

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘💎💎💎🌺⛪🌷🕌🇪🇷ዋውውውው ደስ ትብል ኣሜን ቅሳነትን ሰላም ንህዝበይ።እዋናዊት ደርፊ ኑፍዕ ።

  • @fthigere4245
    @fthigere4245 ปีที่แล้ว +6

    ናይ በሓቂ ዓስቢ ኣሎዋ ህዚበይ ንዚዝመጸ ወራራት ክምክት ዓስቢ ኣለካ ህዚበይ❤❤❤❤

  • @ww1075
    @ww1075 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤wawww Habrom Habrom Habrom wldo menesey xbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 11 หลายเดือนก่อน

    ንኡሰይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ዓስቢ ኣለዎ ብልክዕ ህዝበይ ኣብ ኩሉ ኩነት ሃገረይ በሃሊ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኣይኮነንን ሕጂ ብክንደይ ገዛእቲ ተገዚኡ መንነቱ ዘየጥፍኡ ክቡር ህዝቢ ኣብ ኩሉ ሃገረይ በሃሊ እስኪ ነዛ ጽብቅቲ ስራሕ ነተባብዓዮ

  • @yonasdawitsegid2441
    @yonasdawitsegid2441 ปีที่แล้ว +1

    Ambesaw niusey mendelay Aser ayatatu wedi erey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 bihaki asbi alewo hizbey

  • @wegahtatesfayohanns172
    @wegahtatesfayohanns172 ปีที่แล้ว +2

    ብራቮ ወዲ ኤረይ ❤❤❤❤❤

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว +5

    Şeyyyy wedi Eritrea
    Jigna teawet 💪🏾🇪🇷
    Ajoka kexlo 🇪🇷🦁
    🇪🇷🎉❤🇪🇷🇪🇷👌
    👏🇪🇷👏⛪💞🕌🇪🇷

  • @mehreteabghebrezghi942
    @mehreteabghebrezghi942 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ ህዝበይ ዝተጸመምናዮ'ዶ ውሒዱ ሳላ ምጽማምናን ትዕግስትናን ብሳላ መስዋእቲ ብሉጻት መሬት በርሃው ኢሉሎ ኩልኻ ንዳግመ ህንጻ ሃገር ተዳሎ፡💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 ปีที่แล้ว +3

    እንሻአላህ ንዚ ውፁዕ ህዝብና ዓስቡ የሃቦ ፈጣሪ❤❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 ปีที่แล้ว +1

    Admen tanan yhabkum deki eri 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️

  • @eri-pride
    @eri-pride ปีที่แล้ว +6

    ዓሙቕ ትሕዝቶ ዘለዋ ምስ ጥዑም ሙዚቃን ድምጽን። ሽር ኣይንሕመቕ ኣሓትን የሕዋትን

  • @Meyish
    @Meyish ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ ጻማ ዕረ ምጭላጥናን
    ሕሰም መከራ ዝመልኦ እዋናት ምሕላፍናን
    ብርሃን እዩ ቅድሜና
    ክንሓፍሶ ኢና ዓስብና

    • @mehreteabghebrezghi942
      @mehreteabghebrezghi942 ปีที่แล้ว

      ሓቂ ብሓቂ ፍረ ጻማ ህዝብናን መንግስትናን ሰራዊትናን 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 ปีที่แล้ว +3

    B,taemi xubuq sirah, zedenq zeyamay beal tee,um dimxi ne,usey , b,haqi ezi hayal hizbi abi alewo.
    Congratulations Eritrana, happy 32nd independence day. 🇪🇷🇪🇷❤🌷❤🇪🇷🇪🇷

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว +8

    Warsay abadahari anbesa nebri alem azarabkaya beal tarik qiya nmalelit alash ablkaya 🇪🇷💯👌
    🇪🇷🕌🙏⛪🇪🇷💯👍

  • @TekieAzeria
    @TekieAzeria ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው መዘናይይ ጽቡቕ ስራሕ እዚ ጻዕራም ህዝቢ ቀሪብካ ሩፍታ ትርክበሉ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ያላ ይሕዋት 1mliom ንብጽሓያ

  • @meharighirmay4029
    @meharighirmay4029 ปีที่แล้ว +3

    xbuq derfi robi hawey so qexilo ab qexali kemzia knxbe ina deqi erey alekum do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤

  • @MillionDaniel-hw1ts
    @MillionDaniel-hw1ts ปีที่แล้ว +1

    Robitey mekrt ata mefkrekas xelule iye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abebasolomon1742
    @abebasolomon1742 ปีที่แล้ว +3

    አሜንንን፣ አሜንንን፤ አሜን ሽኮር ወደይ። አምላክ ንእስነትኩም ይራአልኩም ንሕናስ ሙሉእ ንእስነትና አብ ስደት ሐሊፉ አሎ። 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌹🌾🤲🏽🤲🏽🤲🏽

  • @filimont1713
    @filimont1713 ปีที่แล้ว +6

    Thank God for my brothers, sisters, parents and all of Eritrean for giving me the opportunity to see my country free. Happy independence of 32 years and more❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasmehari1909
    @yonasmehari1909 ปีที่แล้ว +1

    Asbi aleka hzbey nay behaki blxti derfi deki erey habayb robitey ambesa hdue dmxu good work ❤❤❤❤

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 ปีที่แล้ว +1

    Robi terekabi hdri ebeyelna tesfa zelakum menaisey natna 👑👑👑👑👑

  • @hugushatekestehugushatekes1880
    @hugushatekestehugushatekes1880 ปีที่แล้ว +1

    Congratulation 🇪🇷ጀጋኑ ሐይልታት ምክልኻል ክብርን ሞጎሰን 🇪🇷

  • @GualEri13
    @GualEri13 ปีที่แล้ว +2

    Wow dimxika kitim 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏❤️. Lovely song happy independence . Nufue wedi Eri. I am proud . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷cheers.

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora745 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ asayyyy tium falu rufta yhabom welednann menasyetnann ❤❤❤❤

  • @sereke50
    @sereke50 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኻ ንኡሰይ ኣንበሳ ውላድ ኤርትራ ይበል ተኣማንነት ፋርስ ❤️😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @arganhairextension4925
    @arganhairextension4925 ปีที่แล้ว +2

    ዓስቢ ለዎ ህዝበይ🙏 ሩፍታ ይመጽአ ኣሎ ብስኒት ሐቢርካ ንበሮ💚❤💛💙

  • @alganeshmedhanie3060
    @alganeshmedhanie3060 ปีที่แล้ว +1

    Bihaki asbi aloka hezbey🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤ ❤🙏

  • @alemhaile884
    @alemhaile884 ปีที่แล้ว +6

    Bravo wdi Eri Robel..beautiful music great melody, great lyrics good job love it ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሐቂ ዓስቢ አለኻ ህዝበይ:ዘበንካ'ዩ መንእሰይ ኤርትራ:ጹቡቅ ስራሕ ንኡሰይ:ዓወት ንሐፋሽ.🙏🏻🇪🇷⭐️💪🐫❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @SamuelMekonen-e2h
    @SamuelMekonen-e2h ปีที่แล้ว +6

    I was waiting all day long ❤️🇪🇷❤️💐 great job Bro ❤️🇪🇷❤️💪✔️

  • @mislalmaashow3533
    @mislalmaashow3533 ปีที่แล้ว +4

    Here we go a rising star 🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌🙌🙌🙌🙌🙌 Thank you Wedi Er 🇪🇷🇪🇷💕🌟🌟🌟

  • @nakfanamedia
    @nakfanamedia ปีที่แล้ว +1

    ተባረኺ ሃገረይ

  • @peaceloveunity3079
    @peaceloveunity3079 6 หลายเดือนก่อน

    አሜን ሩፍታ ይግበረልና 🙏 ንእግዚአብሔር ዝሰአኖ ነገር የለን 🤗 ሕዝበይ ናይ ጸበባኻ ምዕራፍ ተዓጽዪ አሎ ☝️🇪🇷🥰🇪🇷🥰

  • @helenkebedom5685
    @helenkebedom5685 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርክ❤❤❤❤

  • @tomasweldu7388
    @tomasweldu7388 ปีที่แล้ว +4

    Robiti agoka kexlo zearkey ❤❤❤ btaemi xbuk serah

  • @andatrussom
    @andatrussom ปีที่แล้ว +1

    ይግበረልና! ንመን ኢልዎ ፈጣሪ።እዛ ብርኽቲ መሬትን ሓላል ህዝብን ይግቦኦ ኢዩ።ሮቢ ከኣ ኣጆዃ ብጣዕሚ ተስፋ ዘለካ ድራፊ ኢካ።

  • @hermonkesete6906
    @hermonkesete6906 ปีที่แล้ว +1

    Nice job robi edmen tenan yhabelna...

  • @tirhasyemane1114
    @tirhasyemane1114 ปีที่แล้ว +2

    Hzbey bhaki asbi aleka tsewar hzbi

  • @Admasawitube
    @Admasawitube ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤ኤረይ ❤❤ዓስቢ ለዎ ህዝበይ ❤❤ርሑስ በዓል ናጽነት ደቂ ሪመይ ❤❤

  • @yodittemesghen3200
    @yodittemesghen3200 ปีที่แล้ว +2

    እወ ጸሐይና በርቃ እያ ተመስገን ፈጣሪ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rozinamhreteab1693
    @rozinamhreteab1693 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ

  • @ksanettesfamikael4784
    @ksanettesfamikael4784 ปีที่แล้ว +1

    Wow Robi betam nefue kexelo wedi eray jgna wedi gezawtey❤🇪🇷❤️

  • @ereyereyerey1376
    @ereyereyerey1376 ปีที่แล้ว

    Asey tum dhay naybhaki gele aynet srah 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 nmen ilwo fetari hjis shgr zebqe ymesl 🙏🙏🙏🙏

  • @ghirmai877
    @ghirmai877 ปีที่แล้ว +7

    ንኤርትራዊ ትግብኦ ናይዚ ዓመት ብልጽቲ ደርፊ
    🇪🇷✌️🇪🇷

  • @sbhatuhaylab
    @sbhatuhaylab ปีที่แล้ว +1

    Nice to hear music

  • @lidiayosief4638
    @lidiayosief4638 ปีที่แล้ว +3

    Ata elil🎉🎉🎉nice job robi ❤❤❤

  • @frewoiniakalu7757
    @frewoiniakalu7757 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ዓስቢ ኣለካ ደስ ትብል ዜማን ግጥምን ኣጆኻ ቀጽሎ ።❤❤❤❤

  • @hiwetbeyn931
    @hiwetbeyn931 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen ygberelna❤❤❤❤

  • @wedseb4671
    @wedseb4671 ปีที่แล้ว +2

    ERITREA FOREVER🇪🇷❤️🎉

  • @hanihaniye8684
    @hanihaniye8684 ปีที่แล้ว +1

    Kemzi kemay kitxbeya zikeneyes yihilu do good job robiye ❤❤❤

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 ปีที่แล้ว +1

    B taemi xebuq srah b haqi hzbey Asbi alewo 🎉❤🎉 thanks

  • @luchiateklesenbet7533
    @luchiateklesenbet7533 ปีที่แล้ว

    Good job wedi erey aba enkelekha kea n aboy selam beleley mstiom laeli zelewu ms om kef elulo 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @nursrhymes
    @nursrhymes ปีที่แล้ว +6

    Wow what a beautiful song.
    Share share pls deki Eri ❤

  • @jaki9653
    @jaki9653 5 หลายเดือนก่อน

    Wow robi i can’t stop listening to this song tnx so much keep up the good work.❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Erilove8102
    @Erilove8102 ปีที่แล้ว +1

    Viva Eritrea 🇪🇷🎉

  • @Wedimama-f4y
    @Wedimama-f4y ปีที่แล้ว +2

    Tsebuk serah wedi eri natey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @freweinitewelde834
    @freweinitewelde834 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲🤲🤲

  • @filmonyonas3780
    @filmonyonas3780 ปีที่แล้ว +1

    Wawww👌 Great job bro 👏 keep it up 💪 ❤🇪🇷🔥

  • @semiragoitom8925
    @semiragoitom8925 ปีที่แล้ว

    ዓስቢ አለዎ ህዝበይ ኑኡሰይ my bor 🙏💞💞💞💞💞💞💞💞❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @estifanosamanios8363
    @estifanosamanios8363 ปีที่แล้ว +1

    ዓስቢ ኣለካ ህዝበይ ጥዑም ዘረባ ዩ❤❤❤

  • @adiamhabtom3514
    @adiamhabtom3514 ปีที่แล้ว

    We love u robey btami zdneq srah wedi ereyyyyyyy 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @michaeltesfandrias6044
    @michaeltesfandrias6044 ปีที่แล้ว +1

    Good job 👌👌👍 wedi eray halale

  • @salemaEritrea
    @salemaEritrea ปีที่แล้ว +1

    ብልጽቲ ስራሕ ሮቢ ሓወይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 ปีที่แล้ว +2

    Very touching and visionary music thank you keep up good job.

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi4252 ปีที่แล้ว +3

    Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👌👌🌹🌺🌺🌺👍👍👏👏

  • @sieleghebremichael2748
    @sieleghebremichael2748 ปีที่แล้ว +1

    Great music. Yibelo fetari nay kulatna xelot eyu.❤❤❤

  • @natsnetfutsum93
    @natsnetfutsum93 ปีที่แล้ว +1

    Good job kexlo ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @msganabereket5552
    @msganabereket5552 ปีที่แล้ว +1

    ዓስቢ ኣለዎ እወ አዚ ህዝብና ንኹሉ በዲሑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @SaronBahta
    @SaronBahta ปีที่แล้ว +2

    Very good job 👍🏻🇪🇷❤️

  • @samaddengineering798
    @samaddengineering798 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤Nice Music.❤❤❤❤

  • @temesgentemesgen6467
    @temesgentemesgen6467 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuk srah Robi arkey

  • @ghebrezghimussie-gm6wm
    @ghebrezghimussie-gm6wm ปีที่แล้ว +1

    Asbi aleka hzbey happy independence day

  • @miliongebrasilase1715
    @miliongebrasilase1715 ปีที่แล้ว +1

    Btami ey das tablak nay xabh tasafa zalak Wadi eritrean🎉❤❤❤

  • @mewaelyosief87
    @mewaelyosief87 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ኣነስ ክፈትወካ መዓት ኢየ ❤❤❤❤

  • @WeldeBruk
    @WeldeBruk ปีที่แล้ว +2

    Robi hawey ጽቡቅ ስራ እስከ ብላይክ ንዓጅቦ ኣጆካ ንበሎ ወዲ ኤሬይ

  • @ambeschina
    @ambeschina ปีที่แล้ว +1

    ሮቢቲ ሓቢቢ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ሪምና ርሑስ ቅንያት ናጽነት🇪🇷✌️

  • @feruzhaftimili-qe5ml
    @feruzhaftimili-qe5ml ปีที่แล้ว +2

    Robitey natey edemen tenan yhabliy fetari ❤❤❤

  • @weynishetjesus4953
    @weynishetjesus4953 ปีที่แล้ว +1

    Wow very interested much ❤❤ nice voice live for ever

  • @liasium9571
    @liasium9571 ปีที่แล้ว +1

    Belox derif teom demax robal shkor ❤❤❤❤❤