Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2023
  • Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023
    / @adulisnatna2923
    For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: ADULIS NATNA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    © Adulis Natna2023. All Rights Reserved.
    #AdulisNatna #AkremJemal #NafiqeyaAleku #eritreamusic #Dekime# #eritreamusic #EritreaComedy #eritreamovie
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @adulisnatna2923
    @adulisnatna2923  10 หลายเดือนก่อน +619

    ክቡራትን ፍቱዋትን ኣድነቕቲ ስነጥበብ፡ ኣብዚ ሰፊሕን ዓቢይን ዓውዲ-ጥበብ፡ ዓቕመይ ዝፈቕዶ "ናፊቐያ ኣለኹ፡" ትብል ስራሕ የበርክት ኣለኹ 'ሞ፡ ተስፋ ይገብር ክትፈትዉዋ። ዝተረፈኒ ዝምልኣለይ እትህቡኒ ርእይቶኹምን ሃናጺ ነቐፌታኹምን ኢዩ 'ሞ፡ ሃናጺ ርእይቶታትኩም ኣይትብቀቑለይ።
    th-cam.com/video/7f8MN4E5IE0/w-d-xo.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK
    ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመንየ
    ንልባ ኣመኒነ
    ብትዕቢተይ ፍቕሪ የህዲመስ
    ተመሊሰ ሓሚመ
    ሽምዓ ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ
    ንጸልማት ተቓሊዐ
    ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ
    ተመሊሰ ነቢዐ
    ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ
    ቅኒቱ ተቐይሩ
    በሉዋ እሞ ተሳዒሩ'ሎ
    ሕመቑ ተቐቢሩ
    ኣስምዑለይ ኣላምኑኒ
    ንልባ ኣብድዎ
    ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ እንተለዎ።
    እወ ተፍቅርኒ ኢኺ፡ ኣነ'ውን እምብዛ እኮ 'የ ዘፍቅረኪ።
    እወ ትኣምንኒ ኢኺ፡ ኩሉ ጉዕዞ ህይወተይ ዘሰኒ ሓልዮትኪ እናሃለወ፡ እወ ጠሊመኪ (ኣብ እምነት ጎዲለክን በዲለክን'የ) ኣብ ብቖላሕታ ዓይንኺ ዘይስነየሉ ዕቅንፍትን ጣዕሳን ዝበዝሖ ጎደና ህይወት ነብሰይ ይረክብ ኣለኹ።
    th-cam.com/video/7f8MN4E5IE0/w-d-xo.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK
    ዝነበረካ ጸጋ ብሕመቕካ ክትከስሮ ከለኻ 'ሞ ክርደኣካ ምስ ጀመረ ዘሎ ጣዕሳ፡ ሕልፊ 'ቲ ዒግ ኢሉ ዝስርስር መሪር ትኪ'ዩ ተኸኽኽ ዘብለካ። እሞ በዳሊኺ በዳሊ ትፍቀር ኣፍቃሪት ምዃን!!
    እቲ ከም ማይ ንግሆ ዝጸረየ ልብኺ፡ ከይጠርጠረ ስለዝኣመነኒ ጥራይ ብጥልመተይ ደምዩ።
    እቲ ንወላዲተይ ዘምስለኪ ሓልዮትኪ ኣስኪሩኒ፡ በዳልኽን በዳሊ ገዛእ ርእሰይን ኮይነ። ኣብ ፍቕርኺ ልክዕ ከምቲ ኣብ ማይ ዝነብር ዓሳ ክኸውን እናተገበኣኒ፡ ከምቲ ካብ ባሕሪ ነጢሩ ናብ ገምገም ባሕሪ ዝወጽአ ዓሳ ዝመስል ኣጋጣሚ ገጢሙኒ፡ ልበይ ውሕስነት ካብ ትረኽበሉ ባሕሪ ለውሃት ወጺአ ናይ ሓጎስ ምንባረይ ኣህዲመ፡ ሓጎሰይ ብገዛእ ሕመቐይ ቐቲለ።
    ግን ፍቕረይ…………!!
    ንስኺ እምንትን ኣማኒትን ብምዃንኪ ጥራይ፡ ዘኹርዕ በሰላ'ዩ ንህይወትኪ ሸፊንዎ ዘሎ።
    ኣነ ድማ ብዘሕፍርን ርእሰ ተኣማንነተይ ብዘጉድል ቃንዛ ዝሳቐ ዘለኹ ፍጡር'የ። ካብዚ ጓህሪ ጓሂ ክገላገል ኣብ ልብኺ ብምሕረት ፍቕሪ ክዕቆብ 'ባ ፍቐዲ!!
    ብናፍቖትን ጣዕሳን ይሳቐ ኣለኹ'የ!!
    ጣዕሳ ኣፍቀርቶም ዝበደሉ፡ ናፍቖት ንስ ኩሉ እምነታ፡ ኩሉ ዓይነት በደል ዝበጽሓ ፍቕርቲ ትገልጽ ኢያ ኢለ ዘቕርባ ዘለኹ ስራሕ ክትፈትዉዋ ተስፋ ይገብር። ሰናይ ናይ ዕረፍትን ናይ ምስትምቓርን ግዜ ይግበረልኩም ፍቱዋት ኣሕዋተይ/ኣሓተይ። ❤️
    th-cam.com/video/7f8MN4E5IE0/w-d-xo.htmlsi=EtCw_rMS-R1QDbiK
    ብዙሕ ዘፍቅረኩምን ዘኽብረኩምን ሓውኹም ድምጻዊ ኣክረም ጀማል ❤️

    • @PETERMiCHAEL-lk4ny
      @PETERMiCHAEL-lk4ny 10 หลายเดือนก่อน +3

      Nseka zeytefotkika kaliot eqa derifna yeblu rlyy akremey am ur biggest fun ✊✊keep it u r z nxt Abraham afworki u r best keeo it up

    • @wediteages9391
      @wediteages9391 10 หลายเดือนก่อน +36

      ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀
      ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰
      ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥
      ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ
      ሎሚ እንዶሞ ገደደ
      ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿
      ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦
      ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰
      ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂
      ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻
      ይሓምም ኣለኹ 🤕
      ንሓንኽ ኣለኹ 😳
      ናፊቀያ ኣለኹ😢
      በዳሊ ከለኹ😖
      ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘
      ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭
      ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ
      ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈
      ይሓምም ኣለኹ 🤕
      ንሓንኽ ኣለኹ😳
      ናፊቀያ ኣለኹ😢
      በዳሊ ከለኹ😖
      🎼ድርብ🎧
      ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ
      ንልባ ኣመኒኔ 🎗️
      ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ
      ተመሊሰ ሓሚመ 😒
      ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ
      ንጸላም ተቃሊዔ 🌚
      ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ
      ተመሊሰ ነቢዔ😪
      ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹
      በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️
      ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️
      ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴
      ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿
      ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩
      ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢
      ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱
      ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️
      ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️
      ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ
      ንልባ ኣመኒኔ🎗️
      ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ
      ተመሊሰ ሓሚመ😒
      ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ
      ንጸላም ተቃሊዔ🌚
      ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ
      ተመሊሰ ነቢዔ😪
      ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹
      በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️
      ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️
      ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴
      ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿
      ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩
      ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢
      ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱
      ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️
      ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️
      ይሓምም ኣለኹ 🤕
      ንሓንኽ ኣለኹ😳
      ናፊቀያ ኣለኹ😢
      በዳሊ ከለኹ😖
      ናፊቀያ ኣለኹ😢
      በዳሊ ከለኹ😖
      ግጥሚ/ዜማ
      ኣክረም ጀማል 🔥

    • @mamamyhero6455
      @mamamyhero6455 10 หลายเดือนก่อน +2

      Wawwwwwww keytiebe Zina Keyeshkaka please. Kabtom tekati legends ena nihasbeka akrem for this new generation keep going we expect a lot from you.

    • @selamawitgebremichael1356
      @selamawitgebremichael1356 10 หลายเดือนก่อน +3

      Akitey habibi godolo albo dmxu❤❤❤❤

    • @selamawitgebremichael1356
      @selamawitgebremichael1356 10 หลายเดือนก่อน +3

      Qexlo trah habibi ❤❤❤❤

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander7126 10 หลายเดือนก่อน +176

    ኣክረመይ በዓል ስሑል ጎሮሮ ደጋፊ ኣክረም እስከ ኣብዚኣ like ርገጽ

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 10 หลายเดือนก่อน +346

    ኡፍፍፍ ንዓይ ኢኻ ደሪፍካያ!
    🫅 ናፊቀያ ኣለኹ🌞
    ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀
    ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰
    ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥
    ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ
    ሎሚ እንዶሞ ገደደ
    ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿
    ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦
    ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰
    ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂
    ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻
    ይሓምም ኣለኹ 🤕
    ንሓንኽ ኣለኹ 😳
    ናፊቀያ ኣለኹ😢
    በዳሊ ከለኹ😖
    ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘
    ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭
    ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ
    ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈
    ይሓምም ኣለኹ 🤕
    ንሓንኽ ኣለኹ😳
    ናፊቀያ ኣለኹ😢
    በዳሊ ከለኹ😖
    🎼ድርብ🎧
    ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ
    ንልባ ኣመኒኔ 🎗️
    ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ
    ተመሊሰ ሓሚመ 😒
    ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ
    ንጸላም ተቃሊዔ 🌚
    ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ
    ተመሊሰ ነቢዔ😪
    ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹
    በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️
    ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️
    ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴
    ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿
    ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩
    ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢
    ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱
    ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️
    ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️
    ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ
    ንልባ ኣመኒኔ🎗️
    ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ
    ተመሊሰ ሓሚመ😒
    ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ
    ንጸላም ተቃሊዔ🌚
    ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ
    ተመሊሰ ነቢዔ😪
    ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹
    በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️
    ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️
    ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴
    ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿
    ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩
    ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢
    ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱
    ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️
    ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️
    ይሓምም ኣለኹ 🤕
    ንሓንኽ ኣለኹ😳
    ናፊቀያ ኣለኹ😢
    በዳሊ ከለኹ😖
    ናፊቀያ ኣለኹ😢
    በዳሊ ከለኹ😖
    ግጥሚ/ዜማ
    ኣክረም ጀማል 🔥

    • @Messi-wo5xt
      @Messi-wo5xt 10 หลายเดือนก่อน +3

      Thanks bro👍

    • @wediteages9391
      @wediteages9391 10 หลายเดือนก่อน +3

      You welcome Habibi

    • @igstory3001
      @igstory3001 10 หลายเดือนก่อน +2

      Thanks 🙏

    • @samteygunners7239
      @samteygunners7239 10 หลายเดือนก่อน +10

      ጋነርስ ትስዕር ዓረከይ 😅

    • @danieimahari914
      @danieimahari914 10 หลายเดือนก่อน +1

      Thanks bro😢

  • @Mberihu03
    @Mberihu03 9 หลายเดือนก่อน +70

    ካብ ትልቀቅ ክሳብ ዛሰዓት ካብ መልሓሰይ ክትፍለ ኣይከኣለትን ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤ ካብ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @genetabay2484
    @genetabay2484 10 หลายเดือนก่อน +335

    የኛ ዘመን ጀግና እወድሀለሁ በርታ ከ ትግራይ። ❤

    • @meazazion8445
      @meazazion8445 9 หลายเดือนก่อน +9

      ata Fara donkoro

    • @abdisalelesa1797
      @abdisalelesa1797 9 หลายเดือนก่อน +39

      ካብ ትግራይ ኢልካስ ሃተፍተፍ ብኣማርኛ ኣይገራጮን Do ???

    • @smretshimay1322
      @smretshimay1322 9 หลายเดือนก่อน +9

      Emo bitigrinngaka zeytixihif dea wedey 😂

    • @genetabay2484
      @genetabay2484 9 หลายเดือนก่อน +39

      @@abdisalelesa1797 cause i can't speak tigrign flountly bro am tegra but i live in adiss
      What's the problem

    • @genetabay2484
      @genetabay2484 9 หลายเดือนก่อน +11

      @@smretshimay1322 i can't writer Tigrinya bro i can writer amharic

  • @user-dc4ql3cf1c
    @user-dc4ql3cf1c 10 หลายเดือนก่อน +68

    I am from Singapore 🇸🇬 l like this song& I love you eritrea 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @meronsat7665
    @meronsat7665 10 หลายเดือนก่อน +472

    ድምጺ 100%
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ብ ገለ ደረፍቲ ሰራንዳ ከነስርሓሉ ን እዝንና ቀሪብና ኔርና ፥ ንስካ ግን ፈዊስካና ።

    • @awet3351
      @awet3351 10 หลายเดือนก่อน +13

      ኤሪትሪን 😂 ከመይ ዲና 🇪🇷🤷🏿🙌

    • @abelowadigirmay6658
      @abelowadigirmay6658 10 หลายเดือนก่อน +15

      ሜሪ ወሳኝ ሰው ❤❤❤❤ ኩልካ ኤርትራዊ ኣብዛ ናይ ሜሮን ቻነል ኣቲካ subscrib ግበሩ ከም ባዓል ሜሮን ዛኣሙሰሉ ሃገራዉያን ከታባብዑ ኣለና ቻነሎም ሓፉ ንብሎም መሬ ሓዉና በቲ ጽፉፍ በሱለን ስራሓካ ነድንቀካ ኢና ሕጂ ሜሬ ሓዉና በርታዓልና ኣብ ጎንካ ኣለና💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @nadabwedikeren8576
      @nadabwedikeren8576 10 หลายเดือนก่อน

      @@awet3351😳ዓወታ ያኣክ ወላ በዚ ዩቲብ ኣብ ኮምንቲ እየ ኢት ፈንጂ ዝሕዘካ 😂🤣🤣

    • @power7497
      @power7497 10 หลายเดือนก่อน +5

      ኤርትሪን መትሓዚ'ኮ ተሳኢኑካ።
      ሜሪ ጂግና ❤❤❤

    • @freedom8989
      @freedom8989 10 หลายเดือนก่อน +4

      ሚሮን ያሆ ኹትምያ ኣይትገደፎን ኢኻ😂😂😂😂

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l 10 หลายเดือนก่อน +530

    ዛ ደርፊ ደጋጊምኩም ትሰምዕዋ ዘለኹም ስከ Like ጌርኩም ርገጹኒ❤❤❤

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

    • @user-fe7xs3jc7f
      @user-fe7xs3jc7f 9 หลายเดือนก่อน +2

      ዜምኡን ግጥሙን ማራ እዩ ዝምስጠኒ እዳደጋገምኩ እየ ዝሰምዖ ደርፍታቱ

    • @Rimey97
      @Rimey97 9 หลายเดือนก่อน

      Ata mxgab abiyatni ember jemea gele beluni keyhamm 1:16

    • @kisanetgaim6780
      @kisanetgaim6780 4 หลายเดือนก่อน

      Nay eyu derifwa😢😢

    • @MohammedAli-fr5cg
      @MohammedAli-fr5cg 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @amiir735
    @amiir735 9 หลายเดือนก่อน +59

    I'm from Somalia 🇸🇴 i love ❤️eritrean 🇪🇷 people and i visited
    Asmara dibarma and gergera ana sawo and all eritrean girls so beautiful women
    Love ❤ you eritrean

    • @saimonzeragber750
      @saimonzeragber750 7 หลายเดือนก่อน +1

      We don’t care

    • @Medhaniealem92
      @Medhaniealem92 6 หลายเดือนก่อน +1

      Thanks bro and we love for all Somalia people.

    • @KisanetMikela-ht6te
      @KisanetMikela-ht6te 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tomasbereket2895
      @tomasbereket2895 6 หลายเดือนก่อน

      Werya kale kale 😂😂😂 tnx bro I love Somalian

    • @user-ho4nn9oh9s
      @user-ho4nn9oh9s 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @user-pg3if2sr5d
    @user-pg3if2sr5d 10 หลายเดือนก่อน +156

    ከምዚ ከማይ እዛ ደርፊ ፍቱው ዘበላ ኣሎ ዶ እስከ ፈትየያ ቲቢል እንተ ኮንካ ላይክ ሪገጽ ወዲ ዓደይ መዓረይ

    • @user-zl4hm5fm1m
      @user-zl4hm5fm1m 5 หลายเดือนก่อน

      kddjn dhhdig sggsunfsoiu stfvx ;njnxvxq gdvfjefgffgcs zsccstccs kjhu sgvwxw sihyyys fsigvc llokj hgyugftddd fdcx sxqz

  • @eyobmillion6785
    @eyobmillion6785 9 หลายเดือนก่อน +12

    ዋው በጣም ደስ የሚል ድምፅ ደስ በሚል ሙዚቃ 👌🇪🇹🇪🇷

  • @user-td8lo6zd4y
    @user-td8lo6zd4y 9 หลายเดือนก่อน +45

    ኣክረም በጣምነው የምወድክ ❤ኣክረም የምትወዱ ሰዎች ኣላቹው

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 10 หลายเดือนก่อน +75

    [ናፊቀያ ኣለኩ]
    *
    ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪከ
    ሱሩ መሰረቱ ክብርታታ ሓኪከ
    ሎሚ እንዶሞ ነዲደ
    ዝክሪ ፍቅሪ ኣጊደ
    ሎሚ እንዶሞ ገደደ
    ብናፍቆታ ሰዲደያ
    ከም ማይ ንግሆ ጽሬቱ ታልባ
    ከመደይ ዘይዉዳእ ሓልየታ
    ሓንቂቀ'ስ ሒዘያ ሓኒቀ
    ረቂቀ'ስ ረጊጸያ ኣዉዲቀ
    ይሓምም ኣለኩ
    ይሓንክ ኣለኩ
    ናፊቀያ ኣለኩ
    በዳሊ ኾለኩ
    ብጥልመት ዘድመክዎ የዐንታ
    ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ
    ካብ መሬት ሰሪብኒ ፍቅሪ
    ኣፍቂረያ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ
    ይሓምም ኣለኩ
    ይሓንክ ኣለኩ
    ናፊቀያ ኣለኩ
    በዳሊ ኾለኩ'ወ
    ድርብ
    ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒነ
    ብትዕቢተይ ፍቅሪ'የ የሀዲመ ተመሊሰ ሓሚመ
    ሽምዓ ሒዘ'ስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቃሊዐ
    ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣዉቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ
    ስልኪ ልቡ ተጋታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ
    በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ::ሕመቁ ተቀቢሩ
    ኣስሙዑለይ ኣላሙኑኒ ንልባ ኣብድዎ
    ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዋ
    ገና ገና ንብዓታ ኾሎ ገና
    ከይ ነቀጸ ተመሊሰ እንደገና
    ገና ገና ቁስላ ኾሎ እንደገና
    ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና
    ገና ገና ቁስላ ኾለ እንደገና
    ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና
    ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒነ
    ብትዕቢተይ ፍቅሪ'የ የሀዲመ ተመሊሰ ሓሚመ
    ሽምዓ ሒዘ'ስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቃሊዐ
    ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣዉቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ
    ስልኪ ልቡ ተጋታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ
    በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ::ሕመቁ ተቀቢሩ
    ኣስሙዑለይ ኣላሙኑኒ ንልባ ኣብድዎ
    ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዋ
    ገና ገና ንብዓታ ኾሎ ገና
    ከይ ነቀጸ ተመሊሰ እንደገና
    ገና ገና ቁስላ ኾሎ እንደገና
    ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና
    ገና ገና ቁስላ ኾለ እንደገና
    ተጣዒሰ ከይ ሓወየ እንደገና
    ይሓምም ኣለኩ
    ይሓንክ ኣለኩ
    ናፊቀያ ኣለኩ
    በዳሊ ኾለኩ
    ናፊቀያ ኣለኩ
    በዳሊ ኾለኩ
    ብጥዓሚ ቡሉጽ ደስ ዝብል ስራሕ ኣክራም ሓወይ::ጽቡቅ ዕድል ይምነየልካ::

    • @asmarasweetflora745
      @asmarasweetflora745 10 หลายเดือนก่อน +1

      Thanks brither❤❤

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

    • @m.kidane2024
      @m.kidane2024 8 หลายเดือนก่อน

      (1)ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪኸ ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ ሎምንዶሞ ነዲደ ዝኽሪ ፍቕሪ ኣጒደ ሎሚንደሞ ገደደ ብናፍቖታ ሰዲደያ (2) ከም ማይ ንግሆ ጽሩይ 'ቲ ልባ ከም'ደ ዘይውዳእ ሓልዮታ ሓንቂቐስ ሒዘያ ሓኒቐ ረቒቐስ ረጊጸያ ኣውዲቐ
      (3)ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኹ ናፊቐያ ኣለኹ በዳሊ ከለኹ (4) ብጥልመት ዘድመኹዎ የዒንታ* ከም ኣይሂ ነጠብጣብ ንብዓታ ካብ መሬት ሰሪብኒ ፍቕሪ ኣፍቂረያ ድሕሪ ሕማቕ ግብሪ (5) ^(3) (6) ሙርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣምኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የህዲመስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ
      (7) ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በልዋ ሞ ተሳዒሩሎ ሕመቑ ተቐቢሩ ኣስሙዑለይ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ 'ተለዎ (8) ገና ገና ንባዓታ ከሎ ገና ከይነቐጸ ተመሊሰ እንደገና (ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና)2
      ^ 6 ^ 7 ^ 8 ^ 3

    • @mimisami6573
      @mimisami6573 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

  • @Awuchetube
    @Awuchetube 10 หลายเดือนก่อน +236

    ንብልቢ ዝፈትዋ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ዝደረፍካላ ኮይኑ ዩ ተሰሚዑኒ ኣክረም ሓወይ። ሓዳርኩም ይባርኽ ኢልኩም እስከ መርቑኒ ደቂ ኤረይ ጽቡቛት

    • @abelteklit4321
      @abelteklit4321 10 หลายเดือนก่อน +5

      Hadarkum ybark neana kea kemakum yemaslena kubur haweyy 💟🙏🙏🙏

    • @evengerieevengerie8834
      @evengerieevengerie8834 10 หลายเดือนก่อน

      Hadarkum ybarek habibi

    • @Available-tj3zz
      @Available-tj3zz 10 หลายเดือนก่อน

      Hadarkum ybarkelkum habibna❤

    • @Abisa-ys5so
      @Abisa-ys5so 10 หลายเดือนก่อน +3

      Ajoka bro tray bedelka kemtrsu gbera.. hadarka ybarkelka ❤❤❤

    • @TsionSamuel-wg8by
      @TsionSamuel-wg8by 10 หลายเดือนก่อน +1

      Hadrekuum yebarek

  • @SeidChesko-re5rp
    @SeidChesko-re5rp 10 หลายเดือนก่อน +6

    Miss ❤you akeremey derfeka hakim zey azezo kenina eyu emo fewesi aezana ika neaka megelexekuka gen qalat kefekesu eyom akermeyyyy❤❤❤❤ Good job Like neregagexo deqi erey mearey ab zehaxere ewan dema nafqotena zebeqalu yegeberelna amen.

  • @tariqidris5918
    @tariqidris5918 6 หลายเดือนก่อน +6

    Love from sudan to all eritrean people 😭♥️

  • @seyamohammed
    @seyamohammed 10 หลายเดือนก่อน +16

    i am amhara we love eritrean singer like it every body this comment

  • @4477526
    @4477526 10 หลายเดือนก่อน +59

    This is a game changer for Eritrean music art in the sense of rithum and poem flow. SOLID!

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny 10 หลายเดือนก่อน +40

    Yehiwat zis man is talented
    ድሕሪ ቶማስ ዜማን ደርፉን ኩሉ ግዜ ናቱ መን??????????
    Kemzi kemay beakrem xelul like geber...........love u brooo let's make it 1millon yehwat❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @biniamabraha4114
    @biniamabraha4114 10 หลายเดือนก่อน +9

    3 ግዜ ሰሚዐያ ኣይመነኩዋን ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ ሙሉአነት ዘለዋ ደርፊ thanks

  • @Murathpop
    @Murathpop 7 หลายเดือนก่อน +16

    ፁቡቁ ካብ ትግረይ❤❤❤❤

    • @Asmara-oneEri
      @Asmara-oneEri 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤😊

  • @meriymeriy313
    @meriymeriy313 9 หลายเดือนก่อน +18

    ብታዕሚ ገበዝ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤❤❤ ካብ ትግራይ

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

    • @user-ib6vo1vx9y
      @user-ib6vo1vx9y 9 หลายเดือนก่อน +1

      Deki tigray enkae nabizi abikakume amlke degimina bifikri tehambele nibilelu yimxae

  • @wubalemtadesse7381
    @wubalemtadesse7381 9 หลายเดือนก่อน +6

    Form Ethiopian love these song ❤❤❤

  • @ejigayehumesfin8011
    @ejigayehumesfin8011 9 หลายเดือนก่อน +5

    ይህንዘፈን ሰምንት ያለማቆረጥ ሰማሁት❤❤❤ትግርኛ መፃፍአልችልም ግን የከረንልጅ ነኝ❤❤❤❤❤

  • @titisebsbie7190
    @titisebsbie7190 10 หลายเดือนก่อน +4

    Wedi erey shkor ❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️🎶👂🎧💯👌😍😍😍🥰🥰🥰

  • @MuatezHamid
    @MuatezHamid 9 หลายเดือนก่อน +8

    A Voice to be PROUD OF!
    Great Job Akremino! Keep up the good work!!!
    Can't stop repeating the song!
    Lovely!

  • @user-lb3ks2br8l
    @user-lb3ks2br8l 10 หลายเดือนก่อน +41

    ኣይበል ድምጺ ተጸቤካ እየ ያዓክ ❤❤❤ ኩሉ ነገርካ ውዱእ 100/100 ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ ሂበካ ኣለከ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @RobelMesgna-rs2nr
    @RobelMesgna-rs2nr 9 หลายเดือนก่อน +21

    ይበል ድምፂ እንወድሃለን በርታ ሓውካ እየ ካብ ትግራይ

    • @abelkfle
      @abelkfle 9 หลายเดือนก่อน +2

      Kemaka positive seb tedkewn ezi hzbi tgrayn Eritren esi kndey mteame ata Bruk hawey

  • @abelabi3665
    @abelabi3665 10 หลายเดือนก่อน +9

    ቃላት ሰሪዐ ንልባ ማሪኸ
    ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ
    ሎሚ'ንዶሞ ነዲደ ዝኽሪ ፍቕሪ ኣግዲደ
    ሎሚ'ንዶሞ ገደደ ብናፍቖታ ሰጊደ
    ከም ማይንግሆ ጽሬቱ ት'ልባ
    ከመ'ደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ
    ሓንቂቐ'ስ ሒዘያ ሓኒቐ
    ረቒቐ'ስ ረጊጸያ ኣውዲቐ
    ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኹ
    ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ
    ብጥልመት ዘድመኽዎ የዒንታ
    ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ
    ካብ መሬትሰሪቡኒ ፍቕሪ
    ኣፍቂረያ'የ ድሕሪ ሕማቕ ግብሪ
    ይሓምም ኣለኹ ይሓንኽ ኣለኩ
    ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ
    ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ተመኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የዒመ'ስ ተመሊሰ ሓሚመ
    ሽምዓ'ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ
    ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ
    ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ
    በልዋ'ሞ ተሳዒሩ ህማሙ ተቐቢሩ
    ኣስምዑለይ ኣላምዱኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ ተለዎ
    ጌና ጌና ንብዓታ ከሎጌና
    ከይነቐጸ ተመሊሰ እንደገና
    ጌና ጌና'ዩ ቁስላ ከሎ ጌና
    ተጣዒሰ ከይሓወየ እንድገና (2)

    ናፊቐያ'ለኹ በዳሊ ከለኹ(2)
    Your lyrics are incredibly poetic they paint such vivid imagery and emotions.
    Your vocals are so powerful and captivating. It gave me chills!"
    The production on this song is top-notch. The mix is clean and the instruments blend perfectly."
    I love how the chorus is so catchy. It gets stuck in my head in the best way!"
    The bridge section is a great addition, it adds a nice change of pace to the song."🎵😊

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @alilaaajose2603
    @alilaaajose2603 10 หลายเดือนก่อน +6

    Wedi ereyyyyyyy shekor thank you for the beautiful song ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇵🇸🇵🇸🇵🇸

  • @Abisa-ys5so
    @Abisa-ys5so 10 หลายเดือนก่อน +6

    The star mexiu ❤❤❤ let's go let's hit the jackpot ❤❤❤❤ akereminu

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora745 10 หลายเดือนก่อน +2

    ewey mexelel zkonet derfi
    Akrem kabtom bluxat nay hagerna kemtkown ayteratern .gtmi zema baelka proud fo you ❤❤❤❤❤

  • @theknowledgeshowtheknowled9247
    @theknowledgeshowtheknowled9247 10 หลายเดือนก่อน +1

    Xefuf serah aku habibi nay behaqi qalat haxrenna qexello teray ❤❤❤

  • @fanagebreab6545
    @fanagebreab6545 10 หลายเดือนก่อน +12

    ንኡሰይ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ 🦁🇪🇷❤❤❤

  • @user-ke3bd8bw4p
    @user-ke3bd8bw4p 10 หลายเดือนก่อน +5

    Akremey shikor nice job❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AsliLove
      @AsliLove 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YebuioTesfa-pd9gg
    @YebuioTesfa-pd9gg 10 หลายเดือนก่อน +1

    Akrem wudue music nay bhaki mexae zeleka derafay kexlo

  • @onedaymsadey9719
    @onedaymsadey9719 10 หลายเดือนก่อน +4

    Akremey beal suhul gororo xubuk srah kexlwo wedi erey jgna 🇪🇷🇪🇷💪💪♥️🥰❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 10 หลายเดือนก่อน +7

    🎉Always I'm proud of u my brother 🤴💎♥️GBU🙏🏻keep going 🎶🌟🌟🌟🌟🌟✌️

  • @user-tb8lb8xs2o
    @user-tb8lb8xs2o 10 หลายเดือนก่อน +5

    Blieneyyy nateyyyy 😢 efoyta bejaki aythazley kulu 🥹 bflat aykonen hji nhaleki hamimelki nski enber manm Gul zeytkefto maexo koynu 😢😢 yqrieta gberley aythazley 💔💔💔

    • @JonTsegay
      @JonTsegay 6 หลายเดือนก่อน

      Gis

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 10 หลายเดือนก่อน +8

    ብሉጽ ውልዶ ድምጻዊ ጽቡቅ ስራሕ ኣክረም ሓወይ ✌️🎥💯👍

  • @user-nm1uh8bu4f
    @user-nm1uh8bu4f 9 หลายเดือนก่อน +1

    wow harif srah kulu srahka btaemi eye zfetyom ena ketslelom sebey

  • @okbaykidane
    @okbaykidane 10 หลายเดือนก่อน +16

    ክተባባዕ ዝግብኦ ስነጥበባዊ ኣብዚ ነሀለ ፍልይ ዝበለ ቅዲ

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 10 หลายเดือนก่อน +27

    መስተንክር ድምጻዊ: ተስፋ ዘለዎ ካብዚ ወለዶ be countine it Akremey ❤🎉❤

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @Shalommm34
    @Shalommm34 10 หลายเดือนก่อน +2

    Gerat music wedi eriii🇪🇷👌

  • @user-ix7sh7tn4y
    @user-ix7sh7tn4y 9 หลายเดือนก่อน +6

    I am from america i love more eritrean music

  • @yonusapp9941
    @yonusapp9941 10 หลายเดือนก่อน +95

    ንስነ-ጥበብ ኢልካ ትስውኦ ግዜ እንተሃሊካ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ንምቅራብ ክኸውን ኣለዎ።❤

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน +1

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

    • @user-zl4hm5fm1m
      @user-zl4hm5fm1m 5 หลายเดือนก่อน

      gvcfd dsccvdz

    • @danielabreha5834
      @danielabreha5834 17 วันที่ผ่านมา

      ሓቂ

  • @SndayoAbadi-zd5iw
    @SndayoAbadi-zd5iw 10 หลายเดือนก่อน +13

    ኣክረም ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃኻ ብዓል ስሑል ጎሮሮሮ
    ግጥሚ 💯
    ዜማ 💯
    ምምፂ 💯💯
    niss you firome tigray 💗💗💗💙❤️

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 9 หลายเดือนก่อน +1

    Gobez ajoka kexilo blibi yednikeka ybel dimxi ybel gtmi nay bhaki adnikeya ❤❤❤❤

  • @user-ke2vu5wo1h
    @user-ke2vu5wo1h 9 หลายเดือนก่อน +1

    Btaemi.bluxey.semeka.zeytmno.derfi.kulu.100%nice.nice.akramey.

  • @rimeyblieney3506
    @rimeyblieney3506 10 หลายเดือนก่อน +18

    Akrem you are the STAR ⭐️ keep shining ❤️😍🇪🇷 ከምዚ ዓይነት ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኢዩ ህዝብና ዝሃርፎ 👏👏👏👏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robelredda2130
    @robelredda2130 9 หลายเดือนก่อน +10

    Only few songs i like the first time i hear them, this is one of them! What really surprised me even more ግጥምን ዜማን ናትካ ምዃኑ! This is what i called a MASTERPIECE 👏 great work young man.

  • @ibelieveingod8027
    @ibelieveingod8027 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nice song akremey shkor......5000000 eski nebxhaya deki erey welelo

  • @user-zv9xd3wg4w
    @user-zv9xd3wg4w 10 หลายเดือนก่อน +2

    Akrem hawey btami xubuq music qexlo zarkey

  • @user-et4uh9ko9o
    @user-et4uh9ko9o 10 หลายเดือนก่อน +5

    ዋዉዉ ኣኪ ሓዉና..ብልጽቲ ስራሕ..ኣቤት ድምጺ..ኣቤት ዜማ ሕደማ 💯💯💯💯

  • @ShmendiMengesha
    @ShmendiMengesha 10 หลายเดือนก่อน

    Ata neza wedi haftey khbo eye akremey shkor yaho ybel srh keep it up

  • @IbrahimAbdu-bk7ys
    @IbrahimAbdu-bk7ys 10 หลายเดือนก่อน +1

    bitamiy xubuq sirah wedi jemal jigna qexilo ❤❤❤

  • @tsegayamanuel
    @tsegayamanuel 10 หลายเดือนก่อน +9

    ጽቡቅ ስራሕ ኣነ ብነብሰይ ፈቲያ ኣለኩ ኣክረም ሓወይ ❤

  • @siku_nic
    @siku_nic 10 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome back Akuye nay teum dmxi 🤴❤️😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-tk8yk3kp6x
    @user-tk8yk3kp6x 8 หลายเดือนก่อน +2

    Love these song❤❤❤❤❤

  • @user-ni1wq2ju6r
    @user-ni1wq2ju6r 8 หลายเดือนก่อน +2

    I ignored first but now i keep listening again and again thanks Akram keep singing u are so talented

  • @user-te3vf5hl8q
    @user-te3vf5hl8q 9 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ቃላት ይብለይን ይበልል ቀፅለሉ ምዓረይ🥰

  • @user-qi2vi5by7s
    @user-qi2vi5by7s 10 หลายเดือนก่อน +14

    ጥዑም ድምጺ ብሓቂ ነዞም ሓዳር ከይገበርና 10 ዓመት ኣብ ኤውሮባ ክኣ 2024/2025 ንገብር ይግበረና እምበር በይንና ከይንኣርግ ንፍርሕ ኣለና ሂወት ኤውሮባ ካብ ናይ ሓበሻ ሂወት ይውጻና ኣሎ

  • @mebrahtuweldueyob8704
    @mebrahtuweldueyob8704 10 หลายเดือนก่อน +2

    Wwwww betami xbqti Akrem hawey❤❤❤❤❤❤

  • @NahomGoitom-ck9il
    @NahomGoitom-ck9il 5 หลายเดือนก่อน

    Waw very good akrem qexlo edmen tenan yhabka 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghenethaile3773
    @ghenethaile3773 10 หลายเดือนก่อน +2

    Great job, kexilo kexilo edimen tianan yhabka!!

  • @gualeriyyyshikor3638
    @gualeriyyyshikor3638 9 หลายเดือนก่อน +7

    Wowww what a beautiful amazing voice I cannot stop listening to this is song , i love his voice ❤ keep it up hawey nateyy ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🥰🥰🥰👏👏🙏🙏🙏👌👌👌💖💖🇪🇷🇪🇷

  • @DrarXegay-up2mk
    @DrarXegay-up2mk 10 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጽቡቕ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @user-iz7dl4ov4t
    @user-iz7dl4ov4t 9 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስራሕ ካብ እዞም ኣዝየ ዘድንቆም ደነፍቲ ሓደ ንስካ በርትዕ🇻🇳

  • @siraktewelde-hx6ud
    @siraktewelde-hx6ud 10 หลายเดือนก่อน +2

    The best music in 2023 thanks akrem habibi ana continue brother ❤❤❤❤😮😮

  • @user-rq1xq5zl4u
    @user-rq1xq5zl4u 9 หลายเดือนก่อน +6

    ኣዚያ ደስ በሃሊት ደርፊ እያ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤

  • @abedomamare5438
    @abedomamare5438 8 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዝብል ግጥን ዘማን ተስፋ ዘለዎ ብሉጽ ደራፋይ ናይዚ ዘመን ።
    ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ ኣክረም።

  • @luwamabraham708
    @luwamabraham708 10 หลายเดือนก่อน +2

    Blux srah akrem hawey❤

  • @finanhaile7007
    @finanhaile7007 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሰይ ድምጺ
    ደስ ባሃሊ ቀጽሎ----+

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 10 หลายเดือนก่อน +2

    New Eritrea ❤n sensation keep it up my brother

  • @abruhumidris583
    @abruhumidris583 9 หลายเดือนก่อน +1

    From the start till the End I watch the video 📹, btami des zbl srah everyone congra Akrem

  • @YonasDesbele
    @YonasDesbele 10 หลายเดือนก่อน +24

    መራ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ
    ግጥሚ 100%
    ዜማ100%
    ድምጺ 100% ዉዱእ ታይ ክዎጾ ቡሉጽ ከም ወትሩ ቀጽሎ ጅግና ሙዚቃ።

    • @berniegumbira2370
      @berniegumbira2370 9 หลายเดือนก่อน

      💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ)
      ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት |
      ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️

  • @user-jd8pz5ye7b
    @user-jd8pz5ye7b 10 หลายเดือนก่อน +2

    جميل جدا كلمات ولحان شعر اداء وفن تصوير مزيد من التقدم

  • @user-mg4ge2te3m
    @user-mg4ge2te3m 10 หลายเดือนก่อน

    Betami xubq srah merhi hager gerka aleku🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-zl5eg1hb6h
    @user-zl5eg1hb6h 10 หลายเดือนก่อน +2

    Akrem blux srah nice❤❤❤

  • @alajabu111
    @alajabu111 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኣክረሚኖ፡መለኪኖ፡ሃባ ነዳዲ ከይትሕዝ ፍሬኖ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nice job

  • @liveyourdream2121
    @liveyourdream2121 10 หลายเดือนก่อน +2

    Respect bro bravo keep it up great job

  • @mm-me6rw
    @mm-me6rw 9 หลายเดือนก่อน +1

    Men dea negirka ezia neay eka derifkaya bravo ❤❤❤

  • @user-um8we9dh1h
    @user-um8we9dh1h 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤Welcam akrem jemal

  • @meharigebreweldi8790
    @meharigebreweldi8790 9 หลายเดือนก่อน +3

    ብሉጽ ስራሕ ኣክረሚኖ ❤ ናይ'ዚ ዘመን ኮኾብ😍🥰😍❤❤❤

  • @user-bo2lc6bd3w
    @user-bo2lc6bd3w 10 หลายเดือนก่อน +6

    ክብረት ይሃበልና ኣክረም ነዚ ጥዑም ድምጽን፡ ዉሁድ ንህዋሳት ዘዛኒ ዜማን፡ ትርጉም ዘለዎ ሕድማን፡ ዝመሃዝካልና እግዚኣቢሄር ጥበብካ ኣዕዚዙ ይወስኸልካ።

  • @LongLife-mg1et
    @LongLife-mg1et 10 หลายเดือนก่อน +1

    Gele aynet derfi akrem mehmem❤🇪🇷

  • @tesfomweldu7014
    @tesfomweldu7014 9 หลายเดือนก่อน +1

    Intay aynet dimtsi eyu wowow kabzom niashtu derefi akram and wedi zomach the best

  • @okbaykidane
    @okbaykidane 10 หลายเดือนก่อน +8

    እንቃዕ ደሓን መጻካ፡ኣክራም፡በዓል ጥዑም፡ድምጺ ❤

  • @Asmara.Eritrea.1892.
    @Asmara.Eritrea.1892. 10 หลายเดือนก่อน +2

    Keep it up good job 🇪🇷🙏 Akrem hawey ❤

  • @YasminIsmael-zg7jb
    @YasminIsmael-zg7jb 10 หลายเดือนก่อน +1

    Waaaaaaw betami xebkti derfi akrem 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @user-pq9ee5cp9i
    @user-pq9ee5cp9i 10 หลายเดือนก่อน

    Akermy kem leby kemti lemde tume derfu ❤❤❤

  • @abdulaliemhassan5578
    @abdulaliemhassan5578 10 หลายเดือนก่อน +3

    yihamim aleku ane bezi dimxika wawwwww Nic Song 😍😍

  • @simontekie5675
    @simontekie5675 10 หลายเดือนก่อน +14

    That's what I call music..... perfection 🔥🔥🔥bro is on another level ....

  • @sanlast5009
    @sanlast5009 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ዋው ሐወይ ናተይ ክንደይ ትሽኩር እዛ ደርፊ ማራ ደስ ትብል የቀንየልና አክረም ሽኮር

  • @shewhut822
    @shewhut822 9 หลายเดือนก่อน +1

    Ohhhh My God Hakele Zkonet Music 1000000........

  • @user-ub9vl7jm5o
    @user-ub9vl7jm5o 10 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤ ይበል ስራሕ ኣክረሚኖ

  • @NebuFire
    @NebuFire 10 หลายเดือนก่อน +5

    Wellcome our Golden singer❤

  • @user-lq9dq9xo2g
    @user-lq9dq9xo2g 9 หลายเดือนก่อน +1

    Akrem wedy bela derfiii❤❤

  • @amantsgehans
    @amantsgehans 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaki xbqti derfi qexlo akremey ❤❤❤❤

  • @user-po2pj7yr5v
    @user-po2pj7yr5v 9 หลายเดือนก่อน +4

    Wow amazing voice and range….great verse and music arrangement 💯🎶