Filimon Mahray Eshiruru | እሽሩሩ _ New Eritrean Music 2023 ( Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 เม.ย. 2023
- New Eritrean Music 2023 ( Official Video) - Filimon Mahray Eshiruru | እሽሩሩ
© 2023 Admas Entertainment. All Rights Reserved.
Subscribe: smarturl.it/AdmasMusicYT
Instagram: / admasmusic
Facebook: www. AdmasMusic/
Website: admasmusic.com/
Twitter: / admasmusic
#admasmusic #eritreanmusic #admastigrigna #newmusic2023
#tigrignamusic #eshiruru #Eritrea - เพลง
ኣድነቅቲ ፊሊ & ፉሩዝ ዝኮንኩም ኣብዚ ላይክ ርገጹ 😊😊😊❤❤❤
❤❤❤❤
Nice job Shirek Asli mis mehabetka
❤
@@user-jj9ck6gn5e ❤️❤️👈
Baliga khzelom Hji kkeyd eye ❤❤❤❤❤😊😊😊😊
💔💔💔ሓዚኑን ተስፋ ቖሪጹን ዝራኣካዮ ሰብ ክሕጎስ ከሎ ማዕረ ክንደይ'የ ዝሕጎስ ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ናይ ብሓቂ፡ ብሕማም ኣዲኡ ተስፋ ቆሪጹ ዝነበረ፡ እግዛብሄር እንታይ ይሳኣኖ ብሓድሽ ተስፋን ፍቅርን ከምዚ ጌሩ ክመልሶ ከሎ፡ ካብ ንላዕሊ ነቶም ተዓዘብቲ ከማን ብታሓጋስ ኣንብዒና፡ ለካ ክሉ ሰብ ብተስፋ እግዛብሄር ከም ብሓድሽ ይውለድ ኢዩ የብለካ።
Naybhaqi
Naybehaki btaemi des eluna
ሓውያ ዶ ኣድኡስ
@@user-ts6pv2jv5o z8w64
ፍቅርኩም ኣብ ፈረ የብፀሓዮ ፅቡቃት ሓፍትኩም ካብ 💊💊❤❤❤
ykenelina❤❤❤
@@user-xv3se1vp8z 😍😍
Gorebetikum tikeyerelina yehwat aykonan but thankou
@@mayaplays1070 😀
ፍቅሪ ይንገስ ትብሉ ላይክ ጠውቑ ❤
ከምዚ ከማይ ነዊሕ ዝተጸበያ ዶ ይህሉ? ፍቅርኩም ይባረክ ብርኻተይ።
Anee aleku 😂
Ane aleku 😂
Bahaqi kulatna (tiena nay adio ke ab kemey bexihet but sorry to say that)❤
Ane
Heel goed music 🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኹም ይባርኽ ኣምላኽ እስከ ን ፍሊሞንን ፌሩዝን ትፈትዉ ላይክ ርገጹ!!!
ፍቅርኩም ይባረክ ክፈቱወኩም ካዓ ማዓት ሓፍትኩም ካብ ትግራይ🎶❤🎧
ለሓሲት😆😆
ayyyy eziom kea uff i hate tgray more rhan i can say 🤢🤮
😃😃😃
@@MGT04 😬😬
@@MGT04 😂😂
ንብልቢ ዝፈትዋ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ዝደረፍካላ ኮይኑ ዩ ተሰሚዑኒ ፊሊ ሓወይ። ሓዳርኩም ይባርኽ ኢልኩም እስከ መርቑኒ ደቂ ኤረይ ጽቡቛት
Hadarkum ybarek mearey
@@Eritrawit. ኣሜን ሽኮሪና ሓፍተይ
ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓወይ
Hadrkum ybark fetari hawey
@@dianakibrom6049 Dani Dinu Haftey
Lyrics 100%
Voice 100%
Video clip 100%
All 100%
❤🥰🥰🥰fqrkum ybzah I love you guys
ክሊፕ ሲ 100% ብከመይ ..?
Bi kemiu 😂
@@merih-n 1000% keman
@@merih-nhaqika cilp 65% eyu
Ezi kemen,
Voice 100
Lyrics 100
What about melody sis? 😂😂😂
ናይ ኣደኩም እሽሩሩ ከም ዝከማይ ዝናፈቅኩም😥
ዝተሰደትና ኣብ ዓድና ንተኣካከበሉ ግዘ ይምፀአልና🙏❤
Im Ethiopian from Harergae so much love eriterian songs.
ኣዲኡ ዘፍቅር ዝያዳ ኩሉ ፍለይ ሓወይ ሰበይቱ ውን ዘፍቅር 💞💞💞💞 ዕድሜኹም ዕድመ ማሱላ ይግበረልኩም ቡሉጻተይይ 💞💞💞💞💞
❤❤❤❤
❤❤❤❤
ኣዲኡ ዘፍቅር ወዲ እዩ ንሰበይቱ ዘኽብር ከምኡ ይፍጠረልክን
❤❤❤🙏
N adiu zeyfetu zeyefqr wedi emo bfxum zeyele nskin tray kem adiu ktkonalu fetna ember kemti n adiu dlaya kgebrela zdeli neakn dma kenbrekn eyu fqri enda megebe eshrru enda abele
Nesen ke sele zeyfqerana dyen zeykberana 😌
Ezia ❤ haki hawey nsebaiytu btaemi eu zekbra, seb0ayey n0ay kea yefqrenn yekbrrnn❤❤
Amen 🙏🏻 neaki wen
ክልተ ዝፈትዎም ድምጻውያን ተጋጢሞም ምስ ረኣኹ ብዙሕ ተሓጎስኩ ዝተረፈ ሂወትኩም
ሰላም ሓጎስ ደስታ ዝመልኦ ይኹነልኩም❤
መዓልቲ መዓልቲ ኪንደይ በጺሓ ክርኢ እኮ ተዋሪደ ። ኣብ 15 መዓልቲ 1,000.000 ክትበጽሕ ብጣዕሚ ደልየ ነይረ ከምዛ ኣነ ዝክፈላ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሕጂ ደስ ኢሉኒ
ውውውውው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ፊሊ ሓወይ ሙሉአ መዓልቲ አየ ክጽበያ ዉዒለ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓዳርኩምን ፍቅርኩምን ይባርክ ፈጣሪ ❤❤
ነዚኣ ተንብብ ዘለካ ፍቅርን ሰላምን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ሕቁፊ ወላዲትና ንማሙቀሉ ግዜ የምጻልና❤❤❤❤
Amen amen amen
ሰሰበይትኻ እናዘከርካ ፍቀረየ ሽርሩ ምባል'ዩ ንፍሊ ተድንቅ like ጽቀጥ ኣታ መንእሰይ❤❤❤❤
ኣዝየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ስነ
ጥበባያን ኢኹም ፍቕርኹም የጽንዓዮ
ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤
ኣብ ሓቀኛ ህይወትኩም ዝተመርኮሰት ብምኻና ዝያዳ መቂራ፡ጥበብኩምን ፍቅርኹምን የብዛሓዮ።
I love Eritrea, planing to visit soon❤️🌹
ፍቅርኩም ይባርኽ ጽቡቓት❤
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዚ ይፍጠረልካ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ subscribe ግበሩለይ ሙቑራተይ ጀማሪት ኮይነ፡ የቐኒለይ
❤❤❤❤ abshrki
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን፨ በታ ጸገምና ረኺብክና 😁😄😄ጌረልኪ ኣለኹ ደሓን
Amen Amen Amen 🙏
ኣይትጠራጠሪ ፍቕርና ከይ ኩሎፍ ዓለም ንዓኹም ትመቅር ጽቡቓት❤❤❤
I love and admire you all of Eriterean. I am from Ethiopia Amhara.
Romantic song
Deqi E R I 🇪🇷 nay hemamey
Enquae be.selam mexakum 🙏❤️
Amlak fqrikum yebarek deqi adey mearey
🇪🇷🕌❤️❤️⛪🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤️👏👏👏👏👏
Merhaba btsay!
ኣቤት ኣብ ሂወተይ ከምዚ ኣይነት ኣርቲ ርእየ ኣይፈልጥን እየ እሞ እታ 1995 ተወሊደ ክሳብ 2023 ዘስተማቀርክዎ ደርፍታት እታ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣርቲ ትውንን ፋሚለይ 🙏🙏🙏❤❤❤
Robi arkey bel niaka kea eshururu tebil seb amlak yhabika kkk
@@hirutaberasayiseatnew8255 ኣሜን ወገነይ ናተይ 🙏🙏🙏❤❤❤
Mo derfi aytfeltn eka nska wey eshiruru eka zeleka still 😅😅
ያ ትትርብዓና ኣለካ ገዳም ድካ ትቅመጥ😂
@@Habesha. ክክክክ መን ኣነስ ደርፊ ኣይፈልጥን እየ ክክክክ
ዛ ካብመጠን ንላዕሊ ክጽበያ ዝቅነኹ ግን ብጃኹም ማዕረ ቲ ንዕዘቦ ን ጥበባት ሃገርና ምስኡ ካኣ ላይክ ንርገጽ ብጥዓሚ ብልጽቲ ስራሕ ኩሉ ምላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ስጋዕ ዝሰልጠና እንበር እንተ ሰሊጥና ሲ እሽርሩ ከነብለክን ኢና 🥰😁
Kkkkkkkkkkkkkkk dehar ka ab rska ydyba kemey diyen deki erey jeganu
Fili❤️ፈሩዛ ከምቲ ኣበባኩም ፍሬኩም የርእየና ፈጣሪ ❤️🙏🙏🙏 ጾሎት ቁዱሳን ኣይፈለየኩም 🙏🙏🙏
My people 🥰🙏🏾 poured to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷❤️❤️
It’s proud not poured 😂😂😂😂😂😂
Always be proud and enjoy yiur time. Kiweghi eyu. Eritreans will be successful else where
💯💯👏🏻👏🏻👏🏻❤️❤️❤️አሰይ ከጸብቀልኩም ጽቡቃት ፍቅርኹ ዘልአለማዊ ይግበሮ🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ዝፈትወካ ዘድንቀካን ፍቅርኹም ይባረክ ሙቁራት ❤️
ኽሓተኹም ግና ፊሊ ናይ ክብርቲ ወላዲትካ ኩነታት ጥዕናኣ ኸመይ ኣላ ክፈልጥ ደልየ በጃኹም እባ ንገሩኒ pls pls
Neza music ms semaekwa boyfriend khlweni temenye❤❤😢 best music zis year
Emo hazni ane ewun singile eye
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂 bkemzi drftata aytderbeshi ab reality yelen 10% maybe 😉😉😉
Single nkdmit trah😂😂😭💖
L@@milenmili
ድስ ክትበሎ ብሓቂ ሓዳሩኸም ይስስን ደቂ ኤሪይ❤❤❤💪
ውውውው ብጣዓሚ ጽብቅቲ ስራሓ ድምጺ 100% ፊሊ ጅግና እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓካ ኣብ ግዜ ሓዘንካ ሓዚና ሕጂ ውን ብሓጎስ ደቢስካና 🙏🙏🇪🇷👍
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ❤❤🥀🥀🥀🥀ፍቅሩኩም ይብዛሕ❤❤❤❤🥀🥀ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤ፊሊ ሓደ ክንዲ ሽሕ ❤❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🙏
ዝናድ ስራሕ ፊሊ ❤❤❤🎉
ገለ ከኣ ብሕጂ ተሰለጠና ሽሩሩ ክንብል
😂😂🙈🥰
😂😂😂😂😂😂😂
Ajoka kemezea nay File terh eserereru terh bela ember keterekeb eka ❤
😂😂😂😂 harif eka tmesil 😁
I am from Tigri from Brazil I love you my countrymen and I wish you success wherever you are 🇧🇷🇪🇷🕍🕌
Abyet hasot kkkkkkk
@@freweiniteklemariam8055 😂😂😂😂😂 kkkk fah eliwo Englisch 😂😂😂😂😂😂😂
Naki wn fah elatki English
ብጥዕሚ ጽቡቅ ደርፊ ሕዚካ መጺካ ፍሊ ሓወይ ሶ ከመ ኣብራሃምን ሳራን ከኣ ይግበረልኩም ፍቅሩኩም❤❤❤❤❤❤
Ab 2 semun 1 Million ktatu tesafa ygebr xbuq srah Fili shriek 💙
ተተንከበከብኩ ሹሩሩ ምዛን ፍቅርኪ ከቢዱኒ ጸሩ ኣንት መላኪተይ
እዚዶ ዓብዩኪ እኳዳኣ ይስከፍ ናእዳ ከየውሕደልኪ ናይ ባሓቅ ጽቡቁ ደርፍ
filmon ❤❤❤❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ ምዓረይ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን አብዘሀለኩም ሀሊኩም ሉዑል እግዚአብሔር ይሐልውኩም ፀግዕን ዋልታን ይኩንኩም አሜንንንንን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድሰ ባህልቲ ሙቅርተይ ❤❤❤ ፍቅርኩም ይሰሰን
"ፍቕሪ ኣኽመስማሲ ወይ ኣብለጭላጪ ከም ኣርተፍሻል ንብረት ኣይኮነን¿ ሓቐኛ ፍቕሪ ሰረት እምነት,ውላድ,ሓጎስ እዩ። ፍቕርኹም ወትሩ ከም ዛራ ናይ ወጋሕታ ይኹነልኩም። ኣዲኡ ዘኽብር እዩ¡! ንሰበይቱ ዘፍቕር፣ ፊሊ ሓወይ✌️ ንጹህ ከም ጲላጦስ ንጹህ ልቢ🤍 ዝውንን ዕድመኻ ዕድመ ማቶሶላ ይግበሮ።
🎶ብሉጽ ስራሓ®️🎵
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ርእይቶ ❤❤❤
🙏❤️🌹
ገዓት እንዳበላዕና ኣርኪበ ይጽሕፍ ኣለኩ ንቐደም በሉ ❤
I heard this song when it was released16 hours ago and I am still listening to it! I didn't understand much of it, but the song captivated me! Really the song of the year 💯✅
Long Waited song 🎉ኣዝያ ጥዕምቲ ስራሕ❤️💯🇪🇷
እሽርሩ እዬ ዘሎ ጊዚኡ ❤❤❤❤
Amazing song
Good job
99 lyrics
99 melody
99 voice
❤❤
KIMENWA AYKELIKUM EZA DERFI
Eska like habun🙏👍
I love this song from Minnesota ❤
ፊሊ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ ምስ ወላድካ ካኣ ሓደ ማዓልቲ ከምዚ እልካ ክትመጸና ተስፋ ይገብር
ፍቅርኩም ይባረክ ፊሊ ሓወይ ጅግና ወድታ ሓላል መሬት ኣንበሳ ኣቅሲንካኒ 100/100
Men alo kemzi kemay b hanqewta kxebya zkeneye like regexley b shm Fili ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳንም ኤርትራዊ ተወልድኩ በጣም ነው ውድድድድድድድድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯💯💯💯
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዓሰርተ ሚልዮን ትኪድ ❤❤❤
ሰላም ሰላም ክእብለኩም ይእደልይ ቀጽለ ፍቅርኩም ከም ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤ፊሊ ❤ፌሩዝ ሓፍተይ ❤ ኣምላክ ይማናይ ኢዱ ጌሩ ይጽልለልኩም 🙏🙏🙏
Ysey betaymi xibok koloklo kem ynbaba fiyortat bizholna deki Eritreana 🙏🙏🙏❤❤❤❤🌻🌻🌻👍👍👍
ጽቡቃት ፍጥረት ክልተ መሳነይቲ
ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ ❤ ከምዚ ❤ኢልኩም ❤ክርእየኩም ኣነ እታ እልልልል ትብል ዝነበረት ኣብ ሕጸኹም እየ ዓንብቡለይ❤🎉🎉🎉🎉 ሰስኑለይ ዉላድ ጀጋኑ ኣሕዋተይ
I love you so so so much 💋💖💋💖💋💖💋💖💋💖💋💖🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🥰🥰🥰🥰
Kemzia gera ztexebkwa derfi yelan ❤🔥
Kief zelewa keep it up fili . thanks everyone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ምጩዋት ደስ ክብልካ ኣሰይ🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤❤🌺❤❤🌹🌹❤❤🌺🌺❤🌹🌹🌹
FROM ETHIOPIA AMHARA REGION GOJAM I LOVE YOUR MUSIC
😂😂😂😂
@@user-bq3eh1ry7sምን ይጠበስ
🤣🤣🤣🤣🤣
Tetenkebakebku tebelku Eshiruru ...
Mizan fqrki endiyu kebiduni xeru...
Anti melakitey ezi do abiyuki...
Fili & Feruz hadarkum yibarek🙏👏♥
Good job Guys...👏👏👏
ፍቕርኹም ይባርኸልኩም ፈጣሪ ፊሊ ሓወይ ከምቲ ፍቅርኹም ውላድኩም የሪአና ።
Best couple best music best destination best editing best actors best cinematographer best lyrics. All best ❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊
Acid zkonu fuqurat fiqrukum kem wahayz may jah jah ybel deki za kberi almaz🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤✌️✌️✌️✌️✌️
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ደርፊ ፊሊ and ፊፊ ዕድመ ዘመንኩም ይባረኽ ከምቲ ኣባባኹም የርእየና ፍሬኹም ደቂ ኤረይ
ዋውውውው ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ፍቅሩኹም ይባረኽ I love you ❤
Waww Nice music 💯❤️l admire you from tigray 🥰
Btaemi blux srah kulu 100% yu fkrukum ywbzwhayo amlak . Filey enkae degimka kemzi reanaka. ❤❤
Ii love this song form 🇪🇹 AMHARA😍😍😍😍🇪🇷
We Eritrean love you too
ፍቅርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
The future eritreans stars.❤❤❤❤❤ w luv u!!!
Love you eritrean music
ዋውው እቶም 2 ዝፈትዎም ፊሊ& ፌሩዛ ድምጻውያን ኣምላኽ ሓድርኩም ይባርኸልኩም
Gtmi 100
Zema 100
Dmtsi 100
ፊሊ ሓወይ ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ሪመይ ጅግና ቀጽሎ ኣንበሳ
Des tebil ..
❤❤❤
Aykemtexebnayan !
Derfey wexiiiaaa!!! Love you guys keep going😘🇪🇷❤️
nay hmamey fili kulu gzie ye zsema qexlo xbuq srah❤❤❤
ፍሊ ናይ ብሓቃ ንፍዕ ሰነ ጥባብ ዩ❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ይሰስን ❤❤ deqi rimey l love you more guys❤❤❤
Amazing song and what a beautiful voice Fili and we love seeing Feruz ❤ 🇪🇷 ♥️
ደስ ባሃልቲ ማራ ኣቅኒእኩምኒ ቁዱስ ቅንኢ ፍቅርኹም ይባርኮ ፈጣሪ ደቂ ኤሪ ጽቡቃት🇪🇷🙏
💯💯💯💯💯ጎደሎ ዘይብላ ፊለይ ❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል
this’s a such great song let’s support this brother everyone!
ዋው ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ ካብ ክሊብ ተበልካ ክሊብ ❤
ካብ ግጥሚ ተበልካ ይበል ❤
ዜማ ተበልካ ከሙ❤
ድምጺ አሞ ከምዚ ዝበለ የለን ❤❤❤❤
ከምዚ ከማይ ትፈትዉዎም አስካ like ሃቡለይ
I love you deqi eri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Soooo happy for you both, especially fili cause ur so happy in this clip, wish you everlasting love
ዋው ክጥዕም ማራ ኬፍ ኣለዋ ፊሊ ሓወይ ብልጽቲ ስራሕ ፍቕርኩም ይባረኽ❤
just woww
Fili Gele aynet wedi Eriy niccc piccc ❣️🥰💯👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕቡድ ዝኮነ ክሊፕ ይበልልልል 💥👌
The wait is over ❤❤ welcome fili
Nice job fili and Feruzey it's being a part of love our life
I can not Stop Hearing my Bro btaimi xbuq srah from Germany ✌️
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ሁዱእ:ገላጽን ጨርባሕባሕ ዘየብሉን ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ስራሕ ። ❤❤❤
እንቋዕ ደሓን መጻእኩም እንዳ ፊሊ እሽሩሩ❤❤ኣምላኽ ፍቕርኹም የጽንዓዮ ሓድርኩም ይባርኸልኩም ፍሬኹም የርእየና ፍቁራት ምኻንኩም ምስ ፈለጥኩ ደስ ኢሉኒ❤ ዝፈትወኩም ብምኳነይ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Nice music ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይይ ደቂ ኤረይ ጹቡቓት ኣምላኽ ዐድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣሪ ፈረይቲን ጸገይቲን ይግበርኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I been waiting for this song. So beautiful may god bless you two and keep you with each other for ever.
❤❤❤❤love u all deki erey Skorintat🎉🎉❤❤
ኣነ ከኣ ከምዛ ናይ ፊሊ እሽሩሩ ዘብለኒ ይደሊ ኣለኩ😢❤where are u my lov?😢
He is hiding somewhere 😂
Hay
@@user-xy7pc5ux8u abyet sami