Hadigela (ሓዲገላ) - Merhawi Kidane (Qarya/ቃርያ) New Eritrean music 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ต.ค. 2023
  • (ሓዲገላ) ብመርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ። New Eritrean Tigrinya music 2023 (Hadigela) by aMerhawi Kidane (Qarya) ‪@BurukTv‬.
    Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
    Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
    #Eritreanmusic, #Eritreansongs, #Tigrinyasongs
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 919

  • @user-ym4db1oc8y
    @user-ym4db1oc8y 8 หลายเดือนก่อน +112

    መን ነገሮ ኣቲ እዚ ቃርያ ብሓቂ እቲ ዝገጠመኒ ኩሉ ገሊጽዎ ብሓቂ እዛ ግጥሚ ክሰርሓ ይሓስብ ነይረ ዕድመ ልክዐይ ዝሃብክዋ ልበይ ኩሉ ገዲፋ ምስ ካልእ ከይዳ ንልበይ ዝጎድአት ሄዋን ወትሩ ይረግማ ነይረ ሎሚ ግን ሕድገት ጌረ ሂወት ክጅምር ቃርያ ተላኢኩ ኣሎ ናባይ ! Thank u like bmgbar gedefkum habuni ahwat ብፍቅሪ ኣሚኑ ዝተጠልመ ሓውኩም ሚሳኤል ካብ ጸላም ዓለም 😢😢😢😢😢😢😢😢like mgbar aynrese wegenatey

    • @mikeynatey6685
      @mikeynatey6685 8 หลายเดือนก่อน +2

      Ajoka bror ab kulna eu dagmay kem zeytamn eyom zgebruka💔💔💔😭😭

    • @fevenyemane8631
      @fevenyemane8631 7 หลายเดือนก่อน +1

      Ajoka sami heway ❤🥰🥺

    • @user-ym4db1oc8y
      @user-ym4db1oc8y 7 หลายเดือนก่อน

      @@mikeynatey6685 tnx dear bro lbawi msgany ybxahka

    • @user-ym4db1oc8y
      @user-ym4db1oc8y 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@fevenyemane8631 thank you feven hafty

    • @abitijhon8431
      @abitijhon8431 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኻ ሳሚየ እዚ ነዓኻ ትምህርቲ እዩ እንበር ውድቀት ኮይኑ ኣይፈልጥን ስለዚ ሑሉፍ ቃንዛ ከምዘይ ነበረ ጌርካ ሎሚ ተስእ ራኢታትካ ክዉን ግበሮም ኣጆኻ እንዳ ወሰኽካ ንበር ❤💫🤲

  • @LongLife-mg1et
    @LongLife-mg1et 8 หลายเดือนก่อน +335

    ቃርያ ኩሉ ዝፈትዎ ጸላኢ ኣልቦ ከመይ ዲካ ❤ ብስም ቃርያ እስከ ለይኩኒ ጀምዓ

    • @Momy466
      @Momy466 8 หลายเดือนก่อน +5

      ኣይገርመካን ጸላኢ ዝብሃል የብሉን ኩሉ ይፈትዎ ምልስ ምልስ ከኣ ኣይብልን ኢዩ ❤

    • @henok-michael1870
      @henok-michael1870 8 หลายเดือนก่อน +4

      የሕሚማትኒ 'ያ ጸላኢና ይሕመሞ
      ገዲፈላ ንኣምላኽ ኽጥዕሞ
      ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ናኣመሉ
      ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
      ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ(4)
      ሓዲገላ ንሱ ይሓይሽ ኢለ
      ኣይንሴጣን ትምክሕታ ቀቲለ
      ገዲፈላ ፍቅሪ ክጥዕሞ ኢለ
      ገዲፈላ ፍቅሪ ክጥዕሞ ኢለ
      ሓዳግ ምዃን ሕድገት 'ዩ ዘናብር
      ገዲፈላ ታይ ዳኣ ክገብር
      ሓዳግ ምዃን ሕድገት 'ዩ ዘናብር
      ገዲፈላ ታይ ዳኣ ክገብር
      ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ
      ንቅንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ
      ወግሐ ጸብሐ እንዳ ኣሳቀየኒ
      ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስእኒ
      ገዲፈላ ገዲፈላ ናዓይ ክሕሸኒ
      ገዲፈላ ገዲፈላ ናዓይ ክጥዕመኒ
      ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
      'ቲ መንገዲ ዳኣ ታይ ክትከደሉ
      ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ኢለ
      ኣነ ዳኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ
      ገዲፈላ ከምኡ ይሓይሽ ኢለ
      ገዲፈላ ንሱ ይሓይሽ ኢለ
      ንጥፋተይ ጉድጋድ ኮዓኢታ
      ሓቋፊት እንትነት ቶንኮል ታኣጊታ
      ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ
      ዋና ጽሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ኮውታ
      ንሳ ሳኣን ልባ ዘስሽካዕለትለይ
      ገዲፍላ ከሙኡ 'ዩ ኣመለይ
      ከም ኢዳ 'ሞ ከመይ ክህባ
      ሴጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ
      ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
      'ቲ መንጊ ዳኣ ታይ ክከደሉ
      ግጥሚ -ገብሪህወት ጽሃየ
      ድምጻዊ - ቃርያ
      ዳርክተር - ዮዲት ሃብተ
      ግጥሚ -100%
      ዜማ - 100%
      ዳርክተር - 100%

    • @etetetefera
      @etetetefera 2 หลายเดือนก่อน

      ቸ፣በፈኀአሸ

  • @ruftinatey6118
    @ruftinatey6118 8 หลายเดือนก่อน +636

    ካብ ናይ ኣክረም ናይ ቃርያ ትጥዕም ትብሉ ላይክ ክበሩ

    • @naboobsprit5638
      @naboobsprit5638 8 หลายเดือนก่อน +47

      No my brother don't say like this both is nice &perfect

    • @John-wj8sg
      @John-wj8sg 8 หลายเดือนก่อน +11

      ቃርያ ማን ከመይ ዲካ

    • @user-zl6fo6yc3w
      @user-zl6fo6yc3w 8 หลายเดือนก่อน +4

      Abey akrem.eyu karya sebay
      Derfi zeytfelt😂

    • @asumabeyenekisun1953
      @asumabeyenekisun1953 8 หลายเดือนก่อน +2

      Kariteyy demeyy kee❤❤❤❤❤

    • @kflayteshome1218
      @kflayteshome1218 8 หลายเดือนก่อน +8

      Nay ekrem tetem habebi🎶🎼

  • @milenyomeyasu8130
    @milenyomeyasu8130 8 หลายเดือนก่อน +96

    ከምዚ ከማይ ብ ቃሪያ ጹሉል ኣሎ ዶ like eske yergex

    • @yorsalembereketab3534
      @yorsalembereketab3534 8 หลายเดือนก่อน +1

      Aleku bezi❤

    • @samriasrat2259
      @samriasrat2259 8 หลายเดือนก่อน

      Ane aleku gn more derfi zeyewte edu koynu

    • @ririabreham3668
      @ririabreham3668 7 หลายเดือนก่อน

      Meeeeeee 😢😢😢😢😢

    • @williamakheza966
      @williamakheza966 7 หลายเดือนก่อน +1

      ምጽላልካ ካብ ኣፍካ ሕጂ ኢየ ሰሚዕ ሕማቅ ተሰሚኒ ምሕረት የዉርደልካ

    • @williamakheza966
      @williamakheza966 7 หลายเดือนก่อน

      ምጽላልካ ካብ ኣፍካ ሕጂ ኢየ ሰሚዕ ሕማቅ ተሰሚኒ ምሕረት የዉርደልካ

  • @Silento0625
    @Silento0625 8 หลายเดือนก่อน +103

    ሓዲገላ🎙️🌶️
    የሕሚማትኒ'ያ ጸላኢና ይሕመሞ
    ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ
    ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ
    ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ(2)
    ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
    ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ
    ሓዲገላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ
    ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ
    ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ'ይለ
    ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ'ይለ
    {ሓዳግ ምዃን ሕድገት'ዩ ዘናብር
    ገዲፈላ እንታይ ደኣ ክገብር}2
    ገርሂ ልበይ፡ እምነተይ መዝሚዛ
    ንቅንዕናይ፡ ብጥልመት ገኒዛ
    ወግሐ ጸብሐ እና'ሳቀየኒ
    ውሒጠዮ ውሕጥ ከም ደም ስኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ፡ ንዓይ ክሕሸኒ/ክጥዕመኒ2
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ(2)
    እቲ መንገዳ ታይ ክኸደሉ
    {ተዘይ'ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ይለ
    ኣነ ደኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ}2
    ገዲፈላ ከምኡ/ንሱ'ሓይሽ ኢለ(2)
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኲዓዒታ
    ሓኾት እን'ተለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ ይዕብየ ዘይስዕራ ብስቕታ
    ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ከምኡ'ዩ ኣመለይ
    ናይ ኢዳ'ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ'ንድዩ ጸባ
    @@@@@@@@@@@@@@
    «ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ(2)
    እቲ መንገዳ ታይ ክኸደሉ»
    {ተዘይ'ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ይለ
    ኣነ ደኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ}2
    ገዲፈላ ከምኡ/ንሱ'ሓይሽ ኢለ {2}
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኲዓዒታ
    ሓኾት እን'ተለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ ይዕብየ ዘይስዕራ ብስቃታ
    ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ከምኡ'ዩ ኣመለይ
    ናይ ኢዳ'ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ
    ገጣሚ=> ገብርሂወት ጸሃየ
    ዜማ=> በረኸት ዑቕባሚካኤል
    @𝒟𝒶𝓃𝒾.𝒮𝒾𝓁𝑒𝓃𝓉𝑜🎙️

    • @hajawigodayfmaworld4331
      @hajawigodayfmaworld4331 7 หลายเดือนก่อน +1

      Wawwwww Qarya nebsi The bhere Godayf ❤

    • @Starmusic-de6cx
      @Starmusic-de6cx 6 หลายเดือนก่อน +1

      ደመት 10 ሞት እያ ነዓይ ኢዚኣ።

  • @meronrussom-vp5ep
    @meronrussom-vp5ep 8 หลายเดือนก่อน +47

    ናይ ኢዳ አሞ ከመይ ኢለ ክህባ ሰይጣን ርጉም ክሰቲ አንድዩ ጸባ😢..ገብርሂወት ጽሃየ❤

    • @sarahaile7611
      @sarahaile7611 6 หลายเดือนก่อน +1

      This line 😞😞😞😞🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aronwengel6378
    @aronwengel6378 8 หลายเดือนก่อน +25

    ገ/ጸሃየ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ክፈትዎ መዓት ኢየ ግጥሚኻ የጸልለኒ ኢዩ

  • @filimonfilimon3382
    @filimonfilimon3382 8 หลายเดือนก่อน +46

    እወ ሓዲገላ
    ናትይ ደርፊ እያ እዚኣ ማንም ኣይሰምዕን ❤❤

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 8 หลายเดือนก่อน +38

    እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ቃርያ ጎይታ ጥበብ ❤💙ንቃርያ ትፈቱ ወዲ ዓደይ ላይክ ርገጽ!

  • @wedimdrebahr2963
    @wedimdrebahr2963 8 หลายเดือนก่อน +26

    እዛ ደርፊ ደጋጊመ ተሰማዓኩዋስ መመሊሳ ሒዛትኒ ናብ ገለ ማዓሙቅ ከይዳ ቃርያ ብዘይ ቀላዓለም ብልጽቲ ደርፊ ናይዚ ዓመት ምበልኩዋ ኣስተማቀርቲ ሙዚክ ኣለኹምዶ👍🎶

    • @sarahaile7611
      @sarahaile7611 6 หลายเดือนก่อน

      Alena 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5s 8 หลายเดือนก่อน +59

    ቃርያ ዘቢሄረ ቃሓውታ ❤

    • @eritrea6627
      @eritrea6627 8 หลายเดือนก่อน +3

      Deqi Gezawtiii❤️

    • @hajawigodayfmaworld4331
      @hajawigodayfmaworld4331 7 หลายเดือนก่อน

      Qarya zebihere Godayf
      Blkah eina hibnakum😂

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 7 หลายเดือนก่อน

      Kara za,behare,kaza,eu,,,edaga,arbe,posta, eu

    • @user-xq6ep3pe8n
      @user-xq6ep3pe8n 2 หลายเดือนก่อน

      Abey kebabi dea nieru❤❤

  • @user-fv3re5tc6k
    @user-fv3re5tc6k 8 หลายเดือนก่อน +18

    ቃርያ ናይ ሕማመይ
    ሕድገት ንነፍስኻ እዩ፡ ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ።

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen 8 หลายเดือนก่อน +38

    ቃሪያ ግና ምስ ሂወቱ ስለ ዝተኣሳሰር ድዩ ዝናይ ጥልመት ደርፍታት ኩሉ ክስሕበካ ማዓት ስርሕ ዝሰርሕ ይበል ስራሕ ከምቲ ሉሙድ🎉❤

    • @yueleldu4201
      @yueleldu4201 8 หลายเดือนก่อน +2

      እዛ ሑቶ ናዓይ ድያ?

    • @LidyTuemzghi-jh8fv
      @LidyTuemzghi-jh8fv 8 หลายเดือนก่อน

      mara mara kefi zelewa

  • @mulexfano7133
    @mulexfano7133 8 หลายเดือนก่อน +17

    ❤❤❤❤ ንጥፍአተይ ጉድጓድ ካዓዒታ ሓኮት እንተበለት ተንኮል ተቀኒታ ልቢ የዕብየስ ዘይስዕራ ብስቅታ ዋና ጽሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ ንሳ ስአን ልባ-------------ብሉጽ ደራፋይ ቃርያ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ኩላ ምላ ቤንሁር ❤

  • @aaaa-6849
    @aaaa-6849 8 หลายเดือนก่อน +27

    ቓርያ ንጉስ መድረክ ገለዓይነት ደርፊ ይበል ድምጺ❤❤❤❤

  • @samibrhane3030
    @samibrhane3030 8 หลายเดือนก่อน +51

    ሕደጉ ክሕደገልኩም
    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ
    ቃርያ ሓወይ ብዙሕ ናፊቅናካ እንካዕ ሰላም መጻኻና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini6130 8 หลายเดือนก่อน +14

    ቃርያ ክንጸላኣካ ባ ግበረና በጃካ ከምቶም ጸሊእናዮም ዘለና መክንያቱ በቃ ንስካ ዉዱእ ኢካ በቃ ብፍላይ ኣከዳድናካ ኣደራርፋካ በቃ 100000%❤❤❤

    • @asumabeyenekisun1953
      @asumabeyenekisun1953 8 หลายเดือนก่อน

      Kexelae atkilnn yyuuu beklu beluxee yuuu endiee

  • @user-sl1in6yp6x
    @user-sl1in6yp6x 8 หลายเดือนก่อน +131

    ቃርያ ንስካ ንልበይ ደበሱ ኢካ ቃላት የብለይን ነዓካ ዝገልጸሉ I proud of you ❤

    • @eriyoungmomlifestyle4331
      @eriyoungmomlifestyle4331 7 หลายเดือนก่อน

      1u

    • @berihu07
      @berihu07 6 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/9OC1BpXxwrc/w-d-xo.htmlsi=MGNREc1pCiLLOsEA እስከ ዚኣ ራኣያ😅😅

  • @tsegaynegassi
    @tsegaynegassi 8 หลายเดือนก่อน +17

    ትጽቢይ ዝወዓልኩዋ መጸ፡መጸ ቃርያ ❤❤

  • @robielcom
    @robielcom 8 หลายเดือนก่อน +12

    ቃሪተይ ምስ በልኩ እንድየ ፍረ ጻርእካ ኢካ ረኪብካ ሰብ ካብ ቃሪተይ ክምሃር ኣለዎ ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ብቅኣት ብኣቅሊ እንበር ብሳክት ዝበጸሖ ነገር ኣይኮነን እሞ እንቆእ ፍረ ጻዓርካ ኣርእየካ ፈጣሪካ ቃሪተይ ❤❤❤

  • @fanagebreab6545
    @fanagebreab6545 8 หลายเดือนก่อน +8

    ኣነ ውን ነታ ኣብ ዕጹዉ ገዛ ራሕሪሓትና ዝኸደት ኣዴና ድሕሪ ብዙሓት መጸጽቲ ዓመታት ገዲፈላ😑
    ቃርያ ፈውሲ ርእሰይ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ 🦁🇪🇷❤❤❤

    • @Dzpictures-jr2lz
      @Dzpictures-jr2lz 8 หลายเดือนก่อน

      Plzzz Ade zitehazela ftrti aykonetn

    • @tommana
      @tommana 7 หลายเดือนก่อน

      ብትሕትና ሰብ ምስዓር መርኣ
      ያ ብስለት እዩ እሞ " ኣብ ደረጃ ብሱል ሰብ ኣለካ "

  • @Milli682
    @Milli682 8 หลายเดือนก่อน +30

    የሕሚማትኒ ያ ጸላኢና ይሕመሞ
    ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ
    ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ
    ገዲፈላ ሓዲገላ ኹሉ
    ሓዲገላ ሓዲገላ ኹሉ(2)
    ሓዲገላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ
    ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ
    ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ ኢለ
    ገዲፈላ ፍቕሪ ክጥዕሞ ኢለ
    ሓዳግ ምዃን ሕድገት ዩ ዘናብር
    ሓዲገላ ታይ ደኣ ክገብር(2)
    ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ
    ንቕንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ
    ወግሐ ጸብሐ እናሳቐየኒ
    ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክሕሸኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክጥዕመኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ
    እቲ መንገድኣ እንታይ ክኸደሉ
    (ተዘይገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ'ኢለ
    ኣነ ደኣ ኻብኣ ብምንታይ ክፍለ)2
    ገዲፈላ ኸምኡ'ሓይሽ ኢለ
    ገዲፈላ ንሱ'ሓይሽ ኢለ
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኮዓዒታ
    ሓኾት እንተለት ቶንኮል ተቐኒታ
    ልቢ የዕቢየ ዘይስዕራ ብስቕታ
    ዋና ጸሓይ እንዲየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ
    ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ
    እቲ መንገድኣ እንታይ ክኸደሉ
    (ተዘይገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ’ኢለ
    ኣነ ደኣ ኻብኣ ብምንታይ ክፍለ)2
    ገዲፈላ ኸምኡ’ሓይሽ ኢለ
    ገዲፈላ ንሱ’ሓይሽ ኢለ
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኮዓዒታ
    ሓኾት እንተለት ቶንኮል ተቐኒታ
    ልቢ የዕቢየ ዘይስዕራ ብስቕታ
    ዋና ጸሓይ እንዲየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ
    ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ

  • @HadasKahsay
    @HadasKahsay 8 หลายเดือนก่อน +7

    ❤❤❤❤❤ ቃርያ ሓቢቢ ኣና ኣታ ወዲ ኣብ ግዝኡ ሳዓቱ ረኺብካኒ ኣታወዲ ሰስነለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ጎነይ

  • @temiesolo
    @temiesolo 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሓኮት እንተበለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅጣ
    ዋና ጸሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklitkflom6964
    @teklitkflom6964 8 หลายเดือนก่อน +12

    ኣነ ከኣ ቃርያ ሳዕስዒቱ እዩ ኬፍ ዝህበኒ 😊

    • @weiniestifanos9838
      @weiniestifanos9838 7 หลายเดือนก่อน

      Wela ane seasietu kef alewo

    • @Alazar247
      @Alazar247 6 หลายเดือนก่อน

      ሳዕሲዑ ኣይክእልን እንድዩ፥ ጽቡቅ ነገሩ ነብሱ ፈሊቱ ሰቀጥቀጥ ክብል ካብ ቴምቦ ስለ ዘይወጽእ ፎርምኡ ይሕሉ። እምበር ፍሉይ ሳዕስዒት'ስ የብሉን።

  • @user-iy9jy9wo9q
    @user-iy9jy9wo9q 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ ዓይነይ ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ደርፊ ካባካ ንጽበዬ ኢዩ ጌና ብዝሕ ኢና ንጽበየካ ❤

  • @MehariAsmerom-vj9nc
    @MehariAsmerom-vj9nc 7 หลายเดือนก่อน +18

    እቲ ዝማካሓሉ ደራፊ ናይ ሃገርና😊❤❤❤❤❤❤

  • @okbaykidane
    @okbaykidane 8 หลายเดือนก่อน +8

    ቃርያ ናይ ሕማመይ እንቃዕ ደሓን መጻካ❤❤

  • @Liverpoolaw
    @Liverpoolaw 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ ሓቢቢ ኣብ ግዝኡን ሳዓቱን ሪኺብካኒ ኣታ ወዲ ሰስነለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣረ ጎነይ።

  • @samtg1781
    @samtg1781 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዋና ጸሓይ'እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ!
    ገሬ ነብሲ ይብል

  • @april8976
    @april8976 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ኮምኡ ዩ ኣመለይ
    ት ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንዲዩ ጸባ
    I LOVE IT ❤

  • @AssuErtros-bv9lz
    @AssuErtros-bv9lz 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ ሓዉና ብሉጽ ደርፊ ጥዑም ኣስሚዕካና ጥዑም ይሃብካ። እንተ ናይ ክሊፕ ገን ብዙሕ ጸገማት ኣለዋ። ምስ ምሉእ ክብረት

  • @asmiawi9335
    @asmiawi9335 8 หลายเดือนก่อน +10

    ቃሪለ ናይ ዜማ ውሓለ እንቋዕ ሰላም ተቀልቀለ ❤❤❤❤

  • @Dante_2017
    @Dante_2017 8 หลายเดือนก่อน +32

    I don't understand what he said but i like it , I'm from Somalia 🇸🇴 love you Eritrean ❤️🇪🇷

  • @Abi_jana_arsenal
    @Abi_jana_arsenal 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቃርያ ቁጽሪ ሓዳ ተባዕታይ ስጋደይ ❤
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ
    ሓኾት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቕታ
    ዋና ጸሓይ እንድየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    እሳ ሰኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ከምኡዩ ኣመለይ
    ከም ና ኢዳ ሞ ከመይ ከ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰትይ እንድዩ ጸባ 👌

  • @user-ss3oy1bg7x
    @user-ss3oy1bg7x 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብልክዕ ቃርያ ሓዉና ብልጽቲ ደርፊ ሕደጉ ክሕደገልኩም ኢዩ ዝብል❤❤❤❤❤

  • @Selamnkulu652
    @Selamnkulu652 8 หลายเดือนก่อน +4

    Mexe mexe qarya ❤❤❤ qarya (gue) malet bamharic 😊😊😊
    Welcome qarya teum demxi ❤❤❤

  • @Mile-wedi-Barentu
    @Mile-wedi-Barentu 8 หลายเดือนก่อน +6

    እንቃዕ ብሰላም መጻኻ መራ ኣስሊ ❤❤❤ Like$comment(ብድንግላ ረኺበያ

  • @user-pz4jb8es3m
    @user-pz4jb8es3m 6 หลายเดือนก่อน +2

    ቃርያ ቀጽል ቀጽል ቀጽል ደስ ኢሉኒ ኣነ ኩሉ ግዜ አየ ምሳኻ ሓቢቢ ኩሉ ደርፍታትካ ብጣዕሚ አዩ ደስ ዘብል ካስብ ሕጂ ጎኒ ጎንኻ አየ ዘለኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mu2dp8xq4u
    @user-mu2dp8xq4u 8 หลายเดือนก่อน +2

    Cliperat yedekagemu alewu abi nay Erimyas kiflezgi meshi ( alemy)nirom ....bezekone gen nice song karitey neseka eka delekana beal kanari demxi ❤❤❤❤❤

  • @eritrea6627
    @eritrea6627 8 หลายเดือนก่อน +6

    Wedi Qehawta Zkonka Like Eski Gber ❤Qarya Arakebna Alo😊

  • @user-uw6ms9hc3w
    @user-uw6ms9hc3w 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ጥዕምቲ ደርፊ ❤

  • @user-tb8lb8xs2o
    @user-tb8lb8xs2o 8 หลายเดือนก่อน +2

    Blieneyyy nateyyyy 😢 efoyta lbi ❤️‍🩹 yebye ks'ereki eye bsqta eti nay qedem fqrna wn kmelso eye kemti znebero 😢 btaemi eye zefqreki

  • @user-bk6uy1wq6w
    @user-bk6uy1wq6w 6 หลายเดือนก่อน +1

    Karya hawey entay kiweso edmen tienan yihabeley 👌 💯 👌 nise song metiabity ❤

  • @fqaduequbay9607
    @fqaduequbay9607 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቃሪያ እንቋዕ ብድሀን መጻካ ጥዕምቲ ደርፊ
    Good luck bro

  • @YonatanMussie-us6ex
    @YonatanMussie-us6ex 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ ዓይነይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ❤ ረኺብካኒ ብሊጽ ስራሕ

  • @danielteklay2179
    @danielteklay2179 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gerhi lebey emnetey mezmiza nqnenay btelmet geniza weghe xbhe endasaqeyeni wehiteyo leke kem dem seni❤❤❤❤

  • @sakasaka5404
    @sakasaka5404 8 หลายเดือนก่อน +2

    Wawwww nqarya zfetu kemzi kemey trah like ygber

  • @ZienaySahle
    @ZienaySahle หลายเดือนก่อน +3

    Ata darfei nai marhwei azei tafto❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hermonteklu212
    @hermonteklu212 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃርያ ኣስሊ ይዓኽኽ ❤❤❤

  • @merontesfay9053
    @merontesfay9053 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ kareya arkey asli foresa

  • @user-lv4cy9sy5i
    @user-lv4cy9sy5i 7 หลายเดือนก่อน +1

    Seytan rgum kseti endiyu xeba ❤❤❤

  • @user-gj3gd6ui5n
    @user-gj3gd6ui5n 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቃሪተይ ተዑም ድምጽ ጽቡቅ ስራሕ❤❤🇪🇷🇪🇷 nic song ❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @onelove2718
    @onelove2718 8 หลายเดือนก่อน +4

    #ሓዲገላ
    🎶የሕሚማትኒ ያ ጸላኢና ሕመሞ
    ገዲፈላ ንኣምላክ ክጥዕሞ
    ሓዳግ ኮይነ ሓዳግ ንኣመሉ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
    ገዲፈላ ሓዲገላ ኩሉ
    ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
    ሓዲገላ ሓዲገላ ኩሉ
    🎶ሓዲገላ ንሱ ሓይሽ ኢለ
    ሓይሊ ሰይጣን ትምክሕታ ቀቲለ
    ገዲፈላ ፍቅሪ ኽጥዕሞ ለ
    ገዲፈላ ፍቅሪ ኽጥዕሞ ለ
    🎶ሓዳግ ምኳን ሕድገትዩ ዘናብር
    ገዲፈላ እንታይ ድኣ ክገብር ,,,,,,,+2
    🎶ገርሂ ልበይ እምነተይ መዝሚዛ
    ንቅንዕናይ ብጥልመት ገኒዛ
    ወግሐ ጸብሐ እናሳቀየኒ
    ውሒጠዮ ልክዕ ከም ደም ስኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክሕሸኒ
    ገዲፈላ ገዲፈላ ንዓይ ክጥዕመኒ
    🎶ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
    እቲ መንገድኣ እንታይ ኽከደሉ
    ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ
    ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ
    ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ
    ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ
    🎶ገዲፈላ ኸምኡ ሓይሽ ኢለ
    ገዲፈላ ንሱ ሓይሽ ኢለ
    🎶ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ
    ሓኮት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ
    ዋና ጽሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ
    🎶እሳ ስኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ከምኡ ዩ ኣመለይ
    ከም ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ
    🎶ገዲፈላ ገዲፈላ ኩሉ
    እቲ መንገድኣ እንታይ ክከደሉ
    ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ
    ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ
    ተዘይ ገዲፈላ ንዝጊ ይጥዓሞ ለ
    ኣነ ድኣ ካብኣ ብምንታይ ክፍለ
    ገዲፈላ ከምኡ ሓይሽ ኢለ
    ገዲፈላ ንሱ ሓይሽ ኢለ
    🎶ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኩዓዒታ
    ሓኮት እንተለት ተንኮል ተቀኒታ
    ልቢ የዕብየ ዘይስዕራ ብስቅታ
    ዋና ጽሓይ እንዴ ዘይዓጠኒ ከውታ
    🎶እሳ ስኣን ልባ ተሽካዕለለትለይ
    ገዲፈላ ከምኡ ዩ ኣመለይ
    ናይ ኢዳ ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ
    🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎶
    ንገናናሕ 😜
    ፈተውቲ #ቃርያ ላይክ ገጭኩም
    #ሳብስክራይብ ጽቀጡና
    ✌🏾❤️🫂❤️✌🏾

  • @abrsha-ys5wv
    @abrsha-ys5wv 7 หลายเดือนก่อน +1

    Qaritey nay mudey kmy dika nty ❤❤❤❤

  • @NaodFisshaye
    @NaodFisshaye 8 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉woooow gele aynet srah mera hawey 🎉🎉🎉🎉yxbeyeka eye niere kemzi aynet srah hizka ktmexena❤❤❤❤good work❤❤❤ሓዲገላ❤❤ hdegu khdegelku endyu zbl eti leul kalu🙏🙏🙏🙏🙏we love you mera😍😍💝💝💝

  • @semirasalih4338
    @semirasalih4338 8 หลายเดือนก่อน +4

    Ohhh ♥ Ma qaritey 👑😘

  • @user-wl7gt2md1n
    @user-wl7gt2md1n 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ቃርያ ሓወይ ድምጺ (100/

  • @majortekle6506
    @majortekle6506 7 หลายเดือนก่อน +1

    🕴️ቃርያ ቀብራራ-🕴️🤙 naweh Geza malskani metabyte foresa ❤❤❤

  • @DaniDani-km1kw
    @DaniDani-km1kw 8 หลายเดือนก่อน +2

    ቡሉጽ ደርፊ ምስ ቡሉጽ ሰብ ኣጆኻ ማራ ወድ ቡዙሕ ኢየ ዝጽበ ካባኻ።❤❤❤❤❤❤

  • @hiermonkflay3449
    @hiermonkflay3449 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቃርያ ኩሉ ግዜ ምስ ኣሐጎስካኒ ኢኻ we will still wait for the best version of you

  • @luluteshome9258
    @luluteshome9258 8 หลายเดือนก่อน +7

    Am not surprised u the best singer like always Karya ❤️😍

  • @user-zp1uj1df6z
    @user-zp1uj1df6z 8 หลายเดือนก่อน +2

    ቃርያ ሓወይ ድግም ኣብለና ኣይትፋኣና ገለዓይነት ስራሕ

  • @LuliyaMatey
    @LuliyaMatey 7 หลายเดือนก่อน +2

    Kab piante hewka mezmr kixbeykye god bless

  • @mikeyawha5325
    @mikeyawha5325 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቃርያ እንቃዕ ብድሓን መጸካ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤

  • @Thereislifeafterdeath
    @Thereislifeafterdeath 8 หลายเดือนก่อน +53

    ቃርያ ነብሲ እተቕርቦም ስራሓት ዝተማልኡ Quality and message ዘለዎም ብምኻኖም ኣዚና ነመስግነካ🙏🏾ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ዓወትን ንዓኻ: We love you❤️🇪🇷

    • @Dawitsiele
      @Dawitsiele 6 หลายเดือนก่อน

      ኣበይ እዩ መልእኽቱ ተራእዩካ፧😮 ኣብዛ ደርፊ ዝኾነ መልእኽቲ ኮነ፣ማዕዳ የለን😂

    • @marantamaranta
      @marantamaranta 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@Dawitsiele😂

  • @HaniGebrekrstos-rv8bj
    @HaniGebrekrstos-rv8bj 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤kirni shakor biseluma enikoa mexekia🎉 qexluo bro

  • @michaelid9914
    @michaelid9914 2 หลายเดือนก่อน

    ቃርያ ነብሲ፡
    ሓንቲ ካብ ሓንቲ ዘይሰናነፍ ስራሕካ መወዳድርቱ ኣዝዩ ውሑድ'ዩ። ኩሉ ደርፍታትካ ደርፊ ጥራይ ዘይኮነ ናይብሓቂ ምስናይ ዘሕልፎ መልእኽቱ ኣዝየ እየ ዘስተማቕሮ።
    እዛ ንሕድገት ትምህር ስነጥበባዊት ስራሕካ ድማ ናይ ብሓቂ ኣድኒቕያ'ለኹ። ኣብ ቀጻሊ ድማ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ኣሳልጦን ሂቡካ ካልእ ከምኡ ብሉጽ ስርሓት ከተቕርበልና ተስፋይ ደረት የብሉን።
    ኣብዛ ክሊፕካ ግን እታ ሕድገት ዝግበረላ ዘሎ ተዋሳኢት፡ ሸዊታ እንተዘይትኸውን ምደለኹ። ምኽንያቱ ሸዊታስ ንፍቕሪ'ምበር ንበደል ዝተፈጥረት ኮይና ስለዘይትስምዓኒ'የ። 😅😅😅😅

  • @user-hm6vn4ij6e
    @user-hm6vn4ij6e 8 หลายเดือนก่อน +6

    Karya your king I love all you song thank you ❤❤❤❤

  • @michealgoitomrusom4452
    @michealgoitomrusom4452 8 หลายเดือนก่อน +4

    ገዲፈላ ገዲፈላ ኹሉ
    እቲ መንገድኣ እንታይ ክኸደሉ
    (እንተ ዘይገዲፈላ ንእዝጊ ይጥዓሞ ኢለ
    ኣነ ድኣ ካብ'ኣ ብምንታይ ክፍለ2)
    ገዲፈላ ኮምኡ ይሓይሽ ኢለ
    ገዲፈላ ንሱ ይሓይሽ ኢለ
    ንጥፍኣተይ ጉድጓድ ኮዓዒታ
    ሓኾኽ እንተለት ተንኮል ተሓንጊጣ
    ልቢ የዕቢየ ዘይስዕራ ብስቕታ
    ዋና ጸሓይ እንዲየ ዘይዓጠኒ ከውታ
    ንሳ ስኣን ልባ ተሽካዕለትለይ
    ገዲፈላ ኮምኡ'ዩ ኣመለይ
    ከም ናይ ኢዳ'ሞ ከመይ ክህባ
    ሰይጣን ርጉም ክሰቲ እንድዩ ጸባ
    ኣድነቕቲ ግጥሚ ገብሪሂወት ጸሃየ ኣለኹም'ዶ❤❤
    ቃሪያ ከም ኩሉ ግዜ❤❤❤

  • @abrarahmed1928
    @abrarahmed1928 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጽብቅቲ ስራሕእያ ካብተን ናይቅድምህጂ ማለትዩ ❤❤❤❤ ግን ኣነ ዝፈትዋ ተዋሳኢት ጠላም ጌርኩም ምምጻኩም 😢😢😢😢

  • @motherland1510
    @motherland1510 8 หลายเดือนก่อน +2

    ገድፈላ.... ንዝግ... ይጥዓሞ.... ኢለ ❤

  • @lidYa_na
    @lidYa_na 8 หลายเดือนก่อน +6

    He never disappointed us,,,keep going karya

  • @NahomMedhane-kg6vd
    @NahomMedhane-kg6vd 8 หลายเดือนก่อน +5

    Wow Nice Voice with Great Artists Good Luck ❤❤❤❤

  • @amlakeybehaqisenayeka
    @amlakeybehaqisenayeka 7 หลายเดือนก่อน +1

    Qariya nay hmamey kem kulu gizie metselel derfi hizkalna mimtsaeka azye eye zemesgineka 😘😘😘😘

  • @nesanettekasta3863
    @nesanettekasta3863 8 หลายเดือนก่อน +2

    Perfect karya shekor zeytemno 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @SemereEriChannel
    @SemereEriChannel 8 หลายเดือนก่อน +4

    Best song with amazing video clip ⭐️🇪🇷❤️

  • @adu8778
    @adu8778 8 หลายเดือนก่อน +4

    Can't stop listening 100 times a day karya meteabitiy widieti 🎉❤🎉❤keep going bro 💪

  • @user-hy7cd2uv2x
    @user-hy7cd2uv2x 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nice thanx god bless you viva bridged nhamedu

  • @banamichel
    @banamichel 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ቃርያ ናይ heartey ረኪብካኒ ኣቤት ድምጺ ይበል❤❤❤❤

  • @afomghirmay9645
    @afomghirmay9645 8 หลายเดือนก่อน +4

    My fav ❤ kariya

  • @henokbrhane9415
    @henokbrhane9415 8 หลายเดือนก่อน +9

    "ናይ ኢዳሞ ከመይለ ክህባ
    ሰይጣን ሩጉም ክስኽትት እንዲዩ ጸባ"
    ገሬ ነብሲ ኩሉ ግዜ ግጥምታትካ ኣብፍሉይ ስሚዒት ኢዮም ዘእትዉኒ ነቲ ዘይጡዑም ከም ዘስተማቅሮም ይገብሩኒ ብልቢ ኢየ ዘመስግነካ,ቃርያ ወዲ ከኣ ከም ቐደምካ ሰሓብን መሳጥን ጌርካ በቲ መረዋሕ ድምጽኻ ኣቅሪብካልና ብሓፈሻ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ደቂ ኤረይ ካብ ልቢ ምስጋና ይብጻሕኩም እንካዕ ሓዳጋትን ፈቃራትን ኮንኩም.

    • @robirobi5904
      @robirobi5904 8 หลายเดือนก่อน +1

      ፍልይቲ ደስ ትብል ግጥሚ❤❤❤

  • @user-gc4pf8ly6v
    @user-gc4pf8ly6v 7 หลายเดือนก่อน +1

    Qarya toum dmxi xbukti derfi semoeka zeytxgen❤❤❤❤❤❤

  • @HaniMehari
    @HaniMehari 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤QARITEYY ATA WEDIII BELA SEYY 100%KULU BELA!!❤

  • @merhawitgkristos4896
    @merhawitgkristos4896 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቃርያ ኣዚየ ዝፈትዎ ኣርቲስት ❤❤❤❤

  • @rutaasefaw1296
    @rutaasefaw1296 8 หลายเดือนก่อน +3

    Wow, nice music I like it lovely❤❤❤❤

  • @user-df9xc1xn4h
    @user-df9xc1xn4h 7 หลายเดือนก่อน

    qarya habibi ana mara eye zfetweka kabtom degeftka kab libya wedi gash❤❤❤❤❤🎉❤❤❤🎉

  • @amiir735
    @amiir735 7 หลายเดือนก่อน +2

    I'm from Somalia 🇸🇴 i love ❤️ eritrean 🇪🇷 love you ❤❤❤❤❤

  • @hagerey9448
    @hagerey9448 8 หลายเดือนก่อน +3

    ብሩኽ ቲቪ ንምንታይ ናይ ቃርያ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ብዓል ዝነበረ መደብ ዘይዘርጋሕኩማ

    • @yonasarefaine1590
      @yonasarefaine1590 8 หลายเดือนก่อน

      Ya sebay eka nska wela ane yexebeya nere nay tesfay mengesha eya keman nmntay korixoma endie

  • @YmochyenaFamily
    @YmochyenaFamily 8 หลายเดือนก่อน +18

    So we can all agree that the music video is INCREDIBLE, I love how they did choreography too

  • @asumabeyenekisun1953
    @asumabeyenekisun1953 8 หลายเดือนก่อน

    DEKI RIMEYY ab one week 1million tebxah teblu nayzi king music like regexuleyy

  • @ilovemamamama2092
    @ilovemamamama2092 8 หลายเดือนก่อน +3

    Good job Simone 💐💐💐

  • @mossier2599
    @mossier2599 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኩሉ ዝበዱልክኒ ገዲፈልኪ ን ፈጣሪ ክጥዕሞ 😢 (L) እንተ ኣነ መሊሰ ዓዲ ኣርሒቀ። tnx ቃርያ ሓወይ 😔

  • @titisebsbie7190
    @titisebsbie7190 8 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome koriya ayney xbuk srah geleaynet derfi❣️🎶👂🎧💯👌😍😍😍🥰🥰🥰❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️

  • @kibreabhailselasi3883
    @kibreabhailselasi3883 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንቃዕ ዳሓን መጻእካ ቃርያ ዓርከይ

  • @meronzafier5563
    @meronzafier5563 8 หลายเดือนก่อน +3

    Wowwwww amzing song ❤❤❤

  • @merhawimeasho26
    @merhawimeasho26 8 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤ lyrics ገሊኹም ኣውርድዎ በጃኹም

  • @bereketsium7843
    @bereketsium7843 8 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ወትሩ ብሉጽ ደርፊ ቃርያ 👍🏼👍🏼👍🏼

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b 8 หลายเดือนก่อน +2

    Tbeb malet bhaki ybel💚💙

  • @hlnayumnbar022
    @hlnayumnbar022 8 หลายเดือนก่อน +3

    good luck qara❤❤❤️❤️