Abraham Alem (Abi) (Wetru Hager) ወትሩ ሃገር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2023
  • (ወትሩ ሃገር) ብ ኣብርሃለም ኣለም (ኣቢ) ኣብ ብሩኽ ቲቪ። (Wetru Hager) by Abraham alem(Abi) ‪@BurukTv‬ .
    Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
    Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።
    #Eritreanmusic, #Eritreansongs, #Tigrinyasongs
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 464

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว +377

    ከምዚ ከማይ ብ ፍቅሪ ሃገር ትነዱ like ርገጹ

    • @trgummnbareyndeyu3018
      @trgummnbareyndeyu3018 ปีที่แล้ว +15

      Me too sem hagereay kleal kelo ayney ynebe

    • @Love1.268
      @Love1.268 5 หลายเดือนก่อน +2

      Me too

    • @hermontekle1418
      @hermontekle1418 3 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

    • @SenayMuller
      @SenayMuller 2 หลายเดือนก่อน

      Klae hasawi😂😂😂😊

    • @NohmeharezgiNoh
      @NohmeharezgiNoh หลายเดือนก่อน

      ​@@trgummnbareyndeyu30181quiz

  • @marinaer12
    @marinaer12 4 หลายเดือนก่อน +49

    አብ ናይ አወል ሰሚዔያ ፍትውውትው አቢለያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷

  • @radihagos7706
    @radihagos7706 7 หลายเดือนก่อน +63

    ብሃገረይ ዝመጸኒ ኣይጻወርን 💪💪💪 ዓይኒ ኣባይኪ ይደፈን ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @mehari16
    @mehari16 11 หลายเดือนก่อน +42

    ነፍሲወከፍ መድረኽ ናቱ ቅርጺ እናፈጠረ
    ዋጋ ኣክፊሉና እንድዩ፣ በብተራ በብእብረ
    ክጸባጸብ ኣይጒይን ሕሳብ ከወራርዶ
    ድራማ ኣለዎ ታሪኽ ይቅዶ ወላ ኣይቅዶ
    ሃገረይ ሃገረይ....
    ኣብዚ ውሽጢ'ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ከምዚ ዝበለ ምስ ሓቒ ፊት-ንፊት ዝገጥም ዕጹብ ድንቅ ግጥሚ ኣየጋጠመንን። ነፍስወከፍ መንእሰይ ክርድኦን ከሰላስሎን ዘለዎ ዛዕባ'የ! ይበል ይበል ይበል !

    • @sabam5262
      @sabam5262 4 หลายเดือนก่อน

      Bhaqi HAGEREY ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @jossy2714
    @jossy2714 ปีที่แล้ว +31

    በዓል ኣቢ ጎቢዞም ሃገረይ ክብልኺ ጀሚሮም። ብርኽቲ ኢኺ ሃገረይ ዘዝተወለደ ዝሓመልኪ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽❤️❤️

  • @Amber1919
    @Amber1919 7 หลายเดือนก่อน +28

    🇪🇷❤️🐪ወትሩ ሃገረይ ብጣእሚ ጽቡቅ ሃገራዊ ዜማ ። 🇪🇷❤️🐪

  • @kudasambaye731
    @kudasambaye731 3 หลายเดือนก่อน +11

    እዛ ደርፊ ምስ ሰማዕክዋ ፖለቲካዊ ርድኢተይ ተቐይሩ ናይ ብሓቂ ድራማ ኣለዎ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom2035 ปีที่แล้ว +65

    ኩሉ ድሕሪ ሃገር 🇪🇷❤️!
    ኣምላኽ ብዝፋኑ የጽልልኪ ኤርትራ ሃገረይ🇪🇷!

  • @miki-eu1cx
    @miki-eu1cx 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣብ ናይ ድራል ጀርጆ ፈነዎ ይስምዓ ነይረ ግ ን ክሰምዓ ፈትሸ ስእነያ ደሓር ብዓሉ ድራል ኣዝዩ ከም ዝፈትዋ ገልጽልና ስሙ ኣብራሃም ኣለም ምኻኑ ኣብ ናቱ ከትና ክንስምዓ ሓብርና በዝይ ንድራል ከመስግኖ ኢና በልኩ ንኩቡር ድምጻዊ ጸባ ኣስትካና ዘይ ምኖ ደርፍይ ንዘልኣለም ህያብ እያ 🇪🇷🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-yi8cc8gy1g
    @user-yi8cc8gy1g 7 หลายเดือนก่อน +16

    ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ❤❤❤❤

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit ปีที่แล้ว +121

    ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ነብር 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷 ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @YunaelTekie
      @YunaelTekie 8 หลายเดือนก่อน +2

      ሓቕኻ ኣንታ ጅግና

  • @isakmehari7119
    @isakmehari7119 3 หลายเดือนก่อน +10

    ይሕማቅ ይጸብቅ ወትሩ ሃገረይ ቃል ጀ/ል ስፍሓት ኤፍሪም ንዑ ኢላ ዝተደረፈት ኮይና ኢያ ትስመዓኒ 🇪🇷❤🇪🇷

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 หลายเดือนก่อน +3

    ዘልኣለማዊ ደርፊ ይበሃል እዚ። 👏 👏 👏!

  • @michaelnegusse2652
    @michaelnegusse2652 5 หลายเดือนก่อน +12

    ወትሩ ሃገረይ..ሃቂ ጎረበትና ኢትዮጵያ ኣይቅሰኑ ቅሳነት ክሊኦምና ፥ዋጋ ኣክፊሎምና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamsomteweldeTewelde
    @SamsomteweldeTewelde 5 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነ በዛ ድርፍ ተጽእሊለ ኣለኩ ሃገረይ ።

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 ปีที่แล้ว +50

    ኣቢ ኣቢ ኣቢ I love you so so so much you are so sweet ❤❤❤❤❤❤
    ወትሩ ሃገረይ ስለ ዝበልካ ኣዚና ኣዕቢና ነፍቅረካ ፍቁረይ ኩል ግዜ ኢኻ ተደፋንቀኒ ኩቡር ሓወይ ኤርትራዊ ማዓረይ ንበረለይ ይፈትዋ ማኣዛ ድምጽኻ ፍሉይ እዩ ።❤❤❤ ኩሉ ደርፍታትካ ዘገርም እዩ ።
    ብሓድሽ ደርፊ ክትመጽእ ንጽበ ፣ ሓቢቢ ኣቢ ኣብ ሐሓዳርካ ቅሳነት ኣብ ሃገርካ ምቆት ብልጽግና ናዓኻን ንኹልኹም ጀጋኑ ንይ መድረኽ ብጾትካ ኩሎም ደረፍትን ኣክተራትናን ሓጎስ ቅሳነት ኣብታ ቅድስቲ መሬት ከይወጻእኩም ከይተመራሳሕኩም ክትብልጽጉ ዘልኣለማዊ ትምኒተይ ይገልጽ❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌷🌹🌷🌹💎🌿💎🌿💎🌹💎🌹🥰🥰🥰

  • @Wedi-Eri282
    @Wedi-Eri282 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ባሓቂ "ወትሩ ሃገር" ክስማዕ ዘለዎ ሃገራዊ ደርፊ ። ወትሩ ኤሩ ሃገረይ !!! 🇪🇷

  • @edenasfaha7435
    @edenasfaha7435 6 หลายเดือนก่อน +7

    ይሕሰም ይጥዓም ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷 ኣብርሂሞ ሽኮር 😘

  • @samibrhane92
    @samibrhane92 ปีที่แล้ว +18

    ኣቢተይይይ ኣታ ከማይ ጌሩ ዝፈትወካ ሰብስ ይህሉ'ዶ ብሕልፊ በዚ ናይ ሃገር ምስ መጻኻ ኽኣ ኣዚየ ፈትየካ ኣቢተይይይ ቀጽሎ [ሃገረይ ኢልካ'ዶ ክወግሕ ክመሲ]🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 ปีที่แล้ว +16

    ❤❤ኣብራሃም ሽኮር ጽቡቕ ፍጥረት ወትሩ ሃገረይ እወ ❤ ሃገረይ እወ
    ናዓኻ ዝፈጠረት ሃገረይ ኤርትራ ናዓኻ ኣብራሃም ኣለም ❤ I love you so much 🥰🥰🥰😍😍😍😘😘😘💘💘💘🌺💘🌺💘🌺💘🌺💘🌺💘💘💘🌺💘💘💘🌺💘💘💘💞💞💞💞💋💋💋💋🙏🙏🙏

  • @amanieltekle8109
    @amanieltekle8109 10 หลายเดือนก่อน +31

    My favourite song 🎶 ❤ write or wrong only with my country ❤🇪🇷

    • @luwamgaleriey956
      @luwamgaleriey956 8 หลายเดือนก่อน

      Right wa 😂write ❌️

  • @abrahamegus4780
    @abrahamegus4780 ปีที่แล้ว +180

    Write or wrong ወትሩ ሃገረይ like

    • @Eritreashikor
      @Eritreashikor ปีที่แล้ว +17

      Right or Wrong always my country 🇪🇷✊🏽

    • @user-qj2qt6yo2k
      @user-qj2qt6yo2k 6 หลายเดือนก่อน +2

      Write❤❤❤

    • @yonatanyebio8201
      @yonatanyebio8201 5 หลายเดือนก่อน +4

      ጀነራል ስብሓት ኢፍረም❤

    • @Exter1717
      @Exter1717 4 หลายเดือนก่อน +2

      Right ❤❤❤

    • @biniamhaile9428
      @biniamhaile9428 4 หลายเดือนก่อน +3

      Right or Wrong ❤ቃል ጀነራል ስብሓት ኤፍሮም❤❤❤

  • @paw2847
    @paw2847 ปีที่แล้ว +8

    ወትሩ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይጻዕዱ ወላ ይፍሓም ጉዳይና ኣይኮነን።

  • @siumwoldemichael1070
    @siumwoldemichael1070 2 หลายเดือนก่อน +4

    ዝመጸ ይምጻእ ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷💪❤️

  • @modosha7819
    @modosha7819 7 หลายเดือนก่อน +36

    ሊዲያ በረኸት ምስ ሞዶሻ ኣብ ዝገበረቶ ኢንየርቪው ኢና ፈሊጥናያ ነዛ ደርፊ ኣጆኻ ኣብርሂሞ ጥዕምቲ ደርፊ ይበልዩ በዚ ኣጋጣሚ ዋዒ ሊዲያ ሰሪሑ ። 100% ምንም ዘይወጻ ስራሕ ገጣሚ ዜያሚ ሙዚቀኛታት ካሚውራ ዳሪክተር ኮታ ኩላትኩም ነመስግነኩም ወትሩ ሃገረይ!

    • @nattymekseb778
      @nattymekseb778 7 หลายเดือนก่อน

      Me too

    • @yonaskeshi1863
      @yonaskeshi1863 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነውን ነታ ቃለ መሕትት ናይ ሊድያ ሰሚዐ እየ ናብ ዩቲዩብ ኣትየ ሰሚዔያ
      ወትሩ ሃገረይ
      ናይ ባሓቂ ሃገር
      ኩሉ ድሕሪ ሃገረይ❤❤❤❤

  • @fn7619
    @fn7619 ปีที่แล้ว +22

    አቢ ሽኮር ዘይነአሰ በዓል መትከልልልል።💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aronwengel6378
    @aronwengel6378 ปีที่แล้ว +11

    Abi jigna wetru hagerey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @sam4237
    @sam4237 7 หลายเดือนก่อน +10

    Great song Abi, it’s good to see our generation create songs that will be remembered in the future times. God bless you all!!

  • @AbelTeklmaryam-sw7ll
    @AbelTeklmaryam-sw7ll 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣቢ ኣቢ ኣቢ ሃገራዊ ኣዃሪዕኻኒ ወድ ኤርይ ጻዕዳ

  • @user-sh1yr4ow4v
    @user-sh1yr4ow4v ปีที่แล้ว +6

    Nice wedi ኤረይ ኣንበሳ

  • @SamiAron-br7zx
    @SamiAron-br7zx 14 วันที่ผ่านมา +1

    ወተሩ ሀገሬይ I love this music ❤🇪🇷💪🏽🇪🇷

  • @Longtime-mw1jq
    @Longtime-mw1jq 6 หลายเดือนก่อน +14

    ወላ ተቛዋሚ ኴንኻ ኣብ ❤ ትኣቱ ጥዑም ዜማ ምስ ጥዑም ግጥሚ፣ ስለዚ ኢና ኹሉ ግዜ ሃገርና ንብል፤ ሓቅን ኽውንነትን ኣለልዩ ምኣዱ ሓልዩ መንነቱ ሓልዩ ዝኸይድ ጉዱይ ኣለዎ ቓልሲ ብሓቂ፤ ታንኽስ ኣቢ ብዓል ስሑል ድምጺ ንዓና ትውኽል ደርፊ ያ ንዝርድኦ። 👌🏽❤

  • @akberetakbir
    @akberetakbir ปีที่แล้ว +7

    Eritreawinet Hagerawinet malet ✊🏾🇪🇷

  • @hamudihabibi8490
    @hamudihabibi8490 ปีที่แล้ว +4

    ሃገረይ በል ኣታ ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @MogosTesfay-po8vn
    @MogosTesfay-po8vn 15 วันที่ผ่านมา +2

    ወትሩ ሃገረይ ❤❤❤❤❤

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኣታ 😢😢 ንኣቢ ናፍቆት ኣይከኣልኩን ናፊቐዮ😢😢😢 ተምልስ እባ ኣቢተይ።

  • @niyat2102
    @niyat2102 ปีที่แล้ว +9

    እዛ ደርፊ ኣነን ፡ ስምዒተይን። ወትሩ ሃገረይ።

  • @tgyegeita2169
    @tgyegeita2169 4 หลายเดือนก่อน +3

    God bless Eritrea and our peoples ❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @jermenhagos3286
    @jermenhagos3286 ปีที่แล้ว +6

    ዐድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብርሂሞ ወዲ
    ኣብ ሰዓታ ጉዳይ ሃገር 💬💬 ሃገርይ ከንበል ከውግሕ ከመሲ 🙏🙏🙏💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍾🍾🍾🍾💕💕💕❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 ปีที่แล้ว +4

    ወትሩ ሃገረይ፡ኣቢ ሽኮር።

  • @sebnkunmedia
    @sebnkunmedia 20 วันที่ผ่านมา

    ይጥዓም ይሕሰም ወትሩ ሃገረይ🥰🇪🇷✊

  • @YemaneMehari777
    @YemaneMehari777 12 วันที่ผ่านมา +1

    Abity wetru hagerey 🇪🇷❤️🤞

  • @michaelteklebrhan7254
    @michaelteklebrhan7254 ปีที่แล้ว +3

    "ወትሩ ሃገረይ!!! ኣብ ቅኑዕ ይኩን ኣብ ጌጋ" l love it.

  • @merryrussom5338
    @merryrussom5338 ปีที่แล้ว +8

    abi really love u so much wedi eriyyy

  • @HabenHabu-zc8mi
    @HabenHabu-zc8mi 17 วันที่ผ่านมา

    ጣዓሚ ሕሰሚ ወቱሩ ሃገረይ 🇪🇷 ።

  • @kisanetbeyn370
    @kisanetbeyn370 ปีที่แล้ว +6

    My fav song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @hannasolomon959
    @hannasolomon959 ปีที่แล้ว +10

    Hi my brother thank so much for the music you did
    keep going
    God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว +5

    Waw I love this song thank you abi yes weteru hagerey 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪

  • @genettewelde950
    @genettewelde950 4 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሃገረይ እየ ዝብል ኣነ.......

  • @faiselibrahim8659
    @faiselibrahim8659 ปีที่แล้ว +5

    Kurae Eritrawii...🤚🇪🇷

  • @thomasberhe440
    @thomasberhe440 7 หลายเดือนก่อน +3

    Period! ወትሩ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meseretzekaryas153
    @meseretzekaryas153 ปีที่แล้ว +4

    Eritreawnet kubur mennet 🇪🇷 💪 ⛪️ 🕌 💖 ♥️ 🇪🇷 💪 Ayni abaykum ydefen deqi halal meret 🇪🇷 💪

  • @merkebsemere7027
    @merkebsemere7027 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሃገረይ "እወ ሓለፋ ኩሉ "ኤረይ ዓደይ ንዘልኣለም፡ንበርለይ ርስተይ ።

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yes ወትሩ ሃገረይ ኩሉና ብሞራል ሃገረይ ሃገረይ ሃገረይ 👌🏼

  • @SamiAron-br7zx
    @SamiAron-br7zx 28 วันที่ผ่านมา

    ወቱሩ ሃገረይ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽

  • @nardosokbay
    @nardosokbay หลายเดือนก่อน +2

    Wetru hagerey 🇪🇷 🫡 ♥️

  • @kubromAdonay
    @kubromAdonay 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወትሩ ሃገረይ🎉🎉❤❤❤

  • @user-lm7gm9us6s
    @user-lm7gm9us6s 2 วันที่ผ่านมา

    ሓፍ ዘይብል ግጥሚ፡ዜማ ከምኡ ውን ድምጻዊ ኣብርሃም ኣለም ኩሉኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ጽብቅ ስራሕ።

  • @dandomtyvy2222
    @dandomtyvy2222 6 หลายเดือนก่อน +3

    This song is underrated! How fanstastic patriotic song its guys, wuh.. proud of ንኡሰይ፣

  • @user-yy9qr5zv3b
    @user-yy9qr5zv3b 9 หลายเดือนก่อน +2

    Eritrwi entkonka bahgrka tehbin like habo

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder303 24 วันที่ผ่านมา

    ይቅዶ ወላ ኣይቅዶ ወትሩ ሃገረይ ሃገረይ ሃገረይ..❤❤❤

  • @eriboy2428
    @eriboy2428 ปีที่แล้ว +12

    Abi shikor wetru hagerey 🇪🇷❤🇪🇷

  • @alextom6372
    @alextom6372 ปีที่แล้ว +7

    What an incredible voice. Thanks Abi ❤

  • @hailekidane1702
    @hailekidane1702 ปีที่แล้ว +5

    Wanderfull Song ❤eritrean I love you ❤Abi!

  • @YunaelTekie
    @YunaelTekie 8 หลายเดือนก่อน +2

    I love eritrea music❤❤❤from USA

  • @NNY-INTERTAINMENT1722
    @NNY-INTERTAINMENT1722 5 หลายเดือนก่อน +2

    ወትሩ ሃገረይ
    ኣብ ቅኑዕ ይኹን ኣብ ጌጋ
    ኣብ ምርጋእ ይኹን ኣብ ሓደጋ
    ኣብ መድረኽ ዘሎ ጉዳይ
    ዝኾነ ተኾነ ወትሩ ሃገረይ
    ወትሩ 'ዛ ዓደይ
    ወትሩ ሃገረይ
    ሃገረይ ሃገረይ እየ ዝብል ኣነ
    እዚ እዩ ጭርሖይ
    ወትሩ ሃገር እወ ሃገር
    ኣብ ራህዋን ሕሰምን
    ዘይቅይሮ መትከል
    ይጻዕዱ ወላ ይፍሓም
    ዘሎን ዝነበረን ታሪኽ
    ዝወሓጥ ይኹን ዘሕረኽርኽ
    ዘይሩ ዘይሩ መንነት ምህላው'ዩ እቲ ሕቶ
    ብዘይ ውልውል ልበይ ውን ነዚ'ዩ ዝጥምቶ
    ኪኖ ብጉልበት ብኣእምሮ ገድሊ
    ገደል ክትጋደሎ
    ጽኑዕ ምዃን ኣብኡ'ዩ ዘሎ
    ነዚ ብልሒ እዚ ዝፈጠሮ
    እንታይ'ሞ ኣሎ ዘይክእሎ
    ወትሩ ሃገረይ
    ወትሩ 'ዛ ዓደይ
    ወትሩ ሃገረይ
    ሃገረይ ሃገረይ እየ ዝብል ኣነ
    ነፍሲ ወከፍ መድረኽ ፡ ናቱ ቅርጺ እናፈጠረ
    ዋጋ ኣኽፊሉና እንድዩ ፡ በብተራ በብእብረ
    ክጸባጸብ ኣይጎዪን ፡ ሕሳብ ከወራርዶ
    ድራማ ኣለዎ ታሪኽ ፡ ይቕዶ ወላ ኣይቕዶ
    ሃገረይ
    ሓቅን ክውንነት ኣለልዩ
    ብኣኣ ተሓልዩ
    መንነቱ ሓልዩ
    ዝኸይድ ጉዳይ ኣለዎ ቃልሲ
    ሃገረይ ቃሉ ክወግሕ ክመሲ
    ቀሪቡ ርሒቑ ወራሲ

  • @gemelbarka9345
    @gemelbarka9345 ปีที่แล้ว +2

    🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐆🌴🐆🌴🐆🌴🐆💐🌹💐🌹💐🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷💐🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷💖🐢🐢🐢🐢🐢🐢🌴🍀🌴🎍🌴🎍🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌿🌿🌿🌿🕊🕊🌟💥🌟💥🌟💥 ኣቢተይ ብሌን ብሌን ዒይኒ ኤርትራ

  • @tesfaisimon4805
    @tesfaisimon4805 5 หลายเดือนก่อน +2

    ወትሩ ሃገረይ ❤❤ 100%❤❤❤

  • @yafetnetsreabe9355
    @yafetnetsreabe9355 ปีที่แล้ว +5

    Wedi rimey humumate ina we be hagerena Eriterawiyane ina ewe zebelexe tedeleti 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👑🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👑👑👍👍🇪🇷👑👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰 abitey🥰🥰🥰

  • @user-hu5yl8hx7v
    @user-hu5yl8hx7v 10 วันที่ผ่านมา

    ወትሩ ሃገረይ i love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @tomasmiki9479
    @tomasmiki9479 ปีที่แล้ว +2

    Ya ny bhaqi eza ♥ brktin hfrtin hager egziabher amlak hagrnan 🌺 hzbnana yebark

  • @fevenhaile4089
    @fevenhaile4089 ปีที่แล้ว +3

    Nay behaqi wetru hagery God bless my lovely country Eritrean ❤️ ♥️

  • @bini.saha7464
    @bini.saha7464 ปีที่แล้ว +4

    Abi love you wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Danitesentertainment
      @Danitesentertainment ปีที่แล้ว

      Ya wedi sahle hawey subscribe eba hagzeni broye

    • @bini.saha7464
      @bini.saha7464 ปีที่แล้ว +1

      @@Danitesentertainment eshi no problem

  • @faiselibrahim8659
    @faiselibrahim8659 ปีที่แล้ว +4

    Kurae Eritrawii 🤚🇪🇷

  • @yohanesadmokom4181
    @yohanesadmokom4181 ปีที่แล้ว +6

    Beautiful song with great lyrics and amazing music and fantastic singer

  • @andomhabteghebriel2964
    @andomhabteghebriel2964 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክሳብ ዕለተ ሞተይ ኩሉ ግዜ ኤርትራ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️✊🏼

  • @kinglio8947
    @kinglio8947 ปีที่แล้ว +4

    Most charismatic Eri singer

  • @TituOmer
    @TituOmer 26 วันที่ผ่านมา

    Ata abi hawey maltawi eba derf aytetfana bejaka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 2 หลายเดือนก่อน +1

    wetru hagerey💯❤👌

  • @user-bp7uf3jr7l
    @user-bp7uf3jr7l 4 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kulu dhri Hager🇪🇷♥️✊

  • @user-nl5cf3ze9r
    @user-nl5cf3ze9r ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abi wedi alem
    ወትሩ ሃገረይ 💪💪💪💪💪

  • @weldemichaelzera7171
    @weldemichaelzera7171 ปีที่แล้ว +2

    Eritreawnet kubur meninet ktdqis ktisue wetru hagerey bel ata mensey🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Coral1961
    @Coral1961 3 วันที่ผ่านมา

    ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷✊🏾

  • @user-he1ou7xi9x
    @user-he1ou7xi9x หลายเดือนก่อน

    ኣብ ቅኑዕ ይኹን፡ኣብ ጌጋ ወትሩ ሃገረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷44.

  • @JonatanAbraham-dy4yq
    @JonatanAbraham-dy4yq 15 วันที่ผ่านมา

    Zubuk musika asmikani! Abraham kab Jonatan Abraham

  • @issu23
    @issu23 หลายเดือนก่อน

    BEST SINGER. HE HAS A FUTURE!!!

  • @freweynire7256
    @freweynire7256 หลายเดือนก่อน

    Happy independence Eritrea 🇪🇷

  • @10RAS
    @10RAS หลายเดือนก่อน

    Such a beautiful song🇪🇷❤️

  • @meksebkesete9221
    @meksebkesete9221 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🇪🇷Wetru hagery :: btami timti derfi Abi.❤ ab zfetwo Abi btami kef zelew derfi nana ni Ertrawyan 🇪🇷 mis tarikna titeasaser derfi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷wetru hagerna deki Erey Love everyone::

  • @macruz7366
    @macruz7366 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤yqdo wela ayqdo hagerey ewe

  • @Asmara-oneEri
    @Asmara-oneEri 7 หลายเดือนก่อน +1

    Hagerey Hagerey 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @user-gw4fj9ij6j
    @user-gw4fj9ij6j 7 วันที่ผ่านมา

    Wow beautiful song I loved it abi hawey!!! ❤

  • @esutewelde1771
    @esutewelde1771 4 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ሃገረይ

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8m ปีที่แล้ว +3

    deki Erey Jeganu Eweeeeee Wetru Hagereyyyyyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌴🌴🌴🌴🌴🌾🌾🌾🌾

  • @eri_ayt
    @eri_ayt 2 หลายเดือนก่อน

    ወትሩ ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Masterpiece. Thank you Abraham ❤🌹🇪🇷

  • @DawitHadush-ed9or
    @DawitHadush-ed9or หลายเดือนก่อน

    Nice wedi erey wetru hagar

  • @ferushabtom7172
    @ferushabtom7172 ปีที่แล้ว +3

    Wetru erey I miss you so much

  • @user-ow7ky7jv2u
    @user-ow7ky7jv2u 2 หลายเดือนก่อน +1

    Entay emo ak47 gedifka mexika wetru hagerey mebal
    It's mockery of nationalism
    Etom true hero's ab eritrea 🇪🇷 zelewu teray eyom
    Viva 👏 shabia

  • @DiamondA-xi2yw
    @DiamondA-xi2yw 9 วันที่ผ่านมา

    ተዘዝ ተዘዝ ዘብል ደርፊ ....
    ድራማ ኣለዎ ታሪኽ ታሪኽ
    ይቅዶ ወላ ኣይቅዶ ሃገረይ ።
    ማዓልታዊ እየ ዝሰምዓ ዘለኹ ኣቢ ሓቢብና ... ተስፋ እገብር ንዓኹም ዝምችው እዋን ክኸውን ስደት ወጽኹም ከይተመራሳሕኩም ጥዑም ስርሓትኩም ኣብ ውሽጢ ዓድኹም ኮንኩም ከተስምዑና ❤❤❤❤

  • @rahelberhane2945
    @rahelberhane2945 2 หลายเดือนก่อน

    Great work. Great poet and voice. Hagerey zbele tekhebiru yinebir respect❤️🇪🇷❤️
    ቀጽሎ ናህሪ ወስኽ መንእሰይ ኣብኢድኩም እዩ
    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️