New Eritrean Music 2023-michael tekle (santa) Axabiyni ሚከኤለ (ሳንጣ) ኣጻብኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • New Eritrean Music 2023-michael tekle (santa) Axabiyni ሚከኤለ (ሳንጣ) ኣጻብኒ
    #AmtEntertainment #NewEritreanMusic 2024 #INTERVIEW Christmas & New year 2024ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና#
    Gidowun#yemane #Michael (santa) #Amt_Entertainment #Eritreannewmovies #BestEritreandrama #Tigrinaderfi #Tigrinaawdametderfi #Fasicashow #Eritreanshow #WataMusic #Derfikedem #OldMusic #Ethiopianmusic #NewEthiopianmusic #Amharicmusic #NewEthiopiammusic2024 #eritreanmuzic #Eritreanmovie #eritreanmovie #Eritreanguayla #eritreantiktok #edenkeste#kelab #semhar #sabaandemaryam#timnit #selam #efremamare #milonhaylu #abrahamalem #Eritreaninterviews #etiopanmusic #salieim #saliem # Akram # Michaelteklesanta #santa # abielkiflom #berket #sikay # yemanezerabruk #abereberket #santa #meronfsahie #qarya #nhommeste #kelab

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @hope9203
    @hope9203 3 หลายเดือนก่อน +16

    Hidden talent 💫👏👌

  • @gedele
    @gedele ปีที่แล้ว +820

    2012 ኣብዛ ደርፊ ተዘክሮ ዘለኩም ላይክ ጽቀጡ 💔💔💔👈

    • @merhawiestifanos910
      @merhawiestifanos910 ปีที่แล้ว +7

      Btami tezekro zelewa eya neay 2012

    • @meronjon7955
      @meronjon7955 ปีที่แล้ว +5

      Awe yakk

    • @Yosiefjose
      @Yosiefjose ปีที่แล้ว +3

      Mera eske😢

    • @onelove323
      @onelove323 ปีที่แล้ว +2

      Aykemayn btami zfetwa hji kea emo nabti sheu zebere hiwet melisatni

    • @bisratandeberhan2314
      @bisratandeberhan2314 ปีที่แล้ว +3

      Nice Songs tesfa zelka. Mice hawey

  • @ዕባይመደበር
    @ዕባይመደበር 7 หลายเดือนก่อน +4

    Ksab 2024 tesmewa zelekum abzi regex ata wedi❤

  • @ftsumteweldebrhan2572
    @ftsumteweldebrhan2572 ปีที่แล้ว +6

    ኣሕሕሕ እዋይ ደርፊ ኣብ ደምካ ዝኣቱ ደርፊ ጥዑም ከሎ ግዜ

  • @MF23720REG
    @MF23720REG ปีที่แล้ว +4

    best tigrina voice 100% keeping up brother,,,,

  • @tsgetsge3518
    @tsgetsge3518 ปีที่แล้ว +9

    ብሽም ሚኪ ሳብስክራይብ ጌረ ኣለኩ።

  • @leakebeyene7129
    @leakebeyene7129 ปีที่แล้ว +2

    Very interesting good job

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki natural dimtsi zelewo ajoka kibhal zgbo zega u

  • @natnaelefrem7129
    @natnaelefrem7129 ปีที่แล้ว +3

    Miki hawey qexelo jegna wedj 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 halal

  • @alexbini3428
    @alexbini3428 ปีที่แล้ว +2

    Good to see you santino hawey keep going

  • @ezeryemane4229
    @ezeryemane4229 ปีที่แล้ว +1

    Nxebe nxebe axabyni teaqeb nwxaya like rgex ....🥰😍🤩

  • @soloferatelo2680
    @soloferatelo2680 ปีที่แล้ว +1

    Thank u

  • @habenhagos5628
    @habenhagos5628 ปีที่แล้ว +2

    Zeftwa derfi degimka ketmxena betesfa kenxbe ena

  • @kingbarya5445
    @kingbarya5445 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 ปีที่แล้ว

    ተፃፆወት❤❤❤❤❤

  • @ተስፋይዘይብሉ
    @ተስፋይዘይብሉ ปีที่แล้ว +1

    😢

  • @yallinaba3006
    @yallinaba3006 ปีที่แล้ว +1

    eza kalkidan dirama ab part 7 diya tekaris?

  • @teklemariamteklehaymanot
    @teklemariamteklehaymanot 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yoditembaya3722
    @yoditembaya3722 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷

  • @enate-
    @enate- ปีที่แล้ว

    26 ሳዋ መን ኣሎ ተዘክሮ ዘለዎ ኡፍፍፍፍ😢😢😢

  • @filmon7518
    @filmon7518 ปีที่แล้ว +79

    ..ድሕረካ ኣይጠዓማን ሰሚዐ
    ጽምዋ የሕሚቅዋ
    ሰሚዐ...
    ቀጨውጨው ትብል ኣላ
    ሰሚዐ...
    ሕልምልም ኮይንዋ
    ሰሚዐ...
    ኣይፋልክን ሓላለይ
    ግርምቲ
    ክዕለለሉ'ዩ ጽባሕ ንርሑቅ ጠምቲ
    ብዓይኒ ጽባሕ ኪዲዮ እቲ ናይ ጽምዋ ሰልሚ
    ንጽህዩ ኣዳራሽ ልበይ ከም ቀደም ከም ዓሚ
    ነብስኺ ኣይተውድቂ ሓደራ ከይጋግዮ ምልዖ ገጽኪ
    ንግዜኡ እዩ ምፍልላይና ንሓዋሩ ኣይምሰልኪ...
    Oneday🙏❤❤❤

  • @filmon7518
    @filmon7518 ปีที่แล้ว +220

    ንጸባበ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንራከብ ኢና
    ከምኡ ኢሉ ዝነብር ኣይኮነን ክበሊ'ዩ ምፍልላይና
    ኣይትጃጅዊ ጥራይ ኣይተዕርቢ ሕልና
    ንጸባበ ንጸበ ኣጻብይኒ ክንራከብ ኢና
    ከምኡ ኢሉ ዝነብር ኣይኮነን ክበሊ'ዩ ምፍልላይና
    ኣይትጃጅዊ ጥራይ ኣይተዕርቢ ሕልና

    ድሕሬካ ኣይጥዓማን
    ሰሚዐ
    ጽምዋ ኣሕሚቕዋ
    ሰሚዐ
    ቀጨውጨው ትብል ኣላ
    ሰሚዐ
    ሕልምልም ኮይንዋ
    ሰሚዕ
    ኣይፋልክን ሓላለይ
    ግርምቲ ክዕለለሉ 'ዩ ጽባሕ ንርሑቕ ጠምቲ
    ብዓይኒ ጽባሕ ኪድዮ እቲ ናይ ጽምዋ ሰልሚ
    ንጹህ'ዩ ኣዳራሽ ልበይ ከም ቀደም ከም ዓሚ
    ነብስኪ ኣይተውድቒ ሓደራ ከይጋግዮ ምልዖ ገጽኪ
    ንግዚኡ 'ዩ ምፍልላይና ንሓዋሩ ኣይምሰልኪ
    ኣይጠፍኣንን ለዋሃትኪ
    ዘቐደመ ንብዓት የዕይንትኪ
    ማዓዶ ከዊሉኒ ግርምቲ መጽኢ ከይእብደኪ
    ከመይ ኮን ትህሉ ካብ ምባል ዓዲ ኣይውዓልኩን
    ሻቕሎት ቆንጢኒ ጽብቕቲ እኳ ድኣ ኣይቀሰንኩን
    ድርብ
    ተስፋ ተነጸፊ መማቕርቲ ምምባር
    ሓሳብ ኣይተክብዲ ልብኪ ካብ ምቕሓር
    ካባኪ ርሒቑ ኣካለይ እንተገዓዘ
    ሞራልኪ ከይነጽፍ ባህገይ እንዳጎበዘ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    ምጭናቕ ግደፊ ቐልብኪ ከይገሸ
    ንጸበ ኣጻብይኒ ክንግዘም ዝሓሸ
    ብዓቕሊ 'ዩ ኩሉ ኣይኮነን ብጉያ
    ንጸበ ኣጻብይኒ እዛ ዓቐብ ንውጽኣያ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    ንጸበ ንጸበ ኣጸብይኒ ንጸበ ንጸበ ኣሰንይኒ
    🤗🤗🤗🤨

  • @selammerkeb9754
    @selammerkeb9754 ปีที่แล้ว +40

    ሚኪ ሓወይ ጥዑም ድምጹ፡ ኣብዚኣ ደርፊ እዚኣ ኣብ ሂወተይ 100% ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኣብ ሓለዋ ሃገር እጃመይ ከበርክት ወፊረሉ ኣብዝነበርኩ ግዜ፡ ነታ ናተይ ዝብላ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ኣብ ፍቅራዊ ሂወተይ ቦኽሪ ኣፍቃሪተይ ናይ ሎሚ በዓልቲ ቤተይ ኩሉ ነገረይ ዝኾነት ጓል ሄዋን፡ እቲ ምዉቕ ፍርና ብጽልእን ባእስን ዘይኮነ ብሰንኪ ንውሓት ግዜ ዓቅላ ተፈታቲኑ ተስፋ ከምዝቖረጸት ትሕብር ደብዳቤ ምስ ሰደደትለይ እዛ ደርፊ ግን ኩሉ ነገር ኮይና ልዕሊ ልሳን መልእኽተኛን ልዕሊ ደብዳቤን ነዛ ደርፊ ጽሒፈ ጥራይ ንበይና ሰዲደ ዘለኽዎ ኩነት ከክትርዳኣለይ ድማ ነታ ደርፊ ደጋጊማ ክትሰምዓ,ሞ ድሕሪኡ ደስ ዝበላ ክትውስን ልኢኸላ። ዘለኽዎ ሃዋህው ተረዲኣ ብጽንዓት ክትጽቤኒ ተስፍኣ ክብርኽ ተማሕጺነያ።ብልክዕ ውን ነቲ ሸይጠናዊ ሓሳብ ኣሳጒጓ ይቅሬታ ዝተሓዋሶ ንልቢ ዘረስርስ ውሕሉል ቃላት ዝሓዘለት ካብኣ ዝተላእከት ድሕሪ 2 ኣዋርሕ ቀዳም ምሸት ምስ ሓደ ወዲ ኣሃዶይ ንዕረፍቲ ናብ ስድራቤቱ ከይዱ ዝነበረ ምስ መጸትኒ እጻ ደርፊ ልዕሊ ንቡር ክፈትዋ ተገዲደ።ጥበብ ኩሉ ነገር ምዃኑ ውን ኣሚነ።ካብ ፍሉይ ስምዒት ዝተላዕለ ነዚ ደራፋይ ክረኽቦ ጽዒረ ግን ኣይካኣልኩን ክረኽቦ።ሕጂ ግን ርኤዮ ሚኪ ሓወይ በጃኻ ብምንታይ ክንረኽበካ ንኽእል እባ ሓብረና በጃኻ።ኣነ ብናተይ ወጻኢታት ሓንቲ ደርፊ ክትሰርሕ ክሕግዘካ ይደሊ,ለኹ በጃኻ።

    • @teweldetesfalemtvshow7980
      @teweldetesfalemtvshow7980 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ዝብላዕ ሓሳብ እዩ
      ሰናይ ሓሳብ

    • @seluweldat6655
      @seluweldat6655 ปีที่แล้ว +1

      Waw des zbil giuzo fqri.. hasbka kea blux amlak yhagzka

    • @amtentertainment188
      @amtentertainment188  9 หลายเดือนก่อน +1

      ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @Mahari77
      @Mahari77 28 วันที่ผ่านมา

      @@selammerkeb9754 nice story🥰

  • @BhHb32
    @BhHb32 ปีที่แล้ว +165

    ለካ ጥበብ ዋናታታ ተሓቢኦም ኢዮም ቀንጠብጠባውያን መሊኦም መርገጺ ሲኢናላ ዛምድሪ፡ ብዝኾነ እንቋዕ ገጽካ ኣርኣየና ፈጣሪ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ ብዓል ልደት👑❤️👌🇪🇷

    • @fanuszarea941
      @fanuszarea941 ปีที่แล้ว +2

      Leke tbeb wanatata tahabiom iyom bqentetewiyan meliom mergexi sienla edemen tienan yhabka santa hawey

    • @hjhfdd
      @hjhfdd 8 หลายเดือนก่อน

      Keyteredaka haki tezaribka brgen n hamedu eyu really eritreans axkitom eyom delewu

    • @amtentertainment188
      @amtentertainment188  7 หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️❤️👍

    • @FilmingTeklu
      @FilmingTeklu หลายเดือนก่อน +1

      Nay behaqi xbeb sebu alewo kab ab amet 10 derfi ab 10 amet hanti derfi nay Wana tibeb ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TN-xj9be
    @TN-xj9be ปีที่แล้ว +54

    ኣብዛ ደርፊ ዝኽሪ ዘለኩም፡ ኣብ ኣስካላ ኣብ ኣንጎሎ ምስ ኣፍቀርትኹም ዝሰማዕኩማ like

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ ปีที่แล้ว +483

    ኣበይ ትሓቡኡ ነይሩ ድምጹ ካናሪ ዝኮነ 💞💞💞💞 ብፍላይ እዛ ደርፊ ሽሕ ግዜ ሰሚዐ ዘይጸገብክዋ😥😥😥💞

  • @jossawitalajawi6788
    @jossawitalajawi6788 ปีที่แล้ว +163

    ሊድ ጊታሪስት ኬፍ ኣለዎ።ሸይፍዎ ላይክ ርገጹ ከኣ።peace✌️🇪🇷....በብዘለናዮ ንጸበ ንጸባበ ሓባይቢን....🙏🙏🙏

    • @the3as147
      @the3as147 ปีที่แล้ว +2

      Me too the guitar 🎸 so 😍

    • @jorginho5....752
      @jorginho5....752 ปีที่แล้ว

      his reaction is unbearable

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 ปีที่แล้ว +1

      Mara eske

    • @asmeretgebrat8015
      @asmeretgebrat8015 ปีที่แล้ว

      Me toooo kif zeliwo gtarst ❤❤❤

    • @yoyoeri2565
      @yoyoeri2565 9 หลายเดือนก่อน

      Seli ❤❤❤❤❤

  • @kokobteklu2133
    @kokobteklu2133 ปีที่แล้ว +44

    ደርፊ ማለት ኣብዚ ኣሎ ይዝኪር😔😔🎧🎶ኢስከ ነተባባዮ❤️❤️❤️❤️

  • @hayleandbrahan950
    @hayleandbrahan950 ปีที่แล้ว +59

    ፉሉይ ዝኽሪ ዝኽሪ ኣለኒ ዛደርፊ 2013 ሳዋ 26 ዙሩያ በዚ ኣጋጣሚ ኣባላት 26 ዙሩያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም

    • @tedrosfisehaye849
      @tedrosfisehaye849 ปีที่แล้ว +3

      Amen 🙏 zarkey

    • @merhawihabte6959
      @merhawihabte6959 ปีที่แล้ว +3

      Ayewe 26 zurya kemzi Lomi sdet keywexana

    • @hanahhaile1337
      @hanahhaile1337 ปีที่แล้ว +2

      Amen zhawey ❤Neaka ewn kemu

    • @mamismam1055
      @mamismam1055 ปีที่แล้ว +2

      Daki zurey abey alekum tezokiro husum 😔😔

    • @danaittesfamichael9956
      @danaittesfamichael9956 ปีที่แล้ว

      @@mamismam1055 alena fah elna nnebr kem deki zagra sdet hsum.😔😔😪

  • @filmonkiflemariyam4667
    @filmonkiflemariyam4667 ปีที่แล้ว +38

    ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ አለና ሚኪ ሓውና በርትዕ ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደትን ይግበረልካ ምስ ኩሉ ፋሚልኻ ❤❤❤❤❤❤

  • @tekiebereketu
    @tekiebereketu ปีที่แล้ว +124

    ብሉጽ ስራሕ ምኪኤል ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ንጸበ ንጸበ ኣጻብይኒ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንኩልና🇪🇷🌲🌻

  • @samuelmesfin406
    @samuelmesfin406 ปีที่แล้ว +26

    ሚኪ ሓወይ ከምቲ ኣብ ግጥምካ ዝበልካዮ ኣጆካ ተስፋ ተነጸፍ ኣይትጃጁ ውጻዮ እቲ ኣቀብ።ብሓድሽ ስራሕ ክትመጸእ ክንጽበየካ ኢና

  • @alhidaya2
    @alhidaya2 ปีที่แล้ว +20

    ሓደ ክብሎ ዝኽእል እንተ ሃልዩ ፡ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ልበይ ናብ ዝፈትዎም ሰበይ ተመሊሰ ፡ ኣብ ቅድመይ ዘለው ኮይኑ ተሰሚዕኒ በቃ ፡ ናፍቖት ሑሉፍ ሂወት ወሪርኒ በቃ ፡ ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላም የሕዋት ፡ ሳንጣ ፡ ኣብዘይ ትቕደድ ሳንጣ ንእስነተይ ዘላ ዜማ እያ እዚኣ፡ (ንጸባበ ንጸባበ ) ተጸቢናካ እሞ መጺኻና ከኣ ፡

  • @onelovexx5074
    @onelovexx5074 ปีที่แล้ว +41

    ኣነስ ምስዚ ባዓል ሊድ ጊታር እምበር ፍቅሪ ሒዙኒ ንዑዑ ክሪኢ ኢለ ይደጋግማ ኣለኩ😊😊

  • @michealgergies7900
    @michealgergies7900 ปีที่แล้ว +15

    100million eba ente trea welcome back 🙏 miki

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 ปีที่แล้ว +28

    አጆካ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ካናሪ ድምጺ ገለ ዓይነት ድምጺ ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዘየሰልቹ መደብ መሳጥን ሰሐብን 💯🇪🇷🙏❤️

  • @akliludebesay7230
    @akliludebesay7230 ปีที่แล้ว +19

    ድምጺ ማለት እሞ ኽኣ ብላይፍ ኣመስግኑለይ ብጣዕሚ ዝንኣድ ደርፊ ርሑስ በዓል ልደትን ዓመትን ንኹልና

  • @hadiyajabar9034
    @hadiyajabar9034 ปีที่แล้ว +17

    ሰላም ደቂ ኤሬ ንዚ ጋዜጤና ብጠዕሚ አድኒቀዩ ይሕዋትና ዕድል ዘረከብ እዳዉጸኤ
    ዘቅርብ ዘሎ ብጣዕሚ ጺብቅ ቀጺሎ🙏🙏❤❤

  • @rezenechaey6335
    @rezenechaey6335 ปีที่แล้ว +11

    እስኪ ነቲ ንነዊሕ እዋናት ካብ ማኣዲ ስነ-ጥበብ ታኣልዮም ጸኒሖም ከም ዲኤንኤ ካብ ቡዙሓት ኣለልዩን ፈልዩን ናብ ኑቡር ክምለሱ ዝገብሮም ዘሎ ኣብራሃም እስከ ክምዚኣ ገርኩኡም👍💝ሕልፍ ቦሉኒ።

  • @filmonsolomon4010
    @filmonsolomon4010 ปีที่แล้ว +3

    Nixebabe 🥺😢😢😢😢kem hisum eye btesifa nayza derfi tegaoze msi bokri afikrtey ab eritrean gedfeya msi wexaku eza derfi eya kelebey leytn mealtin yxbe bahgey Gina tkolifu hijiy eta zxnbeya znbrku znbrtini zbla tesifa korxa newihwa temriya ane kea msi nxebe beyney ab sidet xebeban alem fithawit aykonetn nsikay do tfiter eka ahhhhhhh miki zeyrsio tzita aleni nxebe xbuq sirah kab libey zeywexie besela 💔💔💔💔💔😢😢🙏

  • @awettekeste8597
    @awettekeste8597 ปีที่แล้ว +22

    ከም'ዚ ዝኣመሰለ ብቅዓት ሒዞም ባይታ ወይ ዓቅሚ ሲኢኖም እሞ'ኸኣ ምስ'ዚ ናይ ሃገርና ዘሎ ብድሆታት ሕጂ ግን ክምስገን ዝግብኦ ጋዜጠኛ ኣብርሂሞ ሓውና።

  • @NatuEyasu-kp8sr
    @NatuEyasu-kp8sr 10 หลายเดือนก่อน +7

    ሳንጣ ሓወይ እንቲይ እየ እሞ ክብለካ ንስካ ከለ ዓይነት ፊሉይ ነገር ኣለካ 👑❤️🇪🇷

  • @danielmekonen6031
    @danielmekonen6031 ปีที่แล้ว +35

    I love z reaction of z Gitarist. He is deep within

  • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
    @ሓኔታ-ጸረህግደፍ ปีที่แล้ว +6

    ካብታ ቐዳመይቲ ደርፊ ኣብ ዩቱይብ ትጽዓን ክሳብ ሎሚ ብተደጋጋሚ ኣብ ምስማዓ ምስትምቓራ ነይረ ፣ ኣብዚ መድረኽ ተመሊስካ ምስ ረኣኹ ብጣዕሚ ንፍቕፍቕ ኢሉኒ፡ ርእየካ ውን ደስ ኢሉኒ ።
    ካባኻ ብዙሕ ይጽበይ እየ ኣይትጥፍኣኒ ❤️

  • @rezenetesfu2502
    @rezenetesfu2502 ปีที่แล้ว +15

    ዋውውውውው ዋውውውውውው እታ ዝፈትዋ ደርፊ እያ ሳጣ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ። ናበይ እዩ ጠፊኡ ይብለካ ነይረ እሞ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና መታዓቢቲ

  • @መንካብመንኣብመዓርነትንእ
    @መንካብመንኣብመዓርነትንእ ปีที่แล้ว +10

    ዝፈትዋ ደርፊ ሕጂ ኣብ መዓልቲ ብዉሑድ 5 ግዜ ይሰምዓ ኣለኹ። ንጸባበ ዘላና ኣምላኽ የተኣኻኽበና🙏🙏🙏

  • @nomoneynoproblem7890
    @nomoneynoproblem7890 ปีที่แล้ว +6

    Ab 2013 Beza derfi tezkor zelewo just like yeberiii❤
    And 2023 ab sedt koyenu zesema zelewo 💔😥

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde1187 ปีที่แล้ว +9

    ድምጺ 100%
    Please ነዞም ምስ ብቅዓቶም ዝሃሱና ዘለው ደረፊቲ ንታሓጋገዞም

  • @abrahaleygebrhiwet5719
    @abrahaleygebrhiwet5719 ปีที่แล้ว +7

    Ak Eqea mexakana Ajoka Ab godeneka Alena veri good muzic ❤😘😘😘😘😘Atetefanea hadera

  • @yohannessyum6382
    @yohannessyum6382 ปีที่แล้ว +6

    ኣብርሂሞ ነዛ ደርፊ ባ በጃኻ ዳግማይ ኢንተሪቪዊ ግበረሉ ኣብ ከመይ ኩነታት ከምዚሰርሓ ኢታ ግጥሚ ከ ብዓሉ ድዩ ጽሕፊዋ ዋላስ ህቦሞ ኢዮም ደጊምካ ኣቅርበልና

    • @abrahamabi7049
      @abrahamabi7049 ปีที่แล้ว +1

      ክቡር ሓወይ ግጥምን ዜማን ናቱ እዩ ና ይ ሚኪለ ሳንጣ❤

  • @tsegugebremdhin4429
    @tsegugebremdhin4429 ปีที่แล้ว +28

    ሳኣንጣ ነብስ ድሕሪ ነውሕ ግዜ ምምጻካ ኣጆካ በሪትዕ

  • @ከምሻሙ-አ2ጀ
    @ከምሻሙ-አ2ጀ ปีที่แล้ว +23

    💘💞💗💓 ዝኽሪ ብዝኽሪ ጌርካና ሳንጣ ዓርከይ

  • @adhanethagos8291
    @adhanethagos8291 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ። ደራፋይን + ጊታሪስታን ሓቢርኩምኮ ነዛ ደርፊ ብዘይ ሙቁራጽ ክሰምዕ ኣብዛ ዩቱብ ተሰጢሐ ምውዓለይ ኮይኑ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @ዘይዓርፍጉያ-ኈ3ዀ
    @ዘይዓርፍጉያ-ኈ3ዀ ปีที่แล้ว +10

    ኣቤት ተሓቢኢና ዝጸንሐ ድምጺ በዓል ስሑል ጎሮሮ ኣብ ቀጻሊ ብካሊእ ደርፍን ክሊፕ ክንጽበ ኢና ወዲ ኤረይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @eritroswegahta3400
    @eritroswegahta3400 ปีที่แล้ว +8

    ከም ከምይ ኢዩ ሓፍሓፍ ዘብሎ ልበይ ደርፉ፡ ተደኒቐሉ ኣበይ ኔሩ ወደይ ክሳብ ሕጂ። ደርፊ ዓድና ይምለስን ይእርሞን ኣሎ።

  • @yorsalemkesete3171
    @yorsalemkesete3171 ปีที่แล้ว +4

    Ewy eza derfi ab 2013 ab sawa 25 zurya knmdeb ms temelesna nsemia neyrna tezekro ktiem 💓💓💓

  • @awettekeste5801
    @awettekeste5801 ปีที่แล้ว +8

    ጥበብ ዋና ኣለዎ ንዋናታቱ ክኣ ንግደፎ ሓደ ካብኣቶም ኢካ ቀጽሎ ብሩክ ሓወይ ❤

  • @danobmulu2345
    @danobmulu2345 ปีที่แล้ว +32

    ነብስኪ ከይተዉድቂ ሓደራ🥰😘

  • @RuftaEwan
    @RuftaEwan ปีที่แล้ว +6

    ምኪኤል ተክለ ጸባ ስተ ካናሪ ድምጺ፡ እምበረ መጠን ብሉጽ ዜማ፡ ውህደት ሙዚቃ እሞ ከኣ ዘረባ የብሉን። ምትብባዕ ዘድልዮ ብሉጽ ሓደ ካብቶም ውሑዳት ናይ ዘመና ደረፍቲ። ሼር ላይክ ኣይነውሕደሉ💯😍😍

  • @mogoskidane7618
    @mogoskidane7618 ปีที่แล้ว +3

    Kemka geru zehegoseni drafty yelen dhri abrham and yemane qexlo bshm 10 sebat wekile exhfelka aleku riikaya tm aytbel

  • @queen-vr8vk
    @queen-vr8vk ปีที่แล้ว +15

    Please please Moral for this singer we have childhood memories from this song ❤❤❤❤❤ we love you please we waiting more song with your amazing natural voice you have ❤❤

  • @hypeddude6132
    @hypeddude6132 ปีที่แล้ว +35

    Merry Christmas to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷and Ethiopian.

    • @binianabraham8393
      @binianabraham8393 ปีที่แล้ว +1

      Merry chritstmas to all Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅❤❤❤❤💯💯

  • @mesfunmogos6839
    @mesfunmogos6839 ปีที่แล้ว +6

    miki abey nerka ezkulu amet Thanks Abraham kemzi gerka nkulom axalna wedi ereyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @a.k.z.t.s.m9701
    @a.k.z.t.s.m9701 ปีที่แล้ว +3

    Ab sawa 25 round ms temelesna ab block tmhrti kelena ktrsae zeytkiel derfi eiya

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ ปีที่แล้ว +18

    ክንራክብ ኢና አወ😢🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤረይ ፍቅሪ

    • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
      @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪 ክንራኸብ ኢና

    • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
      @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ ปีที่แล้ว

      አዚ ዝፈትዎ ምጭው ጋዜጠኛ ብልበይ ብስም ኩሎም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ የመስግኖ ገንዘብ ሕሱም ሰበን ዝይሰበን ዝገበር ምዚኹሉ ኣርሃ መራውሕ ድምጹ ሱቅ ኢሉ ኔሩ ነዚ ምሕጋዝ ዓስቢ ኣለዎ🙏🙏🙏💪💪💪❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጻብይኖ

  • @abdulwaseiomar5019
    @abdulwaseiomar5019 ปีที่แล้ว +11

    ቤዝ ጊታር ዝወቅዕ ወዲ ኬፍ ዘለዎ ያክ ❤❤❤🌹

  • @samuelmesfin406
    @samuelmesfin406 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ ሚኪ (ሳንታ) እንቈኣ ድሓን መጻካ ክተፍእ ዘይግበኦ ሰብ እዩ ።ካብ ድምጹ ክራሩ ካብ ክርሩ ግትሙ ኮታ ኩሉንትንኡ ዉዱእ።ብዙሕ ተስፋ ዝነበሮ ጠፊእና፨

  • @nahommehari8842
    @nahommehari8842 ปีที่แล้ว +8

    ንይ ብሓቂ ስብኣይ ግዚ ሓጺርና ኢንተርቪው ናይ በይኑ ግብርሉ ፡፡ ግን ሓንቲ ካንቲን ከላስ ልብካ ትረክበካ

  • @tesfay7622
    @tesfay7622 ปีที่แล้ว +13

    ዕንባባኩም የብዛሕዮ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @tesfay7622
    @tesfay7622 ปีที่แล้ว +8

    ኣብርም እቶም ኩሎም ተሓቢኦ ዘለው ኩሎም ኣርትስ ኩሎም ከምዚ ገርኩም ኣምጽእዎም

  • @Eriboy5968
    @Eriboy5968 ปีที่แล้ว +10

    ኣታ ሳንጣ ሓወይ በጃካ እባ ተመለስ ኣበይ ጠፊኢካ 💖💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጸበ ንጸበ ኣጻቢኒ ብካልእ ስራሕ ክትምለስ ተስፋ ይገብር ቅ

  • @tadesearegay7659
    @tadesearegay7659 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ኣጻብይኒ ደራፋይስ ኣበይ ይህሉ ይብል ነረ ምኽንያቱ ኣብ ስደት ኢየ ሰሚዐያ 2013 ንእሽተይ የ ነረ ከኣ ግን ከኣ ክሳብ ሕጂ ከኣ ኣብ ጉዕዞ ስደት ኣለኹ ኣብታ ገምገም ባሕሪ ናይ ኢታሊ ኣለኹ ስማ ስለ ዘይፈትዋ የ እታ ሃገር ምኽንያቱ ኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ኣብኣ ገረ ኣለኹ ።

    • @filiarmas8192
      @filiarmas8192 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆኮ ግዜ ኣለዎ ፈጣሪ ኣሚንካ

  • @hareguwoldu1704
    @hareguwoldu1704 ปีที่แล้ว +13

    እዋይይ ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይትጽገብ ደርፊ አታ አበይ ኔርካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💥⭐️💥⭐️💥

  • @danielbereketeab1585
    @danielbereketeab1585 ปีที่แล้ว +14

    I am listening 100 time's wonderful musician

  • @amanuelgoitom329
    @amanuelgoitom329 ปีที่แล้ว +4

    ከምዛ ደርፊ ጌራ ልበይ ትረክበኒ የላን ቡዙሕ ፈተናታት ሂወት ክፈታትነን በዛ ደርፊ ዩ ምጺንነዐ ኔሩ ን ፈለማይ ግዚየ ኮመንት ዝጺሕፍ ዘለኩ ኩሉኩም ኣብ ሂወትኩ ምትእሲሳር ዘለኩም ላይክ ግበሩ 💔💔💔💔💔

  • @muluebingo2504
    @muluebingo2504 ปีที่แล้ว +3

    Besm mikey nezi channel subscribe gera alku love mikey 💙💙💙🍀🍀💙ajoka koxelo ab godenka alena

  • @abebasolomon1742
    @abebasolomon1742 ปีที่แล้ว +11

    ይበል ድምጺ እድመን ትእናን ራህዋን ይሃብካ ፈታሪ🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @lulrbahri
    @lulrbahri ปีที่แล้ว +6

    ካብ ኩሉ እቶም ምስኡ ዝደርፉ ዘለዉ ሙዚቀናታት ደስ ኢሎምኒ❤

  • @nevrgivup2717
    @nevrgivup2717 ปีที่แล้ว +47

    What unforgettable memories 😭😪😥 I still hear it to this day We are not looking for old songs We are looking for memories 😥

  • @wedisenu
    @wedisenu ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ሙዚቀኛ ኣጆኻ ብዘለኻዮ ከይ መላእካን ከየጉደልካን በዛ ዘለኻያ ቀጽለልና ጥራይ ሚኪተይ

  • @filmon5121
    @filmon5121 ปีที่แล้ว +2

    ከም ግምተይ እዛ ደርፊ ዘስተማቅራን ተዘክሮ ዘለዎን ኣብ ስደት ኤሮፓ እዩ ዘሎ 2012 እዛ ደርፊ ክሳምዖ ኮለኹ ኣዖሩክተይ ስድራቤተይ ምጭውቲ ኣደይ ይዝክር 😌😌😌😌

  • @meronemahatsion7424
    @meronemahatsion7424 ปีที่แล้ว +17

    A wonderful artist from my childhood miki the best artist for ever and still didn’t lose the best voice ❤

  • @simontekle4444
    @simontekle4444 ปีที่แล้ว +2

    Waaaa miki wedy tum dmxu and kaf zlwa derfy brabo day forsa

  • @girmaygermeso9094
    @girmaygermeso9094 ปีที่แล้ว +4

    ቡቁዕ ሰብ ዋላ ግዜ ይንዋሕ በፍጹም ኣይጠፍእንዩ ኑፉዕ ሳንጣ ሓወይ ብቅዓትካ ኣብ ዓሰብየ ዝፈልጦ መሰናክል ሂወት ንግዚኡ ከዊልካ ኔሩ ይከውን ሓንቲ ደርፊን ናይ ዘልአለም ትዝከርን ኢካ ሰሪሕካ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ኢካ

  • @playstoreapp6213
    @playstoreapp6213 ปีที่แล้ว +4

    መግለጽ የብለይን ሰምዕ ዘይጸግባ ትዝታ 2013 /2014 ደርፍ ጡዑም ቶዞኮሮታት እንቃዕ ገጽ ንፈትዋ ራኣና ንበር ኪበር

  • @AmaMedia92
    @AmaMedia92 ปีที่แล้ว +17

    My favorite song ❤ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ እዚ ጥዑም ድምጽኻ ኣይትኽልኣና . ስፓንሰር ዘድልዮ ስነ ጥበበኛ እንተሎ ንስኻ ኢኻ እሞ ዝበኸበርኩም ሰማዕትን ኣስተማቐርቲ ሙዚቃን ቁሊሕ ንበሎ ::

    • @Mebenzo
      @Mebenzo ปีที่แล้ว +3

      Ane kihigizo biakmei duluw eye bikemei contact kigebro yiekell

  • @millimillimillimilli5731
    @millimillimillimilli5731 ปีที่แล้ว +4

    forsa nezi zeytekem derfi keman kensemea newel alena ab hade semun 1milllion

  • @KudusGerezgiher
    @KudusGerezgiher 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eza derfi neay amakiru zderefa koyna eya tsmeani mknyatu msay mtssar alewa nezia semia kulu gze eye zbeki aye nafkot gn dehan amlak lo

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda8358 ปีที่แล้ว +4

    ሕቡእ ኮኾብ ካናሪ ድምጺ ሚኪ ሓወይ ምዚ ሱሑል ዝኾነ ተውህቦ ዘለካ ተፊካና እንቃዕ ድሓን መጻካ ንጽበ ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ምስ ቡዙሕ ተዘክሮ ኣብ ቀረባ ብኻልእ ስራሕ ክንጽበ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @Agazian2016
    @Agazian2016 ปีที่แล้ว +46

    እዚ ዩ ደርፊ ብዘይ ሜክኣብ ድምጺ ❤❤❤❤❤ የቐንየልና ቐጽሎ🤙🤙🤙🤙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @July21stgreen
    @July21stgreen ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ኣበይ ተሓቢኡ ኔሩ፣ እዚ ቡሉጽ ስራሕ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ።

  • @senaittesfamichael3635
    @senaittesfamichael3635 ปีที่แล้ว +1

    እበይ ተሐቢእካ ኔርካ እዚ ዝም ስል ድምፂ ን ደርፍን ሒዝካ ዋ ብጠአሚ ዘገርም ድምፂ እዩ ምስቲ ደርፊ ተደጋገምኩዋ ዘይትምነው ደርፊ እያ እድናቂካ እየ

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk ปีที่แล้ว +4

    Wawwww semika zeytmnoderfi abey tehabieu tsenihu 👍👍👍👍💯❤❤❤ 💞💞💞💞💞

  • @abiel603
    @abiel603 ปีที่แล้ว +8

    ዋው ኣቤት ውህብቶ ስቲዲዮ ዘየድልዮ ደራፋይ

  • @milieteghebremariam581
    @milieteghebremariam581 ปีที่แล้ว +3

    ናይ በሓቂ ዘይትምኖን ንድሕሪት መሊሳ ኣብ ብዙሕ ዝኽሪ ትመልሰካ መሳጢት ደርፊ። በዚ ኣጋጣሚ ምስዛ ደርፊ ኣተኣሳሲረ ኣብ ግዜ ሳልሳይ ዝተሰዉኡ ብጾትና ካብ ዝብልዎ ዝነብሩ ዘርሳዕ ቃላቶም ክጽሕፍ እየ።

  • @johngebrekidan5736
    @johngebrekidan5736 ปีที่แล้ว +6

    ፎርሳ ደቅ ኤረይ ሓደ ሚለን ነብጽሓየኣ

  • @amtentertainment188
    @amtentertainment188  ปีที่แล้ว +6

    🥰🥰🥰🥰

  • @cirilomendesmendes9542
    @cirilomendesmendes9542 ปีที่แล้ว +2

    Miki hawey ❤❤❤❤ kexlo
    Adnaki Abrham Aforki mukankan Abzikurub gzi kaleyti Derfi ketekrb Mukakan 2017 Ab Hal hale Kelena Tnegrena Nerka
    Ksab hij Gen Nxbeyeka Alena ❤❤❤ Fursa

  • @taflat9364
    @taflat9364 ปีที่แล้ว +48

    What a voice!. IT is nice to know real Eritrean artists with such voice exist. Unlike many Eirtrean so called artist who use auto-tune, this artist is real.

    • @9856359
      @9856359 ปีที่แล้ว +3

      I discovered Eritrean music 2 months ago, the songs could be much better without it!

  • @blackshadoweri9518
    @blackshadoweri9518 ปีที่แล้ว +42

    You’re a brother, friend over all everything to those
    SAWA generations , kubur artists Santa everyone ready to support you and thumbs up for AMT Abraham for bringing this lost star
    Thank you