መርዓ ጓል ትግራይ ብስርዓተ ቤተ ክርስትያን_Melsi drama actres GualTigray's church wedding ceremony_full video_2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • #wedding #tigraywedding #tigrigna #tigray #foryou #melsi #music #tigrignamezmur #melsitigrignadrama #weddingdances #tigrignamusic #tdf #ethiopianmusic #comedy #funny
    #መልሲ #መልሲድራማ

ความคิดเห็น • 149

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 7 หลายเดือนก่อน +15

    መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ሓንቲ ዝብላግን ናብ ቤተ ክርስቲያን ክንከይድ በቲ ንፁህ ዝፈጠረና አምላክ ክንከድ ይግበአና ማለተይ አዝማርቶ ጭፍርና ካራ አምሲልና ገፅና ጭቃ ደቁዲቁና ርእስና አርተፍሻል ፀጉሪ እንድግዛዕ ኩልሳስ አምሲልና ናይ ብሓቂ ድፍረት ንአምላክ እዩ ንኩላትና ይቅረ ይበለልና
    አቦታትናውን ገና ናብ ቤተ ክርስትያን እንተይከዱ ምክሪ ማዕዳ ክትህቡ ይግባእ ማለተይ አባት ንስሃ ናብ ቤት አምላክ ክንከይድ ከለና ነፂእካ ካምዝክየድ ክትግስፁ ይግባእ

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน +6

      ቸላእ የለይ ቡሱሩዋ ባዕሎም ሰብአያ ክመክርዋይዶ ነይረሙይዋ ዓድና የለይ ሸለልትነት በዚሑ ከምዚ ተበልካለ ፃዲቅ ፃዲቅ አይትበላ ይብላካ ሓቂ ግን ሓቂ እያ እግዚአብሔር ነሐዝኖ አለና😢

    • @user-kn8yy7wy9d
      @user-kn8yy7wy9d 7 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@Channel-qe9mnብሓቂ ዝያዳይ አረጉቶት ከዓ ይብላካ እምበር ክብረተይ ዓይነ ልቦና የብረሀልና😢

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน +2

      @@user-kn8yy7wy9d ሓቅኪ ታይ ድዩማ ለፅውየካ ግን ቃል እግዚአብሔር አይቅየርን ብሰብ ተተፀላእና ፀገም የብሉን ብሃይማኖትስ ዝሞትና ኢና 💔

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g 7 หลายเดือนก่อน +15

    ኣሰይ ኣምላኬ ሆይ ካብ ስደት ብሰላም መሊስካ ሓሳብ ልብና ኣስምረልና 💛❤🙏🕊🕊ኣብ ኪዳንኩም የፅንዕኩም ምቁራተይ❤💛🙏

  • @shoshosho5438
    @shoshosho5438 7 หลายเดือนก่อน +2

    መን ኣሎ ከምዙ ከማይ ከምዙታት ትርኢ እንከሎ መንፈሳዊ ቅንኢ ዝቀንእ 😥ትዕድልቲ ሓዳር ኣቦና ኣብራሃምን ኣዴና ሳራን ዝባረከ ሓዳርኩም ይባረክ እግዚኣብሄር ኣምላክ ቃል ኪዳን ኣቦና ካህን ዘካርያስን ኣዴና ኤልሳበጥን ዝባረከ ቃል ኪዳንኩም የፅንዐልኩም ውለድ ዘምድ 🥰🥰🥰🙏✝️

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 7 หลายเดือนก่อน +6

    እሰይ ምቅርተይ እንዃዕ ናብዚ ክብሪ እዚ አብቀዐኺ ከምትምኒተይ ንዓይ ንሓፍትኺ እውን ንዓኺ የማስለኒ 👭💘🕊❤️❤️❤️
    ነዚ ክብሪ ብአምላክ ዝተፈቀደሉ ጥራይ እዩ ዝረክቦ አሕዋተየ እንዃዕ ደስ በለኹም 🙏🕊🕊

  • @user-ml9or7ie4n
    @user-ml9or7ie4n 7 หลายเดือนก่อน +15

    ደዓመታዉን አን ከመዘአ ገበረ ከመረዕይ እዩ ከመ እግዚአብሔር ፍቃደ ተሰፍ አለነ ❤❤❤ናይ አበራሃም ን ሳራ የገበረሉኹመ ❤❤❤❤❤

    • @khantaddgh2452
      @khantaddgh2452 7 หลายเดือนก่อน

      ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ መዓረይ 🙏🥰

    • @user-ml9or7ie4n
      @user-ml9or7ie4n 7 หลายเดือนก่อน

      @@khantaddgh2452 አሜን ፫ ማዓረይ 😍😍

  • @medhin8187
    @medhin8187 7 หลายเดือนก่อน +13

    ፈጣሪ ሓዳር ኣቦና አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน

      ብዘይ ፍላጥ እዩ ክብረተይ አባት ንሰሀኦም አቀዲሞም ክነግርዋ ኔሮም 😢

  • @mikaibayrim2710
    @mikaibayrim2710 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣብርሃም ኣምላክ ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ ሓዳርኩምን ቃል ኪዳንኩምን ባሪኩ የፈፅምኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም ንዓናም ኣብ ዝፈቀዶ ንዓኩም የምስለና ደስ ትብሉ ብጣዕሚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብስርዓት ቤተክርስትያን ዝምርዖ ወለዶ ብጣዕሚዩ ዉስን ንስኩም ግን መርኣያና ኢኩም ዝተረፉ ኣሕዋትኩም ቤተሰብኩም እዉን ከምዚ ናትኩም ብስርዓት ቤተክርስትያን ክምርዓዉ ናትኩም ኣርኣያ ን ምክርን ኣድላዩ እዩ ሩሑስ ጋማ ይምነየልኩም ኣሕዋተይ

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 7 หลายเดือนก่อน +4

    መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ጋል ትግራይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤

  • @Hdatgalwukro
    @Hdatgalwukro 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ልምነዮ ነገር ካብ ስደት ተመሊሰ ብከምዚ ክምርዐ ይደሊ ምስ ፈጣሪ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ጋል ትግራይ ሽኮር ቃልኪዳንኩም ይባርኽ እግዚአብሔር❤❤❤

  • @user-vl5jo7lk2k
    @user-vl5jo7lk2k 7 หลายเดือนก่อน

    መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኹም ❤

  • @SaraS-mh5is
    @SaraS-mh5is 7 หลายเดือนก่อน

    አሜ ን አሜን አሜን አሜን🥀🥀🥀🥀🥀🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይ መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግብረልኩሞ ጋል ትግራይ ቆንጆ እግዚብሔር ኣምላክ ኣብ ቃልኪደን የፅንዕኹም 👏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @a5ie412
    @a5ie412 7 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይ ናብዚ ኣብቀዐና ኣምላከይ መርዓ ኣብራሃም ሰራ ይግበረልኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይይይ ሓዳር አቦና አብርሃምን ሳራን ዝባረኽ እግዚአብሔር አምላኽ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቁራተይይይ❤❤❤❤

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 7 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልል ጓል ትግራይ ሸኮር እንኮዕ ናብዛ ኣብቀዐክ ኣብ ቃሉ ያፅንዕኹም ኣምላኬ ኣቦይ ካብ ሰደት መልስኻ ናብዝ ኹብሩ በትኻ ያብቀዐና ኣሜን 🙏🤲🤲🤲😍

  • @jerusgeb4791
    @jerusgeb4791 7 หลายเดือนก่อน

    Soooo beautiful God bless your marriage

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይይ ክንደይ ደስ ክብል እዩ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚኣብሔር 🙏🥰🥰ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ቤት ኣምላክ ክንኣቱ ከለናስ ፅፍርን ፀጉርን ተተረፈና ታይ ይጎድለና ምስትውዓሉ ዓድለና ኣምላኬ

  • @user-gc7gf1nd5q
    @user-gc7gf1nd5q 7 หลายเดือนก่อน

    አቤት ትዕድልቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምኾን እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ደስ በለኩም አሕዋትና መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረኽ🎉🙏⛪❤

  • @zxzx6334
    @zxzx6334 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሓዳርኩም ይባርክ ግን ፀፍሪ አርቴ ፍሻል ሜክአብ ግን ክተርፍ አለዎ😢😢 ምክንያቱ ሰናይ ነገር ዳሓሰብና ምሉእ ክኮን ይግባእ ❤❤❤❤

  • @hfrru4940
    @hfrru4940 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ክንደይ ደስ ይብል መርዓ አብርሃም ን ሳራን ይግበረልኩም

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 7 หลายเดือนก่อน +1

    መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረለኩም ግን ታይ ደዩ 1ነገር ዘይተሪደእኒ ላብ ብተክርሰተኣኒ ምስ ጫማካ ይኣተ ድዩ?🤔

  • @user-zg7mc9xb4s
    @user-zg7mc9xb4s 7 หลายเดือนก่อน +1

    እካዕ ደስ በለኩም መርዑ ደስ ክብል ትእምነትና❤

  • @SaraS-mh5is
    @SaraS-mh5is 7 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ተመስገን 🤲🤲🙏🙏🙏

  • @haymanotabrha7649
    @haymanotabrha7649 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay Abrham ena Nay Sara Adena Hdar weyn Mera yknlkun Zeme Ehwtey❤❤❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan2950 7 หลายเดือนก่อน

    ኣስይይይ ክንደይ ደስስስ ይብል ብቁዱስ ቁርባን መርዓ ኣብርሃምን ስራ ይግበርልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ስደት ዘለና ንብዚ ክብሪ የብቀዕና እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲❤

  • @shashugebre8931
    @shashugebre8931 7 หลายเดือนก่อน

    መርዓ ሰራን አብረሃምን ይገበረልኹም

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ክደይ ደሰሰ ይብል ብቁድሰ ቁርባን መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዛሞ ሓተይ ብሩኻት💒👏❤💚🌿

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 7 หลายเดือนก่อน

    ደስስስ ክትብሉ ምዕሩጋት ቃልኪዳን አብርሃምን ሳራን ዝባረከ እግዚአብሄር ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ♥♥♥አምላክ ናብናታትኩም ምዓርግ የብጽሐና

  • @user-ti6ru1ud6i
    @user-ti6ru1ud6i 7 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገንአሰይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bdvbd7687
    @bdvbd7687 7 หลายเดือนก่อน

    ሓዳር አብራሃም ሰራም ዝባረከ ሓዳርኩም ይባረክ እግዚአብሔር ኣምላክ👏👏👏

  • @mebrihit7810
    @mebrihit7810 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ጋል ትግራይ ሽኮር መርዓ ኣብርሃን ሳራይ ይግበረልኩሙ💚🙏🙏🙏

  • @aedf4837
    @aedf4837 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ጋል ትግራይ ሽኮር እግዚብሔር ኣምላክ ኣብ ኪዳንኩም የፅንዕኹም👏❤❤❤❤❤❤

  • @gs6su794
    @gs6su794 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ሐዉስዉስ ኢለኒ😢😢😢😢😢😢እንኳዕ ደስ በለኩሞ ኩቡራት ስድራ ኣየ ስደት ደዩ ዋላ ተጣዕስካ ለይመለስ ሂወት ናተይ ሂውት ደም ነቢዕ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @user-dc1mr3lo9e
      @user-dc1mr3lo9e 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጀኪ ክብረተይ ኩሉ ያልፋል ሕሉፉ መመሀሪኪ እምበሪ የትነበዑሉይ ዝያዳይ ኣጀኪን ሰደትና ኣሕፀሰሩ ናብ ቅዱሰ ቦታኡ የብቀዐና ኣምላኬ ቅዱሳን ሂዋናተይ የኔ ጠካራታት የና ኣንሕና ምሸ ሶ ተዕግሰት ንኩሉ ፅብቂት እያ ብሩካተይ❤❤❤❤❤

    • @user-ne8kx8mf9c
      @user-ne8kx8mf9c 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጀኪ ሓፍተይ 😢

    • @user-kn8yy7wy9d
      @user-kn8yy7wy9d 7 หลายเดือนก่อน

      አይዞኪ ክብረተይ እቲ ዋና አበይ ኔርካ ዘይኮነ አበይ አለና እዩ ዘገድስ

    • @gs6su794
      @gs6su794 7 หลายเดือนก่อน

      @@user-dc1mr3lo9e እሸኒ ኩብርቲ ሓፍተይ🙏🙏🙏

    • @gs6su794
      @gs6su794 7 หลายเดือนก่อน

      @@user-kn8yy7wy9d እሽኒ🙏🙏🙏🙏

  • @hamanot3362
    @hamanot3362 7 หลายเดือนก่อน

    መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም 👏👏👏

  • @user-ne8kx8mf9c
    @user-ne8kx8mf9c 7 หลายเดือนก่อน

    አቤት ትዕድልቲ እፍፍፍ 😢❤
    2ይ ካልኣይ ክፋል ስደዱልና...

  • @Frey8089
    @Frey8089 6 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልል❤❤❤🎉🎉

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 7 หลายเดือนก่อน

    ቃል ኪዳንኩም ይባረክ❤❤😊

  • @cherkosgebru6525
    @cherkosgebru6525 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ክብል መርዓ ኣብራህም ሳራ ይግበረሉኩም 🥰🥰

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ደስስስ ክብል እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ

  • @user-mr5hp9wk3l
    @user-mr5hp9wk3l 7 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኪ ይባረኽ ጓል ትግራይ መዓረይ ወሊድኩም ሰዓሙ👏👏👏👏ኣቦታት ግን ክንገብሮ ዝግበኣና ነገር እናመሃርኩም ተዝኾን ይምረፅ ንድፍረተይ ይቅርታ🙏🙏🙏

  • @user-uh7pf4vq3e
    @user-uh7pf4vq3e 7 หลายเดือนก่อน

    መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ይባርክኩም♥♥♥♥

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 7 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን ክንደይ ደስ ይብል ሓዳርኩም ይባረክ🙏

  • @chbi4544
    @chbi4544 7 หลายเดือนก่อน

    ተዕድልቲ እዩ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ጋል ትግራይ ሓደርኩም ይባርከልኩም እግዚአብሔር💒💐💐💐💐💕💋❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-xs7pj5xv4y
    @user-xs7pj5xv4y 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TrhasTawese
    @TrhasTawese 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidusaraya4920
    @kidusaraya4920 7 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ከጥዕመልኩም እንቃዕ ናትና ኮንኹም መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም

  • @kalkidan555
    @kalkidan555 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይኣምላኬ ካብ ሰደት መልስካ ሓሰብለበይ እስምረለይ🙏🙏❤❤❤❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 7 หลายเดือนก่อน

    መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤❤

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @sindayokind9044
    @sindayokind9044 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏

  • @hehdjrj8161
    @hehdjrj8161 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግብረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mmn732
    @mmn732 7 หลายเดือนก่อน

    Meria abrahemn saran ygberelkum nabwlad ybkuekum hedarkum ybarek 😘

  • @user-kc8yh3pd7f
    @user-kc8yh3pd7f 7 หลายเดือนก่อน

    ፅፍርን ኣዝማርቶን እዋይ ድፍረት

  • @alsa217jamel9
    @alsa217jamel9 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤

  • @shshayhadush1099
    @shshayhadush1099 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን 🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘👏👏👏👏👏

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n 7 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ፅቡቃት❤

  • @a10waiat31
    @a10waiat31 7 หลายเดือนก่อน

    💕💕💗💗💗💖💖💝

  • @user-gn4pd4lf6z
    @user-gn4pd4lf6z 7 หลายเดือนก่อน

    Des behali mera abrham sara ygberelkum gal tgray shkor

  • @kidusaraya4920
    @kidusaraya4920 7 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ እዙይ ኣርኣየኩም ክቡራተይ ንብዛሕ

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 7 หลายเดือนก่อน

    እልልልልለ‍እልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏⛪️🙏🙏🙏🙏🙏⛪️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 7 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 7 หลายเดือนก่อน

    Tebareku

  • @user-rk7yv9or6w
    @user-rk7yv9or6w 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ቡሩኻተይ❤❤🎉 ትምኒተይ😢🤲

  • @user-ei7em1fd6h
    @user-ei7em1fd6h 7 หลายเดือนก่อน

    አስይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበርከልኩም💖💖💖❤️❤️💕💕

  • @shalom5798
    @shalom5798 7 หลายเดือนก่อน

    ኪዳንኩም የጽንዕ ሓዳርኩም ይባረኽ!!!

  • @user-of8ej7je3j
    @user-of8ej7je3j 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 7 หลายเดือนก่อน

    ትዓድልቲ እዩ ቃል ክዳንኩም ይባርክ❤❤❤❤

  • @TbletsHadush-bd6qj
    @TbletsHadush-bd6qj 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም🎉🎉🎉🎉

  • @mehrit9737
    @mehrit9737 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቤት ትዕድልቲ🥺🙏💗

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z 7 หลายเดือนก่อน

    አልልልል 🙏🙏🙏🙏

  • @Ucsufufsys-zw5qi
    @Ucsufufsys-zw5qi 7 หลายเดือนก่อน

    ደስ ባሃልቲ

  • @qedamihuleqal3608
    @qedamihuleqal3608 7 หลายเดือนก่อน

    ፈረይት ፀገይትን ይግበርኩም

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይ ዕልልልልልልል ትዕድልቲ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mabRihit
    @mabRihit 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @AaAa-oe3xg
    @AaAa-oe3xg 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-do9fx9pl9b
    @user-do9fx9pl9b 7 หลายเดือนก่อน

    አስይይዮይ❤❤❤

  • @romanroman343
    @romanroman343 7 หลายเดือนก่อน

    🎉❤❤

  • @MuiuSalem111tube
    @MuiuSalem111tube 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😊

  • @user-gt9ud8wi6w
    @user-gt9ud8wi6w 7 หลายเดือนก่อน

    ትዕድልቲ ❤

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏

  • @SaraSara-ji6gr
    @SaraSara-ji6gr 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ ዘም ናተይ❤

  • @guoyayele4491
    @guoyayele4491 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fghj8086
    @fghj8086 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-gs6ix6zz6u
    @user-gs6ix6zz6u 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ferwaynigermay794
    @ferwaynigermay794 7 หลายเดือนก่อน

    ❤💚😍

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z 7 หลายเดือนก่อน

    አስይይይይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉አልልልል

  • @hjii1398
    @hjii1398 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abrehetlove6269
    @abrehetlove6269 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @melat9402
    @melat9402 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Miri-rf3lr
    @Miri-rf3lr 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 7 หลายเดือนก่อน

    😮❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes247 7 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @salamaam3715
    @salamaam3715 7 หลายเดือนก่อน

    ድያቆን ድዩ❤😢

    • @UjJh-yw9hi
      @UjJh-yw9hi 7 หลายเดือนก่อน +2

      ብለይ ድያቆን ቆሪብካ ክትምርዖ ተደሊኻ ተነሲህኻ ይፍቀድ እዩ❤

    • @tenetgerechal5546
      @tenetgerechal5546 7 หลายเดือนก่อน

      እዎ ብዓል መኣረግ እዮም

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z 7 หลายเดือนก่อน

    ጋል ትግራይ አሰይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💞💞💞🌹🌹💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @shalom5798
    @shalom5798 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክምዚ ብትግርኛናን ብግእዝናን ክንምር ኣዝዩ የጸብቕልና።

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😊😊😊❤መንፈሳዊ ቅንኢ ቀንኤ😂❤