#Asbialo

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ዋንንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ።ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፈትዉ።
    Subscribe Free: bit.ly/2Vg29OK
    Copyright © Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ 2022
    ©All rights reserved to Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
    Best updates: bit.ly/2Vg29OK...
    FB page : / asbialo
    #Asbialo #orthodxmezmur #eritreanorthodoxtewahdo

ความคิดเห็น • 538

  • @luwamhaile8758
    @luwamhaile8758 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ የሕዋተይ ኣነ ሲ ዝተማህረ ሰብ ኣየቅንኣኒ ሃፍታም ኣየቅንኣኒ ጽቡቅ ነገር ኣየቅንኣኒ ።መንፈሳዊ ሰብ ግን ከምዚኦም ቡሩካት ግን ማራ አዮም ዘቅንኡኒ

  • @ADE-GOYTA
    @ADE-GOYTA ปีที่แล้ว +12

    እግዚአብሔር ንአብርሃምና ከም ሑጻ ባሕሪ ከብዝሓካ እየ ከም ዝበሎ ካብ ልቢ ነዓካ ዉን ዲያቆን ሓወይ ስለ ኩሉ ኣጎልጉለትካ ይባረርካ
    ቅዱስ ቅንኢ እመብርሃን 🙏🙏🙏

  • @ቅዱስሚካኤልኣቦይ
    @ቅዱስሚካኤልኣቦይ ปีที่แล้ว +36

    እሰይይይ ዝፈትዎ መዘምር ሓወይ ዲያቆን ብርሃነ እንኳዕ ብርሃን ርአኻ

  • @wedikinfe9617
    @wedikinfe9617 ปีที่แล้ว +54

    እሰይ ዝፈትዎ መዘሜርን ዲያቆን ብርሃን ቃል ኪዳንሚ እግዚኣብሄርን ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤❤ እሜን(3)❤❤❤❤

    • @fnansemereab5791
      @fnansemereab5791 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @samifekadu6046
      @samifekadu6046 ปีที่แล้ว

      Jokkjkp

    • @harienaandemeskel5327
      @harienaandemeskel5327 ปีที่แล้ว

      Kyo ❤❤😅. 😮😮 jhjj😅😅 e la sua voce ❤pppppps. Nn
      N

    • @hermelaeyobel4587
      @hermelaeyobel4587 9 หลายเดือนก่อน

      P❤ppppp

    • @Samr-o7l
      @Samr-o7l 9 วันที่ผ่านมา

      Qale hiwet...egziabhier qalkidankum ybark....❤❤❤❤...so much luvvv

  • @lijimariyamey8637
    @lijimariyamey8637 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ ዲያቆን ሓወይ አንካዕ ኣብዚ ኣብቅዓካ ኣምላከ ኣቡነኣርጋዊ ደጊፍካ ። ንያት ሐፍተይ ሓግዝዮ ከይተጥፍእዮ ሐደራ ብዙሕ አና ተምሂርና ካብ'ኡ ብዙሕ ካኣ ኢና ንጽበዮ ብምሕረት ኣምላክ ማለት

  • @user-kf1xp8dg5e
    @user-kf1xp8dg5e ปีที่แล้ว +27

    እልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኹም እግዚኣብሄር ኣምላከ ዝማሬ መላእከት የስመዐልና ናይ ሓወና መዝሙሩ ኹሉ ግዜ እየ ዝስምዑ ተባርክ🤲🤲🤲🌹🌹💐💐🌿🌿☘️☘️

  • @slamahsalm5131
    @slamahsalm5131 ปีที่แล้ว +19

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባረኮ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹ ፈጣር👏👏

  • @krstosyuhiwetey
    @krstosyuhiwetey ปีที่แล้ว +27

    ቃልኪዳንኩም እግዝኣቢሄር ይባርኽ ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ደዝስ ዝብል መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም ከምቲ መርዓኹም ውን የርእየና ፍሬኹም!💟✝💟

  • @user-lb9yw2zl5u
    @user-lb9yw2zl5u ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይይ እኳዕ ብርሃንረኣካ ሓዉናዲያቆን ብርሃነ መዝሙርካ ብጣዕሚእዮም ትዑማት ኮኑግን ስርዓተ ተክሊልኮነመርዓ ክብሪ ቤተክርስትያን ክብሪስ ጉኡን ደሙን ከምድያቆን መጠን ከምዘማሪ መጠን እዚስልጣን እዚ ከሕትተና እዩ ኮትመቲክስ ብሓፈሻ ክብሪቤተክርስትያን ክትሙኩሩና ክትሙዕድና ናይኩለና ሓላፍነትዩ ብደገ ዘለዉ ኣሕዋትና መንፈሳዉያንኮኑ ኣብዚዘለናሓደኢና እዪምዝብልሞ መስናክል ኮንኮን ሓደራ

  • @elsaasefa4030
    @elsaasefa4030 ปีที่แล้ว +26

    የተዋህዶ ልጆች እንኳን ደስ አላችሁ አምላክ ትዳራችሁን ይባርክላችሁ፡፡ ወልዳችሁ በልጅ ብሎም በልድ ልጅ ይባርካችሁ፡፡

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳን ቅዱሳን ይግበረኩም!!! ብስም ዲያቆን ብርሃነ ካብ ትፈትወን መዝሙራቱ ኣብ ኮመት ጻሓፉለይ ስድራ ክርስቶስ

    • @eyerusendriass8191
      @eyerusendriass8191 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን!!!
      ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ!!!

    • @kidaneberhane6938
      @kidaneberhane6938 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ውን ብወገነይ ዝፈትዎ ዘማሪ ድያቆን ብርሃነ ሓወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም እንዳበልኩ ኩሉ መዛምርቱ ክፈትዎ መዓት እንድየ ግን ድሓን ብውሕድ ክጽሕፍ ክፍትን
      ስምኪ ፍረ ልሳነይ ዪ
      ዳግማይ ዘየጽምእ
      ማርያመይ መዝሙረይ
      ሂወቱ ምሉእ
      ሳምራዊ ሂወተይ
      የማን ጸጋም ኣይነብሎ
      ናይ ፈለማ ጥበብ
      ንግስቲ ዘኣርያም
      ልዕሊ ኣእምሮ ።
      ወዘተረፈ ነዚ መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ፍሉይ ባህታ ሓጎስን ርፉታን እዩ ዝፈጥረለይ ናብ ልብካ ሰንጢቁ እዩ ዝኣቱ መዛምራቱ ካብኡ ብዝሓየለ ብዝበልጸን ክመጸና ከኣ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ድያቆን ሓወይ ዘበን ኣገልግሎትካ ዕድሜካን ይባረክን ይቀደስን ኣሜን ።

    • @user-hb1vb8qm4q
      @user-hb1vb8qm4q ปีที่แล้ว +1

      ኩሉ መዝሙሩ ይፈትዎ እንድየ ግን ቀንዲ ትምስጠኒ
      ዋሕሰይ ዝብላ ዝፅግዓላ (3)
      ኪዳነ ምህረት /ማርያም አላ(2)ማርያመይ አላ

    • @W_e_n_g_e_l_a_w_i_t
      @W_e_n_g_e_l_a_w_i_t ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን!
      ናብቲ ክፍጽመለይ
      ልዕሊ ኣእምሮ'ዩ
      ነብሰይ መርምርዮ
      ህይወቱ ምሉእ

    • @emirualem6790
      @emirualem6790 ปีที่แล้ว +1

      Ab whitey keleka

  • @user-ty3yp5jj6m
    @user-ty3yp5jj6m ปีที่แล้ว +43

    ርሑስ ጋማ እግዚአብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም👏
    ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና 👏

  • @user-rw3iy3sj6k
    @user-rw3iy3sj6k ปีที่แล้ว +7

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረ ኪዳንኩም ንዘላለም ይባርክ ድያቆን ብርሃነ ዋልታ መዝሙር /ኢ/ኦ/ተዋህዶ።ዕንቃዕ ደስ በለኩም ደስ ኢሉና።❤🇪🇷❤️

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውዶቼ
    እግዚአብሔር የትዳር ዘመናችሁ ይባርክላችሁ🥰

  • @-4587
    @-4587 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልልል ዝማርየ መላእክት የሰመዐልና🙏💖

  • @user-gl6dl1ig7p
    @user-gl6dl1ig7p 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉dyaqon hawey bruk. qalkidan abrham saran ygberlkum kabaka bzuh ena nxbe egzabihier xegeu yebzhalka❤❤❤

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኹም ይባርኽ ሓውና ድያቆን ብርሃነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yosanghebreyesua4660
    @yosanghebreyesua4660 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eillllllllll zmarie melakti yesmealna zebenkum ybarek

  • @Eritreaye
    @Eritreaye ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይ እልልልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏♥️♥️♥️....መርዒት ነጋሪት የሕጊስክኒ ኣብ መሪዓይ ኸምዚ ጌረ የ ኽሃርም ዝደሊ ከም ፋቃድ ኣምላኽ🙏

  • @sesw9632
    @sesw9632 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ዝባረከ አምላክ ቃልኪዳንኩም ይባረክ ፍትዋተይ

  • @user-zp4bl8de9h
    @user-zp4bl8de9h ปีที่แล้ว +8

    ዕልልል ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና
    ርሑስ ጋማ ፡ ቃል ኪዳንኩም ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩም ብሩኻተይ❤🙏❤🙏❤🙏

  • @hiskielhabte8248
    @hiskielhabte8248 ปีที่แล้ว +5

    ዲያቆን ሓወይ እንኳዕ ኣብቃዓካ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሣራይ ይግበረልኩም ኣምላኽ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና።

  • @a.s.h.6117
    @a.s.h.6117 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ሕጎሰኩም እንኳዕ ደስ በለኩም እግዚኣብሔር መባልይቲ ይግበረልኩም ቃል ኪዳን ኣብርሃም ወሳራ ኒያተይ ምስ ዲ.ብርሃነ የሕዋተይ❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና

    • @jossxaeda3641
      @jossxaeda3641 ปีที่แล้ว

      Enqae hagosekum mbaleyti ygebrelekum kidan abrehamen saran kale kidanekum ybareke

  • @አስካለይፍረማርያም
    @አስካለይፍረማርያም ปีที่แล้ว +8

    እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዘማሪ ዲያቆን ብርሃነ 👑🙏💒
    ግና ካብ ናይ ቤተ ክርስቲያንና ወፅኢ አይትጠቀሙ መርአያ ናይተዋሃዶ ኩኑ /// አርቴ ፀፍሪ ምቕፃል ንምንታይ

  • @mikihabtzgi7289
    @mikihabtzgi7289 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኻ አብ ቤቱ የንብርኻ እንቋዕ ሓጎሰኻ ዲያቆን ሓወይ ዉላትኩም የሬኤና።

  • @Brhantgraweyti
    @Brhantgraweyti ปีที่แล้ว +81

    ብመጀመርታ እንቋዕ ናብዚ አብቀዐኩም እንቋዕ ብርሃን ረአኹም!
    ድያቆን ሓውና ከም ናይ ቀደምካ 'ናገልገልካ የንብርካ ዝሓውና! አነ ግን ብዙሕ ግዜ ዝሪኦ ስሕተት አሎ እዘን ብስርዓት ቤተ ክርስትያን ብተክሊል ዝምርዐዋ አሕዋትና ክርአያ ድየን ዋላስ ቅዱስ ምስጢር ክፍጽማ ናብ ቤተ ክርስቲያን ዝኸዳ ? ንምንታይ እየን ኮስመቲክሳት፣ ናይ አርተፍሻል ጽፍሪ ጌረን ዝኸዳ ? 'ዛ ሓፍትና 'ውን ከምተን መብዛሕቲአን ዝገብርኡ ገይራ እያ ዘላ: አረ ምኸርዋተን: እተን ብደገ ዘለዋ አሕዋትና ከዓ እተን መንፈሳውያን ኢና በሃልቲ ከምዙይን ድየን ዝገብራ 'ናበላ ብዘለውኦ ክቕጽላ ምኽንያት ንኾነን አለና!

    • @banawelday1032
      @banawelday1032 ปีที่แล้ว +7

      ትክክልልል ይገርም ዩ

    • @user-pf9hi1so4f
      @user-pf9hi1so4f ปีที่แล้ว +5

      ያ ናይ ባሓቂ ሓወይ ናተይ ጽቡቅ ኣለካ ኣይስምዓን ኢየን እንበር ዘይኒገራ ዶ ይመስለካ ኣምላኽ ዳኣ ብምሕርቱ ይጠምተና

    • @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
      @kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh ปีที่แล้ว +2

      Kale hiwet yesmealna nay orthodox tekilil elom kea yetwwo enber

    • @user-bk7ww2cc5y
      @user-bk7ww2cc5y ปีที่แล้ว +4

      👍👍👍ዋላ ኣነ ሑቶይ እዩ

    • @queenheavu1040
      @queenheavu1040 ปีที่แล้ว +2

      Thanks hawey well said 😘😘

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል ተዋህዶ ምካን ትዕድልቲ እዩ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም✝💖💖 ክቡራተይ ንዓኩም ስለና ፈጣሪ🍃🍃🍃🌺🌺🌺💖💖💖💖👏

  • @estifanosberih230
    @estifanosberih230 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላክ ዲያቆን ብርሃነ ሓውና ንፉዕ ዘማራይ ብጣዕሚ መሳጢ መዝሙር ሰናይ ከብካብ ።

  • @Finan_wel
    @Finan_wel ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ.ብርሂን ሓወይ ፥ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር 🙏🏽 ብሓቂ ጥዕምቲ ንእነትካ ተዘኻኽርን ኩነታትካ ተፈትሽን ዝማሬ ጸጋኡን ትሕትናኡን ይዓድልካ 🙌🏾😇🙏🏽 ሓውኻ ፍናን 😊☺️

  • @user-hu7xd9or3t
    @user-hu7xd9or3t ปีที่แล้ว +8

    ኪዳን ቅዱሳን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኺ ዲ/ን ዘማሪ ብርሃነ ምስ በዓልቲ ቤትካ ❤

  • @haniteyabitey1650
    @haniteyabitey1650 ปีที่แล้ว +6

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዝማሬ መላኢክቲ የስመኣልና

  • @aspenenglish4976
    @aspenenglish4976 ปีที่แล้ว +1

    I have no idea how I ended up here. The wedding is beautiful and your alphabet is stunning. I’ve never seen it before. Much love and happiness for the couple.

  • @ሰሉጓልሓይቆ-ከ3በ
    @ሰሉጓልሓይቆ-ከ3በ ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ደስ በለኩም ድያቆነይ ብርሃነ ሓዳርኩ እግዚአብሔር አምላክ ይባረለኹም👏👏👏🥀❤

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 5 หลายเดือนก่อน

    Asey dyqone hawena ruhus gama ygebrkum fetari qalkedan aberham Saran zebrke amlake qalkdnkum yebrke 🎉🙏💖💗😊

  • @ArsenaDawit
    @ArsenaDawit หลายเดือนก่อน +1

    ብጹሕፍ ኣምጻልና❤❤

  • @rakiyared5232
    @rakiyared5232 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations Kal kidane Abrahamn Saran zbareke Amlak kalkidankum ybark diakon hawey 🥰🥰🥰🥰

  • @Jessicadav439
    @Jessicadav439 ปีที่แล้ว +3

    A huge congratulations🎊 to you both beautiful couple❤God bless your marriage🙏🏽🙌🤍❤️👩🏼‍❤️‍👨🏼🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @nabaytmebrahtu6879
    @nabaytmebrahtu6879 ปีที่แล้ว +1

    Assssssseyyyyyy❤❤❤❤❤
    Kalkidan abuna abraham saran ygberlkummm diyakon abraham mezmeru b tami u teumm

  • @semusemu4176
    @semusemu4176 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዝፈትዎ መዛመር ድያቆን ብርሃነ አንቃዕ ኣብዚ ኣብቃዕካ ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ።

  • @user-fc7gj9su7q
    @user-fc7gj9su7q ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍቁራተይይይይ

  • @YOS_YOH
    @YOS_YOH ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy deacon hawey enqae nabzi abqakum fquratey hadarkum ybark Amlak argawi💗💕⛪👫

  • @bekind6233
    @bekind6233 ปีที่แล้ว +2

    I had happy tears for you
    I am so happy for you both Dyakon and Nitey ❤

  • @betremaryamey8984
    @betremaryamey8984 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy elllllllllllllllllll zmarie melaekt yesmealna dyakon zfetweka zemari kal kidan abraham saran zbareke egziabihier kal kidankum ybark fereytn xegeytn ygberkum much love😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ih1id4mz3e
    @user-ih1id4mz3e ปีที่แล้ว +1

    Congratulations D/Brhane my favourite Mezemran God bless you the rest on ur life

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቅዱስ እግዝኣብሄር ኣምላኽና ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ድያቆን ሓወይ

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish1005 ปีที่แล้ว +1

    Rhus gama ahwatey egzabhier ybarkkum ente eti axfara eti artie gna endi nska abi mezemer konka araya nezi nshtey tezeykonkanasi men dea lu hgi ortodox kekbr yefrhka eti zemen mo endi kemzi kbl keluku kea nbaley nxhti koyne aykonkun ahwatey bzkone yqre ybelelna❤

  • @Grmawit-w1m
    @Grmawit-w1m ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    እግዚአብሔር አምላኽ ቃልኪዳንኩም ይባርክ ❤❤❤❤❤

  • @edentkls8979
    @edentkls8979 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርሂን ሓወይ ርሑስ ጋማ ሓዳርኩም ይባረክ ብሩካተይ....ብጸጋ ተከለሉ🥰❣🥰❣🥰❣🙏🙏🙏

  • @beilulmehari5055
    @beilulmehari5055 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
    አምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ❤❤🙏🙏🙏

  • @ammorning.5984
    @ammorning.5984 ปีที่แล้ว +1

    aseyyy rhus gama nitey brekti, you look 😍. Kal kidankum yebrak daykoney.

  • @senaitmhretab8726
    @senaitmhretab8726 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣቢሄር ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርከልኩም ጽቡቃት መርዓውቲ

  • @senaittesfu7805
    @senaittesfu7805 ปีที่แล้ว

    Aseyyy zftewo zemari diyakon brhane qali kidan abrhamen sara zbreke egzabher qalkidankum ybareke 🙏🙏🙏nay bhaqi bneska zjemer 🙏🙏🙏

  • @gueshhabteab9652
    @gueshhabteab9652 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ደስ ዝብል እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ይባርከልኩም ዲያቆን ሓዉና።

  • @zebibghirmay355
    @zebibghirmay355 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy mukuratey ruhus gama ygberelkum qale kidan abraham n saran zbareke egzabiher qale kidankum ybark 💓💓💓🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @medekalyahoigadeia651
    @medekalyahoigadeia651 ปีที่แล้ว +1

    ዝፈትዎካ ዘማሪ ድያቆነይ ሓዳርኩም ይባረክ እንካዕ ደስ በለካ/ኩም 🙏❤

  • @habentekeste765
    @habentekeste765 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲ/ን ብርሂን እግዚአብሔር ኪዳንኩም ይባርክ።፡🙏😍✝

  • @mnsmne6691
    @mnsmne6691 ปีที่แล้ว

    ሰአይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓሉኩም
    ሩሑስጋማ ይግበረሉኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @azebzeray2835
    @azebzeray2835 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyy aseyyyyyy Elllllllllllllllllllllllllll enqae hagosekum Congratulations xegueu yebzehalkum ruhus Gama ygberelkum blbi zfetweka dyaqonn mezemern hawnabrhan🙏♥️🙏🙏🙏🙏♥️🇪🇷

  • @abrabr7343
    @abrabr7343 ปีที่แล้ว

    Egziabiher qal kidankum ybarik rhus gama diacon brhane zmarie melaikti yesimealna.

  • @user-uk5ij7lv2g
    @user-uk5ij7lv2g ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይ ቃል ኪዲን ኣብርሃምን ሳራ ይግበረልኩም 👏ዕልልልል ዝፈትዎ ዘማራይ ድያቆነይ🥰👏👏

  • @Taemo767
    @Taemo767 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ደስ በለኩም አሕዋተይ ሓዳርኩም ይባረክ።🥀❤

  • @user-mq7dx1oz5b
    @user-mq7dx1oz5b 6 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamghebrihiwet1783
    @luwamghebrihiwet1783 ปีที่แล้ว

    Qal Kidan Abrehamn Saran zbareke Egziabiher Qal kidankum ybark rhus gama ygberelkum Dikon hawey 🙏🙏🙏

  • @fotoisackwedikidanemhret
    @fotoisackwedikidanemhret ปีที่แล้ว

    Amenn Amenn Amenn zmare melakti yesmealna brhin hawey enkae hagosekum

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam4493 ปีที่แล้ว

    Eilllllllllll eilllllllllll eilllllllllll zmare melaekti yesmeana Deacon hawina Ruhus gama ygberelikum kal kidankum ybarek

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ
    @ግርማነሸጋል70እንደርታ ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይይይይይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ❤
    ሩሑስ ጋማ ዘትባረክ ሓዳር ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yaredbrhane1023
    @yaredbrhane1023 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ኪዳንኩም ይባርክ ጎይታ ፡ዘማሪ ዲ ብርሃነ።

  • @channel1379
    @channel1379 ปีที่แล้ว

    Ruhus gama ygeberlkum ydhwat btami zehegus mera u Egziabhier Amlak ztehaweso ❤️💐💐💐👏👏👏👏👏👏.

  • @tiegstiabrahele13
    @tiegstiabrahele13 ปีที่แล้ว

    Aseyyy egzabihr qalkidankum yebarkelkum enqa des belekum edmen tenan yehabukum fetari ❤️

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ እእልልልልልልል🌻❤

  • @godislove8174
    @godislove8174 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ኪዳንኩም ይባረኽ👩‍❤️‍💋‍👨፡ዝማሬ መላአኽቲ የስመልና

  • @user-ee9nc9fh5x
    @user-ee9nc9fh5x 7 หลายเดือนก่อน

    Ezgiabher amlak hadarkum ybatek diyakon hawey ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Snit-Intertaiment
    @Snit-Intertaiment ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ያባርኽ ብጠዓሚ ተሓጒስና ናይ ሓዳር ዘመንኩም ይባርኽ!!!

  • @rahwaweldegers5866
    @rahwaweldegers5866 ปีที่แล้ว

    Aseyyy xbukat Zemenkum ybarek, ezi men yrekbo bhaki!!! Zmare melakt yesmealna

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 6 หลายเดือนก่อน

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakti yesimealna hawey ✝️✝️✝️💚💛❤🇪🇷🇪🇹✝️

  • @johni7071
    @johni7071 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሐቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እንቃዕ ናብ ዚ ክቡር ቃል ኪዳን አብቅዓካ ዘማሪ ብርሂን እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባርኽ

  • @Mar-nk2so
    @Mar-nk2so ปีที่แล้ว

    Ruhus gaza Egziabhier hadarkum ybark…
    Zmarie melakti yesmealna 🙏

  • @paradise6047
    @paradise6047 ปีที่แล้ว +1

    Ma most favourite congrats ...stay blessed as always 🎊❤❤❤🎊

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እስውይይይይይይይይ ድያቆነይ ሩሑስ ጋማ ቃለ ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ እግዚኣብሄር ይባርኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ከማኻ ከኣ የብዝሓልና ኣሜን

  • @Abc-bi3yj
    @Abc-bi3yj ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልል ኣሰይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ደሰ በለኩም🌻 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🌻

  • @luckasnahom950
    @luckasnahom950 ปีที่แล้ว

    ቃል ኪዳን ናይ ኣቦና ኣብርሃም ናይ ኣደና ሳራ ዝባረከ እግዛቢሀር ቃል ከምኡ ከኣ ንቃልኪዳንኩም ይባርክ ሓውና ድያቆን ብርሃነ ብጣዕሚ ደስ ዝብል

  • @natsnethabtemicael4583
    @natsnethabtemicael4583 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy Elllllllll kbri nsmu ykun zeyti hagos zefseskalna zmare melakti yesmalna brhin hawey hadarkum ybarek

  • @simondaniel9254
    @simondaniel9254 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ፡ ብርሃነ ሓወይ ጸጋኡ የብዝሓልካ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽን የጽንዕን ፈጣሪ ምስ ክብርቲ ወላዲቱ AMEN!!

  • @asmaitabrham6542
    @asmaitabrham6542 ปีที่แล้ว

    Asey Elllii kal kidan abrhamen saran zbrke kal kidankum ybark zom yhwatey 🙏🤗🥰

  • @rhstishmangus9846
    @rhstishmangus9846 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ ዲያቆን ሐወይ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ኣምላኽ ዝፈትዋ መዝሙር አያ ደስስስስ አልና ዝማረ መልክት የስምዓልና

  • @edenedu782
    @edenedu782 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy qali kidankum qali kidan Abrahamn saran zbareke amilak ybariku zmare melaekit ysimaelna❤😍😘

  • @filmonfesehaye3396
    @filmonfesehaye3396 ปีที่แล้ว

    Asey des zbl mezmur amlak kalkidan abrham sara zbareke kalkidankum ybark kemti abebakum yereyena frekum amen 🙏 ♥️ ⛪️ 🙏

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyy zfetwo mezemr rhus gama d,brhane des zbl btami

  • @user-cn6ne8hx1t
    @user-cn6ne8hx1t 9 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy bhaki des eluni enkae abkeaka kalkidan abrhamn saran zbareke amlak kalkidankum ybarek ab agelglotu yexneka diyacon hwy❤❤❤❤❤

  • @wintaasmerom9689
    @wintaasmerom9689 ปีที่แล้ว

    Congratulations deyakon hawey kalkidan abrhamen saran zebareke kalkidankum yebarek amlk

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melaikt yesmalna dyakon hawey Xegu yhbzalka Amlak 🙏❤️🙏

  • @shiferweldegabir3524
    @shiferweldegabir3524 ปีที่แล้ว +2

    Happy wedding , God bless both of you!!!

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy ድያቆነይ Rhues gama ygberlkuem zemnkuem ybarek egizsbher

  • @yordanostesfay9774
    @yordanostesfay9774 ปีที่แล้ว

    Aseyyy Eleeeeeeeeeeeeeeee enkae des beleku amlak marum ykun🙏🙏🙏🙏🎊❤❤❤❤❤🎊🎊❤🎊👨‍👩‍👦‍👦🎊🎊

  • @user-yh3ot1jm7v
    @user-yh3ot1jm7v ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ርሑስ ጋማ ይገ‍እበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሐዳርኩም ይባርከልኩም
    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ✝️♥️♥️♥️🕊♥️🕊♥️🕊♥️🕊

  • @gameoil4850
    @gameoil4850 ปีที่แล้ว

    Rhus gama Egziabher hadarkun ybarkelkum 🙏🙏🙏
    Zmare melaekt yasemaln 🙏🙏🙏

  • @user-rv9qv9eb4l
    @user-rv9qv9eb4l 9 หลายเดือนก่อน

    Kidankum ybarek amlak edmen tnan yhabkum

  • @millifasil5115
    @millifasil5115 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤

  • @rebhaabraha9252
    @rebhaabraha9252 ปีที่แล้ว

    Asey deki aregawi zmarie melekt yesmalna 🥰🥰🥰🥰🥰kalkidankum ybarek bruk hadar ygberelkum