ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ
    VISIT AT JOSIAS DENDEN
    linktr.ee/josi...
    FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
    / josiassdenden
    FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
    FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
    / josiassdendentechno
    INSTAGRAM Josias Denden
    / josiassdenden
    TWITTER Josias Denden
    / josiassdenden
    TIKTOK Josias Denden
    / josiasdenden
    #eritrtean#Tesfukifle#eritreaninterview

ความคิดเห็น • 613

  • @Meronteklia-rm9mg
    @Meronteklia-rm9mg 5 หลายเดือนก่อน +14

    ዛሓወይ ይቅሬታ ደኣ እንበር ወላ እቶም ዝተርፉ ደቅኻ ዲኤንኤ ግበር ክብለካ ምደለኹ ኣብዛ ዓለም ዘይግበር ነገር የለን ኣቅሊ ይሃብካ ኣጆካ ብሮ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 8 หลายเดือนก่อน +87

    አብ ሰለስተ ማዓልቲ ድብሎ ደሎ ሹዑ ዳአ ኢዩ ተረዲኢዎ ኢንበር ቅድሚኡ ኢያ ትምንዝር ነይራ ዋላውን ኢቲ ህጻን ንኽንጸል ንኽጉዳእ ድገበረቶ ዊን ዊዲት ክህልዎ ይኽእል እዩ ኢንበር ኢዜአስ ቀደም ኢያ ጀሚራ ነይራ

  • @esromyosief6376
    @esromyosief6376 8 หลายเดือนก่อน +66

    ኣነ ሓደ ነገር ክነግረካ ምስ ደቅኻ ዲኤን ኤን ግበር ክንደይ ሰባት ኣለዉ ዘይ ደቆም ኮይኖም ዝጸንሕዎም

    • @lwamhailemariyam8048
      @lwamhailemariyam8048 8 หลายเดือนก่อน

      Eway ata amlak aboy kamu kea alo yekdano bal ufff 😮😢

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 8 หลายเดือนก่อน +24

    እዋይ እተን ሓዳር ንደሊ ሓዳር ሓሪምና እዚአን ክኣ ኣብ ልዕሊ ሓዳረን ይዝምዋ ኣምላክ ብልቢ እዩ ዘፍቅረካ ንዓካ ኣብ ልዕሊኣ ዝኮነ ዘይ ምውሳንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ ንዓኣ ክኣ ኣምላክ ልቦንኣ ይክፈተላ ንደቃ ክትዕቢ ብግቡእ ምእቲ🙏

    • @WegahtaKidane-wb8hb
      @WegahtaKidane-wb8hb 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @wedififi
      @wedififi 5 หลายเดือนก่อน +1

      Enki endo jbiti wey manjus knbl?😅 Aby adi aleki ?😊

  • @robielcom
    @robielcom 8 หลายเดือนก่อน +32

    ኣምላኽ ኣቦይ ብኣይኒ ምሕረትኻ ረኣየና እንበር ናትና ዛንታስ ይሕፍር እዩ ሓወይ ኣጆኻ ሓይሊ ኽህበኻ ፈጣሪ ክጽልየልኻ እየ 🙏❤️🙏

  • @GurumOkubai-iw3hl
    @GurumOkubai-iw3hl 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጸቢቀ እፈልጣ እየ ብሓንሳብ ስለዝነበርና ኣዝያ ስዲ ሕልና ኣልቦ ምስልይቲ እያ።እዚ ወዲ ምስኪን እዩ ከምዛ ዝብላ ዘሎ ዓይነት ሰብ እዩ።

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 8 หลายเดือนก่อน +28

    ዘለናዬ ኣዝዩ ከቢድ ግዜ እዩ መዛኖይ ብዝተኻእለና ነቶም ፍረ ብርክና ክንብል ብይቅረታ ንንበር ብሓዳር እኮ እንተዘይኮነ ቆልዑ ግን ክዝኽትሙ የብሎምን🙏

  • @eliaskeleta1342
    @eliaskeleta1342 8 หลายเดือนก่อน +21

    መስጣ ናይቶም ቆልዑ ይብጻሕኩም ዘይሓላፍተዉያን ሰባት

  • @michaelberihu3286
    @michaelberihu3286 8 หลายเดือนก่อน +52

    እቶም ዝተረፉ ደቂካ ዲኤን ኤን ግበር

    • @FkroyKidane
      @FkroyKidane 8 หลายเดือนก่อน +9

      ናይ ብሓቂ እዚ ሓዉና ነዛ ናትካ ሪኢቶ ከንብባ ተስፋ ይገብር 100% ይሰማማዕ እየ ምስ ሪኢቶኻ።

    • @abrehetestifanos9710
      @abrehetestifanos9710 8 หลายเดือนก่อน +6

      Xbuk aleka hawey DNA agedasi eyu

  • @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ
    @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ 8 หลายเดือนก่อน +8

    ሐዉና መድሀኒአለም ትዕግስቱ ይሀብካ ግን አብ ባእሲ ከለካ ቁዱስ ቁርባን ትቆርብ አለካ ከቢድ እዪ ቤልቲ ቤትካ ነ መድሃኔአለም ሉባና ይሀባ ተነሲሐ አብ ሐዳራ ይምለሳ አሜን ❤

  • @tesfithaile5668
    @tesfithaile5668 8 หลายเดือนก่อน +27

    ሓወይ ናተይ ናብቤትኣምላክ ብምልላስካ ኣምላክ ኣሕሊፉ ኣይሃበካን

  • @ሓበሻ-ዸ5ከ
    @ሓበሻ-ዸ5ከ 8 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድለኛ ኢካ ምክንያቱ ጋሓፍካ አንቃዕ ብንግሁኡ ከደትልካ ምክንያቱ ኣልዕል ኣቢላ ብሓሶት ምሳኻ ትቆርብ ትሰግድ ኔራ ስለዚ ኣብዛ ስደታ ሲንግል MoM ኮይና ከርተት የ ክትብል ስደት ንፈልጦ ኢና ነዚኣ ኣይኮነትን ንሲንግላት ውን ኣይኣከብናን ስቅ ኢላ ዳኣ ከርተት ትበል ከሲራትካ ያ።ጸወታዊ ርክብ ዳኣ ዋላ ኣድጊ አንድዩ ዝራከብ።ስለዚ አዚ ወዲ ውን ትጽውት ኣቢሉ ክከይድ ዩ ከምልማዱ ስለዚ ንስኻ ጥራይ ልብኻ ትርር በል ከይትመልሳ ዝዘመወት ግድን ክትፈትሓ ኣለካ።

  • @peace2386
    @peace2386 8 หลายเดือนก่อน +10

    ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ክትፈርድ ይኸብድ እኳ እንተኾነ! ካብ ስሚዒት ወጺኻ ጉዳይካ ብደቂቕ ክትከታተሎ ኣምላኽ ምሉእ ሓይሊ ይሃብካ ሓወይ።
    እቲ ዝገርም ምንባር ስኢኖም ምንባር ዝኸልኡ እሞ ድማ ሃደቂ ሃገርካ ኣብ ስደት ክገጥመካ ከቢድ እዩ እቲ ሕልና እምነትን ዘይብሉ ሰብ ግን ወትሩ ክህሉ እዩ። ከምዚ ንስኻ ዝወጻኻዮ ወይ ኣኽእሎ ዝሃበካ ኣብ ግዜ ፈተናና ክንሓልፍ ኣምላኽ ይሓግዘና ።
    ሓደራ ግን ንነብስኻ ተቖጻጸሮ ዝደፋፍኡ ስራሕቲ ስለ ዝገጥሙኻ !! ሓዉኻ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 8 หลายเดือนก่อน +11

    ኢቲ ሰብ ደፋታሓኩም ደሎ ገለ ናይ ሩኹሳት ሲራሕ ደብተራ ክጥቀም ኢኽእል እዩ ኒኢትዮጲያ ኢኸይድ ነይሩ ሂወት አይነበሮን ኢንተኮይኑ ብመደብ አስሪሑ መጺኡ አሎ ፋሚሊ ይበታትን አሎ ዋላ ኢቲ ጥንሲ መኽዲኡዊን ኢደሰብ ክኸውን ኢኽእል እዩ ሂወት ደይብሉ ሰብ ዳአ ሕጂ ከመይ ገይሩ አንስቲ የውጽእ አሎ ገለነገርሲ አለዎ

    • @tmnittesfaldet2024
      @tmnittesfaldet2024 8 หลายเดือนก่อน +1

      Kkewn yikiele u Srah Agannti nay Bahaki bshme yesus Srah xelmat yfres kab seb kalkidan

    • @maryamey99
      @maryamey99 8 หลายเดือนก่อน

      Kgermeka ane wn komu hasibe ember kes bhaqi hade ekul amazazinu zehasb seb enda qorebe enda segede kemzi aygebrn eyu zegerm eyu 🤔🤔

    • @luwamnega6042
      @luwamnega6042 8 หลายเดือนก่อน

      Kemu Ayinet Seb aykonen bAla do aykonetn tkedo zela wetitu do ywesda alou

  • @yordamahari3423
    @yordamahari3423 8 หลายเดือนก่อน +13

    ወይ ጉድ ኣነ ዝገረመኒ ስጋወደሙ ናወሰደት በቃ ኣይካኣልኩን ቆራቢት ሰጋዲት ወይ ኣምላኸይ እንታይ ኢና ክንሰምዕ ብምሕረትካ ረኣየና ጎይታ

    • @wedinohwedinoh3257
      @wedinohwedinoh3257 8 หลายเดือนก่อน

      ዝገርም እዩ 😢 በቃ ጥልመት ሰብ ምንዓቅ ንቡር ኮይኑ ማለት ድዩ 🥹🥹

  • @regengg3267
    @regengg3267 8 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ሰብ ኣቀድሙ ይረክባ ኔሩ ይከውን እቲ ተጎዱኡ ዝብሎ ዘሎ ውን ዘይናሃቱ ክከውን ተክእሎ ኣሎ ስለዚ ሕጂ ውን DAN ግበረሎም ደቅካ ብዘይቀልዓለም እዚ ናሃና ወሎዶ እምነትን ፍርሓተ ኣምላክ ዘይብሉ ኣዝዩ ዘሐፍር ወሎዶ

  • @teklemariamokubit4135
    @teklemariamokubit4135 8 หลายเดือนก่อน +12

    ብጣዕሚይ ሕማቅ ስማ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ከምዚይ ዓይነት ክፈኣት ይሰውረና፡
    ኣብዚ ግን ናሃተይ ርኢቶ ኣለኒ ፡ እታ ጽሕፈት ረኪበያ ዝበላ ዝሓውና ፡
    እቲወዲይ ጺሒፍዋ ከይከውን ፡ነዓቶም ንምበኣስ ንምፍልላይ ተጠቂምላ ከይከውን እሞ በዚመገዲ ተዓወትሎም ከይከውን፡
    ንሳደኣሞ ንምንታይ ኢላቶ ኢያ ክትጽሕፎ፡
    ሰለዚ ደጊሙ ክሓስበሉ ኣለዎ ፡ ነዚ ነገርእዚ ብክልተ ጎኒ ክምርምሮ ኣለዎ፡
    ብተንኮል ተጣቢቡ የሽክዖ ከይህሉ ንዚሓውና ፡ ካብሓዳሩ ከይፈላልዮ ፡ንሳ ጽሒፋቶ ኢዩ ዝብል ዘሎ፡
    ምናልባት እቲይ ወዲ ጺሕፋ ይፈላልዮም ከይህሉ ፡
    ነዚይ ሓውና ሓብርዎ ።

    • @ola1707
      @ola1707 8 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaqi may be ezia gual gele shigir keyhilwa amlak misiu yikun

  • @maekelekahsay3238
    @maekelekahsay3238 8 หลายเดือนก่อน +7

    በዚ ኣነ ዝሰምዓካ ዘለኹ እኳ ሓቃ ኢያ ምበልኩ,,,,,
    ኣዚኻ ልስሉስን ሄርን ኢኻ ትመስል
    ንሰበይቲ ኣይትህረማ፡ ኣይትጽረፋ፡ ኣይትበድላ፡ ብሕሰም ኣይትሓዛ፡ ኣይትጮቁና ድኣ እምበር ኣዚኻ ልምሉምን ሕያዋይን ምዃን ባዕልኻ ኣብ ርእሴኻ ደይባ ክትሸይን ምፍቃድ ኢዩ።
    ጓል ኣንስተይቲ ብተፈጥሮኣ ከም ሰብኣይ ብኽብረቱ ዘይደራደር ነቃጽን ተሪርን ሰብኣይ እምበር ሕያዋይን ልምሉምን ሰብኣይ ኣይተኽብርን ኢያ፡ ወረ ሰብኣይ ኮንካ ውን ኣይትስምዓን ኢኻ፡
    ኣብ ዝግባእ ትርር ምባል
    ንነገራት ብእዋኑ ብጽኑዕ ምሓዝ ምልክት ሰብኣይ ኢዪ። በዚ ዝርእየካ ዘለኹ ዋላ እቲ ወረቀት ምስ ረኸብካዮ ውን ንኸተዘራርባ ብትሕትና ከዘራርበኪ ዶ ኢልካ ኣፍቂድካ ኮፍ ኣቢልካ ኢኻ ሓቲትካያ። ሓቁፍካ ውን ስዒምካያ
    ወረ ስለ ዝወለድኩም ሲ ተጣዒሳ ይቅረታ ክትሓተካ እሞ ንስለ ውላድኩም ኢልካ ይቅረ ክትብለላ ሓሲብካ ኔርካ,,,,,
    ዋእ ኣታ ሓቃ ኢያ፡
    ትርር ዝበለ ሰብኣይ ክትብህግ
    እዚ ህረማ፡ ቅተላ፡ ማለት ኣይኮነን
    ወይ ንሰበይቲ ኣጋፍዓያ ማለት ኣይኮነን
    ግዳ ከም ሰብኣይ ትርር ኢልካ ክብረትካ ክትሕሉን ደረት ከተርእያን ኣይክኣልካን፡ እዚ ንቆርብ ዶ ንጽሊ ዶ ትብሎ ዘለኻ
    ኣዚኻ ሃይማኖታዊ ምዃን ምስኪን ቀይሩካ ኣሎ፡ ምሒር መስኪን ምዃን ሸውሃት ሰበይቲ ዝዓጹ ኢዩ። ብሕጂ ውን ብኸምዚ ልስሉስ ባህሪኻ እተኽብረካ ሰበይቲ ትረክብ ኣይመስለንን።

    • @yohanamehari3727
      @yohanamehari3727 8 หลายเดือนก่อน

      emo nsebyti kbl diyu bhryatu kqyr nerwo bhryat eko qeltifka ayqyern eyuu,ms agtmka ika kulu tflto nsa wn dltaa sl zxnhe embr sle zleslse aykontn kmu graa

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 8 หลายเดือนก่อน

      aya rease

  • @ወዲኣባት
    @ወዲኣባት 8 หลายเดือนก่อน +6

    እቲ ቆልዓ ቶሪፋ ንሳ ክትሞውት ኖሪዋ ዞማዊት ብዕልግቲ መንነተን ምንዝርና ኮይኑ ናብ እንስሳትተቀይረን ካብቲ ኩቡር ሕጊእንዳባና ምስዎጻ

  • @HabtemariamFikre
    @HabtemariamFikre 8 หลายเดือนก่อน +8

    ቆራቢት ሰጋዲት ኣይ ኮነትን ብምስሉይነት ትጉዓዝ ነይራ ምሳካ ካብ ነዊሕ ልምዲ ዝነበራዩ ኣብዚ ወዲ ክትበጽሕ ግን ምስጢራ ተከሽሑ DNA የድልየካ ኣሎ ምስቶም ደቀይ ትብሎም ዘለካ ዉን።😢😢😢

  • @eru5343
    @eru5343 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ዘረባ ሓደ ሰሚዕና ኣይንፍረድ ቀዳምነት ሓራስ ናይ3ምዓልቲ ኮይና ናብ ዝሙት ክትከይድ ኣይትክእልን ከቢድ ኢዩ ብዙሕ ደም ይፈሰካ ክሳብ 2/3ሰሙን ቃንዛ ሕቆ ኣሎ ካልእ ናይ ሓቂ ዓርኪ እንተሒዛ እንታይ ኮይና ነብስካ ፈትሽ እንታይ ጎዲልዋ ከይዳ ወይ ውን ከምቲ ዘይትሓስቦ ውን ክከውን ይክእል ከም ኖርማል ሰብ ይቃራረቡ ይኮኑ ።ደቅካ ምክልካል ግን ቆልዑ ዝጉድኡ ተጋግያ

    • @AsterTeweldeTewelde
      @AsterTeweldeTewelde 5 หลายเดือนก่อน

      Kem seb tkerbo eko sebeaya zeyfelto akayda ktkeyd yeblan æ, kaleay kea eti xihifato anbibwo "yefkreka eye" zbl entehalis ezi kalie neger eyu yegdas Egziabher Amlak nab lba ymlesa ⛪️🙏🌸

  • @erimidé12
    @erimidé12 8 หลายเดือนก่อน +6

    ንስካ ኣብነት ናይዞም መንእሰያት ኢኻ በቃ I don't have the word ብምንታይ ከምዝገልጸካ በጃኩም እቶም ቆሉዑት ምስ ወለድኩም ከምዚ ዓይነት ሃዋህው ዘጋጥመኩ ነታ ሕማቅ ማዓልቲ የለኩላን በልዋ ካብዚ ወዲ ንተማሃር።

  • @FkroyKidane
    @FkroyKidane 8 หลายเดือนก่อน +8

    እዋይ ፈተነ ብሓቂ ነዛ ሓብትና እከይ ድያብሎስ ተጻዉትላ ኣገልጋሊ ሰይጣን ሓቁፋ ትሓድር ኣላ። እንተ ንስኻ እሞ ትዕግስት ከም እዮብ እፈጽመልካ ብሓቂ ሓደራኻ ሕጂ እዉን ከም ሓብትኻ ደሃያ ግበር መውደቂኣ ከይ ከፍእ ከም ድያብሎስ እዚ ፈተነ እዩ።

    • @ola1707
      @ola1707 8 หลายเดือนก่อน +1

      Nay bhaqi ane win sheytan xbuq ayfitwelun eyu shih gziey eyu hadar seb zelo zebelashu

  • @senaitbereket9530
    @senaitbereket9530 8 หลายเดือนก่อน +7

    አነ ዝገረመኒ አብዚ መጽዮም ጉዶምን ሚስጥሮምን ዝዛረብ ንምንታይ እዩ ሰብ ክምሀረሉ ከይንብል ሰብ ነዚ ሰሚኡ ሃዳር ከይገብር ብፍርሂ ክሽቁረር እንተዘይኮይኑ ካልእ ንአይ ጥቅሙ አይተርአየንን እዞም አብዚ ዝመጹውን ዘይበሰሉ ጥረ ኮይኖም እዮም ዝስሙእኒ አብዚ መጽዮም ጆሲ ተምጽአሉም ዋላ ሃደ ፍታህ የለን እንትርፍ ህርቃኖም አውጽዮም ጸሎሎ ለክዮም ንምካድ እንተዘይኮይኖም ምክንያቱም አብ ሃዳር ብዙ ሽግር ከጋጥም ይክእል እዩ ናይ እግዛብሄር ቃል ግን ከምዚ ይብለና ሃደ ሰብ እንተ በደለካ ኮፍ አቢልካ አዛርቦ እንተዘይሰምአካ ክልተ ሰለስተ ሽማግለ ጸውኢካ አዛርቦ ንእኦም እንተዘይሰምኦም ንሳቶም ንምሃበር የህሊፎም ይሃብዋ እታ ማህበር ትምአዶ ነታ መሀበር እንተዘይ ሰምአ እታ ማህበር ብኩሉ ዉጉዝ ትግበሮ ይብል
    አብዚ ጊዜ እዚ ካአኒ እንተ ተበዲሉ ቤትፍረዲ ከይዱ ክጠርእ ይክእል እዩ
    አብዚ ሰብ ዝመጽእ ንምክፍእን ንምጽላምን ተዘይ ኮይኑ ንምጽባቅ አብዚ አይምጻእን

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 8 หลายเดือนก่อน

      ንኣመንዝራ ኣብማስሜዳ ኣይኮኖን ካልእ ይግባኣ ኖውሪ ዘይኖውርን ክትፈልጣ ዘይትክላ ሾሮማጥ

    • @afomiatsegay4399
      @afomiatsegay4399 8 หลายเดือนก่อน

      ይገርም ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ እኮ ኣብ ማስሜዳ ወጺካ ቡዙሕን ወሑዱን ናይ ዝተዛረብካ ዘይኮነስ ከምቲ ዝብሎ ቆሮብቲ እንተ ኮይኖምስ ን ኣባት ነብሶም ዘይነግርዎ ።

    • @TheAnedo
      @TheAnedo 5 หลายเดือนก่อน

      teqatilom ente zikonu ke?

  • @eritrea8133
    @eritrea8133 8 หลายเดือนก่อน +9

    ክህብካ ይክእሉ እዮም ንስካ ጣራይ ርከርድ ግበሮ እቲ ኩሉ ግዜ ዝበክይዎ እንደገና ንቶም ጎረቢት እንታይ ከምዚኮኑ ንገሮም ክህብካ ይክእሉ እዮም ደቅካ ጠርናፍ ጥራይ ኣጆካ

  • @wedififi
    @wedififi 5 หลายเดือนก่อน +1

    DNA ግበረሎ ብሮ እምበር ዝለመደት ነራ ትኸውን እያ ሶሪ ክትጉዳ ወይ ዘይ ደቅኻ ምዕባይ ሓሰያ ከይኮነካ 😮

  • @pearlredsea8057
    @pearlredsea8057 8 หลายเดือนก่อน +9

    ቆልዑ ዝረክብዎ ዘለዉ ኣብዚ ረሳሕ ስደት😢😢

  • @TsegaGhiwet-qv8fz
    @TsegaGhiwet-qv8fz 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ዝገርመኒ አባት ነብስኹም ይመስለኒ ዝምድያታት ንምንታይ ንዉሽጥኹም ዘይትሓበእዎ 😮ብዉሽጢ ዘይትረዳደኡ😔

  • @selamberhe920
    @selamberhe920 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ሰብ ደቀይ ዘይተሰምዔ እንበር ዘይተገበረ ዘየለ ጉድ ስማዕ ቆራቢትን ሰጋዲትን ዘማዊት ሹሙ ኩፉእ ክንደይ ትሓስም በዞም ህጻውንቲ ትጻወት ሕማቅ ኣለ እንድሕር ከምዚ ልምዲ ናይ ሰብኣይ ጸገም ኒሩዋ ስለምንታይ ትቆርብን ትሰግድን ዲሓር ስለምንታይ ኣብ ውላድ ትበጽሕ ዘይውርዝይቲ እያ እዚኣ።
    ክቡር ሓወይ እቲ ባዓል ቤታ ግን እግዝኣብሄር ኩሉ ጊዜ ምስ ቁኑዕ ስለዝኮነ ንስኻ ንደቅኻ ክንዲ ኣቦን ኣደን ኮንካ ምስደቅኻ ኮንካ ሂወትካ ብዝሓሸ መንገዲ ምራሕ ኣምላኽ ይሓግዝካ።

    • @WegahtaKidane-wb8hb
      @WegahtaKidane-wb8hb 7 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidanetesfalem4062
    @kidanetesfalem4062 8 หลายเดือนก่อน +6

    ዘሕዝን ታሪኽ ግንከአ ልቦናን ሓልዮትን ማዕረ ክንደይ ዋጋ ይሓትትን ካብዚ እንመሃሮ ብዙሕ እዩ አምላኽ እዞም ህጻናት ባዕሉ ይአብዶም ነዓኻ እውን ትምነዮ ይፍጠረልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 8 หลายเดือนก่อน +4

    እንታይ ኢዮም ናባካ መምጽኦም ዝጠርዑ ። ኮንካ ትስምዓኒ ጆሲ ሓወይ ኣብ ጉዳይካ እቲ ዝሓመቅካ ሰብ ትከውን

  • @divoramedia
    @divoramedia 8 หลายเดือนก่อน +33

    ፖው እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 8 หลายเดือนก่อน +7

    እዋይ ዘይደለየ ይረኽቦ እሞ ኽኣ ዝቆርብ ዝሰግድ መንእሰይ በሰምኣም ንስኻ ብነብሱ ሙሩቅ ኢኻ ብሰላም ምርሓቅካ ኣብነት ቡዝሓት መንእሰያት ኢኻ እግዛቢሄር ምሳኻ ይኹን

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 8 หลายเดือนก่อน +13

    እዋይ ሐወይ እንታይ ዓይነት እየን ናይ ሎምሰ ቁሪብ ፋሪሐት እዚጊ ዘይብለን አቤት በል ንዓካ ዘይርአካዮ ይፍጠረልካ እሳ ካአ ናይ ኢዳ ብአምላክ ትርከቦ እሞ እንዳ ቆረበት እዚ ክትገብር አቤት ዓገብ እዚ ዚገብሮኦ ዘለዋ እንታይ እየን ዚኮኖ ዘለዋ ሕፈራ ከም አደታትክን ኩና ዓገብ

  • @azebghebru2287
    @azebghebru2287 8 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሕማቅ ገዘ ጆሲ ደሕሪ ቁርባን ሰገዳን ዙሙት

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 8 หลายเดือนก่อน +3

    በስመ አብ ወወልድ መንፈስ የቅዱስ አምላክ ክትክእሎ አፅኒዑካ እንተ ንሳ እሞ ቅዱስ ስግኡን ደሙን አብ ከምዚ ውድቀት እናሃለወት ፍፂም ዓብይ ውደቀት 😢

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 8 หลายเดือนก่อน +18

    እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ 😢 ርሓቅ ኣብደይ ኣበሳኻ ከይትኣቱ እዚ ርኽሰት ዩ ርኽስቲ ። ብጣዕሚ ጀግና ኢኻ ኣቦ ደቅኻ ይግበርካ ሓይልኻ ምስ ፈጣሪኻ ኣበርትዓዮ ጽናዕ ።

    • @RomodanAdam
      @RomodanAdam 8 หลายเดือนก่อน

      ክሊ ሱቅ በሊ ወያል

  • @weredetesfagaber9944
    @weredetesfagaber9944 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዘሕፍር እዩ ኣጆካ በርትዕ ብዘይ ፈተና ጉዕዞ የለን ዝሓወይ ኣየ ኣወዳት ረኪበሞ ዘለዉ

  • @yordanostesfay2830
    @yordanostesfay2830 8 หลายเดือนก่อน +12

    ብሓደ ክልተ ኣዋልድ ኩላትና ንልከም ኣለና በጃክን በስምኣብ በላ ዘን የሕዋተይ ❤🙏🙏

    • @yaredThomas-v9l
      @yaredThomas-v9l 8 หลายเดือนก่อน +1

      ንሕና ነኣክን ኣይኮና ነተን ሸራሙጥ ዝኮና ኢና ነብሰን ኪሳብ ዝቀትል ንገብራ ኖካላት።

    • @yaredThomas-v9l
      @yaredThomas-v9l 8 หลายเดือนก่อน

      ሰበይተይ ከማኡ ትግበር ኣንዶ ይመታትራ ኣለኩ ገሓቡ ዝኮንክን ረሰሓት😡😡😡😡

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@yaredThomas-v9l🤣🤣🦓ኣነ ከዓ ስባኣየይ ከምኣ ተገይሩ 👌ታሞ 🤣

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኣታ ሰነፍ መን ከብድካ ረጊጽካ ሃተፍተፍ ትብል ዘሎካ ። ትርር በል ከም ሰብኣይ ጽቡቁን ኩፉኡን ብሓደ ከም ዘይ ኣሕለፍኩምስ ሕጂ የሕሊፍካ ትህባ ።

    • @yordatv419
      @yordatv419 8 หลายเดือนก่อน +2

      Yes ade deku mikana trah miakelo ❤❤❤

  • @Yonas.Ztekahde
    @Yonas.Ztekahde 8 หลายเดือนก่อน +5

    Awalid eritrea Abiden Genzeb Haymanoten Koynu Balegetat😢😢😢😢

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw 8 หลายเดือนก่อน +15

    እዚ እንታይ ክንማሃረሉ ሱቕ ምባል ምሓሸካ ኔሩ:ኩሉ ግዜ ናይ ኣወዳት ኣታሕዛን :ናይ ባህሊ ጸገምን ዩ መብዛሕቲኡ ኣብዚ ናትና ነገራት:ነኣብነት እቲ ወዲ ሰበይቲ ሰብኣይ እንዳ ፈለጠ ንምታይ ይሓታ:ኣብ ባህልና እውን ነውሪ ዩ:እዚ ማለት ስድታት የለዋን ማለት ኣይኮነን:ስለዚ ደቂ ኣንስትዮ ናይ ተፈጥሮ ድኻም እውን ኣለወን ዩ:ስለዚ ክትጽሊ እንተ ቀኒኻ ወይ ምሕረት ትገብረላ ሓዳርካ ትቕጽል::ወይ ከኣ ሙሉቕ ኢልካ ትገድፋ:እምበር ቆልዑ ዝወለድካላ ሰበይቲ ኣብዚ ተዋርዳ:ደሓር ዝኾነ ነገር ክትገብ ጌጋ ዩ:ክትገድፋ ጥራይ ዩ ዕድል ዘለካ::
    Jesus christ is Lord,

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 8 หลายเดือนก่อน

      መብዛሕትኤን ሰብ ሓዳር ከለዋ ሕማቕ ኣከዳድና ዝኽደና ስድታት ኢየን

    • @tedrosmebrahtu8978
      @tedrosmebrahtu8978 8 หลายเดือนก่อน

      Amlak kab nisemeon kab nireyon behayili kidusanika yehaliwena zehawey hiji win kab fetene aytearifin eka kab gegea gega mitsibitsab mikiri kifeat liba silezidefena bejaka yikire belela seba gerika kemita hatinoa zibelikaya gerika nea amlak kitemeo neaka win fikiri dekika metan kititsegib nea kab libika yikire elika kes elika mikiri kefeat sebatin gibiri diyabilosn liba definiwa silezelo neaka kea betekiris hidiget eya mihiratika silezi deden hawey mis ezi wedi enteterakibena beakimey behayili amlak mirekebikiwo nere bizuhat be gibiri diyabilos libom zitedefine kefeuat sebat alowu bejakum ketetsarefina mikitina nihabom nay behaki kebid fetena eu amlak nab libikumin nab kiribanikumin ximilesikum😅😅😅

    • @shkortv7035
      @shkortv7035 8 หลายเดือนก่อน +1

      Kemziom aynet jelfafat srah zeyblom alewu ab europa srah zeyblom geza geza zkedu nab sebut zelwen ansti!

    • @እንዳባጉናዓደይ
      @እንዳባጉናዓደይ 8 หลายเดือนก่อน +3

      ፅቡቕ ባ ጌሩ ከምዜኤን ዝበለ ክዋረዳ ኣለወን ጉዑዙያት ዘይከም ኣዴታተን😢😢

    • @DanielGidey-kr9cw
      @DanielGidey-kr9cw 8 หลายเดือนก่อน

      @@እንዳባጉናዓደይ
      ወዲ ዲኻ ወይስ ጓል? ስም የብልካን ዲዩ?

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 8 หลายเดือนก่อน +7

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዝገርም እዩ ድኽመትና ብዙሕ እዩ!!!

  • @merkebgaulertra966
    @merkebgaulertra966 8 หลายเดือนก่อน +8

    ሰሰላም ጆሲ ከመይ ትኸውን ሰላም ድዩ ኣነ እንታይ እየ ክብል ደልየ ቀዳምነት ዘረባ ሓደ ሰሚዕና ክንፈርድ የብልናን :: ካልኣይ ናይ 6 ወርሒ ማለት እኮ ሓራስ እያ:: ኣብ ሳልስታ ርክብ ክህልዋ ኣይ ክእልን እዩ ስለዚ ገለ ዝተሓበኣና ነገር ኣሎ ::

  • @maekelegebrehiwet9538
    @maekelegebrehiwet9538 5 วันที่ผ่านมา

    ሓወይ ሓወይ! ኣታ ብሩኽ ዕጉስ ! ጎይታ ጠባይ እዚ ኣይግበኣካን እዩ! ብዝኮነ ንሰናይካ ይበሎ። እግዚብሄር ግርህና ርእዮ ዝሓይሽ ይፍጠረካ። እዛ ልቦናኻ ዓቅባ። ደቅኻ ብሰላም ይዕበዩልካ ተስፊት ሓወይ።

  • @KokobLovely
    @KokobLovely 8 หลายเดือนก่อน +6

    Netom zterefu koluatka DANA gberolom

  • @biniamgebremeskel5746
    @biniamgebremeskel5746 8 หลายเดือนก่อน +5

    ዴን ኤ ግበር ደቅኻ ሙኻኖም😢

  • @haileandebrhan11
    @haileandebrhan11 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሓዳር ክገብር ድልየት ኣለኒ ሞ ከምዚ ክሰምዕ ምስ ጀመርኩ በይንኻ ምንባር መሪጸ

    • @delayselam7336
      @delayselam7336 8 หลายเดือนก่อน +1

      Fetn dea edlka bnay seb edl aitmzeno tsbuk gber tsbuk hseb amlak ety tmneyo hadar khbeka eyu hlmi ferihka keidekeska aihdern

    • @maryameywehabitselamey7859
      @maryameywehabitselamey7859 8 หลายเดือนก่อน

      me too 😢

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 8 หลายเดือนก่อน +7

    ኣየ ዘመን
    ኣየ ግዜ
    ኣየ እዋን ኣትን የሕዋተይ እንታይ ትኾና ኣለኽን ግን እዋይ ሓወይ ሕማቅ ረኺብካ ኣለኻ ሞ ፈጣሪ ኣኻእሎ ይሃብካ ንብሎ የለን ። ተወሳኺ ግን ናይ DNA 🧬 መርመራ ከድልየካ'ዩ ዝመስል ። ነዛ ሓብትና ውን ሂወታ ባዕላ ኣባላሽያታ ኣምላኽ ልቦና ይሃባ ።

  • @unitedforlife2473
    @unitedforlife2473 8 หลายเดือนก่อน +1

    Yeah haki yhaysh kebid eyu ezen awalid kolut tkilkilom bflay ab zeytedeleye fetani zkone hadega tetwom alekin..
    Bzkone sbuk temokro timirti koinina alo

  • @EriBiela-x5t
    @EriBiela-x5t 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቀዲማ ዝለመደቶ እያ እምበር ሓራስ ከላ ከምዚ ቅልጣፈ ንዝሮት ኣይምገበረትን ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓግዝካ።

  • @smartcityfool
    @smartcityfool 8 หลายเดือนก่อน +3

    ንወረቐት ኢለን ዝምርዓዋ ምልላይ። ሰብኡት ዊን ዓቕሙ ዘይኮነት ወረቐት ስለዘለዎ ጥራይ ሕራይ ከብላ እንከሎ፣ ኣትያ ምስተረጋገኤት እንታይ ከምትገብር ፍሉጥ እዩ።

  • @zebibtesfay7954
    @zebibtesfay7954 8 หลายเดือนก่อน +3

    Eway kolut rekibomo zelewu ab sdet 😢 zblae zkden kulu rekibom kelewu korirom fkri weledom siinom hanti zeyfeltu hxawnti iyom zedengxu😭😭😭😭

  • @nebaygebresilsye2038
    @nebaygebresilsye2038 8 หลายเดือนก่อน +2

    ብመጀመርያ እዝሓወይ ስለእቲ ልቦናኻን ትዕግስትኻን ከየመስጎንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልነ እንቶኾነ ናይግድን ዲኤን ኤን ክትገብሮሎም ኣልካ ምኽንያቱ ካብቀደም ልምዲ ዘለዋ እያ ትመስል

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጆሲ ሓውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ኢዩ።ናይዞም ሰብ ጉዳይ
    ግን" ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ"ኢዩ ነገሩ።ነዚ ሓውና ድማ
    ኣጆኻ ሕርቃንካ ተቆጻጺርካ ሕጋዊ መፍትሒ ኣናዲ ምስቶም ቤተሰባ ተዘራረብ ስነ ልቦና ደቅኻ ከይጉድኡኻ ህድእ ኢልካ ሕጋዊ መንገዲ ተጠቀም ዝወረደካ ተቀቢልካ ምስ
    ዕድልካ ከይተማርር ካብ ንሳ ትርከበሉ ምርሓቅ ውን ይሕሸካ
    ኣመለኛ ኣመሉ ነይሓድግ እቲ ቆልዓ ተጎዲእዋ ዝበልካዮ ውን
    ሸለል ኢልካ ዝርአ ኣይኮን እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም ካብ ምዓስ ኢዮም ተቀራሪቦም
    ሕማም ከይልኩምኻ
    እስኻ ወዲ ብምዃንካ
    ኢዩ።እንበሪ ብከምኡ ንሓልፍ ደቂ ኣንስትዮ ብዙሓት ኢና ።
    ደቅና ኣዕቢና ክንዲ ሰብ ኮይኖም ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ። ኣጆኻ።
    ናብ ኣምላኽካ ቅረብ ኣዕሪኻ ።ኣብ ኣባት ነብስኹም ቀሪብካ ምኽሪ ርኸብ ኣጆኻ።
    ደቂ ቤተክርስቲያን ኢና እንዳበሉ ሕማቅ ዝሰርሑ እንድዒ የፍርሓካ🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 8 หลายเดือนก่อน +5

    Wey gud intay ena ba nikawn zelen awald ahiwatey😢😢😢

  • @TekluOkbay-m6r
    @TekluOkbay-m6r 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ነዓኻ ይዅን ጆሲ ልክዕ ዩ ሙሉእ ሰብ የለን ብጀካ ፈጣሪ ኣነ ዚገርመኒ እንተ እንተ ሎ ናይ ወዲ ሰብ ቂዲሚ ኩነታት ምብጹሑ ክሕሰብ ዚግብኦ ኣብ ህወት ደቂ ሰባት ናይ ምምዛን ተክእሎና ኣዚዩ ጸቢብ ዩ እንታይ ምባል የ እዚ ሓዉና ኣጋጢምዎ ዘሎ ቀልል ኣይኮነን ይርድኣኒ ዩ መዓረ ክንደይ ህወት ፈታኒ ምኻኑ እዚ ኹሉ ክገብር ከብቂዕ ሲ ኣብቲኣ ናይ መወዳእታ ኽልተ ለቲ ዚሓደረላ ኒምእኒቲ ደቁ ክብል መስዋእቲ ዘይ ከፈለ ምኽንያቱ እቲ ኹሉ ኣጋጢምዎ ዘሎ ኣብ ወሺጡ ገሩ ብሰላም ምስ ሰበቲኡን ደቁን ከም ዚፈላለ እንተ ዚገብር ኣይ ምሓሸን ዶ ሕጂ ክትሪኦ ኸለኻ ኩሉ ኽሳራ ንኽሳራ ኽልተ ሞት ኮኑ እትኦም ብሒጂ ንኸይ ኣጋጢሞማ ህወት መምህር ክትኾና እምበር መምህር ኣይትኾነካን ያ ዓለም ጎዶሎ ስለ ዚኾነት ኣበሃህላይ ተረድእካ ክኸውን ተስፋ ይገብር

  • @trhasgebremeskel-ii8qn
    @trhasgebremeskel-ii8qn 8 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻስ ኣብ ስደት ዝሓዝካያ እካ ትኸዉን ሰበይቲ ሓወይ ኣብ ኤርትራ ዝተመርዓወቶ ናይ 20 ዓመት ሓዳሮም ጠንጥና ካልእ ሰብኣይ ሒዛ ጠሊማቶ ወይለኦም ቆልዑ ሓደ ኣብ ኤርትራ 2ተ ኣብ ስደት ከይ ጠርነፍዎ ቆልዓ ፋሕ ፋሕ ኢሎም እምበር ሓወይ ዊን ከይዱ ኡጋንዳ ከይዱ ተመርዕዩ

  • @ykalooooo8999
    @ykalooooo8999 8 หลายเดือนก่อน +1

    Baley dfeee mebelkwo kemzi natkayu agatimni

  • @abibabraham8763
    @abibabraham8763 8 หลายเดือนก่อน +2

    ግን ተባኢስካ ከለካ ልብካ ካይጸረየ ቁሩባት ከመይ ድዩ ቁሩባት ሐወይ

  • @tamrat7
    @tamrat7 8 หลายเดือนก่อน +3

    እንድዒ ክትኣምኖ የጸግም ኣብ 3 መዓልቲ ይኸብድ እዩ ወይ ኣቀዲሞም ጀሚሮም ተኾይኖም ከኣ ? ብሓቂ ትወረቀት ተረኺብካዮ ኮንካ ከኣ ፡ይቅረ ተበሃሃሉ ኣምላኽ ናይ ምሕረት ኣምላኽ እዩ ።

    • @abrehetestifanos9710
      @abrehetestifanos9710 8 หลายเดือนก่อน

      Endaxerefeto. Eti wushmaa ab geza msaa aqemitatos abey koynu eyu yqre kblela eske?

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc หลายเดือนก่อน +1

    አወይ ሓወይ💔💔😭😭💊

  • @TheAnedo
    @TheAnedo 5 หลายเดือนก่อน

    frezgi wedi hadsh adi (kebabi may ayni) anta nezi hji seb ente qetilomo entay u kibahal?

  • @senaitbereket9530
    @senaitbereket9530 8 หลายเดือนก่อน +3

    እስከ ሰባት ሃንቲ ህቶ ክሃተኩም ስለዘይፈልጦየ በጃኩም ትፈልጥዋ መልሱለይ ብዘይ ቃል ኪዳን ዝተአካከቡ ክቆርብ ይክእሉ ድዮም መልሲ ዝሀብኩምኒ ጎይታ ይባርኩም

    • @sawatube
      @sawatube 8 หลายเดือนก่อน +2

      አብዚ ደገ ንርኢ አለና መቅራብ መጻወቲ ገሮሞ ዝገርም ጊዜ

    • @finaneyobfinaneyob9452
      @finaneyobfinaneyob9452 8 หลายเดือนก่อน +1

      Ykelu ewe seb kgage ykel eyu hansab sle,ztegageye amlak beu ayferdekan eyu dawit kndey ansti nereno gn ka lbi amlak tebahilu yglex eyu mknyatu kab giegeu temahiru bet amlak khanx ka beqieu slezi ykal eyu mwdaq adamawi eyu wediqka zeymtnsae gn seytanawi eyu .
      Ztegagekwo baf qdusanu yarmeni ❤

    • @tesfaeyusnkey3091
      @tesfaeyusnkey3091 8 หลายเดือนก่อน +1

      Ezi melsi kab abotat hatitka dika timlso zelekas weys aflito halika eyu mkinatu nbizuhi seb kegagi ykiel eyu ele sle zhasebiku eye ane kem zmesileni kiqerbu aykielun eyom mkinatu bkal kidan sele zeytemearawu bzey kal kidan mtiekikab kab zumut welahant zfelali yeblun tegage tekoyne ykireta gberuley ahiwatey

  • @AsliAmar
    @AsliAmar 6 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጸገም ኣብ ኩሉና እዩ ዘሎ እቶም ኣወዳት ሓድር ከም ዘለዋ እንዳፈለጡ ንምንታይ ከሙኡ ይገብሩ ።ኢድጸናሒት ሸናሒት .ንሳተን ከኣ ማራ ሰዲደን ኣስተምህሮ ናይ ሓዳር የድልየን ኣሎ ደቒ ኣንስትዮ

  • @biniamestitfanos8368
    @biniamestitfanos8368 8 หลายเดือนก่อน +2

    DNA gberelom netom dekey tblom zeleka lmdi nerwa elka teamn tkenka zearkey

  • @haren33098
    @haren33098 8 หลายเดือนก่อน +3

    ጓል ትምርዓወካ ንጽድቂ ኢላ ኣይኮነትን፡ ሰብኣይ ክትኮና፡ ከተፍቅራ፡ ከተሐንቅቃ፡ ዓለም ከተርእያ፡ ኣብ ዓራትን ኣብ ናብራን ስብእነትካ ከተርእያ እንኮላይ ኢላ ኢያ።
    ዝበዝሓ ኣዋል ዕዋላ ወዲ ዘፍቅራ ወይ ምስ ጥዑይን ምስኪንን ሰብኣየን ገዲፈን ምስ ሓደ ስዲ ወዲ ዝሰርቃ እዚ ስለ ዝደልያ ኢየን።
    ብዙሓት ሓበሻ ኣወዳት ፍቅሪ ኣይትፈልጡን፡ ጓል ከመይ ጌርካ ኣብ ዓራትን ኣብ ናብራን ሰብኣይ ትኾነላ ኣይትፈልጡን። ኣዕጊብኩም ክትሕዝዋ ስለ ዘይትኽእሉ፡ ብቁርባን ወይ ብ ሃይማኖት ዓፊንኩም ክትሕዝዋ ትደልዩ።
    ሰሪሐ እንድየ ዝኣቱ፡
    ኣስቤዛይን ገዛይን ምሉእ እንድዩ
    ሽጋራን መስተን ኣይሰትን ኢየ
    ወዘተ ጥራይ ትብሉ
    ሰበይቲ ንሱ ጥራይ ድዩ ዘድልያ
    ምሓዛ ክትኮና ድያ ተመርዕያትካ
    ሕሰቦ ሃይማኖት ኣመኽኒኻ ሸውዓቲኡ ኣጽዋማት ትጸውም፡
    ቁርባንን ቅዳሴን እንዳ በልካ ቀዳመ ሰንበት ኣይትቀርባን እንተ ኾንካ
    እሞ ኣብዚ ዓዲ ኤውሮጳ ሰስቡሑ በሊዓ ኮፍ ኢላ ትውዕል ሰበይቲ ካልእ ክትሓብ ንቡር ኢዩ።
    ሰበይቲ ሓዊ ዝጨኑ ሰብኣይ ኢያ ትፈቱ
    ቁሩብ ዘፍርሓ፡ ዝመልካ፡ ትርር ዝበለ
    ኣብ ዓራት ስብእነቱ ዘርእያ
    ፍቅሪን ኣቃልቦን እንዳ ሃበ ዘዘናግዓ ከም ንግስቲ ዝሕዛ፡ ቅንኣት ዝስምዖ፡ ዝግደሰላ፡ ምቆጻጸራ ወዲ ኢያ ትፈቱ፡
    ከም ኣደ ዓይነት፡ ምስኪን፡ ሕያዋይ ዝሑል ወዲ ትፈቱ ጓል የላን።
    ኣብ ርእሴኻ ሰሪቃ ረኺብካያ
    ሓንሳእ እባ ይቅረታ ክዛረበኪ ኢልካ ምሽክንክን እንዳ በልካ ትሓታ፡ ብዛዕባ ምስራቃ ክትዛረባ ቅድም ንዒ ንጸሊ ኢልካ ኣቡነ ዘበሰማያት ትደግመላ እንተ ኾንካ ዋእ እምበር ከ ተፍቅራ ዲኻ፡ እምበር ከ ቅንኢ ይስምዓካ ዶ?
    ምዓስ ክትሓርቅ ትኽእል።
    ሓወይ ነብስኻ ፈትሽ
    ኣብ ርእሴኻ ክትዝሙ ቅቡል ኣይኮነን
    ግዳ ቅድሚ ንዕኣ ኣብ ሜድያ መጺእካ ምኽሳስካ ነብስኻ ፈትሽ፡
    ኣነ ከም ሰብኣይ ኣብ ናብራ ፡ ኣብ ዓራት፡ ኣብ ፍቅሪ ከም ሰብኣይ የዕግባ ዶ ነይረ ኢልካ ነብስኻ ፈትሽ።
    ሓዋ ወይ ምሓዝኣ ወይ ውን ኣዲኣ ኮንካ ኢኻ ትስምዓ ኔርካ

    • @Asmir914
      @Asmir914 8 หลายเดือนก่อน

      Amo kidan ako kbur ayu ktsewr zeykonet zelewa ms sebaya bglxi ktzerareb ygbea ab hadar mstir khlu yeblun behalit aye gal kea ati ktgebro zgbea gerado nsebaya sebay tgebr gal ansteyti aya ab wlad zbexhe hadar ka gedifka nab kalauet mkadke antay xbake khlwo

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 8 หลายเดือนก่อน +2

      Btaemi lebam seb ❤❤❤❤❤❤

    • @Halamadrid676
      @Halamadrid676 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@Erey647-l9pብኸመይ ለባም ኣይተሰማምዓክን ወይ ደኺምኪ ትፈትሕዮ ድሕሪኡ ድላይኪ ትገብሪ ኣብ ሓዳር ከላ ከምዚ ክትገብር ግን ትቀትሎ ኢያ ዘላ ዳሓር ምስ ተቀተልክን ካኣ ቀተልቲ ኣሕዋቶም ትብላ

    • @Erey647-l9p
      @Erey647-l9p 8 หลายเดือนก่อน

      @@Halamadrid676 eti nblo zelena hasab ba teredeayo.ezi wedi ab nbsey giega ybleyen yblena alo kemey gieru mulue seb iye ybel alo giega zeyblu seb yelen.ezom ane teuy iye zblu sebat ke a eti zbezehe giegatat abom yxeneh giegom ke a ayqbelun iyom enterfo nsom zblewo tray teuy ymeslom giegom keman ayqbelun..hade belih seb shigratu beabeyti sebat. yerektu betom feletey zblom seturat wurzuyat gieru iyu Shegru gudayu zfeteh ezi seb gn kemey elka natu tray semieka tfered ab mas mediea mexu gud ade dequ zewuxe si nay herqanen hene mfdayen smiet iyu zelewo hawey shgru ab screen mexiu zefethe yelen enterfo zeabedee.selezi kidan ab kalkidan zteserete aykonen ab cristianawi hiwet menbaren ferhat amlak mehelawum iyu ember ab mahla aykonen meseretu qal kidan.

    • @Halamadrid676
      @Halamadrid676 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@Erey647-l9pጽቡቅ ኣለኺ ኣብ ሜድያ ምምጻእ ኣየድልን ኢዩ ኔሩ ብውሽጢ ክፈትሖ ኔርዎ ንኹሉ ውርደት ኢዩ ወላ ንደቁ ጽቡቅ ኣለኺ ኣነ ዝመለስኩ ግን ብዛዕባ ሰብኣይ ኣይኮንካላን ከይትኸውን ንዝብል ጽሑፍ ናይዚ ሓውና ጽቡቅ ዘረባ ስለ ዝበልኪ ኢየ ሰብኣይ ተዘይኮይንላ መጀመርታ ክትፈትሖ ኣለዋ ድሕሪኡ ድላያ ትገብር እምበር ኣብ ልዕሊኡ ክትድርበሉ ንወዲ ማራ ከቢድ ኢዩ እዚ ኩሉ ምቅታል ውን ንሱ ዘምጽኦ ኢዩ እዚ ወዲ ከማን ብኸመይ ጺርዎ ኣሎ ይገርም ኢዩ ክሳብ ዘሎ ዘይወጽእ ስቅያት ኢዩ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ሓቂ ተኾይኑ ማለት ኢዩ

  • @biki201
    @biki201 8 หลายเดือนก่อน +4

    Hei Josi telefonka sdedeley ane keman natey aleni

  • @21cent.ERITREA
    @21cent.ERITREA 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸበርካ ሃውና፡ ኣብ ኩሉ ዘሎ ኢዩ፡ ሓደ ነገር ግን ክመክረካ፡ ምስ ደቅኻ፡ ዘለካ ዝምድና ብ ሕጋዊ መዳይ ግበሮ። ክትወስዶም ፡ ብሕጊ ይምልከተካ ኢዩ፡፡ ናታ ረሳዓዮ፡ ነዓኻ ትከውን ኣይኮነትን። ደቅኻ፡ ብከመይ ትረክቦም፡ ስራሕ። ኣብ ማስ መዲያ፡ ምውጻእካ፡ ነቲ ጉዳይ የጋድዶ። ግን ምክሪ ኪንህበካ፡ እውን ጽቡቕ ኢዩ። እምነት ውልቃዊ ኢዩ፡ ናይ ሞራል ጉዳይ ኢዩ እዚ ፡ ብስም ኣብ ቤተክርስትያን ትመላለስ ኢያ ኢልካ፡ ኣይትዓሹ፡ ምክንያቱ ሰባት ስለ ዝኮና፡ እንተ ኪኢልካ፡ ደቅኻ ትረክበሉ መገዲ ድለ፡ ንሳ እውን ኣደ ስለ ዝኮነት ፡ ሓግዛ ማለት ፡ ምእንቲ ደቅኻ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ክትረክቦም ትክለሉ መገዲ ምከር፡ ንዓኣኣ ብጽልኢ ምርኣይ ጥቕሚ የብሉን። ንሳ ድክምቲ ስለ ዚኮነት ተወዲኡ። ናይ ደቅኻ ጉዳይ ንዓኻ ኣገዳሲ ኢዩ፡ ስለዚ ዘለካ ቃንዛ ይርዳኒ ኢዩ፡ ግን ዝቅየር ነገር የለን። ዝቅየር ነገር ከም ዘየሎ ፈሊጥካ ናትካ ኣተኩሮ፡ ብከመይ ጌረ ደቀይ ካብ ዚ ዘለውዎ ፡ቃንዛ የናግፎም ኢልካ ሕሰብ። ስለዚ ኣምላክ ይሓግዝካ። ኣሜን።

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 6 หลายเดือนก่อน

    ናይቲ ሰብ ብንጹር ሓበሬታ ደልየ ኣለኹ ዝከኣል እተደኣ ኮይኑ
    ብውሽጢ ርኸበኒ በሎ ናብ ኢመይል ስደደለይ

  • @fikerfiker7922
    @fikerfiker7922 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናብ ሕጊ ኪደ ንደቅካ ክትርእይ

  • @Fishtsigab
    @Fishtsigab 8 หลายเดือนก่อน +7

    ድኤንአ ግበር ናይቶም ደቀይ ትብሎም ዘለኻ።ስለ ጉሉጽነትካ ትብዓትካ የመስግነካ፡ምሉእ ዕረፍቲ ክትረክብ ብዛዕባ ደቅኻ መርመራ ኣካይድ!!

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ሐቅካ እወ ከምኡ ሰለዝለመደት እበር ምክንያት በቴጓል ሰንኪ ወይገለ ዝብሃል የለን አመለኛ ሰለዝኮነት እዩ አምላክ ገላጊሉካ አሎ ደቅካ ተገዲሰካ ሐልዋም ይግብአካ እዩ ደቅካ ወሰድ ንሰካ እዚአ አብርእሲ ሐደራ ገበነኛ እያ ክዳዉንታ ጠሪፍካ ክትሰጓ ነሩካ ሰዲ ደይከመዲታታ ደቅኒሰትዬ ሰነሰርዓት ግበራ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪✊👊❤️👍✍️🙏አጆካ መድህንአለም ኢዱ አቢሩልካ ❤🎉🙏✍️👍❤️✊✊💪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 8 หลายเดือนก่อน +2

    ወይ ግዜ ኣምላክ ብሀጥያትና ከይኮነስ ብኣምላክ ቸርነት ይቅረ ይበለና እንበር ስጋ ሀደሙ ወሲድካ ዶ ቀለለል ኣጇካ ተኣግስ ንደቅካ ህሰብ ፀሏት ኣይተቃርፅ

  • @ሲባ
    @ሲባ 8 หลายเดือนก่อน +4

    በይንካ ትመርጸሉ ጌዜ

  • @eridemo7375
    @eridemo7375 หลายเดือนก่อน

    DNA gberelom za hawey arki mhaza baela mifeletet .nay wladka aregagix.

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዕላ ናይ ብሕትኹም ኣምሲኩሞ ናብ ህዝቢ እንድሕር ወሪዱ ንህዝቢ ዕድል ሃብዎ

  • @seblemehari2817
    @seblemehari2817 8 หลายเดือนก่อน +2

    I feel sorry for this guy I have similar story can you introduce me please Josie thanks

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 5 หลายเดือนก่อน +1

    አብየት ቁርባን🙈

  • @ABELSAMUEL-l6v
    @ABELSAMUEL-l6v 8 หลายเดือนก่อน +1

    i feel very sorry , egzbhere yhalwalka deqka they are the leader of next generation....

  • @waw1593
    @waw1593 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nay deken mexae aygdsenin eyu. Koliut tebedilom😢

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 8 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ዝብሎ ዘሎ ጌጋ እዩ፡ ንሳ እንታይ ከምትብል ግን ኣይንፈልጥን ኢና። እቲ ነቶም ዝቐትልወን ምስ ተጨነቕካ ዘይግበር የለን ግን ጌጋ እዩ። ዋላ ትኺድ ዋላ ትዞሙ ናታ ጉዳይ እዩ፡ ነሱ ጽቡቕ ጌሩ ካብቲ ገዛ መውጽኡ።

    • @hailegebray6023
      @hailegebray6023 8 หลายเดือนก่อน

      Anta balge ab kalkidan kola kitzmu aygibain iyu tirgum kalkidan tifelto dika kizmu intedlya ka mis sebay kitfath alw bahm denkor (Pagan)

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@hailegebray6023 ጽቡቕ ጌራ ኣይበልኩን ግን ዋላ ትዞሙ ኣይትዘሙ ናቱ ጉዳይ ኣይኮነን ክቐትላውን መሰል የብሉን፡ ስለዚ ገዛ ገዲፉ ምውጽኡ ጽቡቕ ጌሩ።

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 8 หลายเดือนก่อน +2

    Media bet Ferdi yekeyer alo mesleni kabzi seb entay eu kemehar seb

  • @habtomamanual9660
    @habtomamanual9660 8 หลายเดือนก่อน +3

    ክእለት ይሃብካ ዝሐወይ ከቢድ ሽግር እዬ አጋጢሙካ

  • @edenbrhane8258
    @edenbrhane8258 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ewy qoleu zerekbewo zelewu mesakin

  • @nathanlove8607
    @nathanlove8607 8 หลายเดือนก่อน +3

    There is 2 stories here don't judge by listening to him only God knows the truth!!!!!!!!

  • @GrmayEman-in3nq
    @GrmayEman-in3nq 8 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢስ እንታዩ ክምሃር ካብዚባ እንታይ ንኸውን ኣለና ከም ሕብረተ ሰብ ፖእእ

  • @kifleteweldebrhan826
    @kifleteweldebrhan826 8 หลายเดือนก่อน +2

    Sehr traurig.
    Wenn du Vaterschaft & Sorgeerklärung Unterlagen hast, du kannst deiner kinder mitnehmen.
    Das Problem ist viele Familie machen das nicht.
    Wo ich wohne hat niemandem das gemacht Außer ich.
    Wenn man es die Familie solche types gibt,denken die familie was Negatives.
    Aber die Wahrheit ist nicht so, soweit man lebt gibt's alles im leben, liebe , scheidung, tod und und und . Deshalb muss man alles Akzeptieren & was wichtiges für Ihn und seiner kinder machen.

  • @teaby6258
    @teaby6258 8 หลายเดือนก่อน +5

    Miskinay hawey segem rekibka

  • @truth3960
    @truth3960 5 หลายเดือนก่อน +1

    Etom ziterefu koluu amermirom

  • @eruhaile9751
    @eruhaile9751 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi wedi kaboom anistom zqitqtom eyu zmesl mskinay

  • @MeraTefu
    @MeraTefu 8 หลายเดือนก่อน +1

    Josi kemzen awalid ወሬና ኮንካ ተሪፍካ አኮ ይገርም አዩ😂😂😂

    • @hyabzemu4538
      @hyabzemu4538 8 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki

  • @Channel23-t9n
    @Channel23-t9n 8 หลายเดือนก่อน

    Abzi mexika mzrab mefthi aykewnn yu. Nska dekka kemey gerka ab edka ketetwom tray xear. Kabzi kmehar zkiel yelen. Beta bselam zhasebkaya bia ktwdia nerka. Schade. Xelaiena dekka b wshma sebeytka ayetewu.

  • @meditationminutes985
    @meditationminutes985 5 หลายเดือนก่อน +1

    Eway Gize Miskeen hawey🥹

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 8 หลายเดือนก่อน +7

    ዝሕዝን አዩ

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 8 หลายเดือนก่อน +1

    Mecham ezom akeshtyi nay eropa tebasu nebure feteh aytefateh kamayi yekoreb😢😢

  • @wienta2640
    @wienta2640 8 หลายเดือนก่อน +1

    qetlo hredo belo kara wetfelu nab kebdi wedi shrmuta Eyu ezi kgermeka nezi tblo zeleka adieu schrmita eye welidato nayta gahba adiU wesidi

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ 8 หลายเดือนก่อน +3

    በስማኣም ካብዚ ማሓረና😢😢

  • @nigistifessahaye2404
    @nigistifessahaye2404 8 หลายเดือนก่อน +2

    Betame Zednika Kamze Ayneti sabe Kamaka Yibezahi bezaiba Dekia Tihasibe

  • @Yosantewelde-wk7ks
    @Yosantewelde-wk7ks 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰበይትካ ምወሳድ ቀሊል እዩ ሎሚ ኣደታትኩም ኣቦታትኩም ከይወስድልኩም ተጠንቀቁ ደቂኩም ክኣኣ😂😂😂😂😂