መልሲ ንዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቱ / ሥልጣን ከሠተ

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 297

  • @danielredae680
    @danielredae680 ปีที่แล้ว +16

    ሰላም ክቡር ሓው ሱልጣን ከመይ ትከውን ሰላመ አግዚኣብሄር ምስ ኩላትና ይኩን ኣነ ክብል ደልየ ዘለኹሲ ንስኻን መርጌታ ዘኣማኑኤልን መማህራና ኢኹም ጸጋኡ ይብዛሃልኩም አንተ ኾነ ግን በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ናይ ብሓቂ ብዙሕ መአመን ይጉዳአ ኣሎ ነዓኹም ኣይርደኣኩምን ኣሎ ብዙሕ ሰብ አዩ ዝከታተለኩም አቲ ሃቂ ኢና ንምህር አንዳ በልኩም ነናትኩም ደገፍቲ ትፈጥሩ ኣለኹም አንተ ኾነ አቲ ሃቂ ከምዚ ክኸውን ዝግበኦ ኮይኑ ኣይስመዓንን አዩ አዚ ማስሜድያ አዩ አቲ ክርስቲያናዊ ሓቂ ብውሽጢ ተረዳዴኩም ናብዚ ማስሜዲያ ትፍንዉዎ ከምዚ ትገብርዎ ዘለኹም ግን ብዝሒ ደገፍቲ ደኣ አምበር ሓድነት ኣይመጽን ኢዩ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና

    • @mussietemesgen8520
      @mussietemesgen8520 ปีที่แล้ว +7

      ብርግጽ ሓወይ ከምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ስለ ምእመናን ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ።ኣምላከ ቅዱሳን ሰላሙ የውርደልና።

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray ปีที่แล้ว +1

      ዘአማኑኤል ክረዳዳእ ዘይክእል ስለ ዝኾነ እዩ'ኮ እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ: እቲ ናብዚ ዘምጽኦ ሪከርዱ ኣይሰማዕካዮን ዲኻ: 'ናፈለጠ እዩ ሰብ ዝቕሽሽ ካብ ኣዘራርብኡ'ኳ ምርዳእ ይከኣል! ንምእመናን ጸገም ከይከውን ዝብል ከዓ ንምንታይ መሪጽና ዘይነዳምጽ እንድሕር ዘናውጸና ኮይኑ ?

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +4

    መምህር ኣሽመላሽ ፅቡቕ ገይሮም ብዛዕባ ዓብይን ንእሽቶንን ቤተክርስትያን ኣምህሮምና ነይሮም በዚ ፬ ዓመት ይመስለኒ

  • @filmonfsehatsion4471
    @filmonfsehatsion4471 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን መምህር ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና❤❤❤❤❤

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ
    @ገኒየድንግልማርያምልጅ ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡን በረኸቱን የብዘሓልካ ክቡር መምህረይ🙏🙏🙏

  • @kbragoytom5057
    @kbragoytom5057 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐለና አዘያ ዝፈትወካ መምህረይ መዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @senaitzeratsion3578
    @senaitzeratsion3578 ปีที่แล้ว +6

    ስዓብቲ ስለ ዘብዛሕካ ጽቡቅ ኣለካ ስለ ዝበሉካ ቃል ሂወት የስምዓልና ስለ ዝበሉካ ጽቡቅ ኣለኩ ኢልካ ከይትሓስብ ነብስካ መርምር ምስ ናይ ይቅሬትኡ

    • @NeHiRi
      @NeHiRi ปีที่แล้ว +1

      Emo gega aleka tbli entekonki da nmntay gegeu zeytnegryo?
      Eti nebska mermr zbelkyo ka nebski ke mermirki diki?

    • @senaitzeratsion3578
      @senaitzeratsion3578 ปีที่แล้ว +1

      @@NeHiRi እዚ እዋን እዚ ናይ ቲፌዞ እዋን ስለ ዝኮነ ድኣንበር እቲ ቅኑዕን ጌጋን ንዓካ ወይ ንዓኪ ኣይጠፍኣኩምን ኢዩ

    • @semharsbhat9005
      @semharsbhat9005 ปีที่แล้ว

      ​@@senaitzeratsion3578ayyy beqa kab zeykewn mzrab ztegageyo zeytnegryo gn sle zeyele kolel tbli aleki

    • @senaitzeratsion3578
      @senaitzeratsion3578 ปีที่แล้ว

      @@semharsbhat9005 ይቅሬታ ዝሓፍተይ እቲ ዝዛረቦ ሂወት የውህብ ዩ ኢልኪ ተሓሲብኪ ስምዕዮ ከምቲ ዝምሃረኪ ጌርኪ ከኣ ፍረይሉ ምስ ይቅሬትኡ ሓፍተይ ናተይ

    • @semharsbhat9005
      @semharsbhat9005 ปีที่แล้ว

      @@senaitzeratsion3578 ይቅረታ ሲስ zey shimu hibom ene axelimomo eti hzbi kea geaga rdit hizu keyzareb ilu eyu ember entay xerfi do xerifu eyu.kaleay kea hiwet zhb sbket buzuh alo abti wushiti atiki ktmhari tkeli iki

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans ปีที่แล้ว +5

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @hayliamlak2198
    @hayliamlak2198 ปีที่แล้ว +6

    ዝሕጎሰሉን ዝኾርዓሉን መምህረይ በርትዕ ❤❤❤❤

  • @edeneden889
    @edeneden889 ปีที่แล้ว +6

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ስልሓን ሓወይ እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ
    @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ ปีที่แล้ว +9

    ስልጣነይ እንኳዕ ስላም መፅእካ መምህርይ ማዓርይ ዕድመን ጥዕናን ይህበካ እግዚአብሔር አምላኽ እመ ብርሃን አብ ዝርየካ ትኪን ኩሉ ግዜ ንአካ ዝልዕልና እግዚአብሔር አምላኽ ይክበራ ይመስገን ❤

  • @Miraclewillhappen2024
    @Miraclewillhappen2024 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤት ሓንቲ ትወድቅ ቃል ዘይብሉ ትምህርቲ..እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ትሕትናን❤❤❤ ከማኻ ዝበሉ መምህራን የብዝሓልና እግዚኣብሄር ድማ ዘመንኻ ይባርኽ....እዚ መርጌታ እየ ብሃሊ ከኣ መልሱ ሒዙ ክመጽእ እንተኪኢሉ ንርኢ😂

  • @BahirMedia-ባህር
    @BahirMedia-ባህር 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትዋዓሉ ይዓድለና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣባይነሽልኡኽ-የ9ጨ
    @ኣባይነሽልኡኽ-የ9ጨ ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ጸግኡ በረክቱ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤

  • @ሜሪጓልተዋህዶYouTube
    @ሜሪጓልተዋህዶYouTube ปีที่แล้ว +9

    እግዚአብሔር ይመሰግን ጀግና ወዲ ተዋህዶ ሰልጣንይ የኔ ናፍቆተ❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ይመስገን ሥልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽንዐና ካብ መደናገርት የድሕነና🙏

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትዋዓሉ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️♥️

  • @norhor2661
    @norhor2661 ปีที่แล้ว

    እግዚአ ብሔር ይመስገን ኣምላክ ብሓቁ ቃለሂወት የሰመዐልና እኳዕ ዳሓን ምፀኻ ስልጣን ሓወና ♥️♥️♥️🌹🌹🕊🤲🙏🙏🙏

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ
    @ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን እኳዕ ዳሓን ምፀኻ ስልጣን ሓወና ቃል ህይወተ ያስምዕልና❤

  • @ትግራይዓደይመዓረይ
    @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว +2

    አንበሳ መምህር መዓረይ በርትዕ ካብዚ ንላዕሊ ጥበቡ ይግለፀልካ ዝያዳ ኩሎም√√√√

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህርና❤

  • @سارهساره-س8ش
    @سارهساره-س8ش ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር መምህርና🙏🙏❤❤❤❤❤👏👏👏👏😍😍😍😍😍😍

  • @terhas4842
    @terhas4842 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህረይ ጸግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ🙏🙏❤⛪❤

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሓን መጸአካ ኩቡር መምህርና ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤

  • @Mihret-b4b
    @Mihret-b4b ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማዓልና ቡሩኽ ሓውና! ጽቡቅ ገርካ አስከ ትምህርት ኣቅስሞ ነዝ ንህዝብ ዘጥፈእ ዘሎ መርጌታ,

  • @goggo5414
    @goggo5414 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን 3 ✝️🙏ሃማካ ዝበለ ይብዘሓያ ሰልጣን ሓወና ❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
    @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐለካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤

  • @senaitabrahadesta8485
    @senaitabrahadesta8485 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስምኣልና ስልጣን ሓወይ አዝጋብሄር ኣምላኽ ይባርካ 🙏🙏🙏🙏

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኩቡር መምህርና ስልጣን ናይ ዘመን ዕድሜካ ይባርከልካ 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️

  • @user-qo2vv1ep2p
    @user-qo2vv1ep2p ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ ቃል ህይወት የስመዓልና

  • @tseadugrmay6989
    @tseadugrmay6989 ปีที่แล้ว +4

    ስልጣን ሓውና ከማካ የብዝሓልና መክኒያቱ ህዝብና ኪነቅሕ እግዚኣቢሔ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስምኣልና ሥልጣን ሓወይ እቲ ደስ ዝብል ንሓዉኻ ብፍቅሪ ነቲ ዝተጋገዮ ምእርናብ እዩ ❤❤❤❤

  • @ተክለYouTube
    @ተክለYouTube ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና

  • @medhini7477
    @medhini7477 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህይወት የስመዐልና ካብ ኩፍእ ዘበለ ኣምላክ የሓልካ መምህርና❤

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 ปีที่แล้ว +3

    ሃጆኻ ብጣዕሚ ጹቡቅ መልሲ
    ዕድመ ያብካ

  • @የድንግልማርያምልጁነኝ
    @የድንግልማርያምልጁነኝ ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ ያብዘሐልኻ

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም ምፅእካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤

  • @biniam-eh4jg
    @biniam-eh4jg ปีที่แล้ว +2

    .ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @salamhsalm540
    @salamhsalm540 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመሰገን ሰለ ኩሉ ነገር የተዋህዶ ሓሪበኛ በሪትዒ ፀጋኡ ያብዝሐልካ ወድነናዋ ካብ ጥፍኣት መንገድ ይሰዉረና ፈጣሪ💔❤😘

  • @brhanebb1960
    @brhanebb1960 ปีที่แล้ว +2

    ኣስይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ስሊጣነይ እንዃዕ ናባዕልና ከንካ ፀጋኡ ያብዘሐልካ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ቃል ህይውት ያስመዓና♥️🥰🥰🥰♥️♥️🌹

  • @jddjr756
    @jddjr756 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዐልካ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ይባርኽካ ዝሓወይ

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ስልጣን ሓወይ ተባዕ ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 ปีที่แล้ว +5

    ልዕል እግዝኣብሔር ይመስገን ስልጣን ክውር መምህርና እንኳዕ ሰላም መፃካልና ቃለ ህይወት የስመዐልና

    • @zainazaina2750
      @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

      እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዝኣብሔር

    • @zainazaina2750
      @zainazaina2750 ปีที่แล้ว

      እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዝኣብሔር

  • @tretre-br2fv
    @tretre-br2fv ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ፍቁር ወዲ ክርስቶስ ኣማስል ሃወርያት። ኣይትገደሰሎም መምህረይ ንስካ ጥራሕ ብመንገዲ ሓቅካ ተጓዓዝ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ❤👏👏👏🕊

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ናይ መ/ሪ ኣማኑኤል ጸገሙ ንሱ ጥራይ ዝፈልጥ ስለ ዝመስሎ እዩ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว +14

    ቁዱስ ስም እቲ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ናብዚ ቁዱስ ስፍራ ዘብቀዐና እንኳዕ ብሰላም መፃካ ነክብረካን ንፈትወካን መምህረይ 🙏🙏🙏

  • @ftaw6221
    @ftaw6221 ปีที่แล้ว +4

    ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏🙏🙏

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤😊😊
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤😊

  • @YbWedikeshi-z7q
    @YbWedikeshi-z7q 7 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና ክብሪ ይሃበልና

  • @fuch9239
    @fuch9239 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና

  • @ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ
    @ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ ปีที่แล้ว

    ማራናታ እግዝኣብሄር ማራናታ ኣምላከይ ርድኣና❤❤❤

  • @meriweldegbaral4620
    @meriweldegbaral4620 ปีที่แล้ว +5

    እንኾዕ ብሰላም መፃካ ሥልጣንይ የኔ ዓይነይ❤❤❤

  • @gueshgrmay8216
    @gueshgrmay8216 ปีที่แล้ว +2

    ስልጣን ሐውና ቃለሂወት የስመዓልና አገልግሎትካ ይባርኼልካን ይቀድሰልካን

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +24

    ለወርሀዊ መታሰብያ ክብረ በዓል አክሱማዊ ማህሌታይ ቅዱሰ ያሬድ እንኳን አደረሳችሁ ምእመናን❤

  • @atakiltihadish4523
    @atakiltihadish4523 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና

  • @samritey4824
    @samritey4824 ปีที่แล้ว +4

    ኦ ጎይታ ቀልጢፍካ ንዓ 🙏, አንታይ ዓይነት አዋን እና በጺሕና

  • @Inspireyg
    @Inspireyg ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ስልጣን ሓወይ: ዕቤትካ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብዘገርም ፍጥነት እንዳ ወሰከ ይከይድ ምህላዉ: ስለኻ ንኣምላክ አመስግኖ:: እዚ ድማ: ካብ ክእለት ዘረባ ዘይኮነስ: እቲ ከይተሓለልካ ግዜኻ ንምንባብ መጻሕፍቲ እተሕልፎ እዩ:: ስለዚ ፍልጠት ሓይሊ ይህብ: ሓይሊ ድማ ትብዓት የሕድር እዩ እሞ: ኣምላክ ብምግላጽ ጸግኡ ከዕብየካ ጸሎተይ እዩ:: ብዙሕ ተባረክ!

    • @filmonaforki1419
      @filmonaforki1419 ปีที่แล้ว

      Ayenaynay eu eti ebyet nenhdhdom mblae dyu mkan haqka nayziom ebet edu seb abaliu zenaqut zelo

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @sesuwel514
    @sesuwel514 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዛሓልካ

  • @merhawitmerhawit8067
    @merhawitmerhawit8067 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር

  • @ዮንታንዮኒ
    @ዮንታንዮኒ ปีที่แล้ว

    ❤❤ቃል ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ንጹር ኦርቶዶክሳዊ መልሲ እዩ፡ደስ ዘብል ነገሩ ድማ ጌጋታትና ባዕልና፡ንባዕልና ክንተኣራረም ምኽኣል እዩ፡ ካብ ብደገ ሰሚዖም ዘይኣመንቲ እናተላገጹ መልሲ ክህቡ ዝፍትኑ ዝበለጸ ብምርድዳእ መንፈስ ክቀርብ ከሎ እዩ፡ ከምዚ ግን ስልጣን ሓወይ ንሰባት ካብ ኣቀዲምካ ምንኣድን ምሙጋስን ድሓር ከምዚ ኢልካ ኣብ ክርክርን ዘይምርድዳእን ምስ በጻሕካስ ሕማቅ እዩ ዝስምዓካ

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak tsegeu yebzehelka🙏

  • @alemtekie5941
    @alemtekie5941 ปีที่แล้ว +6

    ቃል ሂወት የስማኣልና 🙏

  • @ሜሪተስፋንፅባሕ
    @ሜሪተስፋንፅባሕ ปีที่แล้ว +5

    ቃል ሰናይ ጸጉኡ የብዘሐልካ ወድኖ💚

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ የብዝሐልካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤
    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤

  • @simretberhane501
    @simretberhane501 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmalna
    Orthodox tewahdo n zelalem tinber

  • @galmhrey
    @galmhrey ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዐልና ሰልጠነ ሓወይ ፀጋኡ የብዘሐልካ ❤❤❤

  • @yorusalemalem1672
    @yorusalemalem1672 ปีที่แล้ว +2

    Egzabher xegaka yebzhayo sltan Hawey❤❤❤

  • @zemedebaytabr5113
    @zemedebaytabr5113 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን
    እንተ መርጌታ ኣማኑኤል ግን ትዕቢት ኣለዎ ብጣዕሚ
    ይቅረ በለሉ ሕሉፍ ክኸውን እዩ ዝፍትን ኒዳኒኤል ክስረት ኣማኽረኒ ክሳብ ዝብሎ ተጸበዮ ስልጣን

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ

    • @abielgrmayabi3431
      @abielgrmayabi3431 ปีที่แล้ว

      ኣየ ፡ዘመነ ሊቃዉንቲ ብዘይ ቅድስና

  • @NegasiAsfaha
    @NegasiAsfaha ปีที่แล้ว +4

    እዚ መሪጌታ ዘአማኑኤል ዝበሃል ዓጀው ጀው ጀሚሩ ኣሎ።እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደሉ።

  • @zahra6770
    @zahra6770 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና❤

  • @weldeab9707
    @weldeab9707 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሄወት የስማዓልና ።

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ኣለኻ ፍቃድ ናይ ሰባት ኣድላዪ እዩ እንድሕር ዳኣ ብመንፈስ ተመሪሖም ዝወድቁ ዝጋገዩ ተኾይኖም'ሲ ዝጽሕፍዎ ዝርእይዎ ብጌጋ ተጻሓፉ ተኾነ'ኸ ማለት እግዚአብሔር ነቶም እሙናት ይፈልጦም እዩ ንሕና ግና ኣይንፈልጥን ስለዚ ብኸመይ ዳኣ ክንፈልዮም ይኾነልና

  • @MmMm-hw7nk
    @MmMm-hw7nk ปีที่แล้ว +1

    ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ

  • @samiaha6007
    @samiaha6007 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቅ ቃል ሕይወት ያስመዕልና

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ปีที่แล้ว +10

    ኣምላክ ካብ ጭንቂ የድሕንኩም ኣሕዋት😢

  • @akiaksumawit4937
    @akiaksumawit4937 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህር ስልጣነይ🥰🥰🥰

  • @ry8319
    @ry8319 ปีที่แล้ว +3

    _እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታኻ ይብዛሕ ሰልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤_

  • @habenhagos2922
    @habenhagos2922 ปีที่แล้ว +2

    Waw sltaney btami nfue qexlo ajoka egziabhier xeguu yebzhalka

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 ปีที่แล้ว

    kale hiwet yesmaialna 🙏🤲🙏🙏

  • @SSs-yv2dn
    @SSs-yv2dn ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያስመዐልና መምርህር ስልሓን ሓወይ🥰🥰

  • @semharsbhat9005
    @semharsbhat9005 ปีที่แล้ว

    qale hiwet yesmealna kubur memhrna

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +5

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብዞም መታለልቲ ባዕሉ ይሓልወና 🙏🙏🙏

  • @salama9687
    @salama9687 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣኑየ ❤❤❤❤

  • @habtomtewelde6691
    @habtomtewelde6691 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት ኩቡር ሓው ስልጣን ነቶም ዝጻረፉ ኣይትገደሰሎም ምኽንያቱ ንሓሳብ ብሓሳብ ክምልሱ ኣይክእሉን ኢዮም።እንተ ናይ መርጌታ ዘኣማኑኤል እሞ ኣምላኽ ናብ ልቡ ይምለሶ ።

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 ปีที่แล้ว +3

    መጽሓፍ ቁዱስ ዘይምንባብ ሑሱም መን አዩ ቁኑዕ መን አዩ ጉጉይ ምፈለና ነርና አንበር ኣነስ ናይ ኣቦና ኣማኒኤልን መምህርና ስልጣን ይሰምዕ አየ ስለዚ ብውሽጢ ግበርዎ አቲ ዘይ ምርድዳአ ንዓና ኣይትፋራርቁና ኣብ ትምህርቱሉም

    • @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr
      @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ zearkey ሰብ ፋሕ ከብሉ ኢዮሞ ዝጽዕሩ ዘለዉ

    • @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr
      @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr ปีที่แล้ว

      ስልጣን ከኣ እንተ ኪኢልካ ብውሽጢ ተረዳዳእ እንተ ዘይ ኮይኑ ከኣ ስቅ ከኣ ክብረት ኢዩ ናይ Eritrea ዶ ናይ ደገ እንዳ በልካ ሰብ ኣይቲ ፈአላሊ ሚሒር ናጽነተ ከኣ ኣሻድንኩም ኣሎ ንሰብ ዝጠቅም ጥዑይ ዘረባ እምበር ክትዕ ኣየድሌናን ኢዩ

    • @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr
      @Yohanes.Tesfamariam-uf1gr ปีที่แล้ว

      ኣቱም ኮመንት ትጽሕፉ ከኣ ኢቲ ዝዛረቡዎ ዘለዉ ጥዑይ ጌርኩም ስምዕዎ ኣብ ኣፍርቃን ኣብ ኢሮጳን ዘሎ ሰብ ፍሕ ንምባል ዝጥቀሙሉ ዘለዉ መስርሕ ኢዩ ንሕና ኦርቶዶክስ ናይ Eritrea ከኣ ሓደ ሽኖድስ ደኣ እምበር ካልእ ንፈልጦ ሽኖዶስ የብልናን ስቅ ኢልካ ወይ ምሳና ኩኑ ወይ ከኣ ምስ ናይ Eritrea ኩኑ ኣይትበል እዚ ንማንም ኣይ ኮነን ንዓካ ኢዩ ስልጣን

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ብሓቂ ሓደ ሓደ ግዜስ ኣብ መምህራን ዝዕዘቦ ነገር እንተሎ ልዕልና እዩ ከምዚ መን ከማይ ዝዓይነቱ
    ኣነ እውን እዛ መጽሓፈ ጸሎት ትብል ዘላለካና መጽሓፍ ኣላትኒ ግን ሓደ ሓደ ጌጋታት ኣለዋ እዩ ምስቲ ካልኦት መጽሓፈ ጸሎት እንተኣነጻጺርናዮ ናይ ፊደላት ጉድለትን ፍልልይን ኣለዎ ግን ከምዚ ክከውን ኣለዎ ኢልካ ንቅጽ ምባል ግን ንሰባት ምድሃል እዩ ዘምስል መልእክቱ

  • @አባዱትንጉስ
    @አባዱትንጉስ ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር

  • @Muler-rx8zc
    @Muler-rx8zc ปีที่แล้ว +3

    *_እንኳዕ ደሓን መፃእካ ክቡር ሓውና ሥልጣን_*

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር

  • @SaraSara-du4nl
    @SaraSara-du4nl ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህወት ያስማልን ጸጋውን ያብዛላቹ አሜን

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalka hawey🙏

  • @filiphili7860
    @filiphili7860 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ምሃብ ጽቡቅ እዩ መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል በል ። ንስነ ሓሳብ ምቅዋምካ ኣይጸልኦን ክብሪ ንዝግብኦ ክብሪ ሃብ እዩ ።

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 ปีที่แล้ว

      ክብሪ ዘውህብ ስራሕኻን ሓቕነትካን ምበር ሰባት ስለ ዝጸውዑኻ ኣይኮነንን

  • @fjcxxgh
    @fjcxxgh ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስመዕልና መምራይ 😍

  • @efremnega1781
    @efremnega1781 ปีที่แล้ว +3

    መ.ኣማኑኤል ንዝንኡ ጥራይ ዝግደስ ዩ ኩልና ፈሊጥናዮ ኣለና

  • @AbduNurahmed-vh3fl
    @AbduNurahmed-vh3fl 8 หลายเดือนก่อน

    Xbku alka betami eya zfetwka haway medbka ka ykatlo eya so ajka qaxlo haway natay ❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher. meharena. Egeso. 🤲🤲🤲🌿💝

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
    @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ ปีที่แล้ว +2

    እንካዕ ብስላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ
    ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ😍😍
    ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ ክብር መምህረይ
    ሰልጣነ ከሰተ ንበረለይ ሰልጣነ ሓወይ 😘😘😘😍😍😍💖💖💖💘💘💘❤❤❤💙💙💙💚💚💚💓💓💓💕💕💕