ብረይ_(ተዋሳኢት ማህሌት)_ብኣዕርኽታን መሳርሕታ ኣባላት ድራማ ብረይን _ንመዓልቲ ልደታ ኣብ ቀረፃ ሰዓት ሰርፕራይዝ ተገይራ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 17 มิ.ย. 2024
- #breytigrignadrama #tigrignadrama #ብረይ #habesha #tigrignamusic #tigrigna breydrama #tigrignadrama #funny #music #comedy #subscribe #subscribetomychannel #tigray
- บันเทิง
🙏🙏🙏🙏
ንኹለኹም ሰናይ ትምኒትኹም ዝገለፅኹምለይ ፈተውተይ ኣድነቅተይን ኣሕዋተይ የኽብረለይ ካብ ልበይ የመስግን 🥰🥰.....ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለኹም/ኽን ኣሕዋተይ ከምዚ ኸማይ ኣብ መሬት ዓድኹም/ኽን ተመሊስኩም/ክን መዓልቲ ልደትኹም ብሰሓቅን ወኻዕኻዕን እተኽብሩሉ ዘመን የምፅአልኹም/ኽን❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን አሜን ማሪተይ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
አሜን ፍትውተይ 🙏💃💘💘
Happy birthday 🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማሂየይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤
እንኮዕ ተወልድኺ ብረይ ማዓረይ ዝፎትወኪ ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🎉🎉
እካዕ ተወለድኪ 🎉🎉🎉🎉🎉ግን ስየኒ ዘየብሉ ኣይጥዑምን
ተጋሩዋይ ፍቅሪ ብፍቅሪ የንብርኩም ብረይ ፅብቅቲ እንካን ተወለድኪ መፃኢኺ ብሩህ ይኹን🙏❤
እንኮዕ ተወለድኪ ብረይ ፅሪቲ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️ክብረተይ
@@user-rh4zc6mv3g ሳሳክራይብ ገይረልኪ ማዓረይ
ብረይ ሽኮረይ ተስፋ ዘለኪ ለግለግ ከያኒትን ንፍዕቲ ተምሃሪትን! እንኳዕ ተወለድኪ!!!
መዋደድቲ እቲ ፅምብል ልደታ መሳርሕታ ድማ ክብሪ ይግበአኩም!!! ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ይበል ይቀፀል ሕበሩ ሰመሩ ኳዐ ተወለድኪ ብረይ🎇
ዳንኤል ግን በሰላም ዶ በዙሕ ልፈትወኪ ይመሰል😂
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ፅሪቲ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረኽ❤❤❤
እንቋዕ ተወለድኪ ብረይ ፅሪቲ ፍጥረት🎉🎉🎉❤❤❤
ዳግማዊት ብረይ አብ ተዋሶኦ ጥራይ ሓፋር መሲላትና እምበር አብ ኩሉ እባአያ ሓፋር
ብረይ ጣዕማም ብሰላም ከም ዝኦፈርኪ ሰላም ይትውኪ ዝተረፈ ጥዕናኺ ይባረኸሊኽ ኩሉ ኣንደበትኺ ቀፂልሉ ።
እንካዕ ትወለድክ ብረይ ፅርይት ተጋሩየ ሙቁራት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቡኹሙ ዱኹሉሙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ምቅርቲ አነስ ንኹሉኹም ይፈትወኩም እየ ግን ከምብረይ ዝፈትዋ የለይ ምቅሪቲ ብዙሕ አንደበትን ትዕግስትን ትምህረካ እንኳዕ ተወለድክ ማህየ ምቅርቲ❤❤❤
እንኳዕ ተወለዶኪ ዛምበተይ ዘተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይክነልኪ❤ ማዓረይ
Cdfdsgdghsfwalhde is an online program and can use 💝💝💝💝👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓👩🎓💋💋💋🥳🥳🥳🥳
ብረይ ፅሪቲ እንካዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኺ እግዚእብሔር ይባርከልኺ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ንኩልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ዘለኽምዎ ሰላምኹም ይብዛሕ ❤❤❤
እንቋዕ ተወለድኪ ብረይ መዓረይ🎂🎂🎂🎂🎂
እንኳዕ ተወለድኪ ምቅረተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትውኪ❤🎉🎂
እንኳዕ ተወለድኺ ብረይ ሽኮር ዝተረፈ ዕድመኺ ይባረኽ❤❤❤❤❤
እንኳዓ ተወለድኪ ማሃሌተይ@ ብረይ ዝተረፈ ዕድሚኪ ይባርክልኪ❤ ኣሰይይይይ ተጋሩ ጽሩያት እንዳ ትሓጉሱኹም የንብርኩም
ብረይ ሽኮር እንካዕ ተወልድኪ❤🎉❤🎉🎉❤🎉 ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍቅሪ ቅሳነት ምሳና ትኩን❤🙏
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ. በተረፈ ዕድመኪ. ይባረክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ፅቡቅ ነይሩ ደስ በሃሊ ናይ ፍቅሩኹምን ሓድነትኩምን ምክብባርኩምን ምልክት እዩ እና ከምኡ እናበልኩም ብፍቕሪ ንበሩ
እንካዕ ተወለድኪ ብዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ንብረይ እባ ቃለ መጠየቅ የገበራ
እንኳዕ ትወለድኽ ዝፈትወክ ቡሉፅቲ ተ ዋሳእት ብረይ❤❤❤❤
ወይኔ እንዴት እንደምታምሩ የኔ ቆንጆ እንኩዋን ተወለድሽ 🎊🎊🎊Auguri Buon Complanno 🎊🎊ንፉዓት 😂
እንኳዕ ተወለድኺ ብረይ ጀግና ተዋሳኢት🎉🎉🎉❤
Happy birthday mahlet g/egziabher ❤❤❤❤የዕቢኺ❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ሽኮር ሓፍትና ❤❤❤መፃኢ ዘመንኪ ይባረኽ❤❤❤ ጥበብ ፍቅሪ፣ሰሓቅ፣ ሰናይ ተግባር ከተባብዕ ኸሎ ኸመይ ምቁር እዩ 🙏ሰሓቅኹም የብዘሓዮ ኣሕዋተይ
happy birth day mahlet (brey) haftna.
ኣሰይይይይ ምቅርቲ ምቁራት ደስ ዝብል እንካዕ ተወለድኪ❤❤❤❤❤
እንካዕ ተወለድኪ ብረይ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን መልካም ልደት የዕብይኪ
Happy 😂birthday beautiful 🎉
እንኮዕ ተወለድኪ ብረይ ማዓረይ ብጣዓሚ እየ ዝፎትወኩም❤❤❤
እንኮዕ ትውልድኺ ብረይ ማዓረይ ዝፎትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ እግዚአብሔር ይባርኮ❤❤❤
ተጋሩዋይ ደስ ትብሉ ታኮይና ግን ናፈረሐት ነይራ
እንዃዕ ተወለድክልና ማሄየ ዝተረፈ ዕድሜኺ አምላክ ይባርከልኺ 🙏🕊💘💘💃💘💘
እንኳዕ ተወለድኺ ብረይ ሸኮር ዝተረፈ ዕድመኺ እግዚአብሔር ይባርከልኺ🎉🎉🎉❤❤❤
ተጋሩዋይ ፅሩይት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤ዝተረፈ ዕድሜኺ ኣምላኽ ይባርኸልኪ🎉🎉🎉
እንቃዕ ተወለድኪ ብረይ መዓረይ ሽሕ ዓመት ንበሪ ቀሪ ዘመነሽ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዓ ትወለድኺ ብረይ ሸካሪ❤❤❤
መልካም ልደት ብርዋይ🎂🥳🥳🥳🥳🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ተዎለድኪ ❤ብረይ ሽኮር❤❤❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛምቤተዋኒ ኣነስ ክፈትወኪ🙏🕊🎂🎁🎊 🎉
ሶ ንኩሎኩም ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤❤
HBD አንኳዕ ተወለድኪ ማሂየ ቆንጆ ❤️🙏
Wow, it’s so beautiful and keep respecting each other. We love you all
Ewaye Des Kebel Ayefelalkum
እንካዕ ተወለድኪ ብረይ ሽኮር❤🎉
እንካዕ ተወለድኩ ዕድመኪ ይባረክ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Tsbuqat zerieiy zerieukum ybarek amlak ab zruyakum ykun Tegaru so I Love you Tegaru ❤❤❤❤
ደስ ባሃሊ ብሓቂ ብረይ ፅብቅቲ❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ቆንጆ❤🎉
እንኳዕ ተወለድኪ ምቅርቲ ሕብረትኹም ደስ ክብል❤❤❤
እንካዕ ተወለድኪ ማዓረይ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks gays xbuk srah bhaki brey shkor Happy Birthday to you
ዋዉዉዉ ❤❤❤👌👌👌
እንኳዕ ተወለድኪ ብረየ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረክ ግን ስየኒ ዘየለ
እንካዕ ተወለድኪ ብረይ ፅሪቲ ዝተረፈ ዕድመኪ ይባረኽ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ተወለድኪ ብረይ መፃኢኪ ብሩህ ይኩን ዝሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ተጋሩዋይ ጀጋኑ❤❤❤❤🥰🥰🥰
ክትሓስሙ 😄ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቅታ ሓላል መሬት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ተጋሩዋይ 🥰🥰🥰🙏🏻ማህሌት ( ብረይ ) ካኣ ክንደይ ክትጥዕምን ክትምጭዉን ክትግርምን እያ 🥰👍🏻 ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባረክ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
እንኳዕ ተወለድኪ ብሪተይ ዝተረፈ ዕድመኪ እግዚኣብሔር አምላክ ይባርከልኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እኳዕ ኣብፀሐኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ብረይ
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ማዓረይ ዝቀረየ ዕድመኪ ይባረክ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እንካዕ ትወለድኽ ብረይ ማዓረይ❤❤
ተጋሩዋኒ ፅሩያት እንኳዕለ ተወለድኪ ብረይ ፅብቅቲ ፈጣሪ ልተረፈ ዘመንኪ ይባርከልኪ❤❤
Kaie teweledki berey mchwti💋❤❤❤🎂🍻🥂🍩💐💐💐💐
እንኳዕ እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ሽኮር
እንኳዕ ትወለድኪ ብረይ 🥳❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ጽሪቲ ፍጥረት ዝተረፈ ዕድመኪ ዝተባረከ ይኩን 🙏🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🍇🍇🍇ተጋሩዋይ ተፈተውቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤❤❤❤❤
እንኳዕተ ወልድኺ ማህለቴይ❤❤❤❤
_እንኳዕ ትወለድኪ ብረይ ፅርይቲ🎉🎉🥰_
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ፅሪቲ❤🎉
እንኳዕ ተወለድኪ ብረዋይ❤🎉
ተጋርዋኒ ድሙቓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🎉
እንኳዕ ትወለድክ ብረይ ሽኮር❤❤
እንኳዕ ትወለድክ ብረይ ማዓረይ❤❤❤
ይመችኩም ተጋሩዋይ 🥰
እንካዕ ተወለድኪ ብረይ ሽኮሪና 🎂
H B D ብረይ ❤️❤️❤️😍😘😘🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንዃን ተወለድሽ ብረይ ሽኾር ❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ማዓረይ❤
እንካዕ ተወለዲ ብረይ ማዓረይ ማፃኢኪ ቡሩህ ይኩን❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ🎉🎉❤
እንኮን ተወለድኪ ፅብቅተይ
❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤ብሬይ እንኳዕ ትወለድኺ መፃእኺ ብሩህ ይኹን ማዓረይ❤❤❤❤
Wwww des babalti❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
እንኳዕ ተወለድኺ🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ተወለድኪ ማሂ ዝተረፈ ዘመንኪ ዝተባረኸ ይኹን❤ተጋሩዋይ ብምኽንያት እየ ዝፈትወኩም ብሕብርኩም የንብርኩም❤ቀፅልሉ ❤❤❤❤
Happy Birthday🎂🙏እንኻዕ ተወለድኪ ዝሓፍተይ ዝተረፈ ዕድመኪ እግዚአብሄር አምላክ ይባርከልኪ🙏🙏❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋርዋይ❤❤❤💊💊💊
ኣሰይይይይይ ምቁራትእንኳዕ ተወለድኪ ብረይ መፃኢኪለ ብሩህ ይኩን ማዓረይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Metsaeki bruh ykun hafteyyy
እንቃዕ ተወለድኪ ብረይ ሽኮር 🥰🥰
መልካም ልደት ብረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ ማዓሪይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎂🎂🎂🥳🥳
Happy birthday mahiye❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ❤❤
እንኳን ተወልድኽ 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ተወለድኪ ብረይ 😍
እንቋዕ ተወለድኪ ፅብቅተይ❤ ተሓሽ እማ ኣበይ ኣላ
ዋውውውውውውው🎉🎉🎉🎉