Melsi drama Actress Betelhem Abebe's Wedding_መርዓ ናይ መልሲ ድራማ ኣክትረስ ቤተልሄም ኣበበ (ጓል ትግራይ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • #wedding #weddingvideo #tigray #tdf #tigrignamusic #tigrigna #foryou #melsi #melsidrama
    ‪@WazaHagereseb-‬ ‪@aura.entertainment‬ ‪@wendwa7710‬

ความคิดเห็น • 319

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 8 หลายเดือนก่อน +74

    ዋውውውው ጓል ትግራይ ቆሪቦም ብምምርዓዎም ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እዩ ስርዓት እግዚአብሔር ስለ ዝፈፀሙ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ✝️♥️ ተጋሩዋይ ስደት ዘለክን ናብዙይ የብቀዐና አጆና አጆክን ዳሓርና ንክፅብቅ እዩ ከዚ መስዋእቲ ንከፍል ዘለና😢😢😢

    • @Brhanchannel4705
      @Brhanchannel4705 8 หลายเดือนก่อน +5

      ናይ ቤተክርስትያን ሊቅ እዮም እኮ ሊቀ ስዩማን መርጌታ ሐመልማል ይባሃሉ

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@Brhanchannel4705 እግዚአብሔር አገልግሎቶም ይባርኽ 😘

    • @user-bq7mz3vf4m
      @user-bq7mz3vf4m 7 หลายเดือนก่อน

      አሜን ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🕊🕊

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 8 หลายเดือนก่อน +24

    አብ ስደት ዘለና እዉን ናብዚ የብቀዐና ❤👏

  • @user-ig3ws4bn7g
    @user-ig3ws4bn7g 8 หลายเดือนก่อน +30

    ኣረ ዝባህልና ብማዕዶ ሪኢና ንብዓትና ምቁፅፃር ኣብይና😢 ኣምላኬ ናብዙ ኩቡር ባህልና ኣብቅዐና ዝተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞❤💛❤💛😘😍🙏ጓል ትግራይ ዘድንቀክን ዘክብረክን እንካዕ ደስ በለኪ💛❤😘😘🙏

  • @user-ne8kx8mf9c
    @user-ne8kx8mf9c 8 หลายเดือนก่อน +7

    ፈረይትን ፀገይትን ይግበሮም እግዚአብሔር ንዓና እውን ስደትና ኣሕፅሩ ናብዚ የብቀዐና🥰
    2ይ ናይ ቤተክርስትያን ይለቀቀልና

  • @tgraytgray9067
    @tgraytgray9067 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቤት ግርማ ይበል መርዑት ኣዕርኽቲ ሞ ከኣ ፍሉያት እየን እሰንይ ግርመአንን ትሕትነአን ይበል ኣዕርኽቲ ማለት ደስ ክብሉ ኮሪዖም የኹርዑኻ ኣሰይይ ተጋሩዋይ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ🙏👌ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሞርዑት እንኳዕ ብርሃን ረአኩም ስድራ ሞርዑት ኣሰይ ታሕኳስ ፍንፅሕሕ ክብል ኢለ ኣነስ💝💝💝💝ስደትና ኣሕፂርካ ናብዚ ኣብቀዐና ስደት ዘለና ውን🙏💝💝💝

  • @user-hr5ms5jm2n
    @user-hr5ms5jm2n 8 หลายเดือนก่อน +10

    ዝገርም መርዓ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣባላት መልሲ ድራማ ጭፈራኩም ደስ ክብል❤😊

  • @najesthalu2883
    @najesthalu2883 8 หลายเดือนก่อน +2

    ውይ ትማዓርጎም ዓዕረክቶም ይኩኑ ሞርዑት እቲ ኣከዳድኖኣም ደስ ክብል ዓለባ ዓዲ በዓል ማዓርግ ቬሎ ዝበሃል ናይ ዕቡዳት ክርኢ ከለኩ ብጣዕሚ እየ ዝፀልእ ሐዚ ግን ናብ ባዕልና እናተመለስና ይመስለኒ

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r 8 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይይይ ደሰሰ ዝብል መርዓ ተጋሩዋይ ምዕርግት መርዑ ምሰ ኣዕርክቶም ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም🎇💛❤

  • @JgzdygBczhd-ng9zw
    @JgzdygBczhd-ng9zw 8 หลายเดือนก่อน +21

    ኣብ ትግራይ እትደልይዎ ናይ ምግቢ ዝግጅት ነዳሊ ኢና ትደልዩ ተሃሊኩም ፀሓፉለይ ኣሕዋተይ 🥰🥰🙏

    • @user-hy3op6yx3t
      @user-hy3op6yx3t 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሰይይይይይይይይይይይ ሙቁራተ ተጋሩ ዋ ይመችኹም 🙏🙏🙏🙏💋💋🙏🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🌹🌹🙏

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 8 หลายเดือนก่อน +8

    ኣሰይይይይ ደስስስስስ ክብለካ ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ተጋሩዋይ እስኪ ኣብ ስደት ዘለና ናብዚ ክቡር ባህልና የብቀዐና😢😢❤❤❤❤

    • @alonsmnsajha6344
      @alonsmnsajha6344 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿👍👍👍👍👍

  • @sudanisudani142
    @sudanisudani142 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብት ሰነ ስርዓት የብል ትግርዋይነት ኑፁህ ማንነት ኣብት ኣለባበስ ስጋ ሓመድ ሞኾኒ ❤❤❤❤❤የኣብራህ የሰራ ክዳን ይግብረሉኹም ኣነኸ ማኣዚ የአ ድምርዖዬ😂😂😂😂

    • @MazerFather
      @MazerFather 8 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂

  • @ghhshsmxkjjj4993
    @ghhshsmxkjjj4993 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሰናይ ናይ ሓዳር ዘመን ይግበረልኪ ቤቲ ሽኮር ኣታ ብፃይ ሽላ በቃ ፈሪምካ ሂብካዮ ቀፅልሉ ንፍዓት ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም እንዳ መልሲ ኣከባብራ ባህሊ ዘለኩምትኩረት ኣርቲስታት ኩለኩም ኣኩሪዕኩምና

  • @Hareg675
    @Hareg675 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይ ደስስስ ክብል ብባህላዊ ምኳኑ ክዓ ዝበለፀ ገይሩዎ🎉🎉🎉🎉

  • @MabiMaebelet
    @MabiMaebelet 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ ፅቡቃተይ❤❤ካሜራማን ለ ድሕሪ ክልተ ዓመት ክደልየካየ😢❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 8 หลายเดือนก่อน +6

    መልካም ጋብቻ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ተጋሩዋኒ❤❤💛💛ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ❤🎉🎉🎉

  • @dyfffdfghh5305
    @dyfffdfghh5305 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቤትዋይ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤ ናተይን ናትካን እውን ከምዚኣ ኣቢልና ክነሕልፋ ኢና ሽላዋይ መዓረይ😂😂❤❤🥰🥰

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 8 หลายเดือนก่อน +6

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኪ ጋል ትግራይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @jjssjjss6586
      @jjssjjss6586 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ❤💛❤

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኹም አስይ ደስስስ ክብል❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x 5 หลายเดือนก่อน

    ርሕስ ጋማ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ni9xd1mv2e
    @user-ni9xd1mv2e 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ደስ ክብሉ ተጋሩ አኮ ንፍለ ኢና ብኩሉ ነገርና ❤❤❤❤

  • @selamyenas
    @selamyenas 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ደስ ዝብል መርዓ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣብየት ኣከዳድና ደስ ክብል ዝወፆ የቡሉን ንዓካትኩም የማስለና❤🎉

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 8 หลายเดือนก่อน

    ብሓቀይ ክንደይ ደስ ይብል ሓዳረኩም ይባረክ🙏💗
    ሽላዋይ እውን ኣጀኻ ከይትቃንእ ኣነይ ንስኺ እውን ከምዛኣ ገይርና ክንምረዐው እና ጋል ትግራይም and ሮዛን ሕርር ክብላ እየን🙏💗

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 8 หลายเดือนก่อน +2

    አስይይይ ደስስ ክብል ሩሑስ ገማ ይግበርለኩም ሓደርኩም ይባረከ❤❤❤

  • @user-cw8ni7zp9z
    @user-cw8ni7zp9z 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሩሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃም ስራ ይግበረልኩም ውለዱ ክበዱ መባለይቲ ኩኑ ታጋሩዋይ❤

  • @SalmSalm-nv9qw
    @SalmSalm-nv9qw 4 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado7247 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ደስ ክብል እንኳዕ ብርሃን ረአኩም ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኹም ደቂ ዓደይ😍😍♥

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ዙ መርዓዊ ድዪ ሰበይቲ ሰይ ጠዓመ
    ማለት ቀሪቦም የ ሪኤየም😊

  • @aedf4837
    @aedf4837 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ጋል ትግራይ ምቅርቲ ሓዳርኹም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gual_erob_tigray_zahgerey
    @gual_erob_tigray_zahgerey 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ruhus gama ygberlkum deqi rimey❤🥰 koboro adey hizm enabelet zbl derafay sumu'ba ngruni deqi rimey🙏❤

  • @ummohammedlove7869
    @ummohammedlove7869 7 หลายเดือนก่อน +1

    መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረለሰኩም🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-ef9jw1bm7w
    @user-ef9jw1bm7w 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብሉባ♥️🥰💜

  • @Mar-kc5sp
    @Mar-kc5sp 7 หลายเดือนก่อน

    ruhus gama ygberelkum fetsari amlak❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @heru12169
    @heru12169 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደስ ክብል ዝገርም መርዓ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጓልትግራይዋይ ክፎትወኪ ኮ💛❤️

  • @ara-np3zs
    @ara-np3zs 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይ ዕልልልልልልልል ፈረይት ፀደይት ይኩኑ ብሩካተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-cv4jb7ti6b
    @user-cv4jb7ti6b 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ደስ ክብል ርግዕ ዝበለ መርዓ ❤❤❤❤❤❤

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ዝባሃልናስ ክፅብቅ ፅሩያተይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይኒ ኣባይኩም ይኸልክለልኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤ ድኽነት ዓይንኺ ትፍሰስ ካብ ዓድኻ ተፈሊኻ ምንባርስ ከብድና ኮ እስኪ ብሰላም ይመልሰልና ኣሕዋተይ ❤❤❤
    ብፃይ ሽላ ኣብ ጓል ትግራይ መርዓዊ ምዃን እንተቀረየካስ ዓርኪ እውን ዶ ተባሪርካ ብዝኮነ ይመቹኹም ህዝበይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yh3yd7wo8u
    @user-yh3yd7wo8u 8 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ናብዙይ አብፀሐኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 8 หลายเดือนก่อน

    ደስ ይብል ዝሮ ንሃፍታም ፃህያዩ ድዩ ዝበሃል ኣብዚ ሐዚ ሰዓትስ ኸምዚ ዓይነት መርዓ ገዎ ፀሙ ይሓድር ጎዎለ

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ሓደር ቤቲ ሓፍተይ ❤ተጋሩዋይ ፁሩያት ሰሱኑለይ❤🎉

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይይይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጓል ትግራይ ሽኮር 🙏💍🥰🥰🥰❤❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 7 หลายเดือนก่อน

    ብፃይ ሽላ ሽኮር ክፈትዎ ጉድ😂❤❤❤❤ መርዓ አብረሀምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 8 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐኪ ቤቲ ሓፍትና ሊቀ ስዩማን ብዕድመ ይሓልወልና ❤

  • @user-ph2zm1xs8u
    @user-ph2zm1xs8u 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጋል ትግራይ ሽኮር መልካም ሓዳር ይግበረልኪ ብፃይ ሽላ ተፈታዊ❤❤❤

  • @user-si7ws6mw3d
    @user-si7ws6mw3d 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይ ደሰ ኩቡለኻ መቁረት ሩሑሰ ጋማ❤❤❤❤❤

  • @user-hh9wu9gd9c
    @user-hh9wu9gd9c 7 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቃተይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤

  • @user-fz5hv4pe1u
    @user-fz5hv4pe1u 8 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል ሩሕስ ጋማ 🥰🥰🥰💚💚👏

  • @user-wp5qk6bm4e
    @user-wp5qk6bm4e 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሩካተይ 💐 💐 🥰 🎉❤🎉🎉🎉

  • @user-rt8iz5yu6f
    @user-rt8iz5yu6f 8 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብርሃን ረኣኪ ጋል ትግራይ ሽኮር መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @IkramIkram-gr9il
    @IkramIkram-gr9il 2 หลายเดือนก่อน

    ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ph7vc7td8b
    @user-ph7vc7td8b 7 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል ሓዳርኹም ይባረኽ ጓል ትግራይ
    እድብቲ💜

  • @SalamSa-ym8ju
    @SalamSa-ym8ju 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፊትዋተይ 👏

  • @salamas7518
    @salamas7518 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ዕዕዕዕልልልልልልል ጋል ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ዕልልልልል መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @user-ne6vi8wp8y
    @user-ne6vi8wp8y 7 หลายเดือนก่อน

    መቛርብቲይ መሳግድቲይ ይግበርኩም ኣይይ ባህልና ብንብዓት ወድእያ ጉይታይ ማዓረይስድትናኣሕፅርልና ሓሳብ ልብና ኣስምረልና ትግራይ ዓድይ ስላምክይ ይርእንይ🎉🎉🎉❤❤ኣይይ ኣታ የዋል ህዝብይ ንስካ ዶ ምተበደልካ

  • @GhTh-tn3sd
    @GhTh-tn3sd 8 หลายเดือนก่อน

    ውይ ደሰ ክበል ባህሊ ዓድና ሰደት ሑሱም ይሞትኩም ተጋሩ ፅሩያት

  • @hzis6559
    @hzis6559 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ጋል ትግራይ ምቅርቲ ❤❤❤

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 8 หลายเดือนก่อน

    Asyyyyyyyy gal Tegrae seqor enka des belki❤❤❤❤❤❤❤❤☘️☘️☘️🍀🍀🍀🍀🍀

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም🎉🎉❤❤

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 7 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ ጓል ትግራይ ኹሕሎ 💘💘💘🙏🙏

  • @SelemonMebrahetom
    @SelemonMebrahetom หลายเดือนก่อน

    Rhus gama ygberelki gal tgray❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675 8 หลายเดือนก่อน +4

    ጓል ትግራይ ሽኮር ማይ ዝሰተየ መርፂኪ ጎበዝ ወጦጦ 😂😂 ኣየዋፁኡን

    • @shashutsegy3170
      @shashutsegy3170 8 หลายเดือนก่อน

      ምክት እዩ ዶ ፅቡቅ😂😂😂😂

    • @AlemTadese-bv1xn
      @AlemTadese-bv1xn 8 หลายเดือนก่อน

      ሓቅኪ ኣለኪ ዝሕል ኢሉ ዘዘሕለካ😂

    • @Hareg675
      @Hareg675 8 หลายเดือนก่อน

      @@shashutsegy3170 እወይ ተተመኪቱ ድኣ ዘይወልድ😂😂🤔

    • @Hareg675
      @Hareg675 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@AlemTadese-bv1xn 😂😂😂 ምዝሓል ውን ሓቅኪ🙏

  • @user-pc6sw4gn8i
    @user-pc6sw4gn8i 7 หลายเดือนก่อน

    Fereytn Amebebtn ygberkum❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 7 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. Nesyu. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @tgraweyt
    @tgraweyt 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም♥️🙏🙏

  • @kbragaltigray4687
    @kbragaltigray4687 7 หลายเดือนก่อน

    Rhus gama ygberelkum egzabiher Amlak 💕🙏💕mukuratey 🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹

  • @muhraalomar7341
    @muhraalomar7341 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኩም 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 6 หลายเดือนก่อน

    ጋል ትግራይ ዋዕሮ ርሑስ ጋማ❤❤❤👏

  • @user-rg9zb6oz5s
    @user-rg9zb6oz5s 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይ ዕልልልልልል ፈረይት ፀደይት ይኩኑ ብሩካተይ👏😘😘😘😘

  • @user-kl4bg3cr7w
    @user-kl4bg3cr7w 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ናትና ፅሩያት🎉🎉

  • @user-pl5vh5gw5j
    @user-pl5vh5gw5j 8 หลายเดือนก่อน +4

    እሰይይይይይ ክንደይ ደስስስ ይብል ያኣኺ ሽላ ዓይነይ ናተይ ናትካን እዉን ከምዚኣ ገይርና ነሕልፋ ፌስቡክኻ ንገረኒ ክሓተካ እየ ፍሬንድ ዋ መልሰለይ

    • @user-wc7vo5xn2v
      @user-wc7vo5xn2v 8 หลายเดือนก่อน +1

      ተቀዲምኪ ኢኪ ዓርከይ እዩ ኣብ በረካ❤❤❤

    • @user-pl5vh5gw5j
      @user-pl5vh5gw5j 8 หลายเดือนก่อน

      @@user-wc7vo5xn2v ዘይኸዉን ብስሩ

  • @axhc745
    @axhc745 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ረሕስ ጋማ የግበርልኩም🎉🎉🎉 ተጋሩዋይ❤❤

  • @VbNm-xo2pn
    @VbNm-xo2pn 8 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑሰ ጋማ ጓል ትግራይ ሸኮር❤❤❤

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 7 หลายเดือนก่อน

    ኣይፅቡቕን ኣብማእኸል ዝሓዘነ፣ ዝጠመየ፣ ዝተፈናቐለን ዝቖሰለን ከይንካ ከምዚሲ እንታይ ኣምፆ ቁሩብ እቲ መዓልቲ እሕልፍ ክተብልዎ ነይርኩም ሕሊና እንተዝህልዎኩም

  • @user-fx5ku4xm4r
    @user-fx5ku4xm4r 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉 ❤❤❤

  • @yalemenbay9402
    @yalemenbay9402 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኹም🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SoliBrefamily-ul7uo
    @SoliBrefamily-ul7uo 8 หลายเดือนก่อน

    ዋው congregation 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 😢 nafikina😢

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ጋል ትግራይ ሸኮር 🙏♥♥♥

  • @user-wc7vo5xn2v
    @user-wc7vo5xn2v 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም ኣሕዋት ናተይ ❤❤❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 8 หลายเดือนก่อน +1

    😮ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጋል ትግራይ ደስ በሃሊ በጣዕም❤❤❤❤❤❤

  • @csedswr7690
    @csedswr7690 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ ይገበረልኩም 🎉🎉❤❤

  • @bryekahsay-3380
    @bryekahsay-3380 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ደስ ክትብሉ❤🎉

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 7 หลายเดือนก่อน

    ረሑስ ጋማ ይግበረልኹም ጓል ትግራይ ሽኮርር🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zq9td2lp8r
    @user-zq9td2lp8r 7 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ እንኮዕ ናብዚ አበቀዐኪ ጓል ትግራይ
    ናዓናም ስደትና አሕፅሩ ናብዚ የብቀዐና ግን ብፃይ ሽላስዘቀናኣካ በቃ ፈርምካ ህብካዮም ድዩ😅

  • @tgr817
    @tgr817 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሸላ ረባሺ😊😊😊😊😊

  • @titi1401
    @titi1401 7 หลายเดือนก่อน

    Werzeyti merat bahela zekberet❤❤❤❤❤!!!

  • @Gufh-nd3gv
    @Gufh-nd3gv 7 หลายเดือนก่อน

    መርርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @samerahsamerah329
    @samerahsamerah329 7 หลายเดือนก่อน

    እልልልል ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ

  • @GalTgray-ks9gw
    @GalTgray-ks9gw 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ🎉🎉🎉🥀🥀🥰🥰

  • @user-rj4mc6vh6p
    @user-rj4mc6vh6p 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ደሰሰሰ ክብል ሩሕሰ ጋማ❤❤❤❤❤

  • @user-kl4bg3cr7w
    @user-kl4bg3cr7w 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሽላኸ ዓይነይከ ኣበይ ኣሎ ኣጆዃማ በሉልና ከይቐንእ😅

    • @hzis6559
      @hzis6559 7 หลายเดือนก่อน

      ኣይራኣየክይ ኣሎ ድዪ ኣሎ ይጭፍር ዊዒሉ ብፃይ ሽላ ፍቅር❤❤❤❤

  • @DPo-fq3lb
    @DPo-fq3lb 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልል ተጋሩዋ❤ ፀላእኹም ዓይኑ ይደፈን ጋል ትግራይ ሽኮር እንካዕ ደስ ወለክ ካብ ስደት ትመልስና ንዓኽ የምስለና🥰🥰🥰🥰🥰🎉

    • @sdiu263
      @sdiu263 8 หลายเดือนก่อน

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x 5 หลายเดือนก่อน

    ከምቲ መርዓኩም የርእየና ፈረኩም ተጋርዋይ😊😊😊😊

  • @MfjjhGjvg-nh7el
    @MfjjhGjvg-nh7el 8 หลายเดือนก่อน

    ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም 🥰🥰🥰🥰

  • @AaAa-zv1tm
    @AaAa-zv1tm 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጋል ትግራይ ሽኮር❤️🥰ሩሑስ ጋማ👰🤵😇

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጓል ትግራይ ሽኮር❤🙏

  • @user-jo9jo3dr8y
    @user-jo9jo3dr8y 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውውውውውውውውድስስስስክብሉ ሩሑስ ጋማ❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊

  • @tesfaeyusnkay5168
    @tesfaeyusnkay5168 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑሰ ጋማ ደቂ ትግራይ ሙቁራተይ❤❤❤🎉🎉🎉❤

  • @dswfdawr8570
    @dswfdawr8570 8 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ይግብረለኹም ጓል ትግራይ ሙቁራት🙏❤🎉🎉🥰🥰🥰🥰