ጻውዒት ሓገዝ ንገዳም ቅድስት ድምያና Eritrean Orthodox Tewahdo Church

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • ኣብ ምህናጽ ገዳም ሰማእት ቅድስት ድምያና ተኻፈልቲ ንኹን!
    ሃገርና ኤርትራ እታ ፈላሚት ዝኾነት ደብረ ደናግል ገዳም ሰማዕት ቅድስት ድምያና ንምህናጽ ኣብ ዝግበር ፍሉይ መደብ ኣብ ኩለን ኣህጉራት ዓለም ዝርከብ ኣብያተ ክርስቲያንን መንፈሳዊ ቻነላትን ዝሳተፋሉ ኣቦታት ጳጳሳት መምሃራን ካህናት ዲያቆናትን ዝርከብሉ ናይቲ ንልዕሊ 24 ሰዓት ብቀጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ጉባኤ ተሳተፍቲ ክንኸውን ቤተ ክተክርስቲያን ንኹሉና ብኽብሪ ትዕድም።
    ዝመሓላለፈሉ፡ ኣብ ኩለን መንፈሳውያን ቻነላት
    ዕለት 15/12/2015 ግእዝ ወይ ድማ
    24/12/2022 ፈረንጂ

ความคิดเห็น • 3

  • @user-cz1zz2gk2g
    @user-cz1zz2gk2g ปีที่แล้ว +2

    አምላክ ናይዚ በረከት ተሳተፍቲ ይግበረና ✝️⛪️💒🤲

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 ปีที่แล้ว +4

    ድሓን ክስርሓለን'ዩ ብሓይሊ ፈጣሪ።
    ኣሎ ኣባይ ሓላለይ ላዕላይ ሰማይ፡ዝደሎዮ ክገብር ዘይጽግሞ።
    ስለዚ እዞም ከምዚ ትገብሩ ዘሎም፡ካህናትን፡መጋቢ ሓደሲን፡መምሃራን፡ድያቆናን መወዳእታ ዘይብሉ ጸጋን፡በረከትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ዲማንይ ይዕሰልኩም።
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላእለም ትንበር ክሳብ ምጾታት ዓለም።
    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 ปีที่แล้ว +3

    Enka nab debre denagl kdst dimyana nmsrah egziabher abkana keltifu teserihu bereketa nkbelelu ygberena