St Demiana Monastery Fundraising Event Eritrean Orthodox Tewahdo Church USA and Canada

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ኣብ ምህናጽ ገዳም ሰማእት ቅድስት ድምያና ተኻፈልቲ ንኹን!
    ሃገርና ኤርትራ እታ ፈላሚት ዝኾነት ደብረ ደናግል ገዳም ሰማዕት ቅድስት ድምያና ንምህናጽ ኣብ ዝግበር ፍሉይ መደብ ኣብ ኩለን ኣህጉራት ዓለም ዝርከብ ኣብያተ ክርስቲያንን መንፈሳዊ ቻነላትን ዝሳተፋሉ ኣቦታት ጳጳሳት መምሃራን ካህናት ዲያቆናትን ዝርከብሉ ናይቲ ንልዕሊ 24 ሰዓት ብቀጥታ ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ጉባኤ ተሳተፍቲ ክንኸውን ቤተ ክተክርስቲያን ንኹሉና ብኽብሪ ትዕድም።
    ዝመሓላለፈሉ፡ ኣብ ኩለን መንፈሳውያን ቻነላት
    ዕለት 15/12/2015 ግእዝ ወይ ድማ
    24/12/2022 ፈረንጂ
    ኢማራት ዓረብ
    10 am - 12 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት ዱባይ
    ኤርትራ
    11 am - 12 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት ኣስመራ
    ደቡብ ኣፍሪቃ
    11 am - 12 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት ጆሃነስበርግ
    እስራኤል
    12 pm - 2 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት እስራኤል (ተልኣቪብ)
    ኢትዮጵያ
    3 pm - 5 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት ኣዲስ ኣበባ
    ኤውሮጳ
    3 pm - 6 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት በርሊን
    ሕ/መ ኣሜሪካን ካናዳን
    12 pm - 6 pm ኣቆጻጽራ ሰዓት ቶሮንቶ ካናዳ
    GoFundMe Info
    www.gofundme.c...
    OR
    qr.codes/2a5EpA
    PayPal Info: www.paypal.com...
    ብምድዋል ነዞም ሰባት ክንረክብ ንክእል
    ኤውሮጳ
    ጀርመን
    "ሄኖክ ተኪኤ (+4915217479143) ከባቢ ቢሌፌልድ( Bielefeld)
    "
    "ዲያቆን ባህታ ጠዓመ (+4915901178789) ከባቢ ሙንሸን(München/ Munic)"
    "ጸሃየ ተወልደ (+4915738462325) ከባቢ ኤሰን (Essen)"
    "ቃልኣብ መድሃኔ (+4917661875395) ከባቢ ኡልም ( Ulm )"
    "ተስፎም ተወልደ ( +4915219262623 ) ከባቢ ካስል ( Kassel )"
    "ዲያቆን መብራህቶም በርሀ ( +4915217948522 ) ከባቢ ሽቱትጋርት ( Stuttgart)"
    "ኢሳይያስ ቀሺ ዘርኦም ( +491777178705 ) ከባቢ ሃኖቨር ( Hannover)"
    "በረኸት ንጉሰ ( +4915782476562 ) ከባቢ ፍራንክፈርት ( Frankfurt ) "
    "ኣድሓኖም ወልዳይ ( +4915216896550 ) ከባቢ ዲዩሰልዶርፍ ( Düsseldorf )"
    ሽወደን
    "ቁጽሪ Swish 1230228627 ( ኣብ meddelande ሓገዝ ንገዳም ቅድስት ድምያና ንጽሓፈሉ)"
    ሓበሬታ ምስ ንደሊ ንውከሶም
    አድያም ይስሃቅ 0724498586
    ተስፋሚካኤል ክፍሉ 0700232663
    ደጀን ግደይ 0767998167
    ኖርወይ
    ኮኾብ ንጉሰ ኣላ ( +4796882603)
    እስራኤል
    "ሃብቲት ኣልዓዛር +972537117893"
    "ኣብርሃለይ +972549416096"
    "ብእምነት ይከኣሎ +972549037120"
    ኢትዮጵያ
    ሃብተማርያም +251940835753
    Abyssinie bank 67689108

ความคิดเห็น •