ታሪኽ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ tewahdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መንግስተአብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ต.ค. 2022
  • እዚ መደብ ጉዳይ ሃይማኖተይ እዩ ኢልኩም ግዜኹም ሰዊእኹም ስለ ዝሰማዕኩምዎ እግዚአብሔር ጸሎትኩም ይስምዕኹም። ካልእ እነእትዎም ትምህርታት ይጠቕመና እንድሕር ደኣ ኢልኩም
    Like, Comment and Share ግበርዎ፡፡
    ንዝበለጸ ሓበሬታ ብ25911287309 or 251945522370 ምውካስ ይከኣል እዩ ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር አሜን።

ความคิดเห็น • 21

  • @yohanayewa4649
    @yohanayewa4649 ปีที่แล้ว +3

    Amen 🙏 🙏 🙏 qale hiwet yesmealna kubur Abona . Xelotomn bereketomn nay xadq abona abune Endryas yekaflena .

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen kburat abotat nay zmenkum agelglot egzabher ybark xelotomn bereketom nay awne Endrias Sefa ms kuluna hzbe krstian ykun ab xelotkum zekurna

  • @lolaabrha6004
    @lolaabrha6004 ปีที่แล้ว +3

    ቃአል ሂወት የስማዐናከ አቦናአ እልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ሊቃውንቲ ኣባታተይ!!!

  • @xhvudv4292
    @xhvudv4292 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት ያስማልን አባታችን 🙏🙏🙏💒

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 ปีที่แล้ว +3

    Amennn
    Qal hywet yesmalna Abona berekey xelotom ykaflena.
    Nay Abune Endryas yekaglena Amen
    Amennn

  • @safiyasafiya5671
    @safiyasafiya5671 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና.አሜን አሜን አሜን

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ❤️❤️❤️🙏💒🙏💒🌷🌷💯

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንን ቃለ ህይወት የስምዓልና ደስ ዘብል ቃል ከጽልዎ እስኩ ንግርኒ ደብረ ጽጌ ዜና ጽድቁ ለእንድርያስ ፈታው ኣዶናይ መታን ክነግሮም ንዘይሰምዑ ኩሎም፡ዜና ጽድቁ ለእንድርያስ ፈታዊ ኣዶናይ

  • @kendelmedia7952
    @kendelmedia7952 ปีที่แล้ว +3

    Kalie hiwet yesmalina ,bereketom xeletomn ayfeleyena

  • @Terses-epiphanies1899
    @Terses-epiphanies1899 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ-ህይወት የስመዓልና ኣቦና !

  • @sarahsarah193
    @sarahsarah193 ปีที่แล้ว +3

    Enqae bselam mexakum kuburat Abotatna amlak edmen tienan yehabkum
    Amen amen amen kalehiwet yesmealna xelot nay abona Endrias miskulna hizbi Kristian ykun 🙏🙏🙏💒🇪🇷

  • @gosherafewerki9128
    @gosherafewerki9128 ปีที่แล้ว +3

    Berket rediet nay abona mis kuluna hizbe kristian yikun♥️♥️♥️🙏🙏🙏.

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣቦታተይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀጺለ ድማ ኣቦና ገለ ሕቶታት ኣለዋኒ እሞ ብክብሪ ክትምሉስለይ ድማ ብትሕትና ይሓትት ናብተን ሕቶታተይ ክኣቱ ድርሳነት ቁዱሳን ዝብሃሉ ከመይ ዝበሉ ኢዮም እንታይ ዓይነት መጽሓፍቲ ከ ኢዮም ከምኡ ወን ሴፌ ስላሴ ከ ኣየናይ መጽሓፍቲ ኢዩ እቲ ቁኑዕ ክተሪኡና ይላቦ።
    ኣብ ገለ ድማ ድርሳናት ሚካኤል ናተባህለ ከም ክታብ ንጥቀመሎም ኣለዉ እሞ እዚ ከ ጉቡእ ድዩ ንቅንጥቀም ከ ኣየናይ እና ክንጥቀም ዘለና ንኣብነት ኣብ ናይ ድርሳናት ሚካኤል ሑብኣት ኣስማት እናበልካ እጥቀመሎን ኣለዉ። ጸጸጸጸጸጸ እናበልካ ዝተጻሕፎ መጽሓፍቲ ቁኑዕ ድዩ ጌጋይ ኢዩ ብዙሓት ኣስማት ወን ኣለውዎ ብኤል ዝወድኡ ዝያዳ ሪኢክሞ ክትኮኑ ተስፋ ይገብር ወይ ውን ክትሪኢዎ ትክእሉ ኢኩም እሞ ነዚ ምጥቃም ጌጋ ድዩ ናይ ድርሳናት መልእክቲ ድዩ ብዝያ ካብ ስባት ወሲድኩም ክተሪኡና እቲ ቁኑዕ ዝብሃል ናባና ክተቅርድልና ንምሕጸን ንሕና ወን ነቲ ቅኑዕ መጽሓፍትና ኣለሊና ማእታን ክንፈልጦ ኩለን እተን ቁኑዓት መጽሓፍቲ እትብልወን ድርሳነት መላእክቲ ክተቅሩቡልና ንልቦ። ክታብ ምጥቃም ከ ቁኑዕ ድዩ ወይሲ ጌጋ ምክንያቱ ኣብ ጌጋ መንገዲ ወይ ወን ካልእ መጽሓፍቲ ንጥቀም ስለ ዝጸናሕና ነቲ ንስኩም ወይ ኦርቶደክስ ሃይማቶትና እትጥቀመሎም ቁኑዓት ድርሳናት ይድልዩና ስለ ዘለዉ ብዛዕባ እዚ ኣስፍሕ ስቢልኩም መብርሂ ክትህቡና ንላቦ
    እዚኤን ኢየን ንአይረን እተን ሕቶይ የቀንየለይ ኣቦና

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 ปีที่แล้ว +3

    Qale Hiwet yesmalna
    Asbe qdusan yehabkum.

  • @bereketteklemariam7129
    @bereketteklemariam7129 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy6075 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @user-im9tt9pm4m
    @user-im9tt9pm4m ปีที่แล้ว +1

    Amen qale hiwet yesmealna

  • @solomontekeste9892
    @solomontekeste9892 ปีที่แล้ว +3

    Bereketen redieaten nay abona abune endrias sefea meskulatna hezbe Christian yekun

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸሎት በረከት ናይ ኣቦና ኢንድርያስ ምስ ኩላትና ይኩን።

  • @Smreot
    @Smreot 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤