ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ምስ እስራኤላውያን ዳርጋ 9 ዓመት ሰሪሐ ኣዝዮም በላሕትን መሃዝትን ምስጢራውያንን እዮም። ልዕሊ ኩሉ ድማ ንሓዎም ኣሕሎፎም ዘይህቡ ሰባት እዮም ።
ብልሕን መሃዝነትን ናይ ሃገረ ሰብን ከተማን ኣይኮነን ናይ ትምርትን ተመኩሮን ጽንዓትን መንፍዓትን እዩ ።
@@pastorfred2048 kkkkkk ygerm eu enda Asmera
@@habtegrmay9230 ድቂስካ ኣለኻ
@@pastorfred2048 blke elka aleka
@@user-gt7bi7hs7u kkkk zdekeskas nskan Profilkan ziarkey
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ስርሒት ኢንተበ እስራኤል አብ ዓመታ ን2ይ ግዜ ይሰምዓ አለኩ🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇪🇷🇪🇷
በዛ ናይ ቢትውደድ ትጅምር ምግብርካ ብጣዓሚ ኢና ንመስግን
ናይ ባሓቅ ዘገርም ዛንታ ቀጽለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብሩክ ሰምበት ይግበረልና፣ ፍናን ሓወይ ቀጽሎ።
Ezi nay bitweded introduction keytkyra 👌👍👍
Eziy kedem ena senenayo kan nay etiopya eka copy gerkayo alka enodo tarke zeytmshe nay agrawey agolgloet kan 1 jesab 12 zurya werarat zenber eze entay kekonena
ፍናን ተቕርቦምመደባት ጽቡቕ ኢዩ ግን ታሪኽና ኣብ ምፍታሽ ኣይግድን ማለተይ ንታሪኽና ባዕልና ሎሚ ተዘይተሪኽናዮ ጽባሕ ታሪኽ ዝሰርሑ ወለዶ ከነፍሪ ኣይንኽእልን ኢና ተኺኢልካ ቅያ 18 ደቓይኣቕ ስርሒት ኮማንዶ ኣብ ሰምበል ተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ ስለቲ ኣበርክቶኻ ግን ነመስግን
ናይ በሓቂ ፊናን ሓወይ ኣነ ኣብ አስራአል 8 ዓመት ገረ ኣለኩ አሙ ካባይ ንላዕሊ ንስካተፍልጦም
ፍናን ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽን ኣዘናትዋን እቲ ኣብ ድሕረ ባይታ ዘሎ ሙዚቃ ግን ይሰርቀኒ ጸኒሑ ኣብቲ ተዕርፈሉ እንተትጠመሉ ምሓሸ
ጽቡቕ ስራሕ፡ናይ ብሓቂ ስልያዊ ኣሰራርሓን መቕርባትን ካብ ዚ ተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብዙሕ ተማሂረ፡ ቀጽሎ ጎበዝ።
የቀንየልና ፋኒ ሓውና፡ብርዕካ ትሰስን፡፡
ኤርትራውያን ካኣ ባዕልና ሓውና ንቀትል ወይ ጸገም
Waaw betaemi xubuk finan . Thanks Kulu video natka yikatatelo eye mara sehabin meharin eyu yekenyelna
ዝነኣድ ስርሒት ኔሩ ግን ኣብቲ ናይ ኬናውያን ምቅታል ብኡጋንዳ እስራኤላውያን ሱቅ ኢሎም ክዕዘቡ ኣይነበሮምን ከምታ ዝተሓባበርዎም ክሕግዝዎም ኔርዎም ግን ኣፍሪቃ ጸማማት እንዲና ተጠቂሞም ይጉሕፍና።
Misaka aleku
Meska alkew asmara sekore
Israelawyan rgimat zeri
Asmera shikor israelawuyan bzeka natom guday naykale ayentayomn eu
Yh fnan I appreciate you completely pls bring part 2
ብጣዒሚ ደስ ዝብል እዩ ደቂ ምድሪ ተስፋ ምካኖም ዘይፋልጡ ይፋልጥዎ
Thanks fnan
እታ ዝጽበያ ዝነበርኩ thanks fani ሓወይ ሰሚዐ ምስ ወዳእኩ ርእይቶ ክህብ እየ
ብጣዕሚ መሳጢት ኩሉ ተቅርበልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኮ እንተ ኾነ እዚኣ ግና ፍሊቲ ብvideo መሰረት ስለ ዝኾነት ኣዚያ ኬፍ ትህበካ ጽቡቕ ተማሂርና ፊኒ ሓወይ ትምህርትካን ብልሕካን ይባርኸልካ ካብ ተል ኣቪቪ ኢስራኤል ።
Niskas enqa nayna konka 👌👌👌👌🇪🇷
እስራኤል ንዜጋታት ንምድሓን ዝገበረቶ ስርሒት ካብቲ ዘድንቖ ነገር ኢዩ። ምኽንያቱ ዝኾነት ሃገር ክትገብሮ ዝግበኣ ምዃኑ። ሓንቲ ተሕዝነኒ ነገር ግን፡ *ዓለም ንእስራኤል ብምኽንያት ዓወታ 'እንቋዕ ሓጎሰኪ!' ኢላ ከተብቅዕ፡ ንኬንያ ግን 'ጽንዓት ይሃብኪ' ኢላ ሓዘና ዝገለጸት ሃገር ዘይምንባራ ኢዩ።* ንኮነሬልን ነቶም ሰለስተ ግዳያትን ዘኪራ ከተብቅዕ፡ ኣብቶም ንጹሃት ኬንያውያን በጺሓ ግን ኣፋ - ኣፍ ላም ምዃኑ ኢዩ። ፍናን እውን (ምስ ኩሉ ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ መደባትካን ዘለኒ ክብሪ) ነቶም 245 ብትእዛዝ ኣሚን ዳዳ ዝተቐትሉ ንጹሃን ኬንያውያን ካብ ዓሰርተ ካልኢት ንላዕሊ እኳ ኣይተዛረብካሎምን። እሞ ድማ ኣብ ናይ 27 ደቒቕ ቪድዮኻ። ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ኣብዚኣ ቪድዮስ ኣሕዚንካኒ። ምስ ብዙሕ ምስጋና ኢዩ ግን።
Like habley nfnan hero bro gbu always be strong.
106 ኢስራላውያን ንከይመቱስ 245 ከንያውያን ምይቶም ኣየ ህዝቢ Africa ማስ ኮን ዮ ክሃልፈሉ.
Mewedata eza tarik kemu eya bel mesmae gedefaya aleku
GB-Silican maras ke aygermekan ?
ሰላም ፈናን ፡ ሃይለ የብሃል ካመይ ኣልካ ኣነ ተካታታሊ ማደባካ አየ። የምስግነካ። ግን ከልተ ነገራት ከብለካ መደለኩ ፈካደና ከትከውን ባኣል መላኡ ተስፋ አየ።1- ኢስራልሲ ኣድናኪ ደካስ ወይ ናይ ውልክካ ፈትወት ዘለካ ትመስል?2- ኣብ ዘህለፈ ኣዛራበት ካይና ዘከነየት ሃፈተና ። በዛባኣ በምክራብካ በታሚ ደስ ዘብል አዩ። ግን ጉድለታታ ከትስፍነላ ዝፈተንካ ኮይኑ ተራየኒ። evryone off us should be responsible for our actions. ተጋግያ አያ ጋይጋ ኣብ ኩልና ዘሎ አዩ ግን ሃላፍነታ ከትወስደ ነይሩዋ።
Ezi zanta mexhaf anbibeyo xwxway koynu u zsmeaka danke bro
እስራኤላዊ ምዃን ደስ ኢሉኒን ኣቕኒኡንን ።
ሰሪሖም ኢዮም በጺሖሞ።
Thanks Fnan app ane bzaeba ezia abay mexhaf anbibe aleku aresta Kea 90 minute in Inteve b William texahifa b beyene medin teterguma ala ab Eritrea.
Great work fnan hawey keep it up
Bteami mesati srhit 2 gziye ysemea aleku
Thanks Fnanino 👍
ስርሒት ኮማንዶ ሰምበል ከ ገለ በለና አባ ፍኔጋ
ፍኒ ሓወይ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ ምትብባዕ ከኣ ካባና
Amazing histor and unbeliveval event finan kexlo ezi meharin azanayn medebatka bflay nana erittawian tekami u ezi history nay israel
Ezi kemzi aynet srah ab film tray eka trio tack bror
Xbuk srah ❤🇪🇷🙏
Well come bro
Wowww!!!
Thanks more
Fnan ata qondaf agame wedi shermuta resah alet bexbax wedi adgi 🫏🫏🫏🫏🫏🫏
mejemerya sle kulu neger thank you , koynu gn sle ayhud mara zbezhe koynu ysemeani, emo kalie kea hasew eba bel.
tankes bri
Abet kelet tereka bravo 👌👌👌👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Well done fani brukk .we love you bro
btaimi memhr nay memharan eleka aleku
Eritrea 🇪🇷 💪🏾
Ata meksen wedi 👍ezia neaka
ፋናን ሓወይ ንስካ ናይ ባሓቂ በሊሕ ሰብ ኢካ ናይ እዚኦም ገለ ገላ ሰባት ኣይ ትገደሰሎም ብዙኮነ ቀጽሎ ኣጀካ
Wawww
ናይ በሓቂ ክትድነቅ ዝግብ ኣካዩ በዚ ኣብ ህዝብና ዓቢ መሃሪ ዝኮነ መደብ ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ ዝ ሓወይ።
ልዕሊ ምደብካ ኣድቨርታይዝ ኣብዚሕካዮ ፍኔ ሓውና
Waw fina habuna bruk Sembet yigeberla
ከተፍ እንቋዕ ሰላም መጻካ ብሩረይ
Nice
ናይ ብሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ ኢካ ቀጽሎ
እዞም dislike ዝገብሩ ዘሎው ጥዕነኦም የተሓሳስበኒ ኣሎ ?
🙏🙏🙏🙏👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
God bless you all the world
Well Come
Nehena Eritreawian kamome Kenkawen elawabe
ንዜጋታቱን ህዝቡን ዝሓምም መንግስቲ ይሃብካን ይሃበናን አዩ ዘብል። ኣቤት ጂግንነት።
Wawwww btemey xebuk qexilo
Fnan btami xbu aqrarba adnaqika ya hawey qxlo
Xbuq aqararba Thanks gn dmxka kuru zhilu alo ab zi nay lomi teqrbo zeleka medebka
እዋውውው ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ቀጽሎ
Well com fnan bro
Fnan bro as always good jobs
Xubuq meglexi eka tigebro zeleka qexilo. Fliliyat nay beal 2seytan nay russa axwar kemu dma atimicn hadrogin bombi flilyatun kidimsiso zkil aqim btihitina ketqrbelna ymhixen grazie.
Good job brother, you represent Eritrean( Tigrnya ) represented, God bless you!
Bravo bro🤙🏼
Tarike nay hezbna dea keytrek
ንፋዕ፣ኮርዒዳ ኢለካ ኣሎኹ፣ ፍናን ቡሩኽ።
ፍናን 🙏🙏🙏😍😍😍👂👂👂👌👌👌👏👏👏👏
Wallcome Wedi Eri Anbesa
Nada abzihkalom nay dihan
ፍናን ሓውና ብተክርበልና ሃናጽን ማሃርን ዝኮነ መደባትካ ኣዝየ እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን Hiroshima Japan & America ኣክርበልና
Nic
ኣነስ ዝገርመኒ ምዓስ ኢካ ተርክበሉ መዓልታዊ ከምዚ ክትዝርግሕ
የቀንየልና ኣነ ካብቶም ዝሃተትኩ ኢየ እየ እሞ የቀንየልና እዚ ስርሒት ምስ ስርሒት ቕያ 18 ደቃይቅ ይማሳሰል ስለ ዝኮነ እዚኣ እውን ግዜ ኣብ ዘሎካ ከተጋብዘና ንምንሕጸን
Israel & agazian no one can defeated!!!
God bless for Jewish people. Amlak klu gze msom eyu kab Orit jemiru
fnan plz yr backgroung classical is really disturbing make it slow
Fnan Hawey btami xbuk gen hanti kbleka kiya 18 dekik senbel bejeka amxelna etom kumando kea kulom asmatom
Ab nay higdef channel alatika bro
GOD BLESS YOU BROTHER
Fnan bravo kexlo akoka
Fano grande metabiti 🥰🥰🙏
Afirca africa aftica...... Bravo Fanu......
መደባት ይበል አዩ ዘሎ ፍኔ ቅጽሎ።ንአግረመገድኻ ኣብ ሞንጎ Atomic Bomb and aHydrogen Bomb ዘሎ ፍልልይ ክተቅርበልና ንሓትት።
Respect Fana App
Zelalem nay enda ematka ketdniq kab bluyen hadishin kidan z bezihin zbelxin tarik aleka nu mehar
Love Israel ♥
Kemuom nkun eske
ሎምስ መሪሩኒ እኮ ንዓባ እቲ ኣድቨርታይዝ እባ ቀንሰልና መደብካ እንዳፈተናዮ ከይብጸላካ ምስናይ ይቅሬታ
Ata hawey be Israel ember texelilka
Kedem rieaya eza Film srhit entebbe
Kyar Israel afrika moytom eway xelemti hasirom
Esreal bel Ktkesn💖✌
ከምቲ ዝፈትዎ መደብ ቀጽሎ ሓወኒ
ብአምሐርኛ ሰሚኤዬ ኔረ። ግን ኣይከም ትግርኛ ።
Ezia film teseriha ala azia dma geramit srihit eya
ብሓቂ ግን ኣምላክ ከይባረ ኣይተርፍን ኡዩ።እቲ ምንታይ ሲ እቲ ንስራኤል ዘለካ ጽቡቅ ኣረዳድእ
ሓሓንሳብ ናይ ባዕልኻ ፕሮግራም ኣዳልው ዓገብ ናይሰብ ስራሕ ዓገብ ፍናን ሓዉና ቀደም ደሓን ትመስለኒ ነይርካ ሕጂ ግን ናይ copy write echo እንዳኾንካ መጺእካ ትም ኢልና ንርእየካ ነይርና ሕጅስ በዚሁ ኩሉ ናይ ሸገር fm erhiopia
ምስ እስራኤላውያን ዳርጋ 9 ዓመት ሰሪሐ ኣዝዮም በላሕትን መሃዝትን ምስጢራውያንን እዮም። ልዕሊ ኩሉ ድማ
ንሓዎም ኣሕሎፎም ዘይህቡ ሰባት እዮም ።
ብልሕን መሃዝነትን ናይ ሃገረ ሰብን ከተማን ኣይኮነን ናይ ትምርትን ተመኩሮን ጽንዓትን መንፍዓትን እዩ ።
@@pastorfred2048 kkkkkk ygerm eu enda Asmera
@@habtegrmay9230 ድቂስካ ኣለኻ
@@pastorfred2048 blke elka aleka
@@user-gt7bi7hs7u kkkk zdekeskas nskan Profilkan ziarkey
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ስርሒት ኢንተበ እስራኤል አብ ዓመታ ን2ይ ግዜ ይሰምዓ አለኩ🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇪🇷🇪🇷
በዛ ናይ ቢትውደድ ትጅምር ምግብርካ ብጣዓሚ ኢና ንመስግን
ናይ ባሓቅ ዘገርም ዛንታ ቀጽለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብሩክ ሰምበት ይግበረልና፣ ፍናን ሓወይ ቀጽሎ።
Ezi nay bitweded introduction keytkyra 👌👍👍
Eziy kedem ena senenayo kan nay etiopya eka copy gerkayo alka enodo tarke zeytmshe nay agrawey agolgloet kan 1 jesab 12 zurya werarat zenber eze entay kekonena
ፍናን ተቕርቦምመደባት ጽቡቕ ኢዩ ግን ታሪኽና ኣብ ምፍታሽ ኣይግድን ማለተይ ንታሪኽና ባዕልና ሎሚ ተዘይተሪኽናዮ ጽባሕ ታሪኽ ዝሰርሑ ወለዶ ከነፍሪ ኣይንኽእልን ኢና ተኺኢልካ ቅያ 18 ደቓይኣቕ ስርሒት ኮማንዶ ኣብ ሰምበል ተተቕርበልና ጽቡቕ ኔሩ ስለቲ ኣበርክቶኻ ግን ነመስግን
ናይ በሓቂ ፊናን ሓወይ ኣነ ኣብ አስራአል
8 ዓመት ገረ ኣለኩ አሙ ካባይ ንላዕሊ ንስካ
ተፍልጦም
ፍናን ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽን ኣዘናትዋን እቲ ኣብ ድሕረ ባይታ ዘሎ ሙዚቃ ግን ይሰርቀኒ ጸኒሑ ኣብቲ ተዕርፈሉ እንተትጠመሉ ምሓሸ
ጽቡቕ ስራሕ፡ናይ ብሓቂ ስልያዊ ኣሰራርሓን መቕርባትን ካብ ዚ ተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብዙሕ ተማሂረ፡ ቀጽሎ ጎበዝ።
የቀንየልና ፋኒ ሓውና፡ብርዕካ ትሰስን፡፡
ኤርትራውያን ካኣ ባዕልና ሓውና ንቀትል ወይ ጸገም
Waaw betaemi xubuk finan . Thanks
Kulu video natka yikatatelo eye mara sehabin meharin eyu yekenyelna
ዝነኣድ ስርሒት ኔሩ ግን ኣብቲ ናይ ኬናውያን ምቅታል ብኡጋንዳ እስራኤላውያን ሱቅ ኢሎም ክዕዘቡ ኣይነበሮምን ከምታ ዝተሓባበርዎም ክሕግዝዎም ኔርዎም ግን ኣፍሪቃ ጸማማት እንዲና ተጠቂሞም ይጉሕፍና።
Misaka aleku
Meska alkew asmara sekore
Israelawyan rgimat zeri
Asmera shikor israelawuyan bzeka natom guday naykale ayentayomn eu
Yh fnan I appreciate you completely pls bring part 2
ብጣዒሚ ደስ ዝብል እዩ ደቂ ምድሪ ተስፋ ምካኖም ዘይፋልጡ ይፋልጥዎ
Thanks fnan
እታ ዝጽበያ ዝነበርኩ thanks fani ሓወይ ሰሚዐ ምስ ወዳእኩ ርእይቶ ክህብ እየ
ብጣዕሚ መሳጢት ኩሉ ተቅርበልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኮ እንተ ኾነ እዚኣ ግና ፍሊቲ ብvideo መሰረት ስለ ዝኾነት ኣዚያ ኬፍ ትህበካ ጽቡቕ ተማሂርና ፊኒ ሓወይ ትምህርትካን ብልሕካን ይባርኸልካ ካብ ተል ኣቪቪ ኢስራኤል ።
Niskas enqa nayna konka 👌👌👌👌🇪🇷
እስራኤል ንዜጋታት ንምድሓን ዝገበረቶ ስርሒት ካብቲ ዘድንቖ ነገር ኢዩ። ምኽንያቱ ዝኾነት ሃገር ክትገብሮ ዝግበኣ ምዃኑ። ሓንቲ ተሕዝነኒ ነገር ግን፡ *ዓለም ንእስራኤል ብምኽንያት ዓወታ 'እንቋዕ ሓጎሰኪ!' ኢላ ከተብቅዕ፡ ንኬንያ ግን 'ጽንዓት ይሃብኪ' ኢላ ሓዘና ዝገለጸት ሃገር ዘይምንባራ ኢዩ።* ንኮነሬልን ነቶም ሰለስተ ግዳያትን ዘኪራ ከተብቅዕ፡ ኣብቶም ንጹሃት ኬንያውያን በጺሓ ግን ኣፋ - ኣፍ ላም ምዃኑ ኢዩ። ፍናን እውን (ምስ ኩሉ ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ መደባትካን ዘለኒ ክብሪ) ነቶም 245 ብትእዛዝ ኣሚን ዳዳ ዝተቐትሉ ንጹሃን ኬንያውያን ካብ ዓሰርተ ካልኢት ንላዕሊ እኳ ኣይተዛረብካሎምን። እሞ ድማ ኣብ ናይ 27 ደቒቕ ቪድዮኻ። ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ኣብዚኣ ቪድዮስ ኣሕዚንካኒ። ምስ ብዙሕ ምስጋና ኢዩ ግን።
Like habley nfnan hero bro gbu always be strong.
106 ኢስራላውያን ንከይመቱስ 245 ከንያውያን ምይቶም ኣየ ህዝቢ Africa ማስ ኮን ዮ ክሃልፈሉ.
Mewedata eza tarik kemu eya bel mesmae gedefaya aleku
GB-Silican maras ke aygermekan ?
ሰላም ፈናን ፡ ሃይለ የብሃል ካመይ ኣልካ ኣነ ተካታታሊ ማደባካ አየ። የምስግነካ። ግን ከልተ ነገራት ከብለካ መደለኩ ፈካደና ከትከውን ባኣል መላኡ ተስፋ አየ።
1- ኢስራልሲ ኣድናኪ ደካስ ወይ ናይ ውልክካ ፈትወት ዘለካ ትመስል?
2- ኣብ ዘህለፈ ኣዛራበት ካይና ዘከነየት ሃፈተና ። በዛባኣ በምክራብካ በታሚ ደስ ዘብል አዩ። ግን ጉድለታታ ከትስፍነላ ዝፈተንካ ኮይኑ ተራየኒ። evryone off us should be responsible for our actions. ተጋግያ አያ ጋይጋ ኣብ ኩልና ዘሎ አዩ ግን ሃላፍነታ ከትወስደ ነይሩዋ።
Ezi zanta mexhaf anbibeyo xwxway koynu u zsmeaka danke bro
እስራኤላዊ ምዃን ደስ ኢሉኒን ኣቕኒኡንን ።
ሰሪሖም ኢዮም በጺሖሞ።
Thanks Fnan app ane bzaeba ezia abay mexhaf anbibe aleku aresta Kea 90 minute in Inteve b William texahifa b beyene medin teterguma ala ab Eritrea.
Great work fnan hawey keep it up
Bteami mesati srhit 2 gziye ysemea aleku
Thanks Fnanino 👍
ስርሒት ኮማንዶ ሰምበል ከ ገለ በለና አባ ፍኔጋ
ፍኒ ሓወይ ጅግና ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ ምትብባዕ ከኣ ካባና
Amazing histor and unbeliveval event finan kexlo ezi meharin azanayn medebatka bflay nana erittawian tekami u ezi history nay israel
Ezi kemzi aynet srah ab film tray eka trio tack bror
Xbuk srah ❤🇪🇷🙏
Well come bro
Wowww!!!
Thanks more
Fnan ata qondaf agame wedi shermuta resah alet bexbax wedi adgi 🫏🫏🫏🫏🫏🫏
mejemerya sle kulu neger thank you , koynu gn sle ayhud mara zbezhe koynu ysemeani, emo kalie kea hasew eba bel.
tankes bri
Abet kelet tereka bravo 👌👌👌👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Well done fani brukk .we love you bro
btaimi memhr nay memharan eleka aleku
Eritrea 🇪🇷 💪🏾
Ata meksen wedi 👍ezia neaka
ፋናን ሓወይ ንስካ ናይ ባሓቂ በሊሕ ሰብ ኢካ ናይ እዚኦም ገለ ገላ ሰባት ኣይ ትገደሰሎም ብዙኮነ ቀጽሎ ኣጀካ
Wawww
ናይ በሓቂ ክትድነቅ ዝግብ ኣካዩ በዚ ኣብ ህዝብና ዓቢ መሃሪ ዝኮነ መደብ ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ ዝ ሓወይ።
ልዕሊ ምደብካ ኣድቨርታይዝ ኣብዚሕካዮ ፍኔ ሓውና
Waw fina habuna bruk Sembet yigeberla
ከተፍ እንቋዕ ሰላም መጻካ ብሩረይ
Nice
ናይ ብሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ ኢካ ቀጽሎ
እዞም dislike ዝገብሩ ዘሎው ጥዕነኦም የተሓሳስበኒ ኣሎ ?
🙏🙏🙏🙏👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
God bless you all the world
Well Come
Nehena Eritreawian kamome Kenkawen elawabe
ንዜጋታቱን ህዝቡን ዝሓምም መንግስቲ ይሃብካን ይሃበናን አዩ ዘብል። ኣቤት ጂግንነት።
Wawwww btemey xebuk qexilo
Fnan btami xbu aqrarba adnaqika ya hawey qxlo
Xbuq aqararba Thanks gn dmxka kuru zhilu alo ab zi nay lomi teqrbo zeleka medebka
እዋውውው ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ቀጽሎ
Well com fnan bro
Fnan bro as always good jobs
Xubuq meglexi eka tigebro zeleka qexilo. Fliliyat nay beal 2seytan nay russa axwar kemu dma atimicn hadrogin bombi flilyatun kidimsiso zkil aqim btihitina ketqrbelna ymhixen grazie.
Good job brother, you represent Eritrean( Tigrnya ) represented, God bless you!
Bravo bro🤙🏼
Tarike nay hezbna dea keytrek
ንፋዕ፣ኮርዒዳ ኢለካ ኣሎኹ፣ ፍናን ቡሩኽ።
ፍናን 🙏🙏🙏😍😍😍👂👂👂👌👌👌👏👏👏👏
Wallcome Wedi Eri Anbesa
Nada abzihkalom nay dihan
ፍናን ሓውና ብተክርበልና ሃናጽን ማሃርን ዝኮነ መደባትካ ኣዝየ እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን Hiroshima Japan & America ኣክርበልና
Nic
ኣነስ ዝገርመኒ ምዓስ ኢካ ተርክበሉ መዓልታዊ ከምዚ ክትዝርግሕ
የቀንየልና ኣነ ካብቶም ዝሃተትኩ ኢየ እየ እሞ የቀንየልና እዚ ስርሒት ምስ ስርሒት ቕያ 18 ደቃይቅ ይማሳሰል ስለ ዝኮነ እዚኣ እውን ግዜ ኣብ ዘሎካ ከተጋብዘና ንምንሕጸን
Israel & agazian no one can defeated!!!
God bless for Jewish people. Amlak klu gze msom eyu kab Orit jemiru
fnan plz yr backgroung classical is really disturbing make it slow
Fnan Hawey btami xbuk gen hanti kbleka kiya 18 dekik senbel bejeka amxelna etom kumando kea kulom asmatom
Ab nay higdef channel alatika bro
GOD BLESS YOU BROTHER
Fnan bravo kexlo akoka
Fano grande metabiti 🥰🥰🙏
Afirca
africa
aftica...... Bravo Fanu......