እስራኤል ኑኩለር ከም ዘለዋ ምስጢር ዘውጸአ ዛኑኑ ዘሕልፎ ዘሎ መከራ 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 140

  • @Aldc_slayz
    @Aldc_slayz 5 ปีที่แล้ว +1

    Wwwwww fnan opp mesati tarik eu atedeguyena Thanks sleti kulu waha zebele medebatka

  • @hintsatewelde4886
    @hintsatewelde4886 5 ปีที่แล้ว +6

    ሓደ ምዓልቲ እባ ናይዚ ኣይሂዳውያን ወይ ጽዮናውያን ኣኪቡ ንስለ ሃገሮምን መንነቶምን ናብ ንቡር ንኽመልሱ ዓቢ ታራ ዝተጻወተ ኣቅርበልና። ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ኢዪ ናትካ።

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 ปีที่แล้ว

    ዋዉውውውውው ፋኖ ጅግና

  • @madenasmerome8570
    @madenasmerome8570 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ፍናን ንስካን ኣባላትካ ብሽ ህዝቢ ኤርትራ ዕድመን ጥዕና ይሃበልና ኣጆኩም

  • @onelove6867
    @onelove6867 5 ปีที่แล้ว +16

    Ethyopiawi sye bejakum like habuni love you deki eritrean

    • @maebelstudentlife2706
      @maebelstudentlife2706 5 ปีที่แล้ว +1

      Tay amxka dea abidey betnamika

    • @loveandpeace1349
      @loveandpeace1349 5 ปีที่แล้ว +4

      "ብዘካ ኣግኣዝያዊ ክብርታት ዝጻወረካን ሰላም ዝህበካን ካልእ ክብርታት የለን፡ "
      ///////
      ቁርኣን እታ መሰረት ምስልምና ሓንቲ እያ፡
      ትእዛዛታ ፡ንዘይኣመንቲ ሓሪድካን ረጊጽካን ዓለም ምሉእ ናብ ምስልምና ለውጦ ዝብል ፡
      እዉጅ ኲናት ኣብ ርእሲ ደቅ ሰብ ዘኣወጀ መጽሓፍ እዩ፡
      ነዛ መጽሓፍ እዚኣ ዝስከምዋን ብ ትእዛዛታ ክግዙኡ ዝደልዩን ሰዓብቲ ናይዚ እምነት እዚ ካኣ ኣብ ሃገርና ውሑዳት ኣይኮኑን፡
      ታሪኽ እንተገንጺልና ውን ብተግባር ምስ ወረርቲ ተሰሊፎም ክቀትሉና ዝፈተኑ ከም ብዓል ጀበርትን፡
      እስላማዊ ቃልሲ ኣበጊሶም ኣሻሓት ትግርኛ ዝሓረዱ ጀብሃን ፡ ዓቢ ምስክር ን ድልየታቶም እዩ፡
      ምስ የመን ኣብ ዝተዋጋእናሉ የመናውያን ምስልምና ብሙዃኖም ጥራይ ሕጉሳት ዘይነበሩ ፡ ንምንታይ ምሩኻት ኣብ ህዝቢ ተዝውርዎም ኢሎም ክሕለቑ ዝፈተኑን ውን ኔሮም እዮም፡
      ወረገ ዒራቕ ክትህረም እንከላ፡" ኣንጻር ኣመሪካ ሰልፊ ክንገብር ይፈቀደልና "ኢሎም ኣብ ቤት ጽሕፈታት ዝሓተቱ ኣለው፣
      እዚ ኩሉ ዓቕሚ እንተ ዝረኽቡ እንታይ ምደገሙ ኢልካ፡ ኣዕሚቕካን ኣርሒቕካን ክትሓስበሉ ዝገብረካ ሓደገኛ ጉዳይ እዩ፡
      ////
      ሕጂ ውን እዚ ጅሃዲስት ፡ አርትራዊ ዘግነት ዘለዎ እዩ ተባሂሉ ተዘርጊሑ ኣሎ፡
      ኣብ ሊብያ ብ ካራ ዝተሓርዱ ኣሕዋትና ብዓል እዚ ከም ዝተላገጹሎም ዘጠራጥር ኣይኮነን፡
      እቶም ዝሃደሙ ቆልዑ ውን ካብቶም ሓረድቲ ትግርኛ ዝዛረቡ ከም ዝነበርዎም ፡መስኪሮም እዮም፡
      ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሶርያ ክሓርዱ ከይዶም ዝተቀትሉ ውን ኣለው፡
      ብዙሕ ሰብ በቲ 9 ብሀራት ሓደ ኩሊት ሓደ ሳንቡእ ዝብል ሃተፍተፍ እሰያስ ሓንጎሉ ደስኪሉ ን ክውንነትን ሓቅን ዘይቅበል ዓሻ ህዝቢ ኣለና፡
      መጻኢ ብ ሎሚ ኣይፍረድን እዩ ፡ ሎሚ ድሓን ስለ ዘለኻ ጽባሕ ከሙኡ ትቅጽል ማለት ኣይኮነን፡
      ውሕስነት ዘለዎ ንቀጻሊ ዝጠመተ ፡ወለዶኻ ኣብ ሓደጋ ዘይትገድፈሉ ሓያል ዕላማ ክህልወካ ኣለዎ፡
      ብዙሓት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ጥዑም ጠባይን ሕያውነትን ስነ ምግባርን ዘለዎም ኣለው፡
      ገሊኦም ብሓቂ ነቲ ትእዛዝ ናይቲ መጽሓፍ ስለ ዘየንብብዎን በቲ ኣግኣዝያዊ ክብርታትና ስለ ዝነብሩ እዮም፡
      ገሊኦም ካኣ ፡ ዓቕምን ግዝየን ክሳብ ዝረኽቡ ብ ናይ ሓሶት ፍሽኽታ ዘታልሉን እዮም፡
      ናይ ኩስቶ ኣስላም ጥዑማት ናይ ኩስቶ ኣስላም ርጉማት ኢልካ ከም ደስታኻ ትፈላልዮ ጉዳይ ኣይኮነን፡
      እታ መጽሓፍ ሓንቲ እያ፡ እቶም ሓይሊ ዝረኸቡ የተግብርዋ፡ እቶም ዓቕሚ ዘይብሎም ካኣ ክሳብ ዝደልዎም ዓጺፎም የቀምጥዋ፡
      ንሶም ዕላመኦም ኮይኑ ንከስፋሕፍሑ ይጽዕሩ፡ ንስኻ ካኣ ግዴታኻ ኮይኑ ንምዕጋቶም ትጽዕር ፡
      ኩልኻ ነንዕላማኻን ረብሓኻን ኢኻ፡
      ስለዚ ብሰንኪ ዕሽነትካ ወለዶኻ ከይተጽንት ፡ ከም ኣቦታትካ ስረ ዓጢቕካ ክብርኻን መንነትካን ክትዕቅብ ግዴታ እዩ፡
      ኣግኣዝያዊ መንነት ጥራይ እዩ ክጻወሮም ዝክእል እንበር ንሶም ዝጻወር ትእዛዝን ክብርታትን የብሎምን፡

    • @hintsatewelde4886
      @hintsatewelde4886 5 ปีที่แล้ว

      ትግርና ዝዛረብ ኢትዮጳዊ የለን

    • @metkeltesfay7767
      @metkeltesfay7767 5 ปีที่แล้ว

      @@loveandpeace1349 qurdid eikum neskum bahfsha ezom agazen teblu kkkk funny eikum aytsanu teshquna eka

    • @metkeltesfay7767
      @metkeltesfay7767 5 ปีที่แล้ว

      Tegrway teqynka dislike hibka alku kabtom kale beher Ethiopia entkonka gn..

  • @yuelsolomon7671
    @yuelsolomon7671 5 ปีที่แล้ว +2

    Eta ezi finan zibihal wedi jemay kigebro dele aleku abey eyu zikimet gele dokon bezi london ayrikebn:) Eritrea and Eritreans need more like you bro 😎 keep it up 👍🏿

  • @meharenayikalo6319
    @meharenayikalo6319 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ፋኒ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ እዙ ኩሉ ላዕልን ታሕትን ትብሎ ዘለኻ ህዝብኻን ምንቃሕ ሓደ መዓልቲ ሙሉእ ሓጎስን ዓስብን ክትረኽበሉ ኢኻ

  • @amanueltukue1525
    @amanueltukue1525 ปีที่แล้ว

    Fani wel don bro keep going

  • @abrahamtsegay1918
    @abrahamtsegay1918 5 ปีที่แล้ว +1

    Long life to Israel and western countries 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇳🇿🇳🇺🇵🇳🇦🇽🇨🇦🇨🇭🇫🇴🇬🇬🇬🇪🇫🇮🇬🇧🇪🇺🇮🇸🇳🇴🇸🇪🇹🇴

    • @robeltesfay6640
      @robeltesfay6640 5 ปีที่แล้ว

      አዚኤን'ሲ ክህልዋ ኣለወን ነዞም ጅሃድ ስሞም አየን ብፍላይ አዘን ሰለስተ 🇬🇧 🇮🇱 🇺🇸 ኩል ግዜ ብስርሐን ምስ የሕጎሳኒ ኢየን

  • @michealitelos6332
    @michealitelos6332 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcome brother fnan, naybehakei meharei, Ezei lokumase eyou, thanks brother be bless..

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 5 ปีที่แล้ว

    Good job fnan app lnfotech.

  • @trueloveisneverend7964
    @trueloveisneverend7964 5 ปีที่แล้ว

    Welcome fnan hawey thank you so much so Jesus Bless you keep it ✝️♥️✔️

  • @erithrofights8702
    @erithrofights8702 5 ปีที่แล้ว +1

    ኢስራኤል እታ ኣዝየ ዘፍቅራን ውሕስነትን ሰላምን ዝሃበትንን ካልኣይቲ ሃገረይ
    ኣብ ኢስራኤል ካብ ዝመጽእ 9ይ ዓመተይ ሒዘ ዘለኹ

  • @maebelstudentlife2706
    @maebelstudentlife2706 5 ปีที่แล้ว +2

    Thans fnan ኣቢ ሰብ ርአስና ከፍትካዮ አኮ im proud of you keep up bro. we are with you and you are with us

  • @NaxaBlessed
    @NaxaBlessed 5 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka fnan Ambesa. Keep it up. ❤🙏

  • @samuelgebremeskel8990
    @samuelgebremeskel8990 5 ปีที่แล้ว +1

    Wow ist's wonderfull

  • @natnaelEri
    @natnaelEri 5 ปีที่แล้ว

    Mordechai Vanunu Eyu Zbehal. Good Job dma.

  • @yohannesdawit4975
    @yohannesdawit4975 5 ปีที่แล้ว

    Kindey tnefie wedey go ahead viva

  • @alexheven1663
    @alexheven1663 5 ปีที่แล้ว

    Mahri seb betemi xebke txxx bro

  • @semere7388
    @semere7388 5 ปีที่แล้ว +7

    እወ እዩ መልስና
    ባኑኑ ብመንገዲ እታ ጓል ንኢታልይ ክዛወሩ ምስ ከዱ ናብቲ ገማግም ባሕሪ ሒዛቶ ከይዳ ካብኡ ተታሒዙ ኣብ ሃይፋ ዝበሃል ቦታ ናይ ገዛ እሱር ኮይኑ ይነብር ኣሎ ይመስለኒ እንተ ዘይተጋግየ

    • @torresmft6409
      @torresmft6409 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ኢሳቅ ራቢን ዝበሃል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝነበረ ናይ እስራኤል ኣብ 1995 ጋርዲ ናቱ ዝነበረ ይጋል ኣሚር ( yigal Amir ) ዝበሃል ቀቲልዎ ? Ygal Amir ክሳብ ሕጂ ኣብ ማእሰርቲ ኣሎ ግን ኣብ እስራኤል ከም ጅግና እዩ ዝፍለጥ ንሱ ዝበል መረትና ን ፍሊስጤ ኣይንህብን እዩ ኢሉ

  • @ልንጆልበይ
    @ልንጆልበይ 5 ปีที่แล้ว

    ታንክስ ፍናን ሓወይ

  • @SOLYENTERTAINMENT
    @SOLYENTERTAINMENT 5 ปีที่แล้ว +12

    ብዛዕባ ታረኽ ተጋሩ ኤርትራውያንን ተጋሩ ኢትዮጰያውያንን መዓስ ኣብ ክልተ ተመቒሎም ዝበሃል ገለ ፈታትሸልና

    • @yafuyafu1127
      @yafuyafu1127 5 ปีที่แล้ว

      👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼 blebey komu kblo enda deleku 😍

    • @edenmahary4096
      @edenmahary4096 5 ปีที่แล้ว +1

      They never been ONE! Thank God tor that!!!! 🙏🙏🙏🙏🙏

    • @entertainment-yf7je
      @entertainment-yf7je 5 ปีที่แล้ว +1

      10 ዘይበጽሑ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ኢልካስ ተጋሩ ኤርትራዉያን ትብል ንሕና ኤርትራዉያን ተጋሩ ኮይና ኣይንፈልጥን ኢና ማሕበር ኣግኣዝያን ዝማሃሩኻ ታሪክ ሕዝካ መጺኻ ነቲ ኮመንት ዘንብብ ሰብ ግዚኡ ኣይተኽስሮ

    • @yafuyafu1127
      @yafuyafu1127 5 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ entertainment Ata donqoro Entay eyu mennetka eski negereni

    • @entertainment-yf7je
      @entertainment-yf7je 5 ปีที่แล้ว +1

      @@yafuyafu1127 ካብ ጽፍሪ እግረይ ክሳብ ጸጉሪ ርእሰይ ኤርትራዊ

  • @christianghebray1996
    @christianghebray1996 5 ปีที่แล้ว

    Merhaba I really love your programme

  • @BiniamBiniam-xo6hi
    @BiniamBiniam-xo6hi 5 ปีที่แล้ว +27

    መበል 150ሽሕ ሳብስክራይብስ ከነብዕል ቀሪብና ፍናን ኣፕ👏

  • @ngussetumzghingusse371
    @ngussetumzghingusse371 5 ปีที่แล้ว

    Wowwww amazing it's important history for ours how feels to hgdef fani you well come next time I stay you

  • @millionzerom1427
    @millionzerom1427 5 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ፍናን ኡንቃዕ ብድሓን መጻኣካ ዓቢ መምህር መንእሰያት ኤርትራውያን መግለጺ ስኢነልካ ኤርትራና ካብ ባርነት ምስ ተናገፈት ኣብ ናይ ኣብርሃ ካሳ እያ ቦታካ ፍኔ ሓወይ ተብዓታ መንሰይ።🇪🇷🇸🇪🙏

  • @kahsaiftwikahsai5710
    @kahsaiftwikahsai5710 5 ปีที่แล้ว +2

    Like 1

  • @simonyohannes920
    @simonyohannes920 5 ปีที่แล้ว +1

    Fnan nay bhaqi nfue seb. Aqerarbaka,etmerxom mharti medebatka........
    Yeqenyelna GBU!

  • @yafuyafu1127
    @yafuyafu1127 5 ปีที่แล้ว +6

    Welcome Fnan abi Seb!!! Next video bzaeba ezom klte tegaru ab Eritrea and ab ethiopia zelowo Meas kem zetflaleyu hizkalna ktmexe bi tesfa yexebe!!!

    • @metkeltesfay7767
      @metkeltesfay7767 5 ปีที่แล้ว +1

      Kebuer hawey nehana Eritrawn tebdlti ember bedlti aykonan eti yewat zeblkayo ka kem gorababti tery nekababr nesu yeakel eu lomi dikum yehwat mekana feltikum eti zehalfe 26 amet ke eta yehwat abey nera moyta nera hji tesa malet diyu eti ab Eritrea zelwu teblom zelka ka netom deki adka deqlu eki komu tebel zelka ember xeruy eritrawi tegaru yehwatna eyom kebel seme ayfletn aykhlwun eu ewn kab tegrawy mekan mot yehaysh

    • @medhaniezeresenayaraya6482
      @medhaniezeresenayaraya6482 5 ปีที่แล้ว +1

      ትኽስ ድሙ ሲ መዘንገዕ ኣንጭዋ ይብሃል ፍናን ኤርትራዊ እዩ ኩሩዕ ድማ እዚ ትም ኢልካ ዘይ ሓስበካ ጫማ ሲ ካልሲ ኣይትግበረሉ ዩ ነገሩ መን የሕዋትና ምስ በለኩም ኢኹም ብስም ጎረባብቲ ክንካባበር ንኽእል ኢና ካብኡ ሓሊፍካ ግን የሕዋት ከም ደይ ኮና ከም ደይንኸውንን ውን ፍለጥ ሒልኩስ ሰራቂ

    • @yafuyafu1127
      @yafuyafu1127 5 ปีที่แล้ว +1

      Metkel Tesfay Ata guhaf hesur donqoro Kid Ni aboka (father ka) heteto Ya haqi eyu kbleka eyu beal neskum zehsrkum sebat ekum tftwu kem beal reshayda eyom zeqrbekum gen beal neskum Abey yerdakum ember kebabi 300,000 Eritreawyan ab tegray Xebuk yenbru alewo:: ab beal Sudan Libya ka yehredu alewu kem beal neskum bonehead zekonkum sebat key tefakum ezi tezrabi tigriyna ksaqe teray eyu knber::

    • @entertainment-yf7je
      @entertainment-yf7je 5 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ማለትካ ኢዩ ክልተ ተጋሩ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘለዉ ክትብል ኮለኻ ?

    • @medhaniezeresenayaraya6482
      @medhaniezeresenayaraya6482 5 ปีที่แล้ว +1

      @@yafuyafu1127 ክክክክክክክ ሞርታራትካ ታንክታትካ ኣቅኒዕካ ናብ ኣስመራ ክትሃጅም ኮለኻም መን ድዩ ውብራኽካ ሓምሺሹ ኣትሪፉኳ ራሻይዳ ሳሆ ትግረ ቲግሪና እኳእዩ ትግራዋይ ክሰርቅ ኤርትራውያን ክንካላኸል ሞኽ ኢንላ ህኮት ደኣ ይብሃል

  • @eskindermahari8463
    @eskindermahari8463 5 ปีที่แล้ว

    Wowwwwww aytdongyena bejaka welfi gerkalna eko beti azararibaka wowwwww

  • @muleasli2064
    @muleasli2064 5 ปีที่แล้ว

    thx fnan app for yr great work keep it up it is helpfull specially to our people coz we know nothing I would be great full if you try to do some deep research about European Jews when did they start to live in Europe and also try to do some research about khazar empire of the 8th century because the european jews are not abrhamic seed they are converted to judaism in the 8th century then they spread out from Eastern Europe to the western countries like germany ,uk,sweden,norway as far as United States australia so please I will expect u to shade some light about the khazarian empire.

  • @ermile2091
    @ermile2091 5 ปีที่แล้ว +1

    Weww ayxelekukan fani

  • @merhawimussie6168
    @merhawimussie6168 5 ปีที่แล้ว

    Tanks more

  • @tsegitnaykrstos2388
    @tsegitnaykrstos2388 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ መግለጺ ዩ ፍናን። ንእርማት ግን ስም እዚ ኣባል ስለያ ኒኩለሳዊ ኣጽዋር ኢስራኤል ዝነበረ ሰብ ማርዶካይ ቫኑኖ እምበር ዛኑኑ ከም ዘይባሃል ክሕብረካ ይፈቱ።

  • @machwegdektatorvonunsereml7186
    @machwegdektatorvonunsereml7186 5 ปีที่แล้ว

    Morgen kann besser sein als heute!

  • @aronht5044
    @aronht5044 5 ปีที่แล้ว +1

    fnan hawey amlak ybarka bzaaba 6 mealti kunat israel areb kemey neyru kulu mflat tsbuk ayu mo

  • @kesetehaylemariam1565
    @kesetehaylemariam1565 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ኣቀራርባ ከም ወትሩ ፍናን ኣብ ።በቲ ተቅርበልና ናይ ፉሉጣት ኣዓበይቲ ተቃለስቲ ን ኮሙኡ እዉን መለክቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዘዉርድዎ ሽግርን ።
    ሰለዚ ንህዝቢ ን ንሰማዕትካን እተበርክቶ ቀልል ከምዘይ ኮነ ከብራሃልካ ይፈቱ እሞ የቀንየልና ።
    ድሕሪ እዚኣኣ ግን ሓቲ ከተቅርበልና ዝሓተካ ብዛዕባ ሞሳድ ማለት ኣማሳርቶኦምን ዝርገሖምን ዓቅሞንን ይፍለጡ ድዮም ከ ?ብ ወግዒ ?
    ወይስ ከምዞም ኣብ ቅልሲ ሰዉራ ኤርትራ እዚ ናይ ሕጂ መላኪ ሃገርና ኣቁሙዎም ዝነበረ ሕብእቲ ሰልፊ እትባሃል መን ኣባል ሰልፊ ምካኑ ዘይትፈልጦ ኣይፍለጡን እዮም ።

  • @ወዲኤርትራ-አ7ሸ
    @ወዲኤርትራ-አ7ሸ 5 ปีที่แล้ว

    Nxbe alna 2y kifala thanks

  • @metanxbahkhayesihkablomisa959
    @metanxbahkhayesihkablomisa959 5 ปีที่แล้ว +1

    Well cam fani ata anes bzaba Israel ktzareb kelekas btami iye dhgos

  • @queengamerplaz7904
    @queengamerplaz7904 5 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @mannamasho6857
    @mannamasho6857 5 ปีที่แล้ว +2

    Herzlich willkommen fani toll man ich bin stolz auf dich 🇪🇷🇩🇪

  • @BNH-l5n
    @BNH-l5n 5 ปีที่แล้ว +3

    ሓደ ወጃዓኒ ኮመንት ዘይ ጸሓፈ እስራኤል ክሰምዑ ከለዉ ርእሶም መንጸሮር እዩ ዝሕዞም

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክክ ብዛዕባ ሱዑዲ ምስ ጀመረ ንጽሕፍ ወጃዓኒ ኢንታይ ኢዩ ትርጉማ ንገረኒ ፕሊስ ብሮ

    • @efuretekish5490
      @efuretekish5490 3 ปีที่แล้ว

      ክክክክ

  • @zerietgilay8215
    @zerietgilay8215 5 ปีที่แล้ว +6

    Welcom fnann app bruk kedame senbet 👉👉👉👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇩🇪💔💔💔💔💙💙💙💙💙💙

  • @semerehaile4083
    @semerehaile4083 5 ปีที่แล้ว

    Eza tarik nkelaey gize tzrgha aleka Fnan

  • @erisweet1063
    @erisweet1063 5 ปีที่แล้ว

    ajoka fnan abi seb

  • @ማውሮስደተኛሓጎስኦቨድዝሃ
    @ማውሮስደተኛሓጎስኦቨድዝሃ 5 ปีที่แล้ว

    ፋኒ ስም ናይዚ ሰብ ሞርዶኻይ ቫእኑኑ እያ

  • @aronaronhail2516
    @aronaronhail2516 5 ปีที่แล้ว

    Fnan ny hmamey btami hugus ey baka tsebuq sirha bflay nezom. Hegdef hamed kitgobrom keleka hugus eye baka

  • @mulyang0823
    @mulyang0823 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ፋኒ ካናሪ ድምጹ ከመይ ድካ ተሐጉሰኒ ታሪክ እስራአኤል ከተምጽእ ከለካ

  • @mikalbrhane5757
    @mikalbrhane5757 5 ปีที่แล้ว

    Fnaney jigna

  • @negasimdhen6291
    @negasimdhen6291 5 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሐወይ ከመይ ቀኒኻ ድምፅኻ አይርሐቕ ዘሐወይ

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki xebkti Tarik Eya Ne Dictator Esayas Ka kemzy Tarik kinseme Nexebe Alena Hgi Abzy kereba Ewan kewered endu!

  • @wedimahari1222
    @wedimahari1222 5 ปีที่แล้ว +1

    Kedamay andif abileya lomi

  • @torreschorno2527
    @torreschorno2527 5 ปีที่แล้ว +2

    ታሪክ ናይ ኢሳቅ ራቢን yitzhak Rabin prime minister 1995 ዝነበረ ብ ጋርድ ናቱ ዝነበረ yigal Amir ዝበሃል ቆቲልዎ
    ን ኢሳቅ ራቢን ዝቀተሎ ጋርዲ ናቱ ዝነበረ ይጋል ኣሚር ዝተባህለ ኣብ 1995 ን መራሒ ናይ እስራኤል ዝቀቶሎ መሳጢት ታሪክ እያ ? yigal Amir ክሳብ ሕጂ ኣብ ማእሰርቲ ኣሎ

    • @SENEDMEDIA
      @SENEDMEDIA 5 ปีที่แล้ว

      ጋርዱ ኣይኮነን ቀቲሉዎ "' ሰላም ኣብ ምፍጣር ምስ ፍሊስጤም ጸቒቱ ስለ ዝሰርሕ ዝነነበረ ኣብ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ መደረ ከሎ፡ ሓደ ኢስራኤላዊ ተማሃራይ ኢንቨርስቲ ዩ ብሽጉጥ ቀቲሉዎ

    • @torreschorno2527
      @torreschorno2527 5 ปีที่แล้ว

      @@SENEDMEDIA yigal Amir እንድዩ እቲ ዝቀተሎ ኣብ ተል ኣቪቭ

  • @hermanaregai6762
    @hermanaregai6762 5 ปีที่แล้ว

    As it's common to hear that many Middle East and Ethiopian Jewish have serious discriminations and stereotypes in Israel, this person might have felt discriminated and provoked to take revenge of those who fired him from his job in the nuclear plant.
    How ever, although he was a knowledgeable and smart person, his weakness was lack of wisdom. He breached one of the most his country's security rules, which he had agreed and signed in.

  • @thesun8958
    @thesun8958 5 ปีที่แล้ว

    Bitaemi nfue
    Xbuk agelalxa.
    Tesfa egebr 24 May gele program kitgebr,
    Nsle eza luulawit meretna zeykfel sle zkefelna, please bzikealeka sbuk program adalu

    • @teagestesfaldet8784
      @teagestesfaldet8784 5 ปีที่แล้ว

      What fnan zanunu Eritrawi mikonu tifelist aleka !! 90 million ethiopiayan 300 million americawayan kemu engliszn kalotn nana kab gets meret kerbana nbeynana dew elna ab zelenalu Fnan zanunu hagerun mengstun kem ztekeyere!! Wereja nkmsil kea kedat Israel yzareb kedae eritra ke men eyu zanunu eritra ke men eyu

  • @hamiyewadisaado6106
    @hamiyewadisaado6106 5 ปีที่แล้ว +1

    Ata ezi kulu kabey ika temxewo kab reiska ??

  • @fessehayegeremedhin6041
    @fessehayegeremedhin6041 5 ปีที่แล้ว

    Hiji abey alo n Norwey kimexi hasibuneru

  • @mussiegezaei3316
    @mussiegezaei3316 5 ปีที่แล้ว

    Welcom fnan

  • @torreschorno2527
    @torreschorno2527 5 ปีที่แล้ว +3

    Long live 🇮🇱♥️🇺🇸

  • @robelabraha9594
    @robelabraha9594 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuk medebat eka tekerb zeleka kumneger ,btewesaki kea nay September 11 nay American bzaeba nay America CIA medeb dea zeytekrbelka

  • @yohanesadmokom4181
    @yohanesadmokom4181 5 ปีที่แล้ว

    You are amazing story teller but stick with your agenda.

  • @fili3581
    @fili3581 5 ปีที่แล้ว

    ከመይ ጓሓፍዩ ወደይ ካብ ብሱል ጥረ ክብሉካስ ከምዚ ድኣ ተካል

  • @ichbinschwarz1586
    @ichbinschwarz1586 5 ปีที่แล้ว

    Bezaba American Dollar kemey gerum eyom Kutuba nay alem bedollar kem zetasaser geromo.ete mester be akmika gele eta teblana bro

  • @filmonhaile9882
    @filmonhaile9882 5 ปีที่แล้ว

    Hiii Selam naka 2 kfal ako sieneya

  • @atoyaraya4582
    @atoyaraya4582 5 ปีที่แล้ว

    I'M so PROUD of YOU FNU BRO 👍

  • @biniamamine1175
    @biniamamine1175 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ኤስራኤል ታሪኽ ከተምጽእ ክልኻ ማራ ደስ ዘብል እዩ

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 5 ปีที่แล้ว

    Merhaba finan teum demtsie.

  • @tesfieanbesa7623
    @tesfieanbesa7623 5 ปีที่แล้ว

    Kedai si ab kulo alem eba eu zelo ane kea ab ertra teray yemesleni neru.leka kulo zegenet zelewos hagerawi aykonen kemzom deki za telamit hasadat fo gena etom hemake adey ertra temneu zelokum kenexare ina kefae nay kab zeri mot halal eu sega za ertra.

  • @hagosraya6491
    @hagosraya6491 5 ปีที่แล้ว

    to italy ?

  • @entertainment-yf7je
    @entertainment-yf7je 5 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ደሓን መጻኻ *Fnan App Infotech*

  • @melodynebi7157
    @melodynebi7157 5 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @thanksnd8438
    @thanksnd8438 5 ปีที่แล้ว

    شكرا

  • @efremt8429
    @efremt8429 5 ปีที่แล้ว

    Charles Bronson:

  • @hiwetmakaltraydekierijigan9564
    @hiwetmakaltraydekierijigan9564 5 ปีที่แล้ว

    gele aynet medeb so xbh yerakbena

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 ปีที่แล้ว +2

    kkkkkkk ane keman ምስጢር ይፈልጥ የ ግን ኣይነግርን

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 5 ปีที่แล้ว

    ወይ ትልመት ክንዲ ወአደይ ኢላ ዝሓብሓበት ብገንዘባ ክጻወት 🤔

  • @shalekidane9411
    @shalekidane9411 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ኢዚ ወዲ ኣብ ኢስራአኤል ዱዩ ዚነብር ፡ ኤስራኤል ኪብል ኢኮ ረቢሽና፡ ሓደ ኣፉ ብናቶም ቖንቓ ጊበሮ አምበር

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 5 ปีที่แล้ว

    Ata kemey aynet hager eya ezia

  • @milionbrhane7202
    @milionbrhane7202 5 ปีที่แล้ว

    Ane ezi medebka mara endiyu des zbleni bflay tntena politica israel. Tesfa ygebir eza fnan app info zela medebka hade mealti radio fnan wey dma tv fnan koyna Kria mkniyatu mejemertata ktjimir kelekan hjin zeleka medebat lieley nska tfelto. Bzkone ajoka bertie

  • @hosaena6740
    @hosaena6740 5 ปีที่แล้ว

    Fnan app ንፉዕ ከጽሎ ብራቦ

  • @mo-jin2986
    @mo-jin2986 5 ปีที่แล้ว

    Dear Bro Fnan,
    Bizaeba eti ab Eritrea ab 1998 Dagmay nab serawit zitemelese ( akedimu kabtom dhri Nasnet zitetayesu tegadelti zinebere) kisab eti kunat 3 werar ziwdae dima ^*Fake Corenel ^* maereg hizu , neti Mengsti zetalelo ab mechereshta bisenki misti natu Delalay tehalaliku ab kusisir Police ziweale, keman abti nayti ewan , Medeb Hizbin Polisin ab tv Eri keribu kulu sirhatu kalu zihabe eritreawi seb entekielka eba gele kabti tibatatun adenaki sirehatun wes belena.
    Yemesgneka

    • @gobodena7567
      @gobodena7567 5 ปีที่แล้ว

      Colonel yakob maletka diyu.i also want to know more about him too

  • @sebfikir5140
    @sebfikir5140 5 ปีที่แล้ว +1

    Fnan abzihkayo Israel tray koynu zerbaka

    • @tesfithadgu3062
      @tesfithadgu3062 5 ปีที่แล้ว

      ok biselam mixana xubuki medebi aleka

  • @amanjr92
    @amanjr92 5 ปีที่แล้ว

    Ya finan tedegagmena aleka
    Qdmi hiji aqribkalna nerka

  • @robela4355
    @robela4355 5 ปีที่แล้ว

    nabtom tewetirom nlbsa ena geteru sentikom kwexu zdelyu zneberu ab deret aflba zaregu tefetro zadelom chmaratat yekamta nebere za agelalxa nay behaki mesitatni kemzi bfilm zreya zeleku hahaha

  • @ermias3186
    @ermias3186 5 ปีที่แล้ว

    Nay Israel tarik seme aymenwon eye.

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 5 ปีที่แล้ว

    I don.t think all true what u say u make like ፅጽዋይ

  • @madukongo1830
    @madukongo1830 5 ปีที่แล้ว

    Xubuk sirah hawey