ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መን ከማኻ ፍናን ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ
ወልካም፡ፍናን በኣል ቱኡም ድምጺ ካባካ ቡዙህ ንምሃር ኣለና thanks kubur haw
ጽቡቅ ትምህርቲ ፍናን ሓወይ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ደስ ዝብል ኣገላልጻ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ክቡር ሓዉ፡ ሳዳም ኣብቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ 2001 ዝተኻየደ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝዓበየ ኢድ ከም ዝነበሮ ይዝረብ ዩ፡ብዛዕባ እዚ ዘንበብላዮ እንተሎ ኣብ ካልኣይ ክፋልካ ገለ በለና ፡ዝያዳ ክሉ ንሳዳም ዘጽፍኦ ነገር ውን ገደብ ዘይብሉ ፈኸራን ጸርፍን ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካን ኣመንቲ ክርስትናን ምኳኑ ውን ዓቢ ግምት ኣሎ፡ ይዝከረኒ ኣጋር ሰራዊት ኣሜሪካ ኩናት ምስ ወልዑ፡ ሳዳም ክንድምስሶም ቀሪብና ኢና ፡ዓለም እስልምና ክቅይራ የ ይብል ኔሩ፡እዚ እንዳበለ ከሎ ኣብ ሱዳን ኣብ ሓደ እንዳሻሂ ኮይና ንከታተሎ ኔርና፡ ብዙሓት ሱዳናውያን ብዙሓት ኤርትራውያን ውን ሓጎሶም ገሊጾም ኣብ ቅድሜና፡ድሓር ድሕሪ 3 መዓልቲ ወተሃደራት ኣሜሪካ ባቅዳድ ኣትዮም። ስለዚ ንሳዳም ዘጥፍኦ መትሓዚ ዘይብሉ ፈኸራዩ ኢልና ክንድምድም ንክእል በቲ ዝገብሮ ዝነበረ መትሓዚ ዘይብሉ ፈኸራ።
Waww ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ሳሓቢ ታሪክ ኢካ ትመጽእ ኩሉ ግዜ ቀጽሎ ኣብዚኣ ክን ክብለካ ዝደሊ ብዝሑሓት ኣለዉ ሲሚዒታዋን ወረ እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ከይወድእዎ ኢዮም ናብ ጸርፊ ዝኣትዉ እስካ ክን ሸለል በሎም ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝገበር ስልዚ ናይ ምጽዋር ዓቅምካ ኣዛይዶ እበር ብዛዓባ ሃገርና ዶ ከይሓሙ ናይ ሳዳም ይሒሚምዎም ብዝኮነ nice job ኣብ ቀጻሊ
Thank you so much fnan my brather so Jesus Christus bless you I love you
Thanks bro fnan that’s important story please continue
Thanks for the most wanted historical u shared
It's very nice bro I appreciate can do give us about American vs Vietnam please.
ፍናን ህዝቢ ኣጆኻ እስከ ኣብ ጎንኻ ኣለና ምትብባዕ ናባና ግደፎ
Waww eta zxibeya zneberku tnx bro 🤴
ጽቡቅ ስራሕ በርትዕ
Thankyou fnan!
ፍናንዶ ተባሂልካ ባዓንቶቦ/ ብሓቂ ብሓቂ ፍናንን ስሚዒት ናይ ህዝቡን ሕብረተ ሰቡን ማንንቱን ብኸመይ ከምዝገልጾን ንህዝቡ ድማ/ ብኸመይ ሜላን ክእለት ናይ ምርዳእ ተኽእሉኡ ከመይ ይሓሽ ዝብል ርዲኢትን ሓሳብን ወሲድካ ምጽዓርካን ምብጋስካን ኣዝዩ ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ/ ጊን ፍናን ሓውናን ሓው ኵሉ ውጹዕ ህዝቢ ተረዲእካ ነዚ ማሃርን መሳጥን ዝኾነ ኣቓልቦኻን ዕላማኻን ክትቅጽሎ ከምዘለካ ይላበወካ ክቡር ሓውና ፍናን። ፍናን ዓወትን የብዝሓልካ ኣሜን።
ድሕረ እቲ ዉልቀ መላኺ ምእላዩ ዘላቶ ኩነታት ዒራቅ እባ ኣቅርበልና ፍናን ነብሲ ማለት ዒራቅ ሰዳም ሒሴን ኮሎ ዶ ይሕሾም ኔሩ ወይስ ድሕሪ ምእላዩ ብጸጋ ይነብሩ ኣለዉ ኣብታ ሓገር?
Thank you Fnan❤👌
اللهم يرحم ويقرلهو
What do you mean
امين يارب
@@Merana10632 he said i fuck you Bitch
@@winstk9521 th-cam.com/video/Vd-M3Y-IprU/w-d-xo.html
@@abrahamtsegay1918 Ehe
Thanks bro ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ማሃሪ ኣርስቲ ።ኣጆኻ በርትዕ ህጠር ።
Thanks neza ey zexb ner ena amesgna fnan hawena
Thanks fnan nay qedafi eba amxaAlna
ፍናን ብሩኽ እግዚአብሔር ይባርካ ብትግብሮ ዘለኻ
ፍናን ብጣዕሚ ንፉዕ ሰብ ኢካ ኩሉ ስራሓትካ እካታተሎ እየ ።ብርግጽ ከአ ካብቶም ጸለውቲ ዓለምና ከም ትከውን እምንቶ አለኒ ። ተጣራጢረ 'ውን አይ ፈልጥን እየብርግጽ እንበሪ
I am proud of you fnan bro azyu mehari tmihirtin tarikn nkinfelit tihigzena aleka Gbu
Dankeschön bro
Tnx bro
Habibi des zbl medeb u Nay mandela tarik tetmxelna des mbeleni bra so keep it up
Eritrea iloveu
Thanks bro
Fnan hawey I like u the way explain
ፍናን ሓውና/ ነዚ ናይዞም ቀተልትናን ሓረድትናን ዝኾኑ ሸፋቱ ምዕራባውያን ገዛእትን ጨፍለቕትን ኣጥፋአቲ ዝኾኑ/ ብመደብ ክተሕልፈልና ንላቦ: ምኽንያቱ እዚ ጸማም ህዝቢ ትግርኛ ኣጸቢቑ ክፈልጥ ማኣታን ሓራዲኡን መኸበሪኡን። ስለዚ ኣድላዪ ትምህርቲ ስለ ዝኾነ ፍናን ሓወይ ሓደራ ተገዲስካ ልኣኸልና ዝሓወይ።
Fnanawi tnx 2 kfal aytdengyena dngl maryam msaka tkun👍
ሳዳም ሁሴንን በጣምነው የሚያሳዝነኝ አላህይራህመው ታሪኩን በአማረኛ ብትተረጉምልኝ ደስይለኝ ነበር
Dmtsi nay classical kurub aw ybl alo thanks bro
Thanks Fnan hawena zeteqerbelena
Wawww btaemi xbuk fnan bro kexlo
Great explanation! I wil follow you.
Danke bro
Ohhh ኣለም ጎዶሎ
Thank you fnan tium dmxi aleka
Thanks bro!
you er smart Eritrean keep it bro
ፍናንን ሓወይ ጹቡቅ መደባት ኣለካ ኣድናቂካ የ ግን ምስ ዚ ናይ ቱሩኩን &ኩርድሹን ዝከይድ ዘሎ ኩነታት ከኣ ገለ በለና
Welcome !!
ፍኒ ተናፋቂ part 2 ኣይትዶንጉየና
Fani 🌷👍👍👍✊💪
እንዳ ኣመስገንና ኢና ፍኔ ሓወይ!!ናይ ካርሎስ ማፍያ ከተቅርበልና ብዙሕ ግዜ ተማሕጺንናካ ኣሎና
Fnan hawey btami eya demesegeneka Bravo
اللهم ير حم 😭😭😭
Grazie fnan
fnann job bro
ነዚኣ ኢየ ዝጽበ ነረ ታንክስ ፍነኪስ
ፍናን ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ እትገብሮ ኣበርክቶ ብቐሊሉ ዝረአ ኣይኮነን።ንኹለኹም ኣብ TH-cam እትነጥፉ ተዛረብቲ ትግርኛ ክብሪ ይግበአኩም፣ትግርኛ ይለምልም
Fnaney Nic nic job 🇪🇷🇪🇷
Fnan hawey kem wetru xbuk srah 😍😘bless you
ፍናን ናይ ግዜ ስደተይ ቡሉጽ መራሕየይ ዶ ክብለካ መህምረይ መግለጺ ይሓጽረኒ ኣሎ ኩሉ ኣብ ጥቃካ ዘሎ ጸጽቡቁ ንዓካ ይኩን
Txxxxxxxxxx bro
Well come Fnanino. Bertee ske up! up! up!
Thank you Fenan
ፍናን ሳላኻ ህዝብና ቡዙሕ ተማሂሩ ኢዩ ፡ ኣጆኻ በርትዕ ንስኻ nationalist ኢኻ ፡ ካብ ካልእ ኣድማሳውያን ውዳሴ ክትጽበ የብልካን ።
ፍናን ፖውው ኣመና የ ዘድንቀካ ሶ ካብ ልቢ የመስግነካ! ኣጆኻ
ብጣዕሚ ብእትሰዶም መደባትካ 100% ዕጉብ ኢየ ቀጽሎ ከምዚ ዝበለ መደብ ክንፈልጥ ብቀጻሊ ስደደልና
God bless you
FNAN APPS IF I MAKE MISSTAKE EX.BUT I THINK ONE DAY I HEAR VERY GOOD EXSELENT GIVE SCOOHLING ALBERTY RULE OF HIGH WAY +5 OF WAYS....THANKS FNAN..
Nic bro
Merci beaucuop fani bro!!!
tankes finan bro
ኣጆኻ በርትዕ ክቡር ሓው
Thanks bro btami ye medebka zketatelo kedxlo
Thanks fanu Habibi Ana
ኽላ ዋ መን ከማካ ኣየወ ሃብቲብና ብፍልጠት ፍናነይ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና
Selam fnan hawey, nayzei sebaiy motei abei enwete eyou neikulu Asiaweyain wala chekain yeikuin hageruin heizeibuin heizu neruo beizeimeselenei thanks brother,
👏👏👏🙌🙌🙌
ኣነ እቲ ዝሕጉሰኒ እንተ ሃልዩ እዚኣ chanel ናይ ፍናን ብናህሪ ትሕንበብ ብምህላዋ ዩ ንምንታይ ብዙሕ ሰብ ይማሃር ከምዘሎ ዝነግር ዩ ምስክር ነየድሊ 151 kiviw sabuskribe
ናይ ጂግና ስዉ ኦቅባጋብር ኣምሳልና ኣንተ ኪኢልካ ሃወይ ናተይ
ኣጽድቅላ ኣልካኡ ኣርክኣይ
ab nay josie agazian alika taric hiwet wey kea email xededeley kisedelika
@@kaluaygedu8708 የከነለይ ስለቲ ምትህብባርካ ሃወይ ናተይ
Ykelna fnan hawna ms gzeaka nay marks men u marks ktgelxelana hade melti mknyatu bzuhat sebat ezi sne hasab nay iseyas ny marks snehasab eu eyom zblu emo gzea tlika
Fnan😍😍😍😍👍👏👏👏💯💯💯
Welcome
Good job bro
ኣታ ፍናን ዝብሉካ ማራ የ ዝፈትወካ ኣጆካ ስከበል ቀጽሎ።
Mera wedi Tes -Deqias timrti yebilkan diyu xibhi-
@@huruytekleab4082 መን ምስ ደቀሰ ክድቅስ? ትምርቲ ትብል ድማ እዝስ ትምርቲ እንድዩ።
Well done good information about him thanks bro if you don’t mind we need some information about Easyas ?
😍 Smart boy
ብጣዕሚ እዚ ተቅርቦ ዘለካ ፍናን ኣነ ሕጉስ ኢየ ኣጆካ ቀጽሎ
⭐⭐⭐⭐🙌
fnan wedi ajoka ms eza video ms wedaekwa...
መጀመርታ ዮቅኒልና ስለ መደብካ ተቅርቦ መሀሪ ስለዚኩነ። ግዚ ተረኪብካ ናይ ማኦ ቸይና ፍልስፍባ ከመይ ከምዚኮነ ከትቅርበልና ፈተን። thankyuo
ምሳካ ኣለኩ
Ih.g44g4ghggg4ggg4
Igggphg4h4g
I444gg
Gg4gi4
Betami xebuk tehzto eyu fnan hawey hanti heto alatni ketmlseley kea tesfa yegber ab Alemna men eya kuynat zeygebert hager
Smart boy
ፊናን ሓውና ተቅርቦ መደብ ማሃሪ ዝተፋላልየ መደብ ትኽርቦም መሳጥን ማህርን ኤዮ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏 💯💯💯👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
fnan bro ata nay bladen eba aflto tehalika gele belena ika. tanx
Tank fani hawey
Fnan bro God bless u!
❤️👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ናይ ብዓል ለኒን ወይ ናይ ኣይቫን ራብዓይ ታሪኽ ተተምጽኣልና ደስ ምበለና ኔሩ thank bro
Selam
Fan ap abey seb kab zejemer nkulu etqirblna xuhufatka betgedasnet eya zeketatelo kab libey ka fetyeyo szlzi ane ketqirbelna zetlibo beqalatka kesmo zebihg nusu dema ewutatin meharten xuhufat ketqirblina beakebrot yelabo so continu --------------------
Xbuk srah hawem
ፅቡቅ አዩ ናይ ክሮስ ኣለማዮ akirbelna
ኣብ ያታና ትብል 2ይቲ ቻነልና ኣቅሪብናዮ ኣለና
الله يرحمة
ስለ ኩሉ ተቅርቦ አድናቂካ የ ተኪኤልካ ናይ ካርሎስ አሸባሪ ታሪክ ምስ ሱዳን ዝነበሩ ርክብን አቅርበልና
ዝጽበያ ኢየ ኣነ ውን!!
Good job fnan app lnfotech.
selam mejemerya muui tina andatemeneku bezie tgbro ka btamie ena nemesgen tekielka kya 18 nay sembel bmelka treka tetekrbelna xbuk nieru
Sedam Hussain is your father ✌️
መን ከማኻ ፍናን ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ
ወልካም፡ፍናን በኣል ቱኡም ድምጺ ካባካ ቡዙህ ንምሃር ኣለና thanks kubur haw
ጽቡቅ ትምህርቲ ፍናን ሓወይ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ደስ ዝብል ኣገላልጻ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ክቡር ሓዉ፡ ሳዳም ኣብቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ 2001 ዝተኻየደ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዝዓበየ ኢድ ከም ዝነበሮ ይዝረብ ዩ፡ብዛዕባ እዚ ዘንበብላዮ እንተሎ ኣብ ካልኣይ ክፋልካ ገለ በለና ፡ዝያዳ ክሉ ንሳዳም ዘጽፍኦ ነገር ውን ገደብ ዘይብሉ ፈኸራን ጸርፍን ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካን ኣመንቲ ክርስትናን ምኳኑ ውን ዓቢ ግምት ኣሎ፡ ይዝከረኒ ኣጋር ሰራዊት ኣሜሪካ ኩናት ምስ ወልዑ፡ ሳዳም ክንድምስሶም ቀሪብና ኢና ፡ዓለም እስልምና ክቅይራ የ ይብል ኔሩ፡እዚ እንዳበለ ከሎ ኣብ ሱዳን ኣብ ሓደ እንዳሻሂ ኮይና ንከታተሎ ኔርና፡ ብዙሓት ሱዳናውያን ብዙሓት ኤርትራውያን ውን ሓጎሶም ገሊጾም ኣብ ቅድሜና፡ድሓር ድሕሪ 3 መዓልቲ ወተሃደራት ኣሜሪካ ባቅዳድ ኣትዮም። ስለዚ ንሳዳም ዘጥፍኦ መትሓዚ ዘይብሉ ፈኸራዩ ኢልና ክንድምድም ንክእል በቲ ዝገብሮ ዝነበረ መትሓዚ ዘይብሉ ፈኸራ።
Waww ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ ሳሓቢ ታሪክ ኢካ ትመጽእ ኩሉ ግዜ ቀጽሎ ኣብዚኣ ክን ክብለካ ዝደሊ ብዝሑሓት ኣለዉ ሲሚዒታዋን ወረ እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ከይወድእዎ ኢዮም ናብ ጸርፊ ዝኣትዉ እስካ ክን ሸለል በሎም ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝገበር ስልዚ ናይ ምጽዋር ዓቅምካ ኣዛይዶ እበር ብዛዓባ ሃገርና ዶ ከይሓሙ ናይ ሳዳም ይሒሚምዎም ብዝኮነ nice job ኣብ ቀጻሊ
Thank you so much fnan my brather so Jesus Christus bless you I love you
Thanks bro fnan that’s important story please continue
Thanks for the most wanted historical u shared
It's very nice bro I appreciate can do give us about American vs Vietnam please.
ፍናን ህዝቢ ኣጆኻ እስከ ኣብ ጎንኻ ኣለና ምትብባዕ ናባና ግደፎ
Waww eta zxibeya zneberku tnx bro 🤴
ጽቡቅ ስራሕ በርትዕ
Thankyou fnan!
ፍናንዶ ተባሂልካ ባዓንቶቦ/ ብሓቂ ብሓቂ ፍናንን ስሚዒት ናይ ህዝቡን ሕብረተ ሰቡን ማንንቱን ብኸመይ ከምዝገልጾን ንህዝቡ ድማ/ ብኸመይ ሜላን ክእለት ናይ ምርዳእ ተኽእሉኡ ከመይ ይሓሽ ዝብል ርዲኢትን ሓሳብን ወሲድካ ምጽዓርካን ምብጋስካን ኣዝዩ ኣዝዩ እዩ ዝገርመኒ/ ጊን ፍናን ሓውናን ሓው ኵሉ ውጹዕ ህዝቢ ተረዲእካ ነዚ ማሃርን መሳጥን ዝኾነ ኣቓልቦኻን ዕላማኻን ክትቅጽሎ ከምዘለካ ይላበወካ ክቡር ሓውና ፍናን። ፍናን ዓወትን የብዝሓልካ ኣሜን።
ድሕረ እቲ ዉልቀ መላኺ ምእላዩ ዘላቶ ኩነታት ዒራቅ እባ ኣቅርበልና ፍናን ነብሲ
ማለት ዒራቅ ሰዳም ሒሴን ኮሎ ዶ ይሕሾም ኔሩ ወይስ ድሕሪ ምእላዩ ብጸጋ ይነብሩ ኣለዉ ኣብታ ሓገር?
Thank you Fnan❤👌
اللهم يرحم ويقرلهو
What do you mean
امين يارب
@@Merana10632 he said i fuck you Bitch
@@winstk9521 th-cam.com/video/Vd-M3Y-IprU/w-d-xo.html
@@abrahamtsegay1918
Ehe
Thanks bro ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ማሃሪ ኣርስቲ ።ኣጆኻ በርትዕ ህጠር ።
Thanks neza ey zexb ner ena amesgna fnan hawena
Thanks fnan nay qedafi eba amxaAlna
ፍናን ብሩኽ እግዚአብሔር ይባርካ ብትግብሮ ዘለኻ
ፍናን ብጣዕሚ ንፉዕ ሰብ ኢካ ኩሉ ስራሓትካ እካታተሎ እየ ።ብርግጽ ከአ ካብቶም ጸለውቲ ዓለምና ከም ትከውን እምንቶ አለኒ ። ተጣራጢረ 'ውን አይ ፈልጥን እየብርግጽ እንበሪ
I am proud of you fnan bro azyu mehari tmihirtin tarikn nkinfelit tihigzena aleka Gbu
Dankeschön bro
Tnx bro
Habibi des zbl medeb u
Nay mandela tarik tetmxelna des mbeleni bra so keep it up
Eritrea iloveu
Thanks bro
Fnan hawey I like u the way explain
ፍናን ሓውና/ ነዚ ናይዞም ቀተልትናን ሓረድትናን ዝኾኑ ሸፋቱ ምዕራባውያን ገዛእትን ጨፍለቕትን ኣጥፋአቲ ዝኾኑ/ ብመደብ ክተሕልፈልና ንላቦ: ምኽንያቱ እዚ ጸማም ህዝቢ ትግርኛ ኣጸቢቑ ክፈልጥ ማኣታን ሓራዲኡን መኸበሪኡን። ስለዚ ኣድላዪ ትምህርቲ ስለ ዝኾነ ፍናን ሓወይ ሓደራ ተገዲስካ ልኣኸልና ዝሓወይ።
Fnanawi tnx 2 kfal aytdengyena dngl maryam msaka tkun👍
ሳዳም ሁሴንን በጣምነው የሚያሳዝነኝ አላህይራህመው ታሪኩን በአማረኛ ብትተረጉምልኝ ደስይለኝ ነበር
Dmtsi nay classical kurub aw ybl alo thanks bro
Thanks Fnan hawena zeteqerbelena
Wawww btaemi xbuk fnan bro kexlo
Great explanation! I wil follow you.
Danke bro
Ohhh ኣለም ጎዶሎ
Thank you fnan tium dmxi aleka
Thanks bro!
you er smart Eritrean keep it bro
ፍናንን ሓወይ ጹቡቅ መደባት ኣለካ ኣድናቂካ የ ግን ምስ ዚ ናይ ቱሩኩን &ኩርድሹን ዝከይድ ዘሎ ኩነታት ከኣ ገለ በለና
Welcome !!
ፍኒ ተናፋቂ part 2 ኣይትዶንጉየና
Fani 🌷👍👍👍✊💪
እንዳ ኣመስገንና ኢና ፍኔ ሓወይ!!ናይ ካርሎስ ማፍያ ከተቅርበልና ብዙሕ ግዜ ተማሕጺንናካ ኣሎና
Fnan hawey btami eya demesegeneka Bravo
اللهم ير حم 😭😭😭
Grazie fnan
fnann job bro
ነዚኣ ኢየ ዝጽበ ነረ ታንክስ ፍነኪስ
ፍናን ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ እትገብሮ ኣበርክቶ ብቐሊሉ ዝረአ ኣይኮነን።ንኹለኹም ኣብ TH-cam እትነጥፉ ተዛረብቲ ትግርኛ ክብሪ ይግበአኩም፣ትግርኛ ይለምልም
Fnaney Nic nic job 🇪🇷🇪🇷
Fnan hawey kem wetru xbuk srah 😍😘bless you
ፍናን ናይ ግዜ ስደተይ ቡሉጽ መራሕየይ ዶ ክብለካ መህምረይ መግለጺ ይሓጽረኒ ኣሎ ኩሉ ኣብ ጥቃካ ዘሎ ጸጽቡቁ ንዓካ ይኩን
Txxxxxxxxxx bro
Well come Fnanino. Bertee ske up! up! up!
Thank you Fenan
ፍናን ሳላኻ ህዝብና ቡዙሕ ተማሂሩ ኢዩ ፡ ኣጆኻ በርትዕ ንስኻ nationalist ኢኻ ፡ ካብ ካልእ ኣድማሳውያን ውዳሴ ክትጽበ የብልካን ።
ፍናን ፖውው ኣመና የ ዘድንቀካ ሶ ካብ ልቢ የመስግነካ! ኣጆኻ
ብጣዕሚ ብእትሰዶም መደባትካ 100% ዕጉብ ኢየ ቀጽሎ ከምዚ ዝበለ መደብ ክንፈልጥ ብቀጻሊ ስደደልና
God bless you
FNAN APPS IF I MAKE MISSTAKE EX.BUT I THINK ONE DAY I HEAR VERY GOOD EXSELENT GIVE SCOOHLING ALBERTY RULE OF HIGH WAY +5 OF WAYS....THANKS FNAN..
Nic bro
Merci beaucuop fani bro!!!
tankes finan bro
ኣጆኻ በርትዕ ክቡር ሓው
Thanks bro btami ye medebka zketatelo kedxlo
Thanks fanu Habibi Ana
ኽላ ዋ መን ከማካ ኣየወ ሃብቲብና ብፍልጠት ፍናነይ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና
Selam fnan hawey, nayzei sebaiy motei abei enwete eyou neikulu Asiaweyain wala chekain yeikuin hageruin heizeibuin heizu neruo beizeimeselenei thanks brother,
👏👏👏🙌🙌🙌
ኣነ እቲ ዝሕጉሰኒ እንተ ሃልዩ እዚኣ chanel ናይ ፍናን ብናህሪ ትሕንበብ ብምህላዋ ዩ ንምንታይ ብዙሕ ሰብ ይማሃር ከምዘሎ ዝነግር ዩ ምስክር ነየድሊ 151 kiviw sabuskribe
ናይ ጂግና ስዉ ኦቅባጋብር ኣምሳልና ኣንተ ኪኢልካ ሃወይ ናተይ
ኣጽድቅላ ኣልካኡ ኣርክኣይ
ab nay josie agazian alika taric hiwet wey kea email xededeley kisedelika
@@kaluaygedu8708
የከነለይ ስለቲ ምትህብባርካ ሃወይ ናተይ
Ykelna fnan hawna
ms gzeaka nay marks men u marks ktgelxelana hade melti
mknyatu bzuhat sebat ezi sne hasab nay iseyas ny marks snehasab eu eyom zblu emo gzea tlika
Fnan😍😍😍😍👍👏👏👏💯💯💯
Welcome
Good job bro
ኣታ ፍናን ዝብሉካ ማራ የ ዝፈትወካ ኣጆካ ስከበል ቀጽሎ።
Mera wedi Tes -Deqias timrti yebilkan diyu xibhi-
@@huruytekleab4082 መን ምስ ደቀሰ ክድቅስ? ትምርቲ ትብል ድማ እዝስ ትምርቲ እንድዩ።
Well done good information about him thanks bro if you don’t mind we need some information about Easyas ?
😍 Smart boy
ብጣዕሚ እዚ ተቅርቦ ዘለካ ፍናን ኣነ ሕጉስ ኢየ ኣጆካ ቀጽሎ
⭐⭐⭐⭐🙌
fnan wedi ajoka ms eza video ms wedaekwa...
መጀመርታ ዮቅኒልና ስለ መደብካ ተቅርቦ መሀሪ ስለዚኩነ። ግዚ ተረኪብካ ናይ ማኦ ቸይና ፍልስፍባ ከመይ ከምዚኮነ ከትቅርበልና ፈተን። thankyuo
ምሳካ ኣለኩ
Ih.g44g4ghggg4ggg4
Igggphg4h4g
I444gg
Gg4gi4
Betami xebuk tehzto eyu fnan hawey hanti heto alatni ketmlseley kea tesfa yegber ab Alemna men eya kuynat zeygebert hager
Smart boy
ፊናን ሓውና ተቅርቦ መደብ ማሃሪ ዝተፋላልየ መደብ ትኽርቦም መሳጥን ማህርን ኤዮ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏 💯💯💯👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
fnan bro ata nay bladen eba aflto tehalika gele belena ika.
tanx