ሳዳም ኑኩለር ከይውንን እስራኤል ዘዕነወቶ መመንጨዊ ኑኩለር ሳዳም ኑኩለር እንተዝውንን ዓለምና ከምዚዘላቶ'ዶ ምኾነት?

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 365

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 3 ปีที่แล้ว +10

    ይበል አቀራርባን ትረኻን ፍናን ልባም !!❤❤

  • @meronmeles5602
    @meronmeles5602 4 ปีที่แล้ว +10

    ጽቡቅ ስራሕ ፍናን ሓወይ ።
    ብዛዕባ ደብረ ሃም ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝርከብ ደብሪ እባ ገለ በለና ። ግና እዚ ክብል ከለኹ ሃይማኖተይ ስለ ዝኾነ ዘይኮንኩስ መዓስ ብ መን ከም ዝተመስረተ ክፈልጥ ስለ ዝደለኹ እየ ።

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 3 ปีที่แล้ว +5

    ዘለኣለም ብቋንቋ ትግርኛ ከሻና ትረካኻ ብዙሕ ሰብ ዝመሃረሉ እዩ እሞ ብርዕካ ይባረኽ ቐፅለሉ ድማ !!❤❤😍😍😍

  • @merhawitemesgen878
    @merhawitemesgen878 4 ปีที่แล้ว +54

    እስራኤላውያን ኣጆኩም ናይ ጎይታና ሃገር ንሕና ትግርኛ ከኣ ልክቅ ከም እስራኤላውያን ክንከውን ኣለና

    • @unitedsouth736
      @unitedsouth736 4 ปีที่แล้ว +1

      Merhawi Temesgen we will do that if we make unity

    • @kalidibrahim3349
      @kalidibrahim3349 4 ปีที่แล้ว +3

      Kab eritrea kitfea aleka kem Israel ktkewen ente delika

    • @merhawitemesgen878
      @merhawitemesgen878 4 ปีที่แล้ว

      @@user-ki1pr3eo8r kkkkk ehi eta adey kem adieka mesilatka keytkewen

    • @kalidibrahim3349
      @kalidibrahim3349 4 ปีที่แล้ว +1

      @@merhawitemesgen878 adika dea sehermuta gefah endya kebey kem ziayeletka keman aytfelten Eya

    • @merhawitemesgen878
      @merhawitemesgen878 4 ปีที่แล้ว

      @@kalidibrahim3349ክክክክክክክክ

  • @user-yi7vn7kt3u
    @user-yi7vn7kt3u 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦና ሓደራ ንእስራኤል🇮🇱ፍናነይ የቅንየልና ከምዙይ ዓይነተ ሑሉፍ ታሪክ ደሰሰ እዩ ዝበለኒ ብፍላይ ድማ ናይ እስራኤል

    • @jonasyosaf2431
      @jonasyosaf2431 2 ปีที่แล้ว

      ewa naytom Amlake zektelu
      😡ayhudi des ilka teward. tekwel eske ayhudi yelwen abzy . ezey naye Eritreawyan eyou.
      mekaun agame idka.

  • @Tyghhhjjjjjkkkk
    @Tyghhhjjjjjkkkk 4 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን ትገብሮ ዘለካ ዓቢ ትምርትይ ኢዩ ንዓና የቀንየልና ። ገለ ገለ ሰባት ምስ ሃይማኖት ገለ ተታኣሳስርዎ ግን ፍናን ታሪክ ኢዩ ዝነግር ዘሎ ስለምንታይ ንጻረፍ ጸብቅ ኣይኮነን እንተ ኪኢልና ንምሃር ኣይኮነን ግን Respect ።

    • @Tyghhhjjjjjkkkk
      @Tyghhhjjjjjkkkk 4 ปีที่แล้ว

      @@kazmirmedia8040ዓቢ ሰብ ካብ መጽሓፍ ይኩን ካብ ገለ ሕሉፍ ታሪክ ምካኑ ዘይፈልት ሰብ ይፈልጥ ኸም ዘሎ ዝዘንጋዕካ መስለኒ ደሓር ካኣ ንስካ ፈሊጥካ ንሱ እንተረብሐ ንዓኻ እንታይ ኢዩ ዝጎድለካ ። ኮምኡ ኢና ግን ደቂ ሰባት !እንተዘይ ኣድልዩካ ግን ክትገድፎ ትክእል ኔርካ ኢካ ዝገደደካ ኣይነበረን ካብ መጽሓፍ ምፈለጥካ !

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 3 ปีที่แล้ว +2

    ከመይ ዲካ ተሕግሰኒ ፍናን ሓውና ጡዑም ድመጽን ኣቀራርባን መመለሳ ትሰስን FnanApp ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ በርትዕ ❤️💪🏿🇪🇷🇪🇷💪🏿❤️❤️💕👍🏿👍🏿

  • @yemanengusesandro6792
    @yemanengusesandro6792 4 ปีที่แล้ว +75

    *ከምዚ ዓይነት ሕሉፍ ታሪኽ ካብቲ ደስ ዝብለኒ ዩ ኣብ ኢንተርነት ብዙሕ የ ዝደሊ እንተ ኾነ ሕጽረት ቋንቃ ስለ ዘለኒ ከምቲ ዝደሊዮ ጌረ ክፈልጦ ኣይክእልን so ፋኒ ነዚ ፈሊጥካ ብ ቋንቃና ብምስራሕካ ዓቢ ስራሕ ዩ ቀጽሎ*

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +5

      እታይ እዩ ወዲ 9 ቤሄራት ኢልካ ዘረባ ፡ወዲ ትሽዓተ ሰብኡት ኢካ ማለት ድዩ ወገነይ

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +2

      9Biher 😂😂😂😂😂 hawey biherka tray wekl Kklkklkk

    • @eritreaneritrean1570
      @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว

      @@erimannerimann112 ጥራሕ ኢልካ ክክ

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว +3

      @@eritreaneritrean1570 የሕፊርና ክገርመካ ኢዚ ሰብ ወዲ ትግርኛ ምካኑ 100%ኣየጠራጥረካን ኢዩ ክክክክክክ

    • @bin5644
      @bin5644 4 ปีที่แล้ว +1

      @@eritreaneritrean1570 ኣብዝኣስ ምሳካ ይሳማምዕ እየ

  • @fitsumiyo1224
    @fitsumiyo1224 4 ปีที่แล้ว +27

    ኩሉ ግዜ ሳዳም ሕሰን ተትብል ፍናን ሓወይ ከሙኡ ክትብል ከለካ ደስክትብለን መዓት ኢካ ክክክ ብዝከነ ጽቡቅ ስራሕ ንዓካስ 10.000 ሽሕ like

    • @charemafia2186
      @charemafia2186 4 ปีที่แล้ว +2

      Kkk nay bahki nezi sadam husin ko selam keliewo kkk

    • @charemafia2186
      @charemafia2186 4 ปีที่แล้ว

      @@kazmirmedia8040 kelbi

    • @charemafia2186
      @charemafia2186 4 ปีที่แล้ว

      @@kazmirmedia8040 kkk nay kiros derfi xerfi trha du

    • @fitsumiyo1224
      @fitsumiyo1224 4 ปีที่แล้ว

      ጸርፊ ንግደፍ ኣሕዋት ንራዳዳእ'ሞ ሹዑ ንዘይርዳእ ወይ ዘየረድእ ንጸርፎ ምናልባት ብጸርፊ ዝሰሙዑ ኻይህልውና

    • @yaredtsegai7305
      @yaredtsegai7305 4 ปีที่แล้ว

      atum gdefu ba nezom moslem yehwat aytekotwom kkk

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 3 ปีที่แล้ว

    Great story Thank you Fnan brother.

  • @kiduberye8648
    @kiduberye8648 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks a lot!! ፍናን!! ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ!! ብዙሕ ታሪኻት ኢና ንመሃር ዘለና!!

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว +9

    God bless *Israel*

  • @betfqri3748
    @betfqri3748 4 ปีที่แล้ว +28

    thans fnan. ብዛዕባ ኒኩለርን ዩራኒምን እንታይ ምኻኑንን። ኣብ ወታህደራውን ሲብላውን ዘለዎ ጠቅምን ትምህርቲ ሒዝካልና ተትመጽእ ደስ ምበለና።

    • @betfqri3748
      @betfqri3748 4 ปีที่แล้ว

      @ህዝቢ ኤርትራ ተበዲሉ ኣሎ thanks bro ብልቢ የመስግን።

  • @user-vr4dz9fd6k
    @user-vr4dz9fd6k 4 ปีที่แล้ว +31

    መቸም ነዚኣ ዝሰምዕ ዘሎ ኣማኒ ምስልምና ከመይ መርዘን ይሓምም ከም ዘሎ ኣነን ከምዚ ከማይ የማናውያንን ፍናን ጥራይ ኢና ንርድኦ።

    • @aslidrogba9113
      @aslidrogba9113 4 ปีที่แล้ว +3

      @@kazmirmedia8040
      Really xubuk aleka ezi wedi hade deqlla eyu enber yahude aykonane nehna kulu gize Israel enda bel eko rebischuna Israel hade akmi zeybilla nischeto hager eya beta aynihaki

    • @user-vr4dz9fd6k
      @user-vr4dz9fd6k 4 ปีที่แล้ว +8

      @@aslidrogba9113 ኣበየነይቲ ፕላኔት ትነብር ከም ዘለኻ ኣይርድኣንን ኢዩ ደንቆሮ። እስራኤል በዕራብ ተኸቢባ ከጥፍኣኣ ኢለን ዝሓለፈ 60 ዓመታት ተቃሊሰን ሎሚ ግን ኩለን ኢደን ሂበን ተመሊሰን ሰላም ንግበር ኢለን ይልምንኣ ኣለዋ ስለምንታይ ይመስለካ ድቃላ ገለ የጎንቡሑኻ ኣለዉ መስለኒ እዞም ኣስላም።

    • @user-vr4dz9fd6k
      @user-vr4dz9fd6k 4 ปีที่แล้ว +4

      @@kazmirmedia8040 ኣላ ንስኻ እዘን ኩለን ዝፈርሳ ዘለዋ ደኣ ኣበየናይ ረቢ ድየን ዝኣምና ዶስ ናይ ኤርትራውያን ረብን ናይዘን ዝፈርሳ ዘለዋን በበይኖም ወይድማ ደቂ ሓወቦታት ኢዮም። እዚ ሃይማኖትካ ክተዐቢ ዝበልካይ ኣየናይ ሃይማኖት እዩ መስፋሕፍሒ ምስልምና ድዩ ከፍር ቅተል ዝብል ዋላስ ካልእ ሃይማኖ ፡ ኪድ ረአ ኣብ ሂንዱሂዝም፡ ቡድሂዝም፡ክርስትናን ካልኦትን ቅተል ዝብል የለን ሰብ ሰብ ኢዩ ብምርጭኡ ዝውለድ ሰብ የለን ንመፈጠሩ ከኣ ኣሜን ኢሉ ኢዩ ክቅበሎ ዘለዎ ። ናትኩም ግን ነቲ ብምርጭኡ ዘይተፈጠረ ሰብ ከፍር እንዳበልኩም ረቢ እስልምና ጥራይ ኢዩ ዝቅበል እንዳበልኩም ርእሲ ሰብ ትቆርጹ ኣለኹም።

    • @user-vr4dz9fd6k
      @user-vr4dz9fd6k 4 ปีที่แล้ว +3

      @@kazmirmedia8040 በቲ ናይ መእተዊ ጽሑፍካ ክጅምር፡ "ታቅያ" ትገብር ከይትሓስብ ሃይማኖትን ፖሎቲካን ኣባኹም ብምንታይ ኢዩ ዝፍለ"ሸርዓ" እንታይ ኢዩ? ምናልባት ምሕደራ ወይ ኣነባብራ ኢዩ ክትብለኒ ትኸውን ኢኻ ከምርዲኢተይ ፖለቲካ ክግለጽ ከሎ ካብኡ ብዙሕ ዝርሕቅ ኣይኮነን። እቲ ሃገር ፈሪሱ ማለት ሃይማኖት ፈሪሱ ማለት ኣይኮነን ዝበልካዮ ስለምንታይ ፈሪሰን ኢልካ ንነብስኻ ሓቲትካያ ትፈልጥ'ዶ? ፡ እቲ ስነሓሳብ እስልምና ኢዩ ኣፍሪስወን ክትፈልጥ።እቲ ፖለቲካን ስርዓትን ዝቅየር ኢዩ ዝበልካዮ ፡ ፖለቲካ ማለት ረብሓ ክሳብ ዝኾነ ክቀያየር ግድን ኢዩ።ብቀሊሉ ዘይቅየር መንነት ኢዩ እቲ ናይ ትግርኛ መንነት ከኣ ኢዩ ንደርጊ ኣፍሪስዎ ከይትርስዕ ከኣ ነቲ እስልምናዊ ሓሳብ ዝነበሮ "ጀብሃ" ውን ከም ዝደምሰሶ።ስለ ዝኾነ ህ.ግ ክትብል ኮለኻ ትግርኛ ትብል ከምዘለኻ ዘይምዝንጋዕ። እንተ እቲ ህግደፍ ዝበልካዮ ግን ንሕና ውን ኣይንቅበሎን ኢና ምኽንያቱ ነቲ ትግርኛ ባርያ ገይሩ ንበዓል ከማኻ እንዳን ቀቢላን ክሳድኩም ኣርጉድልኩም ።ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ዋላ ጴንጠ ዝበልካዮ፡ ሎሚ ጴንጠ ኣለኹ ጽባሕ ኦርቶዶክስ ወይ ውን ካቶሊኽ ክኸውን ይኽእል ኢየ እዚ ቀዋምነት ዘለዎ ነገር ኣይኮነን እቲ ዘይቅየር ግን እቲ ሓያል ትግርኛዊ መንነት ንቦታትካን ኣቦሓጎታትካን ጀብሃ ፍርክሽክሽ ኣቢሉ ሓንሳብን ንሓዋሩን ካም መሬት ኤርትራ ዝጸረጎም መንነት ኣይቅየርን ኢዩ።ትማሊ ትግርኛ ሎሚ ትግርኛ ንዘንትእለት ትግርኛ ኣብዚ ፈላሊኹም ዘይትርድእዎ ዘለኹም ትግርኛ መንነት ወይ ቖንቛ ክኸውን ከሎ እስልምና ሃይማኖት ኢዩ ኣይትሓዋውስዎ።እቲ ሓንቲ ምስልምና ኢዩ ዘሎ ዝበልካዮ ሽዓን ሱንን ወይ ድማ ኢራን ምስ ሱዕዲ ዓርብ ደኣ ኣስላም ደይኮናን ክትፈልጥ ልዕሊ ሳላስን ገለመለን ዓይነት ምስልምና ኣሎ ፍለጦ ኢኻ?።በዚ ኣጋጣሚ ከመስግነካ ይፈቱ ንሓመዱ ኢኻ ኢልካ ምምስካርካ።እቲ ናይ ኤሜሪካ athiest ዋል 34% ዝበልካዮ ኣቀዲመ ገሊጸልካ ኢየ ናይ ሎሚ ትኣምኖ ምናልባት ጽባሕ ዘይክትኣምኖ ትኽእል ኢኻ ናጽነት ክሳብ ዝሃለወካ ኣብ ድሌትካ ወይ ትኣምነሉ ኢኻ ትውስን ኣብዚ ክለዓል ዘለዎ ነጥቢ ግን በየናይ ክብርታት ይነብሩ ኣለዎ ኢልካ ከም ሕቶ ተተላዒሉ በቲ ናይ protestant ክብርታት ኢዮም ዝነብሩ ኣስላሙ ዋላ እቲ ኣብ ኣምላኽ ዘይኣምን ምኽንያቱ ንሱ ኢዩ ክብርታቶም ። በዚ ኣጋጣሚ ክንደይ ስዑዳውያን ኣብ መሓመድ ዝበሃል ሰብ ነይሩ ድዩ ዋላ ኣይነበረን ዝኾነ archaeologist ከረጋግጾ ዘይከኣለ ዛንታ ናይ ሓደ ካብ ቁርኣንኩም ዝተረኸበ ማለት ካብ ሓዲስ መጽሓፍኩም ጓል ሓምሽተ ዓመት ዝተመርዓወ ዝብል ዘሎ ሰብኣይ ኣይንኣምንን ኢና ኢሎም ብዘይ ሃይማኖት ዘለዉ ሱዕዳውያን ትፈልጥ'ዶ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ሓቲትካ ፍለጦ ። እቲ ድንቁርና ናትኩም ኢያ ዝበልካዮ ኣየናይ ትግርኛ ሰበኽ ሳግም ሪኢኻ ደኣ ትማሊትማሊ ንዑ ዓዲ መስርቱ ቀዋሚ ዝኾነ ቦታ'ሞ ሓዙ ብገንዘብ ትግርኛ ከናብረኩም ኢየ ካብ መሃይምነት ከገላግለኩም ኢዩ ኢሉ ኣብ ፈቀዶ ዓድታት ኣሕዳሪ ትምህርቲ ገይሩ ኣምሂርኩ'ሲ ኮር ተገምጠል ኮይኑ ደናቁር ኢልካና ደሓን ወደይ ኣብኣ ኣላትካ ። እታ ናይ መወዳእታ ዝበልካያ እኮ ናይ ደናቁር ኢያ ። እስራኤል መሬታ ኢዩ ምስ ክርስትና ዝተኣሳሰር ሕዝባ ኣይሁድ ኢዩ ዝበልካዮ ፡ እስራኤል ብምንታይ ድያ ንዓመታት ምስ ጎረባብታ የዕራብ ተዋጊኣ ከም ዘየለዋ ጌራተን ዘላ ብመሬት ደይኮነን። ክትፈልጢ ዋላ ብሃይማኖ ንሶም ኣብ ኦሪት ይኣምኑ ኣለዉ ማለት የሱስ ኣይተቀበልዎን ኦርቶደክስ ከኣ ኦሪት ይኣምኑ ከምዘለዎ ኸኣ የሱስ ተቀቢሎሞ። ብካልእ ኣበሃህላ ታቦት፡ ነጸላ፡ ቀንዴን ካልእን ኣብ ክልቲኡ ዘሎ ኢዩ ከይትደናገር እስራኤል ማለት ብሌን ዓይንና ኢያ። ኣብ መወዳእታ ዝበልካያ ከም ጸርፊ እንዲኻ ሓሲብካያ ጽቡ ኣለኻ ንሰቲ ኢና ንጻረፍ ከማን ግን ክሳድ ሰብ ኣይንቆርጽን ኢና ኣይንሕስውን ብኣናውን ሓትያት ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ሞቅሽሽ ናይ ስተጻረፍካ " ኣስላማይስ ጸሬ ተበለ ኣብ ጽፍሩ ሓርኢ ኣይሰኣኖን ትብል ምስላ ብጣዕሚ ኢያ ደስ ትብለኒ።

    • @yaredtsegai7305
      @yaredtsegai7305 4 ปีที่แล้ว

      @@kazmirmedia8040 m.th-cam.com/video/qjzBKdLUGWY/w-d-xo.html

  • @merimerawi7167
    @merimerawi7167 3 ปีที่แล้ว +2

    መጽሓፍ እያሱ 10
    12፤ ሽዑ በታ እግዚኣብሄር ንኣሞራውያን ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ኣሕሊፉ ዝሀበላ መዓልቲ፡ እያሱ ንእግዚኣብሄር ተዛረቦ፡ ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ድማ በለ፡ ኣቲ ጸሓይ፡ ኣብ ጊብዖን ደው ኢልኪ ጽንሒ፡ ኣቲ ወርሒውን፡ ኣብ ለሰ ኣያሎን።
    Xbuk gn nmflat Fne hawey miaraf 10 fkdi 12 eya ❤️❤️❤️

  • @destaapp9433
    @destaapp9433 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ብሱል ሰብ ቀፅለሉ

  • @wetruhugus-2pac854
    @wetruhugus-2pac854 4 ปีที่แล้ว +21

    አነ ሓነቲ ዘደለያ ነገር ዮሩሳለም በዓይነይ ከሪኣ !!!

    • @habtomokubagabr6319
      @habtomokubagabr6319 4 ปีที่แล้ว +2

      Wala ane

    • @maharihagoswedidollar3448
      @maharihagoswedidollar3448 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣነ ውን ሓንቲ ማዓልቲ መናድቅ የሩሳለም ክሳለም ተስፋ ኣለኒ

    • @salinasali6246
      @salinasali6246 4 ปีที่แล้ว +1

      ትማልኡኒ ዲኩም ምሳኩም ወላ ኣነ እየ ክርእያን ክሳለምን ዝደሊ

    • @maharihagoswedidollar3448
      @maharihagoswedidollar3448 4 ปีที่แล้ว

      @@salinasali6246 ኣንታይ ጸገም ኣለዎ ትታሓሒዝና ንከይድ ኩቡር ሓዊ

    • @wetruhugus-2pac854
      @wetruhugus-2pac854 4 ปีที่แล้ว +1

      @@maharihagoswedidollar3448 Nemen elewo fetari

  • @mokakidane1974
    @mokakidane1974 4 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን ዓንተር ጅግና ዝኮንካ ወዲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ መደብካ ኣጆካ ቀጽሎ
    እስራኤላውያን ኣብ ርእሲ ሓይልኩም ሓይሊ ኣምላክ ውን ምሳኩም ዩ ኩሉ ግዜ ወልኡ ነዛ መሬት ጎይታ ዝትክፍ ከም በረድ ክሓቅቅ ዩ

    • @kalidibrahim3349
      @kalidibrahim3349 4 ปีที่แล้ว +1

      Emesh namlak asirom qetkitemo kkkkk kemey geru fetari hayl khbom

  • @user-ho4lm1ju6t
    @user-ho4lm1ju6t 4 ปีที่แล้ว +2

    I love it fnan bro

  • @serser6904
    @serser6904 4 ปีที่แล้ว +2

    Great job bro ketslelu

  • @nftuabel
    @nftuabel 4 ปีที่แล้ว

    Dat is erg geweldig verhaal Bro!!!!

  • @aaron6685
    @aaron6685 4 ปีที่แล้ว +1

    Thanks brother

  • @fkriyumengedey1519
    @fkriyumengedey1519 4 ปีที่แล้ว +2

    Fnan app ajoka arku mska alena nezom ajawat aytgedeselom ok👍👍👍👍👋👋👋👋👋

  • @nahomgezai7328
    @nahomgezai7328 4 ปีที่แล้ว +1

    💯💯💯💯💯💯🙋‍♂️👍🏽

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 3 ปีที่แล้ว +1

    ኑክለር እንተዝህልዎ ድአ ክሳዕ ሕጂ አብ ስልጣን ምስ ሀለወ

  • @simanovsamsen2314
    @simanovsamsen2314 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ይባርካ

  • @erilovesimba8915
    @erilovesimba8915 4 ปีที่แล้ว

    👍👌

  • @habenamanuel4407
    @habenamanuel4407 4 ปีที่แล้ว

    Fnan bro God bless u wz mesarhtka

  • @thomasaraya6691
    @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว +1

    Kurue Eye Beaka Funu Hawey Amelak Msaka Ykun

  • @eseybiniyam2043
    @eseybiniyam2043 4 ปีที่แล้ว

    Bzaba aswar zserh qememat eba aqrbelna fnan Hawey

  • @tsehayetsehayepp5749
    @tsehayetsehayepp5749 4 ปีที่แล้ว

    Fnan hawna thanks bzeba eti zeytefelte metkeati ab mekzen axwar dekemharen ab bosha zegateme zhalefe ametat ke zkone aflto enteleka ktefltena kndey des mbeleni

  • @estifapp616
    @estifapp616 4 ปีที่แล้ว

    Danke fnaney

  • @meritoto41
    @meritoto41 3 ปีที่แล้ว

    Yes

  • @biniamfiseha6853
    @biniamfiseha6853 4 ปีที่แล้ว

    Shalom

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣመሪካ እንታይ ሓይሊ ኣለዋ ን ኢስራኤል ክትእግዳ ኣሜሪካ ብ ሃብታማት ኢስራኤላውያን ከምትማሓደር ኣይትፈልጡን ዲኹም ክሳብ 300 ትርሊዮን ዝብሑ ገንዛብ ኣብ ሓንቲ ኣይሁዳዊት ስድራቤት ከምዝርከብ ኣይትፈልጡን ባሓጺሩ ናይ ኣለምና 85% ገንዘብ ኣብ ኢድ ኢስራኤላውያን ኢዩ ዘሎ እዞም ሃብታማት ኣሜሪካ ገደፍዋ ማለት ከኣ ኣሜሪካ እንታይ ከምትኸውን ትስሕትዎ ኣይብልን ስለዚ ኢስራኤል ኢያ ሓጋዚት ኣሜሪካ እምበር ኣሜሪካ ኣይኮነትን ሓጋዚት ኢስራኤል

  • @tsnattekle3119
    @tsnattekle3119 4 ปีที่แล้ว

    Well come fnan Habibi

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 4 ปีที่แล้ว

    Nic fine bro

  • @earmiagame1155
    @earmiagame1155 4 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን ሓወይ ኣነ ብውልቀይ ናይ ዩቱብ ተኸታታሊ እየ ይኹን ደኣ እምበር ከምዚ ናትካ ዝመሰጠኒ መደብ የለን።ኣነ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ምኽንያቱ ከይተሓለልካ ስራሕካ ብኣግባቡ ስለ ትሰርሕ።
    ዕድመን ጥዕናን የ ዝምነየልካ።

  • @semerehabtom5986
    @semerehabtom5986 4 ปีที่แล้ว

    Kiber niber fani wegeney

  • @tesfahiwetsolomon3382
    @tesfahiwetsolomon3382 3 ปีที่แล้ว

    Fnan hawna fnanka aygudel good job thanks

  • @natiesrom9591
    @natiesrom9591 4 ปีที่แล้ว +1

    🤩ane kekndi kulom koyne hanti kbleka nfetweka ina 🙏

  • @christpowerjohn1789
    @christpowerjohn1789 4 ปีที่แล้ว +1

    lomi kedamay nice fnu

  • @user-gg2lw9bb9f
    @user-gg2lw9bb9f 4 ปีที่แล้ว

    እውውውይ ፊናን ሓወይ ከምዚታት ከተምጽእ ከለካ ሲ ዚገደፍኩ ገዲፈ ተመሲጠ ይሰምዓካ ። ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጺሎ ጥራይ ጌና ኣብዚ ማእከላይ ምብራቅ ደኣ ገለ ክንሪኢ ዲና ፡ ሕጂ ሞ ከኣ ካብ ዚከፍአ ናብ ዚከፍአ ፈጣሪ ጥራይ ባዕሉ ይርደኣዮም ።

  • @jonimssawagodfirst8700
    @jonimssawagodfirst8700 4 ปีที่แล้ว +4

    Israel Tibhal Hageris Methazi yebilan Gin kia hakom kematom Hmak zehlefe yelen

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖🙏👍

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 4 ปีที่แล้ว +1

    welcome fnan

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 4 ปีที่แล้ว +2

    Viva agazian

  • @tesfamariamgeremedhn2639
    @tesfamariamgeremedhn2639 3 ปีที่แล้ว

    Like

  • @eritreainfo710
    @eritreainfo710 ปีที่แล้ว

    ይበል ፋኒ❤❤❤❤

  • @merhawinegash7888
    @merhawinegash7888 3 ปีที่แล้ว

    Btami sufuf Akerarba fnan hawina btami nemesgin kesilo

  • @yemaneabera2878
    @yemaneabera2878 3 ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ትንተና ቀፅለሉ ሓውና

  • @welditmaekele222
    @welditmaekele222 4 ปีที่แล้ว

    Welcome fani bro

  • @meseretokbazghi7514
    @meseretokbazghi7514 4 ปีที่แล้ว

    Welkom

  • @yosiefgebreyesus1965
    @yosiefgebreyesus1965 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless israel

  • @binigmike1297
    @binigmike1297 4 ปีที่แล้ว

    I like you Fnan hawey

  • @coyg6315
    @coyg6315 4 ปีที่แล้ว

    I Love Israel

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 4 ปีที่แล้ว

    Zkeberka hawna fnan tmhrtika kexali ykun fltetna nebi kemzelena kenemsgna ndeli fletetka yebzahayo yekenyelna

  • @maharihagoswedidollar3448
    @maharihagoswedidollar3448 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you fnan hawey

  • @user-br1gd4bw9n
    @user-br1gd4bw9n 11 หลายเดือนก่อน

    Waw keif zelwo afelto ezrael hero

  • @pinkven4537
    @pinkven4537 4 ปีที่แล้ว

    ይገረም

  • @hana-wd2mr
    @hana-wd2mr ปีที่แล้ว

    እስራኤል💋💋

  • @eritreagigna5797
    @eritreagigna5797 4 ปีที่แล้ว +4

    God bless you Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @er2531
    @er2531 4 ปีที่แล้ว

    *Thanks Fnan App Infotech knowledge is power*

  • @semereabhannes1647
    @semereabhannes1647 3 ปีที่แล้ว

    Hallaw

  • @futurandom1604
    @futurandom1604 ปีที่แล้ว

    ፍናን ጅግና ብሉጽ መንእሰይ ፍልጠት ትቅልበና ኣለኻ።

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว

    Fnan brhoter

  • @kerentsaeda7585
    @kerentsaeda7585 4 ปีที่แล้ว +1

    Amlak n musen Aron kzarebom kelo kab deki 20 amet aselfom nkinat ybhalu nerom kab deki negede Israel

  • @dede_fire
    @dede_fire 3 ปีที่แล้ว

    Israël 💫💯

  • @habentesfaledet1414
    @habentesfaledet1414 8 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher kalu aytelmn u Israel never ab thti tselata aytwedkn ya

  • @merhawitesfameskel2757
    @merhawitesfameskel2757 4 ปีที่แล้ว +1

    Taamr zkone tarik eyu

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +32

    ሰሓቢን መሃርን መደብ ኢኻ ተቅርብ ሓውና ፍናን ሓፊስ ምስጋና ተቀበል!!
    ታሪኽ ገድልና
    61
    77ሳሊና
    81ውግእ ሕድሕድ
    82 6ወራር
    83ውቃው እዝ
    88 ምፍራስ ግምባር ናደው
    90 ስርሒት ፈንቅል
    91 ናጽነት
    ........etc
    ተትቅርበልና ክኣ ቤላ ኔሩ እዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ ብዙሕ ምተማህረ ታሪኹ ክኣ ምፈለጠ!!
    ፐርከ ዘሕዝነ ነገር ታሪኽና በቶም ኢትዮፓውያንዩ ዝጸሓፍ ደረስቲ ዝሒሎምና ኣለዉ ጀጋኑና ደቂ ህዝቢ ይርስዑ ኣለዉ ስለዚ
    ንስኻ በርቢርካ ዓበይቲ ተወኪስካ ብዙሓት ጽሑፋት ፈቲሽካ ታሪኽና ከተቅርበልና ንላበወካ thank u ብድጋሜ ፍናን ነብሲ

    • @user-zo6ww5pw5k
      @user-zo6ww5pw5k 4 ปีที่แล้ว +4

      *ንፉዕ*
      ኣነ ከማን ብቀዳማይ ጽሒፈሉ ኔረ
      በጃኹም ታሪኽ ናይ ሓገርና ኣቕርቡልና

    • @user-lz6lo6zz4m
      @user-lz6lo6zz4m 4 ปีที่แล้ว +2

      @@idimeynikdemy7144 ktfelt gn nska trik nay eritrea aymlketekn eyu aslamay tarik yeblu adi yeblu fnan dea wedi eritrea imber wdi tom jeganu tegadelti aslamay sebk sagm dea intay aflitka bzaiba tarik wedi shfta mahamed amaxi gual 7 amet hxan

    • @user-lz6lo6zz4m
      @user-lz6lo6zz4m 4 ปีที่แล้ว

      @@idimeynikdemy7144 ኣታ ደንቆሮ ኣነ ዳኣ ኤርትራዊ ወደ ባት እምበር ዘየስማዓኒ እባ የብሉን ጽንሕ ኢሉስ ሎምስ ከኣ ምሳይ ክትወዳደር ደሊኻ

    • @user-lz6lo6zz4m
      @user-lz6lo6zz4m 4 ปีที่แล้ว

      @@idimeynikdemy7144 ወጃብ ረሳሕ ኣንታ ቆማል ጀለብያ ሰብ ክሽየጥ ሞክሽሽ

    • @user-lz6lo6zz4m
      @user-lz6lo6zz4m 4 ปีที่แล้ว

      @@idimeynikdemy7144 እንታይ እምነት ኣለካ እስልምና እምነት ድዩ ፀላኢና ኣስላማይ ይኹን ዘርሞ ዘርሞ ኣትሪፍካ ኣሎ ካብ ዓለም ተነጺልኩም ዓኳራት ፎፎ

  • @MATTI-YOW
    @MATTI-YOW 4 ปีที่แล้ว

    GBU TO AMERICA AND ISRAEL 🇮🇱 SELETI AB ALEM ZELEWEN ABLALENET ABTI EAST AFRICA WEN MESANA KEMZEHABRA KENGEBREN ENA TSEBAH NEHNA TIGRIGNA.

  • @lifestyle6534
    @lifestyle6534 4 ปีที่แล้ว

    ገለ ዓይነት ኣገላልጻ: ከምኡ ውን ጽቡቅ መደብዩ ቀጽሎ:: ግን ኣነ ዝገርመንስ እዚ ኩሉ ንጹር ምስጢር ካበይ ኢካ ተምጸኦ:: ንኣብነት እቶም 16 ናይ እስራኤል ካቢነታት ዝተበሃሃልዎ ? ወይስ ካብኦም ዝኸድዐ ምስጢር ዘውጸአ ኣሎ ??

    • @yatanaeintertainment
      @yatanaeintertainment 4 ปีที่แล้ว +1

      ብዙሕ ግዜ ካብስራሕ ጥሮታ ምስ ወጹ መጻሕፍቲ ስለዝጽሕፉ ብዛዕባ ሕሉፍ ውሑድ ነገራ ጥራዩ ምስጢር ኮይኑ ተሪፉ ዘሎ

  • @tesfaxbaheyumekeretalem3750
    @tesfaxbaheyumekeretalem3750 4 ปีที่แล้ว

    Thanks ፊናን ጅግና

  • @wediaregay7182
    @wediaregay7182 4 ปีที่แล้ว

    I'm proud of you love you Fnan bro GBU

  • @hardtruth263
    @hardtruth263 4 ปีที่แล้ว +1

    ንተቕርቦ መደባት ኣድናቆት ኣሎኒ። ግዳ ጸግዒ ከይሓዝካ ግለጸልና። ኣብ እስራኤል ስለ ዝነበርኩ ጽቡቕ ጌረ ይፈልጦም ኢየ። ክትኮሓሕሎም ኣይትፈትን።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  4 ปีที่แล้ว +3

      ነዞም ሕጂ ዘለው ዲኻ ትፈልጦም ወላስ ነዞም ንዛረበሎም ዘለና

  • @Weynientertainment
    @Weynientertainment 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ፔንታጎን ድኣ ዘይተምጽኣልና ፍናን ሓወይ ,እታ ናይ 11 መስከረም ዝነበረት መጥቃዕቲ ናይ ነፈርቲ::

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ጂግና መደብካ ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ

  • @samrawithalefom3913
    @samrawithalefom3913 4 ปีที่แล้ว

    ደስ ክብል መደብካ 😍😍😘

  • @deltaforce3308
    @deltaforce3308 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ቡሉጽ ታሪኽ ካብዚ ብዝሕ ክንማሃር ከምንኽእል ርግጸኛ እየ

  • @tsegayh5798
    @tsegayh5798 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኣዝዩ ማሃሪ ዝኾን መልእኽቲዩ ፍናን ሓውና ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @freedom4820
    @freedom4820 4 ปีที่แล้ว

    zey sma tsedid dimxi yblun zhawey

  • @semirnassri1300
    @semirnassri1300 4 ปีที่แล้ว

    Wt about alians plz?

  • @mokietigrignamusic1790
    @mokietigrignamusic1790 4 ปีที่แล้ว +1

    Meglxi yblyn beka bzuh ymhar aleku emo bzuh medb hezka ktmxni yxbie

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera56 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ፍናን ከም ስሙ ጅግና

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 4 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ወዲ ህዝቢ ፈታው ህዝቡ እንካዕ ብሰላም መጻካ ሕቶ ክሓትት
    ዓበይቲ ፍጻሜታት ኤርትራ
    1፡ኣብ 1941 መግዛእቲ ጣልያን
    2፡ኣብ 1951 መግዛእቲ እንግሊዝ
    3፡ኣብ1961ብረታዊቅልሲ ተጀሚሩ
    4፡1971ህግሓኤ ዝተመስረተሉ
    5፡1981ሕድሕድ ኪናት ዝተካየደሉ
    6፡1991 ንጽነት ኤርትራ ዝረከበትሉ
    7፡2001 G15ንብጾቶምን ዝተኣስርሉ
    8፡2011ስርሒት ፈርቶ ዝተወደብሉ
    9፡2021 ኢሰያስ ካብ ስልጣን ዝእለየላ ክትኮነልና ይምነ
    ብዛዕባ እዘን ጽሒፈየን ዘለኩ ኣፈጻጽአን እንተተብርሃልና ክኣ ጽቡቅ ነይሩ ሳምሮን ወይ ፍናን የቀንየለይ።

  • @josiderulo5801
    @josiderulo5801 4 ปีที่แล้ว

    Fnan bijeka Israel kalei hager aytifeltn dika

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher9393 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk brother

  • @bahabelomgebrearegawi3389
    @bahabelomgebrearegawi3389 3 ปีที่แล้ว

    Fnan jegna kexlo ❤❤❤❤👍👍👍🇮🇱🇮🇱🇮🇱💪💪💪

  • @user-br1gd4bw9n
    @user-br1gd4bw9n 11 หลายเดือนก่อน

    ezrael ትበሃል ዓዴ ትጸልለኒ ኤይ

  • @hadishfisehaye5329
    @hadishfisehaye5329 4 ปีที่แล้ว

    Welcome haway natey

  • @nebsyalkulki9674
    @nebsyalkulki9674 4 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkk ala fenan enbeba zemsel bombi ilkayo baka

  • @habtomasmeromkrar6974
    @habtomasmeromkrar6974 4 ปีที่แล้ว

    Fani hawey medbka betami ye zeftwon zektatelon gen krkbeka deliye nire bemntay krkbka yekel ane ab USA ye znber pelis tegdiska ketrkbeni feten

  • @kerentsaeda7585
    @kerentsaeda7585 4 ปีที่แล้ว

    Eti haki goyta ab Bible zblo n Israel zhlwuwa zwagula kab kedem etom kab 12 negede Israel ( deki yakob ) eyom

  • @user-wp5gp7br2j
    @user-wp5gp7br2j 4 ปีที่แล้ว +3

    ጉዳይ ቀዛፊ ከ

  • @Sami-db1fd
    @Sami-db1fd 4 ปีที่แล้ว

    Mashalah 🇪🇷🇮🇱

  • @user-xu9qw8zb4s
    @user-xu9qw8zb4s 2 ปีที่แล้ว

    ረብሓ ንመትከል ይስዕሮ

  • @wedebatadey3232
    @wedebatadey3232 4 ปีที่แล้ว

    Meglexi sienelka fban shikor

  • @meronkan3887
    @meronkan3887 4 ปีที่แล้ว

    ZeliAlem men ybehal ezi zedalewelka?? Fnan hawuna netom adalyom zihabuka shimomin shim abiomn tetinegrena Tsubuk neyru...fenan

  • @user-oy4cb7my2m
    @user-oy4cb7my2m 4 ปีที่แล้ว +2

    israel kab zteflalaye hagerat zteakebet ny yahud ilama iya gn nihna muslim zgedesna iza gziyawit alem bi xunu imnet mihlaf Try iya imnet muslimna ka zhayele mukanu flet nsaka gn hasawi 100%ika heray

    • @nehmiyaheaven506
      @nehmiyaheaven506 4 ปีที่แล้ว

      Muslimna aykonen hayal bruk hawey hayal amlak eu