Wow I love him so much, what a respect he has for Eritreans. And his music also fantastic, he is so talented. Thank God he finds a way & thanks walta hager for this opportunity.
Gebre you are not only talented artist but down to earth person. It is a rear combination. You are very eloquent I could listen to you for hours. Wish you best health and success. Thank you 🙏
Welcome back. I'm so happy to hear your voice again, Thank you, mabley and Rodisy for updating, beautiful music ruhus adamant to my beautiful people's Eritrea ❤️♥️❤️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Thanks Excellent Explaintion for Our Society Eritrea mr/ Gebre for your Service Nice Music for Our Nation Eritrea Arme and Tradition music Appreciat you.
Walta Hager God Bless you if you did not make this programme we wouldn't find amazing Gebra he is humble full of resources and intelligent I wishh him full health .Roda and all her co-wokers welldone ❤❤❤
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin ❤-😊
💕💕❤️❤️💕💕💕💕💕❤️❤️💕💕💕❤️💕💕💕💕❤️💕💕💕💕💕💕💕🙏🇪🇷🎉
Maebel wedi kabti show koritska beyna sher ente tbla etia derfi tsbuk neyru
Abraham keflay thanks nezi wedi seb girkayo so thanks so much
ካብ ገብረ ተማሃሩ እቶም ሓደ ሓደ ስነጥባዊያን ሃገርና ትሕት ምባል ሰማይ ይሰቅለካ ህዝብካ ገብረ ሓወይ ኣምላክ ጥዕና ይሃበካ። ኮሪዕና ማዕበል የቀኔልና
Bihaky bzuh temahirna, kulu seb temesgen 🙏🙏🙏❤️
Good ❤❤❤😢😢😢
ኣነስ ኣይከኣልኩን ምስጋንኡ ሰሚዐ ክውደኦ ናይ ብሓቂ እየ ነቢዐ ትሕትንኡ ቃላቱ ኣብ ልብኻ እዩ ዝኣቱ።
ርሑስ ኣውደኣመት ንህዝቢ ኤርትራ፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ከም ወትሩ ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።
ኣነ ኣብ ውሽጠይ ኩሉ ግዝየ ዝሓስባ ንኸተግብራ ዝምነያ ካኣ እያ ብስም እዝጋብሀር ኣምላክ ብትሕትና ንእዝጋብሀር ኣምላክን ንሰብ ወይ ንህዝቢ ብትሕትና ምምስጋን ከኽእለኒ እየ ንእዝጋብሀር ኣምላክ ዝልምኖ❤❤❤
ኣየ ዓለም ገሊኣ ዝኾነት ዘይብላ ሱቕ ኢላ ትቑዝም፡ ገለ ድማ ምስ ቡዙሕ ጸገማቱ ንፈጣሪኡ ኣመስጊኑ ይሓድር።
ኣነ ካብዚ ቡሉጽ ፍጥረት ሓዉና ገብረ ቡዙ'የ ተማሂረ።
ነዚ ለባም ፍጥረት ዘቕረብኩሙልና ኣለና ዋልታ ሃገር ኣዚና ነመስግን🙏🇪🇷
ብሓቂ🙏
ብሐቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፊጣሪ 🇪🇷❤️🙏🙏🙏❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷
ብሓቂ እዚ ስነጥበባዊ ገብረ
ዓቢ መምህር እዩ ዕድመን ጥዕናን
ይሃቦ ፈጣሪ ባዓል ዓቢ ልቦና እዩ።
@@Hagos1971 true 🌿🙏♥️
Edl u ezgiabher kulu hibwo abnetawi eritrawi eka
ደራፋይ ጥራይ ዘይኮንካስ ዓቢ መምህር ኢኻ ኽቡር ሐው ❤🇪🇷❤️🇪🇷💯
Tekekeal❤
ብሓቂ መምህር
So true ❤
Wowow nay behaki
እወ ብሐቂ ምቁልል መምህር አበሳደር ኢካ ብሐቂ ምስ ረዚን ዕላልካ ❤ዓቢ ትምህርቲ ቀሲምና ደቅካ ከአ ከማካ ምቁልላት ይኩንልካ ❤❤አምላክ ምሳካ ይኩን ❤❤ ተባረክ ❤🇪🇷🐅🇪🇷🐅♥️❤️👏👏👍🇪🇷🐅👏
ዋውውውውውውው ብልቢ ደስ ዘብል ኣዘራርባ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ርሑስ ቅንያት መስቀል ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ንጅግና ሓይልታት ምክልካልና
ገብረ ሓውና ዳብል ትዕድልቲ ኣለካ ልቦናን ጥበብን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
ጽቡቅ ስራሕ ልዕሊ ኩሉ ነገር ዝመሰጠንን ነብሰይ ክፍትሽ ዝገበረንን ግን ውሽጥካ ተመስገን ምልኣዮ ትብል ቃል ኢያ ምክኒያቱ ንሕና ኣብ ስደት ዘለና የህዛብ ክንብርትዕን ክንሕይልን ንዘለና ናይ ስደት መስገደል እንተዘይ ሰጊርና ኣብ ስደት ምውዳቅና ዩ ስለዚ ከምዚ እዚ ሓውና ዝበሎ ውሽጥና ተመስገን መሊእና ንኩሉ ሰጊርና ዓድና ምስ ምሉእ ጥዕና ተመሊስና ንነብረሉ ግዜ የምጸልና ኣሜን
Amen amen amen mearey ❤❤❤
Amen 🙏
Amen Amen ❤❤
ኣቤት ግርማ! ኣቤት ልቦና! ንስኻስ እንቋዕ ኤርትራዊ ሓወይ ኮንካ! ህይወትካን፡ ጥበብካን፡ ስድራ ቤትካን ይባረኽ!
Amen behaki ❤
ማዕበል ወዲ ኤረይ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግብኣካ ኢዩ
ኣነስ ዕልልልልልልል እየ ክብል በቃ ኡፍፍ ክጽሕፍ ኣይከኣልኩን በቃ😢ማዕበለይ ሓወይ ኣምላክ ዘይውዳእ የትሕዝካ ❤❤ገብረ ሓወና ካኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ህሃብካ ተመስገን ምልኣዮ ውሽጥካ ትብል ቃል መግለጺ ዘይብሉ ❤❤
በጃኻ ወዲ ክፍላይ ሓወይ ክሳብ ክንደይ ለባም መስተውዓሊ ምዃንካ ድማ ኣርጊጸ እፈልጠካየ ተባዕ ምዃንካዉን ከምኡ በጃኻ ነዚ ሓውና ተኸናኸኖ የዐንትሮ ዋላ ንኣለና ዋልታ ሃገርውን ኣብ ርእሲ ዕቤታ ደፋእታ ንቕድሚት ከምዝገብረላ እእምተልካ ኣለኹ ብሰንኪ ሓሳዳት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ብቕንኢ ቀቢሮሞ ዝጸንሑዩ እሞ ተባረኽ ንትንሳኤኡ ተቛዳሲ ብምዃንካ እሕበነልካ ማዕበለይ ተባረኹ ሓዞ ነዚ ሓውና✝️☪️❤️🌲🌹🍎🥀🍇🌼🍓🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስነ ምግባሩ ትሕትንኡ ልዕሊ ኡ ድማ ድምጹን ባህላዊ ኣጠቃቅማ ግጥምታቱን ልዕሊ 💯 እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ክሕገዝ ኣለዎ ደርፍታት ከውጽእ🙏❤️
ብሓቂ ወዲ ዓበይቲ ልበኑኡ ኣዛራርቡኡ ኩሉ፡ እግዛብሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ፡ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሓይልታቱ ሩሑስ ኣውዳኣመት ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ሓውና ገብረ ከምዚ ኢልካ ዳግም ብምርኣይና ክብሪ ይኽኖ ንልዑል ፈጣሪ ነዚ ዘርኣየና። ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ክብርን ምስጋናን ይኹንኩም እዚ ቀሊል ነገር ኣይኮነን።በሉ ኩሉኹም ነዚ መደብ ትርእዩ ዘለኩም ነዛ ቻነል ሃየ ኢደይ-ኢድካ ንበል ንምዕባያ ኩሉና ኣባላት እዛ ቻነል ኮይና እጃምና ንግበር ይብል።ክንደይ ኣለኹም ምሳይ ትሰማምዑ?
ማዕበል ኣለና ዋልታ ሃገር ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ, ማዕበል ጎስጋስን ሓበሬታን, እዚ ትገብሮ ዘለኻ ሓበን ናይ ሕቡናት ስራሕ ዩ, ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን, እንበዓል ሮዲ ከኣ ኩሉ ኣቀራርባኽን ደስ ኢሉኒ ደስ ይበልክን ሽኮሪናታት ❤❤❤❤❤
Wow, ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ! አብ ገለ እዋን ንኢንጅነር አስገዶም የዛኻኽረካ ።
Style Engineer Asgodom.ይበል ድምጺ ኣዘራርባ ፡ኣወጻጻኣ ቃላት ኩሉ ነግሩ ይበል ንበረልና ገሬ ሓወይ።
እዋይ ዘገርም ዲምጺ ስነጥበብ ተዓብጣ ጸንሓ እዝጋኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ስብ ሕልና 100% ❤❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ክጥዕም ደርፉ ግርሙኡ ከማን ክፍተወካ ሙሉእ ጥዕና ዪምነየልካ ተባረኽ
ኣሕሕ ኣታ እዚ ዶ በለስ ምሸጠ😮 ኣንግሱለይ እስከ ነዚ ጎይታ ጥበብ❤😊😊😊
ማዕበል ናትካሲ መሊኡ ፈሲሱ ተግባርካ ን ውዕለትካ በዚሒና እሞ እግዚኣብሄር ሙሊኡ ይሃብካ ሰላም ቅሳነትን ነቲ መመስገኒ ዝኾነ ህዝበይ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘሎ ርሑስ ባዓል
❤
ብጣሚ ተሓጉሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ 🇪🇷🙏
ሰብ ኣገርምካ ገብረ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤ ኣለና ዋልታ ሃገር ክብረት ይሃበልና ን ገብረ ደጊምኩም ዝሃብኩም ዕድል ይብል ደብል ስራሕ ኣቅሪብልና ❤❤❤ ኣብ ስራሕኩም ወትሩ ዓወት ኣሳልጦ ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ደቂ ህዝቢ ✊️🇪🇷
እንቓዕ ኣብዚ ኣብቅዓካ ሓወይ ሙሉእ ምህረት ይግበረልካ ፈጣሪ
ናይ ብሓቂ ፍሉይ ዝኾነ ክለትን ተውህቦን ኣለካ ሰነ - ጥበባዊ ገብረ ሓውና ስዚ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ እና ብፍላይ ድማ ኣብ ባህሊ ኣተኪርካ እንተትሰርሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢለ ይሓስብ ።ብዝተረፈ እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼! ብምቅጻል ድማ ኣለና ዋልታ ሃገር ብቲ ትገብርዋ ዘለኹሞ ኣቃሊልካ ዘይረ ዓቢ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም 'ሞ እግዛቢሄር ኣምኣኽ ይሓግዝኩም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👌👌👌👌👌
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኡንቋዕ ከምዚ ኢልካ ራኣናካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ብጣዕሚ ዝገርመኒ እግዚኣብሔር ይመስገን: ከም ፍቓድ ኣምላክ ኢዩ ዝኸውን: ንእግዚኣብሔር ከነመስገን ይግብኣና: ብዘይ ኣምላክ ዋላ ሓንቲ ክንገብር ኣይ ንኽእል ዝብላ ቃልላት ምስ ትሕትና ከምኡ ልቦና ዝተሰነያ ቃልተ ኣያና ገብረ ኩሉ ሰብ ክትቀመለን ዘለወን ለበዋ ኢየን እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ክቡር ኣያና ገብረ መምህር መንእሰይ።
ማዕበሊና ዘይ ከም ዕድሚኡ ብጣዕሚ ኣመስጊነ ምጽጋብ ሲኢንካ እታ ደረፊ በይና ሸር በለልና ❤❤❤❤❤
ንሓውና ገብረ 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ንዓኽን ክቡራትን ጽቓትን 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ሓውና ገብረ ብጣዕሚ ቅቡእ ለባም ውዱን ኣዛራርባ ኣመስጋኒ፣ ብሓፍሽኡ ኩልንታኻ ንበይኑ ዓይነት ፍጥረት ኢኻ። ብልቢ ከኣ ምሕረት የውርደልካ። በዚ ዝግበር ናይ ምትብባዕ ብኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቕን ዝነኣድ ስራሕ ዩ ሞ 👋👋👋👋👋👋👋👋
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
ማዕበሊኖ ብሩኽ ካልእ ይትረፍ ስለቲ ሰናይ ሕልናኻ በጥ ኢልካ ከማን ትሓድር 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
It is so emotional to hear him the way he speaks. really wonderful ❤️ 💖 Nardosina and usual she is fabulous, beautiful 😍 🤩 two, 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thanks God, and congragulations for this Blessed day ❤❤❤
ዋው ኣለና ዋልታ ሃገር ብትገብርዎ ኩሉ ኣምላኽ ይባርኹም❤❤
ስነጥበብ ሃገርና ክሳብ ህጂ ዘይተበርበር ንህቢ ኢዩ በዝሃቂ መዓር ኣለዎ እንታይ ደኣ ባጀት ሓጽሩዎ ኣሎ ሰብ ንዋይ ኣይትሕመቁ ሓግዙዎም ከይጠፉኡና ደጉፍዎም ❤❤❤❤
ኣለና ዋልታ ሃገር ዶ ክብል ደጋጊመ ኣለና ኣወ ክብል ደጋጊመ መን ኣሎ ከማኩም ንህዝቢ ዝዓንገለ መን ኣሎ ኣወ ከማኩም ዘገበር
❤❤❤❤❤❤❤ ክጺሕፍ ኢለ ተበጊሰሲ ግን ብሓጎስ ዝኣክል ምክኣል ሲኢነ ግን ኣብ ዘለክሞ ሰላም ቅሳነት ይምነየልኩም ንኩላትኩም ደቂ ኤረይ ሓላል
❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣዋድቃ ቃላት ይበል. Amlak mlue tiena yhabka 🙏❤️
Thanks!
Maebel hawey do kbleka wedey eska jigna eka ngebre zgeberkumlu Walta Hager adijeganu eya Eritrea edmen tenan yhabom ajoka maebl ane zeray elfu wedi elfu kab UK England awet nhafash wdqet nfshfash ajokum Walta Hager 🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤
ኣለና ወልታ ሃገር ኣቅኒካኒ በዚ ትገብሪ ዘለኻ ስራሕ ቡኡነት ኤረትራዊ ብሙኻነይ ሕቡን እየ ምዕበለይ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ምሉ ጥዕና ወዲ ኤረይ❤❤❤
ኣሰይ ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ጻዕዳ መጀመርያ ርሑስ ኣውደኣመት ቀጺለ ኣለና ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብትገብርዎ ዘለኹም ንሰብ ሞራል አንስነቅኩም ተበራትዕዎ ዘለኹም ክብሪ ንዓኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ጥዕናኹም ምሉእ ይምነ ገብረ ሓውና ከኣ ናይ በሓቂ ንፉዕ ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Biruk Meskel to all Eritren 🙏🙏🙏❤️🇪🇷
This Man is awesome 👍👍👍🙏🙏🙏
🙏🇪🇷እቲ ፡ ትሑት ፡ አብ ፡ ቅድሚ ፡ አምላክ ፡ ሉዑል ፡ እዩ ፡ እሞ ፡ አምላክ ፡ ን ፡ ሕዝብካን ፡ ምክባርካ ፡ አምላክ ፡ ክብሪ ፡ ይሃብካ። ምህረት ፡ የውርደልካ። አሜን። 🇪🇷🙏❤️
Wow I love him so much, what a respect he has for Eritreans. And his music also fantastic, he is so talented. Thank God he finds a way & thanks walta hager for this opportunity.
ማዕበል ወዲ ኤረይ እተቁሩቦ መደብ ብጣዕሚ ደስ ይብለካ ❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏
ዋዉ ገባር ሽኮር መምሕር ሕይወት ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ። አዚዩ አዚዩ መሐሪን ሙቁርን ዕላልካ ብዙሕ ተማሒርና ንበረልና ።
ይበል ይበል አዚያ ጽብቅቲ ነባሪት ተሳጋሪት ተባዕታይ ስራሕ ደርፊ ማለት
ጸባ ስተ የቀንየልና ባሕላዊ ምቅርቲ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤረይ ላይክ አይንረስዕ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገብረ ሓውና ክምእውን ኣለና ዋልታ ሃገር ኣማን ብኣማን ዋልታ ህዝባ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
wow ጥዕምቲ ደርፍ ! ❤❤👏👏👏👏ማዕበሊኖ ኣታ ጅግና !! ገብረ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ 🙏❤🇪🇷
🇪🇷ማዕበሊኖ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷
🇪🇷ገብረ ሓውና ከኣ ኣሰይ ምላኽ መሊሱ ኢዱ የንብረልካ🇪🇷 ዝገርም ኤርትራውነት ዝገርም ትሕትና🇪🇷
🇪🇷ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ገብረ ሓውና ሮዲ ክኣ ምስ መሳርሕትኪ ሙሉእ ጥዕና ማዕበሊኖ ቀጽሎ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ኣነስ ነቢዐ ምስጋኑኡን ለበኑኑን ሰሚዐ ኣያይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ኣለና ዋልታ ሃገር ካኣ ብጣዓሚ ኢና ነምስጉነኩም❤
Wonderful 🇪🇷 job All group of your channel Bravo Bravo Bravo 👏 🙌 god blessed 🙌 you
ማዐበል አዚየ እየ ዘመሰገኖ
እግዘአብህር ዝፎቶዎ ሰርሕ እኾሞ ትሰርሑ ዘለኹም
ገበረ ኸአ እንቃዐ አብፀሐካ
Biruk meskel ygbrelna deki eri shikorntat ❤❤
🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀❤️❤️❤️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🌾🌾
Super man ዝምስገን ሰብ
Ruhus awdeamet ygberelna deki eri 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
What an honourable ,well articulated speech and potentially talented artist. Thank sisters for introducing this gentleman..Rhus awdamet
Merhab abi seb❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ገብረ ሐዉና እንቋዓ እንደገና ገጽካ አርአየና ብነብስኻ ናይ አምላኽ ሰብ ኢኻ ከምዚ ናትካ ልቦና ይዓድለና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
እንጂነር 2 ይበል ድምጺ 🇪🇷🤗
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘመስግን ኣብዚ ዕድመ እዚ የሐጉሰካ ምስጉን ነብሱ ብተመስገን መሊ ኡዎ ኣምላኽ ይሕግዘካ እዩ ኣከዳድና ላዕሊ ጻዕዳ ክዳዉንቲ 100% ናይ ሰብ ሙዚካ ግን ሕጂ ዝመጸ ኢዩ ካባኩም ፈሊትና ኣይኮናን ግን ከም ኡ ይመስለና❤❤❤ ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ብስላም አብቃዕና ንመላእ ኤርትራውያን ገብረ ሐውና እንቋዕ ከምዚ እልና ራአናካ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ዚካአሎ ሉእል ፊጣሪ አስይይ እዚ ሐወይ🎉💐🎊🎉 🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷👍👍👍❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ሓላላተይ ርሑስ ኣዉድአመት ይግበረልና ኣምላክ ንሃገርና ንህዝብና ይባረክ ❤️🇪🇷🇪🇷⛪️🕌⛪️🕌🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌻🌻🌻🌹🌹🌹💯💯👌
ዋውውውው ደስ ዘብል መደብ ንሓደ መዓልቲ ዋልታ ሃገር❤❤❤❤❤ገብረ ሓውና ካኣ ደጊመ ምሉእ ጥዕናን ሓጎስን ከም'ውን ዓመትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም እምነየልኩም ንኹልኹም ደቂ እዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome wedi Eri jegna with God everything are possible Ruhus Beale Alena walta Hager keep up serve our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷
Sim Amlack zitebarecke ykun . Fetari edmecka edme Methuselah bruck jigna Eritrawi.🙏🇪🇷❤️
ክቡር ሐዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናንይሀብካ ዘመንካ ይባረኽ 🍃🌻💚🤲💚🌻🍃🤲💚🌻🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻💚🍃🤲🍃🤲🌻💚🍃🤲🌻
Thank you again Maebel God bless you 🎉🎉🎉🎉🎉🎉.
ኣቤት እንታይ ከምዝብል ሓርቢቱኒ - መጀመርያ እዛ ቻነል ከመስግና ግድን ይኸውን - ማዕረ'ዛ ቻነል ከኣ ነዛ ሪአ ዘይጸግባ: ግርምቲ: ንገብረ ምስ ህዝቢ ዘላለየት ጓልና የመስግን:: ብዘይቀልዓለም ብስነ ልቦና ሓውና ገብረ: ንብዓት ቋጺረ እየ :: ቀጽሉሉ : I love you all ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ ዝበለ ሰብ 'ዩ
ምልኣት ልቢ 💯👌💯
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈታሪ ገብረ ሓውና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gebre you are not only talented artist but down to earth person. It is a rear combination. You are very eloquent I could listen to you for hours. Wish you best health and success. Thank you 🙏
የአገሪ ልጆች እንኮን ለመሰቀል በአል አደረሳቹሁ ድል ለኤርትራ ድል ለኢሱ
ኣምላኽ ምሳካ ይኹን ናይ ብሓቂ ምስጋናኻ ይብጽሓዮ ደስ ዘበል ምስጋና ጥዕና ይሃብካ ኣምላኽ❤❤❤❤
Welcome back. I'm so happy to hear your voice again, Thank you, mabley and Rodisy for updating, beautiful music ruhus adamant to my beautiful people's Eritrea ❤️♥️❤️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኩሉ የጸብቐከክን ሽኮራት ደቂ-ዓደይ ነዚ ብሩኽ ሰብ ሒዝክን መጺእክን፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ክብሪ ይሃብኩም ክቡራት።❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ ኦው ገብረ ኣቤት ልቦና፡ ሕቡእ ወርቂ።
Asey aboyi marey enqae kemzia belika mulue mhret ygiberelka 🎉🎉🎉🎉🎉
❤ኣሜን 🎉ኣሜን ❤ኣሜን 🎉 ናይ ባሓቂ ❤ ሂወት 🎉ዘሎዎ ምስጋና ቃል ሂወት የስማዓልና ምሕረት ካብ ፈጣሪ ኢዩ ሞ ሙሉእ ምሕረት የዊርደልካ ሓዊና
Wow! Btaemi mesati zereba ♥️🇪🇷🥰
ስነ ጥበባዊ ገብረ ሓውና መጀመርያ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፡ትሕትናኻን ላዛ ዘረባኻን ደስ ዝብል ዝድርበ ዘይብሉ ኢዩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ፡ ፡
Maebelino egzabiher abzkedkayo n abti tsubuk srahkan msaka ykun ❤❤❤👌👌🫶🫶🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌼🍀🍀⚘️⚘️
Ewayyy hawey temesgen mbalka tray ekul u ❤❤❤❤❤
ትሕትናን ክብሪን ካብ ገብረ ተማሃሩ እቶም ስነጥበበኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገብረ ሓዉና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Keep the Good work Alena walta Hager.you are the best. God bless you.
ሰላም ሰላም ኣለና ዋልታ ሃገር ዘላዕልኩሞ ፈጣሪ ይተካኣልኩም ትግብሪዎ ስራሐት ስናይ ተግባሪ ብጥዕሚ ደስ ዘብል እዮ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️🦁🦁💪💪👍👍🌹🌹💯💯👌
Mamma mia meglexii zeyrikebeka Ghebre jignaa ❤❤❤ thank u thank u again Mebel & Alena Walta Hager team
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
Aseyyyyy ezom deki erey wshtomn degiomn kxbku❤❤❤❤❤❤
wawww gebrino mqulil hawena des kibleka mara wruq melhas
Great work Alena Walta Hager and Rodas and accompanying team🇪🇷!
Ewa Ghebre hawey abey Roma wenam eya admen tisanan yhabka ❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job maebelino hagerawi malet nhzbu zhali mukanu bgbri arikana ❤ ember geliomsi nriom alena nenhdhdom kxarefu ywelu.
ኣቤት ኤርትራዊ ❤
ከመይ ዝበለ እምነትን፡ተጻዋርነት ፍቕርን ትዕግስትን ኢዩ ዘሎ።
ገብረ ሓውና ከኣ ብስነስርዓት ዝበሰልካ በቃ ውዱእ ሰብ ኮይንካ ረኺበካ ።
ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ።
ሰብ ተወሊዱ እንታይ ግብሪ ኔርዎ ደኣ እምበር ነዊሕ ዕድመ ምህላው ፍርያም ኣይገብርን ኢዩ።
ኣጆካ ከም እምነትካ ኣምላኽ ብቅሱን መንፈስ የንብርካን።
ልግዐ ደቅኻ የብልዕካ።ብ
ብያዕሚ ኢና ንፈትወካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯👍🏿👍🏿👍🏿
❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️
ናይ በሓቂ ጥዑም ድምጺ ዘለዎ ስነጥበበኛ፡ ክሕገዝ ዝግበኦ ኣዝዩ ንፉዕን ትሑት ስነጠበበኛ ኮይኑ ረኺበዮ። ዋልታ ሃገር ድማ ናይ በሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም። ኣማኒኤል ጎይተኦም ዝተባህለ ኣዝዩ ንፉዕ መንእሰይ ስነጥበበኛ'ውን ሓደ ግዜ፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ዝኣክል ብዙሕ ስረሓት ስነጥበብ ኣዳልየ ክነሰይ ክዝርገሖ ግን ኣይከኣልኩን ክብል ሰሚዐዮ ኣለኹሞ፡ ሓቂ ኢዩ ንኹሉ ክትሕግዙ ዓቕሚ ይሓጽረኩም ምዃኑ ኣይዘንጋዕኩን እንተኾነ ግን ወላ ኣብ ምዝርጋሐን ብምምዋል፡ ገንዘብኩም ንኽመልሰልኩም እንተትሰማምዕዎ ጽቡቕ ነይሩ ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ። ምኽንያቱ ስነጥበባዊ ስረሓቱ ከይተሓትመ ንኸይጠፍእ ምእንቲ ኢለ ብምሕሳብ ኢየ ። ባህልና ንኸይጠፍእን ብኣንጻሩ ንክሕይልን ክስረሓሉ ኣለዎ ስለንብል ኣማኒኤል ድማ ኣብ ባህላውን ያታውን ጥበባት ስለዘተኩርን ኣዝዩ ሓያልንውን ኮይኑ ስለዝተሰማዓኒን ኢየ።
አለና ዋልታ ሀገር ተባረኽ❤❤❤
Thanks Excellent Explaintion for Our Society Eritrea mr/ Gebre for your Service Nice Music for Our Nation Eritrea Arme and Tradition music Appreciat you.
❤❤❤❤asey ruhus awdamet alena walta hager 🎉
❤❤❤❤❤❤ Ruhus bealmeskeö
Rodi shikor keep up
But sh
she needs more more training your partner for journalist ❤
Walta Hager God Bless you if you did not make this programme we wouldn't find amazing Gebra he is humble full of resources and intelligent I wishh him full health .Roda and all her co-wokers welldone ❤❤❤
Alena Walta Hager team thank u so much ❤❤❤ Ghebre u r so Beautiful Rodi xibikti ❤❤❤❤❤
bravo gebre hawna ezgabhier amlakna mulue mhret yhabka ajoka fetari kulu u zkalo tanaka nab nbur temelisu ksab 110 amet ktxenh senay mnyotey ygelxelka hawey natey amlak msaka ykun !!!!!
ኣካ ክትግርሙ ድባሕ ኤርትራዊ ደይምዃን ኣሰይ ባህ ኢሉኒ ናተይ ብምዃንኩም ማ ርያም ምስ ወዳ ወትሩ ምሳናያ ደቂ ኤረይ ቅጭን ኩሉ ዘምሕረልና ተባረኽና ህዝቢ ተመስገን ደኳኒና ፈጣሪ ምስ መንግስትና በዓል ግብሪ ሰኪ ሰካ ተዓዲልና ✝️☪️❤️🍎🍇🍓 :🌻🌲🌹🥀🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷