ስታሊን ሂወት 20 ሚልዮን ሶቬታውያን ቀዚፉ ከብቅዕ ብክብ ዝበለ ሓዘን ዝተቀብረ መራሒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ก.ย. 2022
  • fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 31

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 ปีที่แล้ว +5

    ፋኒ ወዲ ትግርኛ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኢኻ አቅሪብካልና ግን አስፍሕ አቢልካ ዳግማይ አቅርበልና ምኽንያቱ ምዚ ሰርዐት ዐዲ ሀሎ ዘማሳስል ሰለ ዘለዎ 💔💔💔💔

  • @yonimiki1020
    @yonimiki1020 ปีที่แล้ว +2

    Tanx ፍናን ንዓና መነሰያት ክንፈልጥ ትገብሮ ዘለካ ነመስግን ብርትዕ

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 ปีที่แล้ว

    Wow thx Fnan Hawey

  • @yorkk9902
    @yorkk9902 ปีที่แล้ว +1

    Briliant

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 ปีที่แล้ว

    Welcome Fnan app

  • @berbere4478
    @berbere4478 ปีที่แล้ว +2

    ካብ 19:22 ክሳብ 30:50 እታ ቆልዓ (ናታልያ) ጓል እቲ ካብ እስሩቤት ዝወጸ ኔራ ዳሓር ካኣ ጓል ስታሊን ኮይና , ከመይ

  • @robiye3496
    @robiye3496 4 หลายเดือนก่อน

    Hero istalin

  • @w.1196
    @w.1196 ปีที่แล้ว

    እቲ ቤት ማዕሰርቲ ሰርቢያ ዘይኮነ ሳይቤሪያ እዩ። ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ

  • @yonasteklayhabtegergish7144
    @yonasteklayhabtegergish7144 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ዌንስቶን ቸርቸል፡ ደኣ ገለ ዘይትብለና

  • @nationalinterest6656
    @nationalinterest6656 ปีที่แล้ว

    Dmxi tekorixu alo fnan ab mewedaeta

  • @user-nt7ey7fd5e
    @user-nt7ey7fd5e ปีที่แล้ว +5

    ኢሰያስ ውን ከምኡ ገሮም ክቐብርዎ ኢዮም ህግደፋውያን ዘይ እቶም ጊላታት ጨፍጨፍቲ ህዝብና ብክብሪ ዝተቐብሩ ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን

  • @Ertrawiye
    @Ertrawiye ปีที่แล้ว

    Clasical gberelu eba fnan bro

  • @wediere2238
    @wediere2238 ปีที่แล้ว

    ዓቕምኹም ኣይኮነን ንስታርሊን ክትገልጹ ታሪኽ ኣንቡቡ ብደናቑርኩም ኣይትንበሩ ወዲ ኣፎም ኣንበሳ ኣፍሪቃ ኢዩ በዓል ወኻርያ።💪💪💪

  • @magentcink2858
    @magentcink2858 ปีที่แล้ว

    Fnan sorry demxi betami tehuhut enda kona ezi Video ka

  • @frewengelmesfn1637
    @frewengelmesfn1637 ปีที่แล้ว +1

    Resa nay stalin dea zeyguhfuwo. Kem kbur merahi tewesidu malet eko eyu

  • @mebrahtomhadgu3287
    @mebrahtomhadgu3287 ปีที่แล้ว

    Classes ebay gebrelu eki fana wedi

  • @shamtesfom
    @shamtesfom ปีที่แล้ว

    እንታይ ክላሲካል ዘይብሉ ገርካዮ

  • @gebrehiwettesfamariam4729
    @gebrehiwettesfamariam4729 ปีที่แล้ว

    ናብ ሳይቤርያ ይስደዱ

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว

    ፍናን ፡ ከመይ ፡ ታርክ ፡ስታልን ፡ ካብ ፡ደገፍቱ ፡ከይትከውን ፡ መፅሓፍ ፡ረክብካዮ ። ስታልን ፡ ብታ ፡ናቱ ፡ሓኪም ፡ኢዩ ፡ሞዩቱ ። ኢቲ ዝከፍኤ ክአ ፡እሙናት ፡ተላኤክትይ ፡ናቱ ። ስታልን 3 ዝቅተሉ ፡እንተ ፡አዚዙ ።ንሶም ፡ግና ፡ምእንትይ ፡ክፍተዉ / ብተዓፃፃፍይ ፡ቀቲሎም ፡ይመፁኡ ፡ነሮም ፡ይባሃል ። ኢቲ ፡ዘገለፅካዮ ፡ዝሓለፍካ ፡ግን ። ስታልን ዝዘርኦ ኩሉ ዓፂዱ ኢዩ ። ድሕሪ ፡ስታልን [ ሙሉአት ስድራ ቤቱ ጥራይ ፡ዘይኮነ ፡ሙሉእ ፡ዐለቱ ፡ኢዮም ፡ተቀቲሎም ] ።አብ A R T , ብዐረብ ቀሪቡ ኔሩ ።

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว

    ናይ ሂትለር ከማን / ኩሉ ግዜ ብዓል ኩፉእ - ፁቡቅ ረኩቡ አይፈልጥን ኢዩ ። ሂትለር ክአ ፡ከም ስታልን ዘይኮነ ፡ህዝቢ ሶቭየት ሕብረት ፡ሒኑኡ ፈድዩ ።ሂትለር ግን / በታ ሓክም ፡ናይ ስድራ ቤቱ / ንኩሎም ናቱ ፡ፋሚሊ ዝነበሩ ቖልዕት ፡ፉሉይ ፡መድሃንይት ፡ተሰሪሕሎም ፡ክትበልዖ ፡ልክዕ ፡ከም ፡መደቀሲ ፡ከኒን ፡ተዳልዩ ፡ኢዩ ፡ነቶም ፡ህፃናት ፡ህባቶም ፡ኢታ ፡ነርስ ።ካብ ኩላቶም ጋል ፡12 ዓመት ፡ትከውን ፡ግን ፡ነብሳ ፡ነግሪዋ ፡አብያታ ፡ኔራ ።ኮዩኑ ግን ዘረባ ሂትለር። መን ይቃዎሞ / ብሓይሊ ፡አብልዓታ ፡ ።ኩሎም ኢቶም ቆልዑት ፡ንፅባሕቱ ፡ሞዩቶም ፡ሓዲሮም ። ( አብ ናይ ጀርመን * ዶኪመንታርይ * ኢየ ብዐይነይ ሪኤዮ ) ። አነ ብዝመስለኒ ፡ንኢሰያስ ምስ ዞም *ገባብል * ከተዋዳድሮ ከይትህሉ ። ኢሰያስ ቀሪኒ ዘለዎ* ተመን *

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 ปีที่แล้ว +1

    ተግባር ኢሱ ወዲ ኣፎም ተግባራቱ ኣብ ሰዉራን ድሕሪ 1991 ለውጥታት ዘርኣዮ ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ ነሩ ስለምንታይከ መንእስያት ብብዝሒ ስደት ጀሚሩ

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 ปีที่แล้ว

    Menas esyias eyu eze xikan merhe

  • @goitom19
    @goitom19 ปีที่แล้ว +1

    ጥዕም ጥዕም ኢኻ ኣቢልካያ ናይ ሎምስ😁 ናይ ስታሊን ጉድ ብዙሕ እዩ ኣርእስቲ ጥራይ ክምዘንበብካ ሕሰባ:: ኣቀራርባኻን ተበጉሳን ጽቡቕ እዩ:: ኣዕምቆ እሞ በብኽፋል እንተትገብሮ ዝሓይሽ ይመስለኒ:: ኣብ ታሪኽ መልሲ ዘይረኸቡ ሕቶታት ምስትውዓል ኣገዳሲ እዩ:: ንኣብነት ኣማውትኡ መደምድምታ ኣይትዋሃቦን:: ብዝተረፈ ንፉዕ::

  • @samuelghebreghiorgis5603
    @samuelghebreghiorgis5603 ปีที่แล้ว

    ውፉይ! ክንደይ'ኳ ጽቡቕ!
    ሓንቲ ጌጋ ግና ኣላትካ። ሴርቢያ!
    ሴርቢያ ርእሳ ዝኸኣለት፡ ቅድሚ ዓመታት ግና፡ ኣካል ዩጎዝላቪያ ዝነበረት ግዝኣት ኢያ።
    ሳይቤሪያ ብምበራቓዊ ሸነኽ ሩሲያ እትርከብ ግዝኣት ኢያ።

  • @tesfom4382
    @tesfom4382 ปีที่แล้ว +1

    ይቕረታ ንእሰያስ ብኽብሪ ክቕበር ኣብ ኤርትራ ትጉስጉሰሉ ዘለኻ ኮይኑ ተስሚኡኒ።

    • @abrahamwA
      @abrahamwA ปีที่แล้ว

      Mes mota da klawa tebsi gerna n azabe kanhabom ena

  • @zerittekliya7016
    @zerittekliya7016 ปีที่แล้ว

    ኩላ ሓሶት እያ ከይቲታለሉ

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 ปีที่แล้ว

    እዚ ወዲ ርግምቲ ወዲ መድሂን በራድ ከ ደኣ ማዓስ ኢዩ ብወቅዒ ልቢ ዕልው ዝብል
    ኤርትራ ዓደይ & ትግራይ የዕኒና እባ ሩኹስ

  • @mengsgubsa9973
    @mengsgubsa9973 ปีที่แล้ว

    ይቅፅል - ቀሪኒ ዘለዎ *ተመን* ኢዩ አይገበለን ።ምክንያቱ ፡ ኢሰያስ ብኢዱ ዝቀተሎ ኤርትራዊ የለን ። ከም ጵላጦስ ፡ኢዱ ሑፁብ ኢዩ ። ህዝቢ ዘፅንቱ ዘለዉ ።{ ጀረናላትን - ናይ ድሕኒነት ሓሰውትን ኢዮም }
    ብዓል ኩፉእ ክአ ፡ውዒሉ ሓዲሩ * ዝዘርኦ ክዐፅድ ፡ኢዩ ።

  • @user-ce2mc9xh3h
    @user-ce2mc9xh3h ปีที่แล้ว

    ኣታ ዓፍናቅ ሓሳዊ🦓