ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ጉዳይ ዊንታን ገነትን ከምብሓድሽ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 608

  • @KenanKimo
    @KenanKimo หลายเดือนก่อน +42

    Dawtey meqsen kemey dika mehegos neti zigbio bzey afelalay tineqif mkanka btami ye zedniqeka melsi kea zeutisinelom

    • @Beraster24
      @Beraster24 หลายเดือนก่อน +2

      @@KenanKimo 💯💯💯

    • @KenanKimo
      @KenanKimo หลายเดือนก่อน

      @@Beraster24 keheguseka mshi meqesen you

    • @JohnTesfagabir
      @JohnTesfagabir หลายเดือนก่อน +1

      ኬፍ ኣለዋ ከይትቅይራ

    • @eritrea2748
      @eritrea2748 หลายเดือนก่อน +1

      Eway seb lezeben texelilu zelo endamen fara eyu ezi dawit hawey ayenay fkri eyu ezi

    • @DawitWeldu-se3xs
      @DawitWeldu-se3xs หลายเดือนก่อน +1

      Haki zarkey

  • @wedimeryet
    @wedimeryet หลายเดือนก่อน +56

    ገነት ኣጆኪ ኣምላክ ኩላ ጌዜ ምስ ውጹዓት ኢዩ❤🙏🙏🙏

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ደምረን😍

  • @Fiyori-ye6qv
    @Fiyori-ye6qv หลายเดือนก่อน +123

    ደቁ ሰበይቱ ደርብዩ እዳፈለጠት ጽባሕ ንግሆ ንዕኣ ከምኡ ከምዘይገብር ታይ መርጋገጺ ዩ ዘለዋ ብዝኮነ ንኹልና ልቢ ይሃበና

    • @fevengile7229
      @fevengile7229 หลายเดือนก่อน +4

      Anjal gale aythatetn ya mesu koyna ja texaref nay ida mes rekbet u zerdea 😏

    • @user-hy4wu3cw5s
      @user-hy4wu3cw5s หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ማዓረይ

    • @Eritreyan
      @Eritreyan หลายเดือนก่อน +2

      Deku yedrbi neuu yemlket nesa nesu meritsewa entay gebri teblwa hsadt genet wen kedmia deki neromo nemntay wesidato ferdti ayetkunu

    • @merhawitasmelash2895
      @merhawitasmelash2895 หลายเดือนก่อน +1

      Genetsi ms hadaru ankelo andiya hizato kem eda

    • @Fiyori-ye6qv
      @Fiyori-ye6qv หลายเดือนก่อน +4

      @@Eritreyan ምጽራፍ ታይ ኣምጽኦ ኻልኣይ ከኣ ዕጫ ናይ ገነት ወይ ናይታ ቅድምኣ ዝነበራ ከይበጽሓ ኢና ርእይቶ ጽሒፍና ካብአን ክትማሃር ይግባ

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen หลายเดือนก่อน +28

    እቲ ዝገርመካ ዴቨ ኣወዳት ናይ ትግርኛ ኣብ ስደት ባህልና ክብርና ኩሉ ነገርና እና ደርቢና ዘለና ከም ባዓልዚ ሑሱር ዘይስተር'ከ ኣብ ሜድያ መጽዩ ዓንጀልጀል ዝብል ተጋማጢልና ኢና ኣብ ስደት ቶም ኣወዳት ኣዋልድ ተቀይርና ተን ኣዋልድ ከኣ ሰብኡት ኮይነን ኣለዋ ከምዚ ዓይነት ደቆም ደርቢዮም ኣብ ሚድያ ዝዓፍሩ ሑሱር ዩ ጥበብ ሓሲሩ ያይ ኔይረ ተዘይ ሞውት ዋይ ግዜ😢😢

  • @user-nf9bm6fq9c
    @user-nf9bm6fq9c หลายเดือนก่อน +57

    ኣጀኪ ገነት ሓፍተይ እስኪ ጅግና ኣዶ ኢኺ❤❤❤

  • @SEGUMshow213
    @SEGUMshow213 หลายเดือนก่อน +38

    ዕንጅልነኦም ሒዞም ኣብ ገዝኦም ዘይስተሩ እንታይ ዝበልዎም ጽምዳ እም ።
    ገነት ኣጆኺ በርትዒ ደቅኽን ነብስኽን ሕሰቢ

    • @adegoytay7989
      @adegoytay7989 หลายเดือนก่อน +2

      ይገርመካ በይኖም ዘየዕልሉ ከ ሁከት

  • @adyammerebay9031
    @adyammerebay9031 หลายเดือนก่อน +20

    እሞ ከም ገነት ቅንዕና ፈታዊት ኣምላክ ፍርሃት እገዛቢሄር ዘለዋ

    • @user-ix2qu5nu6q
      @user-ix2qu5nu6q หลายเดือนก่อน

      Mewedaeta alem u ygerm behaki

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ደምርን😍

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 หลายเดือนก่อน +4

    አነ ክሐቶ ምደለኩ አብ ህይወትካ አይትቀልድ ዕሽነትካ ክኢላ ዝወለደትልካ ብጣዕሚ ወረጃ ምኳነ ተረዲኤ ካብ አዛራርባካ

  • @Hadas2109
    @Hadas2109 หลายเดือนก่อน +23

    ካብዞም ደቅና ምስ ዓበዩ ክመጽኡና እዮም ኪዳ ባዕልክን ኣዕብያኦም ዝብሉ ደናቆር ሓደ ካብኣቶም እዩ እዚ ከኣ, ምስ ኣረግኻ ደቀይ ምባል እንታይ ትርጉም የብሉን::

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +13

    ገንዮ እምወድሽ የኔ ጠንካራ እናት😘የእግዚአቢሔር እናት እመቤታችን ካንቺ ጋ ናት የኔ ውብ🤲🥰መልስካ ንዓናኳ የስሕቅ እንተኮነ ንዓአቶም ግን አክቢድካሎም😋 ብዝኮነ ዘመንና የፀብቀልና እዩ ዝበሃል እምነት አልቦ ኮይና ዓለም😑

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y หลายเดือนก่อน +6

    ገንዋይ ጠንካራ እኮ ኢኺ እግዚአብሔር ብዘለኽዮ ይሓልኺ

  • @user-py2mk1pb4x
    @user-py2mk1pb4x หลายเดือนก่อน +3

    ገነት ጽብቅቲ ፍጥረት ፈጣሪ ምሳኪዩ ኣጆኪ ልቦናኺ ናይ ባል ሳራ ርብቃ ዩ ስለዚ በርትዒ

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ንገነት ምስ ረኣኽዋ ሰንቢደ ናይ እግዚኣብሔር ሰብ ከምዚ ኮይና ክርኢ ብጣዕሚ ይሕዝን ብዝኾነ ገነት ሓፍተይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኪ 🙏❤

  • @ShemarSweet
    @ShemarSweet หลายเดือนก่อน +8

    ኣታ ዓፋሪ እንተዘይ ተፍቅራ ገኑ ክልተ ህጻናት ኣምጺካ መችስ ናብ ደቅካን ሓዳርካን ይምለስካ ወላ ዊንቱ ሓፍትና ናብ ኣቦ ደቅኪ

  • @user-vo9kz2ft8u
    @user-vo9kz2ft8u หลายเดือนก่อน +2

    አጀኺ ገነዋይ ማዓረይ❤❤🎉

  • @abrhaleytewolde5870
    @abrhaleytewolde5870 หลายเดือนก่อน +3

    ገነት ----- ዊንታ -------- ድሓር ከ ኤልሳ ድያ ክትመጽእ
    እንተ እታ ዊንታ ግን
    ስነጥበባዊት እውን ኣይነበረትን ሕጂ ግን ስነ- ጸያቒት ናይ ብሓቂ

  • @mhreteabwelde5969
    @mhreteabwelde5969 หลายเดือนก่อน +34

    ኣቱም ሰባት ገነት ተፍክሮ አያ አዚ ወዲ ግን ፍቅሪ የብሉን ገነት ተክላ ካብ ልባ tewxayo ሓግዙዋ ናብ ሕማም ከየድህበላ ደቃ ከተኤቢ

    • @nardinadiablessed0811
      @nardinadiablessed0811 หลายเดือนก่อน +4

      Abay zereba eya fkri alewa zeytewda

    • @edumt2039
      @edumt2039 หลายเดือนก่อน +1

      Aymeslenin. Zibedela kitrisio aykealetin. Hagez kihiba nideku ygibio eu silezweledom halafinet alewo.

    • @adegoytay7989
      @adegoytay7989 หลายเดือนก่อน +5

      ወላ እቲ ፍቕሪ ይውጸኣላ ግን መሊስካ ክትሪኦ ከለካ ብታዕሚ ዩ ዝጎድኣካ ምኽንያቱ ንድሕሪት ያ ትምለስ ዘላ ምሽ ንዓኣ ንዓና ከማን ኣጽሊኡና ኣሎ እቲ ዕላሎም ብውሽጢ ኸ ዘይገብርዎ ኮነ ኢልና ነገር ምቕስቃስ ልቢ ይሃበና ንኩልና

    • @user-ix2qu5nu6q
      @user-ix2qu5nu6q หลายเดือนก่อน

      100% እንተዝከኣል ግን ተዝማለሱ

    • @user-ph2zm1xs8u
      @user-ph2zm1xs8u หลายเดือนก่อน +2

      😢😢😢ገራ ተደንግፀካ😢😢

  • @SenaytBrhane-gi2fl
    @SenaytBrhane-gi2fl หลายเดือนก่อน +18

    Genet haftey ajok🙏🙏🙏

  • @AsAs-b7z
    @AsAs-b7z 24 วันที่ผ่านมา

    ከፅካትርሓቅገንኢ😭ገነተይ ኣይዞኺ ብርክቲ ፍጥረት❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @MeseleHagazi-nr5py
    @MeseleHagazi-nr5py หลายเดือนก่อน +1

    ገነተይ ልባም ሰብ ካብ አፋ ሕማቅ ደይወፅኣ አጆኺ ሓፍተይ ናተይ ❤

  • @merhawitmerhawit7920
    @merhawitmerhawit7920 หลายเดือนก่อน

    ሓያል ንፍዕቲ ኣንበሳ 5 6 ስራሕ ተማሓድሪ ትቆፃፀሪ❤ዋላ ሓንቲ ዘይትሽነፍ ተስፋ ዘይትቆርፅ ኣንበሳ ጀግና❤ሓራቅ ነገቲቭ ዘይትድቅስ ናብ ፅላለ ተምርሕ❤ኣተንፊስክን ኣውፅኣኡ ሕማቅ ክስመዐካ ክትፍተን ሓደገኛ❤ዝኩሉ ትክእል ትዋፃእ❤ኣጆክን😢ኣይትጨነቃ ነቲ ከቢድ ፍለጥዬ ኣሸንፍዬ ጉዑዞኪ ቀፅሊ❤መፃኢና ብሩህ እዩ ሑጉስ❤ማንም ከየሸንፈኪ❤ፀብቃ ወቅባ ማዕርጋ ንነብስክን❤ድምቅቅምቅ በላ ማሓዛና መመካርቲ መሐጎስሲ ሂወት ምረፂ ንበሪ❤ሕሰባ ታሓጎሳ❤ሕተቲ ኣይትጨነቂ❤ኣይላቭዩ ነፍሰይ ኣጀኪ ዕድመን ጥዕናን❤ዋዕሮ ኣንበሳ ሓያል ጀግና😢ድመቃ በርታዓ❤ኣይትጨነቃ❤ኣብ ነፍሰይ ዝግደስ ንፍዕቲ ፅፍፍቲ❤ኩሉ ነገር ብጀግንነት❤

  • @berekettesfamariam2486
    @berekettesfamariam2486 หลายเดือนก่อน +83

    እዛ ገነት ውሽጣ ዝርዳኣላ ሲኢና ኣላ ምሽክነይቲ ጋል ኣንስተይቲ ምካና ከኣ ኣይንረስዕ ናይ ግድን እዩ ክስምዓ

    • @yordimogos4012
      @yordimogos4012 หลายเดือนก่อน +2

      Nay bhaki, ajoki genet habtey bhayli fetari kulu ktsegryo eki

    • @garykifle8817
      @garykifle8817 หลายเดือนก่อน +1

      Meskin tekun sakin entay alewa abzi ajewjew zebel nitom deka zeytrie abzi metsia hormone gelemele tebel lekawis

    • @efyabrha9839
      @efyabrha9839 หลายเดือนก่อน +2

      ገነት ሽግራ ሰብ ሪኡላ ሃገዝ ከማን ተገሩላ ክደይ ኣለዋ ኣደታት ከኣ ሓምስተ ቆልዑ ሒዘን ብ ማዳ ገጸን ዝጸለመ ኣለዋ ከኣ ዝወልድኦም ደቀን ኩሎም ሓሚመን ዝሕግዛ ሲኢና ትሳቀ ኣደ ውን ኣላ

    • @efyabrha9839
      @efyabrha9839 หลายเดือนก่อน

      @@garykifle8817 ይገርም ኢዩ ብጣዕሚ ናይ ቀምጠርጠር ዝበዝሖ ሽግር ኢዩ ዘለዋ ሕቃቀ ኢዩ ንሕና ውን ኮ ካብ ጋል ኣነስተይቲ ኢና ተወሊድና ኣደታትና ከመይ ከምዘዐበያና ንፈልጥ ኢና ናይዚ ጸገም ናይ ሕቃቀ ጸገም ኢዩ

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ደምረን😍

  • @sarakhatunsarakhatun5869
    @sarakhatunsarakhatun5869 หลายเดือนก่อน +6

    ትናተይስ ናይ ብሓቂ እዩ ዘፍቅረኒ ከምዚ ኡሉ ገሊጽለይ ዘፈልጥ ተመስገን😮😢

    • @erifirst2599
      @erifirst2599 หลายเดือนก่อน

      Ayefqrekn yu gdefyo 😂

    • @selamisak3739
      @selamisak3739 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂​@@erifirst2599

    • @Naturalism85
      @Naturalism85 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂​@@erifirst2599

  • @gm5215
    @gm5215 หลายเดือนก่อน +4

    አየ ኤዱ መቐነይ ረኺባ እምበር ካብ ኤዱሽ

  • @merhawitkahsay-bo5cp
    @merhawitkahsay-bo5cp หลายเดือนก่อน

    ዓናጅል ክልተ ሓደ ኣጆኺ ገኑ ሓፍተይ ጅግና ዴቭ ለባመይ ኣጆኻ በርትዕ ❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 หลายเดือนก่อน

    ገኒ ኣጆኺ ኩሉግዜ ጽብቕትን፣ንፍዕትን ኢኺ ከይትድሃሊ ዛሓፍተይ

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel หลายเดือนก่อน

    ገነት እዚ ረኣዩኒ ዝብል እንስሳ እዩ ኣዋልድ ድፉናት ኣእምሮ እየን ዝብል ነዚ እየ ብምታይ መሪጽኪዮ ልቦና የብሉን ንስኪ ውን ናብ ከምዚ ትወርዲ ኣይበልኩን ዛ ተዋሳኢት ቀያሕ ከብቲ እዚ እናገበረት ኣምላክ ትጽውዕ ከመይ ሽም ኣምላክ ሓሲሩልኩም ኣሎ 🙏🙏🙏

  • @Kisanet-pc7pe
    @Kisanet-pc7pe หลายเดือนก่อน +1

    ከከከከከከ ዳዊተይ ናይ ብሓቂ መልሲ እያ ።

  • @eritrawieyeeritrawieye8389
    @eritrawieyeeritrawieye8389 หลายเดือนก่อน +15

    Ata eza winta tibehal seb kem sebs thasb do tikewn ms men hadar kitgebr thasib ala neta kedameyti zeykberes neaki kekbreki tihasbi aleki nay behaki hazinelki

  • @everlasting5592
    @everlasting5592 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Dawita, I grow up with a single Mom I love what you said, keep well bro🌸

  • @nahomalem-th3yf
    @nahomalem-th3yf หลายเดือนก่อน +7

    እዛ ገነት ገን ካብዚ ሾሻል ሚድያ እንተ ትእለ መሓሸ ነሩ እንተ ቀጺላ ምጽላላ ዘይ ተረፍ አዩ በሓቂ ለብዘበን እምኒ ዝድርቢ ነዓመታ ይጽለል

    • @NMW-ed8vt
      @NMW-ed8vt หลายเดือนก่อน

      Himak aytizateb halawia aytakesin yu eza jigna haftina genet Amlak misa yu

  • @natania553
    @natania553 หลายเดือนก่อน +5

    ❌❌❌ ኣነ ዝገርመኒ ንምንታይ'ዮም ኣብ Mass Media መጽዮም ዝህውቱቱ ብዛዕባ ፍቕሪ ብውሽጢ ዘይገብሩዎ እንድሕር ብሓቂ ፍቕሪ ኮይኑ እዚ 🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️

    • @user-ge5mh8hs8q
      @user-ge5mh8hs8q หลายเดือนก่อน +1

      Kny elom kbeasu yom

    • @YacobHaile-nm4sj
      @YacobHaile-nm4sj หลายเดือนก่อน +1

      STRESS!!!!!!
      LONLEYNESS!!!!!!
      "AYHABKA"

    • @YacobHaile-nm4sj
      @YacobHaile-nm4sj หลายเดือนก่อน

      DAWIT KE TEMEREKHA DIKHA...WALASSS...?
      COMMENT KEMZEYTENIBIB EKUA...ENTEMBEBKA WIN KEBER YEBLKAN.
      "BLAE ELWO" EYU NATKA NEGER.
      KOFF ELKA.

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander หลายเดือนก่อน +3

    እግዛቢሄር ፍራዲዩ ኩሎም ዝጠዓስሉ ግዜ ክመጽእ ዩ ግን በዳሊ ናይ ኢዱ ክተክብ ዩ

  • @user-yt9zo9sx6n
    @user-yt9zo9sx6n หลายเดือนก่อน +5

    ጉዳም ጀላዕ ኣፍቅረ ካኣ ይብል ዓጁስ ደቂካን ክብርቲን እንድብቲን ገድፍካስ ሃታፍ

  • @febenmakonnen7596
    @febenmakonnen7596 หลายเดือนก่อน +3

    Dawit wedey God bless you ❤🙏🏽👈🏽

  • @selamawitweldenseaweldemar4829
    @selamawitweldenseaweldemar4829 หลายเดือนก่อน +20

    እዛ ገነት ትባሃል ጋል ነዚ ሰብኣያ ትፈትዎ ኢያ!! እቲ ጸገም እንተ ኣብ ጥንሲ-እንተ ድሕሪ ሕርሲ እቲ ናታ ሄሞን ተዛንቢሉ ዘይነበራ ጠባይ ምስ ኣምጽኤት--ወዮ ሰብኣይ ጥዑማ እንበር ሕማቃ ዘይፈልጥ ሕቡእ ባህሪኣ መሲልዎ ካብ ገዝኡ ክወጽእ ዝመረጸ ኢዩ ዝመስል።እዛ ቆልዓ ድማ እቲ ናይ ሄሞን ምዝንባል ኣብ ንቡር ምስ ተመልሰ ግድን ኢያ ክትናፍቆን ክትጣዓስን--ነዚ ኩሉ ዘይርዳእ ሰብኣይ ካብ ረኬበት ግን እንታይ ትግበር!! ንዕኣ ጥዒና፥ንዕኡ ጽቡቅ ሓዳር ምምናዩ ዝሓይሽ።

    • @tekleabasmeron5308
      @tekleabasmeron5308 หลายเดือนก่อน

      ፀቡቕ ኣገላልጻ.

    • @garykifle8817
      @garykifle8817 หลายเดือนก่อน +2

      Kkkkk wey hormon ni genet tiray diyu zetselela ezen adetatena da hormon yeblenen diyen wey hormon abakin eyu jemeru

    • @tsigerdaberakey2381
      @tsigerdaberakey2381 หลายเดือนก่อน

      Kakkkkkkkk😂😂😂​@@garykifle8817

    • @selamawitweldenseaweldemar4829
      @selamawitweldenseaweldemar4829 หลายเดือนก่อน

      @@garykifle8817 ---ኣዴታትና ድኣ ብጎሬቤተን፥ብወለደን፥ብኣሕዋተን ማሚቀን ኢየን ዝሓርሳን--ክሳብ ዝጥመቃ ድማ ይእለያ ሓደ እዚ ድማ ክትረጋጋእ ይሕግዘካ ኢዩ! እቲ ኣቦ ውን ምሳኻ ሕስይስይ ክብል ኣይውዕልን ኢዩ!ከምዚ ናይ ስደት ጥራጥናን ኣፍናን ተዋታቲፉ ኣይውዕልን ኢዩ።ሰበይቱ ሕርቅ ሕርቅ እንተይላ ኣብ ኣፍደገ ዓራቱ ድዩ፥ማእሱ ኣዚፉ ኢዩ ዝድቅስ--ዘይሓቆፍክኒ ኣይብል፥ዘይሰሓቅኒ--ጸገምኩም ኣለልዩ'ባ ክክክክክክ ትዕግስቲ እ'ኮ ይሳኣን ኣሎ እንበር ሄርሞንካ ምዝንባል'ኮ ሕማም ኣይኮነን ግዚያዊ ሕርቅሕርቅ ኢዩ።

    • @henitesfe4704
      @henitesfe4704 หลายเดือนก่อน

      ​@@garykifle8817Tray elka dehar kea eza hji hizwa zelo ke hormone zeybla diu koynu 🤔. Hkot ybhal ezi 😏

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน

    ትክክል ዴቨይ ውልቃዊ ሂወትኻ ናብ ምድያ ምምፃእ ማለት ዘይነበረ ዕንወት ኢኻ ትተእቱ ናብ ሂወትኻ

  • @user123-u2v
    @user123-u2v หลายเดือนก่อน +1

    this is the best video moyte dye gele dawit good job.. ashikikani dawit funny eyu atum hzbi

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ጅግና በሎም ነዞም ዝዓበዱ ናይ ሚድያ

  • @YohannesKahsay-b5q
    @YohannesKahsay-b5q หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ሰባት እዛጓል ትሓምም ኣላ ማይጨሎት ምሕጻብ የድልያሎ ፡ህለውለው ተብዝሕ ኣላ

  • @SleepyBuffalo-ox3gj
    @SleepyBuffalo-ox3gj หลายเดือนก่อน

    ገኒ ሃብተይ ጅና ከምዚ ዝገብራ ደቂኣንስትዮ ግና ናይ ኢደን ኣይስኣና እንተ ንስኪ ግና ዋእሮ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Goitshtv
    @Goitshtv หลายเดือนก่อน +2

    😂ዳዊታ፡ ኣብ ግዜ ሰብ ጣልቃ ትኣትዉ ኣለኹም።😂😂😂 ኣስሚረላ ኣለኹ።😂😂😂

  • @wintahaile-wn6n
    @wintahaile-wn6n หลายเดือนก่อน +4

    Welcome dawita yep Nay bini gzie iyu neru gn entay ygber koinu ❤️❤️❤️❤️❤️ thanks bro

  • @kiflittesfay6517
    @kiflittesfay6517 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሓፍተይ መልካዓ ድውን ኣቢልዋ ካብ ገነት ናብ ጋሃነብስኣት ኣምሲለዋ😢😢😢

    • @hiyabsengal4794
      @hiyabsengal4794 หลายเดือนก่อน +1

      She is still beautiful!

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene หลายเดือนก่อน

    እዘን ወጺአን ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወተን ዝዓፍራ ግርም ይብለኒ ኣብዚ ዓለም በይነን ዝነብራ ድዩ ዝመስለን ፡ግናይ ሲ ኣብ ክንዲ ዝስተር ይግተር ።

  • @Wedizom123
    @Wedizom123 หลายเดือนก่อน

    ያ በኒኻ ወንና ዛ የቱብ ዴቫ
    ኣብ መቐለ ጀምዓይ ክሕብዩኻ
    ናብ መቐለ ምጻእ

  • @AbrahamAbraham-re4di
    @AbrahamAbraham-re4di หลายเดือนก่อน +7

    ደቅኻ በቲትካስ እምባኣር ሓጎስ ኣሎ እዩ

    • @genettekeste271
      @genettekeste271 หลายเดือนก่อน +3

      Ygerm u ko kabu zgededet ita gual msuu zela ya .

  • @edennuguse8548
    @edennuguse8548 หลายเดือนก่อน +62

    Dawita dehay Roma giber Ex ka.

    • @berieberawi5676
      @berieberawi5676 หลายเดือนก่อน +1

      Oh my Goodins

    • @gaulmokieerey263
      @gaulmokieerey263 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

    • @Wedibri1
      @Wedibri1 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂🎉

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @maron278
      @maron278 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @zowdi810
    @zowdi810 หลายเดือนก่อน

    Wow you are amazing wade ertera god bless to you daweta good job bless to ganate god be with we love ❤️ so much 🇪🇷

  • @TsgstFzgs
    @TsgstFzgs หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይመስገን እህታችን እንኻን በሰላም መጣሽ❤❤❤።

  • @maron278
    @maron278 หลายเดือนก่อน

    ዴቭ እንኳዕ ብዳሕን መፃእካ አይትጥፈአና ❤❤ ገኒ ዓባይ ሰብ

  • @DestaGebdrzher
    @DestaGebdrzher หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ምስ ውፅዕ ኣሎ

  • @genettekeste271
    @genettekeste271 หลายเดือนก่อน +4

    Izi wedi lbi zelwo aymesln u .srah kolu zgeber halay u .

    • @mihretwelday8288
      @mihretwelday8288 หลายเดือนก่อน

      Gdi yblkumen egziabher yre eu

  • @biniamteshem-gm7df
    @biniamteshem-gm7df หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ገነት ሓፍትና ኣምላኽ ምሳኺ ኢዩ ኣጆኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ ❤❤❤❤❤ደዊተይ ለባም ሰብ ኣብ ማስ ሜዲያ ከማኻ ይብዝሑ ክክክክክክክክ

  • @yacobtewelde466
    @yacobtewelde466 หลายเดือนก่อน +1

    አታ እዚ ሰብ እምበር ዶ ልቢ አለዎ እዩ?ቃሕማም ዓሻ ጎበዝ!!!

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤Maryam Ayrefeda ms weda msaki tkun Amen❤❤❤🎉🎉🎉

  • @zowdi810
    @zowdi810 หลายเดือนก่อน

    Becoming the meke for ganate jalas but god bless to you ganate your beteful you are amazing always you are so sweet ❤🎉❤🎉be happy

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr หลายเดือนก่อน

    💙ልቡና ይሃበና🤲🙏ልንጋገ ደቂ ሰባት

  • @iloveyoumysweethomeeritrea2162
    @iloveyoumysweethomeeritrea2162 หลายเดือนก่อน

    እዚ ወዲ ዝረብሕ ኣይኮን ኣነ ይፈልጦ እየ ኣብቲ ዝነብረሉ ዓዲ ኔረ እዮ። ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጸባ እዩ ነገሩ። ዝቐደማ ምስ 2 ደቀን ገዲፉስ ከመይ ገሩ እዮ ን ዊንታ ክኾና። በጃኺ ዊንታ ተጠንቀቒ ከደናግረኪ እዩ ደልዩ😭😭😭

  • @weinibrhane2868
    @weinibrhane2868 หลายเดือนก่อน +13

    Ab Alem kemza winta tibhal seb zeselchewni yelen sorry gin

    • @azebweldu7852
      @azebweldu7852 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ ኣደድ😂😂😂

    • @Eritreyan
      @Eritreyan หลายเดือนก่อน +4

      Entay geratka nesu zemrtsa entay kebdekum

    • @MerhawiGebrehiwet-jn2ec
      @MerhawiGebrehiwet-jn2ec หลายเดือนก่อน

      Wela neay ጨው ዘይብላ

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 หลายเดือนก่อน +1

    Zehegusrka gebere ❤❤❤ God blessed you 🙏 .

  • @brhanemichael4131
    @brhanemichael4131 หลายเดือนก่อน

    ኣን ግርም ልብለኒ ሲ ድያ ኢላ ሓንቲ ጽብቅቲ 😂😂እዚ ወዲ ቅድሚ ገነት ሰበይቲ ነይራቶ ኢያ ስለዝስ ኣይትገረሙ።

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน +2

    No ኣብ coment ስሕፎሙላ ኒ ዊንታ

  • @user-sb5gt9cl7d
    @user-sb5gt9cl7d หลายเดือนก่อน

    ፅሪተይ አይዞኪ ጅግና ኢኪ ገኒተይ

  • @user-om7lj9qn1w
    @user-om7lj9qn1w หลายเดือนก่อน

    Genetey nhna eritrawiyan hayalat eina kedem maere yehwatna nxnet amxiena lomi kea ab sdet ajona kulatna eritrawyan deki anstyo ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohanahaile3655
    @yohanahaile3655 หลายเดือนก่อน +1

    Genny konjow God blessing ❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 หลายเดือนก่อน

    አብዚ አላ መንፈሳዊት በሃሊት መፅሊት ዓሪፍኺ ተቐመጢ መባዓልቲ አዱ ብሌና

  • @-mennet
    @-mennet หลายเดือนก่อน

    እዛ ገነት ሃለፍታ ድዩ ገይሩላ ኣነ ምርዳእ ኣብዩኒ እንታይ እያ ክትብል ደል'ያ ንነብሳ ድያ ተጸናንዕ ዘላ ንካልእ ወይስ ኣነ ምርዳእ ኣብዩኒ 😬😬😬

  • @user-to3qb1zl4x
    @user-to3qb1zl4x หลายเดือนก่อน

    ኝኝኝ ይቡሉ ስቅ ኢሎም ኣገላልጻ ፍቅሮም አኮ ደስ ዘይብሉ😅 ገንየ ኣምላክ ምሳክን ምስ ደቅክን ይኩን ሓላለይ ንዖኦም እውን ናብ ልቦም ይምሎሶም እምበር😢

  • @hissak7126
    @hissak7126 หลายเดือนก่อน

    ሀላይ ዝኾነ ሰብ ከይሐፈርካ ጉዳይካ አይምልከተናን አዩ ፈቅርኻ ሒዝካ ተሰተር ዊንታ ሕፍረት ዘይብላ ንቀዳመይቲ ዘይኮነ ንዐኺ ውን ውሕሰነት የብልክን

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 หลายเดือนก่อน +2

    አታ ያዓውውውውውውውውውይ ጠረጣትስ ተተሐፈረለይ እዚ አረጊት ሰብአይስ ፈቅረ ፈቅረ ክፃወቱ 😂😂😂

  • @NatnaelAregay-
    @NatnaelAregay- หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ሓተትናን አኮ 😂😂

  • @yemanefisehaye5647
    @yemanefisehaye5647 หลายเดือนก่อน +1

    ኽልቲኦም ሕሱራት ኢዮም ዝመስሉ።ወላ ካ ጨው የብሉን እቲ ዘረበኦም።

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie หลายเดือนก่อน

    ዋይ ደፋር ሸይጣን ቆልዑቱ ሰላም ክብልዎ እዮም ኣብል ባሓቂ እዛ ብድዮ እተርኤማ

  • @FetyaAhmed-h7t
    @FetyaAhmed-h7t หลายเดือนก่อน

    ብዕራይ ዝኮነ ወዲ ገንየይ ኣጆኪ

  • @sabatemanumesgina378
    @sabatemanumesgina378 หลายเดือนก่อน

    Amlak misaki yikun kolu gize Genta haftna, agoki berti amlak kulo gize msakin mis dekikin iyuo, tyina tiray ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @user-ge9ut2uf5p
    @user-ge9ut2uf5p หลายเดือนก่อน

    ገነተይ ሕማቅ ዘይ ወጺኣ ኩሉ ግዜ ኣብ መዓዳ ትርከብ።በሊ ፍጣሪ መሳኪ ይኩን🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🫶🫶🫶🫶🫶

  • @shishaynegasi5381
    @shishaynegasi5381 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ኣምላኽ ኣምላኽ ማናባቱ ታይ ዓይነት ሰብ እያ እዚኣ😂

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam3887 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ገነት ።ዊንታ። ስዲ ። ናይ ኢድኪ ክትረኺቢ አኺ።

  • @y.g5890
    @y.g5890 หลายเดือนก่อน

    ወይ መከራ ምስ ዊንታ ታሓጉስካ ሂወትካ ክትውዳኣ ክክክክክክክ ኣወዳት ተወዲኦም ድዮም

  • @YordanosIsack
    @YordanosIsack หลายเดือนก่อน

    ዓቢ ሐርኢ ተሰተር

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 หลายเดือนก่อน +1

    ደራማ ኮይኑ ግን ሓቃዊ ልነብስና ከመይ ንሪኣ

  • @YewhasSium
    @YewhasSium หลายเดือนก่อน +8

    እዛ ገነት ዓቅሊ ጽበት ዩ ዘዛርባ ዘሎ

  • @lilyan9772
    @lilyan9772 หลายเดือนก่อน

    ኣዝሒልካና ዳዊተይ ጸባ ስተ በለን ብማዕረ 🥺🙁

  • @lidyahadgu9223
    @lidyahadgu9223 หลายเดือนก่อน +7

    Eza wita tbhal tewasaeit diya dekoro

  • @mhretmhret270
    @mhretmhret270 หลายเดือนก่อน

    ኣበይ ሞ አነስ ንሱ ዩ ዘሕርረኒ ኩሉ ነገር ኣብ ማስ ሚድያ ምዝራብ ክፈትው ፏፏፏእእ

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 หลายเดือนก่อน

    አቱመ ሰባትንምንታይ አያ ናብ ላይፍ ታአቱ ገነት አምላኸ ትአምኒ አንተኮይንኪ ተሰትርኪ ሱቆ እልኪ ደቅኺ የወእበዪ

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 หลายเดือนก่อน +1

    አዴታት ኤርትራ ደቀን ሰጥ ኢለን ከምዘዕበያ ተረሲኡ ድዩ እሞካአ ምስ ስእነት ዝብላዕ እናረከብክን እታይ ከምትብላ ምርዳእ አቢዩና አቦታት ኤርትራ ማአስ ደቆም አዕብዮም ሳላ ውትድርና

  • @ejuali2561
    @ejuali2561 หลายเดือนก่อน

    Respect genye u r fiuger one oh i can't explin my lovely sis ❤❤❤❤❤

  • @freweininegash298
    @freweininegash298 หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊት ውድይ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @YosyofHagos
    @YosyofHagos หลายเดือนก่อน

    Dawed areky betami ey zeftwka kerkbka yedli ey hadi maleti❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawiKifleyesus
    @MerhawiKifleyesus หลายเดือนก่อน

    Amlak msaki ykun, egziabhier zhaze seb kulu gizye ayhafrn eyu

  • @selamhailemariam6007
    @selamhailemariam6007 หลายเดือนก่อน

    አጆኪ ገኒየ መዓረይ አደ እኮ መዋደድርቲ አልቦ እያ

  • @selamasrat4945
    @selamasrat4945 หลายเดือนก่อน +1

    ገነት ሓፍተይ በጃኺ እዚ ኩሉ ኣማኒት ከልኪ እንታይ ገደሰኪ ኢኺ ኣብዚ ማስምዳ ትወጽእ ነቲ ኩሉ ዝርኢ ኣምላኽ ነግርኪ ስቅ ኢልኪ ደቂኪ የእብይ ብርክተይ

  • @lulaarefayne
    @lulaarefayne หลายเดือนก่อน

    Ezi kulu neaki aygbaein eu gin dehan amlak alo misaki genitey xbkti ♥️♥️♥️♥️

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ እወ ጋል ትረክቦ ስደት ሓያል 😢😢😢😢😢

  • @melodinamagdalinastrahl2532
    @melodinamagdalinastrahl2532 หลายเดือนก่อน

    Congratulations Bini Anbesa wedy ER

  • @SelamawitAyele-hu1iw
    @SelamawitAyele-hu1iw หลายเดือนก่อน

    ልብኻ ትፍረስ ክጽላካ አይተምጻዬ ገልጣም ፋራ 😂😂😅 አጆኪ ገነተይ

  • @jberaki7078
    @jberaki7078 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሰብ እንታይ ይኸውን ኣሎ ኣዴታትና ካብ 6 - 12 ወሊደን ንሱ"ውን ምስ ግቡእ ሕክምና ዘይብሉ ደቀን የዕብየን, ሎሚ ግን 1 ወይ 2 ወሊደን ምስ ምሉእ ሕክምና ዘለዎ ዓዲ እንዳነበርካ ርኣዩለይ ስምዑለይ እንዳበልክን ቅዳሴ ኣይተብዝሓ በጃኽን።

    • @eru5343
      @eru5343 หลายเดือนก่อน

      Adetatna mes sedren wey family alewen stress yeblnn koleuten wun kemzetemn geren zezezn yelen .
      abzi Europa gen kebid eyu koleu welidka ketebi stress alo wala koleu wun kemti tenbro nay Europa Adi mesilka eka tebyom tseqti alewo ab Adena zezezka yel bezmselen eyom zebyuka😢

  • @-se9hk
    @-se9hk หลายเดือนก่อน +1

    ስምግል ሓዳር ብኣኹም ድዩ ተጀሚሩ 😭😭😭