ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በጃ ዓድና ቡኡ ኢና ንመንግስትና ንፈትዎ ንደቂ ኤረይ ይመልኣልና 🙏🇪🇷❤🇪🇷
መንግስቲ ዝገበረሉ የብሉን ንህዝብና ባዕሉ ህዝብና ጭዋን ብሕጊ እንዳ ባን ተቀይዱ ዝከይድ እዩ
@@12aboy21Adeyከምዚ ከጋጥም ከሎ ግን ኣበይ ኣሎ እቲ መንግስቲ ፖለቲካ ተዝኸዉን ግን ዉሳኔ ምወሰዱ ገስረጥ ዝኾነ ዓዲ
Diwit entay kem ziblu zelewu zetitrgumo netom zeynisemi
@@mhamadabedelkader839 ሓወይ ብሩኽ እዛ ኣብ ስእሊ ትርእያ ዘለካ ህጻን ጎል 7 ዓመት እያ ጎረቤታ ኣዲኣ ስራሕ ምስ ከደት ሰብ ከምዘይብላ ፈሊጡ ኣብ ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጽዋ ቀቲልዋ ብሓደጋ ከም ዝሞተት ክምስል ዉን፡ኩሉ ነብሳ ብላማ ጨንዲሕዋ ርስኣ ድማ ኣብ ኣፍደገ ገዝኣ ደርብይዋ እቶም ፖለስ ንሱ ምኮኑ ገበነኛ እና ፈለጡ ይኣስርዎ ይፍትሕዎ፡ልማደኛ እዩ ግን ሕጊ ስለዘይብሉ እቲ ዓዲ ሓያል ጠበቃ ኣለዎ ብሓደጋ እያ ሞይታ ኢሎም ካብ እስርቢት ክፍትሕዎ ደልዬም እታ ወላዲት ተማጉታ ድማ ን 25 ዓመት ተረፍዱ ኣሎ ኣብ እስርቤት ከሎ ብሰባት ጌሩ ነታ ኣደ ተዘይቀተልኩኪ፡ኢሉ የፈራርሃ ኣሎ ካብ ስራሕ ቦክራ ገዛ ዉን ቀጻሊ ትቕይር ኣላ የፈራርህዋ ስለ ዘለዎ ስለዚ እዞም ሰባት ገንዘብ ኣዋጺና ሓያል ጠበቃ ንግበረላ እዚ ሰብ ንሕልፈት ክፍረድ ከኣ ሰለማዊ ሰልፊ ንዉጻእ ይብሉ ኣለዉ I hope ቕሩብ ሓግዘካ ኪከዉን
@@mhamadabedelkader839ሓወይ እታ መደብ ኩላ ድያ ዘይተረድኣትካ ወላ እዘን ዚዛረባ ዘለዋ ሰባት
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ኣታ ኣበየናይ ዘመን ኢና ዘለና
in Ethiopiano governmentno justiceno human right 😢😢😭
በሉ ርኣዩ እዚኣያ እያ እታ ኢትዮጵያ ክትብልዋ ትውዕሉ ኤርትራና ካብ ከምዚ ይሰውራ እዚ ኣብዛ ጎረቤትና ሃገር ዝፍጸም ዘሎ ከኣ ሰላም የውርደሎም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🇪🇷🇪🇷
ብልቢ ከመስግኖም ንመንእሰያት ኤርትራ ❤❤ከምዚ ዝገብር መንእሰይ የብልናን ❤ትህዝቡ ቁዱስ እታሃገር ቅድስቲ
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Yeah @@WaleedAlfadhli
Ewe hakeki ane wela kemu kebel xenihe xebelom aylkeyena
ዋይ ሀ ደይሳትኹማ መን ኣሎ ርጉማት ሰያጥን ዓመፅት 😢😢😢😢
Egzabiheir ab yemanay edu yebra nhxan galna Endei nay bahaqi hlna zey bulu stretch eyu😢😢😢
ኣምላኽ ባዕሉ ይቅጻዕካ እንሳሳ
እንስሳ ደኣ ቡሩኽ ፈቃር ዩ እዚ ሩጉም ደኣ እንታይ ፍጥረት ኣለዎ
@@kisanet4715Ensesa kbur iyu
እቲ ኣምሓሪኛ ብትግርኛ ቶርጉም ሓውሰሉ ከምዚ ትብል ኣላ በል ነቶም ዘይንሰምዕ 😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዛ ጓለይ ንስድራቤት ከ ጽንዓት ይሃብ 😢😢😢😢😢😢
RIP ma little...may God rest ur soul...betam yasaznal....entay aynet hmaq tegbar eyu endie...fetari nay edu yhabo
ይገርም ጓል ጓለይ ክንደኣ እያ በስመኣብ ስንባደ ኣብ ከብደይ ኣትዩኒ እዛ ኣደ ደኣ ክመይ ኣላ እዋይ ጓለይ ዓመት ሙሉእ በይንኺ በልስኪ ጽንዓት የሃብኪ ፈጣሪ💔💔💔😭😭😭
ኡፍፍፍፍ እዋይ ልበይ ፈጣሪ ባዕሉ ይቕጻዕካ 💔💔💔💔😭😭😭😭
እታ ዕሸል ሲ አይትርእዮ አይትሰምዖ አዲአ ግን ከብድኻ ትበለዕ፡ ሙሉእ ዕድሚአ፡ ብሐዘን፡ ከተሕልፎ፡ አታ ክንደይ ይጭክን፡ እዋይ ኤርትራዊ ሐወይ፡ምስ ለዉሀትካን ርህሩህነትካን ንበረለይ፡ እግዚአብሔር አምላኽ ብዐይነ ምሕረቱ ይጠምተና፡ እሐውዉዉ!
መግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንስደራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ሕጊ ዘይ ቡሉ ዓዲ ከምዚ እዩ ሃገርና ኤትራ ዳኣ ምስ ሕጊ ዘለዋ ደው ቲበለልና
Mis eziom si dobika atsika da, egziabiher amlak ab yemanay edu yiqebela.
ፍተሕ ኢ ያ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢ጌታየ ሆይ ይቅረ በለን😢😢😢
ሙጾትታት እግዚዮ ማሓረኒ ኩሩስቶስ
SubhanAllah entay aynet aremen zekone chekan seb eyu😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኣምላክነ
ኣከር ዘመን እንዳ ደረሰዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንመላእ ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም እቲ ሰብከኣ ሕማቅ ማዓልቲ ዊዒሉ
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ ዝረከበቶ ኣዶ ኣነስ ደም ኣንቢዓትኒ ዛዳኣ😢😢😢😢😢😢😢
Egziabhier aboy fturka ba baelka halu atum sebat etom komeu tgebru sebat qurub eba nweladitkumn haftkumn zekru bejakum bejakum 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሳላም ሳላም ዳዊታ❤❤❤❤❤❤
BOSHASHA ABI AHMED FTIH KALEW ADEBABAY AWTITO MESEQEL ALEBET
We need to find this man dawita shikor please keep talking about this case do not stop talking about this
ዋይ ኣነ ጓለይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እንታይ ዓይነት ሰብ እዩ ግን🥺
Justice ⚖️ for little princess 👸 Heaven 😢please 🙏 speak loud about child 💔🖤😭😭😭😭
ትርጉም ግን ተሓባበረና
ድምጺ ንኽይና ይብሉ ኣለዉ ጎል 7 ዓመት ህጻን ኣዲኣ ስራሕ ከላ ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጽዋ ቀቲልዋ ረሲኣ ኣብ ኣፍ ገዛኣ ሰንዲዋ ተኣሲሩ ከሎ ከኣ ንኣዲኣ ይፍክረላን የፈራርሃን ኣሎ
Fthi n heaven!😭😭😭😭😭💔💔💔💔 rest in heavenly peace 🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
😢😢😢😢😢😢
ዳዊት ተቅርቦ ጽቡቅ እኾ እንተኾነ ዳርጋ ንስካ ከይተዛረብካ ኢካ ዝዉዳእ ዘሎ ኢቲ ቪድዩ ትሰርሖ። ቆሪጽካ ተምጽኣልና ሰብ ዝተዛረቦ ነዚ ደኣ ኣብ ቲክ ቶክ ንርእዮን ንሰምዖን ኣለና እንዲና። ደሓር ከኣ ኣብ መንጎ stop እንዳገበርካ መግለጺ እንዳሃብካ ቪድዮኻ ኣማሓይሽ ዘዓርከይ tnx😎
Nay Israel amlak yefref🙏😭💔
ብዘይ ትርጉም እንታይ፡ከመይ ኢልና ክንርድኦ፡እዚ ፍጻመ ።
ኣዲኣ ስራሕ ከላ ነዛ ጎል 7 ዓመት ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጹ ቀቲሉ ኣብቲ ጥቃ ገዝኣ ደርብይዋ ከይዱ ተኣሲሩ ከሎ ከኣ ገና ንኣዲኣ ይፍክረላ ኣሎ ዝሓቶ ስለ ዘየለ ንቡዙሓት ህጻንስት እዩ ከምኡ ጌሩ
@@BlesssedDay ባእሲ ድዩ ኔሩዎም እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት?
@@2468justinbieberዝኾነ ይኹን ህጻን ቆልዓ ደፊሩ ትባሃል ኣለኻ
@@2468justinbieberእታ ሰበይቱ ንታ ኣዶ ህፃን ቤተሰብ እያ ግን የፍቅረኪ እየ ይበላ ነይሩ ይመሰለኒ ሰለዘኣበዮቶ እያ 😢
لا إله إلا الله
💔💔💔💔💔mxotati mxotati alemi 😭😭😭😭😭😭😭nibati weladita absemay yergela kemi nibati Raheli 😭😭😭😭💪💪😭💔💔
😭😭😭😭😭 Ewaiy god abett
ፍትህ ፍትህ ፍትህ ለሄቨን
እቲ ዝተዛረብዎ ኣብኡ ኮሎ ትገድፎ ተርጉሞ ባ እንታይ ይብሉ ኣለው ትሰምዖም ተሊካ
ኢትዮጵያ ሕጊ የለን ክፈትሕዎ እዮም እንበር ከምዚ ዓይነት ጭካነ ሪአ ኣይፈልጥን ኣበሳ ዘይብላ ህጻን ቀቲሉስ ንሞት ክፍረድ ኔርዎ።
😢😢😢😮😢😢😢😢😢 begakum yehwaty lwehat nekun welhade abesa zeybla hexane eya teamixa si be hiwet halifa begakum lebkum sebrwo dengexu eza alem lomi neeea neana kea xebah eyu ezi politics si meza hexane entay zethaheze alwo eske
😢 ufffff 💔
Abet egzio meherne kirsitos eway mixati alemi eway galey 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔gudi rkiba weladita 😭😭😭💔💔💔💔💔
😢Abet abet ezgiyo meherena krstos
Ferdun kaegzabher 😭💔🙏
Ewey besmeab .igzio mharena krstos😢😢😢
Rip haftey
Ah🤕mskineyti htsan😢😢hmak seb agonifuwa😢😢💔
ዳዊት❤❤❤❤
Egzo egzo egzo meharena Krstos beja Esa kdst hagerey Eritra etiopawan gud mexiwom entay aynet seytan eyu werdwom kolu trah zemxu besmam 🇪🇷😭😭🥺🥺
😢😢😢
Oh gott 😢😢😢😢😢😢
ዳዊ ኣምሕሪና ስለ ዘይንሰምዕ ኢኮይና ናባካ መጺና ክንሪኢ
እፍፍፍፍፍፍፍፍያማል
🌹🙏🙏🙏
Ere ebakachu men aynet metasafru sewish nachuYehe ye wusha enji ye sew bahri new mnakew
RIP 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
እዋይይ ፎእ ጸጥታ ዘይብሉ ዓዲ ህጻዉንቲ እንበር ወዲኦሞም fredom ከምዚ ተኾይኑ ዘይተርፍ እዋይ ጎለይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢💔💔💔💔💔
Rip
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭
😢😢😢 besmeab ufff
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
Very sad 😢😢😢😢😢😢😢
💔💔💔💔እህህህ
So sad 😭😭😭😭
eber seb diyu ezi
How is his mind ?very Crazy man !!!
😥😥💔💔
😭😭😭😭💔
😭😭😭😭😫😫😫😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzw Zaman men yeball egzabhe
❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😮😢😢😢😢😢 begakum yehwaty lwehat nekun welhade abesa zeybla hexane eya teamixa si be hiwet halifa begakum lebkum sebrwo dengexu eza alem lomi neeea neana kea xebah eyu ezi politics si meza hexane entay zethaheze alwo eske xebuk ayekonen meslni ane
Bamharegna semienayo nerna ena btigrgna zeytrgmo!
ግደሉት💔💔💔💔
Tigrigna gbero dawit amharay dika konka
Yhe bhezb fet mgedl albet
😢😢😢😢😢😢😢
ይሄየሰውአውሬ😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😭😭😭lbica💔
ከም ሰብ ነዚ ኣረሜነ ሰብ ንዕኡ ዝከውን ቃለት የብለይን ኣነ ንብዓት ኩላትና ግን እግዚኣብሄር ትርእዩ ኣለካ ፍትሕካ ሃብ መንግስቲ ዝብሃል የለን ኣብ ኢትዮጵያ ኩሉ ሰብ እንሰሳ ተቀይሩ ከምዚ ዓይነት ተግባር ካብ ዝፍጸም ነዊሕ እዩ ጌሩ ሰብ ንሰብ ዝበልዓሉ ሓገር እዩ ኮይኑ ዘሎ ኣብ መሬት ኣቡነ ፍሊጶስ መሬት ዓብደልቃድር ጀላኒ እቲ ሓላል ሕዝቢ ለዋህ መሬት ጎረቤት እዩ ዘዕብየካ እቲ ዘገርም ሕጊ የብላን እትብሃል ኤርትራ ብሕጊ ኣምላክን ሕገ መንግስትን ተማእኪላ ትነብር ሕግን ዲሞክራስን ኣለወን ዝብሃላ ሓገራት ድማ ብደቀን ይሕመሳ ተመስገን እንኮዕ ኤርትራውያን ኮና ኤርትራዊ ንስካ ጽናሕ ኣነ ኽሓልፍ እዩ ዝብል እቲ ፍቅሪ ካብቲ ውሽጢ ስድራቤት ይጅምር ዘሕዝን ነዛ ህጻን እዚአ ነዛ ኣደ እዚአ ኣደታት ዓለም እቦታት ዓለም ኡይ ኢልና ንብከየላ ክብዲ ወላድ ክሉ ጉህዩ እግዚኣብሄር ብሓቂ ኣለካ ከምቲ ንብዓት ራሄል ደቃ ኣብ ጭቃ ምስ ጨፍለቅቶም ንብዓታ ንሰማይ ዘዕረገት ንብዓትና ንሰማይ ነዕርግ ኣሎና እዚ ሓገረ ኢትዮጵያ ፍትሒ ስእኑ ነንሕድሕዱ ይባላዕ ኣሎ ትንቢት ክፍጸም ናይ ግድን እዩ ከምሰብ ንጸልየሎም ኣደ ጽምዓት ይሃብኪ እንተንሱ ግን ብሂወቱ ኣብ ጅሃነብ ክነብር እዩ ምስ ሞተ ድማ ኣብ ሲኦል ክ አቱእዩ ፍትሒ ንለዋህ ህጻን ሄቭን
Dawit ezi program n Ethiopian dika serihkayo wela niana....you know we don't speak Amharic language...
Tamu sebeta entay ekoma tekona zalkuma bejakun eba keme seba belu
Men negurulen eten htsanat eritrea ke ezia eko nay mengsty chanel aykonen akalihwa private chanel enternet sele zelo eyu enternet metsaw malet eko Seb teamitsu keykalah miklkal eyu
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 uffff
Nezi bizey mihrey eka tihardo 7 amet endegena qetilwa seb aykone ezi
Very Sad Sad
Ufffffffffff deyablos 😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭
ፍትህ😭😭😭😭
Ata entay seb du ezi krshen tray u zelewo
So sad
Dawit tv eko welialna aybelnakan glexo srahka u
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔🇪🇷😊
ሓቁ እዩ ኣንቲኳ ኢትዮጽያ ንጋሃነብሰት ቀረባ እዩ ክብሎ እንታይ ዓይነት ጭካነ እዩ ሰብ ኮይኑ ፍርሃት እግዚአብሔር ዘይ ብሉ ሰብ ኣሎ ድዩ
Seytan ab my weoy eka teatewo nezi 💔💔💔💔💔💔
ግን ኢዚ ግፍዒ ተፈጺሙ መንግስቲ ከይወረደ ምሕዳሩ ተገሪመ ኢንታይ ድዩ ደሪኤካ ዓመጽ ኖርማል ምካኑ ኢዩ ደሪኤካ
Ete wde ko fano eyu
@@almazeyasu7388 ፋኖ ውን ይፍተን
በጃ ዓድና ቡኡ ኢና ንመንግስትና ንፈትዎ ንደቂ ኤረይ ይመልኣልና 🙏🇪🇷❤🇪🇷
መንግስቲ ዝገበረሉ የብሉን ንህዝብና ባዕሉ ህዝብና ጭዋን ብሕጊ እንዳ ባን ተቀይዱ ዝከይድ እዩ
@@12aboy21Adeyከምዚ ከጋጥም ከሎ ግን ኣበይ ኣሎ እቲ መንግስቲ ፖለቲካ ተዝኸዉን ግን ዉሳኔ ምወሰዱ ገስረጥ ዝኾነ ዓዲ
Diwit entay kem ziblu zelewu zetitrgumo netom zeynisemi
@@mhamadabedelkader839 ሓወይ ብሩኽ እዛ ኣብ ስእሊ ትርእያ ዘለካ ህጻን ጎል 7 ዓመት እያ ጎረቤታ ኣዲኣ ስራሕ ምስ ከደት ሰብ ከምዘይብላ ፈሊጡ ኣብ ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጽዋ ቀቲልዋ ብሓደጋ ከም ዝሞተት ክምስል ዉን፡ኩሉ ነብሳ ብላማ ጨንዲሕዋ ርስኣ ድማ ኣብ ኣፍደገ ገዝኣ ደርብይዋ እቶም ፖለስ ንሱ ምኮኑ ገበነኛ እና ፈለጡ ይኣስርዎ ይፍትሕዎ፡ልማደኛ እዩ ግን ሕጊ ስለዘይብሉ እቲ ዓዲ ሓያል ጠበቃ ኣለዎ ብሓደጋ እያ ሞይታ ኢሎም ካብ እስርቢት ክፍትሕዎ ደልዬም እታ ወላዲት ተማጉታ ድማ ን 25 ዓመት ተረፍዱ ኣሎ ኣብ እስርቤት ከሎ ብሰባት ጌሩ ነታ ኣደ ተዘይቀተልኩኪ፡ኢሉ የፈራርሃ ኣሎ ካብ ስራሕ ቦክራ ገዛ ዉን ቀጻሊ ትቕይር ኣላ የፈራርህዋ ስለ ዘለዎ ስለዚ እዞም ሰባት ገንዘብ ኣዋጺና ሓያል ጠበቃ ንግበረላ እዚ ሰብ ንሕልፈት ክፍረድ ከኣ ሰለማዊ ሰልፊ ንዉጻእ ይብሉ ኣለዉ I hope ቕሩብ ሓግዘካ ኪከዉን
@@mhamadabedelkader839ሓወይ እታ መደብ ኩላ ድያ ዘይተረድኣትካ ወላ እዘን ዚዛረባ ዘለዋ ሰባት
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ኣታ ኣበየናይ ዘመን ኢና ዘለና
in Ethiopia
no government
no justice
no human right 😢😢😭
በሉ ርኣዩ እዚኣያ እያ እታ ኢትዮጵያ ክትብልዋ ትውዕሉ ኤርትራና ካብ ከምዚ ይሰውራ እዚ ኣብዛ ጎረቤትና ሃገር ዝፍጸም ዘሎ ከኣ ሰላም የውርደሎም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🇪🇷🇪🇷
ብልቢ ከመስግኖም ንመንእሰያት ኤርትራ ❤❤ከምዚ ዝገብር መንእሰይ የብልናን ❤ትህዝቡ ቁዱስ እታሃገር ቅድስቲ
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Yeah @@WaleedAlfadhli
Ewe hakeki ane wela kemu kebel xenihe xebelom aylkeyena
ዋይ ሀ ደይሳትኹማ መን ኣሎ ርጉማት ሰያጥን ዓመፅት 😢😢😢😢
Egzabiheir ab yemanay edu yebra nhxan galna
Endei nay bahaqi hlna zey bulu stretch eyu😢😢😢
ኣምላኽ ባዕሉ ይቅጻዕካ እንሳሳ
እንስሳ ደኣ ቡሩኽ ፈቃር ዩ እዚ ሩጉም ደኣ እንታይ ፍጥረት ኣለዎ
@@kisanet4715Ensesa kbur iyu
እቲ ኣምሓሪኛ ብትግርኛ ቶርጉም ሓውሰሉ ከምዚ ትብል ኣላ በል ነቶም ዘይንሰምዕ 😢😢
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዛ ጓለይ ንስድራቤት ከ ጽንዓት ይሃብ 😢😢😢😢😢😢
RIP ma little...may God rest ur soul...betam yasaznal....entay aynet hmaq tegbar eyu endie...fetari nay edu yhabo
ይገርም ጓል ጓለይ ክንደኣ እያ በስመኣብ ስንባደ ኣብ ከብደይ ኣትዩኒ እዛ ኣደ ደኣ ክመይ ኣላ እዋይ ጓለይ ዓመት ሙሉእ በይንኺ በልስኪ ጽንዓት የሃብኪ ፈጣሪ💔💔💔😭😭😭
ኡፍፍፍፍ እዋይ ልበይ ፈጣሪ ባዕሉ ይቕጻዕካ 💔💔💔💔😭😭😭😭
እታ ዕሸል ሲ አይትርእዮ አይትሰምዖ አዲአ ግን ከብድኻ ትበለዕ፡ ሙሉእ ዕድሚአ፡ ብሐዘን፡ ከተሕልፎ፡ አታ ክንደይ ይጭክን፡ እዋይ ኤርትራዊ ሐወይ፡ምስ ለዉሀትካን ርህሩህነትካን ንበረለይ፡ እግዚአብሔር አምላኽ ብዐይነ ምሕረቱ ይጠምተና፡ እሐውዉዉ!
መግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንስደራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ሕጊ ዘይ ቡሉ ዓዲ ከምዚ እዩ ሃገርና ኤትራ ዳኣ ምስ ሕጊ ዘለዋ ደው ቲበለልና
Mis eziom si dobika atsika da, egziabiher amlak ab yemanay edu yiqebela.
ፍተሕ ኢ ያ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢ጌታየ ሆይ ይቅረ በለን😢😢😢
ሙጾትታት እግዚዮ ማሓረኒ ኩሩስቶስ
SubhanAllah entay aynet aremen zekone chekan seb eyu😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኣምላክነ
ኣከር ዘመን እንዳ ደረሰዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንመላእ ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም እቲ ሰብከኣ ሕማቅ ማዓልቲ ዊዒሉ
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ ዝረከበቶ ኣዶ ኣነስ ደም ኣንቢዓትኒ ዛዳኣ😢😢😢😢😢😢😢
Egziabhier aboy fturka ba baelka halu atum sebat etom komeu tgebru sebat qurub eba nweladitkumn haftkumn zekru bejakum bejakum 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ሳላም ሳላም ዳዊታ❤❤❤❤❤❤
BOSHASHA ABI AHMED FTIH KALEW ADEBABAY AWTITO MESEQEL ALEBET
We need to find this man dawita shikor please keep talking about this case do not stop talking about this
ዋይ ኣነ ጓለይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እንታይ ዓይነት ሰብ እዩ ግን🥺
Justice ⚖️ for little princess 👸 Heaven 😢please 🙏 speak loud about child 💔🖤😭😭😭😭
ትርጉም ግን ተሓባበረና
ድምጺ ንኽይና ይብሉ ኣለዉ ጎል 7 ዓመት ህጻን ኣዲኣ ስራሕ ከላ ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጽዋ ቀቲልዋ ረሲኣ ኣብ ኣፍ ገዛኣ ሰንዲዋ ተኣሲሩ ከሎ ከኣ ንኣዲኣ ይፍክረላን የፈራርሃን ኣሎ
Fthi n heaven!😭😭😭😭😭💔💔💔💔 rest in heavenly peace 🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
😢😢😢😢😢😢
ዳዊት ተቅርቦ ጽቡቅ እኾ እንተኾነ
ዳርጋ ንስካ ከይተዛረብካ ኢካ ዝዉዳእ ዘሎ ኢቲ ቪድዩ ትሰርሖ። ቆሪጽካ ተምጽኣልና ሰብ ዝተዛረቦ ነዚ ደኣ ኣብ ቲክ ቶክ ንርእዮን ንሰምዖን ኣለና እንዲና። ደሓር ከኣ ኣብ መንጎ stop እንዳገበርካ መግለጺ እንዳሃብካ ቪድዮኻ ኣማሓይሽ ዘዓርከይ tnx😎
Nay Israel amlak yefref🙏😭💔
ብዘይ ትርጉም እንታይ፡ከመይ ኢልና ክንርድኦ፡እዚ ፍጻመ ።
ኣዲኣ ስራሕ ከላ ነዛ ጎል 7 ዓመት ገዝኡ ወሲዱ ዓሚጹ ቀቲሉ ኣብቲ ጥቃ ገዝኣ ደርብይዋ ከይዱ ተኣሲሩ ከሎ ከኣ ገና ንኣዲኣ ይፍክረላ ኣሎ ዝሓቶ ስለ ዘየለ ንቡዙሓት ህጻንስት እዩ ከምኡ ጌሩ
@@BlesssedDay ባእሲ ድዩ ኔሩዎም እንታይ ኢዩ እቲ ምኽንያት?
@@2468justinbieberዝኾነ ይኹን ህጻን ቆልዓ ደፊሩ ትባሃል ኣለኻ
@@2468justinbieberእታ ሰበይቱ ንታ ኣዶ ህፃን ቤተሰብ እያ ግን የፍቅረኪ እየ ይበላ ነይሩ ይመሰለኒ ሰለዘኣበዮቶ እያ 😢
لا إله إلا الله
💔💔💔💔💔mxotati mxotati alemi 😭😭😭😭😭😭😭nibati weladita absemay yergela kemi nibati Raheli 😭😭😭😭💪💪😭💔💔
😭😭😭😭😭 Ewaiy god abett
ፍትህ ፍትህ ፍትህ ለሄቨን
እቲ ዝተዛረብዎ ኣብኡ ኮሎ ትገድፎ ተርጉሞ ባ እንታይ ይብሉ ኣለው ትሰምዖም ተሊካ
ኢትዮጵያ ሕጊ የለን ክፈትሕዎ እዮም እንበር ከምዚ ዓይነት ጭካነ ሪአ ኣይፈልጥን ኣበሳ ዘይብላ ህጻን ቀቲሉስ ንሞት ክፍረድ ኔርዎ።
😢😢😢😮😢😢😢😢😢 begakum yehwaty lwehat nekun welhade abesa zeybla hexane eya teamixa si be hiwet halifa begakum lebkum sebrwo dengexu eza alem lomi neeea neana kea xebah eyu ezi politics si meza hexane entay zethaheze alwo eske
😢 ufffff 💔
Abet egzio meherne kirsitos eway mixati alemi eway galey 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔gudi rkiba weladita 😭😭😭💔💔💔💔💔
😢Abet abet ezgiyo meherena krstos
Ferdun kaegzabher 😭💔🙏
Ewey besmeab .igzio mharena krstos😢😢😢
Rip haftey
Ah🤕mskineyti htsan😢😢hmak seb agonifuwa😢😢💔
ዳዊት❤❤❤❤
Egzo egzo egzo meharena Krstos beja Esa kdst hagerey Eritra etiopawan gud mexiwom entay aynet seytan eyu werdwom kolu trah zemxu besmam 🇪🇷😭😭🥺🥺
😢😢😢
Oh gott 😢😢😢😢😢😢
ዳዊ ኣምሕሪና ስለ ዘይንሰምዕ ኢኮይና ናባካ መጺና ክንሪኢ
እፍፍፍፍፍፍፍፍያማል
🌹🙏🙏🙏
Ere ebakachu men aynet metasafru sewish nachu
Yehe ye wusha enji ye sew bahri new mnakew
RIP 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭
እዋይይ ፎእ ጸጥታ ዘይብሉ ዓዲ ህጻዉንቲ እንበር ወዲኦሞም fredom ከምዚ ተኾይኑ ዘይተርፍ እዋይ ጎለይ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢💔💔💔💔💔
Rip
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😭😭😭😭😭
😢😢😢 besmeab ufff
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
Very sad 😢😢😢😢😢😢😢
💔💔💔💔እህህህ
So sad 😭😭😭😭
eber seb diyu ezi
How is his mind ?very Crazy man !!!
😥😥💔💔
😭😭😭😭💔
😭😭😭😭😫😫😫😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzw Zaman men yeball egzabhe
❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😮😢😢😢😢😢 begakum yehwaty lwehat nekun welhade abesa zeybla hexane eya teamixa si be hiwet halifa begakum lebkum sebrwo dengexu eza alem lomi neeea neana kea xebah eyu ezi politics si meza hexane entay zethaheze alwo eske xebuk ayekonen meslni ane
Bamharegna semienayo nerna ena btigrgna zeytrgmo!
ግደሉት💔💔💔💔
Tigrigna gbero dawit amharay dika konka
Yhe bhezb fet mgedl albet
😢😢😢😢😢😢😢
ይሄየሰውአውሬ😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😭😭😭lbica💔
ከም ሰብ ነዚ ኣረሜነ ሰብ ንዕኡ ዝከውን ቃለት የብለይን ኣነ ንብዓት ኩላትና ግን እግዚኣብሄር ትርእዩ ኣለካ ፍትሕካ ሃብ መንግስቲ ዝብሃል የለን ኣብ ኢትዮጵያ ኩሉ ሰብ እንሰሳ ተቀይሩ
ከምዚ ዓይነት ተግባር ካብ ዝፍጸም ነዊሕ እዩ ጌሩ ሰብ ንሰብ ዝበልዓሉ ሓገር እዩ ኮይኑ ዘሎ
ኣብ መሬት ኣቡነ ፍሊጶስ መሬት ዓብደልቃድር ጀላኒ እቲ ሓላል ሕዝቢ ለዋህ መሬት ጎረቤት እዩ ዘዕብየካ
እቲ ዘገርም ሕጊ የብላን እትብሃል ኤርትራ ብሕጊ ኣምላክን ሕገ መንግስትን ተማእኪላ ትነብር ሕግን ዲሞክራስን ኣለወን ዝብሃላ ሓገራት ድማ ብደቀን ይሕመሳ ተመስገን እንኮዕ ኤርትራውያን ኮና ኤርትራዊ ንስካ ጽናሕ ኣነ ኽሓልፍ እዩ ዝብል እቲ ፍቅሪ ካብቲ ውሽጢ ስድራቤት ይጅምር
ዘሕዝን ነዛ ህጻን እዚአ ነዛ ኣደ እዚአ ኣደታት ዓለም እቦታት ዓለም ኡይ ኢልና ንብከየላ ክብዲ ወላድ ክሉ ጉህዩ እግዚኣብሄር ብሓቂ ኣለካ ከምቲ ንብዓት ራሄል ደቃ ኣብ ጭቃ ምስ ጨፍለቅቶም ንብዓታ ንሰማይ ዘዕረገት ንብዓትና ንሰማይ ነዕርግ ኣሎና
እዚ ሓገረ ኢትዮጵያ ፍትሒ ስእኑ ነንሕድሕዱ ይባላዕ ኣሎ ትንቢት ክፍጸም ናይ ግድን እዩ ከምሰብ ንጸልየሎም ኣደ ጽምዓት ይሃብኪ እንተንሱ ግን ብሂወቱ ኣብ ጅሃነብ ክነብር እዩ ምስ ሞተ ድማ ኣብ ሲኦል ክ አቱእዩ ፍትሒ ንለዋህ ህጻን ሄቭን