ኣብ ቃልሲ ንስኻ ተቓላሳይ ደጋፊት ጸላኢኻ ድማ ሰበይትካ ክትኮውን ይከኣል ድዩ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 68

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 หลายเดือนก่อน +7

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @MinasieMikaelMinasie-bp4rb
    @MinasieMikaelMinasie-bp4rb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስልታንያ ዕደ ብሓሳብ መግታም ሲእንኪ እምባር ሃለዉለዉ ጀሚሪኪ

  • @MEDHANIETEKLAY-x8y
    @MEDHANIETEKLAY-x8y 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሙሌ ሓዉኻ ኸ ዑሉል ደጋፊ እንድዩ ኣየ ንሰኻ😢😢

    • @SelamShalom419
      @SelamShalom419 2 หลายเดือนก่อน

      እሞ ሓውን ሰበይትን ዶ ሓደ ኾይኑ። ሰበይትኻ እኮ ኣካልካ እያ፡ ክቡር ሓወ።

  • @kefaligebreyesus-gj6on
    @kefaligebreyesus-gj6on 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks!

  • @ወዲኣይተ
    @ወዲኣይተ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብ ነብሱ ን መትከሉ ዝተኣማምን ነጻነቱ ኣሕሊፉ ዘይህብን, ባኣንጻሩ ድማ ነብሱን ኩሉ ነጻነቱ ተኣማንነቱ ን ህግደፍ ኣሕሊፉ ዝሃበ ወይ ዝሰለመ ሰብ ,ብሓዳር የኹን ሕወነታዊ ምሕዝነት በሎ ዕርክነት ክጻመዱ ኣይከእሉን ፈጹም ሓደገኛ ኢዩ ፣ ጸገም የብልናን ነናንትና ሒዝና ጸቡቅ ፍቅሪ ኣለና ዝብሉ ሓሰውቲ ኣምሰሉ አዮም ተጠንቀቅሎም 🔺🔺

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy1899 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nska keman agame haqifka tihadrr zeleka 😮 Gual adi keyh werqi dea emo queen🫅 endiya

  • @azmeratesfahans3079
    @azmeratesfahans3079 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪

  • @JESUS_son-y1b
    @JESUS_son-y1b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠነ አነስ ናብዚ ደምበ ፍትሒ ክትመጽእ እንከለካ ብቃልዕ አውራጃዊ ዓሌታዊ ከለካ ይርኤካ ኔረ ድሕሪ ገለ ዓመታት ካአ ዚተቀየርካ ሃገራዊ አተሓሳስባ ዚሓዚጋ መሲሉኒ ኔሩ ንስካ ግና ልክዕ ከም ሽንፍላ ተሓጺባ ዘይትጸሪ ኢካ።

  • @habteger4651
    @habteger4651 2 หลายเดือนก่อน +2

    1/4 nay mokenen yeblkan

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ እዝ ወድ ኮለል ክፎቱ ክምልሳ ኣይደለየን እበር እታሕቶስ ፅፍፍት እያ ነይራ ።😂😂

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 หลายเดือนก่อน +2

    አዚ ሕቶኻ ቅልል ክትብል ኣግዝየ ቃልሲ ተጋዳሊት ወይ ተጋዳላይ ምስ ኣባጦር ወይ ደርጊ ይማራዓዉዶ፧? ?

  • @sabatemesgen7344
    @sabatemesgen7344 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙

  • @ምስልናትማልንሎምን
    @ምስልናትማልንሎምን 2 หลายเดือนก่อน +2

    መኮነን ይፈጦ የ. ቲ ጸገም ደላይ ፍትሒ ካብ ገዛኻ ዩ ዝጅምር. ሰበይቱ ዘየእምን እሞ ምስኣ ዝድቅስስ ዘይቀየረ ንመን ክቅይር. እዚ ኮለልልል ኣይንበል ንባዕሉ ህግደፍ ዩ

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle 2 หลายเดือนก่อน +2

    ክክክክክክክ ፍርቂ ፍርቂ ኮይንካ ቃልሲ ኣይርድኣንን የሕዋትና ውን ጉሒፍና ኣለና ፡በዓል ሞክየ ውን ዘይተፈልጠ ተልኡኾ ውን ይህልዎም ኢዩ ተቛዋማይ መሲሉ ሰባት ንክመቓቕል ዝኣተወና ኢዩ
    ካብ ሕጂ ግን ንሰበይቱ ንቐደም ይቃለስ ፡ንዓና መታን ክመስል

  • @efremzeray7991
    @efremzeray7991 2 หลายเดือนก่อน

    Zehzin eyou zykm haftA

    • @genetteame8716
      @genetteame8716 2 หลายเดือนก่อน

      Efrem zeray mejemerta mxray aymahashen

    • @efremzeray7991
      @efremzeray7991 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@genetteame8716 hakiki ezias biwegeney bihaki senbide

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሰልጠነ ኣብ አሪትራውያን ዘይንቡር ንቡር ኮይኑ ከምንቡር ኢዩ ኢሉ ዘኣምን ሕብረተሰብ ስለዝኮነ ከስደምመኩም የብሉን

    • @admeltek8830
      @admeltek8830 2 หลายเดือนก่อน

      Hawi n seltene ko higdef eyu. Ezi nay seltene gn nubur diyi?

    • @SelamShalom419
      @SelamShalom419 2 หลายเดือนก่อน

      @@admeltek8830እወ ንቡር ዘይንቡር ዘይኮነስ፡ ሰበይትኻን ሓውኻን ይፈላለ እዩ። ሰበይትኻ እኮ ኣካልካ ማለት እዩ።

  • @amine4019
    @amine4019 2 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ይከኣል ህዝብና ትርጉም ምድጋፍን ቃልስን ስለዘይፈልጥ እምበር ኣነ ንኢሳያስ ክቃወም ሰበይተይ ከኣ ክትድግፍ መብታ ዩ ።ፍልልይ ስነሓሳብ እምበር ሓደ ሓጥዩ ሓደ ዝጸድቀሉ መንገዲ የሎን።

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 2 หลายเดือนก่อน

    ስላም ዘለዎ ናብራ አዊን ኣይ ይህሉን አዩ

  • @merhawiasefa4637
    @merhawiasefa4637 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ግዝየ ቃላሲ ምስሃይልለስላስየ ምስ ደርጊ ዝተሓባበሩ በሕዋቶም ይቅንጸሉ ነሮም ሰብኡተን ንቅጸንጸላውን ብዙሓትዮም ።አዚ ወዲ ምሰተቃወምቲ ክስለፍ አብሉን ከይዱ ንሰበይቱ ሕሹኽ ክብላዩ ኣይዚኦም ሓዳር ኣብ ኣድላይ ግዥየ ካልቾ ወሲዱ ባልጅኡ ሂዙ ኣርኪቁሪ ክኸውንዩ

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 2 หลายเดือนก่อน

    ስላም ሰልተነ ኣብ ኩሉ አሪትራዊ አዩ አዚ ናይ መህቤአ ህ ግ ድ ፍ ደኪ ኣኒስትዮ አየን

  • @JonasAmanel
    @JonasAmanel 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-bc3ot8ew5m
    @user-bc3ot8ew5m 2 หลายเดือนก่อน +2

    Kila denqoro kidi kem natu temahar mejemrita aslchikana lonis sakit welqe sebat sbeytu do sebeaya elka areasti alo 😂

  • @hdudjfhfmiixjdj1378
    @hdudjfhfmiixjdj1378 2 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🐅🐅🐅🐅🐅

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰጤ ኣወል ይመስል ዝወዲ እንዳበልኩ ቀዲምካኒ በል😂😂😂😂😂😂😂

  • @TekieGrmay
    @TekieGrmay 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ms sebeytka axafifka mxae belo

  • @nevergiveupasmara5818
    @nevergiveupasmara5818 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሞከነን በትካ ካይጽረካስ ንህዝቢ ከተንቅሕ ትሓስብ ካብ ጆርጆ ብምንታይ ይፈልዮም ንሶም እዮም ኣንስቲ ክክክክ

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi Mokonen zebhal Guluxunet Yebulun! HaHa Nezom Amexti Degefti Higdef Mes Ezi anxar Amexti Zeqales zelo Menesey Behade Ayeni Eye Zereyom Eyu Zebel. HaHa Amshi Barya hanak Higdef!!

  • @Tesfa-d6l
    @Tesfa-d6l 2 หลายเดือนก่อน

    Respect all the rules

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 2 หลายเดือนก่อน

    Mekonen,Would be better if he decided to go to hgdef.

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 2 หลายเดือนก่อน +4

    Tefetawi ኣብ ዒላበርዒድ ገንዘብ ሰሪቁ ተኣሲሩ ነይሩ ዝገዘኦ ገዛ ውን ተሓዲጉ ኢሎሞ ኣጻርያ ኢካ።

  • @dawittekle6469
    @dawittekle6469 2 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ። ን Desbele Weldeabezhgi መሊስካ ስምዓዮ። ኣብታ ሰላምትኡ ደስ ኣይበለንን😂😂😂

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 2 หลายเดือนก่อน +2

    You are absolutely right there is no way i can live with hgdf!

  • @kbmilcah
    @kbmilcah 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰበይትኻ ዘይኮነስ ቤተሰብካ እንተኾይኑ ከመይ ጌርካ ንሻዕብያ ትቕቕቃለሳ? "ላም ምስሓራዲኣ" ድኣ ነዚ ዘይተጠቀምካሉ ንምንታይ ድኣ ክትጥቀመሉ? ሕሰቦ'ሞ ዉፉይን ሰበይቱን ከምዚ ናይ መኮንን? ሰሚማ ተጥፍኦ ተጥፍኦ ኣላ:: እዚዉን ናይ ብሓቂ ተቃላሳይ ኮይኑ ህግድፍ ኣብ ዝደለዩሉ ጊዜ ከጥፍእዎ ቀሊል ማለት'ዩ:: ድሓር ክኣ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ዝብሉ ሰባት ከምዚ ናይ ምዕራባዉያን እዮም ገብርዎ ፖለቲካ ናይ ዓድና

  • @isayastsegay2530
    @isayastsegay2530 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉

  • @YkaloAbrha
    @YkaloAbrha 2 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @YonasTesfom-zd5lk
    @YonasTesfom-zd5lk หลายเดือนก่อน

    Yake aze sebe mesana ayu zelo xebuke gerna ena nfeleto tekalasaye koynu ayfeleten ayu

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 2 หลายเดือนก่อน

    Metaleli - Shekati

  • @solomonhaile3132
    @solomonhaile3132 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💢💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 2 หลายเดือนก่อน

    Hade gize ezom degefti normal aykonun xegem nay yemro alewom ybl neru kemey elu dea hji xllti ymro alo

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 2 หลายเดือนก่อน

    መኮነን ዝበሃል ይረአ እዩ አብ አዘራርብኡ ላንጋላንጋ ምኳኑ ዘረብኡ አብ ልቢ አይወርድን ክትሰምዖ ከለኻ.

  • @YkaloAbrha
    @YkaloAbrha 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪💙💙💙💙💙

  • @getachewkelati1519
    @getachewkelati1519 2 หลายเดือนก่อน +1

    Can you sleep with a snake?

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ስድራቤታት ተበቲነን ብሰንኪ ሸፋቱ ሻዕብያን ኣተሓሳስብኡን ድንቁርናን እታ እንኮ መፍትሒ: ምንጻር ምስፋሕ ምዕዋት. We need to understand human rights and rule of law to build democratic constitutional Republic Eritrea to live in peace. Regime change 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል ጠዓመ መን ኮን ትኸውን ዓዲ ቀይሕ ድኣ

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 2 หลายเดือนก่อน

    Nay mera ytref, ezi wedi hgdef nsom kem natom yom zhasbwo suport ygebrwo yom ab maekel u hzwa zelo

  • @asgedomkidane2522
    @asgedomkidane2522 2 หลายเดือนก่อน

    Kttkemelen tkal aka

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍናን ንስብስክርይፕ ዋላ ንማንክይ ኣወል ስዒድ ከማ ይዕድም ተበላጺዩ

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 2 หลายเดือนก่อน

    NO

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሞ ቶም ኣብ ትግራይ ምአንቲ ህላዊነቶም ኣብ መሬቶም ዝሞቱስ ማዕረ ምስቶም ኤርትራውያን ሓደ ክቑጸሩ።

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 2 หลายเดือนก่อน

    Aye qalsi, mis teqalesti misqilas eyu qalsikum beka ???

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንስቲ ህ ግ ድ ፍ ኪፊታሃ ትራይ አዩ ዘለወን

  • @MeksebAmanuel-u3n
    @MeksebAmanuel-u3n หลายเดือนก่อน

    Ms sebeytu zeykatae dea mo ms wufuy kkkk

  • @yonasabrham3211
    @yonasabrham3211 2 หลายเดือนก่อน

    Kulu gize minin u ezi wedi ezi 2 amet terieka bzeaba kalsi hasab yeblun nwufuy tray kkaleso u zmexei

  • @senaitteame9183
    @senaitteame9183 2 หลายเดือนก่อน +1

    Selten emo abiyato tikewin emo hadar do da kibitunu koyunom

  • @fetawimazeru9010
    @fetawimazeru9010 2 หลายเดือนก่อน

    Isais gday zgeberom yom esa ya ta melsi tikil yu zelo adenkiru brain wash geru ytkemelom
    Nska ab sdet internet access sle zeleka nekihka
    Nesais kblu yom Meytom elka ktferd gega yu mesleni

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 2 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene haweye ane xubuk gere yefelt eye meteabeytey eyu abu malet father nay Hegdef memehedar neru

  • @seghenbereketab
    @seghenbereketab 2 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙