ማዕበል ብ ስርቂ ተኸሲሱ . ካብ ኣፍ ሄለን ንስማዓዮ ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • New eritrean film 2024
    DEHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@wakatm‬ ‪@mebredmedia3015‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@bahrnaChanel‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@gDrar‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@Jayotruth‬ ‪@maggyshow‬ ‪@beridani‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@yikealotv‬

ความคิดเห็น • 227

  • @Teame-bn6bz
    @Teame-bn6bz 29 วันที่ผ่านมา +13

    ትብልዮ ፍለጢ ማዕበል ዝገብሮ ቅድም ግበሪ ኤልሳ ድማ ምስ ጛና ኮይና ሃገር ትፍርስ ትጽዕር ኢላ ኣላ ከም ቀድምኪ ኩኒ ዳዊት ዉን ኣበይ ጸኒሕካ ክንደይ ዝገበረ ሕጂ ተምጽኦ !

  • @tsehayegereyesus7565
    @tsehayegereyesus7565 29 วันที่ผ่านมา +17

    እዚ ውልቃዊ ጽል ኢ እዩ ሓቀኛ እንተኮይና ዘይትከሶ ስዲ እያ ሰብ ኣያስ ጽሊእሉ

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 29 วันที่ผ่านมา +2

      Hasawit medanagerit tiay ymlketeki bzaba sebaya

    • @danumilku5975
      @danumilku5975 29 วันที่ผ่านมา +1

      Haki eya tezariba ❤

  • @tesfaldetghirmatsion8663
    @tesfaldetghirmatsion8663 29 วันที่ผ่านมา +9

    ስቅ ተበልና ከብድና ይነፍሓና ተተዛረብና ሰብ ይጸልኣና ስለዚ ሄለን ብዛዕባ ማዕበል ዝፈጸሞ ገበን ዝሓቶ ኣካል ኣለዎ ንስኪ ግን ኣብ ደምበ ዕንክሊል ከለኪ ንመንግስትን ህዝብን ኣጸሊምኪ ከይኣክለኪ ኣብ ኤድሞንቶን ኣብ ኮመኒቲ ኤርትራውያን ዝግበር ዘሎ ክፍኡ ተግባር ብምትሕብባር ኣብ መሪሕነት ኮፍ ኢልኪ መጀመርታ ካብቲ ጽዩፍ ተግባር ተኣለዪ ደሓር ብዛዕባ ሰባት ክትትዛረቢ ኣለኪ ሓደ መዓልቲ ንስክን ከማኪ ዘኣመሰሉ ሰባትን ብሕጊ ተሓተቲ ኢኪኩም።

  • @asmerettesema604
    @asmerettesema604 29 วันที่ผ่านมา +9

    እዝአ ዳዊት ጸርፍ ክትምህረና ዴካ አምጽእካልና ናታ ገዛ ዘይትከፍት ሻሕ ዘይትብሊ

    • @happyeri7015
      @happyeri7015 28 วันที่ผ่านมา

      Hirirrrr do elka kealo

  • @AF-mz8my
    @AF-mz8my 29 วันที่ผ่านมา +8

    መአበል ሰሪሁ እዩ ዝበልእ ንስኪ መደናገሪት ወድጣባዝበልክዬ ነንህድ ህዶም ይቀራረቡ ሀሳዊት

  • @freweynifreweyni3649
    @freweynifreweyni3649 29 วันที่ผ่านมา +6

    ኣታ ዳዊቶም ከም ብዓል ፎካሳት ኣይተምጽእ ደዊላ ኣብ ኣፉ ትበሎ ስዲ

  • @sebmekseb1214
    @sebmekseb1214 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሓሳዊት ማዕበል ጅግና ንሰርቕቲ የፍርድ እንበር ኣይሰርቕን እዩ ንስኺ ግን ፈገር ኢኺ ካብ ኣዘራርባኺ ፍልጥቲ

  • @wediere2238
    @wediere2238 29 วันที่ผ่านมา +4

    ደቭ ኣንበሳ 🇪🇷👍❤፡ኣየ ኣዲስ ኣበባ ውዲ በሻሻ ኣብ ክንዲ ዝጠምውዩ ህዝቢ ዝዕንግል ፓርክን ጽርግያን ልቓሕ ባንክን ኮይኑ ብዘይ ፕላን ዝተሰርሐ ጽርግያ ፋኛቱራ ዘይብሉ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሕፍር ኢዩ፡ ልክዕ እንኮይኑ ጌጋ እንተ ጌሩ ግን ብወሽጢ ክትረዳድእዮ ኔሩኪ ዋላ ሓቂ ይኹን እንበር ብገንዝብ መጀመርቱኡ ኣይኮነን ተኸሲሱ ኣብ ኣስመራ ዝምልከቶም ኣካላት ሓቲተሞ ኢዮም ነመስግነኪ ክብርቲ ሓፍቲ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Selam4665
    @Selam4665 29 วันที่ผ่านมา +3

    እዛ ሐፍትና ንማዕበል ጽቡቅ ገራ እያ ትፈልጦ።

  • @xbahentertainment3147
    @xbahentertainment3147 29 วันที่ผ่านมา +5

    ላንጋ ላንጋ ዝኮነት ጎል መስል ወዲ ሎምስ ኣግሂዳቶ ጋዕጋዝያን ዋሒድ😮😮😮😮😮😮

  • @user-lu7ni6rr3v
    @user-lu7ni6rr3v 29 วันที่ผ่านมา +5

    Hasawit iki kezab ne MABEL zeytfeltyo lekbat lokmax neski

  • @tumzgihaddish3102
    @tumzgihaddish3102 29 วันที่ผ่านมา +9

    Yeah yehwat eina abzia msaki ysemamae eye dew ybel

  • @SigaeedaMjjhh
    @SigaeedaMjjhh 28 วันที่ผ่านมา +2

    POOR MEDIA, MAEBEL IS THE EYE OF ERITREA

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሎቕማጽ'ሲ ኣንዳሎቕማጽ ከይዳ ይምድር:እዛ ሎቕማጽ ካኣ ልእኽቲ ሎቓምጽ ክትከዉን ኣለዋ::ስለ ዝጠፈሸት ኢያ ጉድለታት ትቕርም ዘላ:ልእኽቲ ኤልሳ ጭሩም ኢያ እዛ ኣምሰሉ።😭😂😭👈👌

  • @senay6334
    @senay6334 29 วันที่ผ่านมา +1

    ዘረባ ክልተ ሰሚዕካንኀመሚኻን ኣስተውዒልካን ምፍራድ የድልየና ተንክዩ ዴቭ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ወይ ጌጋ የለን ❤🇪🇷❤

  • @ruthg.457
    @ruthg.457 17 วันที่ผ่านมา

    Maebel is a brave young man who is trying to improve the lives of rural Eritrea. We love him and support him....Thank you Dawit for all you do, we love you too

  • @TesfayDone
    @TesfayDone 29 วันที่ผ่านมา +14

    ብዓል ንስኺ ኢኺን ነዚ መንእሰይ ኣብ ገደል ተእትዋ ዘለኽን ንስኺ ሎቁማጽ አረጊት ሓሳዊት

  • @mbrakgigi2922
    @mbrakgigi2922 29 วันที่ผ่านมา +6

    Helu gigna 💪🇪🇷💐❤

  • @AF-mz8my
    @AF-mz8my 29 วันที่ผ่านมา +7

    መአበል ኤርትራዊ እዩ አበይ ዘለኪ ሎቅማፀ ኢኪ

  • @XehayYebyo-vt9eh
    @XehayYebyo-vt9eh 29 วันที่ผ่านมา +15

    Maebelon the Best men youtubers

    • @fatherey9977
      @fatherey9977 28 วันที่ผ่านมา

      Seraki slezkone dyu

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan 26 วันที่ผ่านมา

      🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕​@@fatherey9977

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 28 วันที่ผ่านมา +1

    ዳዊትውን ነዚጽልኢ ምውንጃልን አየድልንዩ ማዕበልካአ ሀገራዊዩ

  • @musietemelso1215
    @musietemelso1215 29 วันที่ผ่านมา +5

    😂😂😂😂😂ላቕዋ ዝኾነት አሰለ ጋል

  • @sabaalem9990
    @sabaalem9990 28 วันที่ผ่านมา +3

    ኢዋይ ማዓበል ወርድዎ ክንደይ ንጺጉም ኢዳሓገዘስ ኣይተክፊዮ

  • @niemaosman4342
    @niemaosman4342 29 วันที่ผ่านมา +6

    Nesu ne hezbu yhagez alo kem nato zeytserhe eza haftey aythasewe

  • @tesfaihaile4851
    @tesfaihaile4851 28 วันที่ผ่านมา

    ዋውውውውውው ብዙሕ ግዜ ይርእያሞ ከይመነኹዋዩ ዝውዳእ መልእኽታ ።
    ናይ ሎሚ ግን ፍሉይ ይገብራ ፣ ምኽንያቱ ብጀካ ዕርቂ ኣሕዋት ምጽዋዕ ፣ ምቅትታል ደው ይበል ምባል ንጽባሕ ይጽናሕ ዘይብሃል ጉዳዩ ።

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 29 วันที่ผ่านมา +4

    ማዕበል ክፍላይ እዩ ደቮ ወዲ 👍

  • @hannahaile5669
    @hannahaile5669 28 วันที่ผ่านมา +1

    ቀጣፊት መደናገሪት ምስ ወያነ ኢድ አለኪ ጉሐፍ ቡዳ አክሰመይቲ ም ዲኩም ትፈልጥዮ ትርጉሙ

  • @genettesfamichael3958
    @genettesfamichael3958 24 วันที่ผ่านมา

    Wow ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሂወተይ ለባም ዘረባ ሰሚዐ ካብዛ ሓፍትና❤️

  • @Dawit-wedi-hgdf
    @Dawit-wedi-hgdf 28 วันที่ผ่านมา +3

    Dawit I don’t think so u know about Maebel? Maebel he’s winners guy 🥇🇪🇷🇪🇷

  • @freweynifreweyni3649
    @freweynifreweyni3649 29 วันที่ผ่านมา +2

    ይቕረ በለልና ኣቦይ ምዓረይ በስማኣም ምጾታትዩ እዚስ

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 28 วันที่ผ่านมา +1

    እዚአ የሕዋት ኢና ካኣ ቶብል ኣላ:ካብቶም ሓደ ብዕራይ ክትከዉን ኣለዋ።😭😂👈👌

  • @selihomgrmay4158
    @selihomgrmay4158 28 วันที่ผ่านมา +2

    Xbuk ala helen 👍👍

  • @user-so7hp3ez9s
    @user-so7hp3ez9s 17 วันที่ผ่านมา

    Yes she is very smart she good advice ❤❤❤❤❤

  • @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
    @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 28 วันที่ผ่านมา +1

    ጋል ዛ ጋሕባ ኣብ ስራኤል ኣለኹ ነዞም ተጋሩ ደምና ደም ንጹህ ኤርትራዊ ዘፍስ ሱ ዘለው ምስ ኦም ድዳነገጺ ኣለኪ ፕሮስ ኣለኒ ከናዳ ክመጽ አየ ክሳድኪ ቖሪጸ ክጉሕፍኪ ጋል ዛ ዓጣሪ ት ልበይ ደምይ ከም ደም ከልቢ ዛሩ በዞም በርገድ ንኸብደዶም ተጋሩ ዓሕሕሕሕ

    • @user-hd5in9ql3e
      @user-hd5in9ql3e 28 วันที่ผ่านมา

      ራሳሕ ስደተኛ ንሰላም ተመነ ባርያ😢

  • @bereketlove1497
    @bereketlove1497 29 วันที่ผ่านมา +4

    ሄሉ መኽሰብ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 29 วันที่ผ่านมา +4

    Hasawit mebelet bisbis mebelet

    • @HenokRico
      @HenokRico 29 วันที่ผ่านมา

      Hi dawita how are you

    • @HenokRico
      @HenokRico 29 วันที่ผ่านมา

      Can you send me your phone number

  • @AmanMedhane-wy4hk
    @AmanMedhane-wy4hk 28 วันที่ผ่านมา +1

    ነቶም ሰብ ሜድያ ዝናዓቅካዮም ከምናቶም ሰሪሕካ ኣርእየና

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624 28 วันที่ผ่านมา

    ማዕበል ሀገራዊ እዬ የሕዎት ኽጎራፈጡ ናይ ስራሕ መድፍፋእ እዬም ይቅሬታ ሕተ ት በለለይ ዝሰርሕ ክሰበሩ ይኽእል እዬ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edumt2039
    @edumt2039 28 วันที่ผ่านมา +1

    Hasawit Nisu tsibuk sirah eu ziserih zelo. Mechem habesha aytiserhu aytesrihu .

  • @serenity777er
    @serenity777er 22 วันที่ผ่านมา

    Thank you Dawit for bringing this up.☝️🇪🇷

  • @ERIEPHTV
    @ERIEPHTV 29 วันที่ผ่านมา +3

    MABEL ANBESA

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 28 วันที่ผ่านมา +1

    እስኪ አብትግራይ ኮንኪ ተዛረብክዮ ግን ካልእዩ ኔሩ ግልብጥ ግልብጥ

  • @zowdi810
    @zowdi810 28 วันที่ผ่านมา

    Yes you are right thanks you are amazing thanks it is right god bless to erterawe people and to you 🇪🇷 🙏 😀 😊

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 28 วันที่ผ่านมา +2

    Hasawit nski'wn kabu aythishin iki. Btami ikum tgermu. Mesta wuxuat yewrdelkum haqikum xegibkum

  • @kiflomtesfahannes7366
    @kiflomtesfahannes7366 29 วันที่ผ่านมา +4

    Temazani eluki zay kemdetata dewlki tezarbyo tekal tereta

  • @gebrusium7702
    @gebrusium7702 29 วันที่ผ่านมา +5

    Intay dkonet eya daae eziae ke ezi kulu kelam kabey eu mexu maibel khgz ember kserq ayraenan telo dma bwshti zeytzararebu

  • @azebnegasie7911
    @azebnegasie7911 29 วันที่ผ่านมา +3

    Eza gal aber eya Nebra kisab higi so?? Hasot EU. Qenieki Do habtey??

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 23 วันที่ผ่านมา

    They need prayer 🙏🏽 is like Brazil 🇧🇷

  • @koryakahsay956
    @koryakahsay956 29 วันที่ผ่านมา +2

    ኣይገደፍክሉን ሄሉ ኣንበሳ

  • @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
    @ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 29 วันที่ผ่านมา +1

    ጨምላቕ ኬረር ቆሳል ተካል ኣፋ ለዝቢ መኻን ሬሳ ኬረር ሞጋል ማህጸ ሸታቲት ዓጋመ ትግራወይቲ መኻን ሓሳዊት ጋሕባ ማዕበሊኖ ጩዋ ኤርትራዊ ኢዩ ገመድ ስቐሊ ማዕበል ኣበሳድር 4ይ ግንበር ዩ ኣንቲ ቖሳል መኻን

    • @KINGABITI
      @KINGABITI 28 วันที่ผ่านมา +1

      Kkkk kulu haqi ztezarebe .agame u mish zbehal 😂😂😂😂

  • @essayasisaac1170
    @essayasisaac1170 26 วันที่ผ่านมา

    She is right thanks helu. Genzebna eleyo block garuni

  • @user-ol1gl9lu9l
    @user-ol1gl9lu9l 29 วันที่ผ่านมา +1

    Abet aboy mearey yqre belelna kem bedelna aytkidena 🙏🙏🙏

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 29 วันที่ผ่านมา +1

    Kulkum haswet barya Egdef

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber 29 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነስ ሄሉ ፡ካባኺ ዝተፈልየ ፡ርእይቶ ኣለኒ። ትግራይ ትዕወት፡እናበለ ንኤርትራውያን፡ዘጥቅዕ፡ትግራዋይ ኢዩ ። ተወሊደላ ምባል፡የብሉን ጣቋ ፡ይብል ድምጻዊን ሓርበኛን ወድ ዛግር ።ማዕበል እንታይ ኢሉ ኣይሰማዕኩዎን።

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 29 วันที่ผ่านมา +2

    ካባኺ፡ዝጠልም፡ኣሎ።

  • @user-qz2my3zd4q
    @user-qz2my3zd4q 27 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቲታቶ ስለዝኣባያ,ዩ ዓዘፍዘፍ ትብል ዘላ 😂🤣😂

  • @danumilku5975
    @danumilku5975 29 วันที่ผ่านมา +1

    Beyen terekiba dhan teto ❤ nay lbey eya tezariba maebel lokmats eyu

  • @senaitmichael8848
    @senaitmichael8848 29 วันที่ผ่านมา +7

    Ges neski melhaski akebi lokmax😢

  • @edumt2039
    @edumt2039 28 วันที่ผ่านมา

    Dave bihasewti giziena aytetfialna ezia ansilu hasawit eya. Ngew bela

  • @HannaGhebre
    @HannaGhebre 23 วันที่ผ่านมา

    Good job I am glad. Some badytelll the truth

  • @focus.15
    @focus.15 13 วันที่ผ่านมา

    እዛ #ምስልይቲ ብዛዕባ አምባሳደራት ትዛረብን ተድንቆምን ዘላ ንህግደፍ ብምንታይ ደረጃ ትፈልጥዮ ኢልኩም ምስ እትሓትዋ ወላ ሓደ ነገር ትፈልጦ ነገር የለን ስለዚ አብዚ ነዞም ባዶ እኩብ ጭፍራ ህግደፍ ተድንቕ ዘላ ነቲ በዳን አፋ ንፋስ ክትገብረሉ እንተዘይ ኮይኑ እተፍርዮ ነገር የለን ::

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403 21 วันที่ผ่านมา

    Maebel nejis seraqi tenkolegna nejis hasad wzt eko eyu b Eritrawnet zesheqet feger gin dehan n kulu mealti alewo tigisti tiray........

  • @user-ko2xl5zj3o
    @user-ko2xl5zj3o 29 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ኤርትራዊት፣ ኩሉ ኣዘራርባኣ ቅቡል፣ ሰብ ዩቱብ ድማ ምጥንቃቅን መሃሪ ድኣ እምበር ኣዕናዊ ኣይትስርሑ።

  • @SahleTeklegergish
    @SahleTeklegergish 28 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ኢዚ ህዝቢ ይስረቅ ኣሎ ማለት ዩ።

  • @Star-yi3le
    @Star-yi3le 28 วันที่ผ่านมา

    ኣቲ ናይበይንኪ ጉዳይ በይንኺ ትውድዮ ደሓር ከአ ዋላ ተኸታተልካ ንስኻን ኩሉኹም ሓደ አልኪ ንኹሉ ህዝቢ ትጸርፊ ሓንቲ ሕስርቲ ሰብ ሙካንኪ ነጊርክና

  • @tsiongebre3064
    @tsiongebre3064 29 วันที่ผ่านมา +2

    አንተዘይ ተጻሪፈን ዝሓማ ኣረግቶት ። አንተ በድልኪ ብዊሽጥ ዘይ ትረክብዮ

  • @teberabermenisey1
    @teberabermenisey1 29 วันที่ผ่านมา +1

    Kidi kabaki nlaeli seraqi alo diyu? Kab hmak nktwexi ilki izi kulu interview gerki ab ayni hzbi Ms ateki, adi seb Ms ateki gn netiquette hizbi ztelemkiyon zserekkiyon ke seraqit ayeblekn do .. loqmax

  • @giorgiogernsa3677
    @giorgiogernsa3677 19 วันที่ผ่านมา

    Good job Dwet

  • @samuelamanuel1429
    @samuelamanuel1429 21 วันที่ผ่านมา

    On terakebu ❤ seb aytrebsgu

  • @aarongmariam824
    @aarongmariam824 24 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ማዕበል ይሰርሕ ኣሎ ንብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንዘለዉ ሞራል ይኾኖም ኣሎ።

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 29 วันที่ผ่านมา +2

    አቲ ክንደይ ይረስሕ እቲ መልሓስኪ ገስረጥ ጋልን ጋህታፍን ሰብአይዶ ይህልዋ እዚአስ ማዕበል ዝገበሮ ግበሪ ወልማጥ ጸርፊ ዲያ ክትምህረና መጺአ አይወዲ አይጋል ሓዲግ ዳዊት ክአ ከምዚኤን ዝአመሰላ ረሳሓት መልሓስ አይተምጽአልና Just Westing Time And None Sense

  • @user-hw4uj2ny4e
    @user-hw4uj2ny4e 28 วันที่ผ่านมา +1

    Hesawit

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 28 วันที่ผ่านมา

    Hakica helein bali elsa jerom mesliwa tegagiya mejmit yhuwat ktafu edrayit bwutin zelit hiezb eritrean🇪🇷🕊🤝kemzkon terdia elsa jetom agib mpala hakieyu😭

  • @ashabirgoubsa1660
    @ashabirgoubsa1660 29 วันที่ผ่านมา +1

    ማዕበል ፈገር እንዲዩ ንስኪ ድማ አምባሳደርና ጠርናፊና ትብሊ ገፅ ኤልሳ ጭሩም ዝመሰልኪ አምባሳደርና ትብልዮም እሞ የጸልሉና አለው አሁን ንኪው በቃ talk to much

  • @ntishtifeshaye5743
    @ntishtifeshaye5743 29 วันที่ผ่านมา +1

    Yes ❤

  • @metkelsesu4748
    @metkelsesu4748 29 วันที่ผ่านมา +5

    ሰልጠነ ሳላጣ ድአ እንታይ ሓንጎል አለዎ ሓንጎሉ አንጉዕ ንፋጥ መሊኡ ኢዩ ፈጣሪ ፈጢርዎ ። ንሰልጠነ ሰሊጥ forget him
    ዉፍይ ክአ ዓስታክ ዓሊ ከረን ንምርአዩ ጸገም

  • @menghistabsiele222
    @menghistabsiele222 14 วันที่ผ่านมา

    ናይ ማዕበል ክትዛረቡ ሞራል የብልኩሙን

  • @oneloveonelove1087
    @oneloveonelove1087 29 วันที่ผ่านมา +4

    Dave it is not true I respect her but it is not like that ❤

  • @tumzgihaddish3102
    @tumzgihaddish3102 29 วันที่ผ่านมา +2

    Bowwww abey eyu ambassador kmeu geru hzbu ternifu 😢😢😢😢😢

  • @sebmekseb1214
    @sebmekseb1214 28 วันที่ผ่านมา

    ነዚኣ ዘይትፈልጥዋ ሱቕ ኢልኩም ስምዕዋ እንበር ላቕዋ ምዃና ዘይፈልጣ የለን

  • @arcade2002
    @arcade2002 28 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki xubuk habereta Dave

  • @danumilku5975
    @danumilku5975 29 วันที่ผ่านมา

    Thank you, Dave ❤❤❤

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 29 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ጋል ጦብላቅ ኢያ ኣብ ኩሉ ከም ሃመማ ኢያ ኢያ ትኣቱ ካባኺ ንላዕሊ ኔርትራ ዘኽፍኣ የለን ቆልማጽ ኣውራጃዊት ልእኽቲ ናይ ሓንቲ ኣውራጃ ምካንኪ ንፈልጥ ኢና ወልማጥሓሳዊት

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 28 วันที่ผ่านมา

    ዴብ ፍቅር ምንጪ ሳሓቀይ ትምድያስ ንስካ ጥራሕ ተጠቀሞ 😂😂😂😂😂

  • @yirgariesom8340
    @yirgariesom8340 29 วันที่ผ่านมา +3

    Helu Waro ❤

  • @sdsd3951
    @sdsd3951 18 วันที่ผ่านมา

    Zeigage hade tirah eyou nezi biqalia tigebriwo zifetw hizbi eritrea yelen biwishti ehin mihin belu

  • @biribahta5343
    @biribahta5343 28 วันที่ผ่านมา

    Meybi. Arkiy. Konani elkiyo. Abiny.koykown. Heftna. Kab. Hegeru. Nek aye Belen.

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 28 วันที่ผ่านมา

    Haica hlein 😢nekina gurhu nselaim mezu semu ntamier net thicakof absedit nenbir zelitna nmemyom netom zelitna kedmyna gezeib dekflu delkum ageib 😢

  • @segenlove4142
    @segenlove4142 27 วันที่ผ่านมา +1

    ሰልጠነ አቦ ውጹዓትን ማዕበልን እንታይ አራኸቦም 😡???? ስለዘረባ እንዳተዛረብኩም ብአእምሮ ሰብ አይትጻወቱ ❗

  • @user-rf7cs9ek4v
    @user-rf7cs9ek4v 29 วันที่ผ่านมา +1

    Ati lemat kows ms maebe mezart aykonkn dawit ageb

  • @gmercy6144
    @gmercy6144 25 วันที่ผ่านมา

    MAEBEL Jigina eka

  • @aidahaile6735
    @aidahaile6735 24 วันที่ผ่านมา

    Kndeyyyyy ktdeffffrrr ayaaaa wedeyyyyy sdiiiii aykiiii nabhakiii

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 29 วันที่ผ่านมา

    🌳🌳🌳💕💕💕🏆❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟💟💟💯💯💕🏆🏆⏰🗝️⏰👑⛴️⛴️🇪🇷🇪🇷🌳🌺🌺🌺🏆ንመንገስቲ: ኤርትራ : ምስጋና ይኹኖ 💯💯🥇🥇🏆🏆🌳🌳❤️❤️👑👑🇪🇷🌳💕💕

    • @1221Natey
      @1221Natey 29 วันที่ผ่านมา +1

      ትግርኛኻ ኣጽሪ ቀዲምካ ድንዙዝ😂

    • @AmanuelBerhe-pg6ku
      @AmanuelBerhe-pg6ku 29 วันที่ผ่านมา

      @@1221Nateyብንያም /??

  • @Yoyose5172
    @Yoyose5172 29 วันที่ผ่านมา +1

    ሰራቒ ሰራቒ ክጽረፍ ኣይደልን ኢዩ ስለዚ እዞም ማዕበል ተጸሪፉ ኢልኩም ኡይ ትብሉ ዝድለኹም ሰረቕቲ ስለ ዝኾንኩም ኢኹም😂። ስለዚ ድሕሪ ሕጂ ስርቂ የለን😅።

  • @Erit-fe3dy7vs5o
    @Erit-fe3dy7vs5o 28 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ግን በዚ ዝገብሩ ዘሉ ኣብ ኤርትራ ንጽጎማት ዝሕግዙ ግን ትብዕት የብልኩምን ንክዝርግሕው ናይ ካላኡ ግን

  • @freweiniberhane3264
    @freweiniberhane3264 29 วันที่ผ่านมา +1

    Sbyet amlak aboy

  • @gmercy6144
    @gmercy6144 25 วันที่ผ่านมา

    Helen qenai

  • @KenanKimo
    @KenanKimo 29 วันที่ผ่านมา

    Tegbarna kefu dawt hawna amlak yqre yblelna fetari xelot ngber kuluna

  • @thompaul7618
    @thompaul7618 29 วันที่ผ่านมา +1

    Ati lokumax wkarya,bejaki abti hegerki keydki degfyom sik elki aytrebshna

  • @letina1242
    @letina1242 29 วันที่ผ่านมา +1

    Temezeni eluki eway wrdet