ኤችኣይቭን ጥንስን ኣለኒ ዝበለት ሓሳዊት ጓል .

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • New eritrean film 2024
    DEHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@wakatm‬ ‪@WAKA‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@bahrnaChanel‬ ‪@mebredmedia3015‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@gDrar‬ ‪@JosiasDenden‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@MahderPro‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@yikealotv‬ ‪@maggyshow‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@beridani‬ ‪@Jayotruth‬ ‪@aledamedia1892‬

ความคิดเห็น • 136

  • @Mindstream32
    @Mindstream32 25 วันที่ผ่านมา +18

    ዳዊት ሓወይ ኑጹህን ሓቀኛኝ ሕኸኸኒ ክሓከካ ዘይትብል ዩቱዩበር ኢኻ ክሳብ ሕጂ ።

    • @majorabraha5703
      @majorabraha5703 23 วันที่ผ่านมา

      Aytigage haki yblun abza video nay geza hagez Anda belet

    • @faruk-op9kz
      @faruk-op9kz 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@majorabraha5703 chibte (meregage tsi ) intay alo haqinet alowodeyu yeybulun ?

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 25 วันที่ผ่านมา +25

    ኣንታ ወደይ እዛ ጋል ብኸመይ ሕማም ከም ዘይብላ ፈሊጥካ ክሳብ ክንድዚ ነዚ ኣቅራቢ ተነኣእሶ ኣለኻ ዳዊት መበገሲ ኣንጻር ነዚ ኣቅራቢ ተካይዶ ዘለኻ ጭብጢ ከይሓዝካ ትዛረብ ኣለኻ ስለዚ እዚ ጉጉይ ፈጣሪ ኣተሓስስባኻ ተኣረመሉ ኣይኮነን መበገሲ ብጭብጢ ኣቅርብ

    • @user-bp6nu2uf2h
      @user-bp6nu2uf2h 25 วันที่ผ่านมา

      @@rahwamengisteab7753ሓቂ ተዛርብኪ እዛ ሓፍተይ።

    • @filimonkfle6133
      @filimonkfle6133 24 วันที่ผ่านมา +1

      Beleley eba bale ezi beqa kemey gerna genzbe netu teray eyu hasabom yak

    • @ziyadahadush4606
      @ziyadahadush4606 22 วันที่ผ่านมา

      @@rahwamengisteab7753 ሰላም ኣሕዋት ኣብከምዚ ግዜይይ ከጥፍአ ቡዙሕ ኣይደልን አየ ኣሕዋትካን ደቅኻን ህዝብኻን ክዓብድ ክትርአዮ ከልኻ ግን ትግደድ አቲ ትቕመጠሉ ዘላ ሃገር ጀርመን ይኹን ካልኦት ሃገታት ኢሮጳ ዝኾነ ህዝባዊ ሕማማት ክካታትሉ ቢሕጊ ይግደዱ አዮም አዛ ጓል ካኣ ሓቃ ተኮይና አንዳፈለጠት ሕምምቲ ሙኻና ምስ ሰብኡት ተከይዳ (ደቂሳ) ቢሕጊ ተሓታቲት አያ ኒገርዋ ዘይፈለጠት ተኾይና ኒዕኡ ነቲ ዓንጃል ካኣ ኒገርዎ ኤችኣቪን ሳዓልን ዘዋዳድር ዘሎ ኑሱ ንባዕሉ ብሕጊ የሕትቶ አዩ መሰል የብሉን ትምህርቲ የብሉን ፍቃድ የብሉን ኒሰብ ኣይላገብን አዩ መድሃኒት ተወሲድካ ክብል ደንቆሮ ኢሮጳ ብዝዕባኻ ዘይኮነ ብዛዕባ ህዝቦምን ሕጎምን አዩ ዘገድሶም ኣብ ትሕቲ ሕጎም ኢኻ ተዓቁብካ ዘለኻ አንዳፈለጥካ ተላጋቢ ሕማም ከዘልካ ተዘይ ነጊርካ ውን ፍርዲ ኣለዎ አቲ ዲሞክራሲ ኢልኩም ትዓፍርሉ ሕጊ ኮሙ አዩ ዝሰርሕ ዲሞክራሲ ማለት በቲ ህዝቢ ዘውጽኦ ሕጊ ተገዚአካ ምኻድ ማለትዩ ስዲ ምኻፍ ማለት ኣይኮነን ኣስተውዒልኩም ኪዱ መምሃሪ ስደተኛታት ከይገብሩኹም። ዳዊት ኑፉዕ ዚወደይ ክማኻ ሽሕ ትውለድ ኤርትራ

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 25 วันที่ผ่านมา +16

    ግን ኩሉ ነጊራቶ እያኾ ትጽንሕ ኩሉ ኣጻፊፉ እዩ ናብ ህዝቢ ዘቕርቦ

  • @Seb_eyu_mekseb
    @Seb_eyu_mekseb 23 วันที่ผ่านมา +6

    ጆሲ ሓቁ'ዩ እዛ ዶና ይፈልጣ'የ please ዳዊት ግደፍ ሰብ ኣይተጸልም 100% ሓቂ'ዩ ወሓጦ።

  • @WediAsmara
    @WediAsmara 24 วันที่ผ่านมา +6

    ዳዊት ሓወይ ርእይቶ እያ ብጽቡቅ ዓይኒ ረኣዮ ብሮ : ሰብ ዝመሰሎ ክዛረብ ናይ ግድን እዩ :: ጆሲ ሓውና ኩሉ ግዜ መጀመርታ ነቶም ሰባት ኣቀዲሙ ስለ ዝረክቦም እንታይነቶም ስለምንታይ መጽዮም ይዛረቡ ኣለዉ ስለ ኣቀዲሙ ዝፈልጥ እዩ ዝዛረብ : ጽቡቅ ኣለካ ሕቶ እንተ ሓቲቱ መልሲ ክምልሱ ከዛርበን/ ከዛርቦም ኣለዎ :: That Right !! ሕማም ክህልዋ ይክእል እዩ ንእስነታ ይርኣየላ ናብ ኣምላካ ክትምለስ ስለ ዝደለየት እውን ትከውን እሞ ብሕማቅ ኣይንርኣዮ ክብል ይደሊ ::

    • @learningtogether6967
      @learningtogether6967 19 วันที่ผ่านมา +1

      Haqu eyu josi wela haqi aykun abzi alewu nfeltim mis zrekbwa zshrmutu hmam kelewen zeyngra alewa besom mis hamemu ka komu seb keyfltom zhabewo zbezhu nebsom ketfu zdelyu eti shger 50% ezi eu zbil ane abzi do wela yhasu gen seb kemzelo kemu ymhar ❤

  • @ziyadahadush4606
    @ziyadahadush4606 25 วันที่ผ่านมา +11

    ኣቱም ሰባት አንታይ ኢና ገርናኩም ብሰብ ኣይትጻወቱ ዶክተር መን ይባሃል አዚ መጀመትያ አታ ወሊዳ ትብላ ዘላ ኣብ ሕክምና አንተ ሓሪሳ መርመራ ናይግድን አዩ ክግበረላ ትፍለጦ ኣይትፍልጦ ዘሕዝነን ግን ነቶም ናይ ባሓቂ ሓገዝ ዘድልዮም ከይንሕግዝ ትኽልክሉና😢😢😢😢

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 22 วันที่ผ่านมา

      Mermera euko ab mejemerya ember werhi werhi aykonen zgberelka

    • @ziyadahadush4606
      @ziyadahadush4606 22 วันที่ผ่านมา

      ​. ጥንስቲ አንተኮይና ኣብ 9 ወርሒ ሓንሳብ ኣይኮነትን ትምርመር 2ይ ምስ ሓረሰት ኒደን ኒህጻንን ዝግበር መርመራታት ኣሎ ኑሱ ጥራሕ ዝይኮነ አዚ ዝዛረብ ዘሎ ሳዓል ከምዝሓመምት ጌሩ ይዛረብ ኣሎ አንታይ ግበሩ አዩ ዝብለና ሕጂ ነቶም ናይ ባሓቂ ሽግር ዘለዎም ክንሕግዝ ዘይትገድፉና

  • @rigattesfamarim874
    @rigattesfamarim874 25 วันที่ผ่านมา +15

    Dawita zeyteredaka alo akedimom b telephone kulu habirato eya txenh dhrieu eu nab hzbi zekrebo.

  • @henokzer-vk3yn
    @henokzer-vk3yn 25 วันที่ผ่านมา +5

    በላ ጥራይ ዳዊት ዓርከይ ኩላሚሬት ሻሽ ኣምስላ ኩላ ዩቲበረ ኣለና ምስኻ🇪🇷🙏ሰብ ሓቂ ዘይወድቅ❤️

  • @TheTrinityknows
    @TheTrinityknows 25 วันที่ผ่านมา +5

    Abi etay alo zeyterdaka dav Akedimom "xbuk gierom yelilom b Privet "eyom nab hizbi zekrbwo zelewu !

  • @ReedBullBull
    @ReedBullBull 25 วันที่ผ่านมา +1

    ያ ጽቡቅ ኣላካ ዳዊት ሓወይ ተንክዩ❤ ኣነ ዉን ሓሶት እየ ዛሓስቦ ምክንያቱ ምሳይ ዝዳቃሱ ይማርማሩ ትብል ካላ ብካማይ ክፋልጥዋ ትዳሊ ኣላ ሽማ ጥራይ ናጊራ ዝካዉን ናጋር ያለን ካብ ክሉ ስእሊያ እዩ ዛኣጋድስ ድራማ ምካኑ ፍሉጥ እዩ ጊን ካብ ክሉ ዝሕዝናካ እቲ ህዝቢ ስቅ ኢሉ ዝሕግዝ እዩ ዋዳሓንኩም ምስቲ ታጋግዩ ከይ ትጋጋዩ።

    • @WediAsmara
      @WediAsmara 19 วันที่ผ่านมา

      @@ReedBullBull brother ብኩሉ ነገሩ ረኣዮ እሞ እታ ሓፍትና ናይ ብሓቂ ሓሚማ ይቅሬታ ክትብል ደልያ ትከውን + ብዙሕ ተንጽሎ ኣጋጢምኒ እንዳበለት እንዳሰማዕካያ ከመይ ኢሎም ስእላ ክከፍት ኣለዎ ትብል ኣለካ : ብድሕሪ ምክፋት ዝመጽእ ሳዕቤኑ ውን ብዙሕ እዩ :: ከምዚ ንርእዮ ዘለና እቲ መንእሰይ ኣብ እልፊ ጸርፍን ገለን ተዋፊሩ ዘሎ ጽባሕ ንግሆ እዛ ቆልዓ እዚኣ ኣብ ዘይተደልየ ነገር እንተወደቀት መን እዩ ክሕተት ?? ስለዚ ስሕተት ክግበር የብሉን :: በታ ዘላታ ኣብታ እንዳ ጆሲ እንዳተመላለሱ ድዮም ገለ ነብሶም ዝጠርጠሩ ኣይሰኣኑን እዮም ከይዶም ምሉእ ስእሊ ሪኦም ድዮም ምስኡ connect ጌሮም ጉዳይ ጥዕኖም check እንተዝገብሩ እዩ ተመራጺ :: እምበር ጆሲ ሓውናን ሓዲሽ ኣይኮነን ንዝተሸገሩ ናብዚ ምምጻእ እሞ ንሕሰበላ ::

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 25 วันที่ผ่านมา +3

    Entay krebh eyu mo khsu kalay kea kulu TH-camr mejemerta nbeynom yrekbom shu nab hzbi yeqrbwo gega yeblun tqenu dikum Ewae abzihkayo dawit😏

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 25 วันที่ผ่านมา +3

    Dawit aytfred keytfred yu
    Aqedimom tezararibom ,fqadecha tekoyna yu nab hzbi zqrbo. Hbreyesebna kea ksab kndey ashegari kemzelo aytrese

  • @user-jd9yc7oq3m
    @user-jd9yc7oq3m 25 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ዳዊት ክብሪ ይሃብካ ክንደይ ሰብ ከይተረደኦ ክሕግዝ እዩ፡ የዕሽዮም ይበልዕዎም ኣለዉ፡ ሳላ እዚ ጽቡቅ ምክርካ ነመስግን፡ ቀጽለልና ብፋላይ ከምዚኦም ዛመሰሉ ሰባት ዳዊት ጽቡቅ ጌርካ ስለ ተስተውዕለሎም ዘለካ ኣዋርዶም ደኣ።

  • @wediosman5487
    @wediosman5487 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ንምዝራብ ኣይስተውዓልኩላን ንር ስምዕያ ከልኩ፡ ሕጂ እዛ ናትካ ቪድዮ ምስ ስምዕ ተዝ ኢሉኒ እቲ ድራማ😁 ኣብ ጀርመን ኤች ኣይቢ ዘለዋ ሰብ ከኣ ሓገዝ ገዛ ክራይ ደልያ? እዋይ ጉድ ኣነ ኣብ ጀርመን እየ ዝነበር፡ ዝኮነ ነባሪ ጅርመን ከኣ የፍልጦ እዩ ንዚ ሓቂ ሰራሕ እንተ ዘይብልካ ዝክፍሉልካ ኣካል ኣለዉ፡ 2ይ ከኣ እታ ብመንገደይ ትብል ውን ትስሕቅ ኢያ😁 ካብ ዳዊት ዝመልጥ ሓቂ የለን😁
    ናይ ብሓቂ እንተ ኮይና ትርክበኒ ኣነ ክሕግዛ ግን ባዓላ ትርክበኒ ምሽ ብ3ይ ኣካል።

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 23 วันที่ผ่านมา +1

    Aytfred keytfred himaq endhr hasibom amlak nay edom yhabom
    Gn aqedimom yrakebu eyom kulu felitu eu zeqrbom

  • @Hosimekseb
    @Hosimekseb 25 วันที่ผ่านมา +4

    ወላ ኣብ ክሽነ ኮይኖም ንእሽተይ ፊልም ደሪሶም ሰብ ይጻወቱላ ኣለዉ 😂😂😂😂 ድሁል ዝኮነ ህዝቢ 😂😂😂

    • @zowdi810
      @zowdi810 25 วันที่ผ่านมา

      Yes you are right it is completely laiy hasawe

  • @bereketmengis8423
    @bereketmengis8423 21 วันที่ผ่านมา

    መጀመርያ አዛ ጉዳይ ሕከከን ክሓከካ አዲኡ መሲሉ ዘሎ ኣብታ መድሃኒት ዝበልካዮ ግን ብዙሕ ሰብ ኣሎ ዝይፈልጦ ዘፍለትካዮ ሽቡቅ ሓሳብ ኣመሓላልፍካ

  • @Fatumh-04
    @Fatumh-04 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዳዊት ንኩሉ መደባትካ ይክታተሎ ኢየ ጽቡቅ መደብ ንኩሉ ኣብሪህካ ትገልጾ ደስ ይብለኒ ቀጽሎ ኢዚ ጅርጅስ ይከታተሎ ኢየ ኦከ ጽቡቅ መደብ ኢለ ኢየ ዝሓስብ ሕጅ ግን ኢንድዒ ማለት ወላ ኢቲ ትብሎ ዘላ ሕምምቲ ኢንተኮይና ኣብ ጽቡቅ ዓዲ ስለዘላ ወላሓንቲ ዝጎድላ የለን ማለት ጅርመን ኩሉ ክገብሩላ ይከአሉ ኢዮም ሰብ ትደሊ ኢንተላ ናኣአምሮኣ ጽቡቅ ካሊኢ ገዛ ገለ ካኣምን ኣይከአልን ኢየ ክሙኡ ንቶም ምሳይ ደቂሶም ትብል ዘላ ዘሻቅል የብላን ኣብዚ ኢንተዋሓደ ኣብ 6ወርሒ ወይ ዓመት ድም መርመራ ዝይገብር ኣሎ ክብል ኣይኪልን ኢታ ሓሪሳ ዶ ጠኒሳ ትብላ ዘላ ካለአይቲ ንጥንስቲ ኣብ ክልተ ሰሙን ነቲ ሕጻን ኣብክብዲ ኮሎ ማዓት መርመራታት ይግበረሎ ኢም ክፋኣትኪ ሒዝኪ ዘወር ተበልኪ ይሓይሽ ምስ ናይ ይቅረታ

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 22 วันที่ผ่านมา

    ዳውት ሓስው እካ ብጣዕም ጆስ ኩሉ ግዘ እዩ ንሰብ ዝሕግዝ ብቅንዕና ካብ ንሳ ዝበለቶ ተበግሱ እዩ ናብ ሚድያ ኣቅርቡዋ
    ትም እሉ ክዓን ኣይኮነን ሰብ ኣብዝ ዘቅርብ ስለዝ ሰብ ኣይትደናግር ክብለካ ይደል !
    ብከመይ ፈልጥካ እካ ትዛረብ ዘለካ
    ምስ ጆስ ፍት ንፍት ቀርብካ ዘይትደግሞ ዘረባ ኣይትዛረብ ።

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 25 วันที่ผ่านมา +4

    aytehawek dawita hawey....Jossias Denden kemzi tblo zeleka aykonen...Jossi aqedimu eyom zrekbom netom shgr alena zblu....dahray eyu msiuom teredadiu eyu nab bayta zewrdo....slezi mstiwuaal kedlyeka ma friend.

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep 22 วันที่ผ่านมา +1

    Dawa yes tekkli 👉👏👏👏

  • @TGunners
    @TGunners 25 วันที่ผ่านมา +2

    Gn nsu eko aqedimu u msti beal guday zell direct aykonen zemxea nsu felitwo slezxenh u komu zmesl! Wela wn komu aynet seb aymeslenn aytfred qedimka

  • @edenteklom6260
    @edenteklom6260 24 วันที่ผ่านมา +1

    Ya ንዓይ ውን አይተበርሃትንን እዛ ጉዳይ
    በቲ ነጺሎሙኒ ትብል በቲ ከኣ ምስ ብዙሓት ተራኪበ ተመርመሩ ትብል :
    ኩሉ ጊዘ ገጹ ሸፊኑ ዝዛረብ ሰብ ሓቅነቱ ውሑድ ዩ::

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 22 วันที่ผ่านมา

      Kemey elka kemu tbl kab tenexlo ktdhn ela eya gexa shefina.neti zera tblo zelka kea mstom seb key feltwa tzewur aytkeln diya .

  • @bahtagerye-jb2xd
    @bahtagerye-jb2xd 21 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት ወዲ ሓወቦይ ዑቅባይ ውሓዚት ኣይትትሃወክ ቲመደብ ብውሽቲ ኣጻሪዎ ዩ ዝመጽእ ተታካቢ ደርሆ ኣይትኩን

  • @Eriqueen1234
    @Eriqueen1234 23 วันที่ผ่านมา

    Izi Josie zebhal.wedi betemi iyu Hasawi

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 25 วันที่ผ่านมา

    ዴቪዮ መልካም ይቲቬር💜ስወድህ ሰሚቸው ነበር እውነትም አይደለም እንዴ እኛ የሰው ልጆች ክፋታችን እየተስፋፋ ይሄዳል😞😌 ድራማ አልከው ወይኔ😂

  • @habtemikaelsereqe4176
    @habtemikaelsereqe4176 20 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዳዊት ከመይ ኣለካ ክትሕግዘኒ ደልየ ነይረ ብውሽጢ ብከመይ ክረክበካ ይክእል

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 22 วันที่ผ่านมา

    ጆስ ነዝ ነፋጥ ኣጸብቅካ ክትሓጽቦ ተስፋ ይገብር ።

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 23 วันที่ผ่านมา

    ፈሊጥካዮ ኣለኻ ኣብዛ ክሽነ ኮይኑ ሓንሳብ ሓንሳብ ይደርስ ሓንሳብ ሓንሳብ ዝተበደሉ ሒዙ ይመጽእ እዚ እቶናይ ሰበይቲ ከየእትው ካብዛ ክሽነ ምውጻእ ኣብዩ 🤔🤔 ሓገዝ ዝደለየ ድማ ገጹ ከፊቱ ይምጻእ ::

  • @furtunamichael7969
    @furtunamichael7969 25 วันที่ผ่านมา +2

    Wzi josias zbehal seb fah elaborate endiya 😊

  • @Alemeyalemey
    @Alemeyalemey 24 วันที่ผ่านมา

    Thanks dawiteyy smart ❤🎉🎉

  • @selamyemane5162
    @selamyemane5162 22 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት አዛ ሰብ ጽቡቅ ጌረ ይፈልጣ ኢየ ካብ ኤርትራ ኣትሒዘ ሓቃ ኢያ። ሕማቅ ኣይትዛረብ ንስካ ኣይትሕጠ አዛ ሰብ ብዙሕ ሽግር ኢያ የሕሊፋ ክሳብ ሕጂ ዉን ሽግር ትሕልፍ ኣላ በጃካ አዚ ቪዲኦ አለዮ ። ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ጭንቀትን ደፕሬሽን ኢያ ትርከብ ዘላ ነብሳ ዉን ከይተጥፍ አ ካብቶም ማሕበር ኤጅ ኢቪ ናይ ጀርመን ጽዑቅ ምኪቲታል ብ ሕቡ አ ክሳብ ካሜራ ንሳ ዘይትፈልጦ ኣብገዝኣ ተተኪሉ ኣሎ።

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 24 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ማለት እዩ ዳዊት ድራማ አይትበል አፍልጦ ቅድሚ 28 ዓመት ኤርትራ አበይ ትነብር ነይራ አዲአ ሐሶትም ይመስል አፍልጦ ጎስጓስ የለን 0 ዘብጽሖ መንግስቲ እዩ እቲ ዝውቀስ ውቀሱ ስቅልካ ዕድል ማስምዲያ ተረከበ ኢልካ

  • @zowdi810
    @zowdi810 25 วันที่ผ่านมา

    Wow you are amazing dawet you're right he's for many jase you are not right 😢😢😢

  • @hel-fb9sg
    @hel-fb9sg 23 วันที่ผ่านมา +1

    ne balka daweit shema keman tegagega alka abesha mechem reto nemhabe kenhwek mat ena

  • @maxilove6247
    @maxilove6247 25 วันที่ผ่านมา +5

    Dawit hawey ayitgage xubuk gere yifeita aye haki eyu

    • @Joe123_
      @Joe123_ 25 วันที่ผ่านมา +1

      ሓሳዊ ናይ ብሓቂ ሽምካን ገጽካን እንዳአርም
      አኻ እስኪ ሓቂ ኢዩ ኢልካ ውጻእ

    • @maxilove6247
      @maxilove6247 25 วันที่ผ่านมา

      Joe123 key feletika mifradi kebid eyu ok niqay kem kulu seb gana eya gin ab tinebrelu zela sile zeleku kulu yifeito aye anite deika b private rekeben .

  • @huruyyosief5023
    @huruyyosief5023 25 วันที่ผ่านมา +1

    Adia hmam kemzelewa ktwelda kela endhr felita aboa kea bkemey zeyhameme

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 22 วันที่ผ่านมา

      Tnsti kela kab kal'e seb halifwa ykewn

  • @gimaymeharena9236
    @gimaymeharena9236 25 วันที่ผ่านมา +1

    Btami btami Belihn Bsuln mestewaln eka

  • @seha8422
    @seha8422 25 วันที่ผ่านมา +2

    Negirato tseniha keytkewn dea

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 24 วันที่ผ่านมา

    ጀርመን ደለና ንጠንቀቅ ተረክበ ኢልና ኣይነትዎ

  • @LuleyNatey
    @LuleyNatey 25 วันที่ผ่านมา

    Dawita bro kabaka zterf mechem yelen yene ambesa kexlo msaka alena❤❤❤

  • @LidyaMichael-b6p
    @LidyaMichael-b6p 25 วันที่ผ่านมา +1

    Xbuk aleka zeymen u eizi halewley

    • @MengsTesfamariam
      @MengsTesfamariam 25 วันที่ผ่านมา

      Xebuk aleka Dawita Ezi kemeen aykonen zesemme wen yeblun nab fiktion medras teznetf mehashe benatey rektoztewjabere meleekti koynu .

  • @ShewitBitsuamlak
    @ShewitBitsuamlak 24 วันที่ผ่านมา +1

    Hiv yelen dika tebl

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 21 วันที่ผ่านมา

    PLEASE DAWIT THIS IS NOT EASY, SHE SAYING UNDER STREET. I WORKED WITH SUCH SICKNESS YOY CAN HEAR HER VOICE NOT WITH CONFIDENCE SO PLEASE TRY NOT BE .....❤

  • @FeruzAblelom
    @FeruzAblelom 25 วันที่ผ่านมา +1

    Alewa bro ane zfelta ala abzi nay sxs tiserh ati aya nerna dhri qurub amet seb felitwa fenfinaya naba kidna aynifekiten hiwetna mis feletina

  • @zowdi810
    @zowdi810 25 วันที่ผ่านมา

    Jane like mane wow he's working for mane you're laiy hasawete so laiy 💯 wow you're so excited Jane you want mane😢😢😮😮to you jase baby 👶

  • @bawwawmadia7827
    @bawwawmadia7827 25 วันที่ผ่านมา +2

    Men eiya ke aster ata wedi asmiret eiya kkkkkk

  • @user-kk4ge3vt8s
    @user-kk4ge3vt8s 25 วันที่ผ่านมา +1

    Dawit,nesa,aykonten,hamima,nusu,iyu,hemum,zemsel,

  • @HevenTesfaye
    @HevenTesfaye 22 วันที่ผ่านมา

    zereba keytgage elu ዕጽው ዕጽው የብላ ኣሎ

  • @cinemadante-d5r
    @cinemadante-d5r 23 วันที่ผ่านมา

    ክክክክ ኩሉኽም ሓደ ንስኻ'ውን እኮ ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ፊልም ሰሪሕካ ኔርካ ኢኻ ተቓውሞ ምስ በዝሓካ ደምሲስካዮ ሎቓምጽ

  • @furtunamichael7969
    @furtunamichael7969 25 วันที่ผ่านมา +2

    Ab adna wn medhanit endawesedu 20 amet zgeberu alewu beleley.

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 22 วันที่ผ่านมา

      Kab'u nlaeli keman ane keman gual 73 amet ade ala xbuq tnebr zelewa aytmesln kab tjmro kebabi 21 amet lewa

  • @wediere2238
    @wediere2238 23 วันที่ผ่านมา

    ዳዊቶም ናይዚ ወዲ ዚ ኩሉ ፊልም ኢዩ ናይ ሽግርን ጸገምን እንበር ናይ ሓጎስ ስርሓት ኣቕሪቡ ኣይፈልጥን ኢዩ፡ ጌጋታቱ ምንጋርካ ነመስግነካ ዳዊቶም።ናብ ኤርትራ ዘሎ መድሃኒት ፍሉይ ኢዩ ኢልካ ተቃልሎስ እንታይ ኣፍልጦ ኣሎካ ከም ኣብ ጀርመን ትቐማጣይ መጠን ከምዘኽስሰካ ትፈልጥ ዶ? ሓታታይን መላሳይን ኮንካ ግርም ዶክተር ሃታፍ።

  • @MebrihitLegese
    @MebrihitLegese 25 วันที่ผ่านมา +1

    Hebrtsbna rugum eyu gexa entetraya da share edablkum ka nebsa kemtxli tegbrwa

  • @lllliyan
    @lllliyan 25 วันที่ผ่านมา

    Dawita ,i don't know why Denden make esay like Notting this deadly diseases .
    Please guy's don't listen to Denden he lack of knowledge,i wish health to the people suffering with diseases.

  • @aronunited
    @aronunited 24 วันที่ผ่านมา

    ኣብዛ ሓሳብካ ይሰማማዕ የ ናብራ ጀርመን ኪኢሎም ዝነብሩ መንእሰያት ብከምዚ ዓይነት ዘረባ ሓንጎሎም ምርባሽ ዓገብ

  • @henokhagos1706
    @henokhagos1706 25 วันที่ผ่านมา +1

    ቀዳማይ ሎሚ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 25 วันที่ผ่านมา +2

    Yes you are right thanks daweta yes you are right he is laiy and hasawe dawete you are amazing thanks wow he is laiy jase and she is they are tow hasawe 😢😢😢jase you are laiy hasawe

  • @lllliyan
    @lllliyan 25 วันที่ผ่านมา

    Denden weldefdef ybalo susa alta,aza hamushte werhi miti gze degimwa.

  • @user-dg4el6nu9v
    @user-dg4el6nu9v 25 วันที่ผ่านมา

    I think look like they did practic , coze didn't see gap b/n their quations & answers kkkk

  • @RahelGirmay-vm2lm
    @RahelGirmay-vm2lm 24 วันที่ผ่านมา

    ኣስቴር ኣይኮነትን ኣስመረት እያ ሽማ። እዚ’ውን ዘጣራጥር ሽም ዩ፤ ኣብዚ ግዜ ኣስመረት ኢሉ ኣብ ከተማታት ንደቁ ዘውጽኣሉ ናይ ቀደም ሽም የለን። ካልእ እውን ነዚ ሕማም ሒዛ እዚ ኩሉ መንገዲ ብኸመይ መጺኣ? ኣቡኣ ኸ ስለምንታይ እዚ ሕማም ዘይተላገቦ? እወ ከምዚ ዝበልካዮ ድራማ እዩ ግን ኣነ ዝጥርጥር ንኻልእ ሰብ ዝተጓነፎ ግን እዚኦም ሰሪሖሞ ኣለዉ። እወ ብዙሕ ነገር ሕቶታት ኣሎ።

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 24 วันที่ผ่านมา

    ኣፍ ልባስ ክሽኩር ኤድስ ደሓዛ ዘይትመስል🤣🤣🤣🤣

  • @zeruokbazghi7054
    @zeruokbazghi7054 25 วันที่ผ่านมา +1

    Mejemerta eu zrekba bdhriu nab life yemx

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 25 วันที่ผ่านมา

    Waww Thanks davo🎉🎉🎉

  • @isaiasgebremeskel1677
    @isaiasgebremeskel1677 23 วันที่ผ่านมา

    ሐታታይ ጉዳመኛ

  • @goitomabraha588
    @goitomabraha588 21 วันที่ผ่านมา

    ane aytredenn.entay eyu eri hesot

  • @OBO994
    @OBO994 24 วันที่ผ่านมา

    ዳዊታ ብሰንኪ እዚኦም ማዳ ኣውጺኻ ኣታ ወዲ 😂 ኣብዚ ወላ ነጊርካዩም ኣለዋ እንዳበልካዩም ኢዩም ዝድቅሱ ኣይትገረም

  • @goitomrezene6469
    @goitomrezene6469 21 วันที่ผ่านมา

    Esa ketwasae kela heznti koyna aykonetn josias denden kurub hezun kemesl fetinu alo derasi baelu selzkone heji genzeb meakebi serah koynu alo konto natu hibu genzeb akibu kurub kekfla eyu seb ketenkek alewo abzi wedi seldi keseded yeblun

  • @NahomAsfaha-cg2zu
    @NahomAsfaha-cg2zu 25 วันที่ผ่านมา

    bravo dawit

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 21 วันที่ผ่านมา

    ቅኒኢ ዲዩ ደላፋልፈካ ደሎ ኢሱ ከምድመስሎ የማሓላልፎ አሎ ኢስኻስ ኢንታይ ገደሰካ ጆሲ ደቃቕ ጊጋ የብሉም ኢስኻ ኢኻ ከም ዕንቁሩዕብ ትንፋሕ ደለኻ

  • @abiabity8082
    @abiabity8082 25 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሓሳብካ ኣይቃወሞን እየ።
    ክሳብ ሽም ጠቂሶም ዘይተዛረቡ ግን ንብሎ የብልናን።
    ገጻ ሸፊና ብምዝራብ ግን የስደምመና

    • @user-qd3lb7ii8z
      @user-qd3lb7ii8z 23 วันที่ผ่านมา

      እሱ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ጀርመን ዝነብር ዝኮነ ስደተኛ ጸገም ናይ ገንዘብ እንተ ኣጋጢምዎ መንግስቲ ባዕሉ እዩ ወጻኢታቱ ዝሽፍነሉ እዛ ነገር ግን ከማይ እያ ንዓይ ውን ኣብዚ ናይ ዳዊት ምስ ደገምክዋ እያ በሪሃትለይ ክክክክ ጆሲ ንቪው ክብል ሰብ የሰንብድ ኣሎ

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg 22 วันที่ผ่านมา

      GE​@@user-qd3lb7ii8z ካብ ናይ ቀለብን ገዛ ክራይን ወጻእ ናይ ምንታይ ሓገዝ ይገብሩልካ ጀርመን ኣደ ቆልዓ ምስት ሙካና ብዙሕ ሓገዝ የድልያ !

  • @jimeqali7387
    @jimeqali7387 23 วันที่ผ่านมา

    Smart🙏🙏🙏🙏

  • @WediKeshi-sf6hr
    @WediKeshi-sf6hr 25 วันที่ผ่านมา +1

    Dawit kokah kedimkana kkkkkkk kkkkkk

  • @SamiWelday-v5u
    @SamiWelday-v5u 25 วันที่ผ่านมา

    ዳዊት ኣስሊ በሎም❤❤

  • @tmnitalazartmnitalazar1785
    @tmnitalazartmnitalazar1785 25 วันที่ผ่านมา

    Nei kemu aytibel zeyteneger enber zytegeber yelen haki eyu zmesl

  • @MihreteabShishay
    @MihreteabShishay 25 วันที่ผ่านมา +1

    Dawit entay da seltene grmay zmesl banbula ab tqaka girka

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 25 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ እዚ በጀካ ኣነዋሪ ነገር ካልእ የብሉን ንህዝቢ ዝርብሽን ዘነውር ኢዩ ዘምጽእ

  • @hateyentertainment
    @hateyentertainment 25 วันที่ผ่านมา

    Gena ab kebda zelo keyteweldes hadar zgebr sebay delya 🫣

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 24 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ አፍልጦ ቅድሚ 27 ድዩ አስመራ ይንገረና ነይሪ ከመይ ካብ አዲአ ሐልፍዋ ዜሮ ዳርጋ ዘብጽሖ መንግስቲ ቀላል ሕማም አይትበል ቀሊል አይኮነን አፍልጦ ሰራዊት ከማን ይውሃቦ ሱቅ አይትዛረብ ሐሶት ይመስል

  • @samihani648
    @samihani648 24 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሓሳዊ ኢዩ ገንዘብ መኤከቢ እዩ ዝሰርሕ

  • @qoften
    @qoften 25 วันที่ผ่านมา

    ሓየሎም ደኣ መዓስ ኢትዮጵያ ተመሊሱ kkkkk

  • @yafeyfata122
    @yafeyfata122 25 วันที่ผ่านมา

    Jmr abilna aquarixnayo nayza qola movie

  • @danielguoush1353
    @danielguoush1353 24 วันที่ผ่านมา

    ፈሉጥካዮ ኣለካ ዳዊት

  • @hanihani-zl7mh
    @hanihani-zl7mh 21 วันที่ผ่านมา

    Ane dea mejemerta mes semaekuma drama mkanu teredieni

  • @majorabraha5703
    @majorabraha5703 23 วันที่ผ่านมา

    You are worng totally you cant judge some one befor you know the truth

  • @user-hk5zn3bw7o
    @user-hk5zn3bw7o 25 วันที่ผ่านมา

    Asmeret ya tbahal meliska kalie aresti aytkfet hkot 😂🤣🤣

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 22 วันที่ผ่านมา

    Shima negira malet seb felitwa malet diyu kndey seb eu keti nata shim zelo seb kea neyenay shim zelwo elu ktrtr .gexa tekifoto gna men mkona flut eyu.slezi ksab zeyeragexka aytzareb.

  • @nimroudteklemariam5539
    @nimroudteklemariam5539 25 วันที่ผ่านมา

    ጭሕምካ ኣይትእለዮ፡ ክስታይ መሲላ ዴቭ ዓርከይ

  • @solomonghere3693
    @solomonghere3693 25 วันที่ผ่านมา +1

    Dev Smart haki kikwen ykel endyu gin kitamno asgami eyu Aboy neski HIV yeblni kitbl weladi komu zebl yeblnan Eta delyata zela ab Germany geza mrkab xegem eyu eta elama nata geza nmrkab zetmahaze Drama eya tmsl,

  • @danumogos6182
    @danumogos6182 25 วันที่ผ่านมา +1

    Ane ka kalay😂😂😂😂

  • @user-su1qj6lq8j
    @user-su1qj6lq8j 23 วันที่ผ่านมา

    Suq bel hasawi😮😮

  • @SelamGualTigray
    @SelamGualTigray 23 วันที่ผ่านมา

    😂😂

  • @asmarasebatu2349
    @asmarasebatu2349 25 วันที่ผ่านมา

    Nay behaki dirama eyu 😅

  • @AwetPawlos-mv9fz
    @AwetPawlos-mv9fz 25 วันที่ผ่านมา

    Dawit seram zeythlfom😂😂😂

  • @user-sb9eo8gv1t
    @user-sb9eo8gv1t 25 วันที่ผ่านมา

    Deva❤

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 25 วันที่ผ่านมา

    Menegesete yehegeza eyou

  • @Awliemeror
    @Awliemeror 21 วันที่ผ่านมา

    እንታይ መረጋገጺ ኣለካ

  • @Tekea
    @Tekea 25 วันที่ผ่านมา

    Hasot mkanu bmntay eka aregagixkayo.

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 25 วันที่ผ่านมา

    belom da Dawit hawey

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 25 วันที่ผ่านมา

    Dawit Beal Haki

  • @romaweldu2400
    @romaweldu2400 25 วันที่ผ่านมา

    Eway shegorat alewa derama