ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ብ በረድ ተዋሒጦም. ከቢድ መጠንቀቕታ ንተቐማጦ ኣዲስ ኣበባ ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024
  • New eritrean movie 2024
    @DEHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@WAKA‬ ‪@mebredmedia3015‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@bahrnaChanel‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@Jayotruth‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@gDrar‬ ‪@DrSharonWoldu‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@maggyshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@beridani‬‪@logbiba2500‬

ความคิดเห็น • 280

  • @akihaile144
    @akihaile144 2 หลายเดือนก่อน +35

    ኣነ ከም ዝመስለኒ ናይ እዚ ወዲ ብዛዕባ በረድ ዝዛረብ ዘሎ ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 2 ዝተፈላለየ ቦታ ምህማም መሬት ኣጋጢሙ ብዙሓት ሰባት ሞይቶም ምስአኡ ኣተሓሒዝዎ ከይከዉን

    • @weinikesete1911
      @weinikesete1911 2 หลายเดือนก่อน +3

      Ewe tsbuk aleka kemu maletu eu ab (gofa) zegateme

    • @ariamrezene4170
      @ariamrezene4170 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ewe komu iyu zkewn

    • @hailabkahsay9726
      @hailabkahsay9726 2 หลายเดือนก่อน +2

      Ane wen kemzi nateka hasab aleni dahar ezi wedi xselot negber baesi negsef eu zebel zelo selzi neseka eka dawit eka tegage zeleka

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 2 หลายเดือนก่อน +9

    Dawit ሓወይ እዚ ቂጣዓ እግዛብሄር እዩ ሓቂ እዩ ልብኻ ኣይተትርር ንሕና ተሪር እዩ ልብና ክንርግረካ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ሓቁ እዩ እሞ ተራእዩ ደይፈልጥ ወላ ንሽ ተይ ትኹን ትፈርሕ እቲ ፍርሒ ካኣ ናብ ኣምላኽ ከም ንቐርብ ይገብረና ብኸምኡ ቁጣዓ ኣምላኽ ስለ ደፍርሓና ብኸምኡ ናብ ኣምላኽ ንምለስ ዳዊት ንስኻ እዩ ደይተረዳካ እንታይ ኢሉ ሕጂ ናብ ኣምላኽ ክንምለስ ክንልምን እዩ ኢሉ ነዚኣስ እንታይ ከተውጻ ላ ኢኻ ንሕና ተረርቲ ልብ ኢና ከይትግረም ነብስና ንፈትሽ ንሰባት ግአን በቲ ቅኑዕ ቪድዮ እንቅፋት ኣይትኹን ትብትካ እዩ እንበር ንሓቂ ንኸይትቅበል እዩ ነዚኣስ ከበራት ሰብ ናብ ኣምላክምለስ ከትርተባብ ጥራሕ እዩ ኔርካ ከምኡ ኣይትኹን ሰቡት ኩኑ እቶም ብኸምዚ እንቅፋት ትፈጥሩ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኹን

    • @danielhabtom-tk6ex
      @danielhabtom-tk6ex 29 วันที่ผ่านมา

      እታይ ትብሊ ጋለይ እበኣር በረድ እብኣር ሓጥያት እዩ በጃኹም ፈለማዪ ድዩ እዚ በርድ ኣብ ኤረትራ ኣይነበረን ድዩ እሞ እቲ ኣብ ኤረትራ ዝነበረ ዝናብ ሓጣናዩ እተ ሃረመ ወዮ እተ ዘይ ሃረመ ወዮ

  • @ዛይድ-ጀ4ኰ
    @ዛይድ-ጀ4ኰ 2 หลายเดือนก่อน +8

    በረደ ፅቡቅ አይኮንን ዘሐውይ በተለይ አብ ገጠር😢

  • @Peterpetuh
    @Peterpetuh 2 หลายเดือนก่อน +7

    Dawa habibi kab eritra jemire ksab hji yketeleka aleku qexlo habibi mara ika tefetawi especially in asmera ❤❤❤❤...

    • @ksanetabrham5163
      @ksanetabrham5163 2 หลายเดือนก่อน

      Egzabihier mhret yewrdelkum yhwatey nsu eti haqi negirka biegzabihier twarezey dawit aytigage oke (peter petuh) hawna gn kitimiedo ygbaka meskinay

  • @HabuJ-w6v
    @HabuJ-w6v 2 หลายเดือนก่อน +2

    Dawitey Shkor Aytdgemn eka eko ❤❤❤❤❤❤

  • @صارهصاره-ص8ص
    @صارهصاره-ص8ص 2 หลายเดือนก่อน

    ዝናብ ልክዘንብ ጥራሕ ኢና ፆሎት ንገብር ❤❤❤

  • @SofSs-m7d
    @SofSs-m7d 2 หลายเดือนก่อน +1

    Totally I agree, we must encourage each other as we present each other. We must share our knowledge, experience and I congratulate you beautiful young lady.

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኸይ ይቅረበለልና

  • @AngesomAnde-n6i
    @AngesomAnde-n6i 2 หลายเดือนก่อน +3

    አንታይ ትዛረብ ኣለኻ ዳዊት ግናይ ማሓስእ ንጸሊ ካብ ኣምላኽ ኣይንርሓቅ ናብ ፈጣሪ ንቅረብ ክንዲ ዝበለ ዘየድሊ ዘረባ ክትዛረብ ናይ ቻይና ዝበልካዮ ከኣ መን ጽቡቅ አልዎ ዱ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ ጎፋ ዘጋጠመ በጺሕካ ይኸውን ዶስ ንኹላ ዓለም ምስ ደምሰሳ አዩ ክርድኣካ ብሩኻተይ ኣምላኽ ምሳና ይኹን ወላ ዝኾነ ኣየጋጥም ክንድቅስ ክንትስእ ንፈጣርና ነመስግን ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን ህዝበ ክርስትያን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @-se9hk
    @-se9hk 2 หลายเดือนก่อน

    በረድ አሞ ጹቡቅ endiyu

  • @Dadaws2017
    @Dadaws2017 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዳዊት ንጸሊ ማለት ነውሪ ዲዩ 😮😮😮

  • @superjonastic9344
    @superjonastic9344 2 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome deki 🇪🇪🇪🇪🇪🇪 enka beselam mexakum🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤😊❤😊❤😊❤😊😊❤

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 13 วันที่ผ่านมา

    15:54 ambesit ❤❤❤

  • @LuwamTeklom-rp9te
    @LuwamTeklom-rp9te 2 หลายเดือนก่อน +3

    Dawita mhgol akilka dika bshaq ktqetlena 😂❤❤❤ gen aziye ye zednqeka

  • @አርትራዊኢየበሎም
    @አርትራዊኢየበሎም 2 หลายเดือนก่อน +6

    //የሕዋት ክልተ ዓይነት በረድ ኢዩ ዘሎ ኢዝናይ አዉሮጳ ፈኩስ ኢዩ ኣብ ጊዝየ ሓጋይ ድማ ኢዩ ዝሃርሞ

  • @Sara_de319
    @Sara_de319 2 หลายเดือนก่อน +43

    ኣብ ኤሮጳ ዕድሚኦም ሙሉእ ኣብ በረድ እንዳ ነበሩ ከማን ምልክት መፈጸምታ ዓለም ኣይበሉን ሓንቲ ግዜ ማይ በረድ ሓሪሙኩም ሲ ክንድዚ ኡይይይይይ ኣሎ😂😂😂😂😂😂

    • @RTKapi
      @RTKapi 2 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂

    • @eru5343
      @eru5343 2 หลายเดือนก่อน

      Aygremn 😂😂😂😂

    • @AnwarYosuf-np1gn
      @AnwarYosuf-np1gn 2 หลายเดือนก่อน

      ቃለ ሂወቱ የስማዓለና 😂

    • @yonasgebreyohannes8805
      @yonasgebreyohannes8805 2 หลายเดือนก่อน

      Aygermekan bered harimu elka mtsat alem akilu yibil eway metsetse eu ezi

    • @Amiliyomedia
      @Amiliyomedia 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @zeruhaymanotOkuba
    @zeruhaymanotOkuba 2 หลายเดือนก่อน

    Dawit jgna goyta haki🌹🙏🙏🙏🙏🎉🎉

  • @misghinagheb9692
    @misghinagheb9692 2 หลายเดือนก่อน +2

    Good job brother!

  • @SexyEriGuys
    @SexyEriGuys 2 หลายเดือนก่อน

    Bravo dawita . . Elsa wen komu kemaki yebzah

  • @yowhansgerezgiher1910
    @yowhansgerezgiher1910 2 หลายเดือนก่อน

    ዳዊታ ኣስሊ ስለቲ ኣዘናጋዕን ሃናጽን ምክርካ ቀጽሎ ጎበዝ ❤❤❤❤

  • @EmaaIssya
    @EmaaIssya 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ David David

  • @89946
    @89946 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዚኣስ ተጋጊካ እዚሓውና ትክክል እዩ😢😢

  • @michaeldawit3023
    @michaeldawit3023 2 หลายเดือนก่อน

    Dawit asli good job

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 2 หลายเดือนก่อน +2

    She was said good speaker 😊😊😊😊

  • @bisratmehari1144
    @bisratmehari1144 2 หลายเดือนก่อน +4

    Marey ab Ethiopia zelo aytryon zeleka ab gofa zelo ab dese zegatm zelo ke 😢😢😢😢😢😢

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 หลายเดือนก่อน

    ዴቭ ኣጆኻ ቀፅሎ ነዞም ዘይነቅሑ ኣንቅሓልና

  • @Yobel-e8l
    @Yobel-e8l 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ab Eritrea Asemera Abzi Zehalefe Awareh Bered Melieu Be Machenat Yexergewo Neyerom

  • @zemer321
    @zemer321 2 หลายเดือนก่อน

    Dave Moksi. Very proud of you!

  • @redaytesfazgi1834
    @redaytesfazgi1834 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 2 หลายเดือนก่อน +4

    Hawna ezi nay Europe eko kem nay Africa aykonen kem fetli eyu wurchi ybehal ente ezi nay China gn mhret yewrdelom Kab kemzitat yedhnena fetari

  • @berihu07
    @berihu07 2 หลายเดือนก่อน

    ሓዋዊስካልና እኮ ዴቭ

  • @Africa-lovey2zl
    @Africa-lovey2zl 2 หลายเดือนก่อน +10

    ብሕማቅ ተሓሲብናዩ ሕማቅ እዩ ብጽቡቅ ተሓሲብናይ ጽቡቅ እዩ። ኣብ ርእስና እዩ እቲ ሕቶ

  • @SbesEsbes
    @SbesEsbes 2 หลายเดือนก่อน +5

    Dawit hawey እታ መዓልቲ ጎይታ ከም ሰራቂ እያ ትመጽእ እሞ ኣብ ዕሽነትካ ከለካ ጎይታ ከይመጸ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ተቀበል ፡
    ደሓር ከኣ ናይቲ ኣብ ቻይና ደም ማይ ዝሃረበ እሞ ኣቅሊልካዮ ዲካ ብእኡ ከ ኣይምኣከለካን ንኽትጽሊ ኣይትዓሹ ኢካ ሓወይ ።

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน

    Wow you are amazing thanks daweta yes you are right you are so sweet it is normally 😂😂😂

  • @SadMad-u6b
    @SadMad-u6b 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዋ አብዚአስ ተጋግኻ ዳዊተይ በርድ ማለት ኮ ተመለሱ ማለት እዩ አይተጋገየን እዚ ቖልዓ😢❤

  • @jhon83220
    @jhon83220 2 หลายเดือนก่อน

    You write my brother

  • @nigistiberhane9150
    @nigistiberhane9150 2 หลายเดือนก่อน

    ዳዋቶም❤🎉❤🎉❤🎉

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 หลายเดือนก่อน

    ልክእ ኣባህላ

  • @tomyteame9909
    @tomyteame9909 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 2 หลายเดือนก่อน

    she is right keep it ❤❤💛💛💚💚💚💙💙💙💙💙

  • @EdeneEdene-d4o
    @EdeneEdene-d4o 2 หลายเดือนก่อน

    Wow nice

  • @danielhabtom-tk6ex
    @danielhabtom-tk6ex 29 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክክ

  • @amanieltaame9504
    @amanieltaame9504 2 หลายเดือนก่อน +18

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @TedrosEyasu-z3x
    @TedrosEyasu-z3x 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይብሓቃ ኢያ እዛ ሓፍትና ንሳቶም ብ ምርብሖም እንታይ ኢዩ ዝጎድኣና የቐኔልና

  • @eriboy977
    @eriboy977 2 หลายเดือนก่อน

    ሑቡሽ ምርጥ ፉጡራት 😂😂 ንእግረ መገድኩም ተዛወሩና ሞ ቤተሰብ ኩኑ ኣበራቱዑኒ ❤❤❤

  • @ariamrezene4170
    @ariamrezene4170 2 หลายเดือนก่อน

    Netom nay dege bela tezaribka dawita ❤❤❤

  • @Kassala-v4f
    @Kassala-v4f หลายเดือนก่อน

    Dawit hawey xubuq aykonen melsi nayeza amen mhret yewrdelna eya trr bel...

  • @alaminnesredin8537
    @alaminnesredin8537 2 หลายเดือนก่อน

    Nay ahaqi tkhkl zereba eyu haftna teqematit Calgary canada zbeleti zereba keep it up

  • @Titi-i3d
    @Titi-i3d 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amilaki mihret yewridelna

  • @SEBAAEGELA
    @SEBAAEGELA 2 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ መጀመርያ ተኸታታሊ እዛ ቪድዮ እየ

  • @AbielGurja
    @AbielGurja 2 หลายเดือนก่อน

    Wawa ata

  • @makhulu2013
    @makhulu2013 2 หลายเดือนก่อน

    Bered Bereket eu abzi adiyuk bered inte zeyweridu himak zemen eu zbehal sekitka aytehliflif

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael2332 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍😢👍👍👍👍👍

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbaditMatiwos
    @AbaditMatiwos 2 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ በረድ ንሓረስቶት ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน

    Daweta you are so funny i love ❤️ so much 😂😂😂god bless to you 🇪🇷 🙏 💖 he is laiy and hasawe wow he is made and hasawe you are laiy 😢

  • @abeesarr9774
    @abeesarr9774 2 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ ያ ታይ ምዓት ወሪዱና፡በረድ ምዝናቡስ ምስ ሓጥያት ኣታኣሳሲርኩሞ😢ያ ካብ መጋሰ እንድዮም ዝመጹ።

  • @Ms_crunch010
    @Ms_crunch010 2 หลายเดือนก่อน

    Hesan

  • @TekluTesfamariam
    @TekluTesfamariam 2 หลายเดือนก่อน

    Dehan enkua kalie aybele maleteysi haguzuna ember tselotsi dehan wala mealtawi yikun devid

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @SamiTewelde-yx6tj
    @SamiTewelde-yx6tj 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bejaka dawit arkey aba semun 2 gziye srah

  • @ساره-ذ1ه
    @ساره-ذ1ه 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊተይ ሓጥያተይ ከዘኻኽረኒ ኢሉዩ ግደፎ 😂

  • @XelimMafia
    @XelimMafia 2 หลายเดือนก่อน

    Welcome dawit Ewuuu ewaaa 😂🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂

  • @LemlemMehari-i4j
    @LemlemMehari-i4j 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ሓውና ጽስቡቅ ኣሎ ምኽንያቱ ውሑጅ ከይመጸ ከሎ መንገዲ ውሑጅ ጽረግ ከምዝብሃል።
    ምምህላል ካብ ቀደም እዩ ኔሩ ዎ እምላኽ ዓቕምና ሃበና አንዳበላ አደታትና ይምህለላ ኔረን።
    ምኽንያቱ ናይ ሃደጋ ዝናም አውን ኣሎ አዩ ወይ በረድ።
    ንጸልይ ማለት ነውሪ ኣይኮነንን።ጊን ካ ምግናንን ወይ ምፍራህ ጽቡቅ ኣይኮነንን ሓቅካ.ኣብ ጎፋ ዘጋጠመ አቶም ክፍልሃገር ን ኡኡ ብምርኣይ አዩ ከሙኡ ዝበለ ይመስለኒ

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት በረድ ጻዕዳ ናይ ሽሻይ ምልክት ኢዩ ኣጆኹም ክክክ ንሕና ዲኣ ኢንታይ ኪንብል ኢና ኩሉ ጊዜ በረድ ብር ኢልና በረድ ቁሪ ኢዋይ

  • @nahom12
    @nahom12 2 หลายเดือนก่อน

    ደቡዳብ ፈንጂ አዉሂድካለይ 🤕 ብሰላም ድዩ😅😅😅..

  • @keshighebremichaelkeshighe1988
    @keshighebremichaelkeshighe1988 2 หลายเดือนก่อน

    ኣገናዕ ዳዊታ ያሆሆሆ

  • @SelahAli-pq3hl
    @SelahAli-pq3hl 2 หลายเดือนก่อน

    Dawit asli ❤😅😅😅😅😅😅😅

  • @YohanesDebas
    @YohanesDebas 2 หลายเดือนก่อน

    Fara hjj ka eritrean mexio deqes belo

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 หลายเดือนก่อน +3

    እዞም ናይ ኣዲስ ተጸሊሎም ድዮም ወይስ እንታይ ዩ ዝብሎ ወደይ

    • @lilisereke1044
      @lilisereke1044 2 หลายเดือนก่อน

      😅😅 anes hefirelu

  • @yerganefia6420
    @yerganefia6420 2 หลายเดือนก่อน

    ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ በረድ ዝይ ልሙድ ሙኻኑ ክብርትዕ ከሎ ከስገኣካ ይኽእል"ዩ ማዕረ ክንድዚ ክኸውን የብሉን።
    ንኣፍልጦ ክኸውን በረድ ኩሉ ድዘንብ ሓደ ከምዘይ ኮነ ክንፈልጥ ይግበእ
    ምዕራብ ዝሃርም በረድ ፊኖ በረድ ዩ ተሪር በረድ ኣይኮነን።

  • @ሶሊጋልሱዳን
    @ሶሊጋልሱዳን 2 หลายเดือนก่อน

    በስመኣብ በስመኣም ኣምላከይ ኢንታይ ኢዩ ታ አዚ ደም 😢😢😢😢

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 2 หลายเดือนก่อน

    ወቨለ በረድ ሃሪሙ ካብ ዶሮና ትድሕኑ ዃ።

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 13 วันที่ผ่านมา

    Ezom diaspora bered hehizom endaatewu iyom, ezi bered amxiomwo zelewu

  • @josiiman8301
    @josiiman8301 2 หลายเดือนก่อน

    Ewayyy nezis canada amxihka bi bered teatno mwexelu neru ezi simbade

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 2 หลายเดือนก่อน

    Ygermeka u dawita bered harimu elkas mewedaeta zemen

  • @Ms_crunch010
    @Ms_crunch010 2 หลายเดือนก่อน

    Ata ewo 😢 temhalel

  • @EvaTravis100
    @EvaTravis100 2 หลายเดือนก่อน

    Dawit hawey nea eba broye hiji do mo bered alo eye wea hkot
    He is right

  • @hiritytesfagaber3209
    @hiritytesfagaber3209 2 หลายเดือนก่อน

    Ewa selot dia nkulo gibetlna elka txliy
    Ni eropa dikilwo eyu hibwom 🙏

  • @GarbelHilla
    @GarbelHilla 2 หลายเดือนก่อน

    እና አውሮፓ ምህረት ያወርድላቸው ምን ችግር አለው 😂😂😂🙌

  • @mengstabaraya2837
    @mengstabaraya2837 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ኢትዮጵያ ።ማይ ወቒዑ በረድ ወሪዱ ኢልካስ ዘሎናዮ ዘመን ትብል ዘመንኩም ትመንጠስ ብሓወላ ሞክ ኣቢልኩሙና ንሕና ክንሰድድ ንስኩም ክትሽርሙጡ ሎሚ ኣምላክ ፈሪሕኩም ድሁላት

  • @adamfixum202
    @adamfixum202 2 หลายเดือนก่อน

    Dave asli yak mara eka tekyefeni

  • @luwamluwamino3545
    @luwamluwamino3545 2 หลายเดือนก่อน +2

    Key rakwo ye like zgebrelka

  • @kihalifueualemey8239
    @kihalifueualemey8239 2 หลายเดือนก่อน

    Eta tgrway see khseu trah du kinber eza hakna tarik eu gen ab shweden eu tgraway see aytsanu da😢😢😢

  • @fioryejon5351
    @fioryejon5351 2 หลายเดือนก่อน

    እታ ካብዘን ኩለን ዓረብ ሃገራት ቤሩት ልክዕ ከም አውሮፓ እያ ዝናብን በረድን ቁሪን ትሕልፍ እሞ ከምዚ ናይዚ ወዲ ፀሎት ኣይገበርናን ፈሳም ፀሎት ገሩ ዘይድቅስስ ፀሎት ግበሩ ይብል

  • @asterhaile8372
    @asterhaile8372 2 หลายเดือนก่อน

    አቤት እግዞ ማሀረና ክርስቶስ እንታይ ይብሉካ ንስካከ እዛብሄር ይመስገን ኢካ ክትብል ዝግብአካ ፀበል ውስድዋ መከራ አይተብለአና እንታይ እሞ በረድ ናይ በረከት ጥእና እዩ ዝሀውይ

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ድአ snow እንድዩ ወይ ጉድ አብዚ ዘለናዮ ድማ snow ጠፊኡ ኢሎም ይጭነቁ መሬት ይልስልስ ማይ ከርሲ ምድሪ ይበዝሕ አታኽልቲ ይጥጥዕ ይጽብቅ አድርቀና ኢልካ ጾሎት አሎ

  • @seblemehari2817
    @seblemehari2817 2 หลายเดือนก่อน

    በረድ ሀደደ ጊዜ አሎ አብ ኢትዮጵያ ሀድሽ አይኮነን

  • @ሓየትወዲኤረይ
    @ሓየትወዲኤረይ 2 หลายเดือนก่อน

    Dieva ይሞቺኺ ዝዓርከይ ካብ ዞም ርኹሳት ቤንጤ ጸጊብክሎም ናብዞም መዛሙራን ከኣ መጺኺ

  • @samze930
    @samze930 2 หลายเดือนก่อน

    Hawi zelewo bered dyu?Ab Eureopa zelwu kidgufuka keytixibe ewae

  • @rutakesete
    @rutakesete 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi noremal eyu Abe seweden ne.selaseya awarh bevarad endena nenaber

  • @ami_su
    @ami_su 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂እንታይ ኢዬም በረድ

  • @RieseHagez
    @RieseHagez 2 หลายเดือนก่อน

    ዋእ ገሪሙኒ እኮ ንስኻ'ውን ጸሎት ግበሩልና ከይትብል ተሰኪፈ ጸኒሐ🙆🤦😳😏

  • @YonasTesfamikel
    @YonasTesfamikel 2 หลายเดือนก่อน

    አግዛብሄር ንኢትዮጵይ ሽሻይ ክፈጥረላ አዩ

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክኽክክክ ኣየ ዳዊት ክኽክክክ ሞትኩ

  • @Aster24-y4l
    @Aster24-y4l 2 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk xeneh ilom xahay bertiatna selyulna kiblu iyom,

  • @amhabereket9147
    @amhabereket9147 2 หลายเดือนก่อน

    በረድ ኩሉ ግዜ ኣሎ ፥ እንታይ ሓድሽ ነገር ኮይኑ እዩ እዚ ኩሉ ዓፈርፈር ዝብል ዘሎ !

  • @danielokubazghi7681
    @danielokubazghi7681 2 หลายเดือนก่อน

    ይገርም እዩ። በረድ ኢልኻ ዘረባ።

  • @selamawitweldenseaweldemar4829
    @selamawitweldenseaweldemar4829 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብዛ ድኽነትን ጸገምን ዘለዋ ሃገር ከምዚ ኾጋንፍ ጽቡቅ ኣይኮነን መሳኪን

  • @SamsomteweldeTewelde
    @SamsomteweldeTewelde 2 หลายเดือนก่อน

    ነርወይ ምጻኣ በሎ ዳዊት😂😂