ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታይ kabey koneley

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @SamrisamriGhidey
    @SamrisamriGhidey 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @PetrosAbrha
    @PetrosAbrha ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስመዓልና

  • @MatiMediaማቲመድያ
    @MatiMediaማቲመድያ 4 ปีที่แล้ว +5

    ዝማረ መላእኽት የስማዕልና
    ብጽሕፈት እባ ስደዱልና

    • @tewahdoekitmkhtey
      @tewahdoekitmkhtey  2 ปีที่แล้ว +2

      ካበይ ኮነለይ
      ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታይ (2)
      ክትመጺ ናባይ ኣደ ጎይታይ ካባይ ኮነለይ
      ኣብቲ ጎቦ ኤፍሮም ኣብጽምዋ ቤተይ
      ንበይነይ ተኪዘ ረዳኢ ዘይብለይ
      ብፍጥነት መጻእኪ ተሎ ንምርድአይ
      መንፈሱ መሊአ ተሪረን ኣዕጽምተይ
      ገፊሕ ውራይ ጌረ ሰባት ምስዓደምኩ
      ወይነይ ተወደአ ዘርሞ ዘርሞ ኮንኩ
      ዓቅለይ ጸቢቡኒ እንቃዕ ከስተንፍስ
      ጎደለይ መላእኪ ፍርሓተይ ዝቅንጥጥ
      ብሰባት ተናዒቀ ከምዝተሰብረ ገልዒ
      ኢሎምኒ ሓሚሙ ኣይኮነን ናይ ሰብ ዘርኢ
      ኣእምሮይ ብምሕዳስ ከሰስተይ ኣገረምኪ
      ኣርጋኖን ሰኣታት ኣብጻሕኩ ንኽብርኺ
      ብጽእቲ ይብለኪ ውሉድ ናትኪ ኮይነ
      ውድሴኺ ይደግም ኣብ መቅደስኪ ኮይነ
      ኣማልዲት ኣደይ ወሓሰይ ንስኺ
      ክብርኺ ክነግርየ ንዓለም ልዕልናኺ

  • @ksanetkfle9728
    @ksanetkfle9728 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna

  • @merhawirezene6190
    @merhawirezene6190 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @ሓብቲሜሪጥዑም
    @ሓብቲሜሪጥዑም 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmereye meliakati yesmealna egzabher amlak xega ab lieli xega yebzhalkum

  • @selamyrgalem9150
    @selamyrgalem9150 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና

  • @fabruarythursday
    @fabruarythursday ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና፡፡

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና።

  • @mulueokubay5478
    @mulueokubay5478 2 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልል ኣቤት ክትጥዕም ሞዝሙር እግዛእብሄር ኣብ ቤቱ የንብረኪ ሓፍተይ

  • @ngstibereketab8792
    @ngstibereketab8792 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mebrhitteklehaymanot4800
    @mebrhitteklehaymanot4800 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyy elllll zmare melaekti.yesmalna

  • @ኣምላክፍቀደለይክነብር
    @ኣምላክፍቀደለይክነብር 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @mezmur412
    @mezmur412 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen amen qalhiwet yesmalna ኣምላክ ብጸጉኡ ይሓግዘኪ ሃፍተይ ማዓረይ እታ ግጥሚ ኣብ comment ጸሓፍልና እባ
    🍓💫💫💫💫💫💫
    💫🍓💫💫💫💫💫
    💫💫🍓💫💫💫💫
    🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹
    🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹
    🍹🍹🍹🍹🍹🍹🍹
    💫🍹🍹🍹🍹🍹💫
    💫💫🍹🍹🍹💫💫
    💫💫💫🍹💫💫💫
    💫💫💫🍹💫💫💫
    💫💫💫🍹💫💫💫
    💫🍹🍹🍹🍹🍹💫

    • @tewahdoekitmkhtey
      @tewahdoekitmkhtey  2 ปีที่แล้ว

      ካበይ ኮነለይ
      ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታይ (2)
      ክትመጺ ናባይ ኣደ ጎይታይ ካባይ ኮነለይ
      ኣብቲ ጎቦ ኤፍሮም ኣብጽምዋ ቤተይ
      ንበይነይ ተኪዘ ረዳኢ ዘይብለይ
      ብፍጥነት መጻእኪ ተሎ ንምርድአይ
      መንፈሱ መሊአ ተሪረን ኣዕጽምተይ
      ገፊሕ ውራይ ጌረ ሰባት ምስዓደምኩ
      ወይነይ ተወደአ ዘርሞ ዘርሞ ኮንኩ
      ዓቅለይ ጸቢቡኒ እንቃዕ ከስተንፍስ
      ጎደለይ መላእኪ ፍርሓተይ ዝቅንጥጥ
      ብሰባት ተናዒቀ ከምዝተሰብረ ገልዒ
      ኢሎምኒ ሓሚሙ ኣይኮነን ናይ ሰብ ዘርኢ
      ኣእምሮይ ብምሕዳስ ከሰስተይ ኣገረምኪ
      ኣርጋኖን ሰኣታት ኣብጻሕኩ ንኽብርኺ
      ብጽእቲ ይብለኪ ውሉድ ናትኪ ኮይነ
      ውድሴኺ ይደግም ኣብ መቅደስኪ ኮይነ
      ኣማልዲት ኣደይ ወሓሰይ ንስኺ
      ክብርኺ ክነግርየ ንዓለም ልዕልናኺ

    • @mezmur412
      @mezmur412 2 ปีที่แล้ว

      @@tewahdoekitmkhtey 🤲❤🙏🌸

  • @Fiyorikbrom
    @Fiyorikbrom 9 หลายเดือนก่อน

    Asey ellll temsgen amlki

  • @merhawirezene6190
    @merhawirezene6190 3 ปีที่แล้ว +25

    ካበይ ኮነለይ
    ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታይ (2)
    ክትመጺ ናባይ ኣደ ጎይታይ ካባይ ኮነለይ
    ኣብቲ ጎቦ ኤፍሮም ኣብጽምዋ ቤተይ
    ንበይነይ ተኪዘ ረዳኢ ዘይብለይ
    ብፍጥነት መጻእኪ ተሎ ንምርድአይ
    መንፈሱ መሊአ ተሪረን ኣዕጽምተይ
    ገፊሕ ውራይ ጌረ ሰባት ምስዓደምኩ
    ወይነይ ተወደአ ዘርሞ ዘርሞ ኮንኩ
    ዓቅለይ ጸቢቡኒ እንቃዕ ከስተንፍስ
    ጎደለይ መላእኪ ፍርሓተይ ዝቅንጥጥ
    ብሰባት ተናዒቀ ከምዝተሰብረ ገልዒ
    ኢሎምኒ ሓሚሙ ኣይኮነን ናይ ሰብ ዘርኢ
    ኣእምሮይ ብምሕዳስ ከሰስተይ ኣገረምኪ
    ኣርጋኖን ሰኣታት ኣብጻሕኩ ንኽብርኺ
    ብጽእቲ ይብለኪ ውሉድ ናትኪ ኮይነ
    ውድሴኺ ይደግም ኣብ መቅደስኪ ኮይነ
    ኣማልዲት ኣደይ ወሓሰይ ንስኺ
    ክብርኺ ክነግርየ ንዓለም ልዕልናኺ

  • @yohanaeyob879
    @yohanaeyob879 2 ปีที่แล้ว

    Op deaa

  • @tewahdoekitmkhtey
    @tewahdoekitmkhtey  2 ปีที่แล้ว +11

    ካበይ ኮነለይ
    ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታይ (2)
    ክትመጺ ናባይ ኣደ ጎይታይ ካባይ ኮነለይ
    ኣብቲ ጎቦ ኤፍሮም ኣብጽምዋ ቤተይ
    ንበይነይ ተኪዘ ረዳኢ ዘይብለይ
    ብፍጥነት መጻእኪ ተሎ ንምርድአይ
    መንፈሱ መሊአ ተሪረን ኣዕጽምተይ
    ገፊሕ ውራይ ጌረ ሰባት ምስዓደምኩ
    ወይነይ ተወደአ ዘርሞ ዘርሞ ኮንኩ
    ዓቅለይ ጸቢቡኒ እንቃዕ ከስተንፍስ
    ጎደለይ መላእኪ ፍርሓተይ ዝቅንጥጥ
    ብሰባት ተናዒቀ ከምዝተሰብረ ገልዒ
    ኢሎምኒ ሓሚሙ ኣይኮነን ናይ ሰብ ዘርኢ
    ኣእምሮይ ብምሕዳስ ከሰስተይ ኣገረምኪ
    ኣርጋኖን ሰኣታት ኣብጻሕኩ ንኽብርኺ
    ብጽእቲ ይብለኪ ውሉድ ናትኪ ኮይነ
    ውድሴኺ ይደግም ኣብ መቅደስኪ ኮይነ
    ኣማልዲት ኣደይ ወሓሰይ ንስኺ
    ክብርኺ ክነግርየ ንዓለም ልዕልናኺ