By Deacon Teame.(እዚ'ኸ መን ይረኽቦ) New Eritrean Orthodox Mezmur 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2019
  • ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
    / tewahwdochurch
    Follow Us.....
    I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. invitescon...
    l. l.php?u=https%...

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @user-ix7tx9hl1l
    @user-ix7tx9hl1l 4 ปีที่แล้ว +221

    እዚ 'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ(2)
    ክበሃል ሰሚዐ ብዙኀ ኣሰተንኪረ(2)
    ኣንታ ፍቱወይ ለዋህ አቦ
    ተመስገን ኣምላኸይ እማን ብእማን ለካ ንኹሎ ዛዚምካዮ
    ተመስገን መድኀነይ ዓመታት ትዕግሥተይ ደስታ ቀይርካዮ
    ንስኻ እነተ ዘይሓነፅካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሐነፅቲ ሰብ ዕዮ
    ንስኻ እነተዘይሐለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቕሐ'ዶ ኢልካዮ
    አነ'ውን አምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢደካ የለን ናተይ ዘብሎ
    ከመይ ነስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጠይ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ
    ተመሰገን አምላኸይ
    ቅደሚ ኩሉነገር ንስኻ ከበረለይ
    ተመሰገን ግይታየ
    ቅደሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ
    እዝ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።
    እቲ ዝነፍዐ ፈረሰኛ ከም ንፈሰ ክሕምበብ ኃይለይ'ዶ እብሎ ይኸውን
    እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ በጽሐስ ናተይ'ዶ እብሎ ይኸውን
    መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ዕድመ ከይሃብካዮ ነዚ ዘርክበሉ
    መን ኣሎ'ኸ ዕውት ጥዕዩ ደው ከየበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ
    ንዓይ 'ውን ኦ ግይታይ
    ናይ ትማል ውህበትካ ገና ኣብ ልበይ ከሎ
    ነዚ ወሲኽካንስ
    ኣምሳያ ልግስኻስ 'ታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ
    እዝ።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።።
    እቲ ኹሉ ዝሓለፈኩዎ ዓቐብን ቊልቊን ብዓወት ክሰግሮ
    እቲ ኹሉ ዝሰገርኩዎ ታኼላን ተኾርባን በርቲዐ ክሰግሮ
    ኃይሊ መን ድዩ ነይሩ ነዚ ፈጹም ስቕታይ ኩሉ ዝስበረ
    አይንሰኻ'ንዲኻ ዓመታት ትዕግሦተየ ደስታ ዝቐየረ
    ኣንታ'ቦ ውዕለተይ
    ሓለል'ዪ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ምዃን
    ብኽብርን ምስጋናን
    ኣምልኾን ውዳሴን ዘለዓለም ተመስገን
    ኣማን

  • @Robielm
    @Robielm 4 ปีที่แล้ว +78

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና
    ዜማ
    ግጥሚ
    ድምጺ
    ኩሉ እንታይ ክወጾ ነፍስን ስጋን ሩፍታ ዝህብ
    ጥዑመ ልሳን ድያቆን እኁየ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸግወከ እግዚእነ
    ኣብ ጾሎትኩ ተዘኮሩኒ👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንሃገርና ድማ ሰላም ይፍጠረልና

  • @samerhali6439
    @samerhali6439 4 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ንሓውና እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ካ ይባርኽ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኩሉኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ዘለኩሞ ናይ እግዚአብሔር ሰላም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ረድኤት የብዘሃልኩም ኣሜን(3)

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 3 ปีที่แล้ว +15

    ነዚ መዝሙር ምስማዕን መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብን ሓደዩ ፡ኣዕዚዙ ይባርኽካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና።

  • @mhretka145
    @mhretka145 4 ปีที่แล้ว +47

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል፡እቲ ዘይውዳእ ጸጋ ሂቡ ናይ ነዊሕ ዓመት ኣጎልጉለትካ ባሪኹ፡ ኣብዚ ቅዱስ ዝማሬ ዘብጽሓካ ኣምላኽ ክብርን ምስጋና ይኹኖ ዲ.ጠዓመ ሓወይ። ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና።

  • @user-ys8qt6bi6v
    @user-ys8qt6bi6v 3 ปีที่แล้ว +5

    Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen zmare melaet yasmaln amen amen amen

  • @user-cw7sp3wl9x
    @user-cw7sp3wl9x 4 ปีที่แล้ว +25

    እልልልልል💖እልልልልል💖እልልልልል 💖💒👏 ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋ ኣምላኽ ኣብ ዝርያኹም ይኹን ኣሜን 🙏🙏🙏❣️❣️❣️

  • @mazumalet1269
    @mazumalet1269 11 หลายเดือนก่อน +21

    I will never ever forget this Mezmur cose it has connected with my personal life and gave me strength and soul when I had a very very hard time. I got lesson relying on God when you are weak will give you the highest strength. It was 10am in the middle of week days in june 2020 in my room in a new town when i first heard this Mezmur.

  • @user-bb3zf2bv9o
    @user-bb3zf2bv9o 9 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይይይይይይይይይ ዝማሬ የሰምዓና ተመሰገን አግዚኣብሄር ሚሐርት የዉርዲና

  • @selambetenna
    @selambetenna 2 ปีที่แล้ว +42

    ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ኅወይ!
    ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ(2)
    ክበሃል ሰሚዐ ብዙኀ ኣሰተንኪረ(2)
    ኣንታ ፍቱወይ ለዋህ አቦ
    ተመስገን ኣምላኸይ ኣማን ብኣማን ለካ ንኹሉ ዛዚምካዮ
    ተመስገን መድኀነይ ዓመታት ትዕግሥተይ ደስታ ቀይርካዮ
    1) ንስኻ እነተ ዘይሃነፅካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሐነፅቲ ሰብ ዕዮ
    ንስኻ እነተዘይሐለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቕሐ'ዶ ኢልካዮ
    ኣነ'ውን አምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢደካ የለን ናተይ ዘብሎ
    ከመይ ነስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጠይ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ
    ተመሰገን አምላኸይ
    ቅደሚ ኲሉ ነገር ንስኻ ክበረለይ
    ተመሰገን ጐይታየ
    ቅደሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ
    ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ…
    2) እቲ ዝነፍዐ ፈረሰኛ ከም ንፈሰ ክሕምበብ ኃይለይ'ዶ እብሎ ይኸውን
    እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ በጽሐስ ናተይ'ዶ እብሎ ይኸውን
    መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ዕድመ ከይሃብካዮ ነዚ ዘርክበሉ
    መን ኣሎ'ኸ ዕውት ጥዕዩ ደው ከየበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ
    ንዓይ 'ውን ኦ ጐይታይ
    ናይ ትማል ውህበትካ ጌና ኣብ ልበይ ከሎ
    ነዚ ወሲኽካንስ
    ኣምሰያ ልግስኻስ 'ታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ
    ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ…
    3) እቲ ኹሉ ዝሓለፈኩዎ ዓቐብን ቊልቊን ብዓወት ክሰግሮ
    እቲ ኹሉ ዝሰገርኩዎ ታኼላን ተኾርባን በርቲዐ ክሰግሮ
    ኃይሊ መን ድዩ ነይሩ ነዚ ፍጹም ስቕታይ ኩሉ ዝስበረ
    ኣይንሰኻ'ን ዲኻ ዓመታት ትዕግስተየ ደስታ ዝቐየረ
    ኣንታ'ቦ ውዕለተይ
    ሓላል'ዪ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ምዃን
    ብኽብርን ምስጋናን
    ኣምልኾን ውዳሴን ዘለዓለም ተመስገን
    ኣዝ፡ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ…
    ስብሓት ለኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ
    ይእዜኒ ወዘልፈኒ ወለዓለም ዓለም። ኣሜን።

  • @sweetcandy171
    @sweetcandy171 ปีที่แล้ว +1

    Eza mezmur lbey eye trekbeni ab zsemaekula eye znebie😢😢.....Temesgen amlakey.....zmarie melaekt yesmalna dyacon teame

  • @merhawighirmay1352
    @merhawighirmay1352 4 ปีที่แล้ว +39

    እሜን እግዚኣብሄር ይመስገን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ ፡ ብሓቂ ኩሉ ብእግዚኣብሄር ዘይርከብን ዘይብጸሓን የለን

  • @user-hu5yl8hx7v
    @user-hu5yl8hx7v 6 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ መዝሙር ክሰምእ ከለኩ ንብኣት እዩ ዝስእረኒ ኣምላክ ዘመን ግልገለኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maryameymezmureykerstosaml3497
    @maryameymezmureykerstosaml3497 4 ปีที่แล้ว +33

    🙏 ✨ 💒 👏👏 elelelelell 🌹†🙏 † 💒 *· 👏 ✨ elelelelel*🌹👏👏 † ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፡ ናይ ብሓቂ ዓጽሚ ዘጥልል ዝማሬ።

  • @user-yy2nu2iu8z
    @user-yy2nu2iu8z 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኩቡር ሓውና❤❤❤

  • @weldeeyesus5916
    @weldeeyesus5916 4 ปีที่แล้ว +53

    ኣዝዩ ጥበበ ኣምላክ ዝተሓወሶ ስራሕ ።ካብ ዝምስጡኒ መዝሙር ናይ ድያቆን ጠዓመ ኢዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልካ

    • @habtomberaki8917
      @habtomberaki8917 3 ปีที่แล้ว

      0999h9ui90909099yuuyy⁹is u

    • @misganabella9198
      @misganabella9198 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen aman beaman ezi ke
      men yerkbo ezigi zehabo

    • @yodithailehagos1326
      @yodithailehagos1326 2 หลายเดือนก่อน

      ❤😀❤​@@misganabella9198

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 4 ปีที่แล้ว +8

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna zomahwatey💒 ✝️⛪✝️💒❤❤❤❤

  • @user-lk9ov1px9j
    @user-lk9ov1px9j 2 ปีที่แล้ว +170

    ኣነ ውን ኣምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢድካ የለን ናተይ ዘብሎ ከመይ ንሰኻ ኢኻ ትብዓት ውሸጢ ውሸጠይ ልበይ ዝውከሎ ተመሰገን ኣምላኸይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ንሰኻ ክበረለይ ተመሰገን ጎይታይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ ጥዑም ዝማሬ መላአክት ያሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ ያብዛልህ እግዚአብሔር አምላኸ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💐💐💐💐💘💘💘💘💘💘💘

  • @milenbrhane598
    @milenbrhane598 4 ปีที่แล้ว +10

    Asey dyakon tumay akoy mearey ms mesarhtka amlak zemen agolgukum ybark des zebl mezmur qexlo knzbeyeka ina aytdenguyena

  • @okbazgiherestifanos2195
    @okbazgiherestifanos2195 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይ ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓወይ
    እዚኸ መንይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ
    ኩሉ ብኡኡ እዩ ብዘይ ብኡኡ ዝኾነ የልቦን
    ጸጋኡ የብዝሕ ኣምላክ ።

  • @zemsraq4894
    @zemsraq4894 4 ปีที่แล้ว +14

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    በቃ ደስ ኢሉኒ ሎሚ ፣ምክንያቱ እቲ ናይ ቀደም መዝሙር ሎሚ ሰሚዐ።

  • @mostt7794
    @mostt7794 3 ปีที่แล้ว +7

    እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ...
    ኣማን ብኣማን እወ እዝጊ ዝሃቦ :: ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና::

  • @samsonhabte3663
    @samsonhabte3663 4 ปีที่แล้ว +24

    Amin Amin amin zmare melakti yesmealna kndey ke tmqr wedey

  • @simrettedros2882
    @simrettedros2882 4 ปีที่แล้ว +4

    Asey elll elll elll temesgen medhinalem aboy..ftuwat ahwatey kal hiwet yesmalna. Libika tersres mezmur. Orthodox tewhdo n-zelalem Tineber..Rhus hadish Amet & Awdamet ygberelna Egzabeher abona ❤❤ Amen (3) le s-bhat egzabeher we laditu dingel Maryam adena we meskelu kubur.

  • @nesebmarru252
    @nesebmarru252 2 ปีที่แล้ว +9

    እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕልን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ ይብዘሐልኩም 🙏🙏🙏

  • @user-qj2mc9bg7w
    @user-qj2mc9bg7w 4 ปีที่แล้ว +11

    Amen Amen Amen
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ሓወይ ናተይ እግዚአቢሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ √√√√

  • @luwamtsegay2387
    @luwamtsegay2387 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen ezi ke men yrekbo ezgi zhabo kbahal semie buzuh astenkire zmare melaekti ysmalna temesgen amlakeyyy

  • @samsonhabte3663
    @samsonhabte3663 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂውት ይስመኣልና ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ ንዓኩም እግዝኣቢሄር ይሓግዝኩም ንኣና ድማሂውትና ክንመርሕ ኣይፈለየና :: ምክርኩም ኣይፈለየና የርክበሉ ኣንበል ትብል መዝሙር ድማ ክትዝርጉሕልና ሃንቀው ኢልና ንጽበ ኣለና

  • @user-dt1yh3lc6k
    @user-dt1yh3lc6k 3 ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መላእክት የስመዓና ብሓቂ ድያቆን ሓውና ጥበብካ ይዓንብብ ኣነስ ይገርመኒ ኩሎም መዝሙር ኣብ ሂወተይ ኣእትየ ክሪኦ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝድነቕ ኦ እግዚአብሔር ዘመስግን ልሳን ዓድለኒ ጎይታይ

  • @edensimon1323
    @edensimon1323 4 ปีที่แล้ว +5

    D.Teame Hawey kul gzie mezmurkaaaa hiwettt zhibbbbbb bekaaa amlak tibebkaaaaa yebzhayoooooooooooo ❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @simretzewde838
    @simretzewde838 2 ปีที่แล้ว +2

    Elelelelele Elelelelele Elelelelele zmareie melakt yesmalna

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans 11 หลายเดือนก่อน +5

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @maranatatv8426
    @maranatatv8426 4 ปีที่แล้ว +125

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓወይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ዜማ ግጥሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ኣምላክ ዝማሬካ ይቀበል ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ኣምላክ መንፈስ ቅዱስ ሰዲዱ ካብዚ ንላዕሊ ክትዓዩ ይደግፍኩም

  • @yemanetsegay3437
    @yemanetsegay3437 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ።ንዓይ እውን እግዚኣብሄር ኣብዛ ዓመት ኢዚኣ ብዙሕ ሰናይ ጌርለይ ኢዩ ም ክብርን ምስጋናን ይክኖ።

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmareye melektiy yesmalna xega amlek ayfelekum kuburat yehwatey amlak nzelalem ykber ymesgen🙏💒⛪🙏

  • @hiwigaltigray8564
    @hiwigaltigray8564 2 ปีที่แล้ว +1

    Zemariye melaekte yesmealena kubur hawena Temsgen Temsgen amelaky🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏

  • @saminataniam28
    @saminataniam28 4 ปีที่แล้ว +13

    Teom zmare ♥️💒🙏 Egziabher Msakum Ykun ♥️🙌

  • @asmaithabteghiorghis3060
    @asmaithabteghiorghis3060 4 ปีที่แล้ว +8

    Fxum selamn hagosn zhb, aexmti zelemlim mezmur🙏🙏🙏 Nay agelgulot zemenka ybarek D. Teame hawey!!!!

    • @KABATRANOSTV
      @KABATRANOSTV  4 ปีที่แล้ว +1

      Amen

    • @amlakeyselamey
      @amlakeyselamey 10 หลายเดือนก่อน

      Bhaki blessed mezmur, amlak yhagiz nfuoat agelgelti knkewn

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 3 ปีที่แล้ว +6

    Temsgen Egzabeher Amlak Aboy.
    Zemare melaktey yesmalna 🙏💒❤.

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b 2 ปีที่แล้ว +8

    እልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን በቃ ኣነ ባርያካ ሓጥያተኛ እቱ ትገብረለይ ዘለካ በቃ ብተመስገን

  • @_____7395
    @_____7395 4 ปีที่แล้ว +16

    ልቢ ዘረስርስ መዝሙር❤️❤️❤️

  • @meskinega3516
    @meskinega3516 3 ปีที่แล้ว +5

    ወንድማችን በእውነት ቃለሕይወት ያሰማልን🙏 በደምብ ባልሰማውም ትንሽ ትንሽ እሰማለሁ እና መዝሙሮቹህ በጣም ነው ደስስስስስ የሚሉት በቤቱ ያፅናህ🇪🇹🇱🇷

  • @user-bo3pu8nc3t
    @user-bo3pu8nc3t 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Zmare Melaekti yesmealna xegeu yebzhalkum Yehwat

  • @efremhaile4153
    @efremhaile4153 2 ปีที่แล้ว +1

    Temesgen Amlakey amen amen amen Zmarie melakti yesmealna 🙏🙏🙏

  • @MullerTesfie92
    @MullerTesfie92 4 ปีที่แล้ว +38

    "እዚ'ኸ መን ይረክቦ እዝጊ ዝሃቦ"
    ጸጋ ክርስቶስ ኣምላክና ምሳኩም ይኩን።

  • @tsegaestif3937
    @tsegaestif3937 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መልእክት ይማኣና ድያቆን ሓውና ናይ ዘመን እድሜካ ይባርከልካ

  • @SahleMsghna-bc6zv
    @SahleMsghna-bc6zv 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና❤❤❤❤❤❤

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 4 หลายเดือนก่อน +2

    Eti zmkah befltetu natey do yblo ykewen btami zedenq mezmur dakoney ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @shewitamanuel4393
    @shewitamanuel4393 4 ปีที่แล้ว +4

    Zmari melakti yesmaln amen amen amen

  • @samienkay2334
    @samienkay2334 3 ปีที่แล้ว +6

    ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ጠዓመ ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዕድመካ ይባርኽ

  • @user-hn5cl1bg7n
    @user-hn5cl1bg7n 3 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melkot yesmona amen amen amen amen amen amen amen amen

  • @user-vh8ng7wo6r
    @user-vh8ng7wo6r ปีที่แล้ว +1

    Xegieun bereketun msaka ykun Dyakon hawey zmare Melaekti yesmealna 🙏🙏🙏

  • @user-ke5ol5rd4s
    @user-ke5ol5rd4s 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ስለ ኩሉ ነገር ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር ኣምላክና ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️🌍🤲🤲🤲🤲

  • @merrygebrehiwet6793
    @merrygebrehiwet6793 3 ปีที่แล้ว +3

    Zmare melaekti yesmalna dyaqon teame hawna

  • @user-el2gu4np2f
    @user-el2gu4np2f 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏 ቅድሚ ኹሉ ንስኻ ተመስገነለይ ኣምላኸይ መዝሙረ ዳዊት የስምዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር 🙏🙏🙏✝️💒✝️ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ፈጣሪ ክቡር ሓውና

  • @adhanommogos2730
    @adhanommogos2730 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen Zimare melakti yesmalna birukatey 🙏

  • @shamsamule610
    @shamsamule610 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል. ብጣሚ ደስ ዘብል መዝሙር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም።

  • @user-lv6yk9kz2p
    @user-lv6yk9kz2p 3 ปีที่แล้ว +5

    እልልልልልል ተመስገን ኣምላኽይ ዝማሬ መልኣካናት ይስምዕና amen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @okbitberhe2479
    @okbitberhe2479 4 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ ዳዊት ዝተቐበለ መዝሙርኩም ይቀበለልክም ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር

  • @temesgenamlakey4936
    @temesgenamlakey4936 4 ปีที่แล้ว +4

    Elelelele mezmure melakti yesmeana diykon Hawuna newih edmen tenan yhablna kbretey

  • @TEKILAD-OfficialChannel
    @TEKILAD-OfficialChannel 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣምላክ ይባርክ ፍቱዋት የሕዋት፡ ናይ ክርስቶስ ቤተሰብ፡ መክበርቲ ስም እግዚኣብሔር!
    ኣዕዚዙ ይቀድስኩም።

    • @KABATRANOSTV
      @KABATRANOSTV  4 ปีที่แล้ว +1

      Amen

    • @kibram6805
      @kibram6805 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen ahbiru ybarkena🙏🙏🙏

  • @afewerkigoitom2086
    @afewerkigoitom2086 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen
    Zmare melakti yesimealna
    Amlak xegu yebzehalkum

  • @user-ke3vw5mk6k
    @user-ke3vw5mk6k 29 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእኽት ያስመዕለን ክቡርና ❤🙏

  • @michaelabraham4503
    @michaelabraham4503 4 ปีที่แล้ว +8

    ዝማሬ መልአክት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና፣ሠናይ ዝማረ!!

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai4617 7 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ መዝሙር ኣብ ዕለት መርዓይ ንመጀመርታ ግዜ ሰምዔያን ተዘሚራን።ኣብ ህይወተይ ምትእሳር ኣለዋ።ድሕሪ ነዊሕ ናይ ህይወት ፈተነ እ/ሄር ናብዚ ስለዘብቛዓኒ።ድሮ ወሊደ ኣብ ሙዉቅ ሓደር ኣለኩ።

  • @dr5483
    @dr5483 4 ปีที่แล้ว +8

    ወያጠልል አእፅምተ እምብዝኀ ጣዕሙ ፈድፋደ። እግዚአብሔር ኣዕዚዙ ይባርኽኩም፡ ብግጥሙን ዜሙኡን ናይ ቤተ ክርስቲያና ዝሓለወ፡ ቀጽልዎ።

  • @kisanetzerabrukabraham3362
    @kisanetzerabrukabraham3362 ปีที่แล้ว +1

    zmari melakt yesmalna n d.zemari teame kea xegeu yenzhalka temesgen amlakey lieli kulu neger ska kbereley amen amen amen❤❤❤

  • @user-tf6qq1mk6l
    @user-tf6qq1mk6l 14 วันที่ผ่านมา +1

    አልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስማዓል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @merasales8450
    @merasales8450 4 ปีที่แล้ว +11

    ዲያቆን ጦዑመይ ጥዑም ከም ሽምካ: ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን ስለቲ ዘይውዳእ ውዕለቱ

  • @user-ef7gv4sy1m
    @user-ef7gv4sy1m 2 ปีที่แล้ว +4

    አሜን((3)🙏🙏🙏ኦ አምላከይ አህዛብ ክዉሕጡዎ እሎም ህዝብካ ሓደራ ሩህሁሩህ አቦና🙏🙏🙏☝️

  • @asterkidane7421
    @asterkidane7421 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemare melaket yeasmalna

  • @meazanegash4426
    @meazanegash4426 3 ปีที่แล้ว +1

    Anta buruku kubue nay Amlak seb egziabher yhagzka bertieka beamlak ketegwlgl Amlak xega yweska 🙏❤

  • @mielatyonas6254
    @mielatyonas6254 4 ปีที่แล้ว +5

    amen amen amen zimarie melaekti yesmalna

  • @habtetsionbrhane3242
    @habtetsionbrhane3242 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen zemari meleakti yesmealna Ezgebher amlak tsgu yebzhelkum

  • @habesha4825
    @habesha4825 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen kali hiwet yesimealina

  • @HeriHeri-dv9uh
    @HeriHeri-dv9uh 11 วันที่ผ่านมา +1

    zemery dyekon Teme amlek yhgzke zheweu amen amen amen❤❤❤

  • @awettadesse9481
    @awettadesse9481 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melaekti yesmalna

  • @tewahdo8233
    @tewahdo8233 4 ปีที่แล้ว +6

    Egzabher xegu yebzh

  • @fretamay7608
    @fretamay7608 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @user-kx3ss6re4x
    @user-kx3ss6re4x 4 หลายเดือนก่อน

    ተባረኽ ዝሓወይ ጠጠው ኢለ ክሓስብ ታሪከይ ከዝክር እዩ ዝገብረኒ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @liyaminase5236
    @liyaminase5236 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ ተስምዓልና
    ተመስገን ኣምላከይ ቅድሚ ኩሉ ነግረ ክበረለይ

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 3 ปีที่แล้ว +6

    እልልል ዝማሬ መላእእክት የስመዐልና በረከትይሃብካ እግዝቤር ይባሪከካ

  • @yohanestesfalem5774
    @yohanestesfalem5774 4 ปีที่แล้ว

    Kulu mezmurtu si lebka zemest weshtka zeatu abzi geze kemzi mezmur ketseme kulka Tesfa tegeber ney Egziabher sebat bemhelwom ab hagerna xegeu yebzehalka zemare melket yesmealena Amen.

  • @lidyabereket7293
    @lidyabereket7293 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezike men yrekbo eizgi zihabo,bhaqi eizgi zihabo ,Elllllllllllllllllll Zimare melekti yesmelna amen amen amen 🙏🤲🙏

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ

  • @meronmeles634
    @meronmeles634 3 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን ኣምላኸግ ሰላምን ጥዕናን ዝሃብካኒ
    ተመስገን ብሰላም ኣውዒልካ ብሰላም ዘሕደርኻኒ
    ተመስገን ንንስሓ ክበቅዕ ኢልካ ዕድመ ዝሃብካኒ።

  • @user-gh8mx3hk7g
    @user-gh8mx3hk7g 3 วันที่ผ่านมา

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን🙏🙏🙏🤲🤲🤲👏👏👏⛪⛪⛪🌿🌿🌿🍁🍁🍁🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌸🌸🌸🍀🍀🍀❤❤❤ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🙏🙏🙏

  • @user-cf6uq7ju6b
    @user-cf6uq7ju6b 3 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ዝማሬ የስምኣልና

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።

  • @temsgengebrhiwet4466
    @temsgengebrhiwet4466 9 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen keberin mesgana neau yekuno ❤❤❤❤🙏🤲👏😊

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas4782 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና።እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ካብ ልበይ ዝፈስስ ሓጎስ መግለጺ ኣይረክበሉን እየ ክብሪ ን ስሙ ይኩን።ዲያቆነይ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልካ።

  • @mussiearon4286
    @mussiearon4286 3 ปีที่แล้ว +3

    ብዘይ ብአካስ አምላይይ አበይ ክብሎ : አልፋን ኦሜጋን 💒🤲💒🤲🤲💒🤲💒🤲💒🤲💒🤲

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓውና ።

  • @MichaelTukue
    @MichaelTukue 7 หลายเดือนก่อน +1

    Elllllll zmar melektiy yesmana dyaqoney Edmen tenan yhabka fetari kulu gza ykber ymegen

  • @misganaredie9
    @misganaredie9 ปีที่แล้ว +1

    Temesgen medihnalem aboy
    Temesgen medhanna
    Temesgen goyta sle kulu weletka ❤❤❤❤

  • @furtieshkor4973
    @furtieshkor4973 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zimare melakit yesmalna

  • @user-jb2bo4jz8t
    @user-jb2bo4jz8t 2 ปีที่แล้ว +7

    እልልልልልል ዝማሪ መላአክቲ ይስመዐና ናይ አጓልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ❤❤❤❤

  • @amanfisum1665
    @amanfisum1665 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zemare melaekti yesmealna

  • @elsagoytom9977
    @elsagoytom9977 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezike men yrekibo Ezigi zihabo .Elllllllllllllll temesgen amlakey amen 🙏

  • @mhretka145
    @mhretka145 4 ปีที่แล้ว +30

    እዚ'ኸ መን ይረኽቦ....
    ❤ ️ንስኻ እንተዘይሃነጽካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሃነጽቲ ሰብ ዕዮ.....
    ❤ ️ንስኻ እንተዘይሓለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቅሐ'ዶ ኢልካዮ...
    ... ኣነ ውን ኣምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢድካ የለን ናተይ ዝብሎ...🙏
    ...ከመይ ንስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጢ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ...🙏
    ተመስገን ኣምላኸይ ቅድሚ ኩሉ ነገር ንስኻ ክበረለይ....
    ተመስገን ጎይታየ ቅድሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ......🙏❤️🌷

    • @user-qb7df4vb4k
      @user-qb7df4vb4k 4 ปีที่แล้ว +2

      ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤

    • @KABATRANOSTV
      @KABATRANOSTV  4 ปีที่แล้ว +2

      Amen ab xelotkum

    • @user-dc4vc7yh8j
      @user-dc4vc7yh8j 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ዲያቆን ሓወይይይ ኣጆካ በርትዕ ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና

    • @kesetehadas1797
      @kesetehadas1797 3 ปีที่แล้ว +1

      ⛪✝️💞🙏