ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ!!! ጽድቅኺጽድቅኺ ከም ፀሓይ'ዩ ድምቀቱጽዮነይ ፍቕርኺ ኣብ ልበይ'ዩ ሠረቱ/2/በዚ'የ ኦ ድንግለይ ዘፍቅረኪሕልናይ ሰቒለ ክውድስ ነዓኺ ጥዋፈይ ኣብሪሀ ክዝምረልኪ/2/ቲ'ቀደም ኣብቲ ጸላም ክነብር ኣብ መዓሙቕብሓዘንን ብጣዕሳን ክስእን ተስፋ ምስናቕንስኺ ግን ኔርክኒ ናይ ዘመናት ትጽቢተይብኣኺ ተፈጺሙ ሃረርታ ናይ ምድኅነይ ማርያመይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ኣብ ማእከል ሰብኣ ትካት ክትሳቐ'ዛ ነፍሰይካብ መዓት ናይ ወድኺ ኣድኂንክኒ መርከበይዘመነይ ተሓዲሱ ምንባረይ ቀጺልክዮቃልኪዳንኪ ረቲዑ ማይ ኣይሂ ኣሕሚቐዮ ድንግለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/በኣዕይንቲ ናይ ልቦናይ ክርእየኪ ኣብቲ ሰማይወርቂ ተሰሊምኪ ቆይምኪ ብየማን ኣዶናይብምልኣት ናይ ፍቕርኺ ተመጊቡ'ዩ ልበይኣደ ናይ ፈጣርየይ ምንጪ ሓጎስ ሕይወተይ ጽላለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ነጻ ተሰይምና ብኣኺ እመብርሃን ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ተገለጺ ሶልያና ኣእዳውኪ ዘርግሕልናጽድቅኺ ከነልዕሎ ብመዝሙር ጉባኤና ጽዮነይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልዑልወለላዲቱ ማርያም ድንግልወለመስቀሉ ክቡር ወሐያል ኣሜን!!!ዝማሬ መላእክት የስምዓል እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግልት ዘመንኩም ይባርኽ ፍቱዋተይ።
Eway ezi mezmur sansur zigebro do tesaeni atum brukat "baki tefeximu harerta mdihaney 😢" elka alo mdhanina b men diyu tefeximu. "Kab meat wediki adihinikini" ?
ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ዝብል ግጥሚ ድማ ኣሎ ዝገርም እዩ። መን ድዩ ካብ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ኣውጺእና ፧ ንክርስቶስ ስለዝወለደት ዝብል መልሲ ድዩ ክወሃቦ። መድሓኒ ፥ ተበጃዊ ፥ ዝብሉ ቃላት ንሥግው ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራሕ ክበሃሉ ዘለዎም ቃላት እዮም። በጃኹም እቲ ግጥምታት ህድእ ኢልኩም ስርሕዎ ፥ ምስሊ እዛ ቤተ ክርስቲያን ኣይተደብዝዙ። የቐንየለይ።
❤❤❤
Mknyatu ab mexhafe qelementos aloki,wdasie maryam kea tmkhte kulne ab zbl alo be optimist@@yordanoshaile2948
@@ET-wt2duበእንተ ሄዋን ተኣጽወ ለነ ሆህተ ገነት ተኣሚንካሉ ናይ ድንግል ማርያም ክርድኣካ ዩ
ኣሰይ ደቂ ማሕበረይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተስፋ ይገብር ካብ ስደት ተመሊሰ ምሳኹም ተጸንቢረ ክዝምር ናይ ብሓቂ ኣብዚ video መማህራነይን ምሓዙተይን ምስ ርኣኩ ሓጎሰይ ምቁጽጻር እየ ስኢነ, ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣይትሕመቁ
Yes me too ❤❤🎉🎉🎉
አሰይ እልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ነዚዘርአየና ንኹሉ ህዝበ ክርስትያን ካብቲ ሰይጣን ዝኸብረሉ ጏይላን ሳዕሲዕትን አውጺኡ ናብዚ አምላከ ቅዱሳን ዝኸብረሉ ዝምስገነሉ ጸሎትን መዝሙርን ይጸምብረልና: በርትዑ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ትባርኸልኩም። ደስ ዘብል'ዩ በብኣድባራቱ ብማሕበር ዝዝመር መዝሙር ኣብ ምትንሳእ'ዩ ዝርከብ ዘሎ'ሞ እግዚአብሔር አምለኽ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሓዮ።
ንፉዓት ቀጽልዎ ብፍላይ እቶም ነኣሽቱ መንእሰያት ኣብ ጎንኹም ኣለና እና ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።
Aseeeey zemare melakit amlak zemen agelglotkum yebarkelkum ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና አብ ቤቱ የንብርኩም ❤❤ ናይ እመቤታችን ጸሎታ በረኸታን አይፈለየና
ባሓቂ ኣማን ብኣማን መዝሙር ከምዚ። ገርካ ብሓንሳብ ሓቢርካ ክዝመር ከሎ ኣብ ማዓሙቅ ልብካ ❤ ሓጎስ ደስታ ኢዩ ዝስማዓካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ዓስቡኩ ይሃብኩም። ❤❤ዝማረ መላእክቲ ዝተቀበለ ዝማርኩም ይቀበለልኩም ❤እግዚኣቢሄር ኣምላክ❤።ኩሎም ዘመርቲ ከምዚ ብሕብርት መዝሙር ❤ እንተዝዝምሩ ❤❤❤
Ellllllllllll zemar melakti yesmealena zemehwaty ✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤗🤗🤗🤗🤗❤❤❤❤❤❤
ዘመንኩም ይባርክ የሕዋት ደ/ሰ/ቅዱስ ሚካኤል❤🙏🏽
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሰይይይትይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ካባኩም ብዙሕ ነገር ኢና ንጽበ ኣጆኩም ሕጂ ኢኩም ትትስኡ ዘለኩም ዝተፈላለየ መደባት ሒዝኩም ክትመጹና ብሃልቃወታ ክንጽበ ኢና ኣይትደንጉይና ኢኩም ከአ ብጣዕሚ ኢና ንሃርፈኩም ንፉዕት ዝሞኣሕዋተይ ሕጉሳት ኢና በኣኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmarie melaekti yesmeana kndey des tblu hbretkum aqshshti diaqonat Mezemran hade aynet shebshebo mnqsqasn btaemi tedeniqe teum gtmn ziaman kulu beqa beza mezmur qenie embrhan texllelkum ❤❤❤❤❤❤ tesfa ygebr adna kmles emo kmzi kzmr 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክተ የስማዓልና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🤲🤲🤲
ነፍስኻ ዘሐድስ፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ኣቦታትናን የሕዋትናን። ድንግለይ መብራህቲ ቤተይ።
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
Nay midri melakt✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣግልግሎትኩም ይባርኽ ፈጣሪ ስለ ኩሉ ዝገበርኩሞ ሶልያና ትገለጸልኩም(ተገለጺ ሶልያና)
ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና 🙏🏾🥰❤️❤️❤️
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ✝️💒🙏🙏🙏
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩ እግዝኣብሄር ኣምላኽ
እመብርሃነይ ናይ ልበይ ብርሃን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
❤️❤️❤️ beautiful mezmur, I listen to it everyday
ጽዮነይ ንኩልና ኣዒይንተ ልቦናና ተብርሃልና ።
Asey ilelllllllllllllll mahberna mukurat nay zebn agolgulotkum yebarik fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና
አሜን ዝማረ መላእክቲ የሰመዐልና ኩቡራተይ💖💖💖💖💖❤💚🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌷🌷💐💐
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር፡ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና።
ዝማረ መላእክት የስማዕልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይባርክኹም።
Nay mdri melakti ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን አሜን ❤❤❤ዝማሪ ኣማላክ የስማዐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey asey zmarie melakti yesmalna nay agolglot zemenkum ybarek ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት ቤተ ሰብ እግዚአብኄር።
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️♥️💙
Ellllllll ellllllll ellllll zmari melakt yesmalna ❤❤❤🌹🥰💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🎉
Metaebitiy Zimare melaekity yesimaelna☦️☦️☦️☦️☦️
Besmeab suq elka tneb'e suq elu kebdka yeatu kndey yt'em ezi qana zmarie.....God bless u❤❤❤
Aseyyy egzabiher amlak xegue yebzhalkum nay bahaki teamti mezmur Zmare melaekt gne yard ztegebele amlak mezmurkum ygebelelkum❤❤❤
Elllllll zmarie melaekti yesmalina nay ageligletku zeben egzaebhier amlak ybark
Assey Assey Ellllllllllll Egzibher ymesgen ❤❤❤
Deqi debre xyon kulu gzie ab lbey ❤❤❤❤❤ mskaye sdudan msana tkun sami haweyy ka zmarei melaeikti yesmalna ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ዝማረ መላእክት የስመዓልና፥እቲ ንምነዮ ናይ ማሕበር መዝሙር ምቅራብኩም፥እሞ ክኣ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ብውልቂ ምእንቲ ረብሕኡ ዝጉየየሉ ዘሎ ዘበን፥ኣጀኩም ቀጸልዎ ፍትዋት ማሕበር፨
Zemar malkti yesmalna xegeu yebzhalkum behaqi kemzi girka ketmsgen des yeblni emo abetu endzmerkuum yebrkum abotatey yehwaetyyyy
Zemar melaekti yesmalna kuburat yehwatey mezmurna xegueu yebzhalkum berkta xolote nay weldit amlak mekuluna yekun
ኣሰአአይ ዝትሓጎሰ ይዘምር የሕዋት አስተዉሉ አቲ ከልቢ ይነብሕ አቲ ገመል ግን ሱቕ አሉ መገዱ yqxil ስለዚ ኣስተውኢልና ንዛረብ ቅድም አንታይ ይብል ኣሎ አቲ ግጥሚ ሽዑ ፈሊጥና ንዛረብ ንዘምረሉ ምስጢር ዓወትካ ኣምላኽና አዩ አክሊል ሂወትካ አዩ ዝብል ዘሎ ኩቡራት የሕዋተይ ንኣምላኽ አምበር ንቢናም ሓውና ኣይኮነን ተዘምሩሉ
እሰይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና ቡሩካተይ ❤ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ስደትና ይሕጸር ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ይምለሰና ኣሜን ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ትባርኻልኩም
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና አብ ቤቱ የንብርኩም ናይ እመቤታችን ጸሎታ በረኸታን አይፈለየና
Zmarie melakti yesmealna amlak ab betu yenbrkum❤❤❤ deqi eme brhan
Amen amen amen
Ellllllllll Elllllll ewe dengeley mebrahti bietna ....zemari melakti yesmalna yehwat
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና❤❤❤
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፡እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብርተዐን ሓይልን ይሃብኩም
Aseyyyyy zmare melaekti yesmalna fetari xegakum ybzhayo ftwateyy
Aseyyyyy zmare melaekt yesmealna egziabher hagernan hzbnan ybark ❤❤ azyu des zbl ab hagerna bzuhat mahberat des zbl tebegso u ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክት ይ
Zemare melaekti yesmealna deqi nahberey
Asey desktblu ❤❤❤amlak❤❤❤ xegu yebzhalkum kdus mikael yhagskum xbuk whdet kexlwo xdkki kem xehay iyu dmketu❤️❤️❤️ xyoney fkrki 💝💝💝ab lbeyu 💝💝💝💝seretu ablbey 💝💝💝💝💝💝eyu seretu....👋👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤ elllllllllll ellllllllllllll ጽድቅኪ ከም ጽሓዩ ድምቀቱ ማርያመይ
Hhhhhhyy❤❤❤y5❤❤5❤❤❤5❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤⅝ta a7😂 u7 eder 6uu77❤❤❤ul yoyou're very
Elllllll yehwatey deki mahberey memahrtey meteabitey rie tehaguse xegiu yebzhalkum Debre selamey❤❤❤❤❤
Aseyyyy Emebrhaney ade kulu zmare melakti yesmalna kburat yhwatey btami eye zfetwa eza mezmur
እዛ መዝመር ክንድይ ድሰ ክተብል ፀጉኡ የብዘሐልኩም
Zemari mekrat yesmalna Egzibher amlek xegu ybzhalkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤💖💖
Zemare melaket yesmeana xegu yebzhalkum egzabher amlak yehwatey 🙏❤️🙏❤️💞❤️
Xegu yebzhalkum kfetwa eza mezmur degagimka smaya ymexeka zmare melakt yesmealna🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿 very nice mezmur zmarie melaekt yesmealna
Zmarey melakti yesmealna weladit amlak bamaldneta yekaflena deki kudus mikal dese zbl mzmuru
God Bless You Amen Amen Amen.
Amen❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓዕልና, ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩ. ❤️🌹🙏
Timti mezmur ❤❤❤❤🎉🎉🎉🤩🤩🤩☺️☺️😚😚🤗🤗😍😍😘😘🥰🥰😍😍😘😘🥰🥰😚😚😮 ☺️🥳 ftwat yehwatey
እልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmarie kuburateyyy Yehwateyy xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ameee Ameeen Ameee Ameeen Ameee Ameeen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele
Zmarie melaekti yesmaalna xegau yebzhalkum egzabhier amlak ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስነዓልና❤❤❤
Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlakna xeguu ybzhlkum fqrateyy
🙏🙏🙏❤
አስይ ዕልልልልልል ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Zimare melakti yesmalna.I am listening this mezmur every day.
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤ማርያመይ ❤መብራህቲ ❤🎉ቤተይዕልልልልልልል❤❤❤❤❤❤🎉
ኣሰይይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም። ዝማሬኩም ይቀበል። መዝሙራትና ናብ ናይ ቀደም ይምለስ ኣሎ ተመስገን።🎉❤❤❤❤😊😊
Ellllll Ellllll Ellllll zemari melkti yesmialna zemen guzekum ybarek
✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Asey Asey Asey🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmaalna mahberna btaemi nafiqekum nab dhrit meliskumni, btaemi eye tehaguise
🙏🙏🙏✝️♥️💙
Xega goytan bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesmealna ✝️ ✝️✝️
❤❤❤❤❤❤❤❤Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll zemara melikti yasmalna xegu yabzhalkum ❤❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት ደቂ ማሕበረይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ጓዕዳድ ❤
Elllllllllllllll Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Zamare melakte yasmalen ❤❤❤❤❤
Ellllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllllllllll Zmare melaekt yesmaelna❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤zmare melakti yesmalna kburat yehwat Amen(3)
ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልል 🤲🤲🤲👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤
𝑿𝒊𝒅𝒌𝒆𝒌𝒊 𝒌𝒆𝒎 𝒙𝒉𝒂𝒚'𝒚𝒖 𝒅𝒎𝒌𝒆𝒕𝒖 𝒎𝒂𝒓𝒊𝒂𝒎𝒆𝒚🙏👏👏👏
Anta kndey ytem eti mezmurka ezi hawey . yekenyelna. Kale hiwot yesmalna
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ!!!
ጽድቅኺ
ጽድቅኺ ከም ፀሓይ'ዩ ድምቀቱ
ጽዮነይ ፍቕርኺ ኣብ ልበይ'ዩ ሠረቱ/2/
በዚ'የ ኦ ድንግለይ ዘፍቅረኪ
ሕልናይ ሰቒለ ክውድስ ነዓኺ
ጥዋፈይ ኣብሪሀ ክዝምረልኪ/2/
ቲ'ቀደም ኣብቲ ጸላም ክነብር ኣብ መዓሙቕ
ብሓዘንን ብጣዕሳን ክስእን ተስፋ ምስናቕ
ንስኺ ግን ኔርክኒ ናይ ዘመናት ትጽቢተይ
ብኣኺ ተፈጺሙ ሃረርታ ናይ ምድኅነይ
ማርያመይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/
ኣብ ማእከል ሰብኣ ትካት ክትሳቐ'ዛ ነፍሰይ
ካብ መዓት ናይ ወድኺ ኣድኂንክኒ መርከበይ
ዘመነይ ተሓዲሱ ምንባረይ ቀጺልክዮ
ቃልኪዳንኪ ረቲዑ ማይ ኣይሂ ኣሕሚቐዮ
ድንግለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/
በኣዕይንቲ ናይ ልቦናይ ክርእየኪ ኣብቲ ሰማይ
ወርቂ ተሰሊምኪ ቆይምኪ ብየማን ኣዶናይ
ብምልኣት ናይ ፍቕርኺ ተመጊቡ'ዩ ልበይ
ኣደ ናይ ፈጣርየይ ምንጪ ሓጎስ ሕይወተይ
ጽላለይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/
ነጻ ተሰይምና ብኣኺ እመብርሃን
ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን
ተገለጺ ሶልያና ኣእዳውኪ ዘርግሕልና
ጽድቅኺ ከነልዕሎ ብመዝሙር ጉባኤና
ጽዮነይ/3/ መብራህቲ ቤተይ/2/
ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልዑል
ወለላዲቱ ማርያም ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ወሐያል ኣሜን!!!
ዝማሬ መላእክት የስምዓል እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግልት ዘመንኩም ይባርኽ ፍቱዋተይ።
Eway ezi mezmur sansur zigebro do tesaeni atum brukat "baki tefeximu harerta mdihaney 😢" elka alo mdhanina b men diyu tefeximu. "Kab meat wediki adihinikini" ?
ደጊም የለን ሳላኺ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ዝብል ግጥሚ ድማ ኣሎ ዝገርም እዩ። መን ድዩ ካብ ባርነት ግዝኣት ሰይጣን ኣውጺእና ፧ ንክርስቶስ ስለዝወለደት ዝብል መልሲ ድዩ ክወሃቦ። መድሓኒ ፥ ተበጃዊ ፥ ዝብሉ ቃላት ንሥግው ቃል ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራሕ ክበሃሉ ዘለዎም ቃላት እዮም። በጃኹም እቲ ግጥምታት ህድእ ኢልኩም ስርሕዎ ፥ ምስሊ እዛ ቤተ ክርስቲያን ኣይተደብዝዙ። የቐንየለይ።
❤❤❤
Mknyatu ab mexhafe qelementos aloki,wdasie maryam kea tmkhte kulne ab zbl alo be optimist@@yordanoshaile2948
@@ET-wt2duበእንተ ሄዋን ተኣጽወ ለነ ሆህተ ገነት ተኣሚንካሉ ናይ ድንግል ማርያም ክርድኣካ ዩ
ኣሰይ ደቂ ማሕበረይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተስፋ ይገብር ካብ ስደት ተመሊሰ ምሳኹም ተጸንቢረ ክዝምር ናይ ብሓቂ ኣብዚ video መማህራነይን ምሓዙተይን ምስ ርኣኩ ሓጎሰይ ምቁጽጻር እየ ስኢነ, ቀጽልዎ ኣጆኹም ኣይትሕመቁ
Yes me too ❤❤🎉🎉🎉
አሰይ እልልልልል እግዚአብሔር ይመስገን ነዚዘርአየና ንኹሉ ህዝበ ክርስትያን ካብቲ ሰይጣን ዝኸብረሉ ጏይላን ሳዕሲዕትን አውጺኡ ናብዚ አምላከ ቅዱሳን ዝኸብረሉ ዝምስገነሉ ጸሎትን መዝሙርን ይጸምብረልና: በርትዑ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ትባርኸልኩም። ደስ ዘብል'ዩ በብኣድባራቱ ብማሕበር ዝዝመር መዝሙር ኣብ ምትንሳእ'ዩ ዝርከብ ዘሎ'ሞ እግዚአብሔር አምለኽ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሓዮ።
ንፉዓት ቀጽልዎ ብፍላይ እቶም ነኣሽቱ መንእሰያት ኣብ ጎንኹም ኣለና እና ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።
Aseeeey zemare melakit amlak zemen agelglotkum yebarkelkum ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና አብ ቤቱ የንብርኩም ❤❤ ናይ እመቤታችን ጸሎታ በረኸታን አይፈለየና
ባሓቂ ኣማን ብኣማን መዝሙር ከምዚ። ገርካ ብሓንሳብ ሓቢርካ ክዝመር ከሎ ኣብ ማዓሙቅ ልብካ ❤ ሓጎስ ደስታ ኢዩ ዝስማዓካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ዓስቡኩ ይሃብኩም። ❤❤ዝማረ መላእክቲ ዝተቀበለ ዝማርኩም ይቀበለልኩም ❤እግዚኣቢሄር ኣምላክ❤።
ኩሎም ዘመርቲ ከምዚ ብሕብርት መዝሙር ❤ እንተዝዝምሩ ❤
❤❤
Ellllllllllll zemar melakti yesmealena zemehwaty ✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤗🤗🤗🤗🤗❤❤❤❤❤❤
ዘመንኩም ይባርክ የሕዋት ደ/ሰ/ቅዱስ ሚካኤል❤🙏🏽
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሰይይይትይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ካባኩም ብዙሕ ነገር ኢና ንጽበ ኣጆኩም ሕጂ ኢኩም ትትስኡ ዘለኩም ዝተፈላለየ መደባት ሒዝኩም ክትመጹና ብሃልቃወታ ክንጽበ ኢና ኣይትደንጉይና ኢኩም ከአ ብጣዕሚ ኢና ንሃርፈኩም ንፉዕት ዝሞኣሕዋተይ ሕጉሳት ኢና በኣኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Zmarie melaekti yesmeana kndey des tblu hbretkum aqshshti diaqonat Mezemran hade aynet shebshebo mnqsqasn btaemi tedeniqe teum gtmn ziaman kulu beqa beza mezmur qenie embrhan texllelkum ❤❤❤❤❤❤ tesfa ygebr adna kmles emo kmzi kzmr 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክተ የስማዓልና 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️🤲🤲🤲
ነፍስኻ ዘሐድስ፡ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ኣቦታትናን የሕዋትናን። ድንግለይ መብራህቲ ቤተይ።
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
Nay midri melakt✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣግልግሎትኩም ይባርኽ ፈጣሪ
ስለ ኩሉ ዝገበርኩሞ ሶልያና ትገለጸልኩም(ተገለጺ ሶልያና)
ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና 🙏🏾🥰❤️❤️❤️
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ✝️💒🙏🙏🙏
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩ እግዝኣብሄር ኣምላኽ
እመብርሃነይ ናይ ልበይ ብርሃን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
❤️❤️❤️ beautiful mezmur, I listen to it everyday
ጽዮነይ ንኩልና ኣዒይንተ ልቦናና ተብርሃልና ።
Asey ilelllllllllllllll mahberna mukurat nay zebn agolgulotkum yebarik fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና
አሜን ዝማረ መላእክቲ የሰመዐልና ኩቡራተይ💖💖💖💖💖❤💚🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌷🌷💐💐
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣዕጽምቲ ዘጥልል መዝሙር፡ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና።
ዝማረ መላእክት የስማዕልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይባርክኹም።
Nay mdri melakti ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ኣሜን ኣሜን አሜን ❤❤❤ዝማሪ ኣማላክ የስማዐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey asey zmarie melakti yesmalna nay agolglot zemenkum ybarek ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት ቤተ ሰብ እግዚአብኄር።
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️♥️💙
Ellllllll ellllllll ellllll zmari melakt yesmalna ❤❤❤🌹🥰💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇳🇴🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🎉
Metaebitiy Zimare melaekity yesimaelna☦️☦️☦️☦️☦️
Besmeab suq elka tneb'e suq elu kebdka yeatu kndey yt'em ezi qana zmarie.....God bless u❤❤❤
Aseyyy egzabiher amlak xegue yebzhalkum nay bahaki teamti mezmur
Zmare melaekt gne yard ztegebele amlak mezmurkum ygebelelkum❤❤❤
Elllllll zmarie melaekti yesmalina nay ageligletku zeben egzaebhier amlak ybark
Assey Assey Ellllllllllll Egzibher ymesgen ❤❤❤
Deqi debre xyon kulu gzie ab lbey ❤❤❤❤❤ mskaye sdudan msana tkun sami haweyy ka zmarei melaeikti yesmalna ❤❤❤
ናይ ብሓቂ ዝማረ መላእክት የስመዓልና፥እቲ ንምነዮ ናይ ማሕበር መዝሙር ምቅራብኩም፥እሞ ክኣ ኣብዚ ክፉእ ዘመን ብውልቂ ምእንቲ ረብሕኡ ዝጉየየሉ ዘሎ ዘበን፥ኣጀኩም ቀጸልዎ ፍትዋት ማሕበር፨
Zemar malkti yesmalna xegeu yebzhalkum behaqi kemzi girka ketmsgen des yeblni emo abetu endzmerkuum yebrkum abotatey yehwaetyyyy
Zemar melaekti yesmalna kuburat yehwatey mezmurna xegueu yebzhalkum berkta xolote nay weldit amlak mekuluna yekun
ኣሰአአይ ዝትሓጎሰ ይዘምር የሕዋት አስተዉሉ አቲ ከልቢ ይነብሕ አቲ ገመል ግን ሱቕ አሉ መገዱ yqxil ስለዚ ኣስተውኢልና ንዛረብ ቅድም አንታይ ይብል ኣሎ አቲ ግጥሚ ሽዑ ፈሊጥና ንዛረብ ንዘምረሉ ምስጢር ዓወትካ ኣምላኽና አዩ አክሊል ሂወትካ አዩ ዝብል ዘሎ ኩቡራት የሕዋተይ ንኣምላኽ አምበር ንቢናም ሓውና ኣይኮነን ተዘምሩሉ
እሰይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና ቡሩካተይ ❤ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ስደትና ይሕጸር ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ይምለሰና ኣሜን ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ድንግል ማርያም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ትባርኻልኩም
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና አብ ቤቱ የንብርኩም ናይ እመቤታችን ጸሎታ በረኸታን አይፈለየና
Zmarie melakti yesmealna amlak ab betu yenbrkum❤❤❤ deqi eme brhan
Amen amen amen
Ellllllllll Elllllll ewe dengeley mebrahti bietna ....zemari melakti yesmalna yehwat
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና❤❤❤
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፡
እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብርተዐን ሓይልን ይሃብኩም
Aseyyyyy zmare melaekti yesmalna fetari xegakum ybzhayo ftwateyy
Aseyyyyy zmare melaekt yesmealna egziabher hagernan hzbnan ybark ❤❤ azyu des zbl ab hagerna bzuhat mahberat des zbl tebegso u ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክት ይ
Zemare melaekti yesmealna deqi nahberey
Asey desktblu ❤❤❤amlak❤❤❤ xegu yebzhalkum kdus mikael yhagskum xbuk whdet kexlwo xdkki kem xehay iyu dmketu❤️❤️❤️ xyoney fkrki 💝💝💝ab lbeyu 💝💝💝💝seretu ablbey 💝💝💝💝💝💝eyu seretu....👋👏👏👏👏
❤❤❤❤❤❤❤❤ elllllllllll ellllllllllllll ጽድቅኪ ከም ጽሓዩ ድምቀቱ ማርያመይ
Hhhhhhyy❤❤❤y5❤❤5❤❤❤5❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤⅝ta a7😂 u7 eder 6uu77❤❤❤ul yoyou're very
Elllllll yehwatey deki mahberey memahrtey meteabitey rie tehaguse xegiu yebzhalkum Debre selamey❤❤❤❤❤
Aseyyyy Emebrhaney ade kulu zmare melakti yesmalna kburat yhwatey btami eye zfetwa eza mezmur
እዛ መዝመር ክንድይ ድሰ ክተብል ፀጉኡ የብዘሐልኩም
Zemari mekrat yesmalna Egzibher amlek xegu ybzhalkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤💖💖
Zemare melaket yesmeana xegu yebzhalkum egzabher amlak yehwatey 🙏❤️🙏❤️💞❤️
Xegu yebzhalkum kfetwa eza mezmur degagimka smaya ymexeka zmare melakt yesmealna🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿 very nice mezmur zmarie melaekt yesmealna
Zmarey melakti yesmealna weladit amlak bamaldneta yekaflena deki kudus mikal dese zbl mzmuru
God Bless You Amen Amen Amen.
Amen❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓዕልና, ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩ. ❤️🌹🙏
Timti mezmur ❤❤❤❤🎉🎉🎉🤩🤩🤩☺️☺️😚😚🤗🤗😍😍😘😘🥰🥰😍😍😘😘🥰🥰😚😚😮
☺️🥳 ftwat yehwatey
እልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmarie kuburateyyy Yehwateyy
xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ameee Ameeen Ameee Ameeen Ameee Ameeen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele Elelelele
Zmarie melaekti yesmaalna xegau yebzhalkum egzabhier amlak ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስነዓልና❤❤❤
Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiiii zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlakna xeguu ybzhlkum fqrateyy
🙏🙏🙏❤
አስይ ዕልልልልልል ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Zimare melakti yesmalna.I am listening this mezmur every day.
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤
ማርያመይ ❤መብራህቲ ❤🎉ቤተይ
ዕልልልልልልል❤❤❤❤❤❤🎉
ኣሰይይ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም። ዝማሬኩም ይቀበል። መዝሙራትና ናብ ናይ ቀደም ይምለስ ኣሎ ተመስገን።🎉❤❤❤❤😊😊
Ellllll Ellllll Ellllll zemari melkti yesmialna zemen guzekum ybarek
✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Asey Asey Asey🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmaalna mahberna btaemi nafiqekum nab dhrit meliskumni, btaemi eye tehaguise
🙏🙏🙏✝️♥️💙
Xega goytan bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesmealna ✝️ ✝️✝️
❤❤❤❤❤❤❤❤Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll zemara melikti yasmalna xegu yabzhalkum ❤❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መላእክት ደቂ ማሕበረይ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ጓዕዳድ ❤
Elllllllllllllll Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll
Zamare melakte yasmalen ❤❤❤❤❤