ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክዝምረሉ ንዓይ ዘፍቀረኒ ሓጢኣተይ ገዲፊ ሂወት ሂቡኒ ተዘይክኣልኩ ክምለስ ውሬታ ከመይስጉነየ ይኸበር ናተይ ጎይታ ፍቕረይ ስሓቦ ካብ ላዕላይ ሰማይ ናብ ምድሪ፡መጸ ኣምላኽ ኣዶናይ ዕርቃኑ ኮይኑ ጸጋ ከልብሰኒ ስለይ ተሰቕለ ሂወት ክህበኒ (2)በጃ ኮይኑኒ ብኽቡር ደሙ ለጊዎን የለን ከይዱ ሃዲሙ ኣርዑተይ ኣምሊቕዎ ካብ ክሳደይኣዊጂ ጎይታ ናተይ ናጽነተይ (2)ንቕዱስ ቃሉ ጽሒፉ ኣብ ልበይ ሓዲሽ ኪዳኑ ሂቡኒ ጎይታተቐዲዱ ቲ ዕጹው መጋረጃ ጎይታ ኮይንኒ ናይ ዘልኣለም በጃ(2)ስሙ ኢየሱስ ናይ ዓለም መድሕን ዊዒሉ ኣብ መስቀል ሞተይ ከድንንካብ ውድቀተይ ኣልዒሉኒ ብኢዱሒዘዮ ኣለኹ ናይ ሂወት መንገዱ(2)
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤
Amen amen amen zmare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤ab xelotkum zekruni bejakum
ElllllllllllllZmatemelaekti yesmealna
Amen zmarie melaekti yesmealna 🙏 🙏 🙏
Amen 🙏
Amen zmare melakt yesmalna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen ❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤
ክዝምረሉ ንዓይ ዘፍቀረኒ
ሓጢኣተይ ገዲፊ ሂወት ሂቡኒ
ተዘይክኣልኩ ክምለስ ውሬታ
ከመይስጉነየ ይኸበር ናተይ ጎይታ
ፍቕረይ ስሓቦ ካብ ላዕላይ ሰማይ
ናብ ምድሪ፡መጸ ኣምላኽ ኣዶናይ
ዕርቃኑ ኮይኑ ጸጋ ከልብሰኒ
ስለይ ተሰቕለ ሂወት ክህበኒ (2)
በጃ ኮይኑኒ ብኽቡር ደሙ
ለጊዎን የለን ከይዱ ሃዲሙ
ኣርዑተይ ኣምሊቕዎ ካብ ክሳደይ
ኣዊጂ ጎይታ ናተይ ናጽነተይ (2)
ንቕዱስ ቃሉ ጽሒፉ ኣብ ልበይ
ሓዲሽ ኪዳኑ ሂቡኒ ጎይታ
ተቐዲዱ ቲ ዕጹው መጋረጃ
ጎይታ ኮይንኒ ናይ ዘልኣለም በጃ(2)
ስሙ ኢየሱስ ናይ ዓለም መድሕን
ዊዒሉ ኣብ መስቀል ሞተይ ከድንን
ካብ ውድቀተይ ኣልዒሉኒ ብኢዱ
ሒዘዮ ኣለኹ ናይ ሂወት መንገዱ(2)
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤
Amen amen amen zmare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤ab xelotkum zekruni bejakum
Elllllllllllll
Zmatemelaekti yesmealna
Amen zmarie melaekti yesmealna 🙏 🙏 🙏
Amen 🙏
Amen zmare melakt yesmalna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤