ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዚ ቪዲዮ share ምግባር ከይርሳዕ 🙏🙏🙏ኣብዚ ፕራንክ ቪድዮ ናይ ሰበይተይ ገፀባህሪ ተፃወተት(liwam) ናይብሓቂ ሰበይተይ ዘይምዃና ክነፍልጥ ንፈቱ ........
ቢጣኢሚ ደሲ ተቢል
ቢጣኢሚ ደሲ የቢል
አሜን ይፈላልኹም🙏 የስምረልካ ዝሓወይ ባእእእ ተፈላልና ተባእስና ናበልካ ስ ፕራንክ ኣሎ ኣምላኽ ዝበልካዮ ይኹነልካ እዩ ዝብል አነውን ዝብሎ የብለን የስምረልካ እየ ዝብለካ🙏
ኣብ'ዚ እታ ንፕራክ ዘምጻኩማ ሓዳር በቲነ ኢላ ሂወታ ሙሉእ ምተሳቀየት ነራ ግን እዛ ፕራክ ትባሃል ሓደጋኣ ይበዝሕ መስለኒ ነፍቃሪትካ ከይ ነገርካ ሰሪሕካያ ተትከውን እንታይ ዓይነት ሓደጋ ከምዝፍጠር ርዱእ ኢዩ ጥንቃቀ ከድልየኩም ኢዩ ብዝተረፈ ዓይንን ልብን ኢለኩም ኣለኩ
@@tesfalemhailu1216 አረ እዝ ፕራንክ ሓደጋ እዩ ሓደ ወዲ ንአፍቃርቱ ከይነገረ ምስ ሓንቲ ጓል ከምኡ ናገበረ አብ ሚድያ ምስ ርአየቶ ካብ ፉቕ ፀድፋ ሐጂ አብ ሕክምና አላ😪አብ ስደት ማለት ዩ💔
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዘንግዕ ካሜራ ደቂ ትግራይ 🇪🇷🇪🇷
Thank you brother😊
ዋው ከምዚኣ የለን ዎዮ ጋል ናብ ርእሳ ተገልቢጣታ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ካብ ዝገርመኩም ተጋሩ የሓዋተ ሕጂ ሕልፍ ክብል ኢየ ረኺበያ ብዚ ኣጋጣሚ ሳብስክራይብ ሂበኩም ኣለኹ ሓብትኹም ካብ ወገን ኤሪትራ ኢየ ብስራሕኩም የቐንየልና ።
Wawwww btami des zbl wala nay prank garkani ketslo 🤔🤔🤔🤔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👏👏👏👏👏👍👍👍
እዋይ ምስክነይቲ ሰሪሕኩምላ ሶ ያዳየ ሰበይትካ ደስ ምባላ ፍቅርኩም የብዘሐዮ💛💓 ውልድኩም የርእየና 💓💓💓💙💙💓ያዳየ ብክያትስ ሞይተ እየዋ ይኩን ዳሕና😂😂😂😁
Haha
ናበይ ከዱ እናበልኩ ኩሉ ግዜ ይሓስብ ነረ እኩዓ ድሓን ሃለኩም ያተጋሩ ❤❤❤❤❤❤
ባዕልካ መኺርካላ ተገልቢጣ ንባዕልካ መንብዒት ኾይና ጅግና ልዋም❤❤❤
ጎረቤትና ሎሚ ብሰሓቅ ቀቲልኩምኒ። ልዕሊ ኩሉ እቲ ወዲ ምስ በለየ እታ ጓል ኣደንጊጻትኒ። ግን ዳበኸየ ድማ ሓቊፍዋ ከምዚ ሑቑፊ ኣዲኡ ዝናፈቀ ቆልዓ😂😂😂😂😂😂
😂😂😂
ትግርኛ እናተዛረብኩም ኣምሓርኛ ኣይትሐወሱ በጃኹም። ናሓፍር ኣለና
Ab tigray Kem mebale eyu zhseb😅
ከመይከ ዘይፈር ፡ዘረኛ ሰብ ጸላእኩ ብደስ ዝበሎ ይዛረብ አማርኛ አምላክ ዝሃበና እምበር፡አምሓሩ ዝፈጠርዎ ቛንቛ የኮነይ የይይ
Betami des zbel prank u mathematics zkon prank I had forgot 2 times the formula . Zeygmtkuwo koinu xnhe Betami des zebl creative
ዋውውውው ብራንክ ማለት ተጋሩዋይ ፁሩያት 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
ሐቀኛ እያ ግን ቆልዓ አርኪ አለዋ ቀፅልሉ ጎቦዝ።
ናትካ እትሰርሖም ስራሕትካ ፍልይ ዝበለ እዩ ኣቤት ብክያት😂😂😂😂😂💖💛💊😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘💞💞💞💞💞💞💘
Thank you 😂😂
ኣሰይ ፅሩያተይ ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ❤️❤️❤️
Thank you 🙏
ሄሉ ጎበዝያ ከየድነቅክዋ ኣይሓልፍን😂😂😂
Men keme Tegaru shkorat ni kulu timichwu zerekum yebzah 🙏❤️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ ቀፅለሉ 😁😁❤❤❤❤❤
ዋው አረ ይሞቸኹም ልገርም ነይሩ ሸዊድኹምና
ኣብየት ብክያት ኣታ መትኩ ሳሓቅ ክክክክ መቅሰናት ኢኩም ባሓቂ
😂😂
Wow aytekealkan bro btaimi des behali prank
ሰሪሕክምላ ብሓቂ ቀፅለሉ ያዱ😄😄😄
Eshni 🙏
ተጋሩዋይ ሙቁራት❤❤💛💛😂😂❤❤
😅😅😅😁🤣🤣 kklo kea Bekyu chekan eki gin may ygchiba emberrr geleynetttt prank bro
ሰይ ድፍረታ እኮ ኣነ እውን ዓርኪ ኣለኒ እዩ ያ ያበለት 😂😂😂😂 ዋይ ታማ ትቁዝምለካ ንስካ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ዕድመ ይሃብክይ ዓርኪይ አለንይ ብሓቂይ አብ መንጉ ፍቅርኛ ፕራንክ የለን😢😢
Wala ane prank koyne ms sebetka ztebeaska mesiluni neyru btaemi tenadide😂😂😂😂😂❤❤❤❤
Nayti kalay wedi u gerimini ane may afqiru mesleni
ሶ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም❤
ኣታ ገሪሙኒ ማርያመን ኣባካክዩኡ ኣሕዚኑኒለ ኣሲሒቑኑለ😂😁😂 ይመቹኩ😍😍💖💖💖💖
ዝገርም ብራክ እዩ ኣበካክያ ግን ኣይፀላኣክዎን 😂😂😂😂
ገራሚ ፕራንክ ያዳየ 🥰🥰
ዋይ ጉድ ይበክለስ አነለያ ብክያት😭አየ ያዳ ዝትገብር ዘለካ እንታይ እማ ምስ አብየል ዓርኪ የብለይይ ዝበልካ 🤣🤣
Wa Mulue video riayyo mo ti interview....
እዋይ ኣነ ፈሪሕ ዊዕለ እባ ነዚኣ እየ እንዳ ሳሓቅኩም፡ንበሩ ፋሚለይ 😂❤❤❤
ኢድ ፀናሒት ሸናሒት😂😂
Waww nay bhaqi tefrh beti hade kea teshq ayxelaekukumn❤😂
ዝገርም ፕራንክ እዩ ያዳ🤣🤣
ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ንባዕለይ እው ተሸዊደ ፀኒሕ 🤔😁❤❤❤❤❤🙏🙏
ዋው ዝገርም ❤
😂😂😂😂😂😂😂😂 ስበይትኻ ግን ብጣዕሚ ያ ትኽእል
ዋይ አታዮ ሰበይቲ የብለይን እንዶ አይበልኻን አይ ወዳት ሎሚ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ይገርም ደቂ ትግራይ😘😘😘😘
Sebay zearkey kexilo❤
Oww Mara kef zelewa prank 😂😂
ዋይ ብኽያት 😢😢😂😂😂
ዋው ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ፕእራኣክ ❤❤❤
Lewah gal kemaki ybzaha🤗🤗🥰
ያዳ ዋይ ተፃዊትካል 😂😂😂😂
ስጋ ደይ ተባዕታይ ብራንክ🎉😂😂😂😂
እውሽ ደስ ክትብሉ እዛ ዓርክካ ግን ፈቴያ ደስ በሃሊት ግን አዛራርባካ አብዚ ፈቴዩ ንእሽተይ አብ አዘራርባ ፀገም አሎ ፈጣን ክትኮን እንኤካ ትግራዋይ ዘለዎ ፀገም ንሳ እያ እምበር ብኩሉ ጀጋኑ ኤና👍👍👍👍👍👍በርትዑ
ዋይ በኸያት ንእሸይ ዉድይ መሰለ😢😂😂
😂😂😂 አረ ከማኩም የለን❤
ማዓረይ ተሕዝነካ 😓😓😓😓😊
ሰሪሕኹሙላ ዋይ ሓፍተይ በክያ😂😂
ኣበካክያ ናይ ፀማማት 😂😂😂😂😂❤ ያዳ best
ዋውውው አዚ ኡ ብራንክ ዝብሃል ❤❤❤
Natom aykonen zgeremeni nayti misiom zelo wedi 😂😂😂.Entay ygebr alo endhr zey zreb koynu
Liwam geramit eki serihkiyo❤❤
እንኳዕ ሰላም መጻኩም ፅሩያት
ኣባኻኽያ😂😂😂😂😂
ፀባዮም ክንሕሊ ኮ ፀባይና ጠፊእና ዶ በሉ ስንግል የ ዶ የበልካይ🙄😁😁
Aythrekiwo ab commet eko tshfelkum nabhaki sebeytey aykonegn😉
ሰበይቲ ኣላትካ❤❤❤❤❤
ያዳ በካይይይይይይይ ሶ ውድድድድድሰ ሙቁራተይ 😘😘😘😘😘
ያዳ መሕጎል ቃል የብለይን ኩሉ ትክእለሉ ቀፅሉሉ ጎበዛት ደቂ ሐላል መሬት
ተጋሩዋይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤
ጽብቅ ናይ ብሓቂ ንፉዕ
ዋዉ ብጣዓሚ እየ ዝገርም😂😂😂
ሓቂይ አይትሓዛ እዛ ምቅርቲይ ትሽዉዳ🎉🎉❤
Way yada wade shire
This is the best prank. Be blessed my sweet Tigrai people.
Amen 🙏
Ata eti hade af yeblun dyu😂😂😂😂😂😂
ፅብቅዶ ከምዝ❤❤❤❤❤❤❤
ሞይተ ሳሓቅቅ ኣየ ተጋርዋይ መጨረሻ ብክያት ኮይና😁😁😁😁😁😀😀
ኣጫዊትኹማ ዋይ ዋይ🤔😂😂😂🥰
Waww ❤❤❤❤
Yada bekayi bsahak ketelkani ba kkkkkkkkkk❤❤❤❤
ክክክክክክክ 😃😃😃😃🥰
ናብኽያት ነገርስ❤😂😂😂😂
yada btaemi eika gobez
አረ ተመችያትኒ❤❤😂❤
አዋይ ደስ ክብል
ቀፅለሉ ዝገርም ፕራንኽ እዩዋ ንዓና ፕራንክ ኣይትግበረና ዋ 🤣🤔
Hray aylmedenn😂😂
ዉዉ ተጋሩ የሕዋትና ደሰ ዝበል ገረሚ
😂😂😂😂😂ዘብረኣብሩኽ ቁ.2
😃😃😃😃😃😃 wa game prank malet lomi yrei alekub
ዋይ ሃበኸየ ግን ሓቅምሱሉን ነዉሩ😂😂😂😂
ይመችኻ ወድነዋ😂🤞
😅😅ኡይይይ ሞይተ 😂ደስ ብሃልቲ 😘😘
ብማርያም ናበልኩም ግን ኣትላገፁ 🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አበካክያ 😂😂😂🥰❤️
@@hiwottesfay1283 hiwetey kkk
አታ ሞትና 🤣🤣🤣🤣
Kkkkkk
😅😅😅😅😅😅👌👌👌👌
ዋይ በኽዩ 😂😂😂
Waw, 😂ዝገርም ፕራንክ😂
😅ዓርኪ የብለይ የበልካናይ😂😅
ጽቡቅ ጌርኩም ኣዘንጊዕኩማ ደቂ ሹቅ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ
ግን እዚ ፕራንክ ትብልዎ ዝለኹም ዋላኳ ፅቡቅ እንተኾነ ግን ሙስዋእቲ የኽፍል እዩ ሕማቅ እዩ ፕራን ወድፕራንክ ኣይትግበሩ በትለይ ምስ ኩነታት ሓዳር ዝተትሓሓውዘ ፕራንክ ተዘይትገብሩ ንዝፍጠር ነገር ካብሕጊ ትጠያቅነት ኣይተምልጥን ኣሕዋት ኻልእ ምፍልሳፍ የሐሽኩም እዚ ቀልዲ ዓፋር እዩ ቀፅሉ ኹሉሻዕ ፅቡቅ ኣይጋጥምን ኸይትኣትውዋ ሃለውለው ኣይትበሉ ብዝሕ ሰብ እዩ ኣብ ስምዒት ኣትዩ ኣነ ባዕለይ ኣብ ስምዒት ኣትየ ነይረ ብሽጉጥ እየ ከንድዳ ነይረ ታይ ማለት እዩ ዚ ክዕዘብኪ ኢለ ነይረ ኽዕዘበካ ኢለ ነይረ ዶንት ኬር ፅብቅ ኣይኮነን ኣቋርፅ
ዕልል እዩ እምበይ🥰🥰❤️💛
Uaye. Ahwatey. 👍👌🙏🙏🌿❤️🕊️
ፎትየዮ እየ ልገርም እዩ🥰
sebay eka kulu tiseriho sirahitika bitaemi u dess zibil ketsilelu hawey
ገና ኣይረአኩን እንዃዕ ደሓን መፃኹም
ዋእ ገሪሙኒ ነይሩ
ዚ ቪዲዮ share ምግባር ከይርሳዕ 🙏🙏🙏ኣብዚ ፕራንክ ቪድዮ ናይ ሰበይተይ ገፀባህሪ ተፃወተት(liwam) ናይብሓቂ ሰበይተይ ዘይምዃና ክነፍልጥ ንፈቱ ........
ቢጣኢሚ ደሲ ተቢል
ቢጣኢሚ ደሲ የቢል
አሜን ይፈላልኹም🙏 የስምረልካ ዝሓወይ ባእእእ ተፈላልና ተባእስና ናበልካ ስ ፕራንክ ኣሎ ኣምላኽ ዝበልካዮ ይኹነልካ እዩ ዝብል አነውን ዝብሎ የብለን የስምረልካ እየ ዝብለካ🙏
ኣብ'ዚ እታ ንፕራክ ዘምጻኩማ ሓዳር በቲነ ኢላ ሂወታ ሙሉእ ምተሳቀየት ነራ ግን እዛ ፕራክ ትባሃል ሓደጋኣ ይበዝሕ መስለኒ ነፍቃሪትካ ከይ ነገርካ ሰሪሕካያ ተትከውን እንታይ ዓይነት ሓደጋ ከምዝፍጠር ርዱእ ኢዩ ጥንቃቀ ከድልየኩም ኢዩ ብዝተረፈ ዓይንን ልብን ኢለኩም ኣለኩ
@@tesfalemhailu1216 አረ እዝ ፕራንክ ሓደጋ እዩ ሓደ ወዲ ንአፍቃርቱ ከይነገረ ምስ ሓንቲ ጓል ከምኡ ናገበረ አብ ሚድያ ምስ ርአየቶ ካብ ፉቕ ፀድፋ ሐጂ አብ ሕክምና አላ😪አብ ስደት ማለት ዩ💔
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዘንግዕ ካሜራ ደቂ ትግራይ 🇪🇷🇪🇷
Thank you brother😊
ዋው ከምዚኣ የለን ዎዮ ጋል ናብ ርእሳ ተገልቢጣታ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ካብ ዝገርመኩም ተጋሩ የሓዋተ ሕጂ ሕልፍ ክብል ኢየ ረኺበያ ብዚ ኣጋጣሚ ሳብስክራይብ ሂበኩም ኣለኹ ሓብትኹም ካብ ወገን ኤሪትራ ኢየ ብስራሕኩም የቐንየልና ።
Wawwww btami des zbl wala nay prank garkani ketslo 🤔🤔🤔🤔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👏👏👏👏👏👍👍👍
እዋይ ምስክነይቲ ሰሪሕኩምላ ሶ ያዳየ ሰበይትካ ደስ ምባላ ፍቅርኩም የብዘሐዮ💛💓 ውልድኩም የርእየና 💓💓💓💙💙💓
ያዳየ ብክያትስ ሞይተ እየዋ ይኩን ዳሕና😂😂😂😁
Haha
ናበይ ከዱ እናበልኩ ኩሉ ግዜ ይሓስብ ነረ እኩዓ ድሓን ሃለኩም ያተጋሩ ❤❤❤❤❤❤
ባዕልካ መኺርካላ ተገልቢጣ ንባዕልካ መንብዒት ኾይና ጅግና ልዋም❤❤❤
ጎረቤትና ሎሚ ብሰሓቅ ቀቲልኩምኒ። ልዕሊ ኩሉ እቲ ወዲ ምስ በለየ እታ ጓል ኣደንጊጻትኒ። ግን ዳበኸየ ድማ ሓቊፍዋ ከምዚ ሑቑፊ ኣዲኡ ዝናፈቀ ቆልዓ😂😂😂😂😂😂
😂😂😂
ትግርኛ እናተዛረብኩም ኣምሓርኛ ኣይትሐወሱ በጃኹም። ናሓፍር ኣለና
Ab tigray Kem mebale eyu zhseb😅
ከመይከ ዘይፈር ፡ዘረኛ ሰብ ጸላእኩ
ብደስ ዝበሎ ይዛረብ አማርኛ አምላክ ዝሃበና እምበር፡አምሓሩ ዝፈጠርዎ ቛንቛ የኮነይ የይይ