ውሽማኺ እየ ፕራንክ - ብ ካራ ወጊኣቶ ነይራ ...መሓዛይ ሲኢነዮ ነይረ 😭😭🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 602

  • @yadaprank
    @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +90

    ፉቱዋተይ ናብ 10 ሰብ share 🙏 ተሸወድኩም ድማ 50 ግዜ 😂

    • @trhaslove4629
      @trhaslove4629 10 หลายเดือนก่อน +2

      ምሉእ ብሙሉእ ፕራንክ ተጌርና ሎማዓንቲ😁😁😁😁 ይመችኹም ፅሩያተይ💝💝💝💝💝

    • @milya6109
      @milya6109 10 หลายเดือนก่อน

      ተደናጊረስ ናብ 100 ሰብ share ጌረዮ 😬😎😜

  • @Seni12-y
    @Seni12-y 10 หลายเดือนก่อน +49

    ፖዉ እዛ ጋል ግን ጎበዝ ተዋሳኢት ኢያ ኣእሚናትና ብሓቂ❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน +1

      ተሸወድኩም ናብ 10 ሰብ Share ግበሩ 😊

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 10 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ❤❤❤❤

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 10 หลายเดือนก่อน +28

    ጓል ደኻ እየ ኣሕ😢😢😢😢😢ኣጆኪ ድካ ኣተሓሳስባ እንበር ድኻ ሰብ የለን

    • @HvVc-j4x
      @HvVc-j4x 7 หลายเดือนก่อน

      ኅል ትረክባ😢

  • @kokobeasfaw1504
    @kokobeasfaw1504 10 หลายเดือนก่อน +27

    ድምፃ ለኡሙ ይመስል ትቡሉ❤❤❤

  • @GidayKahsay
    @GidayKahsay 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንጌ ሞይተ ሞይተ ቀትልካና😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ያዳ ያዳ ያዳ ......ካራ እያኮ ሕዘ .......amazing ኣንጌ ተረኽባ

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ኣየ ዛጋል ትረክቦ ውይይ ክትጭኩኑ😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 10 หลายเดือนก่อน +4

    እዉይ ጓልነይ ማዓረይ ኣሕዝናተኒ 😢ብሓቂ እዉን አእምናትና እያ

  • @JsSh-g8p
    @JsSh-g8p 10 หลายเดือนก่อน +3

    ፅሩያት ደቂ ትግራይ ፃዕዳ ቀፅልሉ ብሓቂ ግን ተሸዊደ እዛ ጋል ኣድኒቀያ 💞💞💞💞💞💞

  • @ጋልሰብዓሓላል
    @ጋልሰብዓሓላል 10 หลายเดือนก่อน +16

    እንኳዓ ዳሓን መፃካ ያዳ ብራክ ጠፊካና ኮ እስቲ ልናፈቅክሞ👍😍

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      thank you 🥰🥰

  • @mekerettube7242
    @mekerettube7242 10 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ጉድ ኣነ ክዓ ምጥንካራ ይብል ሸዊድካና ብሓቂ ያዳየይ😂😂😂😂

  • @ShewitZergaber-mm8lb
    @ShewitZergaber-mm8lb 10 หลายเดือนก่อน +7

    Eway eza gal😂 awasewa eske bravo ya beqa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ፖዉ ናይብሓቂ ተሸዊደ 😂 ብዝኾነ ደስ በሃሊ እዩ ቀፅልሉ❤🎉

  • @دستااحمد
    @دستااحمد 10 หลายเดือนก่อน +18

    ውይ መዓረይ ተሕዝኒ😮

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣዳ ሽከር እንኳዕ በሰላም መጻካ ኣትጥፋእ ናፍቅናካ ፍልይ እዩ ናይካ ስራሕ ኣድናቅትካ ካብ ስዕድ ዓረብ ቀልጥፍካ ናዓ ንስሕቅ ❤❤

  • @mekdiqueen4550
    @mekdiqueen4550 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንእሙ ሰበይቲ ሃኒ ትመስል ድምፃ ❤😂

  • @LovelyGeyser-qr1sx
    @LovelyGeyser-qr1sx 10 หลายเดือนก่อน +6

    ናብቲ ካሜራ ምስጠመተት ገጢመያ😘 ብዝኮነ ቀፅልሉ❤

  • @TwyeRtstyta
    @TwyeRtstyta 9 หลายเดือนก่อน +1

    Way nay behaki mesilni. Neyru Teshwidey❤❤❤❤

  • @سلامه-ل1ت
    @سلامه-ل1ت หลายเดือนก่อน

    ዋይ ናይ ብሓቂ ሸዊዳትኒ❤❤

  • @NegasidawitDawit
    @NegasidawitDawit 8 หลายเดือนก่อน

    አቲ ክንደይ ትሐስሙ እንተንስኺ ግን ብጣዕሚ ጽንዕቲ አብነታዊት ሐዳርኪ እሰስን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TirhasTirhas-x6f
    @TirhasTirhas-x6f 3 หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ ኣነ ኣይኣምንኩን ነይር ናዓዓ እየ ምስልኒ ነይሩ

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 10 หลายเดือนก่อน +8

    ኣንበሳ ዛጓል ኣደንቀያ ሓቂ መሰልኒ ነይሩ😂

  • @Habu23Show
    @Habu23Show 9 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሓቂ Acting እዩ መሲሉኒ ነይሩ እዛ ቆላዓ ፕራንክ ትግበር አላ ተትኾዉን ነይራ ኣብ ደገ ዊዒላ ንገዛ ምስ አተዎት ቀጥታ ምስቲ ዝዋዓሎታ ክዳን ኣይኮነትን ገዛ ተላዕል እንተገደደ ኣብ ገዛ እትገብሮ ክዳን (ብጃማ) ለቢሳ እያ ስራሕ ትሰርሕ ነይራ ምሰቲ ዝዋዓሎቶ ክዳን ገዛ ተላዕል ላዕሊ ታሕቲ ምባላ ግን ንሳ ከምዘይትግበር ዘላ ፕራንክ ተረዲኢኑ ። ብዝኾነ ሓሪፍ ስራሕ ይመችኹም

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 10 หลายเดือนก่อน +3

    ያዳ ሽኮር ናፊቅናካ ፀኒሒና ኣይትጥፈአና❤❤❤❤❤

  • @AbrahamGhimai
    @AbrahamGhimai 10 หลายเดือนก่อน +1

    Gega zeom yehwtey Lebi❤ sebe key tetnkefu

  • @PpP-c1e
    @PpP-c1e 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ዓይነይ ሓዳሽ እየ ነአዚኢ ተቪ ግን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 10 หลายเดือนก่อน

    ዉይ በሰመኣብ ብልቢ ደንጊፀ ኡፍፍ እዉይ ሓወይ ተረኪብካ ያዳ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፂኩም❤

  • @Gunners24
    @Gunners24 9 หลายเดือนก่อน

    ተናዚዙ በል ምንሳሕ ከማን ኣየድልዮን ስጋደኡ 😂😂😂😂 love u from eritrea❤❤❤

  • @kdusHailemariam
    @kdusHailemariam หลายเดือนก่อน

    ብካራ ኣይትቀልዱ❤❤

  • @DdDf-e4p
    @DdDf-e4p 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣታ ዝኹሉ ተመስትናስ 😢😢😢😢ንባዕሉያ 🤣🌹🤣😊❤❤❤

  • @DanielKiros-kt2bt
    @DanielKiros-kt2bt 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቀላል ሽዎዳ 😂 ሰሓቐይ አብዚሕኹሞ 💪love you guys

  • @እንዳባጉናዓደይ
    @እንዳባጉናዓደይ 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓወይ ማዓረይ እሕዚኑኒ😢 ናይታ ጋል ኳ ከምዝፈለጠት ፈሊጠያ እየ መጀመሪያ ምስ ሰባኣያ ክትኣቱ ካላ ፈሊጠያ😂

  • @SeSe-x8l
    @SeSe-x8l หลายเดือนก่อน

    የኔ ማርርርርርርርርርርር😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ 10 หลายเดือนก่อน +20

    ስልሰይቲ ኮማቲት እየ ላይክ ጠውቁ 😂😂😂 ፅብቅ ገይራ ጎበዝ😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  10 หลายเดือนก่อน

      🙏😊

  • @MeryMery-d7s
    @MeryMery-d7s 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ኣነ ተሸዊደ

  • @Halewat12
    @Halewat12 10 หลายเดือนก่อน

    ፈሊጠ ነይረ ምኽንያቱ ዚሒላ ዚሒላ ማራ ዝሕዙኑ ነገራት ነይሮማ ግን ኽንድዚ ዝአክል ነገር ገጢምዋ ግዜ ክትቦ ክርላ ቡዙሕ ታሓስብ ኢኻ ነገር ግን ❤❤❤❤ይመችኹም ደስ ባሃሊ ትጠፍኡና አለኹም ቀፅሉሉ ዳይ ዳይ 😅😅😅😅😅😅

  • @ጓልሽረሓላል-ጨ8ዐ
    @ጓልሽረሓላል-ጨ8ዐ 10 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተሸዊደ ሓቂ መስሉኒ ግን ጎቦዝ እያ ዛቆልዓ❤❤❤

  • @DfFf-h3u
    @DfFf-h3u 10 หลายเดือนก่อน

    wawww kemzias yelan 😂😂😂😂😂 :ymechkum zro❤❤❤

  • @ሕንቁቕወድትግራይ
    @ሕንቁቕወድትግራይ 6 วันที่ผ่านมา

    ደሙርኒ ኣሕዋተይ❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 หลายเดือนก่อน +1

    አቤት ተዋስኦ ክክክ ቀፅልሉሉ ሽኮሪናታትት ❤🥰

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 10 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማር❤ ክንደይ ከብደይ ከም ዝበልዐኒ ኣጊ🥰 ያዳ ግን ናይ ኢድካ ይሃብካ😁🥰ይሞቾኩም ብዝኮነ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤

  • @سميره-ش2ح
    @سميره-ش2ح 4 หลายเดือนก่อน

    ተሸዊደ ኣነ 😂😂😂😂😂ቃፅሉሉ

  • @Mhlyet
    @Mhlyet 2 หลายเดือนก่อน

    btaemte ❤shewude

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጋል ድካ ❤ፅብቅተይ ኣሕዝናትኒ😢😢😢

  • @Tah-mo2pf
    @Tah-mo2pf 7 หลายเดือนก่อน

    ጋል ደካ እየ ኣሕ😢😢😢😢😢 ኣጀኪ ድካ ኣተሓሳስባ እንበር ድኻ ሰብ የለን

  • @assass8589
    @assass8589 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ማሓረና😢😢😢😢

  • @DjhJdjd-xc7nx
    @DjhJdjd-xc7nx 7 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ሕጂይ ድያ የሪድ ሓዝ

  • @djsv1094
    @djsv1094 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይይይይ ጉድ ❤❤❤❤ እንኮዕ ብሰላም መፃካ ያዳ ❤❤❤

  • @MisginaHaile
    @MisginaHaile 13 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ኣነለ ተሸዊደ ፕራንክ ጌርካኒ

  • @yosiefhaile8415
    @yosiefhaile8415 7 หลายเดือนก่อน

    Wawww ab hwetey mulu kemza gerkum prank gerkmniy atfeltun nabhakiy nfuat sebde tsenihe sebayn sebetn do kemu ygber eyu ele

  • @HhBb-h5g
    @HhBb-h5g 10 หลายเดือนก่อน

    ብናማን ተፀብየ😂😂😂😂ዝሮ ይመቸይኩም

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu 10 หลายเดือนก่อน +1

    ተሸዊድና

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 8 หลายเดือนก่อน

    ኣእሚናትና ብሓቂ

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 10 หลายเดือนก่อน

    ውይ እታ ቆልዓ ኣሕዝናትኒ ነይራ ዳሓር ከዓ ኣንግ😂

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 10 หลายเดือนก่อน

    ዋዉዉዉዉ አነ ተሸዊደ እየ ነይረ

  • @hiyabgebreananya3563
    @hiyabgebreananya3563 10 หลายเดือนก่อน +4

    ወይ ምቅርት❤❤❤

  • @RayaTigray
    @RayaTigray 7 หลายเดือนก่อน

    ስም እግዚአብሔር ግን ኣይተልዑሉ😢😢😢😢

  • @mulubrhantsige3837
    @mulubrhantsige3837 10 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ኣይተሸወድኩን ምክንያቱ ተዘይትፈልጥ ከምዚ ኢላ ኣይትረጋጋእን ክትደናገፅ እየ ተፀብየያ ነይረ

  • @TesfuGebremedhin
    @TesfuGebremedhin 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ቀፅለሉ

    • @yadaprank
      @yadaprank  8 หลายเดือนก่อน

      Thank you tesfsh

  • @kokobbrhane9674
    @kokobbrhane9674 7 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ገበረትኩም ወደይ❤❤

  • @KisanetFshale
    @KisanetFshale 6 หลายเดือนก่อน

    nay bhaki teshewidna

  • @MuezGher
    @MuezGher 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይትምሕራ ጓል ድኻ እየ ናበለት 😂😂😂😂😂

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 10 หลายเดือนก่อน +6

    ሽኮራተይ ቃፁሉሉ❤❤❤❤

  • @OnMo-it6br
    @OnMo-it6br 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምስክነይቲ❤❤❤ ጓል ድኻ እየ ሰረቅቲ ትግራይ ሰ😢ብ ፀርፀር አብልክምው😢😢

  • @dvhvfhthubfh5722
    @dvhvfhthubfh5722 10 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ተሸውደ 😂❤❤❤

  • @ቀባፅጓልተምቤን
    @ቀባፅጓልተምቤን 10 หลายเดือนก่อน

    ጓል ድዃ አየ ምዓረይ😢😢😢😢😢😢

  • @EleniGidey-v5u
    @EleniGidey-v5u 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ያዳዋይ❤❤❤❤❤

  • @AsterSele
    @AsterSele 2 หลายเดือนก่อน

    ተጫዊትልካና እባ 😂😂😂

  • @maekeleyilma
    @maekeleyilma 8 หลายเดือนก่อน

    dekise eye nara a kuwa neyre

  • @kbromhadush3878
    @kbromhadush3878 10 หลายเดือนก่อน

    ውይይይይ ሽኮረይ ክተሕዝን

  • @HadushAngesom
    @HadushAngesom 8 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ ዓይነት prank ን ሰበይትካ ምፍታን ጽቡቅ ኣይኮነን ብጣዓሚ ሽም አዩ በተለይ ኣንታ ሰባኣያ

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig 10 หลายเดือนก่อน

    Po lbna mstegode hasikumna yay bahaki🥰

  • @susususu-w9q
    @susususu-w9q 10 หลายเดือนก่อน

    መን ኢኻ 😂😂😂😂 አሕዚናትኒ😂😂😂

  • @rona7755
    @rona7755 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ብሳሓቕ ዳርጋ ሞይተ።

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣንግየ ዓርከይ ያዳ ያዳ😂😂😂

  • @BerihaTesfay-sy3zu
    @BerihaTesfay-sy3zu 10 หลายเดือนก่อน

    ዋይ መሕዘኒት

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 10 หลายเดือนก่อน

    Shewidkana .eta gal bitaemi nfieti eya

  • @ReyanHussenn
    @ReyanHussenn 10 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki xbuki gele aynet

  • @jemalyasin5649
    @jemalyasin5649 10 หลายเดือนก่อน

    Sebay wedi gedifu aywetseen

  • @newnoha2153
    @newnoha2153 10 หลายเดือนก่อน

    😂😂shewitkani arkeni

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 10 หลายเดือนก่อน

    Sejmuar ayi ayi ayi

  • @semhalgetahun-mu8em
    @semhalgetahun-mu8em 7 หลายเดือนก่อน

    ያው 😂😂😂😂የስሕቅ እዮ

  • @XreRewr
    @XreRewr 8 หลายเดือนก่อน

    ያዳያዳ ኣይኮነይ

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @Akaze-y6p
    @Akaze-y6p 10 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍ በዛኪ ዳአነ😢😢😢😢ባሓቃ ለባም

  • @NegasidawitDawit
    @NegasidawitDawit 8 หลายเดือนก่อน

    ቐቲልካኒ ብልቢ አሻቕልካኒ ብዉልቀይ ተሻቕለየ

  • @JonGidey-d6x
    @JonGidey-d6x 10 หลายเดือนก่อน

    Ata Yada Fkrr Metakado ❤❤❤❤❤

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና እያ ዛጓል😊

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 9 หลายเดือนก่อน

    ሰበይቲ ሃኒ እሙ መሲልኒ ነይሩ ግን ዛጓል ሆብኻራ የለን ቀልዲ ጎበዝ ትዋሳእ😂

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 10 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ንኣንጌ እዩ ወይ ክሪኣ ነቀደም ኢለስ ወየ በበይ ዘይብሃል ያዳ ያዳ በለ 😂ብስሓቅ ሞይተ እየ 😂😂😂😂ይመችኩም❤❤❤❤❤

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዝናትኒ ውይዊ ማዓረይ😢

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ያዳ ያዓዊዊይይ ያዳ ያዳ 😂😂😂😂😍🥰🥰🥰

  • @ሑቡንኤርትራዊ1997
    @ሑቡንኤርትራዊ1997 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ መወዳኣታ ጽብቅቲ prank ሰሪሕኹም❤🎉😊

  • @Muler-q2r
    @Muler-q2r 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ እዉነት ተሸዊደ ነይረ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልኒ❤❤

  • @quisiue3968
    @quisiue3968 10 หลายเดือนก่อน

    ዉይ አሕዝኒትኒ😢😢

  • @ZUZUየራያዋ
    @ZUZUየራያዋ 10 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ያ😂😂😂ወያ ስብኣይ🤣🤣

  • @سلامهسلام-ص7ع
    @سلامهسلام-ص7ع 2 หลายเดือนก่อน

    ተሸውድና😂😂😂😂❤

  • @rozar227
    @rozar227 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😂😂😂ያዳ

  • @wasiemahamed9037
    @wasiemahamed9037 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ዝኾነ😂😂😂😂😂

  • @tomclinic1041
    @tomclinic1041 7 หลายเดือนก่อน

    ere tkel 'ya

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj3490 10 หลายเดือนก่อน

    መዓረይ ተሕዝን😢😢