ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስም እግዚአብሔር ብኮንቱ አይትፀውዑካብዘን 10 ትእዛዛት ዝተዋሃበና ብእመበታችን ትምሕሉ ተጠንቀቑ አብ ቀልዲ ክንድዚ ማሕላ በስመአብ
ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና አምላኽ እምበይ ኣብ ቀልድ ማርያምን ምባል ከብድ እዩ
ናይ ብሓቂ ማሕላ ኣይፍቀደልናይ እዩ
Way chinket eko meta
ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ከመይ ጌርካ ተቕርብ ኣይግበሮ ሕራይ እንተበለትካኸ ከተባእሰን ትኽእል ኢኻ
ወድነዋይ ከምዚ ናገበርካ ኣዘናገዐና ኣብ ጭንቀት ኣብ ሕራረት ኢና ዘለና ኣብ ስደት ዘለና ተጋሩ💔👊💊
እቲ ፕራንክ ሓሪፍ ሰርሕካዮ ደስ ይብል ግን አብቲ ናይ እግዚአብሔር ስም አብ ቀልዲ ምልአል ሕሰበሉ ብዝተረፈ በርትዕ ቀፅለሉ.. .ግርም እዩ
።
ናትካ ፕራንክ ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ግን ይቅሬታዋ ዛሓወይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግን ብዙሕ ፅብቅ ኣይኮነን ጓል እኮ ኣብ ቀረባ እዩ ልባ 😢ግን ንፍዕቲ እያ ኣይሰነፈትልካን ኣድኒቀያ
gual tenkara eya...emunti eya...kburti eya...bzitat ayttrteri
Ab qereba dya koyna lbki
@@timnitderar 🤦♀️🤦♀️
መዓረይ ጋል ጠንካራ አያ አስኺ ኣብ ቀረባ ስለ ዝኾንኪ ኩለን ከማኺ ኣይምሰልኪ ዋ
ብሹም ማሓዛኣ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ወዲ ዓደይ ሽኮር❤❤❤
ሐውና ያዳ ሐሲውኩም ብማርያም / ማርያምን አይትበሉ ሐጥያት እዩ።
ፅቡቕ ስራሕ ይምነየልኩም ግን ሓሲኹምሲ ንምንታይ ማርያምን ትብሉ ???? ወዮኳ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት በሉ እምበር ፈፂምኩም ኣይትምሓሉ እንዳበለናስ ኣብ ሓሶት እውን ንምሕል ቃል እግዚኣብሄር ይዓቢ ይኣዳ ሓወይ ኣመሓይሹ
እሙን ማሓዛ ምስሊ እግዛብሄር ክባሃል ሲ ኣባኺ ሪአዮ
ያዳየ ፅብቅ እንድዩ ግን ብሓሶት እግዚአብሔር አይተልዕሉ ምሲ ይርታ ግን አቅርበ እየ ደቂ ርመይ
ዋውው ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት💊💊💊💋👌
ያዳ 😂ሓሳድ ግን በቀልዲ ማርያም ዋኝ😢አረ ደቅኖ እምንቲ ማሓዛ ብሓቂ ጎተተይ❤
ናይ ብሓቂ ሓያል ጓል ኢኺ ንፉቲ መሓዛ ኢኺ ።ቀጽልዎ ንፉዓት
ትግራይ ዓደይ ማኣዝኩን እዩ ሰላምኪ ተመሊሱ ዘርአየኒ ፈጣሪ
ያሬድ ማለት ዝወዲ ሽረ ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ድዮ ዝንሄ ዞም የሕዋተይ አነስ ደቂ ትግራይ ሰባት ክታርኢ ተለኩስ ብክያት ይመጸኒ ንኩላኩም ደቂ ትግራይ ይፈትወኩም እየ ዞም ምዓረይ♥
ብጣዕሚ ተኣማኒት ጸኒሓ እንበር ሓደገኛ ፈተነ ኢካ ፈቲንካያ፡ካብቲ ኩሉ ዘሓተትካያ ተቲጋገ ነይራ ምስ መሓዛኣ ዋላ ፕራንክ ይኩም ምተባተካ ነይረን።
ንሓፍትና ፈታኒ እዩ ግን ንኻሊእ ትምህርቲ እዩ እምንቲ መሓዛ በሓቂ ትዕረም ጌጋ ግን ኣለኩም ብናማን ዋላ በሓቂ ማሕላ ብፈጣሩ ክልኩል እዩ።ኡነት ኢልካ ምምሓል ኡኹል እዩ
ያረድ ሽኮር ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ንእሽተይ እካ ኣስሕቃና 😔መስሓቂ ናይ ትግራይ ተልይካ ልቀቀልና
ስደደልና ዩ ዝበሃል ትግርኛ ልቀቀልና አምሐራ ይበልዓኩም ንዕዖም ተምልኩ ትግርኛ ድዛረቡ አምሐሩ ጎሮቤታችን
ዓብይ ትምህርቲ ዘለዎ ቪድዮ እዩ ማለት አብ ምሕዝነት ክንገብሮ ዝግበኣና እዩኣሕሊፍካ ዘይምሃብ ተኣማንነትብጣዕሚ ኣድንቀያ ጎቦዝ እያ ናትካዉን ፅቡቕ ኣቀራርባ እዩ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ዘሎ እንሪኦ ዘለና እዩብጣዕሚ ቕሬታ እተሰመዓትኒ ግንንንን ንዝኾነን ዝኾነን ማርያምን,ብማርያም, አረ ማ.....ክትብሉ /ክንብል እንከለና ሱም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብኾንቱ አይንፀ ዉዕ ምስ ሰናይ ይቅርታ 🙏♥
Fqri adena dngl yhlwa sm adena dngl maryam texewia kea zey thsu tkon asfh ablka kea mhsab lmed
አነ ካዓ ከምዛኡ ዝበለት ማሓዛ አለትኒ ተመሰገን😭ሰደት ግን💔😥🙏
😢
ብጣዕሚ ኢምንቲ ማሓዛ ፎትየያ ግን ሕራይ ተትብለከ ከ ክተባእሰን
ብጣዕሚ ጎቦዝ ማሓዛ እያ ዓዲ ጎቦ ለ ባሓደ ናበላዕካ ይወስዳካ😢😢
እግዘብሔር አምላኸይ ከምዚኣ ዘበለ መሓዛ ፍጠረለይ🍃❤❤
Wela nay
ቆላዓ ጠንካራ እያ ብሓቂ እዛ ብራይንክ ትባሃል ግን መባኣስት እያ ተጠንቀቁ ፍቁራተይ
ኣብዛ ዓለም ከምዝኣ ማሓዛ ክትህሉ ፀቢብ እዩ ❤❤ሕራይ እለን ዝቅበላ ግን ፅዑቃት እየን ቢበዝሒ ❤❤ ንተቆላዓን ነቲ ተዋሳኣይ ግን ኣድናቆት ኣለኒ ❤
Asey kemzia mhazas yhabena❤❤
ኣነስ ኩሉ ኢርትራዊ ተጻራፍ ይመስለኒ ነይሩ ኣብ ናይ ታጋሩ ኣትዩ ጹቡቅ ኮሜት ዝጽሕፍ ኣይመስለንን ነይሩ ብዝኾነ ኒ ሰላም ንዘምር 🙏🙏🙏💐💐
ፍጣሪ ካብ ፈተና የድሕነና ግን ወጻእተኛታት ጌሮሞ ኢልኩም ኣይትግበሩ ንሐበሻ ኣየጸብቀልናንዩ
ትኽክል እሺ እንተበሎተስ ከቢድ ዩ❤❤❤
ብሓቂ እሺ ምበለት ኣባኢሰወን ነይሩ
እግዚኣብሔር ይመስገን ኣነ ውን ከምዚኣ መሓዛ ኣላትኒ ተመስገን♥♥
ወይዚ ባህልና ክኸፍእ ጸቃጢ ዝኾነ ባህሊ ሓፊራ ፈሪሓ ክትመውት ደልያ ስድራ ሕብረተ ሰብ ቤተ ሰብ እንታይ ክብለኒ ኢዩ ዝብል ሓሳብ ውሒጡዋ መስክነይቲ ❤😂
ዋዉ ብጣዓም ብልፅት ማሓዛ💛❤💛❤🙏🙏🙏
ማርያምን ገራሚት ዝኮነት ማሓዛ እያ 👸😘
ዋውውውውውው ደስ ትብል ማሓዛያ እያ❤ እቲ ጅንጀና ናይ ትምህርቲ ግዜ አዘክርኹምኒ😂 ብጣዕሚ እየ ዘፈቲየኩም ትግራይ ዓደይ ስላምኺ ይብዛሕ❤🎉
ናይ ብሓቂ ዓባይ ሰብ ዓርኪ መስዋእቲ ከምዝኸፍል
ልዛ ቆልዓ ግን ከየመስገንኩዋ ክሓልፍ ኣደሊ እምንቲ ማሓዛ ከማኺ ዝበለት ማሓዛ ይፍጠረልና ኣምላክ
ንሳ ክትርሕቅ ንስኻ ክትቀርብ ተረባሪብኩም😁ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ♥️♥️♥️
🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊😊
ERITREA KING 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
ደስብሃሊ እዩግን ክኣብጣዕሚ ፈታኒ ፕራንክ😍
ናተይ ማሓዛስ አፈሊጠያስ ንብዓላ ወሲዳቶ 😁😁😁
Ajjoke gal aday mary
😂
😅
ብመጀመርታ ሰላም ናዓካ አብ ዘለካዮ ዝሓወይ እና ብሰም ማርያም ቅዱሳን ኣይትማሓል ብዝተረፈ ቀፀለሉ
ከምዚታት ጸወታ ጽቡቅ ዩ ብከለሽን ግን ከይትድገም በርትዕ ኣጆኻ
ኣብየት ማሓዛ ማለት ፅረይተይ
ከእምና ፈቲነ በል ኣእሚነያ ኢልካ ትጽሕፍ ዘይከውን ይበል መሓዛ እምንቲ
ብጣዒሚይ ዝገርም ፕራንክ ቀፅለሎ❤❤❤
ዋውውው ብጣዕሚ ንፍዕቲ መሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ገራሚት ጓል ጀግና አያ❤
wa ata hmak eyu kemzi aytekrb wa keytebaesen gobez eki gn ab mehazaki zeleki xnat adnakiki eye
ጎበዝ ማሓዛ እግዚኣብሔር ይባርክኪ
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ማርያምን እልካ አትምሓል
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ ❤🥰🥰
ሰብ ኣብ ዘይብሉ ግዜ ሰብ ኮይና ዝተረኸበት እሞ ካኣ ናይ ሎሚ ማሓዙት ባዕለን ዘባእሳን ዝምንጥላን እዚኣ ግን ግርም ዝበለት ፅንዕቲ ርግዕቲ ♥️👍🏻ደስስስ ባሃሊት መሊኡ ዝዓደላ ማርያምን ግርም ኢለላ 🥰ከማኺዝበለት እምንቲ ማሓዛን ሓፍትን የብዘሐልና 🥰💋🙏🏻
ገራሚት መሓዛ ይመቸኪ❤❤❤ከማኪ የብዘሓየን❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ኮሪዕናልኩሙ ፁሩያት ♥♥ ሓንቲ ነገር ግን ብቀልዲ ማርያምን ምባልስ ይቅርታ ስለ ድፍረተይ🙏❤❤
እዚአ ጅግና መሓዛያ ክትእመንትኽእል ሽኮርጋል
ዊይ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ማዓረይ ለባም መስተውዐሊት ማሓዛ😍🥰🥰❤
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
ተኣማኒት ዓርኪ ምዃና መሐበኒት ያ
ንፉዕ ቀጽሎ ኣድናቂኻ ኢየ ok
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና ቀጽልዎ🎉🎉
Eway eza wedi kofidens zelewo kebaxMara kief aleka
ብጣዕሚ ለባም ማሓዛ እያ ምሕነትክን የብዛሓዮ ያዳ እውን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራንክ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤😂
ብጣዕሚ ንፍዕቲ መሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የቆንጆ
ኣሳሓቅቂኻ ደስክትብል ሃምናኣተያኣ
ፈጣሪ ኣይተልዕል 🤨ሓወይ ካልእ ግን ጎበዝ ኢካ
😂😂ብጣዕም አደናቕይ ኡታ ጎል♥️♥️♥️
ኣንበሳ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ፅሪተይ ናተይ
Betaemi eya des tebel hamaki zebela aereketi yeleway 🥰🥰🥰🥰
እሰይ ማሓዛ ማለት እዚኣ እያ አድናቂትኪ እየ ዝያዳ ልበይ ok My LOVE
እውይ እዛ ጋል ደይ ኸም ኻልኦት ኣዋልድ ኣዲኒቐያ 🥰🥰🥰🥰🙏
ብስም እግዚአብሕር አትቀልዱ ካልአይ ለ ክትጋገ ትኽእል እያ ተባአሰን አለኻ
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ❤❤❤
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና😂😂😂❤❤
ዋይ ዓይኒ ጠሊ ዝበልዐ
ጎበዝ ቆላዓ አነስ ከመይ ድየ አድኒቀያ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
ተለቂቅካዮ ግን ክንበኣስ ኢና😢😢😢😢😢😢
ኣሰይይ ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤
Qneti mehazaBhaqi💯♥️♥️♥️
ክሉ ፅብቅ እዩ ግን ማሕላ ግደፎ
ዋው እምንቲ ናይ ብሓቂሓዛ እያ❤
ዋይ እንየዋ ዓቕሊ ንየው ዘይትትንፎ ናዓል ሸክሉ
Waw mahaza mallet kemzi eyu ymechki❤❤❤❤❤❤❤
maryam enabeleka aytmhal bkontinay maryam ayttsewue bro
ብሓቂ እምንቲ ማሓዞ❤❤🦋💜
ነውሪ ብጣዕሚ ዘፀልእ ሕራይ እንተትብለካ ኸ ተሕፍሩ
Alem prank geyrato zela hzbi Entay geberekum selamu zeyhbwo!!!!!
ለባም ብጣዕሚ መሓዛ ኢያ
ናትካ ፕራንክ ታይ ክወፆ ግን ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ኣይኮነን ደቂ ሓላል መሬት
ብጣዕሚ እምንቲ መሓዛ እግዛብሔር የኽብርኪ ❤
Wwww nay behaqi lebam wereja adniqeki nifieti ❤
ብሰላም መጻኩም በርትዑ ግን እቲ ኘራንክ እልካ ዘይ ኮነ ቃላትከብድ እዮ
እምንቲ ማሓዛ እያ።ግን ብኾንቱ ብቀልዲ አይትማሓሉ
አረ ተመቺካኒ ቀፅለሉ
ያዳ ኣያኣ ንፕራንክ እንዃዕ ደሓን መፃአእኻ ፍቅረይ 😃😃😃
ዘም ኣሕዋተይ ብጣዕም እድየ ዝፈትየኩም ደቅ ሓላል መሪየት ሰላምኩም ብዝሕዝሕ ይበለለይ ሓንት ነቀፈታ ግን ኣለትን ይቅሪታ ሹም ቁድሳን ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ይብል እግዝኣብሄር ኣምላክና ብቀልድ ብሓቅ ማሪያምን ኣይትበሉ ዘም ኣሕዋተይ ካቡኡ ዝተረፈ ግን ኣጀካ ቀፅለሉ ዝሓወይ
ማሓዛ ማለት ግን💯
ዋውውው ናትና ዲኩም ኣሰይይ ❤❤💛💛💛💛
ዋውው ደስ ክብል 💘
ወርቅ ዝኾነት መሓዛ ❤️❤️❤️❤️
Kemzi prak eay gberen eiu sedetat
ፅብቅቲ ማሓዛ እዉነት ፈትያ😘😘😘
ስም እግዚአብሔር ብኮንቱ አይትፀውዑ
ካብዘን 10 ትእዛዛት ዝተዋሃበና
ብእመበታችን ትምሕሉ ተጠንቀቑ አብ ቀልዲ ክንድዚ ማሕላ በስመአብ
ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና አምላኽ እምበይ ኣብ ቀልድ ማርያምን ምባል ከብድ እዩ
ናይ ብሓቂ ማሕላ ኣይፍቀደልናይ እዩ
Way chinket eko meta
ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ከመይ ጌርካ ተቕርብ ኣይግበሮ ሕራይ እንተበለትካኸ ከተባእሰን ትኽእል ኢኻ
ወድነዋይ ከምዚ ናገበርካ ኣዘናገዐና ኣብ ጭንቀት ኣብ ሕራረት ኢና ዘለና ኣብ ስደት ዘለና ተጋሩ💔👊💊
እቲ ፕራንክ ሓሪፍ ሰርሕካዮ ደስ ይብል ግን አብቲ ናይ እግዚአብሔር ስም አብ ቀልዲ ምልአል ሕሰበሉ ብዝተረፈ በርትዕ ቀፅለሉ.. .ግርም እዩ
።
ናትካ ፕራንክ ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ግን ይቅሬታዋ ዛሓወይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግን ብዙሕ ፅብቅ ኣይኮነን ጓል እኮ ኣብ ቀረባ እዩ ልባ 😢ግን ንፍዕቲ እያ ኣይሰነፈትልካን ኣድኒቀያ
gual tenkara eya...emunti eya...kburti eya...bzitat ayttrteri
Ab qereba dya koyna lbki
@@timnitderar 🤦♀️🤦♀️
መዓረይ ጋል ጠንካራ አያ አስኺ ኣብ ቀረባ ስለ ዝኾንኪ ኩለን ከማኺ ኣይምሰልኪ ዋ
ብሹም ማሓዛኣ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ወዲ ዓደይ ሽኮር❤❤❤
ሐውና ያዳ ሐሲውኩም ብማርያም / ማርያምን አይትበሉ ሐጥያት እዩ።
ፅቡቕ ስራሕ ይምነየልኩም ግን ሓሲኹምሲ ንምንታይ ማርያምን ትብሉ ???? ወዮኳ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት በሉ እምበር ፈፂምኩም ኣይትምሓሉ እንዳበለናስ ኣብ ሓሶት እውን ንምሕል ቃል እግዚኣብሄር ይዓቢ ይኣዳ ሓወይ ኣመሓይሹ
እሙን ማሓዛ ምስሊ እግዛብሄር ክባሃል ሲ ኣባኺ ሪአዮ
ያዳየ ፅብቅ እንድዩ ግን ብሓሶት እግዚአብሔር አይተልዕሉ ምሲ ይርታ ግን አቅርበ እየ ደቂ ርመይ
ዋውው ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት💊💊💊💋👌
ያዳ 😂ሓሳድ ግን በቀልዲ ማርያም ዋኝ😢አረ ደቅኖ እምንቲ ማሓዛ ብሓቂ ጎተተይ❤
ናይ ብሓቂ ሓያል ጓል ኢኺ ንፉቲ መሓዛ ኢኺ ።
ቀጽልዎ ንፉዓት
ትግራይ ዓደይ ማኣዝኩን እዩ ሰላምኪ ተመሊሱ ዘርአየኒ ፈጣሪ
ያሬድ ማለት ዝወዲ ሽረ ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ድዮ ዝንሄ ዞም የሕዋተይ አነስ ደቂ ትግራይ ሰባት ክታርኢ ተለኩስ ብክያት ይመጸኒ ንኩላኩም ደቂ ትግራይ ይፈትወኩም እየ ዞም ምዓረይ♥
ብጣዕሚ ተኣማኒት ጸኒሓ እንበር ሓደገኛ ፈተነ ኢካ ፈቲንካያ፡ካብቲ ኩሉ ዘሓተትካያ ተቲጋገ ነይራ ምስ መሓዛኣ ዋላ ፕራንክ ይኩም ምተባተካ ነይረን።
ንሓፍትና ፈታኒ እዩ ግን ንኻሊእ ትምህርቲ እዩ እምንቲ መሓዛ በሓቂ ትዕረም ጌጋ ግን ኣለኩም ብናማን ዋላ በሓቂ ማሕላ ብፈጣሩ ክልኩል እዩ።ኡነት ኢልካ ምምሓል ኡኹል እዩ
ያረድ ሽኮር ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ንእሽተይ እካ ኣስሕቃና 😔መስሓቂ ናይ ትግራይ ተልይካ ልቀቀልና
ስደደልና ዩ ዝበሃል ትግርኛ ልቀቀልና አምሐራ ይበልዓኩም ንዕዖም ተምልኩ ትግርኛ ድዛረቡ አምሐሩ ጎሮቤታችን
ዓብይ ትምህርቲ ዘለዎ ቪድዮ እዩ ማለት አብ ምሕዝነት ክንገብሮ ዝግበኣና እዩ
ኣሕሊፍካ ዘይምሃብ ተኣማንነት
ብጣዕሚ ኣድንቀያ ጎቦዝ እያ ናትካዉን ፅቡቕ ኣቀራርባ እዩ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ዘሎ እንሪኦ ዘለና እዩ
ብጣዕሚ ቕሬታ እተሰመዓትኒ ግንንንን ንዝኾነን ዝኾነን ማርያምን,ብማርያም, አረ ማ.....ክትብሉ /ክንብል እንከለና ሱም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብኾንቱ አይንፀ ዉዕ ምስ ሰናይ ይቅርታ 🙏♥
Fqri adena dngl yhlwa sm adena dngl maryam texewia kea zey thsu tkon asfh ablka kea mhsab lmed
አነ ካዓ ከምዛኡ ዝበለት ማሓዛ አለትኒ ተመሰገን😭ሰደት ግን💔😥🙏
😢
ብጣዕሚ ኢምንቲ ማሓዛ ፎትየያ ግን ሕራይ ተትብለከ ከ ክተባእሰን
ብጣዕሚ ጎቦዝ ማሓዛ እያ ዓዲ ጎቦ ለ ባሓደ ናበላዕካ ይወስዳካ😢😢
እግዘብሔር አምላኸይ ከምዚኣ ዘበለ መሓዛ ፍጠረለይ🍃❤❤
Wela nay
ቆላዓ ጠንካራ እያ ብሓቂ እዛ ብራይንክ ትባሃል ግን መባኣስት እያ ተጠንቀቁ ፍቁራተይ
ኣብዛ ዓለም ከምዝኣ ማሓዛ ክትህሉ ፀቢብ እዩ ❤❤ሕራይ እለን ዝቅበላ ግን ፅዑቃት እየን ቢበዝሒ ❤❤ ንተቆላዓን ነቲ ተዋሳኣይ ግን ኣድናቆት ኣለኒ ❤
Asey kemzia mhazas yhabena❤❤
ኣነስ ኩሉ ኢርትራዊ ተጻራፍ ይመስለኒ ነይሩ ኣብ ናይ ታጋሩ ኣትዩ ጹቡቅ ኮሜት ዝጽሕፍ ኣይመስለንን ነይሩ ብዝኾነ ኒ ሰላም ንዘምር 🙏🙏🙏💐💐
ፍጣሪ ካብ ፈተና የድሕነና ግን ወጻእተኛታት ጌሮሞ ኢልኩም ኣይትግበሩ ንሐበሻ ኣየጸብቀልናንዩ
ትኽክል እሺ እንተበሎተስ ከቢድ ዩ❤❤❤
ብሓቂ እሺ ምበለት ኣባኢሰወን ነይሩ
እግዚኣብሔር ይመስገን ኣነ ውን ከምዚኣ መሓዛ ኣላትኒ ተመስገን♥♥
ወይዚ ባህልና ክኸፍእ ጸቃጢ ዝኾነ ባህሊ ሓፊራ ፈሪሓ ክትመውት ደልያ ስድራ ሕብረተ ሰብ ቤተ ሰብ እንታይ ክብለኒ ኢዩ ዝብል ሓሳብ ውሒጡዋ መስክነይቲ ❤😂
ዋዉ ብጣዓም ብልፅት ማሓዛ💛❤💛❤🙏🙏🙏
ማርያምን ገራሚት ዝኮነት ማሓዛ እያ 👸😘
ዋውውውውውው ደስ ትብል ማሓዛያ እያ❤ እቲ ጅንጀና ናይ ትምህርቲ ግዜ አዘክርኹምኒ😂 ብጣዕሚ እየ ዘፈቲየኩም ትግራይ ዓደይ ስላምኺ ይብዛሕ❤🎉
ናይ ብሓቂ ዓባይ ሰብ ዓርኪ መስዋእቲ ከምዝኸፍል
ልዛ ቆልዓ ግን ከየመስገንኩዋ ክሓልፍ ኣደሊ እምንቲ ማሓዛ ከማኺ ዝበለት ማሓዛ ይፍጠረልና ኣምላክ
ንሳ ክትርሕቅ ንስኻ ክትቀርብ ተረባሪብኩም😁
ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ♥️♥️♥️
🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊😊
ERITREA KING 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
ደስብሃሊ እዩግን ክኣብጣዕሚ ፈታኒ ፕራንክ😍
ናተይ ማሓዛስ አፈሊጠያስ ንብዓላ ወሲዳቶ 😁😁😁
Ajjoke gal aday mary
😂
😅
ብመጀመርታ ሰላም ናዓካ አብ ዘለካዮ ዝሓወይ እና ብሰም ማርያም ቅዱሳን ኣይትማሓል ብዝተረፈ ቀፀለሉ
ከምዚታት ጸወታ ጽቡቅ ዩ ብከለሽን ግን ከይትድገም በርትዕ ኣጆኻ
ኣብየት ማሓዛ ማለት ፅረይተይ
ከእምና ፈቲነ በል ኣእሚነያ ኢልካ ትጽሕፍ ዘይከውን ይበል መሓዛ እምንቲ
ብጣዒሚይ ዝገርም ፕራንክ ቀፅለሎ❤❤❤
ዋውውው ብጣዕሚ ንፍዕቲ መሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ገራሚት ጓል ጀግና አያ❤
wa ata hmak eyu kemzi aytekrb wa keytebaesen gobez eki gn ab mehazaki zeleki xnat adnakiki eye
ጎበዝ ማሓዛ እግዚኣብሔር ይባርክኪ
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ማርያምን እልካ አትምሓል
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ ❤🥰🥰
ሰብ ኣብ ዘይብሉ ግዜ ሰብ ኮይና ዝተረኸበት እሞ ካኣ ናይ ሎሚ ማሓዙት ባዕለን ዘባእሳን ዝምንጥላን እዚኣ ግን ግርም ዝበለት ፅንዕቲ ርግዕቲ ♥️👍🏻ደስስስ ባሃሊት መሊኡ ዝዓደላ ማርያምን ግርም ኢለላ 🥰ከማኺዝበለት እምንቲ ማሓዛን ሓፍትን የብዘሐልና 🥰💋🙏🏻
ገራሚት መሓዛ ይመቸኪ❤❤❤ከማኪ የብዘሓየን❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ኮሪዕናልኩሙ ፁሩያት ♥♥ ሓንቲ ነገር ግን ብቀልዲ ማርያምን ምባልስ ይቅርታ ስለ ድፍረተይ🙏❤❤
እዚአ ጅግና መሓዛያ ክትእመንትኽእል ሽኮርጋል
ዊይ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ማዓረይ ለባም መስተውዐሊት ማሓዛ😍🥰🥰❤
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
ተኣማኒት ዓርኪ ምዃና መሐበኒት ያ
ንፉዕ ቀጽሎ ኣድናቂኻ ኢየ ok
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና ቀጽልዎ🎉🎉
Eway eza wedi kofidens zelewo kebax
Mara kief aleka
ብጣዕሚ ለባም ማሓዛ እያ ምሕነትክን የብዛሓዮ ያዳ እውን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራንክ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤😂
ብጣዕሚ ንፍዕቲ መሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የቆንጆ
ኣሳሓቅቂኻ ደስክትብል ሃምናኣተያኣ
ፈጣሪ ኣይተልዕል 🤨ሓወይ ካልእ ግን ጎበዝ ኢካ
😂😂ብጣዕም አደናቕይ ኡታ ጎል♥️♥️♥️
ኣንበሳ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ፅሪተይ ናተይ
Betaemi eya des tebel hamaki zebela aereketi yeleway 🥰🥰🥰🥰
እሰይ ማሓዛ ማለት እዚኣ እያ አድናቂትኪ እየ ዝያዳ ልበይ ok My LOVE
እውይ እዛ ጋል ደይ ኸም ኻልኦት ኣዋልድ ኣዲኒቐያ 🥰🥰🥰🥰🙏
ብስም እግዚአብሕር አትቀልዱ ካልአይ ለ ክትጋገ ትኽእል እያ ተባአሰን አለኻ
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ❤❤❤
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና😂😂😂❤❤
ዋይ ዓይኒ ጠሊ ዝበልዐ
ጎበዝ ቆላዓ አነስ ከመይ ድየ አድኒቀያ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
ተለቂቅካዮ ግን ክንበኣስ ኢና😢😢😢😢😢😢
ኣሰይይ ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤
Qneti mehaza
Bhaqi💯♥️♥️♥️