ብበትሪ ተሰሬ ነይረ - ብዘይ ሽማግለ ጓልክን ክወስዳ እየ - ን ማማ ፕራንክ ጌርናየን🤣🤣 መዘንግዕ ካሜራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • ዘይሓልፍ ፀገም የለንሞ ን ደቓይቕ ፀገማትኩም ረሲዒኹም ክትዝናነዩልና ንደሊ❤❤❤❤subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ
    @Yada Tube
    ን ማማ ፕራንክ ጌርናየን [ ጓልክን ክወስዳ እየ ] 🤣🤣 #Tigrgna prank
    @gereemunentertainment
    New Tigrgna music,Tigrgna drama,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh

ความคิดเห็น • 790

  • @yadaprank
    @yadaprank  ปีที่แล้ว +94

    ፉቱዋት መብዝሓትኹም ስለተዘናገዕኹም ደስ ኢሉኒ አሎ😊 like & share

    • @user-jt9ms9jd2m
      @user-jt9ms9jd2m ปีที่แล้ว +1

      ያዳዋይ ከምዚ ዝበለ ኣምፅአልና🎉

    • @user-jr4be1ew2c
      @user-jr4be1ew2c ปีที่แล้ว +1

      የቀንየልና ዳኣም ዝሓወይ🙏🙏

  • @fjb5157
    @fjb5157 ปีที่แล้ว +335

    ክገርመካ ኽንደይ ግዜ ኣብ ዩትዩብካ ኣትየ ናተፀበኩ ቀንየ ነይረ😁 ንማማ ትፈትዉ 👍ግጨዩኒ❤❤❤❤❤

  • @kisuntkabomedia625
    @kisuntkabomedia625 ปีที่แล้ว +190

    እዛ ኣደ ህያብ የድልያ ኢዩ ትብሉ like😊
    From Eritrean

    • @user-jn2yu7py4w
      @user-jn2yu7py4w 10 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ❤🙏

  • @hiwilove7088
    @hiwilove7088 ปีที่แล้ว +196

    ሽፍን ክደነን ውህበቶ ይግበአን እዩ ትበሉ ላይክ😍ከብኡ ቃርፅካ አምፀአልና ያዳ ሓዋይ🎁

    • @yadaprank
      @yadaprank  ปีที่แล้ว +1

      Haguza na ya 😂 harif knkedna

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +5

      ​@@yadaprankኣታ ሓቦ ዘይብልካ እዚ ኩሉ ናይ ዩ ቲዩብ ትግሕጦ ደለኻ ከ ሱሱዕ ።ንኹሉ ሓጉዙና ሞራል ዘይብልካ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว

      ውህብቶ ኣይበሃልን ኢዩ ህያብ ኢዩ ዝበሃል ውህብቶ ማለት ጽሑፍተኻ ወይ ዕድልካ ወይ ከኣ ሓደ ሰብ ገጣሚ ወይ ጸሓፊ ተኾይኑ ናይ ምጽሓፍ ወይ ምግጣም ተውህቦ ውህብቶ ኣለዎ ትብሎ።

    • @tibgualselemuney5716
      @tibgualselemuney5716 ปีที่แล้ว +3

      @@semharkahsay1946 ati mearey ykld kemzelo aytrdien diki tekedadimki nab tserfi tiatwi hagzuna tebele wun subscribe like gele maletu eyu ember genzeb habuni yebeley🙌

    • @hiwilove7088
      @hiwilove7088 ปีที่แล้ว

      @@tibgualselemuney5716 እወ ማዓረይ ተሓገዝክወ ለ ኮ ችግር የብሎን 😍🎁

  • @user-pj8or2fv5b
    @user-pj8or2fv5b ปีที่แล้ว +309

    ደስ ዝብል ብራንክ ተጋሩ ይሕዋትና ፖለቲከኛታት አባኢሶምና ፍቅርና አምላኽ ይምለሶ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤‍🩹

    • @mahderbrhane9117
      @mahderbrhane9117 ปีที่แล้ว +2

    • @Abrhat
      @Abrhat ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን

    • @zaidzaidzaid1419
      @zaidzaidzaid1419 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን❤

    • @HdUfif
      @HdUfif ปีที่แล้ว +1

      አሜን ማዓረይ❤👈😘😘😘

    • @selamyamenemh1100
      @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว +1

      አሜን ኣሜን ማዓረይ ❤❤

  • @vdhgey1589
    @vdhgey1589 ปีที่แล้ว +58

    ማማ ህያብ ክዋሃባ አለ ወን ድምፅና ይሰማዕ ❤

    • @M2Meriem
      @M2Meriem ปีที่แล้ว

      😢❤

  • @amenkonjo9911
    @amenkonjo9911 ปีที่แล้ว +86

    በዚ ምድር ግን እንደ ትግራይ ህዝብ ጥሩ አለ እግዚአብሔርን ኢትዮጵያ ላይ ሳይሆን ሌላ አለም ላይ ነበር መፈጠር የነበረባችሁ እግዚአብሔር እረጂም እድሜ ይስጣችሁ የትግራይ ህዝቦች እንደናንተ ጥሩ እና መልካም ህዝብ የለም❤❤❤❤❤❤

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ

    • @user-bt4ln8oi7e
      @user-bt4ln8oi7e ปีที่แล้ว

      ከላእ ትግርኛኪ ፅሓፊ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      @@user-bt4ln8oi7e ትግራወይቲ ድያ

    • @user-bt4ln8oi7e
      @user-bt4ln8oi7e ปีที่แล้ว +2

      @@merigalmarye7051 እንድዒ ግዲ ትግራዌቲ ማለት እዪ እንበይ ትግርኛ ዶ ትሰምዕላይ ክክክክክ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 ปีที่แล้ว +3

      እስቲ እንተዋወቅ የትንሽ የትም ክልል ሁኙ እንጠያየቃለ አነጋገር ደስ ሲል ወላሂ

  • @user-vq4us7mi3u
    @user-vq4us7mi3u ปีที่แล้ว +91

    ኩሉ ግዜ ካምዝይ ዝብለ አቅርቡሎና አብ ገጠረ ኣናክዱኩም ደስ ከብለ ናይ ዓድና ስብና ናፍቅናዮ ኢና ዘለና ይቅንይለና አደዋይ ቃደማክን ፅርይቲ ❤❤❤

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @user-hn2ei6nx5j
      @user-hn2ei6nx5j ปีที่แล้ว

      ካብ ዝኩሉ ዝቅረቦ ደስ ዝበለትኒ ብድዪ እዚኣ። ማራ ፈትየያ ሓጎስን፡ናፍቆትን ሕውስውስ ኢልኒ እፍፍፍፍፍ😢 ኩሉ ግዜከምዚያት ኣቅርበልና ዝሓወይ

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr ปีที่แล้ว +50

    ማማዋይ ፃሓይ ገፃ ናይገጠር ፕራንክ ይቐፅል ትብሉ ላይክ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ መኣረይ

    • @M2Meriem
      @M2Meriem ปีที่แล้ว

      ❤😂🎉

    • @Tsegyewedi
      @Tsegyewedi ปีที่แล้ว

      ኣነስ ኣየድልይን እዩ በሃላይ እየ ምስ መንእሰያት ጥራይ እኩል እዩ ። እንተተጋግየ ካብ ጌጋይ ክእረም

    • @Samsunga535G-we2pr
      @Samsunga535G-we2pr ปีที่แล้ว

      @@Tsegyewedi ብኻሊእ መልክዕ ባ ፅቡቅ ነይሩ

  • @atranos2198
    @atranos2198 ปีที่แล้ว +54

    ደስ ዝብል። ኣዴታት። ሰላም ንኣዴታት ኤርትራን ትግራይን። እዘን ኣዴታትና ገርህታት፡ ኣደየ ዝያዳ። ካብ ኣስመራ።❤

  • @user-qs1wf1bl3w
    @user-qs1wf1bl3w ปีที่แล้ว +9

    መልካም እናት ጣፋጭ አንደበት የትግርኛቸው ለዛ በጣም ደስ እሚሉ እናት ለልጃቸው ሳይሆን ለእንግዳው ተጨነቁ የኔ እናት እድሜ ይስጥልን እግዚአብሔር ስለእነዚህ እናቶች ብለህ ይቅር ብለህ ሀገራችንን አለሙን ሙሉ ሰላም ስጥልን

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 ปีที่แล้ว +46

    ኣዋይ ኣደዋይ ወለላ ጥዕምቲ ልሳን እፍፍፍፍፍፍ ንበርልና❤❤❤❤❤❤ ኣይ ዝህዝብና ሃመይ ዝበለ ኹርዕ እዩእሰይ ኣዳ ትግራይ እንካዕ ካብኽን ተፈጠርና ❤❤❤❤

  • @fyrt342
    @fyrt342 ปีที่แล้ว +25

    ኩሉ ግዜ ካምዝይ ዝብለ አቅርቡና አብ መሉ ገጠረ ኣናክዱኩም ደስ ከብለ ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +19

    ኣደዋይ ፍቅሪጥዕምቲ ላዛ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ🙏🙏🙏ያዳ ቀፅለሉ ትግራይ ትዘራለካ ከም ማጅላን ❤❤❤

  • @berihu07
    @berihu07 ปีที่แล้ว +13

    ኣረ ሰሪሕኻ ከዓ፣ኣነ ክንደይ ፕራክ ይርኢ እየሞ ከም ናትካ ዘዝናንየኒ ግን የለን።ከምቲ ክንደይ ደኺምካ ተስሕቀና ተዘናግዐና ዘለኻ ናሳሓቅካ ንበረልና ያዳዋ።ማማ ለ ዕድመን ጥዕናን ይብኽን ፈጣሪ❤🙏

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว +1

      ሰብ,ክራይብ ግበረለይ ብሬ ሓወይ

    • @berihu07
      @berihu07 ปีที่แล้ว

      @@merigalmarye7051 🙏

  • @Roza-qj4zp
    @Roza-qj4zp ปีที่แล้ว +19

    ፅቡቅ ስራሕ ኣጆካ ብቀረባ ግዜ ትግራይይ ክመፅእ እየ ክረክበካ ኢለ ይምነ🙏❤

  • @mebigalmekele9054
    @mebigalmekele9054 ปีที่แล้ว +15

    ያዲዋይ ደስ ዝብል ፕራንክ 😁 ቀፅለሉ ገጠር ገጠር ናከድካ ፕራንክ ስረሐልና❤

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +12

    ናብራ ገጠር ጡዑም❤ኩሉ ጊዘ ካብ ገጠር ተትለቀልና ደስ ክብል ከምሎሚ ኣይሰሓቅኩን😂😂

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይ ኣደዋይ ጥዕምታ ላዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይይይ ኣዶዋይ ጥዕምቲ ላዛ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ ኣደዋይ ናፊቐ❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞🙏👏

  • @user-fk8mc6fb9k
    @user-fk8mc6fb9k ปีที่แล้ว +18

    ያዳ ሓወይ ደስስ ባሃሊ ፖራንክ 👉❤❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅

  • @samrahabsh9631
    @samrahabsh9631 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ማማተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክንድይ ድስ ይብል እዩ❤❤❤

  • @samriguggalmekele1270
    @samriguggalmekele1270 ปีที่แล้ว +20

    ያዳዋኒ ደስ ዝበል ሰራሕ ኩሉ ጊዜ ከምዚ ኣቅርበልና ሓላለይ ማማዋይ መዓረይ 🥰🥰🥰🥰

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 ปีที่แล้ว +10

    በጃካ ላብ ገጠር ላከድካ ከምኡ ዓነት ስራሕ ኣይይይ ናይ ገጠር ሰብ የዋህ እዩ😘♥️

  • @salamahshe3708
    @salamahshe3708 ปีที่แล้ว +5

    ያዳ ሓወይ ቀፁለሉ ዝሓወየ ሓደ ኣሎ ኣብ ከተማ ክሳድ ጋባ ዶ ፕራንክ ትገብረለይ ኣነ ኣብ ሱዑዲ ኢየ ዘለኩ ያዳ ሓወይ ተገዲስካ መልሰለይ እሞ ቀፅለሉ ማራ ኢዩ ደስ ዝብል ኣዶ ለዋህ ኢያ ሞ ኣዴታትና እስኪ 1000 ዓመት ይንበረልና

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ዝብሊ ብራንክ ቀፃሉሉ 😂😂 ኣደዋይ ወለላ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሃምዝ ናበልኻ ኣምፀአለን

  • @tsegagualtgray-ll7xo
    @tsegagualtgray-ll7xo ปีที่แล้ว +3

    ደስ በሃሊ ኣደዋኒ ፀሓይ ገፃ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ብርሃን ገዛ ያዳ ሓወይ ምስኣ ከኣ ኣብ መጨረሻ ብዓምቕኻ ዝኾነ ህያብ ተተበርክተለን ነይርኻ ዝያዳ ምምቀረ ነይሩ ህዝብና ሓላል ለዋህ ርህሩህ ልቢ እግዚአብሔር ኣምላክ መሊኡ ሰላምኻ ይመልሰልኻ 😘🙏

  • @user-bj1oq2dr4q
    @user-bj1oq2dr4q ปีที่แล้ว +9

    ማማየይ ፅሪቲ ዓለም ❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራክ እኙ😂😂😅❤❤❤❤

  • @salama6013
    @salama6013 ปีที่แล้ว +6

    ቀዳመይቲ ባዕለይ🎉ናተፀበኩካ ቀንየ እንየካ ኣጋጣሚ😂😂

  • @user-jz9ti8dm9s
    @user-jz9ti8dm9s ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ኣደዋይ ፍሽክታ ኣመላ ብጃካ ከምዚ ዝበለ ኩሉ ጊዜ ቃፅሎ ኩሉ ጊዜ ይካታተለካ እየ ከምሎሚ ደስ ኢልኒ ኣይ ፈልጢ❤❤❤

  • @amam5408
    @amam5408 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ያዳዋይ❤ኣዶ ግን ኣይተደንግፅ ራህራሃህ እያ😊❤

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr ปีที่แล้ว +24

    Yada💛ርኢና ክንህብ እስኪ😂

  • @user-op8dr9fy7t
    @user-op8dr9fy7t ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይህበኩን ክንድይ ድስ ይብል እዩ😊

  • @user-oz8hx8sd7l
    @user-oz8hx8sd7l ปีที่แล้ว +11

    ደስ ዝብል ፕራንክ ህዝቢ ገጠር ማዓር እዩ ❤❤❤❤❤

  • @hiwetgaltgray7406
    @hiwetgaltgray7406 ปีที่แล้ว +2

    አዶ ትግራይ ብምንታይ ትዕቀን ❤ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ አደይ መዓረይ💕🙏💕

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6r ปีที่แล้ว +2

    ሓዉካ ጥዑም ❤❤❤
    ኣደዋይ ቐደማኽን ጥዕምቲ ላዛ ያዳ ግን ክትደፍር ፅባሕ ክወስዳ ያ😂😂

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 ปีที่แล้ว +3

    ኣደዋይ ቓደማኽን ለለወን ላዛን ትሕትናን ዓደይ እምበር ፋቂዐ😢😢

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 ปีที่แล้ว +2

    ኣደዋይ መዓረይ ሓላል 💛❤❤ ክንዲ ሎሚ ሰሕቀ ኣይፈልጥን ማርያምን ኣይትሳኣኑ ተጋሩዋይ 😂😂😂😂

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ኤልሳ ሓፍተይ

  • @user-hn2ei6nx5j
    @user-hn2ei6nx5j ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍ አደዋይ ኩሉ ተዘክሮ😢😢😢 ኩሉ ግዜ ከምዚያት ተተምፀአልና ክንደይ ሰናይ

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q ปีที่แล้ว +4

    አደዋይ ቃደማኺ ይግበረኒ አዶ ትግራይ ሳሓቅኪ ይመለሰ ❤❤❤❤

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว +1

    ኣዶዋ ብርኽቲ ደስስ ዝብል ፕራንክ ያዳየ መደባትካ ብጣዕሚ,የ ዘደንቐካን ዝከታተላካን ቀፅሎ

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 ปีที่แล้ว +5

    ኣየ ማማዋይ ታማ ትርኡየላ ንሳያ ኣታ ግደፍ😂😂😂😂

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርሀይ መኣረይ😊

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ዓዱ ልኮርዕ ሃም ካልቢ ዘልዛል እኮ ኢለንኦ ልወደን😅😅😅😅

  • @user-kz1mt1sh4r
    @user-kz1mt1sh4r ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ❤❤❤ ኣዴታትና ምቁራት ቃደማክን ንፍቅ ገጠራት ናከድካ ስራሕ ላዋሃት😘😘😘

  • @merigaltgray7771
    @merigaltgray7771 ปีที่แล้ว +5

    ኣደዋይ ፅሪተይ ያዳዋይ ቀፅለሉ ወድኖ ❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ረአይሎይ ሳሕቅ ሞይተ ዋይ😂 ብጣዓሚ ደስ ዝብል ቀፅለሉ ❤

  • @user-ck2kx6ld1x
    @user-ck2kx6ld1x ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክ ብሓቂ ደስስ ክትብሉ❤❤❤❤❤ይመችኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር❤❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስስ ባሃሊ ፕራንክ ያዳ ሓወይ ኣዴታትና ብሩኻት ንበረልና❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞🙏👏

  • @user-jr4be1ew2c
    @user-jr4be1ew2c ปีที่แล้ว +5

    ኣብ መጨረሻ ግን እተን ክልተ ኣዴታት ብከመይ መፂአን ? ኣየ ኣደዋይ እንኳዕ ኣዉያት ዕንፅራር ለይገበረኦ😂😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰❤❤🙏🙏🙏

    • @samrawitstegay5376
      @samrawitstegay5376 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ፈሪሐ ነይረ ከይእውያ
      ኣብ ገጠር ሰብ ክብኣስ ከሎ ይእወይ እዩ ከተማ ድማ ስልኪ ሒዝካ ትቐርፅ 😂

    • @user-jr4be1ew2c
      @user-jr4be1ew2c ปีที่แล้ว

      @@samrawitstegay5376 እወ 😂🥰

    • @Samsunga535G-we2pr
      @Samsunga535G-we2pr ปีที่แล้ว

      @@samrawitstegay5376 ናትኪ ገደደ 😂

  • @user-jf2ge9jm8g
    @user-jf2ge9jm8g ปีที่แล้ว +1

    ያዳ ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ ብሩኸይ ኣምላኽ ሰላም ይግበረልና

  • @liliy8977
    @liliy8977 ปีที่แล้ว +3

    ማይኒ ዓደይ ሃመይ ድየ ናፊቀያ😢 ሰላምኹም ይብዛሕ ኣሕዋተይ

  • @jeue3286
    @jeue3286 ปีที่แล้ว +5

    ኣደዋኒ ደስ ክብላካ ምቅርተይ ❤❤❤💜💜💜💜❤❤❤❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy ปีที่แล้ว +4

    ማማይ ቅጭን ደስ ባሃሊ ብፈባሓቂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-sd8fw7ll9r
    @user-sd8fw7ll9r ปีที่แล้ว +1

    አደዋይ ደሰሰ ክብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ገጠርካ ጥዑም ሃገረ ሰብ ለዋህ💙♥💘💘💘

  • @zenebuniguse2373
    @zenebuniguse2373 ปีที่แล้ว +4

    ማርያመን ደስ ክብል ገጠር ብራንክ❤

  • @user-pg9hg2kh5d
    @user-pg9hg2kh5d ปีที่แล้ว +3

    እስይይ ደስስ ባሃሊ ፕራንክ እዩ ቃፅለሉ❤🎉

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 ปีที่แล้ว +3

    ናይገጠር ኣደታትና ፀሓይ ገፀን ናይገጠር ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @ttyy7566
    @ttyy7566 ปีที่แล้ว +1

    ማሚ ይገርም እዩ ዋይ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ኣደዋይ ማዓረይ ትግራይ ዓደይ ሰሓቂ ይመለስ❤❤❤

  • @saradermai5791
    @saradermai5791 ปีที่แล้ว +4

    ማማዋይ ማዓረይ ሓሪፍ ፕራንክ ❤❤

  • @gghj3321
    @gghj3321 ปีที่แล้ว +3

    ያዳዋ ብጣዕም የኻ ትምችወን ትሰሮሖ ብራንክ♥️💚♥️🥰

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid1419 ปีที่แล้ว +3

    ኣደዋይ ፅሪቲ ኣብ ሓደሓደ ገጠር ከይድኩም እማ ወስክና❤❤❤❤❤

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray ปีที่แล้ว +3

    ኣይተከኣልካን ግን ማርያምን yada ሓወይ በርትዕ ♥️💛

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +3

    ከማየ ናተጸበዮ ልቀነየ 👍😍
    ኣይ ኣደዋይ ሓነው ተበንኡዋ ታ ሒዙለይ መጺኡ 😅😂

  • @mamibabi6805
    @mamibabi6805 ปีที่แล้ว +2

    ኣደዋይ ታማ ትርእዮላ ንሳስ ያ💚💚😍😁😁

  • @user-vz7xn3hb8z
    @user-vz7xn3hb8z ปีที่แล้ว +2

    ያዳየ በርትዕ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @raghadalzahrani5231
    @raghadalzahrani5231 ปีที่แล้ว +4

    ሓፋራት ደስ ክብላ ዘን ቆልዑ❤❤😊

  • @galtigrayhalal5170
    @galtigrayhalal5170 ปีที่แล้ว +2

    ኣዶዋይ ዓለመይ ንስኪ ዶ ትብደል 💔ናሳሓቅኩ ንበር ኣዶ ትግራይ❤💛

  • @skmike5138
    @skmike5138 ปีที่แล้ว +10

    ፈትየየን ክሞት ዘን ኣዳ ሓማትካያ ተትኾነ❤😂😂

  • @nmlkklkk
    @nmlkklkk 6 วันที่ผ่านมา

    እስይ ደስ ክትቡ አደዎኒ ደስ ብሃልት ማእዘ እየ ዝመፅኦ ዓደይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Samira-yl9po
    @Samira-yl9po ปีที่แล้ว +4

    ኣዶኣን❤❤❤❤❤ ወለላ ኣሰይ ደስስስ ክብል ስር🎉ሕ❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ያድሻ ❤🎉
    እሰይ ወላዲትካ ስለዝረኣና ደስ ይብል 🎉❤ ዕድመ ይሃብኩም 🎉❤
    ናይ ዝረኣየ ዶ ኮይኑ ስዳድ እኮ ኢለን 😅

  • @ghgrffdd519
    @ghgrffdd519 ปีที่แล้ว

    እማማየ እድሜሽን ከጠና አብዝቶ ይስጥልን እማየዋ የእናተ ፀሎት አይን የማን እንት አትቦሉኝ የማንም እናት እናቴ ናት 😘😘😘😍😍 በእዉነት እናታችን ደስ በምል ነገር አስደስታት 🙏

  • @axumawit381
    @axumawit381 ปีที่แล้ว +1

    ኣደዋይ ለዋህ ጥዕምቲ ላዛ እሳስ ትጥምቶላይዶ😂❤

  • @user-yn8tb8ij3c
    @user-yn8tb8ij3c ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክ 😂😂 ኣደዋይ ማዓርይ❤❤❤

  • @tarhastube9099
    @tarhastube9099 ปีที่แล้ว

    አደይ ማዓረይ እፍፍፍ ኣይ ሰደት ወላዲተይ ትዝ እላቲኒ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ንኩሉኩም ተጋሪዋይ ኣብ ሰድት ዘለና ከዓ አምላክ ምሳ በተሰብና ይራክበና

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t ปีที่แล้ว

    ያዳ ዓይነይ mnci nay sahakey ika ሶ ን ማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብን ዝ ናይ ገጠር ለውሃት ግን ደስ ክብል ኣሰይ ዋይ ዓደይ አንበር ናፍቀ ሓላል ህዝበይ ኩሉ ጊዜ ሰላም ናዓካ

  • @BbbGh-ln1qy
    @BbbGh-ln1qy ปีที่แล้ว

    ያድዋይ ንትሰርሖም ፕራንክ በጣዕሚ ብጣዕሚ እዮም ፅቡቓት ቀፅለሉ ወዲ ትግራይ ሓላል መሬት ሸር ላይክ ምግባር ካዓ ኣብ ጎንኻ ኣለና

    • @yadaprank
      @yadaprank  ปีที่แล้ว +1

      eshi thank you 🙏

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 ปีที่แล้ว

    ደስ ክትብሉ ገጠር ጥዑም ኹሉ ግዜ ኣምፅኡልና ኣደዋይ ምቅርቲ ኣቤት ሙድ ወዲ ከተማ😂

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 ปีที่แล้ว +1

    የዚልጅ ኝራንክ ይመቸኛል😍😍😍

  • @user-yp3zm6dh1x
    @user-yp3zm6dh1x ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኣሰይይ ኣደዋኒ ማዓረይ ምስ ደቂኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ተጋሩዋኒ🙏🙏🙏

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ቃልየይ መኣረይ

  • @user-pz4jn5zd5p
    @user-pz4jn5zd5p ปีที่แล้ว +1

    ቀፅልዎ አዘናጉዐለይ ንአዶ ትግራይ❤❤❤

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 ปีที่แล้ว

    Asey kuburat sidra Edimen tienan yehabkum fetari ♥️😍🥰🥰

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g ปีที่แล้ว +1

    Yadaye ልፈትየካ ደቂ ሪመይ ሓላላት ❤️
    ማማየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 🙏❤️

  • @AsAs-xw1zw
    @AsAs-xw1zw ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ማዓረይ❤💛

  • @samrawitstegay5376
    @samrawitstegay5376 ปีที่แล้ว +1

    ምዓሪተይ ጥዑምቲ ላዛ ማሚ

  • @user-jv2oq1cq2g
    @user-jv2oq1cq2g ปีที่แล้ว

    ማምተይይ ጥዑምቲ ላዛ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን 🙏🙏😘😘

  • @TgGg-iv6sd
    @TgGg-iv6sd หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ መአረይ❤❤ ደሰ ክብል ቀፅሉሉ❤❤❤❤

  • @user-kz3ov3ju4w
    @user-kz3ov3ju4w ปีที่แล้ว +1

    ደስ ልብል መዛናግዒ እዩ ምቁራቴ ማማ ደሞ ጥዕምቲ ላዛ ግን ፈርሐ ነረ ተቃዳድመን ኡይይ ከይብላ 😅

  • @hgf6568
    @hgf6568 ปีที่แล้ว

    ያዳ ሸኮር ብጥዕሚ ፅብቅ አሰይ አደወና ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምለክ

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว

    _መቸም ያዳ መሕሪር ዘይትገብሮ የለን እሰይ ማማዋይ ጡዑምት ይርአያ ናድረኣየዶ ኸይኑ እወ ጓለይ ክክክክክክ_

  • @user-re3lc6kh4u
    @user-re3lc6kh4u ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ላዛ ኣደታትና ደስ ክብል እፍፍፍፍ ናፊቅና ዶ

    • @merigalmarye7051
      @merigalmarye7051 ปีที่แล้ว

      ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 ปีที่แล้ว

    Btami dess zbl nay geter hzbi eko btami eyu des zbl

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 ปีที่แล้ว

    የዳ ሽኮር ምንጪ ሰሓቅ ተባረኩ ደቅነዋ
    እዋይ ማማዬ አደንጊጽክሙዎን 💖💖💖❤❤❤

  • @rtud8367
    @rtud8367 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይ ደሰ ይብል ግን ንማማ አመሰለከይ ብሓቂ መሰለዋን ኔሬ ❤

  • @aass1998
    @aass1998 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይ ኣደዊተይ ማዓር ኣፋ❤❤❤

  • @kalayugereziher-es5lv
    @kalayugereziher-es5lv ปีที่แล้ว +2

    ወላዲት ልጋሻ ዘለወን ክብረት❤❤❤❤

  • @gebremikaelhagos7988
    @gebremikaelhagos7988 ปีที่แล้ว

    ✅✅💖ኦርጅና ፁብቕ ስራሕ ቀጽልዎ 👍👍👍

  • @AwotKidanamariyam-co5og
    @AwotKidanamariyam-co5og 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ብጣዕሚ ሓሪፊ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @tesfahiwotlijalem
    @tesfahiwotlijalem ปีที่แล้ว +1

    Ahhh buruk hizibi neaka Do izi kulu aderaa anes nafiqot ghidi aleni koynus nibat yisiereni