ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ፉቱዋት ጠፊኤ ስለዝነበርኩ ቪዶታተይ ናብ ኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ please share , like ብምግባር ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሓግዙኒ 🙏🙏🙏
yada መፀለል ያዓኽ ማራ ኢየ ኮ ዝፈትወካ from ertrean ቀፅለሉ 😂😂❤❤❤😊😊
አረደ ውድ ዓደይ ተዚይ ተክውን ክቛጨኒ አዩ ነይሩ እግዚብሄር ይሓልካ
ቨቨቨቨ😊ቨቨቨኸበበኸቨቨቨበ😊ቨበበበበበበበበበበበ😊በበበበበበበቨቨበበቨቨቨበሸቨቨቨቨቨ@@milya6109
እቲ ምስኡ ዘሎ ግን ፍረዝጊ ድዩ ወዲ ሮሚጥ ዋውውው❤
@@milya6109thank you😊😊
ያዳዋይ መቕሰን 😂❤ወዲ ሮሚጠይ ለባም ባዓል ሕልና❤ ንወዲ ሮሚጥ ዝፈትዉ ላይክ👍
🙏
Man 🎉🖐️🫣🫶🕊️
ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንወዲ ሮሚጥ እውን ከምኡ እቲ ኣብ Dw international ጀሚርኻዮ ዘለኻ 'ውን ብጣዕሚ እዩ ዘሐጉስ ስራሕ'ኻ 'ውን ቀፅለሉ ንያዳን ወዲ ሮሚጥን ትፈትዉ like like በሉ👍👍👍👍👍👍👍
Thank you brother 🙏
ንወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዓብዪ ሰብ👌
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ኣነስ ብህፃነይ ከለኩ እንድየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ወዲ ሮሚጥ ጅግና ባዓል ሕልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😊
ኑጉሰ ኣባዲ ብራንክ ይገበር❤
ኩላትና ከምዚ ኣያና እንተንከውንስ ክንደይ ፅቡቕ ኔሩ❤❤❤❤
ሓቅ እዩ 🙏
ወዲሮሚጥእይ ሓወይ ማዓረይ ጀግና መሰል ኣኽባሬ እዩ ፅቡቅ ገይርና ንፎልጦኢና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ካብ ዝፈትወ ጅግና ወዲ ሮሚጥ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናና ይይሃቡኹም❤
ኣሰይይይይ ናይ ጀጋኑ ጅግና ወዲ ሮማጠይ❤❤❤❤❤❤ ኣቤት ሰብኣውነት ናይ ብሓቂ ይገርም እዩ❤❤❤❤
Ya😊
ያዳ መሕረረ😂😂😂 ወዲ ሮሚጠይ ሽኮር ❤ ዓብይ ሰብ
ልገረመኒ ናይ ወዲ ረሚጥ♥️ፀባይ ሰናይ ኣብዚሐ እየ ልፈትየካ ሙልጌታየ👑 ጎይታ ዓቅሊ ለለ የኽብረካ❤
አታ ብስሩ ትግረዋይ ጅግና መስተውአሊ: ህጊ አኽባሪ :ለባም እዩ ቪቫ ትግረዋይ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ ግበርለይ❤
ወዲ ሮሚጥ ዘክብሮን ዝፎትዎን ሕጂ ክኣ ኣቢሊፀ ፎትየዮ ዓቢዪ ሰብ😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ነመስግን ወዲ ሮሚጠይ ምስዚ ሓውና❤❤❤🙏 ክብሪ ይሃብኩም ሓቂ ጓል ኣነስተይቲ ክትከብር ኣለዋ
ወድ ሮሚጥ ኣያና ጅግና 😊😘🙏
ሓቂ እዩ ኣብ መሬት ዘሎ ከምዛ ዘይገበሩ እንታይ ክትገብሪ ጠንስኪ እዮም ዝብሉ😢 ጓሂ ያዳዋ ፁቡቅ ሓሳብ የቀንየልና❤❤❤🙏
ይኣኽ ክሽለም ይግበኦ ኔሩ ወዲ ሮሚጥ ጅግና ሽልማት ኢዩ ዝግበኦ ኔሩ ብሓቂ የክብሮ አንድየ ካብቲ ዝክብሮ ካኣ ብዕጽፊ ወስከ ኣድኒቀዮ ❤️❤️❤️❤️❤️👏
ዋውውው ወዲ ሮሚጥ ባዓል ሕልና❤❤❤❤
ወዲ ሮሚጠይ ክፈትዎ መዓት እየ ኔረ ሕጂ ክኣ ኣብዚሐሐሐሐሐ ፈቴዬን ኣክቢረዬን❤
ወዲ ሮሚጥ ጀግናየ በዓል ሕልና ♥️♥️♥️
ተገዲሳ ኣዉፂኣቶ ዛ ሓንቲ ማዓረይ❤ወዲሮሚጥ ጀግና😍❤
አይወቅዐካን እየ ሕጊ ዘክብር ሰብ እየ❤️ከከም ወዲ ሮሚጥ ዝበለ እዩ ዘድልያ ንትግራይ።
ወዲ ሮሚጥ ጅግና❤❤❤❤
ወድሮሚጥን ዓርኩን ብጣዕሚ ኣድኒቐዮም ከምዚ ምትሕልላይ ክህሉ ኢና ንደሊ ኣብ ትግራይ ❤❤❤❤
🙏😊
ወዲ ሮሚጥ ሃሪፍ 👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
Yada AzmariNo yaho👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ስራሕ ከቢድ እዩ ተጠንቂቅካ ስራሕ ብዝተረፈ ወድ ሮሚጥ መስ ዓርኩ ጎበዛት❤❤❤
ዋወ ብጣዕሚ ጎበዝ ወዲ ሮሚጠ ጀግና ለባም እካ ብሓቅ❤
ወዲ ሮሚጥ ምስ ዓርክካ ዘርኣኩምና ሕልና ባጥዕሚ ኢዩ ዝገረም።❤
ውይ ከላግዕዎ እዮም ዙወዲ🕺👊🤣ግን ሓሳብ ኣለኒ ኣብ DW ምጅማሩ ጽቡቅ ካብ #ፕራንክ ግን ህዝብና ታኣዩ ክምሃር ካብዚ ንዳሓር ብጽቡቅ ና ብልበለጸ ከምህር ዝኽእል ተምጽእ ተስፋ ገብር
ብሓቂ
ብዙሕ ይማሃር አምበር ዋአ
ብጣዕሚ እዩ ሓሪቁ ወዲ ሮሚጥ ኪበረለይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ያዳ መሕረር ይሞቸካ ያኣኪ😂❤️ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኣቦና👑❤️
❤❤ወዲ ሮሚጥ❤❤❤🎉🎉🎉
ወዲ ሮሚጥ ክፈትወካ ማዓት እየ ዕድመን ጥዕናን ይመሃብካ
Wedi Romit and other people did the right thing as a citizen…. Proud of them…..
ተጋሩዋይ ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ💓👏
መሰሉ ጥራሕ ተይኮነስ መሰል ካልኦት እንትገሃስ ጋእ ተይበለ ዝጣበቕን ዝሕለቕን መንነት ትግራዋይነት ጥራሕ'ዩ። እንኽስቶ ግን መሰል ካልኦትስ ይትረፍ መሰሎም እንትርገፅ'ውን አሜን ኢሎም ዝቕበሉ'ዮም። ኩሉ መሰል ካልኦት እንትጥሓስን ሰብ እንትግፋዕን ከምዙይ ተዝጣበቕ ክንደይ ፅቡቕ ነይሩ። ብፍላይ መሰል ደቂ ኣንስትዬን ህፃናትን ምጥሓስ ፍፁም እንታይ ኣእተየኒ ኢልካ ምሕላፍ ካብ ሰብነት ዝወረድካ ምዃን'ዩ። ትግራዋይ መንነትና ምሽርሻርዩ ደቀ ኣንስትዬ ውሕስነት ከይህልወን ናብ ዘደለየኦ ቦታ ብነፃነት ክይንቀሳቐሳ ዝገብር ዘሎ። ክብርታት ትግራዋይነት ንሓልዎ። አገንዕ ወዲ ሮሚጥ!
Ya kulu kemzi tezkon😊
ወዲ ሮሚጥ Long live ma hero❤🥰🥰
እዊይ ወዲ ሮሚጥ ግን ምስክን እዩ በዚ ሐዚ ግዜ ካምዚሉ ልሓሊ ሰብ 😍😍
Wedi romit shikor we have big respect for him long live 🙏🙏🙏
ፈታኒ ስራሕ ኢዩ ናይ ብሓቂ! ኣነ እንተዝኸውን ዓቕሊ ኣይምሃበንን። ወዲ ሮሚጥ❤🩹💔❤🔥
ወዲ ሮሚጥ ጅግና 🙏❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍😍👌👌👌
Aya Hzbi tigray Tegadalay Wedi ROMit 💛♥️💛♥️💛♥️
ወዲ ረሚጥ ጀግና❤❤❤❤❤
Tegadalay Wedi ROMit Haben Hzbi tigray 👌👍👍💛♥️💛♥️💛♥️
ወድ ሮሚጥ ጅግና 🫡 I love you ❤❤❤
ወዲ ሮማን ብጣዕሚ ኣዝናንዩኒ
ወዲ ሮሚጥ ዓቢ ሰብ ፍትሓዊ ኣብ ሕጊ ዝኣምን ከማካ ይብዝሑልና ።
ዋውውው ክቡር ኣያና ወድ ሮሚጥ ባዓል ፁሩይ ሒልና ንፈትወካ ኢና❤🎉🎉🎉🎉
ወዲ ሮሚጥ ለባም ሓውና❤ ❤ዛሓፍተይውን ብጣዕሚ ደስ ትብል ትምኮሮ ኣወፂኣቶ ያዳ. መሕረር 😂
ወዲ ሮሚጥ ጅግና
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤🙏
ክብሪ ደቂ ኣነስትዮ ይከበር❤❤❤
ታጋል ደስ ክትብል ደገ ኣውፂኣ ክትመኽሮ ያዳ መሐረር ❤😂
ወዲ ሮሚጥ ኣያና ጅግና 😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💊💊💊💊💊💘💘💘
ለባመይ ዛሕዛቶ ዝወፀት ቆልዓ አድንቀያ ❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ምስ ዓርኩ ብጣዕሚ ጀጋኑና ትእግስቲ መሊኡ ተሪፉ ኣቦ ገረብ ትኸውን ንምነ ወዲ ሮሚጥ
ወዲ ሮሚጥ ጀግናና❤❤❤❤❤❤❤😂
ዋው ዝገርም ወዲ ሮሚጥ ጅግና✊
አሰይይይ ጀግና አያና ወዲ ሮሚጥጥ❤❤❤
ያዳዋይ ምቅስን አጀካ ቀፅለሉ ወዲ ሮሚጥ ባዓል ሕልና ጀግና ❤❤❤❤❤
ዋው እታጎል ግን ጎበዝ እይ ተገዲሳ ንደገ እውጺአ ምን ጋራ ጎበዝወዲ ሮሚጥ ጅግና
I Salute You Wedi Romit For Standing Up For The Young Girl 👧!!
wayy wayy wedi romitwa kidmekha sitih yabileni....libam yekha kerna....eshile futiyyy yie dabileka
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ይፈትወካ የ ሕልናዊ ሰብ❤ያዳ መሕረር😂
😂
Eritreawi aye habesha n prank slezeykewn ferihelka gn bejaka ab gele keytwedq 😂😂😂😂😂 bravo gn ❤❤❤❤❤❤❤
Thank.you borther
ሓብብ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤
ወዲ ሮሚጥ ጅግናናናናናናና❤❤❤❤❤❤
ብሓይሊ (ብምፍርራሕ) ምእላይ ድዩ ነታ ቖልዓ ዝጠቕማ ዋላስ ብትዕግስቲ ሓዲእኻ ከም ወዲ መጠን ንበይኑ አበረታቲዕኻ ክተእምኖ ምፍታን ?!
ወዲ ሪሞት ብድንጋፀ ኣማዕቲቡ ሓያቲ❤
ያዳ እስካብ ክንዲ ዚ ግን ክብሪሰብ ኣይያጉድል ካሊእ confidence ዝገርም እዩ ይመችካ
ብካራ የለን ፀወታ.... በለት ደርሆ ኣነ ከምዚ ዓይነት ቀልዲ ኣይምቸወንን፤ ምኽንያቱ ፀገም ክፍጠር ወይ ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል።
ያዶ መሕረር ወዲ ሮሚጥ ጅግና❤❤❤❤
ያዳዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ🥰ቃፅለሉ ዝሓወይ❤️
Thank you 🙏😊
Wedi Romete❤❤❤❤ shekor shekor👏👏👏👏
ይበል ፕራንከር ያዳ ወዲ ሮሚጥ ጅግና
ያዳ መሕረር ወዲ ሮሚጠይ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ጓይታ ትግራይ❤❤❤❤❤
ሕሙም ዲዩ ምስ በሎስ ሰሓቅ ሞይተ ኣይትሰኣኑ ተጋሩ ብሩካት
ወዲ ሮሚት ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ያዳ ጅግና ወድ ሮሚጥ ለባም ይመችኩም❤❤❤❤❤
I am proud of him. I know him long time ago when he was in Addis Ababa 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ውዲይሮሚጥ ጅግና 😍😍😍😍😍😍😍
ዋይ ያዳ ከመይሞ ምጥናስያ😢ወዲ ሮሚጥ😊❤❤🎉
ያዳ 😁😅 ወዲ ሮሚጥ በዓል ሕልና😍♥️
ዊዊ ቆሲለ ብስሓቅ😂😂😂 ይመችኩም❤❤❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ክቡር ሰብ ❤❤❤❤❤
Yadaway ብጣዕሚ'ዩ ለስሕቀኒ ስራሕትካ ትፍለ ኢኻ ቀፅለሉ❤
ወዲ ሮሚጥ ኣብ ሰብ❤❤❤❤
ጅግና ወዲ ሮሚጥ ምስ ዓርኩ ሰብ ሕልና🙏🥰
ወዲ ሮሚጥ ጆግና ኩርዓትና ኢካ ብሓቂ
ወዲ ሮሚጥ ሓሪፍ❤
ዉይ ንጉሰ ይሙት❤❤❤የኣባቴ ስም😊
Nay bhaki beal hilna eyu wedi romit 👏🫶
😅ወዲሮሚጠይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ሰብ ሕልና 💓😘😘
አረ ይመችኻ ብስሩ 🥰🥰🥰🥰
አነ ንርእሰይ ብ ቲ ይካታተል ነይረ ሐቂ መሲሉኒ ነይሩ ብጣዕሚ ብወገኑ ስቅ ኢሉ አይራአየን ጎበዝ ናይ ባሐቂ ትግራዋይ ከምዚ እዩ ምሽ ሐደሐደ ክሰርቁ ሐዎም ዝቀትሉ ካብዚ ይማሀሩ እዚኦም ሰረቅቲ አብትግራይ ዝገብርዎ ዘለው ብደቢ ስርሕሉ አርቲስት ትታት ህዝቢ ይጠፍአ አሎ ሐደራ ተሐላለው
ወዱ ሮሚጥ ❤❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ኩቡር ሰብ💞💞💞💞💞💞
ሰላም ፉቱዋት ጠፊኤ ስለዝነበርኩ ቪዶታተይ ናብ ኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ please share , like ብምግባር ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሓግዙኒ 🙏🙏🙏
yada መፀለል ያዓኽ ማራ ኢየ ኮ ዝፈትወካ from ertrean ቀፅለሉ 😂😂❤❤❤😊😊
አረደ ውድ ዓደይ ተዚይ ተክውን ክቛጨኒ አዩ ነይሩ እግዚብሄር ይሓልካ
ቨቨቨቨ😊ቨቨቨኸበበኸቨቨቨበ😊ቨበበበበበበበበበበበ😊በበበበበበበቨቨበበቨቨቨበሸቨቨቨቨቨ@@milya6109
እቲ ምስኡ ዘሎ ግን ፍረዝጊ ድዩ ወዲ ሮሚጥ ዋውውው❤
@@milya6109thank you😊😊
ያዳዋይ መቕሰን 😂❤ወዲ ሮሚጠይ ለባም ባዓል ሕልና❤ ንወዲ ሮሚጥ ዝፈትዉ ላይክ👍
🙏
Man 🎉🖐️🫣🫶🕊️
ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንወዲ ሮሚጥ እውን ከምኡ እቲ ኣብ Dw international ጀሚርኻዮ ዘለኻ 'ውን ብጣዕሚ እዩ ዘሐጉስ ስራሕ'ኻ 'ውን ቀፅለሉ ንያዳን ወዲ ሮሚጥን ትፈትዉ like like በሉ👍👍👍👍👍👍👍
Thank you brother 🙏
ንወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዓብዪ ሰብ👌
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ኣነስ ብህፃነይ ከለኩ እንድየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ወዲ ሮሚጥ ጅግና ባዓል ሕልና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😊
ኑጉሰ ኣባዲ ብራንክ ይገበር❤
ኩላትና ከምዚ ኣያና እንተንከውንስ ክንደይ ፅቡቕ ኔሩ❤❤❤❤
ሓቅ እዩ 🙏
ወዲሮሚጥእይ ሓወይ ማዓረይ ጀግና መሰል ኣኽባሬ እዩ ፅቡቅ ገይርና ንፎልጦኢና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ካብ ዝፈትወ ጅግና ወዲ ሮሚጥ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናና ይይሃቡኹም❤
😊
ኣሰይይይይ ናይ ጀጋኑ ጅግና ወዲ ሮማጠይ❤❤❤❤❤❤ ኣቤት ሰብኣውነት ናይ ብሓቂ ይገርም እዩ❤❤❤❤
Ya😊
ያዳ መሕረረ😂😂😂 ወዲ ሮሚጠይ ሽኮር ❤ ዓብይ ሰብ
😊
ልገረመኒ ናይ ወዲ ረሚጥ♥️ፀባይ ሰናይ ኣብዚሐ እየ ልፈትየካ ሙልጌታየ👑 ጎይታ ዓቅሊ ለለ የኽብረካ❤
😊
አታ ብስሩ ትግረዋይ ጅግና መስተውአሊ: ህጊ አኽባሪ :ለባም እዩ ቪቫ ትግረዋይ❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ ግበርለይ❤
ወዲ ሮሚጥ ዘክብሮን ዝፎትዎን ሕጂ ክኣ ኣቢሊፀ ፎትየዮ ዓቢዪ ሰብ😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ነመስግን ወዲ ሮሚጠይ ምስዚ ሓውና❤❤❤🙏 ክብሪ ይሃብኩም ሓቂ ጓል ኣነስተይቲ ክትከብር ኣለዋ
ወድ ሮሚጥ ኣያና ጅግና 😊😘🙏
ሓቂ እዩ ኣብ መሬት ዘሎ ከምዛ ዘይገበሩ እንታይ ክትገብሪ ጠንስኪ እዮም ዝብሉ😢 ጓሂ ያዳዋ ፁቡቅ ሓሳብ የቀንየልና❤❤❤🙏
ይኣኽ ክሽለም ይግበኦ ኔሩ ወዲ ሮሚጥ ጅግና ሽልማት ኢዩ ዝግበኦ ኔሩ ብሓቂ የክብሮ አንድየ ካብቲ ዝክብሮ ካኣ ብዕጽፊ ወስከ ኣድኒቀዮ ❤️❤️❤️❤️❤️👏
Ya😊
ዋውውው ወዲ ሮሚጥ ባዓል ሕልና❤❤❤❤
ወዲ ሮሚጠይ ክፈትዎ መዓት እየ ኔረ ሕጂ ክኣ ኣብዚሐሐሐሐሐ ፈቴዬን ኣክቢረዬን❤
😊
ወዲ ሮሚጥ ጀግናየ በዓል ሕልና ♥️♥️♥️
ተገዲሳ ኣዉፂኣቶ ዛ ሓንቲ ማዓረይ❤ወዲሮሚጥ ጀግና😍❤
አይወቅዐካን እየ ሕጊ ዘክብር ሰብ እየ❤️ከከም ወዲ ሮሚጥ ዝበለ እዩ ዘድልያ ንትግራይ።
ወዲ ሮሚጥ ጅግና❤❤❤❤
ወድሮሚጥን ዓርኩን ብጣዕሚ ኣድኒቐዮም ከምዚ ምትሕልላይ ክህሉ ኢና ንደሊ ኣብ ትግራይ ❤❤❤❤
🙏😊
ወዲ ሮሚጥ ሃሪፍ 👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
Yada AzmariNo yaho👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ስራሕ ከቢድ እዩ ተጠንቂቅካ ስራሕ ብዝተረፈ ወድ ሮሚጥ መስ ዓርኩ ጎበዛት❤❤❤
ዋወ ብጣዕሚ ጎበዝ ወዲ ሮሚጠ ጀግና ለባም እካ ብሓቅ❤
ወዲ ሮሚጥ ምስ ዓርክካ ዘርኣኩምና ሕልና ባጥዕሚ ኢዩ ዝገረም።❤
ውይ ከላግዕዎ እዮም ዙወዲ🕺👊🤣
ግን ሓሳብ ኣለኒ ኣብ DW ምጅማሩ ጽቡቅ ካብ #ፕራንክ ግን ህዝብና ታኣዩ ክምሃር ካብዚ ንዳሓር ብጽቡቅ ና ብልበለጸ ከምህር ዝኽእል ተምጽእ ተስፋ ገብር
ብሓቂ
ብዙሕ ይማሃር አምበር ዋአ
ብጣዕሚ እዩ ሓሪቁ ወዲ ሮሚጥ ኪበረለይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ያዳ መሕረር ይሞቸካ ያኣኪ😂❤️
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኣቦና👑❤️
❤❤ወዲ ሮሚጥ❤❤❤🎉🎉🎉
ወዲ ሮሚጥ ክፈትወካ ማዓት እየ ዕድመን ጥዕናን ይመሃብካ
Wedi Romit and other people did the right thing as a citizen…. Proud of them…..
ተጋሩዋይ ሰብስክራይብ ተሓባበሩኒ💓👏
መሰሉ ጥራሕ ተይኮነስ መሰል ካልኦት እንትገሃስ ጋእ ተይበለ ዝጣበቕን ዝሕለቕን መንነት ትግራዋይነት ጥራሕ'ዩ። እንኽስቶ ግን መሰል ካልኦትስ ይትረፍ መሰሎም እንትርገፅ'ውን አሜን ኢሎም ዝቕበሉ'ዮም። ኩሉ መሰል ካልኦት እንትጥሓስን ሰብ እንትግፋዕን ከምዙይ ተዝጣበቕ ክንደይ ፅቡቕ ነይሩ። ብፍላይ መሰል ደቂ ኣንስትዬን ህፃናትን ምጥሓስ ፍፁም እንታይ ኣእተየኒ ኢልካ ምሕላፍ ካብ ሰብነት ዝወረድካ ምዃን'ዩ። ትግራዋይ መንነትና ምሽርሻርዩ ደቀ ኣንስትዬ ውሕስነት ከይህልወን ናብ ዘደለየኦ ቦታ ብነፃነት ክይንቀሳቐሳ ዝገብር ዘሎ። ክብርታት ትግራዋይነት ንሓልዎ። አገንዕ ወዲ ሮሚጥ!
Ya kulu kemzi tezkon😊
ወዲ ሮሚጥ Long live ma hero❤🥰🥰
እዊይ ወዲ ሮሚጥ ግን ምስክን እዩ በዚ ሐዚ ግዜ ካምዚሉ ልሓሊ ሰብ 😍😍
Wedi romit shikor we have big respect for him long live 🙏🙏🙏
ፈታኒ ስራሕ ኢዩ ናይ ብሓቂ! ኣነ እንተዝኸውን ዓቕሊ ኣይምሃበንን። ወዲ ሮሚጥ❤🩹💔❤🔥
ወዲ ሮሚጥ ጅግና 🙏❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍😍👌👌👌
Aya Hzbi tigray Tegadalay Wedi ROMit 💛♥️💛♥️💛♥️
ወዲ ረሚጥ ጀግና❤❤❤❤❤
Tegadalay Wedi ROMit Haben Hzbi tigray 👌👍👍💛♥️💛♥️💛♥️
ወድ ሮሚጥ ጅግና 🫡 I love you ❤❤❤
ወዲ ሮማን ብጣዕሚ ኣዝናንዩኒ
ወዲ ሮሚጥ ዓቢ ሰብ ፍትሓዊ ኣብ ሕጊ ዝኣምን ከማካ ይብዝሑልና ።
ዋውውው ክቡር ኣያና ወድ ሮሚጥ ባዓል ፁሩይ ሒልና ንፈትወካ ኢና❤🎉🎉🎉🎉
ወዲ ሮሚጥ ለባም ሓውና❤ ❤ዛሓፍተይውን ብጣዕሚ ደስ ትብል ትምኮሮ ኣወፂኣቶ ያዳ. መሕረር 😂
ወዲ ሮሚጥ ጅግና
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤🙏
ክብሪ ደቂ ኣነስትዮ ይከበር❤❤❤
ታጋል ደስ ክትብል ደገ ኣውፂኣ ክትመኽሮ ያዳ መሐረር ❤😂
ወዲ ሮሚጥ ኣያና ጅግና 😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💊💊💊💊💊💘💘💘
ለባመይ ዛሕዛቶ ዝወፀት ቆልዓ አድንቀያ ❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ምስ ዓርኩ ብጣዕሚ ጀጋኑና ትእግስቲ መሊኡ ተሪፉ ኣቦ ገረብ ትኸውን ንምነ ወዲ ሮሚጥ
😊
ወዲ ሮሚጥ ጀግናና❤❤❤❤❤❤❤😂
ዋው ዝገርም ወዲ ሮሚጥ ጅግና✊
አሰይይይ ጀግና አያና ወዲ ሮሚጥጥ❤❤❤
ያዳዋይ ምቅስን አጀካ ቀፅለሉ
ወዲ ሮሚጥ ባዓል ሕልና ጀግና ❤❤❤❤❤
😊
ዋው እታጎል ግን ጎበዝ እይ ተገዲሳ ንደገ እውጺአ ምን ጋራ ጎበዝወዲ ሮሚጥ ጅግና
I Salute You Wedi Romit For Standing Up For The Young Girl 👧!!
wayy wayy wedi romitwa kidmekha sitih yabileni....libam yekha kerna....eshile futiyyy yie dabileka
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ይፈትወካ የ ሕልናዊ ሰብ❤ያዳ መሕረር😂
😂
Eritreawi aye habesha n prank slezeykewn ferihelka gn bejaka ab gele keytwedq 😂😂😂😂😂 bravo gn ❤❤❤❤❤❤❤
Thank.you borther
ሓብብ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤
ወዲ ሮሚጥ ጅግናናናናናናና❤❤❤❤❤❤
ብሓይሊ (ብምፍርራሕ) ምእላይ ድዩ ነታ ቖልዓ ዝጠቕማ ዋላስ ብትዕግስቲ ሓዲእኻ ከም ወዲ መጠን ንበይኑ አበረታቲዕኻ ክተእምኖ ምፍታን ?!
ወዲ ሪሞት ብድንጋፀ ኣማዕቲቡ ሓያቲ❤
😊
ያዳ እስካብ ክንዲ ዚ ግን ክብሪሰብ ኣይያጉድል ካሊእ confidence ዝገርም እዩ ይመችካ
ብካራ የለን ፀወታ.... በለት ደርሆ
ኣነ ከምዚ ዓይነት ቀልዲ ኣይምቸወንን፤ ምኽንያቱ ፀገም ክፍጠር ወይ ሓደጋ ከጋጥም ይኽእል።
ያዶ መሕረር ወዲ ሮሚጥ ጅግና❤❤❤❤
😊
ያዳዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ🥰ቃፅለሉ ዝሓወይ❤️
Thank you 🙏😊
Wedi Romete❤❤❤❤ shekor shekor👏👏👏👏
ይበል ፕራንከር ያዳ ወዲ ሮሚጥ ጅግና
ያዳ መሕረር ወዲ ሮሚጠይ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤
ወዲ ሮሚጥ ጓይታ ትግራይ❤❤❤❤❤
ሕሙም ዲዩ ምስ በሎስ ሰሓቅ ሞይተ ኣይትሰኣኑ ተጋሩ ብሩካት
ወዲ ሮሚት ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ያዳ ጅግና ወድ ሮሚጥ ለባም ይመችኩም❤❤❤❤❤
I am proud of him. I know him long time ago when he was in Addis Ababa 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ውዲይሮሚጥ ጅግና 😍😍😍😍😍😍😍
ዋይ ያዳ ከመይሞ ምጥናስያ😢
ወዲ ሮሚጥ😊❤❤🎉