ንጋሻ ፀብሕና ወዲእኻዮ - ንድምፃዊ ጆን ሃፍቱ (ለሚደ) ምስ ወድሮሚጥ ኮይነ ፕራንክ ገይረዮ 😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
    @gereemunentertainment
    New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
    @gereemunentertainment
    #tigray
    #eritrea
    ፕራንክ

ความคิดเห็น • 748

  • @yadaprank
    @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +78

    ሰላም ፉቱዋት ጠፊኤ ስለዝነበርኩ ቪዶታተይ ናብ ኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ please share , like ብምግባር ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሓግዙኒ 🙏🙏🙏

  • @mizan206
    @mizan206 5 หลายเดือนก่อน +59

    ኣብ ቀፃሊ ሳርፕራይዝ ይግበሮ ትብሉ ላይክ ግበሩ ኣቦ ዓቅሊ❤😢ንጆን

    • @عبدةحبشي
      @عبدةحبشي 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsum_wedi_shire3677
    @ftsum_wedi_shire3677 5 หลายเดือนก่อน +121

    አረ ያዳ ትፈለ ኢኻ ብሮየ ይመችኻ እስከ ፍትሕ ኣቢልካኒ። ኩሎኻ ሳፕስክራይብ ግበር ዝገበርካ ብላይክ ኣርኤኒ👍

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      Thank you bro 🙏

  • @SelamTesfay-me1qy
    @SelamTesfay-me1qy 5 หลายเดือนก่อน +17

    ናይ ጆን ትዕግስቱ ተዘየድነቕክዎ ኣይሓልፍን❤❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 5 หลายเดือนก่อน +36

    ከማይ ዝሓፈረ ኣሎዶ 🙆‍♀️🤦‍♀️እስከ👍ግን ትዕግስቲ ኣቤትትት ❤❤❤🎉🎉እና ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 5 หลายเดือนก่อน +38

    ተጋሩ ኣሕዎተይ ፅቡቅ መደብን ኣዛናጊዒን እየ ዘለዎ 100'000ነብፃሓዬ❤🎉

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +1

      thank you🙏

    • @lililove8991
      @lililove8991 4 หลายเดือนก่อน

      ግድን🥰🥰

  • @JALILNEW-n3g
    @JALILNEW-n3g 5 หลายเดือนก่อน +42

    ትግራዋይ ማለት ፍቕሪ ማለት እዩ ❤❤❤❤ ዓይኒ ፅላኢኹም ድፍን ይበል.🌹🌹🌹

    • @EdomYeshegerua
      @EdomYeshegerua 5 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen 🙏🙏

    • @adfvv3688
      @adfvv3688 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን (3)❤❤❤

  • @SemereAbrha1416
    @SemereAbrha1416 5 หลายเดือนก่อน +21

    ከምዚኣ ዓይት ፕራንክ የላን ብኡነት ትዕግስቲ ናይዚ ወዲ ግን ናይብሓቂ ትግራዋይ ❤❤

  • @azebhailu8937
    @azebhailu8937 5 หลายเดือนก่อน +12

    ንጆን ደሞ ትዕግስቱ ከየድነቅካ ምሕላፍ ኣይከኣልን ኣቦ ዓቅሊ🙏❤️❤️❤️

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ብጣዕሚ 😍

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 5 หลายเดือนก่อน +15

    ዋየ ኣነ ዝገበርኩ ኣይስሓቅ ኣይብኪያት ኩሉ ተሓዋዊሱኒ 😢😂😂😂😂ይመችኩም ግን ❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😥😥😥

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 5 หลายเดือนก่อน +11

    አረ ደስ አይብል እዝስ አብ ምግቢ በስምአም ኢልካ እዩ ዝብላዕ
    ፆም ዶ አይኮነን እዩ ሕዪ ድውለት ዶ ክትፎ ትብሉ አረ በስምአም

  • @aster3809
    @aster3809 5 หลายเดือนก่อน +24

    ማርያምን brank ሙኻኑ ናፈለጥኩስ ሓፊረ 😁
    ንየዎም ዓቕሊ ግን 😊❤

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 5 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ ሓፍር😮😮😮❤

  • @ZweyniNegasi-to7hm
    @ZweyniNegasi-to7hm 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጆነይ አቦ ዓቅሊ አይሳሒቅ አይሓዘን ሕውስውስ ኢሉኒ አነ ከክድኡ 😂😂😂😂ያዲ ታሪከኞ😂😂😂ናዓካን ንስድራካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ዳተጎስኩም ንበሩ ማዓራተይ❤❤😂

  • @KibromGebremichael-r2x
    @KibromGebremichael-r2x 5 หลายเดือนก่อน +10

    ዋዉ ብጣዓሚ ፅብቅቲ ግን ሕፈረት ተሰሚዒኒ ጎበዝ ቀፅለሉ 😂😂😂😂😂

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +1

      Thank you🙏

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv23 5 หลายเดือนก่อน +17

    ያዳ ሽኾር ዋው ዝገርም ፕራንክ😂😂😂😂👌♥️♥️♥️♥️

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +2

      thank you🙏

  • @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
    @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ 5 หลายเดือนก่อน +4

    በጣዕሚ ትዕግሰተኛ ወዲ በሓቂ ጆንየ በጣዕሚ ተገሪመ ብትዕግስትኻ እንኻዕ አነ አይመኾንኩ😅😅😅

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 5 หลายเดือนก่อน +15

    ኣነስ ፕራንክ ምዃኑ ላፈለጡኩ ተሰቂቀ ማርያምን😢 ምርጋምካ ታይ ትረኽብ ከምዚታት ፅቡቅ ኣይኮነን።

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂🙏

  • @Monliaz
    @Monliaz 5 หลายเดือนก่อน +34

    አረረረ ሰነ ሰርዓት ዘለዎ ፖራክ ገብረ ዋይ😢😢😢
    ማራያምን ናይ ትምልክትካ ሓሰብ😢😢

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h 4 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ሕስዳት😢

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz 4 หลายเดือนก่อน

      brak እንደዩ 😂ግን ተሕፀረምዎ ፅቡቅ እዩ

  • @herilove7188
    @herilove7188 5 หลายเดือนก่อน +6

    ጎይታዋይ ጆን ኣሕዚኑኒ 😢😢😢ኣቦ ትዕግስቲ❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😊

  • @Shwati308
    @Shwati308 5 หลายเดือนก่อน +4

    አረ ብማርያም ኣክሱም ስነስርዓት ዘለዎ ፕራክ ግበሩ😢😢😢😢

  • @stgatesfun3010
    @stgatesfun3010 5 หลายเดือนก่อน +4

    አተየ ዋላ ፓረከ ነሃለወስ ሓፊረ አሓሊፈ ሪአዮ ገን ዓቀሊ❤❤❤❤ አሐዚነኒ ገና😢❤❤❤

  • @gumashame
    @gumashame 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኸክንድኡ ኣነ ሓፍረ በስመአብ ዘለዎ ዓቅሊ ታዓዲሉ ግን ባሓቂ ምሕፈሪ ብራክ እዩ ❤ ❤❤

  • @MerkebYouTube
    @MerkebYouTube 4 หลายเดือนก่อน +1

    ውይይይ በስመኣብ ዋላ ፕራንክ እናሃለየስ ገይርኻ ትስቀቅ😢😂

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 5 หลายเดือนก่อน +61

    እዋይ አታዮ ዋላ ፕራክ እናሃለወስ ሐፈረና ያዓውውውውውው

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ትዕግስቲ ግን ዝወዲ ትዓዲልካ ❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጆንዬ ጠባየይ ሰናይ ክፈትወካ ❤❤ ወዲ ረምጢ ግን ብራክ መካኑ ለፈለጥስ ይሰከፍ ኣሎ የኔ መልካም 💋💓💓

  • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና
    @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና 5 หลายเดือนก่อน +15

    ያዳየይ ትፍለ ኢካ ምጪ ሰሓቀይ ተሎተሎ ልቀቀልና❤ተጋሩዋይ ሰሓኩም ብዝሕሕ ይበል ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      እሺ ድሕር ሕዚ ኣይጠፍእን እየ

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና
      @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና 5 หลายเดือนก่อน

      @@Nebu1619 እሺ ነቡዋይ ነዓይውን ግበርለይ

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናትካ brak ይፈለ እዩ ይመቸኩም😂😂😂

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 หลายเดือนก่อน +14

    ዉይ የኔ ኣባት መሬትኮ ፀብባቶ❤❤❤😅😅😢

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

  • @SeniNaytdf-bf1cw
    @SeniNaytdf-bf1cw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ክንድኡ ኣነ ሓፊረ ምስኪናይ ሓወይ😂

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 หลายเดือนก่อน +11

    ሓፈርና ወተሰከፊና😅😅😅😅😅

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂

    • @amlesomkelati4750
      @amlesomkelati4750 5 หลายเดือนก่อน

      Eza nay tigray prank n beyna ya

  • @haitw3735
    @haitw3735 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ መወዳእታ ካሜራ ብጣዕሚ ተንቀሳቒሱ

  • @Selam-k4p
    @Selam-k4p 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ ሓደ ኣይተካብዳ መዛናግዒ እዩ ተኽኢልክን ተዛነገዓሉ

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      Re ngerley 🙏😂

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg 5 หลายเดือนก่อน +2

    በሰማአም ከሕዝነካ ማዓራይ 😢😢😢😢😢

  • @ነጁነጁ-ቈ5ወ
    @ነጁነጁ-ቈ5ወ 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሓፊረ ሞይተ ትዕግስቱ ግን ቀደማይ❤❤❤❤

  • @KasuMan-zm7od
    @KasuMan-zm7od 5 หลายเดือนก่อน +1

    ግን ደስ ኣይብልን ደሞ ለዋህ እዩ

  • @tsihaile7088
    @tsihaile7088 5 หลายเดือนก่อน +8

    ውይይይ ጆን ሓወይ ፀላኢካ ይሳቀቅ😢🤣

  • @Geralta
    @Geralta 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጆን ሃፍቱ ይበል ፀባይ

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน +1

      100%

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይዋይ ኣነ ክበክይ ኤ እእ ኣሕዝኑኒ ጆን😢ኣብዛ ይቅርታ part ማ ርኣይዎ ዝ ሽኮር ወዲ ❤❤❤ ወድዛ ሽኮር🎉🎉😂😂

  • @QmanQ-hc1rl
    @QmanQ-hc1rl หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂WaY Akli Ata Jonle Zom Agaysh Le Ymochiyom❤❤❤❤❤ Yada Na Wedi Romit Seb Kteebdu Ekum Gn Tkelu Ekum❤❤❤❤❤❤❤❤ktsllu

  • @ቲቲስደተኛ
    @ቲቲስደተኛ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ከሰሕቀካ ምዓረይ😂🎉❤❤❤

  • @gdhfteucdgb8388
    @gdhfteucdgb8388 4 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ፕራንክ ምካኑ እንዳፈለጥኩስ ከብደይ በልዕኒ

  • @ጓልራያሞኾኒ
    @ጓልራያሞኾኒ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ በይዛኻ ድኣነ ፀላእኻ ይሳቐቕ ኻብደይ በሉዑኒ😢

  • @Sara-wd7gb
    @Sara-wd7gb 5 หลายเดือนก่อน

    ያዳ መሕረር ፀላእ ዓይንኩም ይፍሰስ ናስሓቅኩም ንበሩ ተጋሩየ ❤❤❤❤

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ኢደይ ኣእቲወ ኣውፂአ ድውለትካ ተፊአልካ ክከይድ ነይረ መሬት ብገፊሑ ፀቢብዎ ጆነይ መዓረይ😂😂😂😂😢😢

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂😂-😂

  • @Awet355
    @Awet355 5 หลายเดือนก่อน

    ያ ብኡነት ጆን ኣሕዚንኒ ይቅርታ የበለይ አና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናሳሓቅኩም ንበሩልና ዞም ናተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👌

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 4 หลายเดือนก่อน

    እዊይ ያዳ ከመይ ጌርካ ትክእሎ በስምአብ አነ ሓፊር ፕራንክ ምካኑ እናፍለጥኩ 😂😂😂😂

  • @mymamking8293
    @mymamking8293 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክላእ ደስ አይብልንዩ ሐንሳብ ልቢ ሰብ ተተሰይሩ አይምለስንዩ አይትጋገ ብሮ

  • @nadernegash827
    @nadernegash827 5 หลายเดือนก่อน +4

    የልጁ ትግስት ዋው 👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ትግራዋይ ❤️❤️❤️❤️

  • @hew883
    @hew883 4 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ marey ፕራንክ ምኻኑ እናፈለጥኩስ ኣሕዙኑን 😢

  • @trhasgebremeskel-ii8qn
    @trhasgebremeskel-ii8qn 4 หลายเดือนก่อน

    ጆነይ ሽኮር ትዓቅልኻ ፈትየዮ ግን ድማ የሕዝንካኒ 😂😂😂😂

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ በዚ ፕራንክ ዝብሃል ነገር ሰብ ቅሳነት ስኢኑ.. ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን

  • @HadasTadese
    @HadasTadese 3 หลายเดือนก่อน

    አረ ብራክ ምካኑ ናፈለጥኩ ናማን መሲሉኒ ተሰክፈ😄 ውይይይ ለይባሃልካ ክከብድ

  • @ኣቢቲ
    @ኣቢቲ 5 หลายเดือนก่อน +5

    ያዳ መሕረር ትፍለ ኢኻ😂

  • @ezanagere9072
    @ezanagere9072 5 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ ያዳ እቶም ሰባት ክተሳትፎም ነይሩካ ወዲ ሮሚጥ ፣ ጆኒ ፣ ያዳ ጥራሕ ኮይንኩም

  • @ትግራይ
    @ትግራይ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ያዳ ኘራንክካ ኮ ክከብድ በስምኣም ኣሕዝንኒ ዙወዲ😳😁😁😁

  • @HhHh-p6v9x
    @HhHh-p6v9x 5 หลายเดือนก่อน

    አነሰ ብክያት መፂኡኒ መዓረይ ትቀይሕ ክዳኑ አቤት ዓቅሊ ፈትየዮ አራክበኒ

  • @MeriBlhatu
    @MeriBlhatu 5 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ጆን ምስኪን😢ነዞም ፕራንክ ዝገብሩ ኣኪበ እስርበት መእተክዎም ካልእ ዝምህር ዘይተምጽኡ

  • @alexanderalexander7126
    @alexanderalexander7126 5 หลายเดือนก่อน

    ፕራንኪ ከም ዘሎ እንዳፈለጥኩ ግን ብሕፍረት ስክፍታን ኣብ ጽብረይ ክኣቱ ደለየ 😅

  • @Nataney361
    @Nataney361 5 หลายเดือนก่อน

    ሳብስክራይብ እባ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ኣይትሕለፉኒ❤

  • @AXUM13
    @AXUM13 5 หลายเดือนก่อน +1

    ያዓውውውውውውውውውውውውውውውውው ዶ ክብል እረ ሓፈርኩ ታይ ዝገብሮ 😂😂😂 ያዳ ግደፈ ኣቤት ጆን ዘለዎ ዓቅሊ 😮😊

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 5 หลายเดือนก่อน +2

    Wayeee ብሕፍረት ሞይተ ወላዲተይ ክክክክ ምስኪን ጆን ዝረኸቦ ጸገም 🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 5 หลายเดือนก่อน

    ውይ 😢ሓመድ ትብለዐኒ ዝጆን ትሕቲኑኡ ኣቁኑኡኒ 😂😂😂 ያዳ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን

  • @NgstKahsu-h3v
    @NgstKahsu-h3v 5 หลายเดือนก่อน

    ፅብቅ ኢኻ ትኽእለሉለ ኢኻ ግን ቁሩብ ኣሰካፊ ይኾንሎ ባች ሐዚ ናይ ሎማዕንቲ ከቢድ እዩ ፈታኒ እዩለ

  • @EdomYeshegerua
    @EdomYeshegerua 5 หลายเดือนก่อน +5

    Yada shikor 😂😂 johni and wedi romit our diamonds

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha 5 หลายเดือนก่อน +4

    Ere yada 😂😂tkel eka bdenbi tewedeom neruka bcha fetyeyo eye ❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂🙏

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጆን ሽኮር ጎይታ ጠባይ አጆኻ።

  • @HabasiKhagitra
    @HabasiKhagitra 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ተጋሩዋ ፅሓይጎፆም❤❤❤❤❤ ናስሓኹም ንቦሩለይ❤❤❤❤❤

  • @Medi-m3u
    @Medi-m3u 4 หลายเดือนก่อน

    አረ ከምዚ ዓይነት ፕርክ ኣይትስራሕ ከፅለኤካ ይዕ

  • @mulugidena-ro6ip
    @mulugidena-ro6ip 3 หลายเดือนก่อน

    ጆን ሓዘይ ኣሕዝኑን ክንድኣፎም ጭንቅ እልን❤ ስሓቅኹም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ክንዳኣፎም ብጣዕም ተጨንቅ ግን😢😊

  • @qq88ppp32
    @qq88ppp32 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዚንኒ እፍፍፍ ከሙኡ ስትጐተጉት በር😊❤❤❤

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 5 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ቀፅለለ❤❤❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      eshini mearey

  • @DanielAtsbha
    @DanielAtsbha 5 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ራአሳን ሐንት ብሐንቲ ባ አግነካዮም

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @FaysalKsa-nt8jk
    @FaysalKsa-nt8jk 5 หลายเดือนก่อน

    ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ😊

  • @wxzlli
    @wxzlli 5 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤

    • @TemesgenAssefa-k5m
      @TemesgenAssefa-k5m 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂🎉😂❤❤❤

  • @uytu6013
    @uytu6013 4 หลายเดือนก่อน

    ታሕፍር ማራያምን🙄🙄🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️

  • @BrhinTekleweyni
    @BrhinTekleweyni 5 หลายเดือนก่อน

    No kitwda nerka kitshku aynbrkumn dhr hiji kemza aytgber

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 5 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😅😅ያዳ መትከኽ በጃኻ ኣይትዘንጋዓና ፕራንክኻ ወልፊ ገይርለይ😅😅😅 😅😅

    • @Nebu1619
      @Nebu1619 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      eshini 🙏🙏

  • @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
    @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳ መሕረር ኣነ ተሳቅየ ህንዳኣፉ😢😂

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d 5 หลายเดือนก่อน

    ከም ብራንክ ዘፅልኣኒ የብለይን😢😢😢ጀኒየ ምስኪናይይ

  • @ተመስገንጌታይ-አ6ኈ
    @ተመስገንጌታይ-አ6ኈ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቢይተ ትዕሰቲ ኣሕዚኑና ማዓረይ😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ያዳየ ኣነስ ብሰሃቅ ኢኻ ትቀትለን 😀♥️
    እዋይ ኣነ ሓፊረ ያዳ መሕረር 😀😀

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 5 หลายเดือนก่อน

    ያዳ መሕረር አነስ ፖራንክ እናሃለወስ ግን ተሰኪፈ😂😂😂😂

  • @sahiyvms3191
    @sahiyvms3191 5 หลายเดือนก่อน

    ገራሚ ፕራንክ ጆን ግን እሕዚኑኒ ሚስኪን ዝገርመኒ ነገር ግን መብዛሕቲኦም ፕራንክ ትገብሮምስ ትዕግስተኛታት ተዓዲሎም ቀፅለሉ ካኣ ያዳ ምንጪ ሳሓቅና❤❤😂

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 5 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ሰብ ርእስኻ ይበቅስኻ ዋይ እንእኻ ገራም እዝ ኹሉ ሰብ ስ መሰቀቅ 😢😢😢😢😢😢

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi 5 หลายเดือนก่อน

    ጆንየ ትዕግስትካ ብጣዕሚ ይገርም❤❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 5 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ተስኮውን ከወቅዐካ ኔይረ😢😢😢

  • @89946
    @89946 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣታዮ መሕረርር❤❤❤😅😅😅

  • @frtay-is4ho7sl5x
    @frtay-is4ho7sl5x 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዋ እቲ ዓቕሉ ግን ተዓዲሉ እዩ 👑🔗♥

  • @gedu8644
    @gedu8644 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወይኔ ናይ ጆን ኣስተያየት😂😂😂❤

    • @yadaprank
      @yadaprank  5 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @assass8589
    @assass8589 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ መሕዘኒ😢😂😂😂

  • @MukurTube16
    @MukurTube16 5 หลายเดือนก่อน

    ያዳ ኣይኒ ኣውጣ ኮንካ ከኣ ሎምስ 😬😬😬❤❤❤❤

  • @Tgi9479
    @Tgi9479 5 หลายเดือนก่อน

    ዉይ በኡዉነት ከሕዝነካ ማርያምን ጆነይ😢😢

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 หลายเดือนก่อน

    አረ ጋሻ ከምዙይ ዓይነት ኘራንክ ይቅረይካ ያዳ ሓወይ

  • @SertseTafere
    @SertseTafere 5 หลายเดือนก่อน

    ኣታዬ ሓፈርናዋ ተሰከፍና😂😂

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኦ my god ፀላእየይ ትሕቲ መሬት ይእቶ ብሕፍረት ብልብላዕስ ሰብ ክሸማቐቕ ከሕፍር😮

  • @MurutsSuyumGidey
    @MurutsSuyumGidey 4 หลายเดือนก่อน

    ከብደይ በልዑን ይቅርታ ክሓትት ከሎ😢😢

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓፈርና ወተሸምቀቅና🙄😑🤣🤣🤣

  • @vddfgrff5639
    @vddfgrff5639 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክክክክክክ ብሓቂ ናስሓቕኩም የንብርኩም ክምቸውካ ዋይ ተመስገን 🌹🌹🌹 ብኡኹብኩም ንበሩ ኣሕዋት

  • @ደንግልማርያምዋሕሰይ
    @ደንግልማርያምዋሕሰይ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ያዳ😄😄😍😍