ንመለስ ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማን ዘማሪት ዳናይት ገ/መስቀልን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 434

  • @ንጣብዝኽሪዘበን
    @ንጣብዝኽሪዘበን 4 ปีที่แล้ว +32

    ኦ ጎይታይ ኣብ ስደት ኣብ ፍቆዶ በረኻን ከክም ፍልልይናን ተፋላሊና ዘለና ጎይታየይ ደጃኻ አቲ ዘይውዳአ ሰላም ካ ለኣኸልንና አም ሽዕዑ ሰላም ክወርደና አዩ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @selam6473
    @selam6473 5 ปีที่แล้ว +55

    አቤቱ አምላክ ይቅረ በለለይ ብመንገድካ ምርሓና

    • @kokobabrha4219
      @kokobabrha4219 3 ปีที่แล้ว +1

      Am og det er jo ikke du har du noen av de mest kjente og ukjente for meg at du en oversikt over hvem hei jeg er på jobb i

    • @SaraSara-wn1iz
      @SaraSara-wn1iz 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን🙏🙏🙏

    • @ብስቃይህዝበይሓሚመ
      @ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ✝️🤲

    • @سالمالراشدي-ز2ل
      @سالمالراشدي-ز2ل 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen🙏

    • @kirostesfahans
      @kirostesfahans 9 หลายเดือนก่อน

      ቃል ሂወት ይስመዐልና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ

  • @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
    @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 5 ปีที่แล้ว +50

    እፍፍፍፍፍ ከብድኻ ዝበልዕ መዝሙር 😭😭😭😭ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ፍቁራተይ በእውነት ንመለስ ናብ መንገድ አምላኽ🙇🙇🙇🙇

    • @hidatwelday2212
      @hidatwelday2212 5 ปีที่แล้ว

      😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏👂👂👂👂👂👂😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏👂👂👂👂👂🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢

  • @FsefDwef
    @FsefDwef 5 หลายเดือนก่อน +2

    እፍፍፍፍ ካብድኻ ዝበልዕ መዝሙር ዝማሬየ መልእክት የስመዐልና ብእውነት ናብ መንገዲ ኣምላክ❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @eyerushayle7572
    @eyerushayle7572 5 ปีที่แล้ว +53

    ንመለስ ናብኣምልካን ንመልስ እግዝብሄር ሆይ
    ብቸርነትካ ሕስበና ❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪🇻🇳🇻🇳🇻🇳 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷ሓጣያትና ደምስስልና መስትውዕል ያሃብና🙏🙏🙏

    • @edenwelday8278
      @edenwelday8278 4 ปีที่แล้ว

      Yytryeut4211y0
      00

    • @werox1216
      @werox1216 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @waw7753
      @waw7753 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +19

    😢😢😢😢😐😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢 ዋውውውውውው ዘብኪ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ፣፣፣፣ ዳናይት ሽኮር ቀፅልሉ ንፍዕቲ፣፣፣ ኣቦና ቀሺ ሓደራኹም ከምዚ ብትግርኛና ብጥበብ ማሃሩና ናብ ኣምላኽና መንገዲ ምርሑና፣፣፣ ።።። ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኮ ኣሜን ፫። ፣፣፣

  • @Tseguteklit119
    @Tseguteklit119 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +70

    እህህህህህ😪😪😪😪😪ንብዓተይ ወዲአ
    ኣባ ቀጽልሉ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም
    ዳኑ ሽኮር እግዚአብሔር ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ዕምባባ ሓፍትና

    • @Henosmana9843
      @Henosmana9843 4 ปีที่แล้ว +3

      እግዚአብሔር ሓልወና 😪😪😪😪😪

    • @Henosmana9843
      @Henosmana9843 4 ปีที่แล้ว +3

      😪😪😪😪😪😪😪

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 3 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬኹም ይቀበሎ ናብ እግዚኣብሄር ልብና ሰርና ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣፈላላይና ኣጽቢብና ብዓይኒ ፍቕሪ ንረኣየሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣሜን።

  • @mlat9280
    @mlat9280 5 ปีที่แล้ว +28

    እእውውይይይይይይ ኣነስ መጨረሽሽኡ ናበይ ይኮን ብናይ ኣለም ተመርርኪከ ኣባ ኣብ ጵለትኩም ዘክክርርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን🤲🤲🤲አሜን🌹🌹🌹🌹አሜን ዝማሬ 🌻🌻🌻🌻መላኣክት ያስመዐልና❤️❤️🤲🤲ዕልልልልልልልልልልልል🌼🌼🌼💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን, 3+💔💔😭😭😭ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓኩም ✝️💒💖🤲🙏💔💔💔😭😭😭ንመለስ እዋይይይ ንሕና ድኩማት ልቦናና ይክፈተልና 💔😭✝️💒💖🤲🙏

  • @mony6482
    @mony6482 4 ปีที่แล้ว +8

    እውይ እዚኣ ትሰምዕ ተለኩ ዓለም ይቃብፃ
    እምላኬ ሆይ ሃምዛ ቆልዓ እዚኣ ክኮን ግበረኒ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ

  • @kesisawetasefazlibanos6078
    @kesisawetasefazlibanos6078 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን
    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። ኣባ... ከምኡ'ውን ክብርቲ ዘማሪት ሓፍትና።ጸጋ የብዝሓልኩም መድሃኔ ኣለም

  • @ሃይሚጋልትግራይ
    @ሃይሚጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለአክተ የሰመዐልና

  • @ፈቃርነኝኤሉ
    @ፈቃርነኝኤሉ 4 ปีที่แล้ว +18

    እርዳኝ ኣምላኬ ይቅር በለኝ በመንገድህ ልመራ😢

  • @tahgasshimane
    @tahgasshimane 5 ปีที่แล้ว +31

    ✝ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክኽቲ የስመዐልና
    ናይ ቅዱስ ዳዊት ናይ ቅዱስ ያሬድ ዝማሬ ዝተቀበለ አምላኽ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ክቡር ኣቦና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድለልና ንበሩልና✝

    • @shewitgaltewahdo5271
      @shewitgaltewahdo5271 5 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ንስሃ መዝሙር ክዝመር እንዳሃለየ ዕልል ኣይብሃልን መቀረተይ ምስ ሰናይ ይቅሬታ

  • @ይነብርዕድለይኣማሪረ
    @ይነብርዕድለይኣማሪረ 4 ปีที่แล้ว +3

    ንመለስ ናብ ኣምላክና ንመለስ እግዚአብሄር አምላክ ብምሕረትካ ዘክረና

  • @ኩሉንምርኣይምቅናይምቅናይ
    @ኩሉንምርኣይምቅናይምቅናይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መልእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይን ኣቦይን ኣህ እታ ኣምላከይ ሓደራካ ብመንገድካ ምርሐና እዛ መዝሙር ምስ ሰማዕኩስ ኩሉ ነብሰይ ኣንቀጥቒጠ

  • @gghh4006
    @gghh4006 5 ปีที่แล้ว +16

    *_ዝማሬ መላእክት ያስማልን በእውነት አጥንት የሚያለመልም መዝሙር ሀገራችንን ፈጣሪ ሰላም ያድርግልን ቤተ ክርስቲያን ህዝብ ክርስትያን እግዚአብሔር አምላክ ይጠብቅልን አሜን፫_*

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና ምስ ክቡራት ኣሕዋትና ነዊሕ ዕደመን ጥዒናን ይሃበልና አምላክ

  • @orthodoxtewahdo2023
    @orthodoxtewahdo2023 4 ปีที่แล้ว +13

    ክቡር አቦና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።ብሓቂ ዝደንቕ እዩ ንሓቅን ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ህዝብም ዝበፅሐኩም ዘሎ መከራ ንፈልጦ ኢና ።አብ ጎንኹም አለና ከምቲ ትብሃልዎ ዘይኮንኩምስ ክምር ንርእዮ ዘለና መንፈስ ቅዱስ ዝመልኦ እዩ ናብራኹም።

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🤲🤲🤲🤲🤲🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ
    @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና ኣቦናን ሓፍትናን ፡ ኣበይ ምህላውና ዘዛካክር መዝሙር እግዚኣብሄር ንዝተጨነቁን ንዝሓመሙን ዝፍውስ " መዝሙር " ጸጋ ይሃብኩም ኣቦና ፡ ሓፍትና ኮላይ ጸጋ የብዝሓልኪ እግዚኣብሄር ኣምላከ ኣቡነ ሰላማ ኣሜን

  • @የመዳሃኒኣለምልጅነኝ-ቘ2ከ
    @የመዳሃኒኣለምልጅነኝ-ቘ2ከ 4 ปีที่แล้ว +15

    አባ ብፆለትኩም ሕሰብኒ
    ስደተይ ኣሕፅረልና

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +54

    ኣቱም ሰባት ዛ መዝሙር ሰሚዐስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ 😢😢😢 ንኣምላክ ኣብ ሽግርና ኢና ንፅውዖ ድኩማት ፍጥረት ብሓቂ 😢 ንመለስ ናብ ልብና ንዝበደልኩኩም ብኮመንት ዘቀየምኩኩም እንተ ሃሊኩም በጃኩም ኣይትሓዙለይ 🙇🙇🙇።
    ድምፅኪ ኣምላክ ዓዲሉኪ እዩ ንክተመስግንሉ ክብርቲ ሓፍቲ ኣቦና ድማ ከምቱ ብ fb ትምህሩናን ብመዝሙር ትምዕዱናን ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ 🙇

  • @dhhehshs7683
    @dhhehshs7683 3 ปีที่แล้ว +6

    እፍፍፍፍ ካብድካ ዝበልዕ መዝሙር ኦ ጎይታናን መደሐንናን እዮሱስ ኩሮስቶስ የቅር በለና ኦ ኩቡራት ዘማሮ ፀለትኩም ይማላለአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tigigualtigray7047
    @tigigualtigray7047 5 ปีที่แล้ว +16

    ኡፍፍፍፍ ኣየየ ኣነስ ኣበይ እየ ኮን ክኣቱ
    ብጣዕሚ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ብዕድመ ብጥዕና ንበሩልና አቦና ዳኑየይ ኣነስ ክፈትወኪ ምስ ሳሌም መሓዛኪ እመ ኣምላክ ፅላላ ተንብረልክን ፅብቃተይ ንዓየይ ዓበይቲ መምሃራን ኢክን

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +4

    ፀሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦና እግዛብሔር ናብ ንሳሃ ሞት የብቀዐና👏👏👏👏

  • @فيصلالودعاني-م9ه
    @فيصلالودعاني-م9ه 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልኣኽቲ የስመዐና ኣባየይ ኣብ ፀሎትኹም ሕሰብኒ

  • @አፀደጎደፍ
    @አፀደጎደፍ 3 ปีที่แล้ว +2

    አብየት ጌታየ ይቅረ በለና እግዝዮ ማሓረና ጌታየ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😘😘😘😘😘😘💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @tesfalemwedisoni6287
    @tesfalemwedisoni6287 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ ይቀበለልኩም ዝማሬ ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቐበለ ይቀበለልኩም እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም።

    • @waw7753
      @waw7753 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏

    • @tesfalemwedisoni6287
      @tesfalemwedisoni6287 3 ปีที่แล้ว

      @@waw7753 መን ኣሎ ዝነብዕ ድንግለይ ኣብ ትሕቴኺ ዝተጸግዕ ! 100%።

  • @tirhastigray1277
    @tirhastigray1277 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤😭

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 5 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ንመለስ ክቡር ኣቦናን ሓፍትናን ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብዕድመን በፀጋን እግዛብሄር ይሓልወልና

  • @hfhcf5142
    @hfhcf5142 2 ปีที่แล้ว +7

    አምላኽ ህይ ይቅረ በለለይ🙏🙏🙏

  • @መምህርጆርጆዩመምህረይ
    @መምህርጆርጆዩመምህረይ 5 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላኽ ኣቦይ ናብ መንገዲ የማን ይምርሓና ኣቦና ከምኡ ድማ ሓፍትና ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንውሓዮ ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም

  • @tirhashagos5956
    @tirhashagos5956 4 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም አገልግሎት ዘመን ይባርኸልኩም !!

  • @መኮነንፍረ-ሰላማ
    @መኮነንፍረ-ሰላማ 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣቦና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
    መዝሙር : ስብከት : ተግሳጽ : ምስትያት : ዝኮነት ሓቀኛ መዝሙር ልብኻ ነፍስኻ ግብርኻ ትትንክፍ

  • @ቲጅነኝእማምላክእናቴ
    @ቲጅነኝእማምላክእናቴ 4 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን
    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
    ይህን መዝሙር ስሰማ እንባየን መቆጣጠር ያቅተኛል ንመለስ ናብ አምላክ ንመለስ

  • @Fieruz-j4c
    @Fieruz-j4c ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰምኣልና ኣቦና ። ኦ ፈጣሪ ዓለም ኣቦይ ብመገድካ መርሓና 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemberhe98
    @lemlemberhe98 5 ปีที่แล้ว +6

    አቦና አባ ገረመድሂን ዘስላማ ዕድመኦ ጥዕናን ይሃበልና ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና አሜን

  • @tigray1221
    @tigray1221 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤍🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊💒💒💒💒💒💒🕊💒🕊💒🕊💒💒🕊🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒✝️✝️✝️✝️🤍🤍🤍🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣየ ወ ልብና ተርሩ ካብ እግዚኣብሄር ርሕቅና ይቅረ ይበለልና😭😭😭😭

  • @ራህዋይምሰበልኩእንድየ
    @ራህዋይምሰበልኩእንድየ 5 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣንብዓትኒ ነብስይ እውን ፍቲሽ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏🌺🌻🌺🕊️

  • @sebleekubay-iy1gl
    @sebleekubay-iy1gl ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰምዐልና ንመለስ ንመለስ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ብሓቂ አዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ

  • @MdsjFjdc
    @MdsjFjdc 5 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላክ ሆይ ብመገድኻ ምርሐና🙏ቃለ ህይወት የስመዐና እግዝብሔር ኣምላክ ፅግኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሰላምጋልዓጋመ
    @ሰላምጋልዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +5

    እፍፍፍፍፍፍ ኣይካኣልኩን ዝማሬ መላክቲ የስመዓና

  • @ብዕድላጓልትግራይ
    @ብዕድላጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኩቡር ኣቦና ከሙኡ እውን ክብርቲ ሓፍትና

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +7

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን።
    ✝✝✝✝✝✝✝
    ሎማዓንቲ ዕለት ሓደ ፩/1 ሕዳር 2012 ዓ.ም ናይ እመቤትና ልደት እኮ እዩ፣፣፣፣፣፣፣
    እንቋዕ ንእመቤትና ልደታ ማርያም ወርሓዊ ብዓል ብሰላም ብሓጎስ ብደስታ ብራህዋ ብሰናይ ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
    ናይ እመቤትና ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀጋ፥ሹሻይ ገፀ በረኸት፥ ፀሎታ ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንዘለዓለም ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣
    ልዑል ጎይታና እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይባርኸና ኣብ ዝዘለናዮ ይሓልወና ሰላሙ የብዝሐልና ምሕረቱ ርህራሄኡ በረኸቱ ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣
    ✝✝✝✝🍇🍇🍇🌾🌾🌾🕊🕊🕊🌻🌹🌺🌷🌸💐🌼🌼🌹🌻🌾🌾🌾🌾🕊🕊🌷🕊🍇🍇🍇✝✝✝✝✝✝🌾🍇

  • @daniyotr6389
    @daniyotr6389 3 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmealna እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናብ ልብና ይመልሰና ትግራይ ትዕወት

  • @titigaltigray7359
    @titigaltigray7359 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና
    ኣሜን(፫) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሕ ክቡር ኣቦና ክብርቲ ሓፍትና 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @selamseifu1729
    @selamseifu1729 5 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላክትን ይስጥልን

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣሕዋትናን እግዚኣሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ናይ ኣገግልግሎት ዘመንኩሙ ይብርከልኩሙ

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ኦጎዮታ ይቅረ በለልና🙏

  • @mrim222
    @mrim222 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ቡሩካተይ ግና ሓደራ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢልኩም ፀሓፍዎ ኣብ ላዕሊ ማለተይ መናፍቃን መዳናገርቲ ስለ ዘለው እየ ። ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቀፅልሉ ብትግርኛ መዝሙር

  • @samrusamru4656
    @samrusamru4656 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zemari mlakte yesmalen 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏

  • @Eilalaa
    @Eilalaa 4 ปีที่แล้ว +1

    Kalehiwet yesmealna aba edmen teanan yhabkum 🙏🙏🙏

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ናብ ኣምላክ ንመለስ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣቤቱ የንቡርኩም ኣቦታትና ኣሓትና 🍃

  • @merhawitkidanemariam3617
    @merhawitkidanemariam3617 9 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረቱ ይሕሰበና😢😢😢

  • @ዮርዲየድንግልማርያምልጅነ
    @ዮርዲየድንግልማርያምልጅነ 5 ปีที่แล้ว +4

    እልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ናይ ብሓቂ ዘስቁንቁነካ መዝሙር እዩ እፍፍፍ ኦ አምላክ ከም በደልናን ሓጥያትናን አይትርአ ከም ምህረትካ ጠምተና

  • @dadimami143
    @dadimami143 ปีที่แล้ว

    ኡፍ ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ናይ ዘመነ ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርኸልኩም

  • @abbaantoniosaboy2077
    @abbaantoniosaboy2077 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amennnnnnn Amennnnnnn Abona zmare melakt yesmealna

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane6249 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣብ ትግራይ ትግርኛ መዝሙር ዘየለ እናበልና ኩሉ ግዜ ነሓዝን ነይርና ሕጂ ግን ተመስገን ኣምላኽ ንዓኹም ፈጢርልና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ጸግኡ የብዘሓልኩም
    ኩልኩም ሼር ግበርዎ ሊንክ እናገበርኩም ኣብ ጉሩፓት ፌስኩክ ኢሞ መሰንገጀር ዋትሳብ ሓደራ እዛ ቻናል እነዕብያ

  • @tsegagalgery7649
    @tsegagalgery7649 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ፍትዋተይይይይ 🌹🌹🌹💞💞💞💞👏👏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @alxsgery1479
    @alxsgery1479 5 ปีที่แล้ว +4

    እልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የሰማዐና
    ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምልም መዝሙር እዩ
    እግዚአብሔር ናብ ልብና ይምለሰና 😢😢😢😢😢😢

    • @LgK-vc6ph
      @LgK-vc6ph 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመአልና ክቡር ኣቦና እግዛብሄር ብፀለትኩም ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና

  • @latelate7938
    @latelate7938 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዕልና 🙏🙏🙏

  • @zerietgebrebrhan8115
    @zerietgebrebrhan8115 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna .
    Ajona yehwat b hiwet mhlawna wun nemesgno nfetari

  • @girmaykahsay6423
    @girmaykahsay6423 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና

  • @jsjdhdhehdhhddu4827
    @jsjdhdhehdhhddu4827 2 ปีที่แล้ว

    አቤቱ አምላክ ይቅረ በለና ብመንገድካ ምርሓና😥💔💔👂👏👏👏🤲🤲🤲👈

  • @ድንግለይዋሕሰይእያ
    @ድንግለይዋሕሰይእያ 3 ปีที่แล้ว +6

    ንመለሰ ንመለሰ መንገድና
    መርሚርናሰ ናብ አምላክና ንመለሰ
    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🌾 🌾 🌾

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤቴይቅረ በለልና ፫

  • @ነበለትሽኮር
    @ነበለትሽኮር ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መልኣኽ የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ሓቀኛ ንስሓ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላኽ

  • @biniammsgna7132
    @biniammsgna7132 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ዝማሬ ዳዊት ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማረኩም ይቀበለልኩም ጸጋ ኣብ ርአሲ ጸጋ ይሃብኩም ናይ ዘበን ኣገልግለትኩም ይባርከልኩም።

  • @marteasefa2234
    @marteasefa2234 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእግዚአብሔር በአማርኛትጉምልን

  • @mangestu4336
    @mangestu4336 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ።አቦናን ፣ከምኡዉን ሓፍትና ፈጣሪ ልቦና ይሃበና ካብ ሃይማኖትና ፣ክልልናን ብሄርናን ነቀድም መስተዉዐሊ ይሃበና።

  • @berhanenegede792
    @berhanenegede792 3 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hellinabebe424
    @hellinabebe424 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬመላእክትን፡ያሰማልን፡አገራችን፡ኢትዮጲያ፡ፅኑ፡ሰላምያርግልን፡አሜን

  • @ከሆነይሆናልካልሆነኣይሆን
    @ከሆነይሆናልካልሆነኣይሆን 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና 💒💒💒🙏🙏

  • @wedikeshi5191
    @wedikeshi5191 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒💒🙏🙏🙏💒💒🙏💒🙏🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏💒🙏💒💒💒🙏🙏💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏💒🙏🙏🙏🙏💒💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @ghsghshjshhs5709
    @ghsghshjshhs5709 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ብምሕረቱ ይቅር ይበለልና

  • @Fanaasefa-nt6bf
    @Fanaasefa-nt6bf 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤ 2:33

  • @hareggebrehaweria4937
    @hareggebrehaweria4937 5 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ዝምስጥ፣ ንዘለና እዋናዊ ፀገም ዘምህር መዝሙር እዩ እሞቃለ ህይወት ያስመዐልና።

  • @አምቼ1961
    @አምቼ1961 3 ปีที่แล้ว

    አሜን ንመለስ ኣብ ኣምላክና

  • @hanieritrean933
    @hanieritrean933 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና and ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም 🙏🙏🙏🙏

    • @hgbc5530
      @hgbc5530 3 ปีที่แล้ว

      ኣሚን ኣሚን ኣሚን

  • @ጓልምህረይ-ኸ9በ
    @ጓልምህረይ-ኸ9በ 2 ปีที่แล้ว +1

    አፉፉፉፉፉፉፉፉፉ😥😥😥ካብድካ ዝበለዕ መዝመር ንመለሰ ንመለሰ መንገድና መርምርና ናብ አምላክ ንመለሰ👏👏👏ዘማሪ መላእክቲ የስምዐና🙏🙏🙏💗ፀጋ እዝጋ ቤሔር ይብዝሐልኩም ፈጥሪ ::ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን💗

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ 5 ปีที่แล้ว +5

    አምላኬ ሆይ ይቅር በለንን
    ዝማሬ መላእክት ያስማልን አባታችን እህታችንን እግዝአብሔር ብዕድሜ ብጤና ይጠብቅልን

  • @AliAli-cr3ns
    @AliAli-cr3ns 5 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
    ዕድመክም የንወሐዮ ኣቦና ሓፍትና ለ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይበርከልኩም ኣሜን ንመለስ ንመለስ መገድና መርሚርናስ ናብ ኣምላክ ንመለስ ኣሜን በሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና

  • @እመብርሃንክብርትናትኣምላ
    @እመብርሃንክብርትናትኣምላ 5 ปีที่แล้ว +3

    *አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና*
    ኣነስ ባሕሪ ከብደይ ምኽኣል ስለዝኣበየኒ ከይተገበኣኒ ናብ ሕቶ እየ ክኣቱ
    ኣነ ኣዝየ ሓጥእ ስለዝኾንኩ እየ ግን ኣብ ትሕቲ ዱካ እግሮም ኣባየ ኣባ ገብረመድህንን አብ ትሕቲ ዱካ እግሪ ኣባየ ኣባ ወለደ ሰላማን ቀሪበ ክመሃር እኳ ኣይገባኣንን ግን ኣብ ትሕቲ እቶም ካብ ኣቦታትና ኮይኖም ዝተመሃሩ መዘመራን እኔዉ ኣነ ናቶም ባርይኦም ክኸውን እውን በቃ ዘይበቅዕ ኮይነ እህ ዋይ ኣነ በቃ ስለስጋይ ድኣ ክብል ክነብር 😭

    • @ER-vi8pd
      @ER-vi8pd 5 ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላእክት የስመዓና እግዘኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም

    • @kidanetsegay970
      @kidanetsegay970 5 ปีที่แล้ว

      ኣቦናን ሓፍትናን ኣላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም ዘማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @tesfalemghebre1473
    @tesfalemghebre1473 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna n

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว

    እእውዉይይይይይይይይይይይ ኣነሰ መጨረሸሸኡ ናበይ ይኮን ብናይ ኣለም ተመርርኪከ ኣባ ኣብ ጵለትኩም ዘክክርርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ወ ሰብ ድኩም ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ናብ ልብና ንመለስ ፍጣሪ ይሓግዘና

  • @mmn964
    @mmn964 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልናክብርኣቦና

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት የስመዐና ክብረ ኣቦና

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ንመለስ ንመለስ መንገድና መርሚርናስ ናብኣምላክ ንመለስ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ክብርቲ ሓፍትና ኣምላኬሆይ ናባካ ክንምለስ ዓይኒልቦናና ኣብርሃልና

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 3 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መለአክት የስመዐልና

  • @arsuselama5698
    @arsuselama5698 5 ปีที่แล้ว +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና

  • @medhingaltigray7057
    @medhingaltigray7057 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አሜን

  • @wedihabte967
    @wedihabte967 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet ysmalna xegieu ybzhalkum fetari

  • @tirhasgrmay4348
    @tirhasgrmay4348 4 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማርየ መላኢክት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ንመለስ መንገድና መርሚርናስ ናብ ኣምላኽ ንመልስ፡
    ጸጋ እግዚኣቢሄር ኣይፈለኹም