NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Za Kidane Mihret - 'ዛ ኪዳነ ምሕረት - By Dn Abrham Mehari

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2021
  • NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - 'ዛ ኪዳነ ምሕረት - ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
    © EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Diakon Abrham Mehari
  • เพลง

ความคิดเห็น • 1.2K

  • @Efar401
    @Efar401 2 ปีที่แล้ว +373

    ዛ ኪዳነ ምሕረት
    ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ
    ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ
    ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ
    ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ
    # ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቅድስት ሃና
    ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲኢና
    ተቀምሶ ዘይብሉ በይኖም ኣብ በረካ
    ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪካ
    ደጊም ስእነት ቤተይ ኣይኮነን ንሕሰም
    ኩሉ ንሰናይ ዩ ዳሕራዩ ዝጥዕም
    # ከም ህጻን ምስ ቖልዑ እንከይ ተጻወተት
    ኣብ ሕቁፎ ወለዳ ፍጹም ከይሓንቀቀት
    እግሪ ተክሊ ህጻን ብጽድቂ ተፈልያ
    ዝጠፈአ ኣዳም ምድሓኑ ክርእያ
    ለካ ዝክትምናይ ሕማቅ ዕጫ ኣይኮነን
    ንሳ እካ ኣሕሊፋቶ ኣደ ንጉስ መድሕን
    # ወሊዳ ምሕቃፋ ኣብቲ መብልዒ ማል
    ክብሪ ሕስራነይ ዩ ውርደተይ ዝነቅል
    በጃይ ከሳድዳ ናይ ጥንቲ ጸላኢ
    ኮይኑ ኣሎ ሞገሰይ ገጽ ሰባት ከይርኢ
    ኣብ ጽላል ኪዳና መድሕነይ ዘክበሮ
    ናብራይ ናብራ ስደት ከመይ ኢለ ዘይጸሮ
    # ወይዝ ፈቃድ ኣምላክ ዕጹብ ክትሕልኖ
    ነቲ ሓደ ወዳስ የዕብያ ክትስእኖ
    ሞቱ ብዘይ መርድእ ኣብ ቅድሚ የዕንታ
    ታይ ዝበለ ሓዘን ዘይብሉ መሰታ
    ሓዘነይ ንቡር ዩ ከምቶም ዝቀደሙ
    ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብዪ ንስሙ

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 2 ปีที่แล้ว +300

    ኣመስጋኒ ኪዳነምህረት ሰንበት ንግሆ ኣነ ካ ድቃሰይ ከይተሳእኩ ከለኩ ደበኽ በለ እስኪ በሉ Gay's ንዳይቆን ኣብራሃም ዓቅምና like እዩ እሞ ኣይነዉሕደሉ ይሕዋት

    • @amanhaile692
      @amanhaile692 ปีที่แล้ว +5

      🎉Kkkkk

    • @jzjzshehsh8278
      @jzjzshehsh8278 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@amanhaile692።?፡ሀሀ😊

    • @jzjzshehsh8278
      @jzjzshehsh8278 10 หลายเดือนก่อน

      ፡፡፡፡፡፡፡፡

    • @jzjzshehsh8278
      @jzjzshehsh8278 10 หลายเดือนก่อน

      ሀሀ

    • @jzjzshehsh8278
      @jzjzshehsh8278 10 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@amanhaile692ሀ

  • @medhanieberhane7142
    @medhanieberhane7142 2 ปีที่แล้ว +96

    እስኪ ናይ ብሓቂ ንናይ ጥዑመ ልሳን ድያቆን ኣብርሃም ኩሉ መዝሙራቱ ናይ ልበይ ይፈትዎን የፍቅሮን እየ ጌና ካብዚ ዝበልጽ ወትሩ ሒዝልና ክመጽእ ዝፈቱን እስኪ 👍👍👍 ላይክ ሃቡለይ ኣብዚኣ

  • @KidaneMihretEnate2014
    @KidaneMihretEnate2014 4 หลายเดือนก่อน +24

    እዛ ኪዳነ ምህረት ተስፋ ዝተሰደ፥ ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ! ከም ሎሚ ኪዳነ ምህረት መዓልቲ ልክዕ ቅድሚ 10 ዓመት ዓደይ ገዲፈ፥ ስደት ወጽየ! ካብ ብዙሕ ዘውጻእክኒ ኪዳነ ምህረት ጽላለይ ተመስገን!

  • @arontsegai
    @arontsegai 2 ปีที่แล้ว +264

    ዲያቆነይ ኣንታ ጥዑም ልሳን፡ ነዛ ኣዴናስ ብከመይ ኢኻ ትገልጻ? እወ ዛ ኪዳነ ምሕረት ተስፋ ናይ ኩልና!!! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።

    • @user-tx4ex6nj5g
      @user-tx4ex6nj5g 2 ปีที่แล้ว +7

      ብሓቂ ብኡኡ ገይርና ኮ ኣብ ተመስጦ ንኣቲ ንሕና ውን

    • @arontsegai
      @arontsegai 2 ปีที่แล้ว +11

      @@user-tx4ex6nj5g ብሓቂ፡ ዘይሓሰብናዮም ነገራት የስተንትነና፡ "ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲዒና" ዝገርም ኣገላልጻ እዩ።

    • @ngstiabraha3700
      @ngstiabraha3700 ปีที่แล้ว

      Kinderlieder Deutschland

    • @egk7594
      @egk7594 ปีที่แล้ว

      Aye ewe taum lsan amlak nay ageglot admeka ybarkelka

    • @maedneman8828
      @maedneman8828 ปีที่แล้ว

      Ewe nay bhaki !!!

  • @user-ss4kk1yh5e
    @user-ss4kk1yh5e 2 ปีที่แล้ว +93

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ
    ናይ ባሓቂ ኣደ ድኻታት ኣደ ሑዙናት
    ዛ"ኪዳነ ምህረት
    ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ
    ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ
    ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ
    ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ
    ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቅድስት ሃና
    ሓጎስ ኩላ ምድሪ ዝሓቁፋ ሲኢና
    ተቀምሶ ዘይብሉ በይኖም ኣብ በረካ
    ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪካ
    ደጊም ስእነት ቤተይ ኣይኮነን ንሕሰም
    ኩሉ ንሰናይ ዩ ዳሕራዩ ዝጥዕም
    ከም ህጻን ምስ ቖልዑ እንከይ ተጻወተት
    ኣብ ሕቁፎ ወለዳ ፍጹም ከይሓንቀቀት
    እግሪ ተክሊ ህጻን ብጽድቂ ተፈልያ
    ዝጠፈአ ኣዳም ምድሓኑ ክርእያ
    ለካ ዝክትምናይ ሕማቅ ዕጫ ኣይኮነን
    ንሳ እካ ኣሕሊፋቶ ኣደ ንጉስ መድሕን
    ወሊዳ ምሕቃፋ ኣብቲ መብልዒ ማል
    ክብሪ ሕስራነይ ዩ ውርደተይ ዝነቅል
    በጃይ ከሳድዳ ናይ ጥንቲ ጸላኢ
    ኮይኑ ኣሎ ሞገሰይ ገጽ ሰባት ከይርኢ
    ኣብ ጽላል ኪዳና መድሕነይ ዘክበሮ
    ናብራይ ናብራ ስደት ከመይ ኢለ ዘይጸሮ
    ወይዝ ፈቃድ ኣምላክ ዕጹብ ክትሕልኖ
    ነቲ ሓደ ወዳስ የዕብያ ክትስእኖ
    ሞቱ ብዘይ መርድእ ኣብ ቅድሚ የዕንታ
    ታይ ዝበለ ሓዘን ዘይብሉ መሰታ
    ሓዘነይ ንቡር ዩ ከምቶም ዝቀደሙ
    ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብዪ ንስሙ
    በረከታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ኣይፈለየና
    (ዝተጋገኩዎ ኣርሙኒ ኣሕዋት)
    ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር
    ኣሜን!!!
    ዉዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ!!!

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 2 ปีที่แล้ว +104

    መም ኣብርሃም ዝማረካ
    ጣዕሙ ልዕሊ ትዝብሎ ኢዩ
    ግጥሚ
    ዜማ
    ክሊፕ 100%
    ንዓካ ዝሃበ ሓይሊ ክብሪ ይኩኖ ፈጣሪ
    ዝማሬን ቅዱሳን ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማረካ ይቀበል

    • @saranegash12
      @saranegash12 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ብሓቂ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 5 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @semariachannel1513
    @semariachannel1513 2 ปีที่แล้ว +8

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብፍቅሪ ዝበጽሓቶ ኪዳነ ምህረተይ ዋሕስ ሂወተይ ምንም ቃላት ዘይብለይ ዝምጉስ ንኽብሪ ስማ ማርያመይ ውህብቲ ጥዕምቲ ግራት ሰናይ ፍረ ስርናይ እንዃዕ ኣደይ ኮንኪ ፍትው የ ዘብለኪ ኪዱነይ ናይ ልበይ መላሲት

    • @sabasaba7207
      @sabasaba7207 16 วันที่ผ่านมา

      Nay bxhatni ade amlakey kdane mhret❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsyonadey368
    @tsyonadey368 2 ปีที่แล้ว +9

    ከምዝይ ኩትሰብዕ ከለኽስ ልብኽ ብተስፋ ይመልእ ሓጎስ ድማ ይስማዓካ

  • @user-re7eu3xl8z
    @user-re7eu3xl8z 2 ปีที่แล้ว +11

    ናይ ድንግል ማርያም ታሪኽሲ ፡ ንኽትሰምዖ ፡ ዘወትር ዘንበዓካ፡ 😭😭😭 ኣየናይ ዉላዲ እዩ፡ 3 ዓመት ዝገበረ ውላዱ ፡ ካብ ሕቁፉኡ ዝፋኑ ፡ እሞ ከኣ ፡ ተመሊሳ ንዘይ ትረክቦም፡ በኣ ተፋኒማ በቃ ፡
    *ንቡር ዘይነበሮ ሕርሲ ቕድስት ሃና*

  • @semhargebrihiewet1292
    @semhargebrihiewet1292 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ድያቆን ሓወይ ድማ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

    • @SaraAbady84
      @SaraAbady84 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜንንንንንንንንን

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu 2 ปีที่แล้ว +80

    ኣሰይይይይይ ደስ ዘብል መዝሙር ኣምላክ ይመስገን ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉካ ዲያቆነይ
    ግጥሚ 100%
    ዜማ100%
    ክሊፕ100%
    ኮታስ ኩሉ መንፈስ ቅዱስ ዝተሓወሶ መዝሙር

  • @nigstiafwerki2325
    @nigstiafwerki2325 2 ปีที่แล้ว +8

    አልልልልልልልልል ዝማረ መላአክቲ የስማዓልና

  • @weynihagos5835
    @weynihagos5835 2 ปีที่แล้ว +117

    ሰሚዕኻ ዘይምኖ ምጽንናዕካ ዝውስኽ ጥዑም ዝማሬ ብልቢ።

    • @semhergere5439
      @semhergere5439 2 ปีที่แล้ว +1

      Ellllll Elllllllll Ellllll zemara melketi yesman deyqonih hawna

    • @michealgebermariam724
      @michealgebermariam724 2 ปีที่แล้ว

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 ปีที่แล้ว

      ኣስይ ጡኦም እዩ ናትካ መዙር

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu4538 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣደ ንዘኻትም ናይ ድኻታት ሃብቲ
    ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጽዕ ትምክሕቲ
    ተስፋ ዝተሰደ ንድኹም ጽላሉ
    ዛ ኪዳነ ምህረት(2) ጸግዒ ሰብ ዘይቡሉ
    ኪዳነ ምህረት ብክዳና ትሓልወና
    ብሩክ ስንበት ይግበረል!

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 2 ปีที่แล้ว +5

    እመ ብርሃን ባዕላ ኣኣሕስካ ትኹን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 2 ปีที่แล้ว +10

    አሰይ ዲያቆን ሓወይ አግዚአብሄር ዕዲመን ጥዕናን ያሃብካ ግን ተቀበልቲ ክህልው አለውም ሸብሸብቲ ብጣሚ መመቀሮ ኪዳነ ምህረት ባዓላ ጺላላ ተንብረልና

  • @fidelabrhale
    @fidelabrhale 2 ปีที่แล้ว +44

    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ድያቆን ሓዉን።ጽሎታን በረኸታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ኣይፈለየና።
    ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ኣምላኽና።
    ብሩኽ ሰንበት።

    • @sabagebrhiwet3625
      @sabagebrhiwet3625 ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና

  • @temsgenamlak3337
    @temsgenamlak3337 2 ปีที่แล้ว +6

    አሰይይይይይ እልልልልልልል ኽጥዕ ባህታ ፍጥር አቢልለይ

  • @rimaalem3139
    @rimaalem3139 2 ปีที่แล้ว +6

    Zmare melaekt yesmealna diacon hawey xelotin Amaldnetin nay eme brhan ayfeleyena 🙏💖

  • @abenezerdaniel5610
    @abenezerdaniel5610 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣብርሸይ መምህረይ ጥዑም መዝሙር ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @medaseltene72
    @medaseltene72 2 ปีที่แล้ว +149

    ''ደበስ እቶም ሕዙናት ናይ ዉጹዕ ትምክሕቲ'' ኣሜን ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲ.ኣብርሃም ❤❤❤
    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና 🙏🙏🙏

  • @sabafissehaye4400
    @sabafissehaye4400 2 ปีที่แล้ว +5

    Aseyyy Ellllll Ellllll Elllllll Zemere melekti yexmalna Burkateyy Egzabher Xegau yebzhalkum 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gualafom3318
    @gualafom3318 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ኣሰይ እልልል እልልልል እልልልልል ዝማረ መላእኪቲ የስመኣልና

  • @weinihagos2269
    @weinihagos2269 2 ปีที่แล้ว +15

    ዲያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
    ኣብ ጸሎትካ ዘክረኒ።

  • @Kara-sevda8903
    @Kara-sevda8903 2 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen Zemare melaketi yesmalena ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣየ ወ ዛኪዳምሕረት
    ተስፋ ንዝተሰደ ንድኹም ጽላሉ ዛኪዳነ ምሕረት ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላእኽቲ የስማዓልና ዲያቖን ሓውና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ናይ ኣገልግሎት ዘበን ኣብዛ ቅድስቲ እምነት ይሃብካ

  • @medhanieberhane7142
    @medhanieberhane7142 2 ปีที่แล้ว +15

    ኦ እሁየ ድያቆን ኣብርሃም ዘኣፈቅረከ ኣንሰ እሁከ ድያቆን መድሓኔ ውዳሴከ ዘእንተ ኣጽማዕኩ ይሰምዓኒ ሃሎኩ ምስሌከ ዘኣፈቅረከ እሁየ ወትሩ ድንግል ማርያም ትሀሉ ምስሌከ 🙏🙏🙏

  • @tesfye12
    @tesfye12 2 ปีที่แล้ว +24

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ዲያቆን/ሓወይ
    ዛ ኪዳን ምሕረት(2)
    ጸግዕ ሰብ ዘይ ብሉ
    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና።

  • @tadeseleake3699
    @tadeseleake3699 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝማረ መላኤክት የስምዓልና

  • @akberetafom1239
    @akberetafom1239 2 ปีที่แล้ว +48

    ዲያቆን ኣብርሃም ሓዉና ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘመንኩም ይባረክ

  • @eritrealove8135
    @eritrealove8135 2 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyy Semika zeymno mezmur Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll 🙏💒💒

  • @maekeleteklay3915
    @maekeleteklay3915 2 ปีที่แล้ว +27

    ዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግ ኡ የብዝሓልካ
    ናይ ኣደና ኪዳነ ምሕረት በረከት ረዲአትን ምስ ኩላትና ይሕቢሩ ይኹን ኣሜን::

  • @lamikiseyas4504
    @lamikiseyas4504 2 ปีที่แล้ว +7

    amen amen amen

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤ድያቆን ኣብርሃም ማሓሪ ኣቦ ፍቅሪ ኣክባሪ ፈጣሪ ጥዕና ይሃብካ እምበሪ ንዓና ክሕሸና ጥዑም ሰብ ልሳን መዝሙርካ፡ኣዕጽምቲ ዘረስርስ ስጋ ዘጥልል'ዩ እምበሪ
    ደስ ይበሎ ልዑል ፈጣሪ የሕድርካ ኣብቲ ሉዑል መንበሪ ታይ ክዓብሰልካ ኣነ ሂበካ ክብሪ ረውየ ብቃልካ ጠሊለ ብድምጽካ ኣምላክ ምህለላ ምስጋናካ ይቀበል፡ዕልልታካ፡
    ንቅድስቲ ወላዱቱ ኣሐጉሱ ንኩሎም ኣስመርቱ ኣደሲቱ፡ምዑት ኢካ እምበር ፈዳዪ ሕነ ስለ ቅድስተ ቅዱሳን ዓለም ዝመነነ፡ብዙሕ ኣለኒ ዝብሎ ባኣካ ልበይ ጸጊቡ መንፈሰይ ዓጊቡ ብመዝሙርካ ደ ኣሃዱ ኢሉ ዝፈሎምኩ ንመንገዲ ኣምላክ ክረክቦ፡ብፍላይ ታንድሕሪት፡ጠሚተ ናይ ኣእዳውካ ግብሪ ለዋህ ፈጣሪ ትብል እንክዝክር፡
    ነይነይ ይብል ኣሎ ታይ ከም ዝኣመነ ኣረጊት ሰብነት ውን፡ኣሰይ ጾሎተይ ሰመረ ናበይ ከብላ ኢልካኒ፡ብዙሑ ማህደርን ቀለምን ኣይኣኩሎን፡ቡሩክ ኢካ ወዲ ንዕልቶ ብጽባቀካ ትፍቶ፡
    ኣታ ዛንዕልቶ ክንደይ ትፍቶ
    ኣራሑ ተፍቱ ዝምጉቱ ዝረትዑ ዘይግምዑ ዘይስሉዑ ብቃለ ጣዕሞም ሰብ ዘምብዑ፡
    ዓደኮታተይ ወርቂያ ምቅርቲ፡ግርማ ሞጉስ ምልክዕቲ ግርምቲ ሊቃውንቲ ተዕቢ ሰባክያን ተጎብዝ፡ዘማርያን ትሃንጽ፡ኣምላክ ይህነጽኪ ንኩሉ ግዜ፡ልዕል ተብልኪ ቅድስተ ቅዱሳን ታቦት ቤትኪ ቡሩክ ባሕቲ ይግበረልና ኣምላክ ኣብ ኣብ ዘለናዮ ብምሕረቱ ይሓለና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብተረዳእነት ፍቅራ ተጽልለና፡ጥዕና ትሃበልና ንድያቆን ኣብርሃም ማሓሪ ፈቃር ተባዕን ሓውና ኣሜን ብሩኮተይ።❤

  • @magiqueen8820
    @magiqueen8820 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዐልና ዲያቆን ሓዎይ
    ዘኽታም እየ ግን ኪዳናምህርተይ አዶ ኮይናትኒ እያ ተመስገን እየ ዝብሎ ንጎይታይ ሰለቲ ዘይውዳእ ምሕርቱ🙏

  • @weldekidangebrehiwet785
    @weldekidangebrehiwet785 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲያቆን ሓዉና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ።
    በረከታን ጣዕማን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳንድንግል ማርያም ኪዳነ ምሕረት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።

  • @samuelteklu8683
    @samuelteklu8683 2 ปีที่แล้ว +15

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ። ርሑስ ኣውድኣመት ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ ኩልኹም።

  • @gulasmeraxaedaengland1869
    @gulasmeraxaedaengland1869 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @adesador854
    @adesador854 2 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና

  • @loveyourfamily8854
    @loveyourfamily8854 2 ปีที่แล้ว +3

    Elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllll zmarie meliekt yesmealna diakon hawey egziabhier amlakna xega yebzhalekum zhawey ❤⛪🙏💯

  • @habutes3261
    @habutes3261 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ዲያቆን ሓውና

  • @fanueltesfu7662
    @fanueltesfu7662 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓዘነይ ንቡር እዩ ከምቶም ዝቀደሙ
    ኣመስግኒ ነብሰይ ኣዕብይ ንስሙ፡ ኣቤት መዝሙሩ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድ ኣብርሃም

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓውና . ርዌት ዘረስርስ ናይ ዛ ኪዳነ ምህረት እዛ ለዋህ ኣደ ዘሃበና እግዝኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይኹኖ

  • @abr.gabraha9765
    @abr.gabraha9765 2 ปีที่แล้ว +4

    AMEN ZMARE MELAAKTI YESMEALNA Diyacon hawey,, Luele Egziabhier Xegueu Ybzehalka, በረኸት ወላዲተ ኣምላክ ይፈለይካ,,,,

  • @lemlemteweldebrhan3459
    @lemlemteweldebrhan3459 2 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melakti ysemalna .zexgu yebzhalka goyta dyaqon hawena 🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪

  • @user-mo7if2fw9x
    @user-mo7if2fw9x 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen zemare melaekti yesmeAlna nay agolglotkum zeben EgziabHier yebarkelkum diyqon Hawey

  • @ksanetabraham1580
    @ksanetabraham1580 2 ปีที่แล้ว +3

    አደ ንዘካትም ናይ ድኻታት ሃብቲ ደበስ እቶም ሑዝናት ናይ ወጹዕ ትምክሕቲ ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ ዛ ኪዳነ ምህረት (2) ጸጊዒ ሰብ ዘይቡሉ ዕልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማረ መልአክቲ የስማዕልና 💒💒💒💒💒💒💒

  • @yohannesmebrahtom1916
    @yohannesmebrahtom1916 2 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen 🙏 zmair melaekit yesmalna

  • @user-cz8bn6yj5h
    @user-cz8bn6yj5h 2 ปีที่แล้ว +12

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ፈጣሪ ይባርከልካ ዲ ኣብርሃም ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ብጣሚ ኢካ ተጻናንዓና ዘለካ ኪዳነ ምሕረት ትሓልካ

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 ปีที่แล้ว +2

    ምዕቆቢተይ ከተማ ተስፋ ናይ ኣዳም ኣደ ዘኽታማት ኣደ ሽጉራት ኣደ ፍቕሪ ኣደ ጎይታይ ናባይ ክትመጺ ካበይ ኮነለይ ናይ ድኻታት ሃፍትና ድንግል ማርያም ርህሪሂተ ሂልና ብሩኽ መዓልቲ ይግበረልና ሎሚ ኪዳነ ምህረት ዩ❤❤❤እልልልልልልልልልልልል ንጽዮን ክበብዋ ❤❤❤❤❤❤

  • @Eri-love
    @Eri-love 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ቀጽሎ

  • @Mulue844
    @Mulue844 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይ እልልል ዲያቆን ኣብራሃም ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርከልካ 🙏🙏🙏. ናይ ባሓቂ ኣብ ተዋህዶና ንዘልኣለም የጽንዓና ::
    ኪዳነ ምሕረት ኣደ ናይ ሕዙናት
    ኣደ ናይ ዘኽታማት
    ኣደ ናይ ሹጉራት
    ደበስ ናይ ሕዙናት
    ደበስ ናይ ውጽዓት
    ካብ ፉቁር ወድኺ ምሕረት ለምልና ምእንቲ ሓጣኣን ደቅኺ 🙏🙏🙏.
    ዝተባረኸን ዝተቐደሰን በዓል መስቀል ይግበረልና ንኹላትና ኣመንቲ እዛ ኣጽናፋዊት ተዋህዶና ::🙏🙏🙏🙏

  • @selemawitfikak5393
    @selemawitfikak5393 2 ปีที่แล้ว +3

    Aseyy aseyyy zimare melakt yesmalna diyakon hawuna 🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏

  • @okbamarkos1729
    @okbamarkos1729 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝማረ መላእክቲ የስማዕልና ዲያቆን ሓውና

  • @hadguokbay5077
    @hadguokbay5077 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ሂወት የስማዓልና ዲ ኣብርሃም ሓወይይይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ኪዳነ ምሕረት ትቀበለልካ ጠፊኢካና ኢካ ኔርካ ኣይትጥፋኣና ዲያቆነይ መዝሙርካ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ቀጽሎ

  • @meronhabtemariam4169
    @meronhabtemariam4169 2 ปีที่แล้ว +6

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና፡ ብሓቂ ልበይ ብሓጎስ መሊኡ ፈሲሱ። ኪዳነ ምህረት ኣደይ እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት፡ ንዓኺ ንጽህቲ እተማልደለይ ኢሉ እንተዘይገድፈለይስ እንታይ ኮን ምኾንኩ!

  • @Gal.Maryam
    @Gal.Maryam 2 ปีที่แล้ว +33

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡር ሓውይ❤
    ግጥሚ 100%❤👌
    ዜማ 100%❤👌
    ክሊፕ 100%❤👌
    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ 🥰

    • @mengismgm8804
      @mengismgm8804 2 ปีที่แล้ว +1

      You are the best Brother und you are one and online gerade Job Legend!!! ✝️⛪🤲🏅

  • @algakidanu2111
    @algakidanu2111 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ❤️ 🙏 ኣሜን ❤️ 🙏 ኣሜን ❤️🙏

  • @natsinethabtegergs8757
    @natsinethabtegergs8757 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይይይ
    ዕልልልልልል
    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን
    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዲያቆን ኣብረሃም ሓውና።

  • @sosisosi9482
    @sosisosi9482 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ብጣዕሚ መሳጢ መዝሙር ,

  • @Erilove8102
    @Erilove8102 2 ปีที่แล้ว +6

    ስእነት ተደሪራስ ስእነትና ባሪኻ
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና
    ጸሎታን ቃልኪዳናን ምሳና ምስ ድኹማት ደቃ ይኹን

  • @user-jf2np8vv1h
    @user-jf2np8vv1h 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna Amlak xegu yebzhalkum

  • @dejudaniel2409
    @dejudaniel2409 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melakt yesmealna yesmealna Diaqon hawina tsega yebzih

  • @shewityontan3548
    @shewityontan3548 2 ปีที่แล้ว +3

    አዛ ኪዳነምህረት ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ዕልልልልልልልልል ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም!!

  • @user-tx4ex6nj5g
    @user-tx4ex6nj5g 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይይይይይይይይ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ድያቆነይ ክጥዕም በእውነት ተመስገን ላኣካ ዘሃበና🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @freweynikflom6850
    @freweynikflom6850 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ

  • @user-ye9vu6uz3p
    @user-ye9vu6uz3p 2 หลายเดือนก่อน

    ኣደ ንዘካትም ናይ ድካታት ሃብቲ
    ደበስ ቶም ሕዙናት ናይ ውጹዕ ትምክሕቲ
    ተስፋ ዝተሰደ ንድኩም ጽላሉ
    ዛ ኪዳነ ምህረት (2)ጸግዒ ሰብ ዘይብሉ ኣሜን 🙏ኣሜን🙏 ኣሜን🙏 ዝማሬ መለኣክቱ የስመዓና ድያቆን ሓውና ከኣ ተባረክ ጸጉኡ የብዝሓልካ 💒💒💒✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @geretekle345
    @geretekle345 11 หลายเดือนก่อน +9

    እልልልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን!!!

  • @makdasolomun2317
    @makdasolomun2317 2 ปีที่แล้ว +5

    Zmarie melakt yesmalna elelllllllllllllll ❤❤❤

  • @sababerhe2404
    @sababerhe2404 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና

  • @tesfomhabte8810
    @tesfomhabte8810 2 ปีที่แล้ว +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ ድያቆን ኣብርሃም ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር እግዚአብሔር ጸግኡ መመሊሱ የፍስሰልካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላከ ቅዱሳን።

  • @user-kq3jp7vk7c
    @user-kq3jp7vk7c 2 ปีที่แล้ว +5

    Aseyyyyyyyy elllllllllllll ellllllllllllll ellllllllllll diyqon hawey kidane mhret xegaka tebzahalka Edmen tenan yhabka amlak newih edmen yhabka❤️❤️❤️

  • @motherofgod2137
    @motherofgod2137 2 ปีที่แล้ว +22

    አሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም እግዚአብሔር አምላኽ ጸጋኻ የብዝሓዮ

  • @BinyamOkbazgi-gj3yt
    @BinyamOkbazgi-gj3yt 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝተሓጎሰ እንተ ኣሎ ይዘምር ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና ዲያቆን ኣብርሃም መፈጸምታኻ የስምረልካ ❤❤❤❤

  • @kisanetgurja2080
    @kisanetgurja2080 2 ปีที่แล้ว +2

    Za kidane mhret ade kulu🥰🥰🥰😘🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏

  • @weletekidanknweletkidanse2342
    @weletekidanknweletkidanse2342 2 ปีที่แล้ว +14

    Elllllllllllll ellllllllllllll ellllllllllllllllllllllll ዝማረቅዱሳን ዝተቀበለ እግዚአብሔር ዝማረኻ ይቀበለልልካ ።❤❤❤❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷

  • @Moonlight-kt7ig
    @Moonlight-kt7ig 2 ปีที่แล้ว +4

    Ellllllllllllllllllllllllllllllllllll zmare meleakti yesmealna Dyaqoney xegue yebzhalka 🙏🙏

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra4799 2 ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን!!!! ዝማሬ መለኣክቲ የስምኣልና
    ዲ.ን.ሓወይ.እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋ ይብዘሃልካ ጽሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ክርስቶስ ሳምራ ኣይፈለየና ደቂ ተዋሃዶ ጸዓዳ

  • @habulove4955
    @habulove4955 2 ปีที่แล้ว +7

    ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና ኣምላኽ ጸጉ የብዝሕ ::
    ዓንዲ ተዋህዶ ድያቆን ::😇😍

  • @paradise2143
    @paradise2143 2 ปีที่แล้ว +4

    🙏ቃላት የብናን ከመይ ዲና ኣዚና ንፈትወካ ኣምላክ ኣብ ቤቱ የጽንዕካ ክቡር ድያቆን ሓወይ🙏

  • @hdiidjjd7748
    @hdiidjjd7748 2 ปีที่แล้ว +24

    እልልልልልልልልልልልልልልልልድግል ማሪያም ሆይ ጥበቃሽ እና ምልጃሽ አይለየን አገራችንን ከመአቱ አድኒ ምህረትን ለምኒልን 😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🌷🇨🇬🇨🇬

    • @lemlemmebrahtu5295
      @lemlemmebrahtu5295 2 ปีที่แล้ว

      P009zz
      ,€
      9

    • @gal.tgrayweyenti7183
      @gal.tgrayweyenti7183 2 ปีที่แล้ว +1

      እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @brktiabraha8462
    @brktiabraha8462 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣስይይይይይይይ ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም ሓውና በረኽት ናይ ኣደና ምስ ኩልና ይኩን

  • @haniefrem3118
    @haniefrem3118 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላኣክት የስመዓልና ድያቆን አብርሃም ሓውና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ናይ ድንግል ማርያም ጸሎትን በሪኸትን መሳካ ይኩን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏💘💘💘👏👏👏🤲🤲🤲

  • @nebiatfshastion7029
    @nebiatfshastion7029 2 ปีที่แล้ว +4

    እንቋዕ ብሰላም ናብ ወርሓዊ በዓል ኪዳነ ምህረትን ክቡር በዓለ ምሰቀልን ብሰላም ኣብጽሓና ደቂ እመ ብርሃን !!! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና

  • @KingAbrham
    @KingAbrham 2 ปีที่แล้ว +3

    Aseyyyyyyyy dakoneyyy enka bselam mexkna Egzabher amlak Edmen tenan yihabeley fetari men emo kemzi kemka

  • @furtunamehansho8559
    @furtunamehansho8559 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ዝመረ መልእክተ ይሰማዓልና ድያቆን

  • @kidaneweldab5327
    @kidaneweldab5327 2 ปีที่แล้ว +3

    Zemarea meliaktan yismalna xegu yibzahalka fetari diyakon hawina 🙏 🙏 🙏 😭😍🙏🙏😭😭😭😍😍😭😭😍😭😭

  • @kidich
    @kidich 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @kalkidankalkidanwoloyewa137
    @kalkidankalkidanwoloyewa137 2 ปีที่แล้ว +13

    እልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏የመላእክትን ዝማሬ ያሰማልን አሜን🙏🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾

    • @medhanegebremeskel5889
      @medhanegebremeskel5889 2 ปีที่แล้ว

      Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllll

    • @tirhasokubay9939
      @tirhasokubay9939 2 ปีที่แล้ว

      Ellllllll Ellllllll Ellllll zmaremelakti yesmalna diyacon hawna agziabhier xegau yebzhalka nay agelglot zemenka ybark. Kbri msganan ybxhaya andina kidane mhret ade azom hzunat awe ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fiyoriyemane1209
    @fiyoriyemane1209 2 ปีที่แล้ว +2

    ደብስ እቶም ሕዙናት ናይ ዉጹዕ ትምክሕቲ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና ድያቆን ኣብርሃም ሓዉና እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ

  • @abielkesete8437
    @abielkesete8437 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን

  • @user-ug5rb8zp2n
    @user-ug5rb8zp2n 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላኢክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ ብሌን ዓይነይ ኮኾብ ናይ ተዋህዶና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ብኪዳና ታሓልካ ኣታ ቡሩኽ መዝሙር ናትካ ስብከት ኢዩ ምጻናንዒ ነብስና ።

  • @meharitadese6356
    @meharitadese6356 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን(3)ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዲ,ሓውና ። ኪዳነ ምህረት ነቶም ኣብ ሽግርን መኸራን ዘለው ብኪዳና ተጽልለሎም ኣሜን🙏🙏🙏

  • @timinitnestere5716
    @timinitnestere5716 2 ปีที่แล้ว +3

    Aseyyy zemra melakit yesmalna zhawey🙏🙏🙏🙏

  • @haftommekonen
    @haftommekonen 2 ปีที่แล้ว +3

    ዛ ኪዳነ ምህረት ጽግዒ ሰብ ዘይብሉ።
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ድያኣቆን ኣብርሃብ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @tesfuoqubay6385
    @tesfuoqubay6385 2 ปีที่แล้ว +10

    ዝማረ፡መላእክቲ፡የስማዓልና፡ኪዳነ፡ምሕረት፡ኣደ፡ጽላልና፡ትኩነና

  • @user-xl7qg4ni4o
    @user-xl7qg4ni4o 2 ปีที่แล้ว +3

    Elllllllllll Ellllllllllllll Elllllllllllll amen amen amen zemar melakte yesmalena Egziabhre amlak xega yebzh dyacon hawey 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💒💒💒💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕⛪⛪⛪💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕💕✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️

  • @kudusanwelday7721
    @kudusanwelday7721 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🙏🙏Kalzmare yesmana

  • @user-zf6ye1gy2j
    @user-zf6ye1gy2j 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን