#ፈራሁ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ค. 2024
- #ferahu #በዛወርቅ_አሰፋው #ጰራቅሊጦስ #new_orthodox_mezmur #new_eritrean_orthodox_mezmur #new_ethiopian_orthodox_tewahedo #new_orthodox_mezmur #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #eritrean_orthodox_mezmur #new_orthodox_mezmur #ethiopian_orthodox_tewahedo #orthodox_tewahedo #orthodoxmezmur #mahitot #ማህቶት #ኦርቶዶክስ_መዝሙር #mahtot #abel_mekbib #mirtnesh #ምርትነሽ #ቴዎድሮስ #eriOrthodox #debesey #zemari #zemarit #zemarit_bruktawit_gebremedhn #diyakon #abraham #zemarit_mirtnesh_tilahun #abel_mekbib #hidmona #hidmonaentertainment #ንቕሑ #ጾም #Debesey #TigrinyaMezmur #habesha #tigray #amharicmezmur #amhara #eritrea #ethiopianmusic #ethiopiannews #tigraynews #eritreannews #ethiopianmovie #eritreanmovie #2023 #2024 #2025
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya Mezmur #orthodox_mezmur_2023 #orthodox_mezmur_2024 #orthodox_mezmur_2022
#eshetumelese #seifufantahun #neshneshtv - บันเทิง
#ፈራህ (ፈራሕኩ)
ግዜይ ምስ ረፈደ ምስ መስየ መጽየ
ኣብ ኣፈት ደው በልኩ ከይኣቱ ፈሪሐ
በደለይ ረሲዕኻ እቶ እንተበልካን
ሓጥያተይ ከቢዱ |ምሱጓም ኣቢዩኒ| (2)
ዕድመ ናይ ሰብ እኮ ሓጺር'ዩ ዉሑድ'ዩ
እንከይፈለጥኩኻስ ዘመነይ ሃሊቑ
ተጻዊታትሉ ንጉብዝናይ ዓለም
ከመይ ኢለ ክረግጽ መቕደስካ ብድፍረት
|ፈራሕኩ ክተርፍ? ወይ ክኣቱ?
ደምካ ብንብዓተይ ዝምዘን ከመይ'ሉ?| (2)
ኣነ ፈሪሐ እምበር ኣይተፍርሕን 'ኮ
ምምጻአይ ደስታኻ ዘይጎድእ ፍቕርኻ
መስቀልካ እንክሪኦ ተሸምቀቐት ነፍሴይ
ደምካ እንዳረኣኹ ዘከርኩ በደለይ
ኣብ ቅድሚ ንጽህናኻ ከመይ'ለ ክቐዉም
ከም መላእኽትኻስ ብምንታይ ክሽፈን
ክንፊ 'ኳ ዘይብለይ መሸፈኒ ነውረይ
ሓጥያተይ ቅሉዕ'ዩ ናይ በደል ዕርቃነይ
ንጉሆ ምሸት ንዝመጸ ማዕረ ኢኻ
ዶንጉዩ ንዝኣቱ ኣይተዳሉን ኢኻ
አብርሃም ወ ይስሐቅ ቤትካ እንተሓደሩ
ኣብ መንግስትኻ ግን ካብ ሽፍታ ኣይቅድሙ
😢😢😢😢😢😢😢
Ykreta tbl kea eba zergehalna bejaka dyakon hawey ❤❤
@samri berhe
ዝማረ መላእክቲ የሰማዓልና ድያቆን ሓውና ቀጽሎ ኣጆኻ ጸግኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትዝታ ች ትንሽ ች ሆነ ችች ታሪክ አጥኝው
ጎበዞች እንደዚ በየቋንቋዉ ስታዳርሱት ደስ ይላል ፀጋዉን ያብዛላችሁ በእዉነት
እሰይይይይ በትግሪኛም ተዘመረ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 😢😢😢😢😢
ወይይይ😭😭😭 የኔ ውድ ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ፀጋውን ያብዛልህ ።በሌላ ቋንቋ ስለተረጎመ በጣም ደስ ይብሎኛል ምን አለ በአለም ቋንቋ ቢተረጎም።
በእውነት ይሂ መዝሙር ሲዘመር ዬሆነ ሾክ ያደርገኛል ከውስጤ እንባዬ ፈንቅሎ ሲወጣ ይታወቀኛል ዝማሬ መላእክት ያሠማልን እድሜህ ሁሉ በቤቱ ይለቅ አተ ቅዱስ ዬፂወን ማሪያም ፍሬ ተባረክ
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን😢😢😢
እውይ ፈሪሐ እወ ብግብረይ 😢😢
አምላክ ወሲኩ ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና ጡዑም መዝሙር 🙏❤
ይቅርታ ትብል ውን ተትዝምረልና ደስ ምበለና እዚ ግን ዝኸኣለካ እንተኮይኑ እዩ ድያቆነይ
Libka titinkif mezmur btgrina sile zdegemkalna dyako samson hawina zmare melaeikti yesimealina hayal amlaak lisanka ykbae rhrhti adena kdsti dngil mariam ab godnka tikun zhawey💯💯💯🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ይደግፍካ ብዙህ መዝሙር እንዳቀየር ተቅርበልና ብጣአሚ የመስግን እግዚአብሔር ዝበለፀ ፀጋ ሕያብ ሂቡካ አሎ እንድሕር ኪኢልካ ከሰሞች ሁሉ በላይ ነው ናይ ሰሎሞን አቡበከር እታ ናይ ቀደመ መዝሙር ንአይ በዙህ ተአምር አለዎ ሰለሞን ፈቂዱለይ እዮ ከትቀየር ግን አነ ከአለት የብለይን
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሳምሶም ሓወይ ናይ ዘማሪት ቤዛ ወርቅ ድያ ሓቀይ ብሩኻተይ
Ewe
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የ ኣገልግሎት ዘመንህ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
ጎበዝ ዝማሬ መላእክት ያሰማህ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ትርጉም ስራሕ።እግዝኣቢሔር ጸግኡ የብዘሓልካ።ኣብ ልብና ይሕደር።ስቡር ልቢ ድማ ይዓድለና!!!
😢ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ ካብዚ ንላዓሊ ክትግልጉሎ ቅድስ ፍቃዱ ይኩን እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቤቱ ይንበርካ ተዓድልካ ቀፀሎ ዝሓወይ🤲🤲🤲 ፍራሕኹ😢
✝❤️🥺ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጉግኡ የብዝሓልኩም ንበረከት ኩነልና🙏🙏እግዚኣቢሀር ኣምላክ መስቀሉ ክንጸውር ይሓግዘና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያየስመዕልና 😢😢😢😢😢 ግዘይ ምስ ረፈደ ምስ መሰየ መፀየ ብሓቂ ኦጎይታይ ብሓጥያት ዝኣረገ መንነተይ ብምሕረትካ ቀይሮ
Wow ብጣዕሚ ድንቂ RMX ዝማሬ መላእክቲ የስመራልና ተባረክ ሓውይ ናተይ
ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ዲ ሳምሶን ተባረክ ብጣዕሚ ደስዝብል ዝማሬ 😘🌺🌺
ሃይለይ ዝማሬም ትብል ናይ ዘ/ምርትነሽ ብትግርኛ ዘምረልና ክብር ሓውና 🥰💙
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢 ዝማሬ መላእክት የስማልን የኣገልሎት ዘመንህ ይባርክ❤
ዝማሬ መላአኽት ኣስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብ ዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ፈጣሪ
ክንፊ'ኳ ዘይብለይ መሸፈኒ ነዉረይቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ሓወይ ናተይ። ብጣዕሚ ጥዑም። እግዚኣብሄር ብናይ ቕዱሳኑ መንገዲ ይምራሕካ። ኣብ በቱ ብጸጋ የንብርካ። ኣጆካ ቐጽሎ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
"ምንጭ ዳር ቆሜ" ትብል ናይ ድያቆን ተድሮስ ከኣ ተትትርጉማ ጽቡቕ ነሩ
ብመጅመርያ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ዕድመን ይሃብካ
እዛ መዝሙር ዝተተርጎመት ትኩን እምበር ክሰምዓ ከለኩ ንነብሰይ ይበክየላ ምክንያቱ ብዝሑ መልእክቲ ስለ እትህበኒ
ቀዳማይ ኣዳም ኣበይ ኣለካ ፈርሃ ኢልዎ
ሄዋን ኣበይ ኣለኪ ፈርሃ ኢላቶ ፍያታዊ ዘየማን ተዘከርኒ ኢልዋ ማርያም ዘእስተህፍረት ቅዱይ ቅቢእ ቀቢአቶ ንሩሃማ ኣቲ ሰበይቲ ከሰስትኪ ኣበይ ኣለው ኢልዎ ንዮናስ 3ተ ምዓልትን ለይትን ኣብ ክብዲ ዓሳ ኣቀሚጥዎ ሓዋርያት ፈሪሕና ኢሎም እዛ "ፈርሃ/ፈራህ" ንዓይ ከብደይ ሕቡጭቡጭ ተብለኒ
እንተኮነ ግን ኣምላክ ምሓሪ ስለዝኮነ ብንስሓ ብጸሎት ብስግደት ንክንምለስ ዓባይ መዝሙር ክሎም ሓጥኦም ክብሪ ኣምላክ ስእኖም ከይንብሃል ብንስሓ ንመለስ ኣጆካትኩም ኣይትፍርሑ ድማ ዝብል መድሃኒተ ዓለም ኣለና "ፈርሃ/ፈራሁ"
Wela nay🙏🙏🙏🙏🙏
Amen kale hiwot yesmealna
ዝማሬመላእክትን ያሰማልን ወድማችን❤😢
ዝማሬ መላኢኽት የስምዓልና ጸጋ ጥዕናን ዕድመን፡
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና❤❤❤❤❤
ዝመሬ መላእክቲ የስማዓልና ሓወይይይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይበረክ
ዝማሪ መለአክቲ የሰመዓና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሕልካ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና ⛪✝️💠🙌🙏🏾🧎😢😭
EGZIABIHIER YMESGEN kemzi gierka msrahka Deacon hawey fetari ybarkka nab nsha zmels mezmur ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሳምሶም ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ እዩ በርትዕ ፣
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbur hawuna egzabiher tsegueu ybzehelka ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእውነት በምርት ትግርኛ መዝሙር አስጠኑኝ አልችልም በማርያም ውድ ማህበር አስገብኝ 😢😢😢
@AnAn-pi9ei እሽ
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna tsegaeu yebzahalka kubur hawey amlak abzihu ybarka anta bruk seb hadera keytslki ✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Meld Hiwet yesimaaelina Amen Amen Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️
እግዚኣብሔር ይባርካ ጸጋኡ የብዝሐልካ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና ብሀቂ ፀጉኡ የብዝሀልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ወደይ መአረይ ልዑል እግዚአብሔር ይፍቀደለና መንግስቱ ክንወርስ።
Mulue zemenka ybarek dn
Maare gerkana netom Amharic zeynsemo
😢😢😢😢😢😢😢ዝማሬ መላህክት ያስማልን ወንድማችን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
Kale zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka 🙏🙏🙏❤️
ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ናይ ባሓቂ ውሸጥኻ እትሰርሰረ መዙሙር ብትግረኛ ሰለዘሰማዕኻና ክብርት ይሀበልና 😢😢😢❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና የአገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርከልኻ ❤❤❤❤
😢😢😢 ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ቡሩኽ ሓው ጸጋን በረኸትን ይሃብካ ኣምላኽ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና😔😢❤❤❤🌿🌿🌿🍀🍀
ቃለ ሕይወትን ያዋርስልን። የአገልግሎት ዘመንህን ያርዝምልን። ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😢
Zmare malakit yesmalina kubir hawey❤❤❤
ዋውው👍ድንቅ መዝሙር ነው😥😥 ውድ ወንድማችን በርታ ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን👏👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen zmare melaekti yesmialna diyaqon hawey 😢😢😢😢😢
ኣምላኽ ይርዳእካን ይሐግዝካን።
ናይባሓቂ ዉሽጥካ እትትንክፈ መዝሙር ንሓዉና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ዕድሜን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣምላኬይቅር በለለይ ኣምላኬ ሆይ❤❤❤❤❤
Amen amen amen 🙏🙏🙏
ዝማሪ መላእክቲ የስምዓልና ዲያቆነይ ይቀኒልና ካኣ አዛ መዝሙር ነቶም ብዙሕ ዘይንሰምዕ ጥዕምቲ መዝሙርያ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
ሃየ ናበራትዖ ልብና ምስ መዝሙር ይኹን አይዘኻ ሓውና በርትዕ እግዚአብሄር ይመስገን❤❤❤
Zmare melaeti yesmealna bruk hawna egziabher amlak xegu yebzhalka ❤❤❤❤🎉🙏🙏🙏😂
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
Amen amen amen zmare melaekt yesmealna🙏 xegu yebzhalka Egziabheir amlak ❤
ኢግዛኣብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልካ ማዓርይ በርትዕ
Zmare melakt yesmealna nay agolgulot zebenka ybark zhawey❤❤😢😢
Amen Amen amen Zimare melaekti yesmealna D/n hawey egziabher amlak xegue yebzehelka🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒💒
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ የብዘሐሌካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዲያቆን ሓወይ ኣጆካ ቀፅለሉ❤❤❤🥰
ጡዑም መዝሙር ባሓቂ ናብ ንሳሓ እትዕድም🥺
ተባረክ ቃለሂወት ያሰማልን
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤😢❤
Amen Amen Amen
አሜን፫ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና በርቲዕ ጸጉኡ ያብዘሐልካ ❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
mhir ablixe fetyeyo. Amlakna hadera ykr belena.. kale hiwet yesmealna.
*_ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ድያቆን ፀጋ በረከቱ የብዘሕልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ❤❤❤❤_*
Diyakoney zmare melakt yesmalna nay agelglot zmenka ybarek zyaday btami ye zfetweka ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን 😢😢😢
ኣምላክ ጥበብኩም ይባርክ ኣዝያ ናይ ሰፍሲ መድሃኒት ዝማረ ማልእክት
ቃሉ - ህይወትን ያሰማልን። በርታ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኣቤት ትዕድልቲ
ብንስሓ ናብ ቤቱ ክምለስ ኣብ ጽሎትካ ዘክርኒ 😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Amen (3)🙏
አሜን ዝማሬ መላእክትን ያስምአልና
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ድያቆን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
amen kalehwet yesmealna❤❤
😢😢😢abiyet abiyet mezmuer yeaxemteka zetelelll qale hiwet yesmalena 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🙏🙏🙏
Amen amen amen zmare Meraki yesmealina 😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉zmare melakt 🙏🙏
Zmare melake yesmealna
ሓወይ ደኣ መዓረይ!!! ኣጆኻ ቀጽሎ መዓረየ ጸጋኻ ኣለሊኻ ኣለኻ።ብዘይ ቃለዓለም ቀጽሎ ካብዛ ናይዛ ዓለም እዚኣ ኣነባብራ ይሓልኻ።ኣብ ላዕሊ ደረጃ በጺሕካ ክሪኤካ ናይ ኩሉ ጊዜ ትምኒተይ አየ።ካብ ኩሉ ጊዜ ዝከታተለካ ኦርቶዶክሳዊት ምሕረት ዝበዝሓላ ናይ ሓጥያት ባርያ ሓፍትኻ።
Kkkk😅😅😅
Egzabher tsegu yebzhalka hawey Egzabher wuludey ybelena. Kab frhat ysewrena eti ruhruh Amlak.
ዋውውው 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዘሓልካ።
ኣሜን ኣሜን ጸገኡ የብዝሓልካ። ዝሓወይ ብጣዕሚ ልብካ ትሰብር መዝሙር ኣብ ንስሓ የብቅዓና አቲ ርሁርህ ጎይታ ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሜን ኣሜን
Zmarie melaekt yesmealna wendmie❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amen btaemi zfetwa mezur zebenka ybarek
ዝማሪ መላእክት ያሰማልን 🙏🙏🙏
Zmare melaekt yesmealna😢
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና
ተባረክ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና
አየ ነብስይ 😢 ፈራሕኩ