"ናዝዝኒ" መርድእ ይኣክለና ብዘማሪት ማህደር ገ/ኢየሱስ New Tigrigna Orthodox mezmur 2023 by zemarit mahder & kibrom

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 554

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly ปีที่แล้ว +7

    ናዛዚትነ እመሃዘን ወሃይለ ውርዘትነ እምርስሃን በማህጸንኪ ተፀውረ ብልየ መዋእል ተጸውረ ህፃን ኦ ማርያም ተስፋ ልቅብፃን በግዜ ጽሎት ወእጣን በግዜ ቅዱስ ቁርባን ተናዝዞትነኒ ሐበ ዚ መካን፣

  • @foziafouzi3184
    @foziafouzi3184 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእኽት የሰመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝሓፍተይ እናዘመርክን እናወደሰክን ኣቤቱ የኒብርኪ

  • @BerhanuTesfay-mr6sn
    @BerhanuTesfay-mr6sn 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዕክይ ማዱ ሓፍተይ

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly ปีที่แล้ว +6

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
    ❤️ናዛዚትነ❤️
    ናዛዚትነ እመሃዘን ወሃይለ ውርዘትነ እምርስሃን በማህጸንኪ ተፀውረ ብልየ መዋእል ህፃን
    ኦ ማርያም ተስፋ ልቅብፃን በግዜ ጽሎት ወእጣን
    በግዜ ቅዱስ ቁርባን ተናዝዞትነኒ ሐበ ዚ መካን
    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምጽንዕናዕ ይደሊለኩ
    ማርያም ናዝዝኒ ዝበፅሓኒ
    ከቢድ እዩ ከብድ እዩ ኣይክእሎን ኣኽልኒ
    ፈተናስ ኣይሓድሽይን ኣይነበርኩን ቆዛሚ
    ሕዚ ግን ሓይልኒ ፍልይ እዩ ናይለሚ
    ኣሎ ድዩ ኣብ መንበሩ ማኣዝ ድሕሮይ ኣጉዲለ
    ተመስገን ኣይሓደኩን ኣይኮረኩን ጠቅሊለ
    🤲❤️🤲
    መከራ ከምዘለኒ ኣብ ዛ ምድሪ ከለኩ
    ኣምላኸይ ነጊርኒ ንዓለም ከይሃረፍኩ
    ግለፅዮ ኣብ ቅድሜኪ ሕማመይ ስቃየይ
    ብኣኺ እዩ ኣዶ ጎይታይ ዝርስዖ ሓዘነይ
    🤲❤️🤲
    ልበይ እትፀበኒ ትጨንቀኒ ስቕ ኢሉ
    ኣካለይ ተፈሌምኒ እቲ ልበይ ቆሲሉ
    ቁዛመ ከይኑ ናብራይ ሓዘነይ ናደገሰ
    ቁሩብ ምስ ወቐስክዎ የመስግኖ መሊሰ
    🤲❤️🤲
    ኩሉ ናይ ወድኺእዩ ዝሃበኒ ይወስዶ
    መሊሱ ይህበኒ ዝረኣኽዎ ብማዕዶ
    ንብኽያተይ ከይሓድግ መንፈሲ ክልእለይ
    ለምንለይ ማርያም ካብ መቅደሱ ከይፈለይ
    🤲❤️🤲
    ዝረኣየ መከራ ብመከራ ኣይጭክንን
    ኣብ እህህታ ከይነብርደግፍዮ ንልበይ
    ሴፊ ተሓለፈኺ ብሓምሽተ ሓዘናት
    ብትንሳኤ በኹርኺ ተስዒሩ እዩ ክልተ ሞት
    ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ይኩን🤲

  • @wossenmedia
    @wossenmedia ปีที่แล้ว +26

    ጌታ ሆይ ቸሩ መድኃኔዓለም ሆይ ከንጺህተ ንጹሃን ከቅድስተ ቅዱሳን ከድንግል ማርያም በስጋ ተወልደህ መከራ መስቀሉን ተሸክመህ ለሰው ልጅ ሁሉ የአምስት ሺ አምስት መቶ የመከራና የጨለማ ዘመንን የሻርክና ዘመነ ፍሰሐን ዘመነ ምህረትን ያደልክ አምላክ አሁንም እኛ ልጆችህን ከዚህ ከተደቀንብን የመከራ ዘመን ስለ እናትህ ስለ ቅድስት ድንግል ማርያም ብለህ የምህረት እጅህን ዘርግተህ ታወጣን ዘንድ ቅዱስ ፈቃድህ ይሁንልን አሜን አሜን አሜን 😭😭😭

  • @goitomteame7108
    @goitomteame7108 11 หลายเดือนก่อน +3

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
    ❤️ናዛዚትነ❤️
    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምጽንዕናዕ ይደሊለኩ
    ማርያም ናዝዝኒ ዝበፅሓኒ
    ከቢድ እዩ ከብድ እዩ ኣይክእሎን ኣኽልኒ
    ፈተናስ ኣይሓድሽይን ኣይነበርኩን ቆዛሚ
    ሕዚ ግን ሓይልኒ ፍልይ እዩ ናይለሚ
    ኣሎ ድዩ ኣብ መንበሩ ማኣዝ ድሕሮይ ኣጉዲለ
    ተመስገን ኣይሓደኩን ኣይኮረኩን ጠቅሊለ
    🤲❤️🤲
    መከራ ከምዘለኒ ኣብ ዛ ምድሪ ከለኩ
    ኣምላኸይ ነጊርኒ ንዓለም ከይሃረፍኩ
    ግለፅዮ ኣብ ቅድሜኪ ሕማመይ ስቃየይ
    ብኣኺ እዩ ኣዶ ጎይታይ ዝርስዖ ሓዘነይ
    🤲❤️🤲
    ልበይ እትፀበኒ ትጨንቀኒ ስቕ ኢሉ
    ኣካለይ ተፈሌምኒ እቲ ልበይ ቆሲሉ
    ቁዛመ ከይኑ ናብራይ ሓዘነይ ናደገሰ
    ቁሩብ ምስ ወቐስክዎ የመስግኖ መሊሰ
    🤲❤️🤲
    ኩሉ ናይ ወድኺእዩ ዝሃበኒ ይወስዶ
    መሊሱ ይህበኒ ዝረኣኽዎ ብማዕዶ
    ንብኽያተይ ከይሓድግ መንፈሲ ክልእለይ
    ለምንለይ ማርያም ካብ መቅደሱ ከይፈለይ
    🤲❤️🤲
    ዝረኣየ መከራ ብመከራ ኣይጭክንን
    ኣብ እህህታ ከይነብርደግፍዮ ንልበይ
    ሴፊ ተሓለፈኺ ብሓምሽተ ሓዘናት
    ብትንሳኤ በኹርኺ ተስዒሩ እዩ ክልተ ሞት
    ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ይኩን🤲

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +1

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ማርያም ምፅንናዐ ይደሊ ኣሎኹ ማርያም ናዝዝኒ ዝበፅሐኒ ከቢድ እዩ ኣይክሎን ኣክልኒ 😢😢😢 ፅናዓት ይሃብካ ህዝበይ 😢😢 ዝማሬ መላእክት የስመዕልና 🙏🙏🙏

  • @embeyteyberhe515
    @embeyteyberhe515 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቅ ከብድ እዩ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫😢😢😢😢

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ንኹልና ዝማሬ መላእክት የስምዐልና፡፡

  • @ድንግለይዋሕሰይእያ
    @ድንግለይዋሕሰይእያ ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭ፅንዓት ንህዝብና ዝመቱ ዉን መንግሰተ ሰማያት የዋርሰልና
    ዝማሬ መልአኽቲ የስመዐልና ሓፍትና

  • @BerihunComputerandMobileSoluti
    @BerihunComputerandMobileSoluti 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መልእክት ያስመዐልና ሃፍትና ዘማሪት ማህደር እግዚአብሄር አምላክ እስካብ ፍጻሜኪ ያስምረልኪ።

  • @wossenmedia
    @wossenmedia ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልእክትን ያሰማልን መንግስተ ሰማያትን ያውርስልን አሜን 💚💛❤💚💛❤💚💛🧡 🙏🙏🙏

  • @fhfh1940
    @fhfh1940 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን፫ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባርክ ክቡርቲ ሓፍትና
    ብሓቂ ከብድ እዩ እቱ ኩሉ ዝክእል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኣኽለኩም ይበለና🤲🥺😥😥

  • @awtasheman8876
    @awtasheman8876 ปีที่แล้ว +3

    በእውነት ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ለህዝባችን መፅናናትን ይስጣችሁ😭😭😭

  • @ፎትየንጓልተዋህዶ-ኰ8ገ
    @ፎትየንጓልተዋህዶ-ኰ8ገ ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ኣትን ኣብ ስደት ኾይንኽን ናይ ስድራኽን ሓዘን ትሰምዕለኽን ትሰምዕልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ መፅናነዕ መንፈሱ ይላኣኸልኹም ኣሕዋተይ ኣይዘና😥

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኺ ክብረቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግልት ዝመንኺ ይባረኸ። እመብርሃን ፅንዓት ትሃቦ ህዝብና

  • @meazitsadik3440
    @meazitsadik3440 ปีที่แล้ว +2

    ናዝዝነ ድንግለይ ኣዶ ጎይታይ ንኩሌና አምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ትናዝዘና😢😢😢💔💔💔
    ዝማሬኪ ይቀበለልኪ ፈጣሪ ማህደረይ በርትዒ🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 ปีที่แล้ว +3

    " እቶም ዝሓዝኑ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ።"

  • @HDHx-fx123vn
    @HDHx-fx123vn 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅንዓት ይሃበና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ኑርልኝእንቴ
    @ኑርልኝእንቴ ปีที่แล้ว +3

    ፀጋኡ ዩብዘሐልኪ እግዚእብሔር አምላክ ፅናዓት የሁብ ህዝብና🙏🙏🙏😢😢😢

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ ይቭዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና 👏ህዝበይ እግዚአብሔር ኣምላክ መንፈሰ ቅዱሰ ኃይሊ ዘጸናዕንዕ የሰደድልኻ😢💔

  • @amsaletefara7995
    @amsaletefara7995 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአከት ያሰመዓልና እግዚአብሔር አምላከ ንህዝብና ጽንዓት ይሃበልና አዴና ቅድሰት ድንግል ማርያም ችግርን መከራ ትፈልጦ እያሞ ዘጽናንእ መንፈሰ ቅድሰ ከውርደልና አማላድነታ አይፈለየና አሜን

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ❤❤❤ኣሜን ኹል እትፈለጥ በቃኹም ትበለና

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +2

    ንመዝሙራትኪ ብሃንቀውታ ክንፅበየኪ ኢና ኣይትዘንግዕና ክብርቲ ሓፍትና።

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      እሺ ዝሓወይ ምስቲ ለሎ ኩነታት እዝይ ክነቐድም ኢልና ኢና

  • @ኦአምላከይእቲንስብዘይካሎ
    @ኦአምላከይእቲንስብዘይካሎ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ከቢድ እዩ ዝበፅሐና ዘሎ ምፃሩ ሲኢና ምት ኣሕዋትና ብፍስቡክ ክንሰምዕ ዓዲ ዓረብ ኮይንና ኦ ወላዲተ ኣምላክ ኣክእልና

  • @ካብዚተፈልየምስክርስቶስኽ
    @ካብዚተፈልየምስክርስቶስኽ ปีที่แล้ว +1

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምፅንዕናዕ ይደልለኹ
    ማርያም ናዝዝኒ ዝበጸሐኒ ከቢድ ’ዩ ከቢድ ’ዩ
    ኣይክእሎን ኣክእልኒ 🙏🙏🙏
    ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤

  • @aduylulatube
    @aduylulatube ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መለክት ያስመዐልና እዛ ሓፍተይ ሼር ላክ እንዶ ግበሩይ ኣሕዎተይ❤❤❤❤😢

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ዓይነት መንፈስካ ባህ ዘብል ኣዝዩ ምቁር ድምፂ እዩ።ኣነ መግለፂ የብለይን ኣምላክ ፀጋኡ ኣብዚሑ ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ።ዓብይ ምስጋና ኣለኒ ቀፅልሉ በርትዕልና ቀልጢፍኪ ቀልጢፍኪ ከዓ መዝሙር ክትለቅልና ተስፋ ኣለና።

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      እሺ ሓወይ ናተይ ደካማ እየሞ ኩል ግዜ ኣብ ፆለትኻ ሕሰበኒ

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 ปีที่แล้ว +2

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምፅንዕናዕ ይደልሊለኩ ፀግኡ የብዝሓልኪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 ปีที่แล้ว +2

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምፅንዕናዕ ይደሊለኹ 😭
    ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ክብረተይ 🙏❤

  • @mommom1880
    @mommom1880 ปีที่แล้ว +2

    እዚ መዝሚር እባ ፀሓፍለይይ እሕዋት አብ ኾመንት😢😢😢😢

  • @HabasiKarim-b3c
    @HabasiKarim-b3c ปีที่แล้ว +2

    ብሓቅ ናዝዝኒ ድንግል ማርያም ዝማረ መላአክት ያሠመዐልና ምሰክነይት አዶ ትግራይ ህዝብ ትግራይ ፀጋኡ ያብዘሐልክ ክብርት ሓፍትና😢😢😢

    • @Geeztube21
      @Geeztube21 10 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/users/shorts_kZLcyQtriU?si=35IF4PaBqLu0z9RD
      ሳብስክራይቭ ብምግባር ተሓባበርኒ ወለላይ❤

  • @axsmawyan
    @axsmawyan ปีที่แล้ว +2

    አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 ปีที่แล้ว +3

    ናዛዚትነ እምሐዘን ወሃይለ ውርዙትነ እምርስአን በማህጸንኪ ተጸውረ ብሉየ መዋእል ህጻን ኦ ማርያም ተስፋ ለቅቡጻን በግዜ ጸሎት ወዕጣን ወበግዜ ቅዱስ ቁርባን ለናዝዞትነ ንዒ ኃበዝ መካን❤😢
    ናዝዝኒ😢😢😢

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว +2

      ናዛዚትነ እምሐዘን ወኃይለ ውርዙትነ እምርስአን በማኅጸንኪ ተጸውረ ብሉየ መዋእል ህጻን ኦ ማርያም ተስፋ ለቅቡጻን በግዜ ጸሎት ወዕጣን ወበግዜ ቅዱስ ቁርባን ለናዝዞትነ ንዒ ኅበዝ መካን

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ማህደይ
    ዘፅናዕንዕ መንፈስ ቅዱስ ይስደደልካ ህዝበይ😢😢😢😢 እህ😢😢

  • @abellllllllllllll
    @abellllllllllllll ปีที่แล้ว +2

    በኡነት ብማህጻንኺ ተጸውረ ብሉየ መዋእለ ሕጻን 😭😭😭😭😭😭

  • @yrgaalemgirmayhaile6561
    @yrgaalemgirmayhaile6561 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ከቢድ እዋን በጽሒና ብምሕርቱ ይጠምተና ።ዝማሬ መላክቲ ይስምዓና።

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብሓደ የስምዐና ❤️❤️❤️ቅሩበ ምህረት

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ከቢድ እዩ😢😢😢 ልብና ተሰይሩ😢አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና

  • @user-qo2vv1ep2p
    @user-qo2vv1ep2p ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና🙏🙏🙏

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና መዓረይ

  • @አሱጋልተዋህዶ
    @አሱጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว

    አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ ማህደረይ አብ ቤቱ የንብርኪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ 🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว

    ናዝዝኒ ማርያም ናዝዝኒ ዝበፅሐኒ ከቢድዩ 😢 ዝማሬመላእክቲ የስማዓልና

  • @fevenmehari8574
    @fevenmehari8574 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብረቲ ሓፍትና

  • @AAaa-ux4zd
    @AAaa-ux4zd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርት ሓፍተይ😔

  • @ትግራይዓደይዓይነይ
    @ትግራይዓደይዓይነይ ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ብሓቂ ከቢድ እዩ ፅንዓቱ ይሃበና ኣሕዋተየ😭😭😭

  • @kusunemntoynski3376
    @kusunemntoynski3376 ปีที่แล้ว +1

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምጽንዕናዕ ይደሊ ኣለኩ ማርያም ናዝዝኒ ዝበጽሐኒ ከቢድዩ....😢😢😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና

  • @Narde9879
    @Narde9879 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ ያስምዓልና ናዝዝኒ ድንግለይኣዶ ጎይታይ👏😢😢😢😢

  • @ትግራይዓደይንዘለኣለምትን

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዝኣብሔር ኣምላኽ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና🙏😢😢😢

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና😢ህዝበይ💛❤ ኣምላኽ ናይ መፅናዕንዒ መንፈስ ኣምላክ ይላኣከልና😢

  • @TetemkeGirmay-nh8ti
    @TetemkeGirmay-nh8ti ปีที่แล้ว +2

    😢😢ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ሓፍትና እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ንኹልና ተጽንዐና ትናዝዘና🙏

  • @ffff8192
    @ffff8192 ปีที่แล้ว +1

    መዝምር መላኣክቲ ይስምዕና ይኣክለክም የበለና ፈጣሪ ህዝቢ ትግራይ ፅናዓት ይሃበካ ህዝበይ ፈጣሪ መፅናንዒ ፍጠረልና 😢😢😢😢❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢❤❤😢😢😢❤❤😢❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏❤️

  • @SomeOne-yo3lb
    @SomeOne-yo3lb ปีที่แล้ว +2

    ዝማሪ መላአክት የሰመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርታ ሓፍተይ አምላክ የኣክለኩሙ ይበለና😢😢😢😢

  • @axsmawit
    @axsmawit ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢

  • @ngusutesfaye1211
    @ngusutesfaye1211 ปีที่แล้ว +1

    ናዛዚትነ እምኃዘን ወኃ ይለ ውርዙትነ እምርስዓን በማኅፀንኪ ተፀውረ ብሉየ መዋዕል ሕፃን፡፡
    ኦ ማርያም ተስፋ ለቅቡፃን በጊዜ ጸሎት ወዕጣን ወበጊዜ ቅዱስ ቍርባን ለናዝዞትነ ንዒ ኀበዝ መካን፡፡

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj ปีที่แล้ว

    ዚማረይ መላእክት ይስምዓልና ዛሓፍትይ ጽጉኡ ይብዝሓልኪ ካብ ኩሉ ሓዘነ እመብርሃን ተናዚዘና

  • @selamtadese3377
    @selamtadese3377 ปีที่แล้ว +3

    Behaqi kebid gezey Betshna amelak bemhrtu ytsmitena

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናቦና እዮብ ዝፀናነዕ እግዚአብሄር አምላክ ንሃዝበና ውን አፀናንዐዮም🙏😢😢😢😢

  • @hintsamezgebo8628
    @hintsamezgebo8628 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @netsanetabebe2917
    @netsanetabebe2917 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ፈጣሪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ🙏🏾

  • @NagasthiNagasthi-if6kp
    @NagasthiNagasthi-if6kp ปีที่แล้ว +3

    🙏🙏💔💔💔🖤🖤🖤😢😢😢🙏🙏🙏

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን😢😢😢😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃቦ 😢😢😢

  • @TrhasMahrayAraya
    @TrhasMahrayAraya ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @ሳምሪ-ጐ5የ
    @ሳምሪ-ጐ5የ ปีที่แล้ว +1

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምፅንዕናዕ ይደሊ አለኹ
    ማርያም ናዝዝኒ ዝበፀሐኒ ኸቢድዩ
    ኣይኽእሎን ኣኽእልኒ😢ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ማህደረይ

  • @salmamahmeed-ll1qq
    @salmamahmeed-ll1qq ปีที่แล้ว +1

    አሜን❤አሜን❤አሜን❤❤😢😢

  • @hdbw9970
    @hdbw9970 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ከቢድ እዩ😢😢😢😢❤❤❤

  • @salmaasfa7282
    @salmaasfa7282 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ🙏🙏🙏 💔💔💔💔💔😥😥😥

  • @sndayokidugebreazher4597
    @sndayokidugebreazher4597 ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና
    😭😭😭💔💔💔ናዚዝኒ እመ አምለኽ ኣደይ😢😢😢

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ንኹልና ዝማሬ መላእክት የስምዐልና፡፡

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ አሜን ❤😢😢😢

  • @selamtadese3377
    @selamtadese3377 ปีที่แล้ว +3

    Zemarey melakti yesmalna

  • @MerhawiRezene
    @MerhawiRezene 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +1

    Adu Tigray ❤️💛💔😭💔😭💔😭Kulekume💔😭💔😭 Ahewateye Tsenate yehabkum 🙏 zemarye Melakete yesmelna tseguwne yebzehelky ze Haftey 🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @YrgalemHaile-l1z
    @YrgalemHaile-l1z 7 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🤲🤲🤲

  • @astertesfay5169
    @astertesfay5169 ปีที่แล้ว +2

    ዝማረ መልኣኽቲ የስመዐልና ዛሓፍተይ
    ፀግኡን በረኸቱን የብዘሐልኪ

  • @mekonnenaraya4138
    @mekonnenaraya4138 ปีที่แล้ว +2

    እመብርሃን ትሰመዐልኪ...

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ ብሓቂ ከቢድዩ😢😢

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ ปีที่แล้ว +1

    አሜን፫ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ጽናዓት ይሃብካ ህዝበይ 😢😢

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ለናዘዚትነ ንዒ ማርያም
    ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ማህደር ሓፍተይ

  • @danielYiheyis
    @danielYiheyis 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዑም ዝማሬ!

  • @Hintsatesfay-lh9dh
    @Hintsatesfay-lh9dh ปีที่แล้ว +2

    ሓቅኺ ምፅንዕናዕ ትልኣኸልና ድንግል ማርያም

  • @danielweldu7665
    @danielweldu7665 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ልበይ ቀስቂሳትኒ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝማሬ መላእክቲ የስምዕልና እመብርሃን መስ ፍቁር ወዳ ኣለናኩም ይበሉና ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ግጥሚ እባ ጽሓፍሉና

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብሓደ የስምዐና ❤️❤️❤️ሓወይ ናተይ ሰናይ

  • @AlikKfle
    @AlikKfle ปีที่แล้ว

    ኣሚን ኣሚን ኣሚን ዝማረ መለኣክትይ የስመኣልና ድንግል ማርያም ብጸሎታ ተናዝዘና 😢😢😢

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን

  • @MrsVip-g2t
    @MrsVip-g2t ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂከቢድእዩ ዝማርየመላእክቲየስመዐልናክብርቲሓፍትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tahgasshimane
    @tahgasshimane ปีที่แล้ว +1

    ናዝዝኒ ናዝዝኒ ምፅንዕናዕ ይደሊ አለኹ
    ማርያም ናዝዝኒ ዝበፀሐኒ ኸቢድዩ
    ኣይኽእሎን ኣኽእልኒ😢ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ማህደረይ❤😊

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና🙏🙏🙏😢😢😢😢😢

  • @tesfomesak1699
    @tesfomesak1699 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaekt yesmalna Maryam baela texllki haftey mearey

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብሓደ የስምዐና ድንግል ማርያም ምሳና ትኹን

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ ปีที่แล้ว +1

    መንግሰተ ሰማይ የዋርሰና ንዝሞቱ ኣሕዋትና ባዕላ እመ ብርሃን ተፅናዐና ዝማሬ መላኢክቲ የሰመዐና ሓፍትና ንዝቆሶሉ ትፈውሰና ዳሃዮም ንዝጠፍኡ ዳሃዮም ተስመዐና ኩሉ ብሓይልኺ ሓይሊ ወድኺ እዩሞ ሓደራ🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😪😪

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ብሓደ የስምዐና ድንግል ማርያም ኣለኹልኩም ትበለና

  • @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
    @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና ዛሓፍተይ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ኣምላክ ይባርኮ።ድንግል ተጽልልኪ።

    • @mahdergebreyesus-kz3vk
      @mahdergebreyesus-kz3vk  ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ብሓደ የስምዐና ድንግል ማርያም ትሓልወና

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 ปีที่แล้ว +2

    ዓደይ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbretey egzabiher Abesana gedifu mhretu ylaekelna ❤❤❤❤

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት ያስምዓልና እግዚአብሔር የአኽሎኩም ይበለና አብ እግዚአብሔር ምውካል ነዓና እዩ ጡቑሙ እና ኩልና ውዕለት እግዚአብሔር ንሕሰብ

  • @tenetgerechal5546
    @tenetgerechal5546 ปีที่แล้ว +1

    ፅንዓት ይሀብኩም ንመላእ ህዝብና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓፍተይ ኣቤቱ የንብርኪ

  • @zaydey3145
    @zaydey3145 ปีที่แล้ว +1

    ዝሜሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር አምላክ 😢 ብሓቂ ናዝዝኒ

  • @mekonnenaraya4138
    @mekonnenaraya4138 ปีที่แล้ว +1

    ፀጋ እግዚአብሔር ይብዘሐለከ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @iyfh9131
    @iyfh9131 ปีที่แล้ว +2

    እመቤት ሃይ ሓደራ አፅናኒዕይ ሑዙናት 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @BahlbiZeMaryam-op7xn
    @BahlbiZeMaryam-op7xn ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ጓልነይ ጸግኡ የብዘሐልኪ!

  • @tigitg
    @tigitg ปีที่แล้ว

    አሜን ዘማሬ መላዕክት የስመአልና

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 ปีที่แล้ว +1

    ወ አምላከይ ይአክለኩም በለና ምሕረትካ አውርደልና ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ💔😥

  • @resomhadera3866
    @resomhadera3866 ปีที่แล้ว +1

    ናዛዚትና ማርያም ህዝብና በብዘለዎ ናዝዝና😢🙏😢🙏😢🙏 ተስፋና ኢኽሞ 🙏🙏🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @mekonnenaraya4138
    @mekonnenaraya4138 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ትዕናን ይሀብኪ