ኣዕርክቱ ን በዓል ገዛይ ዝፈትዎ ነገር 🤷ሒዞምለይ መፅዮም 🙏🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

ความคิดเห็น • 486

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 หลายเดือนก่อน +61

    ናይ ንኡደይ ቤተስብ እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና ንገናናው መልአክ ቅዱስ ሚካኤል ❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +2

      ሓንቲ ግዜ ሴብስክራይብ ግበረለይ🙏

    • @DPo-fq3lb
      @DPo-fq3lb หลายเดือนก่อน

      አሜን❤

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 หลายเดือนก่อน +1

      @@Almi_Alm አብሽሪ ልአይ ለ ግበረለይ🙏

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      @@DPo-fq3lb ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛናተይ💞🙏

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +1

      @@tigraytigray5893 እሺኒ ኮሞንት ግደፍለይ ዛበይተይ💞

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 หลายเดือนก่อน +12

    ድምፅና ይስማዕ ሊድያ ዝናፍቀትኩም ቀስ ኢልኩም ግጨዩኒ😂❤❤❤❤

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e หลายเดือนก่อน +10

    ዝያዳይ ማዕተብ ምስ መስቀሉ ገዚእኪ ኣብ ኣባት ነብስኪ ኣባሩኪ እስርዩ ሓሰስያ ዘውፀኣልኪ ናይ ፀላኢ ሰናይ ሲስተም እዩ ካብ ናይ ኣስላም ዝመፀ መንፍስ ተልዩ ኣብ ነብስና እየ ከምኡ ዘግብረና ምምዕታብ ኡውን ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ልመድዎ

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😍

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g หลายเดือนก่อน +8

    ጊደይ ኣምፅያ ናፊቅናያ ❤

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u หลายเดือนก่อน +6

    ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርክ ብምቅፃል ብምዓትብ ዘገድስ ዝትብሊ ግን NoNo ኣማዕትብኩም ብልዑ ክትቅርቢ ከለክለ ትሳሓን ናይ ፍርም ንመስርሒ እካ ትጥቀመሉ ቅያር ስሓን ገበሩ ግን ኣቅርበ እዩ ❤❤

  • @user-bx9mt6wj6e
    @user-bx9mt6wj6e หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤ግን ግድን ድዩ ብኢድና ነማዓትብ ትብሊ ነይርኪ እወ ግድን እዩ ትምርህት መስቀል ንገብር ዘለና ዝሓፍተይ ግን ይቅርታ

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 หลายเดือนก่อน +8

    ከም ኣመንቲ ማዓተብ(መስቀል ) ክናኣስር ክነማዓትብ ግድን እዩ ክብረተይ መለለዪ መንነትና (ሓይልና )ስለ ዝኾነ ቤተ ክርስትያን እውን ዝጠቅመና ስለ ዝኾነ እያ ትገብረልና ምምዕታብ እውን ዓብዪ ሓይሊ ኣለዎ ስለዚ ጎይታና እኻ ናዓና ክብል ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ስሌና ብዙሕ መከራ ረኺቡ😢 ክንስና ዘይግበአና ከሎ ከም ዝግበአና እቲ ኩቡር መስቀል ክናኣስሮ ካብ ፈቐደልና ስለምንታይ ዘይ ንዓኣስር
    እና ክብርቲ ሓፍተይ ክታኣስሪ እዩ ዘለኺ ምስ ኣባት ነፍስኺ ተራዳዲኢኺ ወይ ኣብ ማይ ድጋም ጠሚዒኺ ግበርዮ
    ይገብር ነይረ ምንም ጥቕሚ የቡሉን ሐዚ ኣበይ ኣለኹ እዩ እቲ ዘገድስ
    ናይ ኻሊእ እምነት ተኸታሊት ተኮይንኪ ግን የቅሬታ ዛቤተይ 👏
    ደሞ ይፈትዎኩም እየ ፍትዋተይ ኣምላኸ ቁዱሳን ሓዳርኩም ይባርኽ ❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs หลายเดือนก่อน +12

    እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ወላድኩምን ይባረክ❤❤
    ምስ ይቅርታ መስቀል ንዓና ንክርስትያን ሓይልና መለለይና እዩ እዚ ማለት አሕና ክርስትያን መስቀል ክንአስር ከለና ብፍፁም ፍቅሪ ክርስቶስ ሓድርና አብ መስቀል ዝወዓለልና ውዕለታ እናዘከርና ክንአስሮ ይግባእ እንተ ዘይ ኮይኑ አበይ ድአ አሎ ክርስትያንነትና ከምዚ ይብለና ሃወርያ ቅዱስ ጴጥሮስ እምነት ብዘይ ግብሪ ባዶ እያ ይብለና እና ከም ክርስትያን መጠን ዋላ ሰባት ስለ ዝኮነ ፍፁማት አይንኩን ነገር ግን ብዝክአለና መጠን አምላክነ ዘሐጉስ እንበር ሸለል ምባል ፅቡቕ አይኮነን
    አብ እትዓርፍሉ ግዜ ደሞ ቃል አምላክ ምስማዕ እና መፅሓፍ ቅዱስ ምንባብ ፅቡቕ እዩ ምክንያቱ ቃል አምላክ ንህወትካ ብርሃን እዩ
    ተደፍረ ብጣዕሚ ካብ ልቢ ይቅርታ ❤

    • @user-ul4gt1cp3t
      @user-ul4gt1cp3t หลายเดือนก่อน

      ትውና አለድዩ አብ ትግራይ ብሩክ ምግቢ ይግበረልኩም ፅብቃት 💞

    • @FreKahsay-im8du
      @FreKahsay-im8du หลายเดือนก่อน

      ኣነስ የፈለጥክዎይለ ታይ እዩ ትውና​@@user-ul4gt1cp3t

    • @MahletMahlet-ij4ox
      @MahletMahlet-ij4ox หลายเดือนก่อน +2

      ብትክክል ክብርቲይ ሓፍተይ ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏
      ኣብሳላ ሓፍተይ ምክሪ ሓፍትና ሰምዕኪይ ኣብ ተግባር ንምውዓል ባዓልቲይ ሙሉእ ተስፋ እየ ❤❤
      ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤

    • @UjJh-yw9hi
      @UjJh-yw9hi หลายเดือนก่อน +1

      ​@FreKahsay-im8du ናዓሳ ስጋ

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ክብረተይ መግለጺ ሃይማኖትና እዩ🙏❤

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +11

    ሎማዕቲ እኮ ቅዱስ ሚኪኤል እዩ 🙏💞ቅዱስ ሚኪኤል ካብ ወፅእኻ ምትራፍ ይምሓረና🙏🙏🙏
    ብሽም ቅዱስ ሚኪኤል ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቅነይ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ፅሩያት ❤❤ግን ማዕተብ ግበር እንድሕር ዘሕክከኪ ካኑ ጠስሚ ግበርሉ ዝክሪ ኣርቶደጉስ ተዋህዶ ተካንኪ ብኢድካ ምምዕታብ ለ ግን ተኪልካ ፅብቁ እዩ ኣነ ንባዕለይ በስምኣብ ኢለ እየ ዝበልዕ ግን ምምዕታብ ፅብቅ እዩ ።ቀፅሉሉ ንፈትወኩም ኢና❤❤

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v หลายเดือนก่อน +3

    ፅቡቅ ሓዳርኩም ይባረክ ❤ብምቅፃል እቲ ማዕተብ ግዴታ እዩ ትኣስርዮ ዘለኪ ምክንያቱ መለለይ ናይ ሓድ ክርስትያን እዩ ካልኣይ ትእምርተ መስቀል ግድን ቢኢድካ ምምዕታብ አይኮነን ኢልኪ ጌጋ ግድን ከነመዕትብ አለና ምክንያቱ ትእምርተ መስቀል ክንገብር ከለና ፀላኢ ሰናያት የቃፀለልና እዩ ❤❤ ክርስትያን ከም ክርስትያን ክነብር አለዎ❤❤❤

  • @BekiWeldu-xh2by
    @BekiWeldu-xh2by หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ ደቂ መዳም ዋዕሮታት ንሕናለ ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም ናብ ዓድናን👍 ቤተሰብናን ይምለሰና

    • @AsAs-uf6cs
      @AsAs-uf6cs หลายเดือนก่อน

      ኣሜን(3)ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይ ተዕድልቲ ፈቃር ስባኣይ ምርካብ ፍቅርኩም ከም ሖፃ ባሕሪ ጃሕ ጃሕ ይበለልኩም ዝፈትወኩም family ❤ናዓይ ለ ከም ናትኪ ሰባኣይ ክፈጥረለይ ፆሎት ክገብር የ😂❤

  • @Hêlù-H6xb
    @Hêlù-H6xb หลายเดือนก่อน +2

    እፍ ኣነስ ክፍትዉም ማዓት ፅቡቃት ፍጥረት ሓዳርኩም ይባረክ ኤሚየይ ሽኮር👑👸❤🙏

  • @melitube7785
    @melitube7785 หลายเดือนก่อน +8

    እንዳ ንኡድ ዉዕሎኹም ኣቕኒእኹምኒ ኣብለይ ፕሮግራመይ ሓዳር ክተግብሩኒ ኢኹም መስለኒ😁

  • @user-gm5kz5ce4b
    @user-gm5kz5ce4b หลายเดือนก่อน +8

    ግድንባ ተማዕትቡ ታእዩ ግድን የኾነይ ማለትኸ. ወይለከ ታይዶ ኾይንኺ

  • @hirut3498
    @hirut3498 หลายเดือนก่อน +4

    እዛ ማዕተብ ነገር ግን ሕሰብላ መዓረይ

  • @user-by6tl3jp2k
    @user-by6tl3jp2k 5 วันที่ผ่านมา

    እምበአር አብ ዓድናለ ትውና እኒኦ እዩ ይቅርታ ደአ እምበር ካብ ዝፀልኦ ምግቢ ብዙሕ ግዜ ካብ ምንታይ ይሰራሕ ኢላ ርአዮስ ክደአኒ አይከአለን ሓላላት❤

  • @user-jd8en4nz2c
    @user-jd8en4nz2c หลายเดือนก่อน +2

    ግድንእዩ ሓደ ክርስቲያን ኣማዕቲቡ ኣብነዘሰማያት እና በሰላም ቅዱስ ገብሪኤል ክበልዕ ኣለዎ ብተወሳኺ ማዕተብለ ግፍሕ ዝበለ ትጥቀሚ ትክእሊ ኢኪ ሻወር ተትገብርለኪ ዝወፅእ ዝኣቱ❤
    ካብኡ ፍልጠት ኣድለየ እዩ ስብከት ኣዳምፂ ከም ሓንቲ ኣርቲስት መጠን እኩል ፍልጠት ስለ ሃይማኖት ክህልወኪ ይግባእ ማዕተብ እና ምምዕታብ ግድን ድዩ ስለ ዝበልኪ እየ
    ብዝተረፈ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ንወድኩምለ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw หลายเดือนก่อน +2

    ኣንዳ ወለላይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናፊቀኩም ቃንየ❤❤👌

  • @user-ci1cj3ei6d
    @user-ci1cj3ei6d หลายเดือนก่อน +3

    ኤሚየይ ተናፋቂት ናፈቀኪ ቀኒየ ኣንካዕ ደሓን መፃኩሙ🦋🦋😍😍😍

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ምቅረተይ🙏

  • @0ppH5
    @0ppH5 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ በሃልቲ ብጣዕሚ ቃፅሊሉ ኣሕዋተይ ምግቢ ትሰርሒ ከለኺ ምግብኺ ክርእይ ደስዩ ዝብለኒ ❤️

  • @Abrhet924
    @Abrhet924 หลายเดือนก่อน +3

    አዚ ገዛ አብየ ሰፊር አያ ደሰ ብሃል

  • @tesfithadgu
    @tesfithadgu หลายเดือนก่อน +2

    ቡን ክተፍልሕ ኮለክ'ስ ክዳንክ ናይ ብና ወግዓው ክዳን ኣደታትክ ግበር ደስ ዘብል ውዕሎ ❤❤❤❤

  • @latlatailatlatai-4806
    @latlatailatlatai-4806 หลายเดือนก่อน +3

    ቡና ተፈልሒ ተለኺ ሸፎን ግበር ታቡናዉን ምዕርግቲ ክትኮን እሺ ወለላይ💝💝💝

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ ክብርተይ💞🙏

  • @AedenTeklay
    @AedenTeklay หลายเดือนก่อน +2

    ደስ በሃልቲ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️❤️❤️❤️

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብሳላተይ ዛንቤተይ ተፈታዊት ብኩሉ ነገር ብጣዕሚ እየ ልፈትየኩም ❤😘
    ውይ ተዓዲልኪ ዝስብኣይኪ ብሩኽ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብፍቅሪ የንብርኩም❤
    የኮነይ ዶ ስራሕ ዝሕግዘካስ ድካምኻ ልርደአልካ ስብኣይ ምርካብ እውን ትዕድልቲ እዩ👏
    ሰስንሉና ደቂ ዓበይቲ❤
    ኣብሲተይ ብዛዕባ ዛ ማዕተብ ግን ዋላ ክትሕፀቢ ከለኪ ናውፃእኪ ምግባር የሐሸኪ ዛንቤተይ❤

    • @user-ri2ho4rb2n
      @user-ri2ho4rb2n หลายเดือนก่อน

      Foolish ember gualey . Hgi yeley embey kab srhu le kibarer eu ligbeo !

    • @user-gm5kz5ce4b
      @user-gm5kz5ce4b หลายเดือนก่อน

      ኹሉ ምእማን ግን የዋፅእዶ😂😂😂

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 หลายเดือนก่อน +1

    ክተማዕቱቡማ እኒየኩም ኣሕዋተይ ማዕተብለ ምእሳር ፅቡቅዩ ወላ ሰንሰል ብመስቀል❤

  • @heahheah2523
    @heahheah2523 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብሲ ምቅርቲ ጋለይ ፅሪቲ ምቅልልቲ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤❤ ሕቶ ኣለኒ ከም ትምልስለይ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ እና ቱ መንፀፍ ናይ ምድሪ ብካርየ ድዩ ዝሽወጥ ስ ከመይ እዩ ንገርኒ መልሲ ንገዛይ መንፀፍ ስለ ዝደለኩ የ ስሚንቶ እዩ ሞ ብልዕሊኡ ክገብረሉ ይክእልዶ ኣደኪ ካብ ስደት ብጣዕሚ የ ዝፈትወኪ❤❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ እየ ለመስግን🙏 እታ ኣብ ሶፋ ዘላ ምንፃፍ ተኮይና 3000 እያ ዋግኣ

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ እየ ለመስግን🙏 እታ ኣብ ሶፋ ዘላ ምንፃፍ ተኮይና 3000 እያ ዋግኣ እቲ ማተሬላ ተኮይኑ ግን በቢ ዓይነቱ ይፈላለ እዩ ኣድላይ ትርኮይኑ ጠይቐ ክነግረክን 🙏

    • @heahheah2523
      @heahheah2523 หลายเดือนก่อน

      @@NuedTube ቱምንፃፍ ብምሉኡ እየ ዛጎለይ ናተይ ብስሚንቶ እዩ ቱመሬት ስረሚክ ኣይኮነን ይግቦሮ ይኮንዶ ጠይቅለይ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      @@heahheah2523 እቲ ጨርቒ ምንጻፍ ብካሬ የለይ ብዓብይ ግን ኣሎ እዩ ዋግኡ እየ ዘይፈልጦ እምበይ ዝነግረኒ እንተግንየ ጠይቐ ክነግረክን እየ 🙏

  • @Atseatsbeha1212
    @Atseatsbeha1212 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ ግድ የብልክይ መዐረይ መለለይ መንነትና እዩሞ ክርኺ እሰሪ

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

  • @rahelgebre2087
    @rahelgebre2087 หลายเดือนก่อน +2





    እየ
    ዝፈትወኩም ደቅዛ ብሩካት ❤ love you so mach ኣብሳለት ሽኮር

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

    • @rahelgebre2087
      @rahelgebre2087 หลายเดือนก่อน

      @@RahelGebrehwet ገይረልኪይ

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z หลายเดือนก่อน +1

    _ኣነሰ ብጣዓሚ ዝፍተወኪ ኣዘራራበኺ እና ኣከዳድነኪ 💞💞💞_

  • @user-kk1fg9sf5u
    @user-kk1fg9sf5u หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ንፉዕ እዩ ይረአ ኣሎ ኣምላኻ ፍቅሩኩም ይእብዛሓ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝናተይ🙏

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb หลายเดือนก่อน +1

    Des behali vlog esey senseratkum geltsenetkum betami ekum temechuweni berteu❤❤❤❤❤👌👌👌👌

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

  • @gullala4624
    @gullala4624 หลายเดือนก่อน +3

    ማዕተብ ሓቲ ክሪ ምግባር ትክእሊ ኢካ አላርጂክ ክሳዕ ማዓዝ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน +5

    አብሰላተይ ዓርብን ረቡዕን ክትፆሙ እኒኤኩም ከም አመንቲ ኦርቶደክስ ፅሓፈና ካብ 7 ዓመት ክንፆም ከም ዘለና ይነግረና እዩ ብዝተረፈ ሰናይ ትምኒተይ ብሰላምን ብፍቕርን ክትነበሮ አምላክ አብ ማእኸለኩም ይኹን ንኡደይ ስዕምምምምም አብልለይ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏

    • @heahheah2523
      @heahheah2523 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ኣትን ሰባት ታይ ይምልከተክን ኣብዚ መፂኪን ፃድቅ ፃድቅ ኣይትጫወታ ዋይ😢

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      @@heahheah2523 ብሓቂ ለባመይ ማኣዚ ከምዝተቀረፅ እቲ ቨድዬ ከይፍለጣ ይናገራ
      ሳብስክራይብ ግበረለይ ምቅረተይ🙏

    • @brhan7521
      @brhan7521 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@Almi_Almሰብ ገደል ምፅዳፍ እዩ ደስ ዝብለኩም ምሽ እታ ሓፍትና እያ በላ ትክክለና ሓፍታ ካብ ሕማቕ መንገዲ ክትመልሳ ትፅዕር ኣላ እትይ ሓደ መሓዞም ልምንታይ እንጀራ ብሽሮ ካምዝበልዕ ዘለከ ተረዲኡክን ድዩ መጣቐዕቲ ጥራይ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      @@brhan7521እሺኒ ክብርተይ ትረፍ ዘረባ ይትረፍና🙏

  • @ህያብ
    @ህያብ หลายเดือนก่อน +8

    እንዳ ንኡድ ሰላምኹም ይብዛሕ ብዛዕባ ኮመንት ብዝሑ ኣይትገደሱ ሓፍተይ ሰብና ውሽጡ ዓዱ ከይረኤየ ናሰብ ጥራሕ ናኣረየ እዩ ዝውዕል ዝሪኹስ ሓበሻ።

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 หลายเดือนก่อน

      @@ህያብ ሕቡሽ ዕዶ ፍእ

    • @xggrccgg6880
      @xggrccgg6880 หลายเดือนก่อน

      ብትክክል❤

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ደስ ብሃልቲ እሙየ ድማ ንፍዕቲ ኢኺ ብኹሉ ነገርኪ❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ🙏🙏

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 23 วันที่ผ่านมา

    ኤሚየ ወሓለ ቃሕ በሃሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ኣነስ ክፈትየኩም መዓት እየ ምቁራተይ ♥️♥️

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብሉ❤ሓዳርኩም ይባረኽ❤ፍቕርኹም ይብዛሕ❤❤❤❤ንዓናለ ናብዚ የብቅዐና❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ይ

  • @abebagebreegziabher4048
    @abebagebreegziabher4048 หลายเดือนก่อน +1

    Wow you are a good cooker and beautiful ♥️👌

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน +3

    ዋወወወ ደሰ ባሃልቲ ዋሓሎ ኢኪ ብሓቂ ❤❤❤ ደቂ ዓደይ ሳፕሰክራይፕ እባ በልለይ ደቂ ዓደይ ሓዳሸ ጀማሪት እየዋ 🙏🙏🙏

  • @user-vw3dd4ss3d
    @user-vw3dd4ss3d หลายเดือนก่อน +2

    ቡሩካተይ ፈጣሪ ናኣኩም የምስለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ😍

  • @user-bk6br1jt3o
    @user-bk6br1jt3o หลายเดือนก่อน +1

    ናትኪ አዓርክቲሰ ሞያ አምህርየንን ብጣዓሚ በዓልታ ሞያ አኪ ኢማ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ምቅረተይ🙏

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🤲

  • @FgRr-yc1wg
    @FgRr-yc1wg หลายเดือนก่อน

    ማዓርይ ናይ ግድን ሰለሰተ ግዜ አማዓትብኩም በልዑ

  • @user-lt5rm4vj2s
    @user-lt5rm4vj2s หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ብሃሎ እዳ ንኡደይ ሓዳርኩም ይባረኽ🙏🥰🥰🥰🥰🥰

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

  • @khankhsn1029
    @khankhsn1029 หลายเดือนก่อน

    ቀፅሊ ማዓረይ ኣውራ ምግቢ ክትሰርሒ ከለኪ ቅረፅልና

  • @TRHAS-gp2uq
    @TRHAS-gp2uq หลายเดือนก่อน +3

    ዩቱብ ምክፍት ከምዚ ድዩ ጡዑይ ነገር ዘይተቅርቢ ቆረስና መሳሕና ጥራሕ

    • @samer-wh6rk
      @samer-wh6rk หลายเดือนก่อน +4

      ሰብ ዓቅሚ ዝክእሎ እዩ ዝሰርሕ ሓፍተይ ተከኢልኪ ኣታባብዕዮም ተዘይኪእልኪ ካብ ሕማቅ ምፃሓፍ ምቅጣብ ፅብቅ እዩ

    • @MahletMahlet-ij4ox
      @MahletMahlet-ij4ox หลายเดือนก่อน

      ምሳኪይ ደምርኒይ ምቅርተይ ❤​@@samer-wh6rk

    • @UjJh-yw9hi
      @UjJh-yw9hi หลายเดือนก่อน +3

      ብግዲ ረአዮ ዝበለኪ የለን ስቁ ኢልካ ምሕላፍ መን ከልከለ ካብ ሕማቅ ምፅሓፍ ንፅሕፎ ንፍለጥ ሓደ ሓደ እኒአናስ ሞራል ሰብ ንምስባር ቆዳሞት ንኾን ንምንታይ?ዓቅሞም ይሰርሕለው ተኺእልና ነበራታትዐዮም ፅባሕ ካብዚ ዘሐሸ ሒዞም ክመፁ😊ኣብ ናምሓሩ ግን ናጣቃዓኺ ኢኺ ትውዕሊ ትኾኒ ርግፀኛ እየ።

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y หลายเดือนก่อน

      ​@@samer-wh6rkመን እዩ ግድን ረአይኦ ኢሉክን ተዘይተመችውኪ ሓላፍኪ ዘይትከዲ ዋኝኝኝ ሰብ ሎሚ😮😮

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤አሰይ ሙቁራት።

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r หลายเดือนก่อน +1

    ፅሩያተይ ደስ ክትብሉ ❤🥰

  • @Yordi-ei5zb
    @Yordi-ei5zb หลายเดือนก่อน +2

    Shahi gele Eba gberi meweraredi neti akerarba le kemaergelki eyu wey kea may ms kursi kem mkri zhaftey

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚየ ልፈትየኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @love-yv9px
    @love-yv9px หลายเดือนก่อน +1

    ማዕተብ ግዴታ እዪ

  • @fsfgd4800
    @fsfgd4800 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu5944 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ኤሚ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም family 👨‍👩‍👧❤️

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ይ

  • @SERWNA941
    @SERWNA941 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ከመይ ከሪማትኩም ናይ ኑኡድ ቤተሰብ ጠፍኤ ቀንየ መአረይ ብዝካነ baby ውን ጎቢዙ አሎ ተመስገን .አሜን ንአይውን ከመም ወለላይ ይሃበኒ አምላክ እና ካብ ወለላይ መሐዙት ሃደ ስባይ አልሽለኒ 😂መአረይ 😂 አብ ቀፃሊ video መልስ ክፅበ እየ

  • @tigraynamedia5885
    @tigraynamedia5885 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉 ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ወለላይ አይትቅንኡና ግን❤ንኡደይ ለ ገቢዙ ዝወደይ🎉❤

  • @titial9069
    @titial9069 หลายเดือนก่อน +1

    ስንጊላት ተኮይኖም ሓደ እባ ረእይና ኤሚየይ😊

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz หลายเดือนก่อน +1

    Absiye des bhai ❤❤❤❤❤

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน +1

      @@DdRr-nc1pz ደምረን😍

  • @Atranos_Entertainment
    @Atranos_Entertainment หลายเดือนก่อน +1

    ኣይተህሩፉና

  • @lemlemhatsey2470
    @lemlemhatsey2470 หลายเดือนก่อน +2

    Bi kalka mimetab libehal ab Christian yeley. Amlakina bitegbar eyu tesekilu adhinuna. Nay gota siklet enazekerkum bi meskel milkit kitematbu ygbeakum. Ayameneluy libehal yeley wey mihdag wey higi miftsam eyu..

  • @user-jo9jo3dr8y
    @user-jo9jo3dr8y หลายเดือนก่อน

    አሜን ሙቁራተይ❤❤❤

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ወለላይ❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ይ

  • @milli12354
    @milli12354 หลายเดือนก่อน +3

    ጋሻ ናብ ገዛኻ ንዓኻ ክብል ኣኽቢሩ ክሳብ ዝመፀ ድረስ ፣፣ብጃማ ( ፕጃማ ) ጌርኬ ምቕባል ነውሪ እዩ ኣባና ን ኣብ ምዕቡላት ሃገራትን ❤

    • @user-cy4uj9dd4e
      @user-cy4uj9dd4e หลายเดือนก่อน

      Way 😂

    • @user-gm5kz5ce4b
      @user-gm5kz5ce4b หลายเดือนก่อน +2

      እወ ግን ኣብዓድና ልብላዕ ልሰተ ብቻ 😂😂😂

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y หลายเดือนก่อน

      ​@@user-gm5kz5ce4bብሓቂ።❤

  • @rozinafantahun8770
    @rozinafantahun8770 หลายเดือนก่อน

    Shewit slereakuka des eluni ❤❤abuwayle hadarki ybarek wedki yeabiyelki welelay❤

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🤲

  • @fghi2599
    @fghi2599 หลายเดือนก่อน

    ምቅራት ቀፅሉ❤❤

  • @user-zm3dd5ol9g
    @user-zm3dd5ol9g หลายเดือนก่อน +1

    ኣምዋይ ምምዕታብ ግዲን ዩኡ ትምገብለኹም ኣማዕትቡ❤❤❤

  • @MdHassan-sd1lf
    @MdHassan-sd1lf หลายเดือนก่อน

    Regeon tunane behad ayemegbn yekrta❤❤❤❤❤❤

  • @rutahabte9695
    @rutahabte9695 หลายเดือนก่อน +1

    Besmab mebal gedeta eu aytgageyi ne abat nebsi ente aliki heteti melsi ketrki bi eki

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e หลายเดือนก่อน +1

    ተፈተውቲ❤❤❤❤

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏

  • @mili-dn3ef
    @mili-dn3ef หลายเดือนก่อน

    ኣስይ ፁሩያት ደስ ክትቡሉ 🎉❤❤

  • @LemlemKihshen
    @LemlemKihshen หลายเดือนก่อน

    Zhaftey kulugize zketatleki Ena deszbl andebet aleki eshi hadarki ybarkelki zhaftey❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

  • @JcGx-yo8fl
    @JcGx-yo8fl หลายเดือนก่อน

    ዋዋዉዉዉ🎉🎉❤ሓዲኦም ሲንግል ተኮይኖም 😅❤

  • @medhanitgaltgraytgray2732
    @medhanitgaltgraytgray2732 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @user-vb7kq8jt4f
    @user-vb7kq8jt4f หลายเดือนก่อน +1

    ብጥዕሚ እየ ዝፈተወኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ወለላይ ተገዲስኪ መልስለይ ዛ ቲቪ ክንደይ ሂብክላ ኣነውን ከምኣ ክገዝእ ደልዋ ❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      Eshi haftey bmejemerya kbret yhabelna anhna kab ngeza tsnihna eina gn bgmt kab 55-60

    • @user-vb7kq8jt4f
      @user-vb7kq8jt4f หลายเดือนก่อน

      @@NuedTube እሽኒ ወለላይ ክብረት ይሃበለይ😍

  • @rechlegesse3498
    @rechlegesse3498 หลายเดือนก่อน

    Gobez eki tebareki

  • @gullala4624
    @gullala4624 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ግዚ ንምንታይ ብናትኪ ቦይስ ጥራሕ ሓደ ሓደ ግዜ ክትፃወቱ ትዛናግዑ ተለኩም አእትዉልና

  • @user-vq6qf8ds9m
    @user-vq6qf8ds9m หลายเดือนก่อน

    ሓድርኩም ይባረክ ሙቁራት ስድራ❤❤❤❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน

      ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርለይ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y หลายเดือนก่อน

    ሙቁራት ስድራ ተባረኩ🙏❤❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi หลายเดือนก่อน

    እንዳ ንኡድ ጥዑማት ስድራ❤❤❤

  • @HagerBirhane
    @HagerBirhane หลายเดือนก่อน

    gobz eki abey alki gezaki xbuk serhatena alatki do

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      Yebleyn

  • @slamaor6578
    @slamaor6578 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሕዋትይ❤️❤️❤️🥰

  • @asmerettesfu857
    @asmerettesfu857 หลายเดือนก่อน

    Des zbl akerarba kexlyo❤

  • @agazittube7330
    @agazittube7330 หลายเดือนก่อน +2

    ክሊ ገራሚት ማዕተብስ ኣላርጂ😂

  • @ሸዊትዩቱቡ-ኘ2ጀ
    @ሸዊትዩቱቡ-ኘ2ጀ หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ናኦዶ ቤተሰብ. ሰብሰክራይብ ግቦርለይ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ፅርያት ሓዳርኩም ይባርኮ ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 หลายเดือนก่อน

    እረ ምቅርቲ ሓፍተይ ዉሕልና ኣይተከኣልክን ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ❤🎉

  • @user-hx9hu3qp2t
    @user-hx9hu3qp2t หลายเดือนก่อน +1

    ጥዑማት ስድራ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-vm6nx4uh7d
    @user-vm6nx4uh7d หลายเดือนก่อน

    ቀፅልሉ

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ናኡደ ንፈትወኩም ኢና ግን ዛምድጃኪ ኣፅርያ ግድን ከኣ

  • @user-uy7cw1nv7z
    @user-uy7cw1nv7z หลายเดือนก่อน

    ደሰባሃልቲ❤❤❤❤

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 หลายเดือนก่อน

    ❤ምቁራተይ ተባረኹ ምሉእ ይግበረልኩም

  • @user-qt9wp1lt3c
    @user-qt9wp1lt3c หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤

  • @user-xv6ew4iu8u
    @user-xv6ew4iu8u หลายเดือนก่อน

    ዋሓለ የኔማርርር❤❤😍

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e หลายเดือนก่อน +1

    ዛናይ ምግቢ ጣውላኪ ክንደይ ገዚእክያ ዝያዳይ መልስለይ ብጣዕሚ እየ ደማ ዘድንቀኪ ቆልዓ ሒዝካ ናብራ ከቢድ እዩ ❤❤

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🤲

    • @NuedTube
      @NuedTube  หลายเดือนก่อน

      Eshi kbret yhabeley 60

  • @seliney
    @seliney หลายเดือนก่อน

    Will try this eski

  • @user-lk1bf6ly5r
    @user-lk1bf6ly5r หลายเดือนก่อน

    Adkiy tbarek amiy wohlo anes kftwekiy

    • @GalRayaRayuma
      @GalRayaRayuma หลายเดือนก่อน

      @@user-lk1bf6ly5r ደምርን😍